Eritrea already dune everything in Eritrea all good pesdnt and people in Eritrea they are hardly work we have to saying thank you so much for our country....
But one thing I understood the person who told them to sing he did good this is a blessing from god is very open evidence 🙏 they are very nonsense god is watching everything Jesus is up on Eritrea
waw fundraising kitighebir plan inte aloka...netom hiwetomni hagher eritra zikefelu ni sidrabetoms dekkomin werhawi hizbi eritra ab diaspora inte ziwatsai mihashe yibl ane
Subscribe - Share - Like - Comment - Zelle - 602 321 6482 join Monthly membership ruclips.net/channel/UCreJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin💛😊
Selam selam mabelino and deki erey 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Thank you
🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Maebel hawey may God continue to bless you ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba wedi Jeganu 🌿♥️♥️🌿♥️🌿 meable 💕🇪🇷💐💚♥️🌿💕
Merhaba wedi eryyyyyyy 🇪🇷 🙏 🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷👈
Thank you Alena Walta Hager ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrawenet kubur Menent🇪🇷 Kebiran Tehafiran Tenber 🇪🇷💯👉♥️💯🪻🇪🇷🌿🇪🇷🙏🇪🇷🌹
ማዕበል ጅግና በሎም ጥራሕ ደቂዛ ጻሕጋር
👍💪🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫
Meabelino yahoo hlengi adi n hamedu 😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Way hansab si bmdigam tedkimena aleka yslchu koinu🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
MERHABA Wedi halal meret Hahaha Maebelino sekor anbsa jogina wetru hagerey kbretey amlak yabrka ajokum ajona deki Remay wetru awet Nehafash ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
❤❤❤🎉🎉
We can’t just expect for our government to do everything. we the ppl need to encourage our ppl like what Alena Walta Hager is doing with Dehay Betna ❤
Maebelino anbesaye bingo elkayom kemey dika meksen Edmen tienan yahabka fetari ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Maebel jigna❤❤❤❤❤
Eritrea ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
👍🙏👍🙏🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷
Welcome Mable Jegna
You make me laugh ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
❤🇪🇷🙏🏽👍🏼
ሰላም ማዕበሊኖ ዥግና
Selam
❤❤❤🌹🌹🌹
🇪🇷❤
Great show today Maebel 😂
👍👍😷😷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምከሳስ ተጀሚሩ ስለዘሎ እዩ ካፕተን ከምዚሉ ዝዛረብ ዘሎ, አይትገርሁ
እዚ ናይ ገርቤታችን ሓዝዎ ማዕበል
❤❤❤🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤
ኣብ ኤርትራ ዝዓበዩ ተጋሩ እዮም
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Please Like Subscribe and be a member.
ማዕበል ናቶም ቡዙሕ ዘይምሕላፍ ብተዘዋወሪ ንዓታቶም አድበርታይሰ ንገብረሎ አለና
Aahahhaahaah well ka jemiru alo
Eritrea already dune everything in Eritrea all good pesdnt and people in Eritrea they are hardly work we have to saying thank you so much for our country....
Beal medengesat😭
አነ ዝገርመኒ እቶም ተጋሩ አይንደልየኩምን ኢና ክብሉ ረብሪቦም እዞም ከደምቲ ኽአ በቲ ናይትግራይ ደርፊ ይዘሉ ሕሱራት ፉጥረት ገጾም ትርሐቅ መለጣት ሐንጎል ደቂ ምልሻ ስርናይ።
❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
But one thing I understood the person who told them to sing he did good this is a blessing from god is very open evidence 🙏 they are very nonsense god is watching everything Jesus is up on Eritrea
Maebelino nkdmit hdri swuat ab tegbar.
