This is a genuine and golden song, the lyrics and melodies are so wonderful. You will never find a song like this anywhere in the world these days. We should pay more attention and value to such songs. This wonderful old-day song is full of admiration and respect for honoring one's family and society. Very nice and outstanding traditional song, completely authentic, and pure, with no imitation and no copy and paste. Every lyric and melody follows one after the other very well. You sing in a well-organized manner from beginning to end. The lyrics and melodies are well organized as well. This song has a positive, peaceful, calming, and relaxing effect. Such a song is timeless and should be valued. I am interested in and appreciative of authentic and classy traditional songs!!! I guess, such a song will be liked even by the Archangels, especially by Archangel Raphael, Angel of the Trumpet.💖💖💖🌄🌄🌄💐💐💐🌺🌺🌺🌿🌿🌿💫💫💫 እዚኣ ሓቀኛን ወርቃዊትን ደርፊ እያ፣ ግጥምታታን ዜማታታን ኣዝዩ ድንቂ እዩ። ኣብዚ ግዜ እዚ ከምዚ ዝበለ ደርፊ ኣብ ዝኾነ ቦታ ዓለም ፈጺምካ ኣይትረኽቦን ኢኻ። ከምዚኦም ዝበሉ ደርፍታት ዝያዳ ኣቓልቦን ዋጋን ክንህቦም ይግባእ። እዛ ድንቂ ናይ ቀደም ደርፊ ንስድራቤትካን ሕብረተሰብካን ንምኽባር ኣድናቖትን ኣኽብሮትን ዝመልአት እያ። ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ብሉጽን ባህላዊ ደርፊ፣ ፍጹም ሓቀኛ፣ ከምኡ'ውን ጽሩይ፣ ምምሳልን ቅዳሕን ምልጣፍን ዘይብሉ። ኩሉ ግጥምን ዜማን ሓደ ድሕሪ ሓደ ኣዝዩ ጽቡቕ ጌሩ ይስዕብ። ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ብጽቡቕ ዝተወደበ ኣገባብ ትደርፍ። ግጥምታትን ዜማታትን እውን ብጽቡቕ ዝተወደበ እዩ። እዛ ደርፊ እዚኣ ኣወንታዊ፣ ሰላማዊ፣ ዘህድእን ዘዛንን ውጽኢት ኣለዋ። ከምዚ ዝበለ ደርፊ ግዜ ዘይስዕሮ ስለዝኾነ ዋጋ ክወሃቦ ይግባእ። ሓቀኛን ደረጃ ዘለዎን ባህላዊ ደርፍታት ይግደስን የድንቖን!!! ኣነ ዝግምቶ፣ ከምዚ ዓይነት ደርፊ ብሊቀ መላእክት ከይተረፈ ብፍላይ ሊቀ መላእክት ሩፋኤል፡ መልኣኽ መለኸት ክፈትዎ እዩ። 💖💖💖🌄🌄🌄💐💐💐🌺🌺🌺🌿🌿🌿💫💫💫
This cultural song is antique and unique and the word Embetey/Imbetey is nice. You all are good at singing traditional songs and the lyrics and melodies are wonderful. But I think it can be excellent and useful to have a more professional and experienced photographer, videographer and editor guiding you to further develop your musicianship. In fact, I admire you for trying to preserve your cultural heritage, even though you are abroad. The little angeliche girls are so cuties, they seem well-behaved, obedient and kind. May the Almighty God, the Creator of the entire universe, heaven and earth, bless them. May the Almighty God bless and keep you all. May the Almight God make His face shine upon you and give you grace and glory. Your work is excellent and much appreciated. Keep it up like that!!! Hopefully, you will come with new traditional song or songs of the Geez New Year of Saint John and Meskel. 💖💖💖🌿🌿🌿🌺🌺🌺💫💫💫🌷🌷🌷 እዚ ባህላዊ ደርፊ ጥንታዊን ፍሉይን ኮይኑ እመቤተይ ዝብል ቃል ድማ ደስ ዝብል እዩ። ኩልኽን ባህላዊ ደርፍታት ኣብ ምድራፍ/ምዝማር ንፉዓት ኢኽን፣ ግጥምታቱን ዜማታቱን ድማ ድንቂ እዩ። ግን ዝያዳ ሞያውን ምኩርን ሰኣላይ፣ ቪድዮ ሰራሒን ኣሰናዳኢን ይወ ኣዳላዊን፣ ንሙዚቀኛነትክን ዝያዳ ንምምዕባል ዝመርሓክን ምህላው ብሉጽን ጠቓምን ክኸውን ይኽእል ይመስለኒ። ብሓቂ ክርአ ከሎ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገር እናሃለኽን ይወ ኮይንክን፣ ባህላዊ ውርሻኽን ክትዕቅባ ምጽዓርኽን ኣዝየ እየ ዘድንቐክን። እተን ንኣሽቱ ኣዋልድ መላእኽቲ ኣዝየን ምቁራት እየን፣ ብሉጽ ጠባይ ዘለወን፣ ምእዙዛትን ሕያዎትን ይመስላ። ፈጣሪ ኩሉ ኣድማስ ሰማይን ምድርን ዝኾነ ልዑል እግዚኣብሔር ይባርከን። ልዑል እግዚኣብሄር ንኹልኽን/ንኹልኹም ይባርኽን ይሓልወክንን/ይሓልወኩምን። ልዑል እግዚኣብሔር ገጹ የብርሃልክን ጸጋን ክብርን ይሃበክን። ስራሕክን ብሉጽን ብዙሕ ዝምስገንን እዩ። ከምኡ ቀጽሎኦ!!! ተስፋ ይገብር ሓድሽ ባህላዊ ደርፊ ወይ ደርፍታት ናይ ግእዝ ሓድሽ ዓመት ቅዱስ ዮሃንስን መስቀልን ሒዝክን ክትመጻ። ❤❤❤🍀🍀🍀💐💐💐💫💫💫🌹🌹🌹
