ፍሹላት ናይ ልምዓት መደባት ኤርትራ // Eritrea's Failed Development Projects

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 5 янв 2025

Комментарии • 109

  • @omarosmann8324
    @omarosmann8324 8 месяцев назад +12

    The problem is from weyane and USA not from our government

    • @jossytm6814
      @jossytm6814 5 месяцев назад

      Of course, it's the Eritrean government fault. People are not even allowed to build houses. The government is killing the people 😢

    • @HeriHeri-m1n9u
      @HeriHeri-m1n9u 19 дней назад

      Aleme texabeatena ember naxenete Memexana nera elna da qalesey zeygedefnayo 😂😂 ata endu 😅

  • @isaiasgebremeskel1677
    @isaiasgebremeskel1677 2 месяца назад +2

    ዳፍላ ብጽልኢ ዝዓወረ ሓሳዊ።

  • @yemaneteckie8155
    @yemaneteckie8155 3 месяца назад +6

    እቲ ተሰሪሑ ዘሎ ዘይትዛረብ ካብ ኣልታዊ ጥራይ ምዝራብ ጥቅሚ የብሉን ምሕረት የውርደልካ

    • @davidcooper177
      @davidcooper177 2 месяца назад

      Dumb and foolish TIGREANS of ERITREA. Why not talk of success and failures and objectively find out the reason. I think the dumb and foolish ISSAIAS AFWERKI is destroying Eritrea because he is Amhara whom HIS PARENTS CAME FROM GONDER.

  • @burnlies
    @burnlies 8 месяцев назад +4

    እቲ ቀንዲ ምኽንያት ፍሽለት እቶም ተጀሚሮም ዝነበሩ ናይ ልምዓት ፕሮጀክታት ነጻ ብዝኾኑ ሰብ ሙያ ምሁራት መጽናዕቲ ስለዘይተኻየደሉ 'ዩ. ብካድረታትን ጀነራላትን ፖለቲከኛታትን ዝህንደስ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ሃገር ከልምዕ ኣይክእልን 'ዩ. ሰብ ስልጣን ፖለቲከኛታት ዝኾነት ሃገር ኣብ ልምዓት ክህልዎም ዝኽእል ግደ ነቲ መስርሕ ብኣገባብን ሕጋዊ መስርሕን ንክስራሕ ሓገዝ ምግባርን ምክትታልን እምበር ሰብ ዋናታትን ቀለስትን ዝኾነ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ክኾኑ ምፍታን መወዳእታኡ ዕውት ስራሕ ከምጽኡ ኣይክእሉን 'ዮም. ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዝና ማሕበረሰብ ንምርካብ ኣብ ዘይዓውደ ፍልጠቱን ዘይሙያኡን ኢዱ ብምእታው ዝገብሮ ፋሕጠርጠር ከንቱ ፈተነ 'ዩ.

  • @fessehazeru1946
    @fessehazeru1946 2 месяца назад +2

    መብዛሕቱ መደባት ልምዓት ደው ዘበሎ አቃልቦ ሃገርን አብ ምከልኻል ሃገር አዩ።
    ካብ ቡዙሕ ሃጠው ቀጠው ተምጽአ አቲ ዝዓበየ ብመንግስቲ አርትራ ዝተፈጸመ ፣ አቶም ንአርትራ ንምብርካኽ ዝሐለሙ፣ምስ አዋፈርቶም ምድምሳስን
    ሃገር ነጻ ካብ ሰግአት ምውጻአ ዓቢ ኢዩ።
    ናይ ነጻ ዕዳጋ ፖሮጀክቲ ይከየድ አሎ።

  • @mehariteklu3651
    @mehariteklu3651 Месяц назад +1

    Kgermeka brilliant eika fetyeka aleku dege zelekum hzbna gn Europe Or states dikum zelekum weys adi kinat bezi Iraq, Syria,, kief alewo hasabka wedey qexl

  • @2563-t6k
    @2563-t6k 2 месяца назад +1

    Well said bro !!