Demberna zibil serawit yeblna
Eintay Dia derfi tgray geyrom denbe egrigr
Geska trahk Errrrrrrrrrrrrrrrr
ላልማየ😂😂😂😂
I remember one day he was saying he’s is from Tigray
ናዮም'ዩ
Afedehom yelen du
hahaha Maebeley lomes sehak wedikna 🤣🤣🤣
ናይ ነርወይ እያ ማዕበል😅✊🏽🇪🇷✊🏽
ዓጀው
ቀሽ መርገም ከኣ ምስኦም ኮይኑ ዳውን ዳውን ይብል ኣሎ መብዛሕቶም ዓጋመ ቆንዳፋት እዮም
Tigraway qondaaff iyu izi meninet zeshegero derafay
AGRU KORX EYA AB WT
Kemey maletka da selamawi selfi intekelkelukum nihna wen kinhgzekum ina maltka ayteredanen Meabel ??????
ኣይኮነን ትግረዋይ
Nabtgray xeriyom eritrawi kulu gedifwom eyu😅😅😅
ትግራዋይ እዩ እዚ ዝፍክር ዘሎ ክሎም ተጋሩ እዮም
ቺሮስ እዩ
Errrrrrrrrr sahaak moyteina mabelino shikor 😂😂😂😂😂😂
Hilalo 😂😂😂😂😂
ማዕበሊኖ ወደይ ግደፍ እባ ብሳሓቅ ቀቲልካና😂😂😂😂😂 ግደፎም ዓቅሊ ጽበት እዩ ሕኑቅ እታይ የውጽእ ዓፍራ😤😤😤😤
ቦሎም ኣዋርዶም እዚኦም ዘይተጸረፉ ድኣ መን ክጽረፍ ኣጋንንቲ ትግራይ
waw fundraising kitighebir plan inte aloka...netom hiwetomni hagher eritra zikefelu ni sidrabetoms dekkomin werhawi hizbi eritra ab diaspora inte ziwatsai mihashe yibl ane
እዚ ድምጺ ናይ ክልቶኦም ኣይኮነን
ab mealty siwuat itom abalat nay eritrana ...werhawi haghizuna ni weledi siwuat ilom kiliminuka kelowu yehezin iyu...ghibuina sile zikone..nisom hiwet yikeflu alowu nihna kea werhawi kinikefil alena..fundraising kikewin alowo
Maebel hagewi smet tray eyu zeleka ember whlnet zerebas mwesekika si zi wahlil
Mabelino entay diyu meliu zelo ati borsa lemin eyu elomo eztafi gezo ayfotun eyu elomo
Mesaweti qolut halayat😂😂
ቦሎ ደኣ ነዚስ ሓደ ካብቶም ክዋረድ ዝግብኦ መርዛም እዩ:: ሕልሚ ምጥፋእ ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎ ጸርፊ እኳ እናዋሓዶም።
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
እዚ ሚኪ እዩ ሽሙ ቦድይጋርድ ናይ መለስ ነሩ ሕጂ ድማ ናይ ትግራይ ኦን ላይን ጋዘጠኛ አሎ