Original and adorable traditional song, you are all beautiful and talented singers and the singer's hairstyle is fine. Continue to perform our lovely traditional songs. 🌿💐🌿💐🌿💐🌾🌿🌾🌿🌾🌿
What a lovely song! This wonderful old traditional song should have been viewed by millions by now. This song is the original and oldest traditional Tigrinya song. Beautiful ladies, keep going, don't stop! 💚💚💚🌼🌼🌼🌿🌿🌿💐💐💐
This old traditional song is first-rate and great, this song takes you back to old days. You are all beautiful, especially the little girls are so beautiful. Very nice melody and superb lyrics. You are amazing and truly impressive. Keep it up! 💖💖💖🌄🌄🌄🦚🦚🦚💐💐💐🌿🌿🌿🌷🌷🌷
እዘን ኣዋልድ ኣኩለጉዛይ ሲ ከመይ ዝበላ ሕፉራትን ኩቡራትን እየን ወደይ እታ እንካ ካብ ተዛረብቲ ትግሪኛ ኩቡር ክዳን ለቢሳ ትከይድ ኣብ ሓዳራ ጽንዕቲ ኣብ ዝኣተወቶ ወላ እቲ ጣልያን ዘውጻልና ኣውራጃ ኣብ ካልእ ኣውራጃ እንተተመርዓወት ኣብ ሓዳራ ሃጋፍ ዘይትእቱ ክብርቲ እያ ሞ፡ እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን።
እወ ሓቅኻ ደቂ ኤርትራ እንድየን፡ኤርትራ ስለዝፈጠረተን ናይ ግድንየን ከም'ኡ ክኾነና፡
ከም'ኡ ስለዝኾና ኤርትራውያን ከኣይና ብ9 ባህሊ ቢሄራትና ባህሊ ትግረ፡ባህሊ ሳሆ፡ዓፈር፡ብሊን፡ኩናማ፡ናራ፡ቡዳወት፡ራሻይዳ፡ትግርኛን
ወትሩ ንኾርዕን ንሕበንን።
ስለዚ ሓቅኻ ኣለኻ ክትኮርዕን ክትሕበንን ይግበኣካ!የቐንየልና።
እዚኣ ፍልይቲ ባህላዊት ደርፊ እያ፣ ደስ ዝብልን ጥዑምን ዜማ ዘለዋ። ባህላዊ ደርፍታት ዞባ ሰንዓፈ ዘገርም እዩ። ኩሉ መበቆላውን ናይ ቀደምን ባህላዊ ደርፍታት ከባቢ ሰንዓፈ ብቐጻሊ እንተትቕርባ ክንደይ ደስ ምበለ። ኣብ ቀረባ እዋን ሓደሽቲ ብሉጻትን፣ ፍቱዉን መሳጥትን ባህላዊ ደርፍታት ከምተቕርባ ወይ ከም እትመጹኣ ርግጸኛ እየ። 💖💖💖☘☘☘🌺🌺🌺
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደርፊ፡ ክሃስስ ቀሪቡ ዝጸንሐ ባህሊ ብውሕሉል ኣገባብ ምቕራብክን ደስ ዝብል ኢዩ
This is a magnificent and lovely traditional song, except that there is too much shadow in the video. 🌄🌄🌄💖💖💖🌿🌿🌿🌺🌺🌺
This is a genuine and golden song, the lyrics and melodies are so wonderful. You will never find a song like this anywhere in the world these days. We should pay more attention and value to such songs. This wonderful old-day song is full of admiration and respect for honoring one's family and society.
Very nice and outstanding traditional song, completely authentic, and pure, with no imitation and no copy and paste. Every lyric and melody follows one after the other very well. You sing in a well-organized manner from beginning to end. The lyrics and melodies are well organized as well.
This song has a positive, peaceful, calming, and relaxing effect. Such a song is timeless and should be valued. I am interested in and appreciative of authentic and classy traditional songs!!!
I guess, such a song will be liked even by the Archangels, especially by Archangel Raphael, Angel of the Trumpet.💖💖💖🌄🌄🌄💐💐💐🌺🌺🌺🌿🌿🌿💫💫💫
እዚኣ ሓቀኛን ወርቃዊትን ደርፊ እያ፣ ግጥምታታን ዜማታታን ኣዝዩ ድንቂ እዩ። ኣብዚ ግዜ እዚ ከምዚ ዝበለ ደርፊ ኣብ ዝኾነ ቦታ ዓለም ፈጺምካ ኣይትረኽቦን ኢኻ። ከምዚኦም ዝበሉ ደርፍታት ዝያዳ ኣቓልቦን ዋጋን ክንህቦም ይግባእ። እዛ ድንቂ ናይ ቀደም ደርፊ ንስድራቤትካን ሕብረተሰብካን ንምኽባር ኣድናቖትን ኣኽብሮትን ዝመልአት እያ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ብሉጽን ባህላዊ ደርፊ፣ ፍጹም ሓቀኛ፣ ከምኡ'ውን ጽሩይ፣ ምምሳልን ቅዳሕን ምልጣፍን ዘይብሉ። ኩሉ ግጥምን ዜማን ሓደ ድሕሪ ሓደ ኣዝዩ ጽቡቕ ጌሩ ይስዕብ። ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ብጽቡቕ ዝተወደበ ኣገባብ ትደርፍ። ግጥምታትን ዜማታትን እውን ብጽቡቕ ዝተወደበ እዩ።
እዛ ደርፊ እዚኣ ኣወንታዊ፣ ሰላማዊ፣ ዘህድእን ዘዛንን ውጽኢት ኣለዋ። ከምዚ ዝበለ ደርፊ ግዜ ዘይስዕሮ ስለዝኾነ ዋጋ ክወሃቦ ይግባእ። ሓቀኛን ደረጃ ዘለዎን ባህላዊ ደርፍታት ይግደስን የድንቖን!!!
