Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኤሪ ቲቪ ብጠዓሚ ጽቡቕ መደብ፡ከምኡ'ውን ወዲ ማሪዚ ዕዉት መንእሰይ ካብ 90ታት ክሳብ ሕጂ ምስ ህሉው ናይ ጥዕና ጸገማቱ ንመንእሰያት ኣብ ምሕጋዝ ዝገብሮ ዘሎ ኣበርክቶ መዘና የብሉን።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሚኪ። ኤርትራውነት ክቡር መንነት
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏽 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️
ሃገረይ ወትሩ ኣብልበይ ጽገይ ዓንብቢ ምጭዉታ ኤረይ ማዓረ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ኣታ ኤልልልልልልልልልልልልልልልል ደስስስስስስስ ዝብል መደብ ኤረይ ዓደይ ዓዲ ፍቅርን ስኒትን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🍀🌿🌿💪💪💪💪💪
ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ደስ ዝብል መደብ ዩ።
❤ ❤ እላ ብሓር ባሓርናታ ናይ ኣቡና ዎ ኣብዕብናታ እግል ዎሮ ኢናምራ ሓብናታ ! ።
Eritrea hagerey adi jiganu 🙏💒❤️❤️🕌🫶🫶❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ገጽ ንፈትዎ ረአና ሱዓድ ሽኮር ፡ ኣይትጥፍእና ከኣ ። ኣሰልጣኒ መሓሪ ድማ ንቅሳነት ኣብ ዝለዓለ ብቕዓት ኣብጺሕካ ኣብ ዓለማዊ ውድድራት ተዓዊታ ስም ኤርትራና ከተጸውዕ ፈጣሪ ይሓግዝካን ይሓግዛን ።ጠጥዕሙ ደቂ ኤረይ - ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ።
What a beautiful country with all diversity and beauty
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷
ሰላም ንዓኩም ደቂ ኤረ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Beautiful ❤🙏🇪🇷
ህዝበይ ዘበን ሰላምካን ካሓሳካን ትዓጽደሎ ዘበን እዩ ነመስግን ኤረይ ትዓንብብ eri tv ነመስግን
It's is very nice working ❤❤❤❤
Waw 🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🥰🥰🥰👍👍👍👍👍great Our Masawa 🇪🇷💪🌹
Sensnu sensnu sensnu deki Erey
❤️ልዕልና ፍቕሪ ኣብ ልዕሊ ጽልኢ ክተንግስ ኣዉጅ።ምኽንያቱ ❤️ፍቕሪ መፍትሒ ናይ ኩሉ ኣብ ዓለም ዘሎ ጸገማት እዩ። DON’T compare yourself with anyone. Just Do and say the right thing.
ብራቮ ቅሳነት የቀንየልና : ኤርትራና አብ ኩሉ ዓይነታት ስፖርታዊ ውድድራት አብ ዓለም ዝካየድ ንስማ ዘጸውዑ አዝየም ብዙሓት ውሉድ አለውዋ : ኤረየ ተባረኽለይ 🙏😘🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ርሑስ በዓል ልደት ኣብ ዉሽጥን ኣብ ወጻኢን ንዝርከብ ህዝብ ኤርትራ የቐንየልና ER-TV ጽቡቅ ተሞኩሮ ኣካፊልኩምና 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
Marizi hawena edemane tenane yehabka . Massawa aday beaynay ketewatse daleki ❤❤❤
EXCELLENT JOB WHAT AN AMAZING INSTRUCTIONS. AYEE IZII KIBOUUR HIZBII, MEETCHEES, IZII HIZBII, ZIKONEE NEGEER BI DIKAAMIIN TZAARIIN ZISIIR HIIZBII.