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 20 дней назад

    6:02 Zeyhafr dumu geremarism shimu, defar denkoro, entay aflitka eyu, esi dfen, gelekesmana eyu, bunlus bel. Hasawi.

  • @goitomfoto5276
    @goitomfoto5276 8 месяцев назад +3

    ኤርትራ ሃገርና.ከም ሃገር ከይትቀዉም ብደገ ይኩን ብጎረበት ዘጋጠማ ጸገማት ኣትፈልጥን ዋላ ሒጂ እካ ትወልዲካ ናይ ባሓቂ ኢካ መዳናገር ሃገራዊ መስሉና ንዓካ ምእማና ይገዲዲ ለስላሳ ሌባ ኢካ ንታፊላ ሃገርና ብረብሓ ዉልቃዊ ጥቂሚ ዝመሽመሸ ከዳዒ ኣምነት ክትቂሪቦ ደግም ይኣክለካ ንስካዉን ሎቁማጽ ኢካ ብዝኮነ ንገስጋስና ሰናይ ልምዓትና ብዉሽጣዊ ዓቅምና ዘገም እንዳበልና ኦታ ንደልያ ኤርትራ ጸላዊትን ሕፉርቲ ዘይትዲፈር ወለዶታት ቀስኖም ዝነብሩላ ክንገብራ እና ንስካን ሳዓብትካን ትቃይርወ የለን

    • @Mohamedmohamedofficial
      @Mohamedmohamedofficial 2 месяца назад

      ናይ ካልእስ ዝኾነ ምኾነ፡ ከምቲ ጅግና ስውእ ውጩ ዝበሎ፡ ናይ ከዲዓት ደቂ ሃገር ይኸብድ ነይሩ። ካብ ብደገ ብውሽጢ ዝፍኖ እዩ ሓደኛ። እቲ ናይ ምዕራብን ናይ ኩሎም ጎረባብትናን፡ ርኡይ እዩ ነይሩ፡ ብውሽጢ ኣሕዋትናዮም ብዝበልናዮም ዝገጠመና ክሕደት ታሪኽ ወለዶታትና ዘይድምስሶ ፍጻሜታት እዩ ተሰኒዱ ዘሎ እሞ፡ ድሕሪ ደጊም መከራንና ተወዲኡ፡ ጸበባና ኣብቂዑ እዩ።
      ክርምቲ ቕዱስ መጽሓፍ ዝብሎ፡ ጥፍኣት ኤርትራ ዝምነዩ ኩሎም ምስ ሕልሞም ሞይዮም እዩ እሞ፡ ናብ ሃገርና ንመለስ። ስድራና ንርአ። ሓሶትን ስብከትን ጸላኢ የብቅዕ። ቅድሜና ብርሃን እዩ ዘሎ።

  • @filywedibereka1961
    @filywedibereka1961 8 месяцев назад +4

    እዚ ፍሹል ትብሎ ዘለካ ጸገማቱ እንታይ ምዃኑ ዝሓለፈ ቪድዮታትካ ርኣዮ መልሲ ኣብኡ አሎ :
    ናይ ወጻኢ company እንተ ኮይነን ጸገም የለን ብናይ ውሽጢ ዓቕሚ ግን እቲ ጸገም ባጀት ምኻኑ ርዱእ ኢዩ 🤔

  • @Eritrea204
    @Eritrea204 8 месяцев назад +1

    ብሰንኪ እገዳን ተጻቦታት ግዳማዊ ሓይልታት ኢዩ ፈሽሉ ከምኡ ኢሉ ክተርፍ ማለት ኣይኮነንን ኢመሪካ ኣብ ኤርትራ ጹቡቅ ክትሓስብ ኣክኣለትን።

  • @SabaTekeste-h1e
    @SabaTekeste-h1e 2 месяца назад +3

    Kabakas adanagire tbel tkown zdanager yelen yelen gymover::