ኣነ ዝግምቶ፣ ከምዚ ዓይነት ደርፊ ብሊቀ መላእክት ከይተረፈ ብፍላይ ሊቀ መላእክት ሩፋኤል፡ መልኣኽ መለኸት ክፈትዎ እዩ። 💖💖💖🌄🌄🌄💐💐💐🌺🌺🌺🌿🌿🌿💫💫💫
ፅበቓት ፍጥረት ፅሩያት ደቂ ኣከለጉዛይ ሹመጃና ካብ ኣሕዋትክንን ፈተውትክን ደቂ ዓዲክን ዛላምበሳ ጉሎመኸዳ እየ
❤
Thank you from your brother wedi EREY
Alologzay eritra 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷hagere eritra
Beautiful ladies and a nice cultural song, keep it up.🌷🌴🌾🌷🌴🌾🌷🌴🌾🌷🌴🌾🌷
ደቂ ስንዑፈይ ዓቀብቲ ባህሊ ርሑስ ፋሲካ ይግበረልና
This cultural song is antique and unique and the word Embetey/Imbetey is nice. You all are good at singing traditional songs and the lyrics and melodies are wonderful. But I think it can be excellent and useful to have a more professional and experienced photographer, videographer and editor guiding you to further develop your musicianship. In fact, I admire you for trying to preserve your cultural heritage, even though you are abroad.
The little angeliche girls are so cuties, they seem well-behaved, obedient and kind. May the Almighty God, the Creator of the entire universe, heaven and earth, bless them. May the Almighty God bless and keep you all. May the Almight God make His face shine upon you and give you grace and glory.
Your work is excellent and much appreciated. Keep it up like that!!! Hopefully, you will come with new traditional song or songs of the Geez New Year of Saint John and Meskel. 💖💖💖🌿🌿🌿🌺🌺🌺💫💫💫🌷🌷🌷
እዚ ባህላዊ ደርፊ ጥንታዊን ፍሉይን ኮይኑ እመቤተይ ዝብል ቃል ድማ ደስ ዝብል እዩ። ኩልኽን ባህላዊ ደርፍታት ኣብ ምድራፍ/ምዝማር ንፉዓት ኢኽን፣ ግጥምታቱን ዜማታቱን ድማ ድንቂ እዩ። ግን ዝያዳ ሞያውን ምኩርን ሰኣላይ፣ ቪድዮ ሰራሒን ኣሰናዳኢን ይወ ኣዳላዊን፣ ንሙዚቀኛነትክን ዝያዳ ንምምዕባል ዝመርሓክን ምህላው ብሉጽን ጠቓምን ክኸውን ይኽእል ይመስለኒ። ብሓቂ ክርአ ከሎ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገር እናሃለኽን ይወ ኮይንክን፣ ባህላዊ ውርሻኽን ክትዕቅባ ምጽዓርኽን ኣዝየ እየ ዘድንቐክን።
እተን ንኣሽቱ ኣዋልድ መላእኽቲ ኣዝየን ምቁራት እየን፣ ብሉጽ ጠባይ ዘለወን፣ ምእዙዛትን ሕያዎትን ይመስላ። ፈጣሪ ኩሉ ኣድማስ ሰማይን ምድርን ዝኾነ ልዑል እግዚኣብሔር ይባርከን። ልዑል እግዚኣብሄር ንኹልኽን/ንኹልኹም ይባርኽን ይሓልወክንን/ይሓልወኩምን። ልዑል እግዚኣብሔር ገጹ የብርሃልክን ጸጋን ክብርን ይሃበክን።
ስራሕክን ብሉጽን ብዙሕ ዝምስገንን እዩ። ከምኡ ቀጽሎኦ!!! ተስፋ ይገብር ሓድሽ ባህላዊ ደርፊ ወይ ደርፍታት ናይ ግእዝ ሓድሽ ዓመት ቅዱስ ዮሃንስን መስቀልን ሒዝክን ክትመጻ። ❤❤❤🍀🍀🍀💐💐💐💫💫💫🌹🌹🌹
This is an amazing traditional song and it is a nice melodious.💖💖💖☘☘☘🌺🌺🌺
Original and adorable traditional song, you are all beautiful and talented singers and the singer's hairstyle is fine. Continue to perform our lovely traditional songs. 🌿💐🌿💐🌿💐🌾🌿🌾🌿🌾🌿
ሰሚዐ ምምናው ሲኢነያ። ድሮ 4 ግዜ ሰሚዐያ ኣለኹ። ክብረት ይሃበልና ምቁራት ። ኣጆኽን ኣምባሳደራት ባህልና ኢኽን። ንመዋእል ተደፊኑ ንከይፍለጥ ዝተጸቕጠ ባህልና በቲ ምቁር ላዛና ንኩሉ ትግርኛ ዝሰምዕ ዘላለኽናልና ኩሉ ግዜ እና ኮራዕክናሉ ትነብራ ዕዮኽን ኢዩ ።
Kamay tegaru dyen ????