ኣሰይ እዛ ኤርትራና ክንደይ ትዓዊታ ኩሉ እጽዕረላ ንክትብልጽግ ክትምዕብል፡ ኣሰልጣኒ ብጣዕሚ ፕሮፈሸናል ኩሉ እቲ ኣጋላልጻካ፡ ብጣዕሚ ከየደንኩካን ክሓልፍ ኣይደልን ክብሪን መጎስን ንዓካ🙏❤❤💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አብዚ ተማሂሮም ንዉድድር ምስቀረቡ ዝስዕሪም ዘሎ አይምስለንን። ንኪድ ጥራይ መጻኢና ብሩህ እዩ። 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤❤ selam,equae abxehana,nmelae hzbi eritrea yohana nhna wn thanks more
Welcome sdrana ❤❤❤❤
Swimming is my favorate sport
Thank you so much SIID Shikor.
🇪🇷🇪🇷❤
Nice
Well come my favourite ErI tv
These documentary programs are my favorite... I don't even check the news as much 👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷
ዋውውው ኤርትራውያን ባሕሪ ኣለና ድዩ ደኣ
tustus agame
@፣Cannel vትግራይ ትግዕር።እወኒ ባህሪ አሎና😜
🇪🇷🇪🇷👍🏾💪🏿👌🏿🌷🌷
🇪🇷♥️👍👌
❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@EriTv... I always say more documentaries... Inshallah, In all languages if possible 👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
If you could include Subtitles on RUclips for our children abroad.... It would help to get them more engaged with who they are... As always love what you do🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ክስራሓሉን ግዜ ክዋሃቦን ዘለዎ መድብ ጽቡክኣብ ነፍስ ወከፍ መባእታዊ ትምህርቲ ክዋሃብ ዘልዎ ዓይነት ስፖርት ኢዩ ናይ ምሕንባስ ኣብ ሰሙን 1 ግዜ ኣብ ቤት ትምህርቲ ከኣ መሐንበሲ ክስራሕ ምጽዓር ብፍላይ ካብ 5ይ ክፍሊ ንታሕቲ ኤርትራ ጻማኣ ካብ ደቃ ኢዩ ዓወት ንሓፍሽ !!!❤❤❤❤
❤❤❤❤
I like 🇪🇷🇪🇷⛷️🏊🏊🏊
Ato beli
Miki Massawino edmen tennan yhabka
👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍👍🙏🏽🥰👈🏼
Aytkownin eya ayngedfekum eya brged nhamedu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
Wahale
Wedi marizi aythasu ab treyn msh may trah tbena nerka
2020 بقيتو تتكلموا عربي
Cebel kooyna we gud 2 wedeb
ተዘክሮ እኮ ቀስቂዊስኩምልና/ ከም እምኒ ኣብ ባሕሪ ኪንሰጥም ማይ ጨው ኪንሰቲ ፡ደቂ ኣሃዱና ኪምእሩና ኣዘኪርኩምና፡ ኣኣብ ዘለውዎ ጠጥእሙ ይኩን ንእኦም ፡ ዝተደጎለ ፍቅሮም እኮ ቀስዊስኩም ኣዘካኪርኩምና፡ደቂ 🇪🇷 ሓላላት።
አንታይ ኮንካ ደኣ kedieka ሃዲምካ
@@IbraMo-p2y ሓደ ቁሩሕ መራሒ ጋንታ ነይሩኒ ፡ ከም እሱር 5 ደቂቅ ሸንካ ምጻእ 10 ደቂቅ ተሓጺብካ ነብስካ ምጻእ እንዳ በለ ጦቅ ኣቢሉን ምስ ፍ1 ቦንባይን ካላሽነይን ከሎኩ እሱር ቀይሩኒ፡ወደይ ።ደሓር ገለ መራሕትና ፡ ሸለልትነት ይገብሩ ኮይኖም ፡ ብሸለልትነቶም ህይወተይ ንምንታይ ብከንቱ ትጠፍእ ኢለ ገዲፈዮም፡ ኣይ ንሃገር ኣይ ንህዝቢ ብሸለልትነት መራሕተይ ካብ ሞት ከልቢ ዝመውት ብናይ ወያነ ጥይት ገዲፈዮም ወደይ።ካልእ ብዙሕ ጸገማት ነርዎም መራሕቲ ጋንታናን ሓደ ናይ 90 ሽለት ዝኮነ መራሒ ሓይልናን ብሰንኩ፡ ሰብ ጠፊኡና ኪጠፍእ ዘይነበሮ ፡ ብሸለልትነቱ፡ ኮለላ ኪገብር ዝነበሮ ደቅሱ ኢልዎምብ፡!