  • @abouteritrea
    @abouteritrea 13 дней назад

    about airline this video ruclips.net/video/sGWLczw6sgU/видео.html

  • @hanimehari503
    @hanimehari503 4 месяца назад

    Thanks bor for information

  • @tsegasimon2707
    @tsegasimon2707 2 месяца назад

    Eritrea ❤

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 8 месяцев назад +5

    ብሕቶ መልክዕ ዘቕረብካዮ መልእኽቲ ፡ መልሱ ኣዝዩ ሓጺርን ንጹርነቱ ዘየዋላውልን ኢዩ ። ንሱ ድማ ናይ'ዚ ዘይተኣደነ ሰንሰለታዊ ሳዕቤናት ፍሽለታት እንኮ ጠንቂ ፡ ሕሱም ዕጫ'ዚ መከረኛ ህዝቢ እዚ ኮይኑ ፡ እቲ ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራን ህዝባን ኣዝዩ ሕሱም ጽልኢ ዘለዎ ፣ እሞ ብዛዕባ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ሃገርን ህዝብን ብውልቁ ዝውስን ፣ ተፈጥሮኣዊ ተጋራፋጢ ባህሪኡ ጤንጋር ብምዃኑ ንሃናጺ ውዕሊ ኮነ ሽርክነት ዘይበቅዕ መንሽሮ ሃገርን ህዝብን ዝኾነ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ፡ ኮነ ኢሉ ዘውርዶ ክሳራታት ምዃኑ ካብ ዝንጸር ኣይቀለለን ። ይትረፍዶ ቍጠባውያን ፕሮጄክቲታትሲ ፡ ብዓቢኡን ብቐንዱን እቲ ህልውና ሃገርን ህብረተሰብን ዘውሕስ ምስሳን ጸጋታት ንከይረጋገጽ ዘዝተወልደን ዘዝጎበዘን ፡ ተባህዲዱን ሰኪሑን ሃገሩን ህዝቡን ራሕሪሑ ከም ደቂ ዛግራ ኣብ ፈቖዳ ስደት ዝኽርትት ዘሎ ናይ ተኸታተልቲ ወለዶታት ጸጋታት ጉዳይ ድማ ዝበኣሰ ገበን ኢሰያስን ግጉይ ስርዓቱን ኢዩ ።

  • @silvum1974
    @silvum1974 3 месяца назад +1

    Eritrea where undersanction for more than 15 years not to buy and make not to make free zone

  • @InformationDailyBelly
    @InformationDailyBelly 3 месяца назад +2

    ኢሰያስ ኣይሰራሕናን ክብል ከሎ ጅግና ይብልዎ ። ግዱስ ኤርትራዊ ንምንታይ እዚ ዘይተሰርሐ ኢሉ ተሓቲቱ ሃገሩ ዘይፈቱ ይብልዎ ምስ ከምዚ ዓይነት ኣታሓሳስባ ኢና ኮ ንነብር ዘለና 😢😢😢😢😢

  • @themadman5763
    @themadman5763 8 месяцев назад +2

    Kunchin kumaln kerni Africa mdre agam hji kea asmera elom mexiyom negirnakum *tgraway egrka maere chamaka* niskum dea chaman kithaxbu keman bkuat aykonkumn tgray txenit 😂😂😂😂😂😂

  • @afeworkiteslay1704
    @afeworkiteslay1704 8 месяцев назад +1

    Amselu hasawi

  • @Mengshaile
    @Mengshaile 2 месяца назад +1

    ሳሕበይ እና ጠልቀኻ ኬድካ ናይ እገዳ በሰላ ከምዘይትፈልጥ ኮንካ ትቐርብ

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 3 месяца назад +1

    Nska hade eritrea thalli tmesl gnay kahadi hager eka, haSawi eka telaki america eka newram.

  • @MulugetagebrehiwetGebreyesus
    @MulugetagebrehiwetGebreyesus 2 месяца назад +1

    ግን ኣብ ግመት የቲካዪኦ ዶ ኪናት 98 ብዙህ ነገር ከም ዘለዋወቶ ይዝከረኒ አሪትራ ካብ 93 ክሳብ 98 ጹቡቅ ግስጋሰ ከም ዝነበራ ስለዝስ ስለምንታይ ፈቺሉ ዝሃለፍናዮ 20 oመታት ናይ ህላውነት ህቶ አምበር ካለአ ምክንያት ዝወሃቦ ኣይመስለንን ብዝኮነ ብሩህ አዩ ቅድመና ትራይ አጀጋካ ሰብስብ ወደሃንካ ውልካዊ ሪቶይ አዩ

    • @AsmeraAbay
      @AsmeraAbay  2 месяца назад +1

      ጽቡቕ ርእይቶ'ዩ፡ ርእይቶኻ ድማ የኽብሮ። እቲ ዘድሊ ኢሂን-ሚሂን ምብህሃል'ዩ።

  • @raheemh.9891
    @raheemh.9891 8 месяцев назад

    መርሓባ ዓቢ ሰብ እንኳዕ ብዳሓን መጻኻ
    ኣይትጥፋእ በጃኻ

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 8 месяцев назад

    , ዕላማ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንኤሪትራ ምልማዕ ዘይኮነስ ንኤሪትራ ብዝኾነ ተጣቢብካ ንህዝባ ምጽናትን ማሓውራት ቅጦባኣ ንምዕናውን ኢዩ ::
    ባዕሉ ደጋጊሙ ነጊርና ኢዩ ::
    ወደባት ባጽዕን ዓሰብን ከምኡ ውን እተን ዝነበራ ፋክቶሪታት ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ከምዝገበረን ነጊርና ኢዩ ::
    ስለምንታይ ትካላት ኣብ ኤሪትራ ይጅምሩ እሞ ኣይውድኡን ንዝብል ሕቶ እቲ ምኽንያት እንዳፈለጥና ባዕላትና ምኽንያታት እንዳፈተርና ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ተሓታትነት ናጻ ኣይውጻኣዮ ::
    እቲ ቀንዲ ጠንቂ ናይዞም ትካላት ተጀሚሮም ዘይውድኡሉ ምኽንያት ሕሰዳ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ ::
    ኤሪትራ ከይትዓቢ ከይትለምዕ ከይትብልጽግ ዋና ዕንቅፋት ኮይኑ ዘሎ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ ::
    ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብተፈጥርኡ ሓደ ሓሳድ ቡዳ ሰብ ኢዩ ::

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 2 месяца назад

    Tegaru tetow ablwo, tetsabo eritrea, hikokum teserkum b mendelay hji nay media hasewti alokum, gdefu gdefu, gudaykum gberu, eritrewyan balina alenayo, leyabu, eritrea zelato lali eyu, kes elu kulu kmetsie eyu, ezi testas amro hiskum n tgray yenikuma, bzaba tgray hsebu, kedat.

  • @medhanieandu1669
    @medhanieandu1669 2 месяца назад

    Thanku sele tegdasneta 🙏. Deki Dahl chewe egrom kelewu 😂 haha xegmu

  • @hihot-x8x
    @hihot-x8x 2 месяца назад

    I am very disappointed with your explanation, why it is a failed project. Don't you know the effect of the sanction, or do you want to create confusion.