abaditey ybel bahli adi wereja from ethiopia
What a lovely song! This wonderful old traditional song should have been viewed by millions by now. This song is the original and oldest traditional Tigrinya song. Beautiful ladies, keep going, don't stop! 💚💚💚🌼🌼🌼🌿🌿🌿💐💐💐
ኣሰይ ሓለውቲ ባህልናን ድምጽን ኣምላክ ይባርክን ካብ ጋል ትግራይ🇻🇳🇻🇳
Eritrawit iyom Ati zebi
♥️🙏🏽♥️♥️♥️
ኣብ ዘይናትኪ ኣይትኺዲ፡
ናብ እንቲጮ ገጽኪ ኣቕንዒ፡ዘይናትኪ ኣይናትክን፡ ባህልናን ኣዋላፍናን ከነመጉሰን ባዕልና ጥራይ ን'ኣኽለን ኢና፡ጦብሎቕሎቕ ኣይበሉ እንዳ ጭፍራ ጉጅለ ክፍ ኣት።
ኣቤት ውሕልነትን ድምጽን ኣምላክ ይባርክን ሓለውቲ ባህልናን ጎይላናን
ዓዲ ክብርን ታሪክን ሰንዓፈ አድመ ይሃብክን ኩቡራት ኣሕዋት
Dear Bahli Adina, would you please sing about Qakumen and Qudus Yohannes? Thank you! 💚💚💚🌼🌼🌼💐💐💐🌿🌿🌿
This old traditional song is first-rate and great, this song takes you back to old days. You are all beautiful, especially the little girls are so beautiful. Very nice melody and superb lyrics. You are amazing and truly impressive. Keep it up! 💖💖💖🌄🌄🌄🦚🦚🦚💐💐💐🌿🌿🌿🌷🌷🌷
ቀዳምነት ሰላም እንቃዕ ናብዚ ኩቡር ባዓል ዳግማይ ትንሳኤ ኣብጽሓና ። ናይባሓቂ ኣብዲት ሓብተይ ክረዲት ይግባኣኪ ዩ! ኣጆኺ በርትዒ ኩሉ ንኽእሎ ዘበለ ድማ ኣይክንበቀልክን ኢና ❤❤❤❤
nay behaki mtbibae zdlyen sebat eye mnalbat kea hagez zedlyen ente qoynu khteta hgbae
A beautiful and tuneful song. Keep it up the good work! 💚💚💚🌼🌼🌼🌿🌿🌿💐💐💐
ሰላም ባህሊ ዓዲና! ክሓተክን እፈቱ፣ ንምንታይ ኢኽን ኣብ ቅንያት ወይ እዋን ማርያን ቁዱስ ዮውሃንስን መስቀልን ባዓላት ንኣዋልድ ብግቡእ ካብ ዕንቊ ዝተሰርሐ ስልማት ልክዕ ከምቲ ናይ ቀደም ዕንቊታት ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ዘይትጥቀማ? ካብቲ መበቆላውነት ከይ ወጻእክን ግን ከኣ ብዝጸበቐን ዝማዕበለን ዝበለጸን ኣገባብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ቅዲ ወይ ዲዛይን ናይ ዕንቊታት ጌጣጌጥ ንንኣሽቱ ኣዋልድን መንእስያትን ክትጥቀማ ይግባእ ወይ ግድን ይኾውን። እንተደኣ ብሓቂ ባህለይ ይፈቱን፣ ይፈልጥን፣ ይዕቅብን፣ የኽብርን፣ ብግቡእ ብትኽክል መንገዲ የቕርቡን እየ ክትብል ኮይንካ ምሉእ ብምሉእ ናይ ቀደም ዝተፋላለየ ባህላዊ ልምድታት፣ ኣገባብ ኣከዳድናን ስልማትን እውን ክትርስዕ ይኹን ክትገድፎ የብልካን። ኣብ ዝሃለኻ ሃሉ ብዘየግድስ፣ ሕድሪ ባህላዊ ቅርስታት ልምድታት ኣቦሓጎታትካን እኖሓጎታትካን ክትዝንግዖ፣ ሸለል ክትብሎ ወይ ፈጺምካ ብሸለልትነት ክትሪኦ ክትሕዞ የብልካን፣ ኣይግባእን።