ወያነ ኣዳህሊሎም ኣጥቂኦምና ፡ ብሸለልትነቱ ብሉጻት ኣእርኩትና ተሰዊኦም ፡ ውትህድርና ከኣ ንሸለልትነት ዝከውን ቦታ ኣይኮነን ፡ ብሸለልትነቶም ካብ ዝጠፍእ ኢለ ገዲፈዮም፡ ብናይ ስልቲን ምምሳልም በፍንጮኦም ሓሊፈ ከይደ፡ኣብ ጥቅኦም ከሎኩ ዘይረኣዩኒ፡ 20 ደቂቅ ዝከውን ምስ ተፈንተትክዎም ሪኦምኒንወደይ፡ በፍንጮም ብሸለልትነቶም ሓሊፈ።ምስዚኦም ከምዚኦም መራሕቲ ብከመይ ትጋደል። ውትህድርና ንጸላኢካ ምቅዳም ኢዩ፡ ጸላኢ ብሸለልትነት መራሕትና ኣብ ሓደጋ ዘእትወና እንተ ኮይኑ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፡ እንትርፎ ሞት ከልቢ ምማት።
ብሃንቀውታ ንጽበዮ ዝነበርና መደብ ሱዓድ ሓፍትና የቕንየልና ናይባሕሪ ሚስጥር ኣዚዩ ዓሚቕዩሞ መድባትኩም ቀጽልዎ።
ኣሰይ ሓምብስሉ ደኣ ደቂ ኤረና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪። እንዳ ወዲ በሻሻ ከኣ ጨርቂ ይእሰሩ ክክክክ መርዘን ክሕዞም እዩ ሕጂ
😃😃😃😃
Kulmo gdafuna zmotet eritrean hizkum bahri do gele mele fack
❤❤❤
ኤሪ ቲቪ ብጠዓሚ ጽቡቕ መደብ፡ከምኡ'ውን ወዲ ማሪዚ ዕዉት መንእሰይ ካብ 90ታት ክሳብ ሕጂ ምስ ህሉው ናይ ጥዕና ጸገማቱ ንመንእሰያት ኣብ ምሕጋዝ ዝገብሮ ዘሎ ኣበርክቶ መዘና የብሉን።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሚኪ። ኤርትራውነት ክቡር መንነት
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏽 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️
ሃገረይ ወትሩ ኣብልበይ ጽገይ ዓንብቢ ምጭዉታ ኤረይ ማዓረ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ኣታ ኤልልልልልልልልልልልልልልልል
ደስስስስስስስ ዝብል መደብ ኤረይ ዓደይ ዓዲ ፍቅርን ስኒትን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🍀🌿🌿💪💪💪💪💪
ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ደስ ዝብል መደብ ዩ።
❤ ❤ እላ ብሓር ባሓርናታ ናይ ኣቡና ዎ ኣብዕብናታ እግል ዎሮ ኢናምራ ሓብናታ ! ።
Eritrea hagerey adi jiganu 🙏💒❤️❤️🕌🫶🫶❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ገጽ ንፈትዎ ረአና ሱዓድ ሽኮር ፡ ኣይትጥፍእና ከኣ ። ኣሰልጣኒ መሓሪ ድማ ንቅሳነት ኣብ ዝለዓለ ብቕዓት ኣብጺሕካ ኣብ ዓለማዊ ውድድራት ተዓዊታ ስም ኤርትራና ከተጸውዕ ፈጣሪ ይሓግዝካን ይሓግዛን ።ጠጥዕሙ ደቂ ኤረይ - ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ።
What a beautiful country with all diversity and beauty
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷
ሰላም ንዓኩም ደቂ ኤረ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Beautiful ❤🙏🇪🇷
ህዝበይ ዘበን ሰላምካን ካሓሳካን ትዓጽደሎ ዘበን እዩ ነመስግን ኤረይ ትዓንብብ eri tv ነመስግን
It's is very nice working ❤❤❤❤
Waw 🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🥰🥰🥰👍👍👍👍👍great Our Masawa 🇪🇷💪🌹
Sensnu sensnu sensnu deki Erey
❤️ልዕልና ፍቕሪ ኣብ ልዕሊ ጽልኢ ክተንግስ ኣዉጅ።ምኽንያቱ ❤️ፍቕሪ መፍትሒ ናይ ኩሉ ኣብ ዓለም ዘሎ ጸገማት እዩ። DON’T compare yourself with anyone. Just Do and say the right thing.