  • @OBO994
    @OBO994 8 месяцев назад +1

    ኮሊልካ ኮሊልካ ካብዞም ዘማርሩ ኮንካ ክብሮም ዳፍላ ረጋጺ ሓርኡ ሒዝካ ትመጽአ ሃገሩ አገዳ ክወርዳ ዝፍርምሲ ኤርትራ ንምንታይ ዘይማዕበለት ካኣ ትብል 0 ።

  • @samt7785
    @samt7785 3 месяца назад

    እቲ ጉዳይ ናይ ውሑስ ዕዳጋ ምርካብን ዘይምርካብን እዩ እቲ ጉዳይ። ጥረ ማዕድን ዝገዝኣልካ ኣይትስእንን ኢኻ። ሕርሻዊ ምህርቲ መን ይገዝኣልካ: ቱሪዝም ምስኡ ዝኸይድ ፖለቲካዊ ብድሆ ኣሎ: ምስ ኣመሪካ ተባኢስካ ኣብ ቱሪዝም ነጻ ዞባ ክዕወት ከቢድ‘ዩ: እቲ ምስ ወያነ ዝነበረ ግጥም ንባዕሉ ዓቢ ብድሆ‘ዩ። ካልእ ድማ ብሽርክነት ክትሰርሕ ኣብ ኢድካ ገንዘብ ክህሉ ኣድላዪ እዩ። እቲ ጓሂኻ ከም ሃገራዊ ይርድኣኒ‘ዩ: ግን እቲ ግዜ ሕጂ ዚበጽሐ ይመስል። እዚ ምስ ጥልያን ኮርያ ቻይና ዝበሃል ዘሎ: ፍረ ዝህልዎ ይመስል። ገለ እውን ለውጢ ንርኢ ኣለና።

  • @HeriHeri-m1n9u
    @HeriHeri-m1n9u 19 дней назад

    Etie mekenyate WEDI MEDEHEN SELE ZEYDELEYE TERAY EU.

  • @Mengshaile
    @Mengshaile 2 месяца назад

    ካብ ብዓል ክብሮም ዳፍላ ክትምርኮስ እንታይ ትጽበ

  • @sirakaraya9659
    @sirakaraya9659 8 месяцев назад +1

    Zewer bel Eritrea antay ayinet shigir yehlifa kiberhalka eyu ab sofa 🛋 kof elka Google translate gerka kitiwaraze xibuq aykonen gn anafeletka seb ketegagi mifitanka eyu bizaba sanction aske gele belena

    • @filywedibereka1961
      @filywedibereka1961 8 месяцев назад

      ዘይፈልጥ መዓስ ኮይኑ በዓል ኣጀንዳ ኢዩ: ኣናፍራ ቆቃሕ ዘይፈልጥ ኣይሃዳናይን: ኩሉ ክስገር ኢዩ ኣብ መትከል ጥራይ ጽናዕ 💪🏾

  • @commandomay8879
    @commandomay8879 7 месяцев назад

    ኩሉ ክሳራ 'ዩ ኔሩ ግዳይ 😢 ጸሓይን ንፋስን ኮይኑ ተሪፉ እናበልካ እናስተናዓቃ ትልፍልፍ ኣሎኻ ወዳጀ ሙሁር ። መኽንያት ናይ ኩሉ ዕንወት ግን ቅንጣብ ውን ትኹን ሓንቲ ቃላት
    መግለጺ ኣይሃብካን ። እዚ ድማ ጠፊኡካ 'ዩ ክብል ኣይክልን 'የ ፡ ኣንነት ዘጥቃዓካ ሙኩሕ ሰብ ኢኻ ክብል ግን ይደፍር ። ምስ ብዙሕ እቕሬታ ❤🇪🇷👍🙏

    • @welelaayney4959
      @welelaayney4959 3 месяца назад

      Weyane eyom geremo zeybele dika donkoro

  • @AhmedAli-ko4od
    @AhmedAli-ko4od 8 месяцев назад +2

    The analysis is very good! We need transparency and accountabilities. The country is run by one man. When was the last time the useless "Cabinet of Ministers of Eritrea" had a meeting? 10 years back? There should be accountability and free press in the country. Nothing will change as long as there is no accountability, free press, and the environment must be suitabke for all Eritreans to return home and invest. But Issayas don't want propsperous Eritreans.