ብባህላዊ ልምድታትክን ብኣዚዩ ሓያል ኒሒን ዓሚቝ ድለትን ኣገባብ ዘይትግደሳ ስለዝኾንክን ድዩ ወይስ ብዛዕባ ናይ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ናይ ቀደም ኩሉ ባህላዊ ልምድታት ናይ ዝተፋላለየ ስልማቲን ኣልባሳትን ከይተማሓርክንን ብዕምቆት ክይፈለጥክንን ኢኽን ካብ ዓዲኽን ወጽኢኽን? ንኣብነት ናይ ኣዋልድ ብዑንቂ ዝተሰሑ ዝተፋላለዩ ዓነታት ቅዲ ስልማት ኣለዉ። ስለዚ፣ ሰለምንትይ ኢኽን ብግብእ ናይ መበቆላዊ ባህልኽን ምልእ ብምልእ ባህላዊ ኣልባሳትን ጌጣጌጥን ንመንእሰያት ኣዋልድ ዘይትጥቀማ? ልክዕ ከምቲ ናይ ቀደም ናይ ገዛእ ርእሰን ዕንቊታት-ጌጣጌጥ ክሰርሓ ምሃርኣን። ዲዛይን ናይ ገዛእ ርእስኽን ዑንቒታት-ጌጣጌጥ፣ ኣብ መበቆላዊ ባህሊኽን ዝተመርኮሰ ግን ካብኡ እቲ ዝበለጸን ዝጸበቀን ዓይነታ ዕንቂታት ክሳብ ሕጂ ዘይተራእየ፣ መሃዝቲን ፈጠርቲን እምበር ቀዳሕቲ ኣይትኹና።
ኣብ ኤርትራ ኣብ ዞባ ደቡብን ዞባ ማእከልን እቲ ናይ ከባቢታት ሲመጃና ቅዲ ዕንቁታት ጌጣጌጥ እየን ዝጥቀማ ዘለዋ። ንስኻትክን ግን ብኣንጻሩ ነቲ መበቆላዊ ባህሊኽን ናይ ኣጠቃቅማ ጌጣጌጥን ኣከዳድናን ሸለል ዝበልክነኦ፣ ዘይትግደሳሉን ዝገደፍክነኦን ኢኽን ትመስላ። ብሓፈሻ ኩልኽን ደቂ ኣንስትዮ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ኣብ ናይ ቀደም ባህላዊ ደርፍታትክን ልምድታትክን ሓያል ኒሕን ተገዳስነትን ዘጥፋእክን ኢኽን ትመስላ። ኩሉ ኣቓልቦኽንን ትኹረትክንን ናብ ናይ ሓሶትን ቅዳሕን ደርፍታት፣ ካብ መጠን ንላዕሊ ጨራ-ዋጣን ኣሸንዳን እዩ ከይዱ። ኩልኽን ብባህሊኽን ትግደሳ ናብ ሕልናኽን ተመሊስክን ናብቲ ሓቀኛ መበቆላዊ ባህላዊ ውርሻኽን ልምድኽን ተመሊስክን ኩልኽን ብምትህብባር ነቲ ዝጠፍአን ዝዓነወን ባህላዊ ስርዓተ ልምድታት ምለሰኦ - ምእንቲ ቀጻሊ ወለዶታትክን ክትብላ።
ኣብዚ ግዜ እዚ ብዛዕባ ናይ ቀደም ባህሊን ኣጣቃቅማ ጌጣጌጥን ትርጉሙን ዘይፈልጣ ዝግበር ዘሎ ናይ ኣጠቃቅማ ዑንቂ ጉጉይ እዩ። እቲ ኣብ ግንምበረን ዝኣስረኦ ዘለዋ ዑንቁታት፣ ናይ ክሳድ እምበር ናይ ግንምበር ኣይኮነን። እቲ ኣዝዩ ዘሰንብድ ወይ ዘገርም ግን ነቲ ናይ ዑንቂ ጌጣጌጥ ምስ ኩትሻን ጎባጉብን ካልእን ስልማት ብምሕዋስ ክጥቀማሉ ከለዋ እዩ ወይ ክትጥቀማሉ ከለኽን እዩ። ናይ ቀደም ባህልኽንን፣ ባህላዊ ልምድታትክንን ብዕቱብ፣ ብግቡእን ብዕምቆትን ፍልጥክን ንደቅኽን ንምምሃር ናትክን ሓላፍነት እዩ።
ኣብ ደቡብባዊ ኤርትራ፣ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ካብ ዕንቊታት ዝተሰርሑ ናይ ኣዋልድ ጌጣጌጥ ብዙሕ ዝተፈላለየ ዓይነት ቅዲታትን ኣስማትን ኣለዎ። እቲ ቅዲ ዕንቒ ክሳድ፣ ምሉእ ክሳድካ ዝሽፍን ቅርጺ ልቢን ዝርፍርፍ ዘለዎን፣ ናይ ከባቢታት ሲመጃና እዩ። እቲ ኣብዚ ግዜ እዚ ናይ ግረበት ሃገር ድቂ ኣንስትዮ ዘምተን ወርሰነኦ ዘለዋን ብገይጋ ኣገባብ ዝጥቀማሉ ዘለዋን ሓጽር ቅዲ ዕንቊ ክሳድ ወይ ሒንቆ ተባሂሉ ዝጽዋዕ፣ ናይ ከባቢታት ዳሺም፣ ጉና ጉና፣ ቢሓትን መስሓል ወዲከለን እዩ። ብፍላይ ድማ፣ ኣብ ከባቢታት ኢንዳ ዳሺም፣ ቅዲ ዕንቊታት ሒንቆን ዳርጋን ናይ ጥንቲ ጌጣጌጥ ናይ መንእሰያት ዘይተመርዓዉን ንኣሽቱ ኣዋልድን እዩ።
