ሰበር መግለፂ፡ ንጉጅለ ጌታቸው ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንምውጋድ ትልሚ ሓንፂፁ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ፣ መከላክያ ናብ ትግራይ፣ ምስ ሻዕብያ ርክብ፣ ኣብይ ስጉምቲ ክወስድ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 12 дек 2024

Комментарии • 9

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 День назад

    እግዚአብሔር ይገስፅኩም

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 День назад +1

    ህውሃት ንቅድሚት ህውሃት ናይ ህዝባ እያ ።

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 День назад

    Tetenkek hzbi tgray, zhalefe yakleka.hji kea awdi kunat eyu kgebreka zhasb zelo ezi kintit derho abiy, ms eritrea emo dehan ymtsa emo adebu kenethzo ena, deleyti selam ena , selam beynka delikaya gn aytkewnn eya.

  • @yordanosbeyene2181
    @yordanosbeyene2181 День назад

    ዘይሕጋዊ ዕደና ወርቂ ጠጠው ንምባል ሐገዝ ምጥያቅ አይኮነን ካብ ፌጀራል እንተይተኻኢሉ ካብ ሕብረት አፍሪቃስ ዘይኸውን እንታይ እዩ ነውሩ። TDF ጠጠው ከብሎ ከምዘይከአለ ተረጋጊፁ ዝሐጀረ እዩ። ዶስ አይትዓንቅፍኒ ርግሀ... እዩ ነገሩ።

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie День назад

    ኣያ ዕንይንይ ሎሚ ደዩ ተበሪሂዎ ኣቀዲምም ዳኣ ዘይነገርኩምና መምተጨነቅካ ነይሩ ኣንዳበልካ ህወተታ ዓቅምን ቅንዕናን ተዝህልኮ ንምንታይ ተባሃለ ኣይምተባሃለን

  • @abdayuabaygm2394
    @abdayuabaygm2394 День назад

    አየናይ ህወሓት?

  • @tekianhadgu134
    @tekianhadgu134 18 часов назад

    ኣታ እቲ ዝሓለቀ ወጣት እንዶ ረአይዎ አዶ ትግራይን ዶ ረአይዎዋ ሕዝቢ ትግራይ እኮ በአካትኩም ሓዚኑ

  • @yordanosbeyene2181
    @yordanosbeyene2181 День назад

    DDR ብአጋ ይፈፀም ትኽክል። እንታይ ዝወጠንኩምዎ ካልእ ምፍሳስ ደም መንእሰይ ትግራይን ንብዓት አዴታት ትግራይን አለኩም ድዩ? ኮራኹር ኢሰያስ።

  • @yordanosbeyene2181
    @yordanosbeyene2181 День назад

    ምንም ጉድ የለን። ዶብ ሀገር ብመከላከያ ክሕሎ ምሕታት ንቡር ጥራሕ ዘይኮነስ ግድን እዩ። እስኻትኩም ግን ገና ዘይረወኹሙሉ ደም መንእሰይ ትግራይ ስለዘሎ ፀላዕላዕ አቢሉኩም።