  • @fetauAdu
    @fetauAdu 8 месяцев назад

    ኣበይ ዝነበርካ ዕንዛርያ ኢኻ፧ ሽግር ናይ ኤርትራ ዘይትፈልጥ! ዓጀውጀው ምባል ገዲፍካ፡ ንሃገርካ ሓግዝ፡ ኤርትራዊ እንተኴንካ መለትዩ።

  • @asratgilamichael775
    @asratgilamichael775 4 дня назад

    Big lie Capt. Asress have not proposed any business plan, he had special assignment by Boieng to deliver the one time crashed due inherent performance degradation and rejected by Egyptian pilots. Pls check Egyptian reg GOA, about the accident. The commitment and dedication by the Gov was high, supportive. All failure was by the CEO, no Airline governance structure, no strategy, never been functional financial model to test, no KPI.

  • @serinaserina-x8w
    @serinaserina-x8w Месяц назад

    becose of ethiopian and american 😢😢

  • @ወዲዘርአ
    @ወዲዘርአ 8 месяцев назад

    ፈራሕ መራሒ ክሳብ ዝሞውት ኣብ ሴልጣን ክጸንሕ እበር ህዝቢ ዘይደል እዚ ፍጌራ ሰቢኣይ 😢ህዝቢ ኤርትራ ሰሪሑ ክዓቢ ዘይደሊ

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 8 месяцев назад +1

    ምጥቃዕ እምበር ምሕታት ዘየላ 😂

  • @mussiegoitom2459
    @mussiegoitom2459 2 месяца назад

    Sekt wedza hemayn serakn ekum

  • @ኣባጎብየ
    @ኣባጎብየ 8 месяцев назад

    ኣገላልጻካኣ ጽብቅ ኔሩ ግን ብዓንጻሩ እንታይ ጸግም ኔሩ ምገለጽናልካ ወይ መጻህፍቲ ኣንብብ።ብቅልጽምና ጀሚርናዮ እቲ እንቅፋት ነናቱ ኣለዎ።

  • @chamejohn6593
    @chamejohn6593 3 месяца назад

    Shame on you😢

  • @sawa98
    @sawa98 8 месяцев назад

    ዋው ለባም ፍጥረት, ኣኽእሎ ከምዚ ዓይነት ፍልጠት ከማኻን ከምመሰልትኻን ናብ ኤርትራ እተው እሞ ነቲ ህዝብና ኣርእይዎ እስኪ ክትረኣዩ

    • @eritrea700
      @eritrea700 8 месяцев назад

      ንገረለይ እስከ ነዚ ሓማይ🤣🤣🤣🤣

  • @downdownw7374
    @downdownw7374 8 месяцев назад

    ሕጂ ኣበይ ነርካ እዚ ነገር አልዒልካዮ። ኢዶም አይስኣኑ ጎይቶትካ ንሰደድ ከይተረፈ ምሰተሰደደለን በዓል ስዑድያ ከይተረፋ ጠሊበን ምስ አብቅዓ ምለስዎ ብቁዕ አይኮነን ኢለን ብሽርሒ ምስ ምዕራባውያን ኮይኖም ከምዘኽሰርዎ የዔሪኻ ትፈልጥ ኢኻ። ዝገርም ግን ተስፋ ኤርትራ ክስማዕ ምስ ጀመረ ዝሞተ ነገር ከተልዕል ምጅማርካ ንባዕልኻ ካብቶም ኢድ ዝነበሮም ኣብቲ ሸርሕታት ትመስል።