በዝይ ኣጋጣሚ፣ ደቂ ኣንስቲዮ ዓሊተና ወይ ኢሮብ እውን ነቲ ዓይነታት ቅዲ ዕንቊታት ናይ ኣዋልድ ስልማትን ኣስማትን ካብ ተወለድቲ ከባቢታት ኢንዳ ዳሺም እየን ቀድሐነኦ። እንተዘይኮይኑ፣ ነቲ ስልማት ብቋንቋአን ወይ ቋንቋ ኣደኣን ምስመየኦ ነይረን። ከምኡ’ውን ነቲ ናይ ዕንቊታት ጌጣጌጥ ብትኽክል ኣይጥቀማሉን እየን፣ ከምኡ ድማ ንዝተፈላለዩ ዓይነታት ናይ ኣዋልድ ዕንቊ-ጌጣጌጥ፣ ብቋንቋኣን ዝጠቅሰኦ ወይ ዝጽውዕኦ ኣስማት የብለንን። እቲ ኣገባብ ዕንቊ-ጌጣጌጥ ኣጠቓቕማአን ጽባቐ የቡሉን፣ መሳጥን ሰሓቢን ድማ ኣይኮነን። ምኽንያቱ፣ ቅዳሕ ኩሉ ግዜ ቅዳሕ ስለ ዝኾነ፣ ፍጹምን ምልኡን ኣይከውንን እዩ፣ ኩሉ ግዜ ዝጎደለ ነገር ኣሎ።
ብተወሳኺ፣ እቲ ዕንቊታት መንእሰያት ዘይተመርዓዋ ኣዋልድ ጥራይ እየን ዝጥቀማሉ ነይረን። እቲ ናይ ኣዋልድ ዕንቊታት ጌጣጌጥ መልእኽትን ትርጉምን ኣለዎ። ሓንቲ ጓል ንምንታይ ዑንቂ ጌጣጌጥ ከም ዝለበሰት ዘመልክት ምልክት ዝህብ እዩ። ኣብቲ ግዜ እቲ ኣብ ዓዲታት ወይ ገጠራት ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ኣዋልድ ነቲ ዕንቊታት ጌጣጌጥ ንመዓልታዊ ስልማት ዝጥቀማሉ እዩ ነይሩ እምበር ዓመት ምሉእ ብሃረርታ ወይ ብሃንቐውታ ብምጽባይ ንሓደ ወይ ክልተ ሰሙን ጥራይ ዝጥቀማሉ ኣይኰነን ነይሩ። ልክዕ ከምቲ ናይ ቀደም ግዜ ንመዓልታዊ ኣጠቓቕማ ምጥቃም ስልማት ዕንቊታት ዘይከኣል እንተኾይኑ፣ እንተወሓደ ግን ኣብ እዋን ቅንያት በዓላት ማርያን ቅዱስ ዮውሃንስን መስቀልን ኣብ ዝፍጸመሉ ፍጻሜታት ጽምብልን ምድራፍን ምርኢትን ክኸውን ከሎ ብግቡእ ክትጥቀማሉ ይግባእ፣ ብፍላይ ንንኣሽቱን-መንእሰያትን ኣዋልድ።
ኣበይ ኣለዋ እተን ኣዋልድ ደቂ ዓድታት ወይ ገጠራት ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፣ ኣብ ቅንያት ወይ እዋን ማርያን መስቀልን በዓላት ዕምበብ እንዳተበሃላ ዝጽወዓ ዝነበራ? ብፍላይ ኣበይ ኣለዋ እተን ኣዋልድ ደቂ ከባቢታት ኢንዳ ዳሽም፣ ምሉእ ብምልእ ባህላዊ ኣልባሳት ብግቡእን ብጥንቃቐን ኣገባብ ለብሰን፣ ብዕንቊታት ስልማትን ብተፈጥሮኣዊ ጋመ - ጸጉረን ጸብቀንን ደምቐንን፣ ተፈጥሮኣዊ ደስ ዘብል ሽቱ ወይ ጨና ካብ ቆጽሊ ኣደስ ዝተሰርሐ ኣብ ጸጉረን ወይ ርእሰን ገይረን፣ ኩለን ብሓባር ሕጽያትን ዘይተሓጽያን፣ ሓደስቲ መርዑትን ከምኡ’ውን ብተመሳሳሊ መንገዲ ምስቶም መንእሰያት ኣወዳት ወይ ድቂ ተባዕትዮ ኣብ ቅንያት ናይ ማርያን መስቀልን በዓላት ኣብ ሩባ- ሳዕሪ ሸኻ ወይ ኣብ ሰውሕታት ሩባ ኮይነን ብዘደንቕ ዓይነትን ኣገባብን ዝደርፋን ዝጻወታን ዝነበራ? ኣበይ ኣለዋ/ኣለዉ ዘርኢ ጸሓይ? ኣበይ ኣለዋ ዘርኢ ከዋኽብቲ?