ኩሉ ሙሁሩ ዘይምሁር ተቃዋማይ ቡዙሕ ኣብ ሜድያ ወጺካ ብዛዕባ ወያነ ተፋላልዮም ኢትዮጵያ ከምዚ ኮይና ኢልኩም ክትምድር ተዋዓልካ ክትምድር ተሓደርካ ንዓና ዝምልከተና ኣይኮነን። ጀግና መሪሕ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዘየድልይ ሓሸውየ ዘይኣቱ ትምህርቲ ክኮነኩም በዚ ኣርእስቲ ተበጊስኩም ጸሓፍቲ ደረስቲ እዛ ጥቅሲ መሪሕ ህዝባዊ ግምባር ኣብ ጊዜ ቃልሱ ስለምንታይ መሪጽዋን ሪዑምላን ተዓዊቱን ሰፋሕ ኣርእስቲ ስለ ዝኮነት ጉዱሳት መጽሓፍ ክትጽሕፉ ይላቦ። እዚ ክኣ መሪሕ ህዝባዊ ግንባር ህዝቡን ሰራዊቱን ሒዙ ተዓዋቲ ኮይኑ ዝወጸ ክሳብ ሕጂውን ሰዓሪምበር ተሳዓሪ ኮይኑ ዘይወጸ ነዛ ጥቅሲ ሪዒሙ ኣብ ግብሪ ስለ ዝቶርጎማ እዩ ኩሉ ኩነታት ዓለም ኢትዮጵያ ትገብሮ ዝነበረት ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕፋሕ ንክብል ብሃይማኖት ኣውራጃ ብስፖርት ሓማ በል ክትድረር ሓይካ እንዳተባህለ ፈቆድኡ ቦታታት ናይ ሳዕሲዕት ቦታ ሓሹሽ ሽመት ኣብ YMCA ጀብሃ ሻዕቢያ እንዳበልካ ባእሲ ንጀብሃ ብበዓስ ኢራቅ ሶርያ ሱዳን ኣብቲ ቃልሲ ኢዳም ብምትእትታው ደስ ክብሎም ብረት መግቢ ይህቡካ የሕልፍዎ ደስ ኣይበሎምን ይክልኩሉካ ምንባሮም ይዝከር እዚ ጥራሕ ዘይኮነ ካልእውን ኣሎ ኣዚ ክኣ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክደክም ነበረየ ነበረ ክከውን ክንደይ ዘይረኣና ግን በሊሕ መሪሕ ህዝቢ ኤርትራ ንኩሉ መጽናዕቲ ጌሩ ምስ ተዓዘበ ካብ 30 ዘይበዝሓ ፊደል ጥቅሲ ንበላ ከም መትከል ኣሚኑ ብተግባር ኣብ 70ታት ኣብ መዝገቡ ኣስፊሩ ኩሉ ክማሃራን ክርዕመላን ጺዕሩ እዚ ክኣ " "" ተመን ዕፋፎቱ ስለዘውደቐ ተመን ምኻኑ ተሪፉ ማለት ኣይኮነን" " " " እዚ ኽኣ ጭርሕኡ ብነብሰ ምትእምማን፡ ብጽፍሩ፡ ንጸላኢ ብብረቱ፡ክድስቆ ምኻኑ ስለ ዝእመነ ህዝቡ ኣንቂሑ ወዲቡ ሓይሉ ተኣማሚኑ ዝነበረ ድሑር ኣተሓሳስባ ካብ ሱሩ ነቂሉ ኣውጺኡ ካብ ማንም ሓገዝ ከይሓተተ ብጅግንነቱ ምስ ሙሉእ ሓይሉ ሒዙ ነጻነቱ ክርእይ በቂዑ ብተወሳኪውን ነቲ ዑሱብ ሓይሊ ወያነ ከማን ካብ ጋማን ክሳብ ኣዲስ ተሰኪሙ ኣእትዩዎም።
ድሕሪ ነጻነት ከማን ጽግዕተኛ ወይ ኣሳሳይ ናይ ማንም ከይኮነ ሰዊዱ ሲዒሩ ወጺኡ ኣሎን ክነብርን እዩ። ስለዚ ቡዙሓት ተቃወምቲ በሃልቲ ን34 ዓመት ከደምቲ ወያነ ኮይኖም ሪሞም ሸይጦም ክንደይ ተመላሊሶም ክሳብ 4 ሚልዮን ብር ተመዲቡሎም ከምኡውን ቡዙሓት ምስ ኣሜሪካ ኮይኖም ሪሞም ሸይጦም ክነግሱ እዚ ዘይባሃል ቆጺርካ ዘይውዳእ ገበን ኣብ ልዕሊ ህዝቦም ፈጺሞም ኣይተዓወቱን ምክንያቱ ተዓዊቶም ክኣትው ወይ ቁም ነገር ንክገብሩ ኣይኮኑን ዝድግፍዎም ተተካኢሉ ነቲ ዘይጻዓት ሓያል መሪሕ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ፋሕፋሕ ከብሉ ፈቲኖም ፈሺሎም ክፈሽሉ እዮም ክኣ ክሳብ ንዝመጽእ 150 ዓመት እሞ ብርጌድ ንሓመዱ ከም መን እሰያት ኣይትታለሉ መሳርሒ ናይ ውልቀሰባት ካብ ምኻን ተቆጠቡ። ገለ ልቦም ዝጠሎሞም ብደዎም ዝደቀሱ ገብራይ ከም ሹሙ ገብራይ 6000 USD ንሓደ ዓዋን lobby ከፊሉ President እየ ዝብል ነውራም ቃልሲ እንታይ ምኻኑ ዘይፈልጥ ባሃይም ኣሜሪካዊ ሒዝዎ ንክነግስ ሰበይቲ ኣነስ ዘሰምዖ ዘይብለይ ኢላ ይባሃል ተወሳኪ ሕጂ ክኣ ምስ ኣቢይ ተኮልኪሉ ክእትው ኢየ ዓሰብ ክኣ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ከነእትዋ ንክእል ኢና ዝብል ጉድ ንሰምዕ ኣለናሞ እተን 30 ፊደል ጥቅሲ ንኩሉ ዝሰዓራ ኣድቂካ ኣንቢብካ ትርጉም ናተን ፍለጠንሞ ዳሕራይ 7 ጊዜ ማይጨሎት ደብረሲና ተሓጸብ እምበር ኣይካእልን እዩ ስለዚ እቶም ካልኦት ሙሁራት ኢና በሃልቲ ይኩኑ በዓል ዑቡድ ወካርያ ሰይጣን ኣንጭዋ ሰልጠነ ዋላ ተፋቲሕካ ጎራሕ ኮይንካ ብሽም እዞም መሳኪን መንእሰያት ዝእከብካዮ ገንዘብ ንሰበይትካ ተሃብካያ እቲ ገንዘብ መንግስቲ ኣሜሪካ ክገድፈካ ከይመስለካ ናይዞም ደቂ ሓላላት መሬት ገንዘብ እዩ። ከምኡውን ሄኖክ ብጫ እቲ እንዳ በንዚን ይኩን ገዛ ብሽም ሰበይትካ ዋላ ጌርካዮ ዘለካ ቅበጾ ከም ጡብ ኣዴካ ኣሜሪካ ሰላሕ እንዳበለት ትመጸካ ኣላ።
ዘገርም ጉድ ንሰምዕ ኣለና ሰልጠነ ትግራይ ትስዕር ኣደ ኤርትራዊ ጸሊም ትከደን ትምከን ስውእ ስውእትና ኣይኮኑን ወያነ ሒዛትኩም ክትኣትው ና እንዳ ዜና ሚኒስትር ክትከውን ከም ዘይሓለምካ ድሮ ግልብጥ ኢልክ" ኤርትራውያን ንትግራይ ከይትከዱ ትብል ኣለካ ትግራይ ዓዲ ሲኦል እያ ክትብል ከም መሽረፈት ግልብጥ እንታይ ተረክበ ኣንታ ከዳዕ ንመን ከተታልል Sorry ንስካን እቲ ዑቡድ ወካርያ በየነ ቡዙሕ ትሕተትሉ ስለ ዘሎ እዞም ኩሎም ዝቅተሉ ዘለው እብ እስራኤል በዓል ንስካ ተሓተቲ ምኻንኩም ከይትርስዑ ዕርበትኩም ቀሪባ እያ እሞ መንእሰይ ዘምጸካ ግበር ሃገር ጸሊእካ ዘይኮንካ ዝተሰደድካ ኩናት ጸሊእካ ስድራኻ ክትሕግዝ እዩ መሰደዲካ ምሳርሒ ናይዞም ሸየጥቲ ሪሞም ንበዓል ጆን ብላክ ይኩን ዝተእስረ ዝነቆረ ኣይሓተቱሉን ኣይክሓቱን እዮም ስለዚ ልቢ ግበር። ቡዙሓት ወያነ ሕማቅ ኣላ ፋሕፋሕ ኢላ መሽረፈት ኣቢይ ከምዚ ኮይኑ ትብሉ መርገጾም ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ግን ተመን ዕፋፎቱ ተውደቀ ተመን ምኻኑ ኣይተርፎን እዩ እሞ ልቢ ግበሩ ኢለ ይምዕደኩም።
ሽሙ ሚኪ እዩ
propaganda ay tiktet bizaiba eritra.....nabra kibur iyu ,,,currency waga yebilan silezi eritra tsibuk ala ay tibel..we wish .kab nay kedem hiwet inda kebede yimetsii alo
❤❤❤
❤❤❤❤❤