  • @josjos6631
    @josjos6631 8 месяцев назад +1

    ዓሰብ ሆስፒታል ኪበሃል ከ ሰሚዕኩም ዶ ትፈልጡ

    • @AsmeraAbay
      @AsmeraAbay  8 месяцев назад

      ሆስፒታል ዓሰብ (ዱሕቱም) ይብሉ ኔሮም።

  • @Mengshaile
    @Mengshaile 2 месяца назад

    ሳሕበይ ቀስ እንዳበልካ ኣብ ፖሎቲካ ኣቲኻ ሕሰበሉ ቻነልካ ኣታዊኻ እዩ

  • @የእናትፍቅር
    @የእናትፍቅር 8 месяцев назад

    አነስ ብዙህ ቅዲሚ ምዛረብካ ምስ ግብፅን ምስ ነፃ ሃገራት ከምልበን ክሰርሃን ዝኽእላ ሃገራት ተወዳድር ጌጋ ሓውና ቢኹናት ተታሃዝካ እገዳ እንታይ ክትገብር ትኽእል አይትጋገል ሓውና ንኽትዛረበሉ ቀሊል ኢዩ አገብ ።

  • @musaelwolday1700
    @musaelwolday1700 8 месяцев назад

    ካባካስ ኽትእምነና ማለትካ ዱይሃላው ምጀመርታ ብዛዕባንግዲንገረና መን እዩ ድስቐሎ ስለዚዳፍላ ሓሳዊ ከማክስ ንምስክር ክተቅርቦ

  • @DesaleberakhiAngosom-v8m
    @DesaleberakhiAngosom-v8m 8 месяцев назад +2

    ጹቡቅ ክእለት ኣገላልጻን ናይ ሓሶት ከልቢ ክነዕጽወካ ኢና

    • @welelaayney4959
      @welelaayney4959 3 месяца назад

      Gohaf

    • @danidaniel7685
      @danidaniel7685 3 месяца назад

      Nsika eka ghaf entadeka du zbil zelo hasad ​@@welelaayney4959

  • @jaynjonas
    @jaynjonas 8 месяцев назад

    ኣቦታትና ከምዚ ናትካ ነገር ምስ ሰምዑ ከምዚ ይምስሉ "ፈሊጡ ዝደቀሰ ሰብ ዋላ ሓርማዝ እንተነቕነቖ ኣይትስእን" ንስኻ ድማ ጎድኒ ሳዕቤናት ናይ ቁጠባ እገዳ ንሓንቲ ሃገር ኣዝዩ ሃሳዪ ከም ምዃኑ ትስሕቶ ኣይመስለንን። እንታይ ድኣ ከምዚ ከማኻ ሰባት ብናይ ውሽጣዊ ጥሙሕ (ulterior motives) ተበጊስካ እተልዕሎ ዛዕባ ኣናፋፍራ ቆቓሕ ዘይፈልጥ'ሲ ኣይሃዳናይን። ክላወበካ ዝደሊ ግን ምስቲ ሕልኩስ ሓሳብካ እትምጥወካ ስም ኣስመራ ዓባይ ዘይኮነስ ትግራይ ዓባይ ኢያ። ኩዕንቲ እንዳኣረኻስ ትግራይ ዓባይ LOL.

    • @abrahamkidane4496
      @abrahamkidane4496 8 месяцев назад

      ሕራይ ገበርካዮ ጉሒላ መደናገሪ

  • @zeriezerie6069
    @zeriezerie6069 8 месяцев назад

    ንስኻ አውሪ ንሕና ንሰምዕ እዚ ትብሎ ዘለኻ ምሁራት ደቂ ሃገር ዝሰርሕዎ እዩ ብስምዒትን ሓንፈጽ ቋንቋን ዝዛረቡ አይኮነን ።

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 8 месяцев назад

    Niseka menehdimuka
    Kitegelizehsawi

  • @mikaelzemo1191
    @mikaelzemo1191 3 месяца назад

    Abzea alo nefat drbay komal agame

  • @abebamckay7126
    @abebamckay7126 8 месяцев назад

    Fushul tubo weyenty

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw 8 месяцев назад

    SEMEEKA AYFELITIN EYE NMEJEMERYA GEZEY EYU.
    DES AYBELKANIN.
    HAGERKA TEFETU TEKONKA?
    "LIFE START TODAY!"
    HELP IF U CAN, IF NOT JUST LEAVE ERITREA FOR ERITREAN'S IN ERITREA (ERITRA BELONGS TO THEM) ::

  • @aabraham69
    @aabraham69 2 месяца назад

    Shame on you. You come up with Bisha as an example! Bisha is successful because of Cina.