Splendid! It is a great and lovely old-time cultural song. well done, keep going!🌵🌵🌵❤❤❤💐💐💐
deki Shimejena adey seyyyyyy seyyyyyy❤️❤️❤️❤️
ኣሰይ ደስ ክብላካ ምሽ❤
No, words can explain my admiration just proud of you all out there❤❤❤❤❤😂🎉
Aseyyy shkorinatattt yehwateyyy egziabher amlak edmen tienan yhabkin
ባህሊ ዓድና፣ እንታይ ተረክበ? ንምንታይ ናይ መስቀል ደርፊ ዘይደረፍክን? ተስፋ ቆሪጸ ኣለኹ፡ ሓዳስ ናይ መስቀል ደርፊ ሒዝክን ክትመጻ ክጽበ ጸኒሐ። ቻነልክን ንጡፍ እንተዝኸውን ጽቡቕ ነይሩ።
ብጣዕሚ ጽቡቅ ደርፊ ባህልና ኣዘኪርኪና ኣባዲት ሓውተይ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Beautiful culture and song
A beautiful and original song. I appreciate your good work. ❤❤❤🦚🦚🦚💐💐💐🌿🌿🌿
ደቁ ስንዑፈይ ሽካኩር ንበራ እስከ ብሩክ ኣውዳኣመት ምስ ባህልክን የንብርክን ጥዕና ያሃብክን።
ኣሰይ ባህልና ጡዑም ❤👌
ገለን ኣብ ዓዲ ኮይነንን ስነ ጥበባውያን
ባህለን የጥፍኣ👎
ከምዘን ኣሕዋትና ምስ ስደትን ከርተትን
ባህለይ ይመልሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
💘💘💘💘💘💘👍👂👌
ኣሰይ ዝባህልና ደስክብል ኡፍፍፍ
ካብ ልቢ ነመስግነኪ ኣባዲተይ ዙደርፊ ዙይ ደብረዘይቲ ብ ባህሊ ዓጋመ ጉሎምኻዳ ዛላኣምበሳ ኢሮብ ከምዙይ ኢልና ኢና ንደርፍ ፈጣሪ ኣኻኽቦ ይፍጠረልና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ሽኮሪናታት 🙏👏❤️👌✅
ኣምላክ ይባርክን ንዓድና መሊስክናና❤
❤❤❤❤❤❤ዋውውውውውውውው ይበል ጽምጺ ባህልና ክትፈልጥ እንተ ደሊካ እንዳ ቦይ ጸጋይ ክንከይድ ኣሎና ማለት ኢዩ ከሙኡ ድማ እቲ ስንትክን ኣብ ሰለስቲክን ዘሎ ንቡዙሓት ኣብነት ክከውን ይክእል ኢይ። ቀጽለኦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤❤❤❤❤❤
🙏❤️
Salam ab zelekeno, bahli Adina wekliken tederfao zeleken azyuo zehagos eyue, keselo, :haftiken Kiros Gebremariam ❤❤❤❤❤❤
ኣምላኽ. ይባርክን ጽቡቃት ኣሕዋተይ ተዘክሮ ገሩልና ❤️❤❤
❤❤❤❤ ብር እንዳ በልኪን ታሓጎሳ ንህዝብኺን ክትሕጉሳ ብትገብሮኦ ዘልኺን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪን
ደቂ ጸጋይ ኣምላኽ እድመን ጥእና ይሃብኪን ንባህልና ብውሕሉል ኣቃራርባን ብጥኡም ድምጺኺን ዝመጻኽናና ከነምስግናኪን ንፈቱ
ባሀህሊ ጉለምኻዳ ዛላንበሳ ዓደይ
ብሉጻት የሕዋት ባህለን ዘሐድሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኩቡራት የሕዋት❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ዘን የሕዋተይ ወራዙ።
እዚ ግጥሚታት እባ በጃኹም ጽሓፉልና 🙏❤️😁
አረ ክጥዕም እቲ ድምፀን ደብረዘይቲ ባህሊ ጉሎምኻዳ ኣየ እወ ናፉቆት ቀቲልክናና😩😢❤️❤️❤❤❤
ሰንዓፈ ኣኸለ ጉዛይ ደስ ዘብል.... ባህሊ መንነት ንምዕቃብ ደስ ዘብል ♥️🙏🏽♥️
❤❤❤ ኣሰይ ጹቡቃት እዚ ባህሊ እዚ እድና ናፊቅናዮ ዘለና ዘበና ደኣ ይመልሰልና እበር ስደትና ኣሕጽሩ ባህሊ ዓድና ከነስተማቅር ይግበርና ኣጅኹን ዘነሕዋተይ ኑፋዓት
ጽቡቕ ድምጽን ኣቀራርባ wonderful
ከም ጽባቀክን ኣቀራርባክን እዉን ዝበለጸ'ዩ ❤
ኣቤት ክትጽብቓ ተስፋና ካባኹም ዩ ደቂ ኣከለ ጉዛይ ብምራያም ባህልና ዓቅቡልና ብፍላይ ከባቢ ሰንዓፈ ክብሪ ይሃብኩ❤❤🙏🙏🙏
አሰይ ዘንአሕዋተይ በባህልና አብ ምዕቃብ ትገብርኦ ዘለኸን አስተዋጽኦ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰራሕ ቀጽላኦ።
Xobokat ahwat esmn tenan ihabtkn abadit ka bahly nadena kexilu xobok dimxy alechy edmat tenan ihabky kexilu ❤❤❤❤
ጽቡቕት ፊጥረት❤ ፥ዕደመን ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ፥ መኽበሪት ባህለን ::
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ርሑስ በዓል ጹቡቃት ጽቡቅ ስራሕን ጥዑም ድምጽን ቀጽላሉን በርትዓን
ብህልኻን ክብርታትካን ንዝሕሉ ምትብባዕ ኣይ ንሕመቕ ቀጽላኦ ምጭዋተይ
Well come my lovely Eritrean.🌈🌈🌈🌈🌈
🤮🤮👎👎👎
ብጣዕሚ ጽቡቕ ደስክትብላ ቀጽልኦ