ብራቮ ቅሳነት የቀንየልና : ኤርትራና አብ ኩሉ ዓይነታት ስፖርታዊ ውድድራት አብ ዓለም ዝካየድ ንስማ ዘጸውዑ አዝየም ብዙሓት ውሉድ አለውዋ : ኤረየ ተባረኽለይ 🙏😘🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ርሑስ በዓል ልደት ኣብ ዉሽጥን ኣብ ወጻኢን ንዝርከብ ህዝብ ኤርትራ የቐንየልና ER-TV ጽቡቅ ተሞኩሮ ኣካፊልኩምና 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
Marizi hawena edemane tenane yehabka . Massawa aday beaynay ketewatse daleki ❤❤❤
EXCELLENT JOB WHAT AN AMAZING INSTRUCTIONS. AYEE IZII KIBOUUR HIZBII, MEETCHEES, IZII HIZBII, ZIKONEE NEGEER BI DIKAAMIIN TZAARIIN ZISIIR HIIZBII.
ኣሰይ እዛ ኤርትራና ክንደይ ትዓዊታ ኩሉ እጽዕረላ ንክትብልጽግ ክትምዕብል፡ ኣሰልጣኒ ብጣዕሚ ፕሮፈሸናል ኩሉ እቲ ኣጋላልጻካ፡ ብጣዕሚ ከየደንኩካን ክሓልፍ ኣይደልን ክብሪን መጎስን ንዓካ🙏❤❤💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አብዚ ተማሂሮም ንዉድድር ምስቀረቡ ዝስዕሪም ዘሎ አይምስለንን። ንኪድ ጥራይ መጻኢና ብሩህ እዩ። 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤❤ selam,equae abxehana,nmelae hzbi eritrea yohana nhna wn thanks more
Welcome sdrana ❤❤❤❤
Swimming is my favorate sport
Thank you so much SIID Shikor.