  • @Berheawet
    @Berheawet Месяц назад

    ከዛብ

  • @lillyhill3244
    @lillyhill3244 8 месяцев назад

    Get out of our way ,we have no time for stupidity. We are busy bidding our country.

    • @sami7681
      @sami7681 5 месяцев назад

      What exactly are we building? Sometimes accept criticism, if you cant identify the problems and find solutions then what’s the point?

  • @Phili1616
    @Phili1616 8 месяцев назад

    ዘገርም እዩ እዚ ኩሉ ዝተጀመረ እንተዝውዳእ ውን ዓቢ ነገር ዩ ኔሩ ግን ዑና ጥራሕ ሒዝና ተሪፍና

    • @aabraham69
      @aabraham69 2 месяца назад

      It is a very shallow and irresponsible analysis.

  • @SamuelKidane-lc9gv
    @SamuelKidane-lc9gv 8 месяцев назад

    ሓሳዊ ኢኻ ወይ ኣይትፈልጥን ኢኻ

  • @tedroskahsay1920
    @tedroskahsay1920 3 месяца назад

    Lekbat

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema9327 8 месяцев назад

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk anta diqala dirbayyyy

  • @omarosmann8324
    @omarosmann8324 8 месяцев назад

    I am not agreeing with you if there is sanction you can not do anything wedi adey

  • @dejenaraya12
    @dejenaraya12 8 месяцев назад

    ከም ወትሩ ቡሉጽ።

  • @muss5435
    @muss5435 2 месяца назад

    Dehayka ytfae dumsus ane kea n Eritrea halika medeb tserh ymesleni neru
    Klite gze ktzareb eka hasad

    • @AsmeraAbay
      @AsmeraAbay  2 месяца назад

      🐂

    • @muss5435
      @muss5435 2 месяца назад

      @@AsmeraAbay 🐃

    • @muss5435
      @muss5435 2 месяца назад

      @@AsmeraAbay 🐷🐷🐷

  • @mihretabtewelde9813
    @mihretabtewelde9813 8 месяцев назад

    ኩቡር ሓው ናይ ባሓቂ ሳኢነሳዊን ጭብጣውን ኣቃራርባ የቅንየልና!! ቀጽሎ ነዛ ሃገር ዘይፈልጣ ከምኡ ውን ብዛዕባ ቁጠባ እንዶ ዘይብሉ ህዝቢ ኢዩ ኣፍሪዩ ኢሰያስ ግብረሶዶም ኣንድነታዊ!

  • @jossytm6814
    @jossytm6814 5 месяцев назад

    Great video it shows how useless the Eritrean governments is. Sad 😢

  • @danidaniel7685
    @danidaniel7685 3 месяца назад

    Ata lokmax aytikun ane ka xbuk tmihir mesiluni enber kabzom lekbatat dika bel Eritra nay kulu Eritrawiya eseyas ka hade kabana u biwulki timahader hager yebilnan lokmax

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 месяца назад

    Eseyas eyu tehatati.

  • @humhum3511
    @humhum3511 8 месяцев назад

    ጥፉሽ ኢኻ ።

  • @majorgirmai9432
    @majorgirmai9432 8 месяцев назад

    ህግደፍ ካንሰር ህዝብና እዩ ድሕሪ ግፍፍትን ባዶ ኮይና ሃገር

  • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
    @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 8 месяцев назад

    ክክክክክ ፊልም ኮ ዩ ናይ ዛ ሃገር ነገር

  • @omarosmann8324
    @omarosmann8324 8 месяцев назад +1

    I am not agreeing with you if there is sanction you can not do anything wedi adey