ግን ኣሕዋት ድየን ማለት ኩለን ስም ኣብኦን ሓደ ስለ ዝኾነ እየ 🥰
ኣሰይ ሽኮሪናታት ኣሕዋተይ እንቛዕ ኣብፀሓክን ❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህሊ ሰሚዕካ ዘይምኖ ፡እንተኺእልክን ብጽሑፍ እንተተሰንይኦ ገለገለ ቃላት ክትሰምዖ ስለዘሸግረካ ጽሑፍ ኣውርዳ በጃኽን
Wwwaaaaaawww good job ❤
ደስ ክትብላ ጽቡቃት ኣሕዋተይ ደስ ዘብል ኣጆክ በርትዓ ❤❤❤❤
ብታም ዝነኣድ ስራሕ ❤❤❤❤
Asey asey asey ♥️♥️♥️😍😍🥳🥳🤩
Yigna sen ehewatey ayochin kexila 🥳🥳😍
ኣሰይ ምቁራት ዕድሜን ጥዕናን ይሃብክን
አሰይ ደሰ ክብላ አሕዋት ድየን ብዝኮነ ብጣዕሚ ደሰ ይብል ዕድመ ያሃብክን
Great job xbukat
ሳዓት 1፡00pm ዳኣ ኣይደንጎየን ዶ ? ኣውዳኣመት እባ በዚ ባህልና ክንጅምሮ ኣቐድም ኣብላኣ ሉባታት ኣሕዋተይ ። ምስግንታይ ግን ወሰን የብሉን ነዚ ትገብራኦ ዘለኽን ኣበርክቶ ዘን ኣሕዋተይ። ቀጽላኦ።
❤❤natey abey aleki da hadish derif nay Awedamet yixbe aleku 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
Aseyyy ❤✝️⛪
ዋው
Aseyyyy Mquratey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ብሩኳት የሕዋት ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤ ❤ edmen tenan yehabken
Thanks kuburat yehwat❤❤❤❤
Aseyyyy des zbl bahli ndhrt ko melsknan amlak edemen tnan yhabaley xbukt ftret
ሰብ ሰብ ዝኸዉን ኣብ ባህሉን ክብሩን ልምድታቱን ምስ ዝጸንዕ እዩ:: ጽቡቅ ስራሕ: ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብታ ብርኽቲ ሃገርና ንዉዕለሉ ዝመን የምጽኣልና::
💝💙💝 💚💙 መርሓባ ዕንባባታት ተፈታዊ በህሊ ይበል ምልጭ ምልጭልጭ 🇪🇷👍👍👍
Ndhrit melisknana tsbukat yehwat egzabiher edmen tenan yhabkn 😢😢❤❤❤❤
Www btaemi des zbl deqi aromo ebay adi kab dawit wedi aromo
ኣብ ምእንተ ራብዕ ራብዕ ዝባሃል ድዩ ሓቀይ❤❤❤
Ewe
@@merhawitgebremedhin1073 መሕጎሳት እክን እኮ
Ewe des zbil bhali
Beautiful song
Tre sisters nice job
Nay thiri dma drefa amera kndmekn amaeblo ajokn
Esyyy🥰🥰🥰🥰🥰🎷🎷🎷🎷🎷🎷
Admen tanan yhabkin deki adey kindi 1000 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖
ጽቡቅ ባህላዊ ደርፊ.
Keep it up.
ሰላም ሽኮሪናታት የሕዋተይ ርሑስ ፋሲካ ንስኽን ንዘለኣለም ክትዝከራ ኢኽን ባህሉን ሃይማኖትን ዘኽብር ሰብ ኩሉ ግዜ እንዳ ተዘከረ ይነብር ሓበን ናይ ኩላትና ኢኽን ቀጽላኦ።
ቁሩብ ደጉኺን
ካሜራ ግን ኣይግድንን
ካልእ ግን 100%
❤❤❤❤❤❤❤ mukratey ajokin beakin beka hugustat ena
ብር እንዳበልክን ታሓጎሳ ዘንኣሕዋተይ ከምቲ ዓመት መጸት ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ድምጽኽንን ኩቡር ባህልናን ሒዝክን ምምጻኽን ብጣዕሚ ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይደልን ❤❤❤❤❤
Edmen tenan yehabkum shikorinatat ❤❤❤❤
ንፉዓት ባህልና ትዕቅባ
ንፍዕቲ ደስ ዘብል ባህላዊ
ከማኽን ዝበለ የለን።
ሕፉራት ኩቡር ነገር ኣብ ውሽጥኽን ከምዘሎ ካብ ኩሉ ኩነታት ይንበብ ኣቦኽንን ኣደኽንን መርቓ።
እቲ ዘይተበረዘ እካደኣስ ኣምዒዝክን ኣመቂርክን እተቕርቦኦ ስራሕክን ካብ መጀመርታ ክሳብ ሕጂ መግለጺ የብለይን ።ከመይ ልብና ከምዝሕጎስ ባህ ከምዝብለናን እንተትፈልጣ መን ምሃበ።
ኣጆኽን ትውልዲ ክሳብ ትውልዲ ክትከራን ክትከብራን ኢኽን ደስ ስ ይበልኩን ።ቡሩኽ ዓውደዓመት🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉
Deki aday mekbrti behlom bahlna kebrtna ❤❤❤❤
waww ደቂ ኣከለ
ፈተውቲ ባህልን፡ዕደመ ይሃብክን፡ደቂ ዓበይቲ
ግርማ ዓዲብ
Aseyyyyy deki adeyyy akebti bahlen Edmen tenan yahabkn fetari
❤️❤️❤️
Aseyyy abadt haftey xubuq
Sarah aromo adey dma xubuq Ala i love you ❤❤❤
💙❤️✅️
ጽቡቅ ስራሕ ሽኮሪናታት ኣሕዋተይ
Nic musik mekberti bahlen