🇪🇷🇪🇷❤
Nice
Well come my favourite ErI tv
These documentary programs are my favorite... I don't even check the news as much 👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷
ዋውውው ኤርትራውያን ባሕሪ ኣለና ድዩ ደኣ
tustus agame
@፣Cannel vትግራይ ትግዕር።እወኒ ባህሪ አሎና😜
🇪🇷🇪🇷👍🏾💪🏿👌🏿🌷🌷
🇪🇷♥️👍👌
❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@EriTv... I always say more documentaries... Inshallah, In all languages if possible 👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
If you could include Subtitles on RUclips for our children abroad.... It would help to get them more engaged with who they are... As always love what you do🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ክስራሓሉን ግዜ ክዋሃቦን ዘለዎ መድብ ጽቡክ
ኣብ ነፍስ ወከፍ መባእታዊ ትምህርቲ ክዋሃብ ዘልዎ ዓይነት ስፖርት ኢዩ
ናይ ምሕንባስ ኣብ ሰሙን 1 ግዜ
ኣብ ቤት ትምህርቲ ከኣ መሐንበሲ ክስራሕ ምጽዓር ብፍላይ ካብ 5ይ ክፍሊ ንታሕቲ
ኤርትራ ጻማኣ ካብ ደቃ ኢዩ
ዓወት ንሓፍሽ !!!❤❤❤❤
❤❤❤❤
I like 🇪🇷🇪🇷⛷️🏊🏊🏊
Ato beli
Miki Massawino edmen tennan yhabka
👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍👍🙏🏽🥰👈🏼
Aytkownin eya ayngedfekum eya brged nhamedu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
Wahale
Wedi marizi aythasu ab treyn msh may trah tbena nerka
2020 بقيتو تتكلموا عربي
Cebel kooyna we gud 2 wedeb
ተዘክሮ እኮ ቀስቂዊስኩምልና/ ከም እምኒ ኣብ ባሕሪ ኪንሰጥም ማይ ጨው ኪንሰቲ ፡ደቂ ኣሃዱና ኪምእሩና ኣዘኪርኩምና፡ ኣኣብ ዘለውዎ ጠጥእሙ ይኩን ንእኦም ፡ ዝተደጎለ ፍቅሮም እኮ ቀስዊስኩም ኣዘካኪርኩምና፡ደቂ 🇪🇷 ሓላላት።
አንታይ ኮንካ ደኣ kedieka ሃዲምካ
@@IbraMo-p2y ሓደ ቁሩሕ መራሒ ጋንታ ነይሩኒ ፡ ከም እሱር 5 ደቂቅ ሸንካ ምጻእ 10 ደቂቅ ተሓጺብካ ነብስካ ምጻእ እንዳ በለ ጦቅ ኣቢሉን ምስ ፍ1 ቦንባይን ካላሽነይን ከሎኩ እሱር ቀይሩኒ፡ወደይ ።
ደሓር ገለ መራሕትና ፡ ሸለልትነት ይገብሩ ኮይኖም ፡ ብሸለልትነቶም ህይወተይ ንምንታይ ብከንቱ ትጠፍእ ኢለ ገዲፈዮም፡ ኣይ ንሃገር ኣይ ንህዝቢ ብሸለልትነት መራሕተይ ካብ ሞት ከልቢ ዝመውት ብናይ ወያነ ጥይት ገዲፈዮም ወደይ።
ካልእ ብዙሕ ጸገማት ነርዎም መራሕቲ ጋንታናን ሓደ ናይ 90 ሽለት ዝኮነ መራሒ ሓይልናን ብሰንኩ፡ ሰብ ጠፊኡና ኪጠፍእ ዘይነበሮ ፡ ብሸለልትነቱ፡ ኮለላ ኪገብር ዝነበሮ ደቅሱ ኢልዎምብ፡!ወያነ ኣዳህሊሎም ኣጥቂኦምና ፡ ብሸለልትነቱ ብሉጻት ኣእርኩትና ተሰዊኦም ፡ ውትህድርና ከኣ ንሸለልትነት ዝከውን ቦታ ኣይኮነን ፡
ብሸለልትነቶም ካብ ዝጠፍእ ኢለ ገዲፈዮም፡ ብናይ ስልቲን ምምሳልም በፍንጮኦም ሓሊፈ ከይደ፡
ኣብ ጥቅኦም ከሎኩ ዘይረኣዩኒ፡ 20 ደቂቅ ዝከውን ምስ ተፈንተትክዎም ሪኦምኒንወደይ፡ በፍንጮም ብሸለልትነቶም ሓሊፈ።
ምስዚኦም ከምዚኦም መራሕቲ ብከመይ ትጋደል።
ውትህድርና ንጸላኢካ ምቅዳም ኢዩ፡ ጸላኢ ብሸለልትነት መራሕትና ኣብ ሓደጋ ዘእትወና እንተ ኮይኑ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፡
እንትርፎ ሞት ከልቢ ምማት።