Mr respondent, which one do you think must be given great priority attention: return of our displaced people & territories or celebrating of Meskel Holidays? Why do you lie? Why did the pp govt left Zalambessa to Shabiaor? Aren't you confirming the occupation of Zalambessa by Shabia is OK? And thus is non of your business? We are pained by what is happening to the people of Tigray. We Tegaru in and outside, should voice against the bandas who are selling our territories to our enemies, internal and external.
ትግራይ ዓደይ መሉአ ሰላምኽ ያረእየና 🙏😥😍😍😍
ዓድ ትዉረረ ንሶም ንስልጣኖም 😢😢😢
ፀኣብ ናይ ትግራይ ግዝኣት ህዝብና ብትግርኛ ክመሃር ግድን እዩ። ሰራዊት ኢት /ያ ዝገብሮ ዘሎ ኢድ ኣእታዊነት ጠጠው ከብል ይግባእ።
ናይ ብሓቂ ድኩም እዩ ብጀካ ኣይፈጸምናዮምን ሰሪሕናዮም ዝበሎም ኣይሰማዕኩን።
Shame
❤❤
ዋ❤ው ኣንደበተ ሩቱእ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ጀ/ር ፃድቃን ገ/ትንሳኤ::
Getachew, seems to be abandoning the sovereignty and integrity of Tigray and the people.
ተወዚዖም ?
እወ ሓቂ ተዛረቡ ነዚ ሕማቅ ተግባር እተን አብ አቢ ዘለዋ ምስኤርትራ ምብአስ ኢዩ ተጋሩ ደጊምኩም ሕሰብ እተን ብአማርኛ ዝፍንዋ ስጋብ ዝድምሰሳ ዓቅሊ ግበሩ
አብ ምግዳል ፅቡቅ ታሪክ ዝነበሮ ክኸውን ይኽእል አዩ ደሐር አብ ሰላም ማለት አብፓሊስ ኮምሽን በዓል ስልጣን ኮይኑ ናይ ከባብያውነት ፅልዋ ስለዝነበሮ አብግለይ ከቢድ በደል ዝፈፀመ ሕማቅ ዘረኛ ምንባሩ እምስክር አለኹ ።
ትኽክል ጀነራል ጻድቃን❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋይ ጌታቸውን ፃድቃነን ህዝብን መሬትን ትግራይ ብሻዕብያን ኣምሓራን ኣውሪርኩም ካሊእ ኣጀንዳ እናቐየርኩም ህዝቢ ተደናግሩ ንእሽተይ ዘይሓፍሩ።።።።።።
እዚ ክሉ ግጅለ ጽንተት እዩ። እምበርከ ኢትዮጵያ አሚንኩም አልጀሪስ አይንቅበልን ጠንቂ መሳኪን መንእሰያት ተወዲእም ሕጂ ድማ ኢትዮጵያ ዳግማይ አብ መንጎ ትግራይ / ኤርትራ ክሪቢት ክትውልእ አይፍቀዳን ብሕጂ ትግራይ ኤርትራ ሰላም ወሰላም ንምነ.
መሬት ዘውረሩ ኩሎም እዮም። ቀንዲ ተሓታቲ ግን ደፂ እዩ።
ካበይ፣ዝመጸ፣ለኽባጥ፣ከበደ፣አሰፋ፣ወዲሐራም፣/ተጸበየና፣ጊዘ፣አሎ፣ንኩሉ፣ሙሽ፣ሙሸ፣፣😮😮😮
አቱም ሰባት ንምንታይ ሐዱሽ ከይንኩም ብዛይካ ሕሞራ አብ ትግራይ ናይ ጦብያ ሰራዊት የለን
ከፌል ኤሮፕ እንበር ዘለምበሳ ብሻዕብያ ኢድ ምኳና ገና ህጂ ኢኩም ትነግሩና ዘለኩም፡፡
እንኳዕ ሃለኻልና እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንታይ ምወሓጠና ኔሩ ሐዚ ምስዞም ንህዝቢ ትግራይ ዘይምጥኑ ሓምልታት
Ethiopia must take Assab and tdf need must participate in this operation.
ኣይጸገብኩምን ክኖ ዓሰብ ዘሎ ይራኣየኩም የሎን። ዓሰብ መቃብርኩም እያ ትኸውን ሓንት ኮንተይነር ይትረፍ መርከብ ትባሃል ኣይትጽገዓን እያ።
ዓሰብ እንካን ክትውንንዋ ብሰላም ኣገልግሎት ክትረኽቡውን ፍቃድ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ የድልየኩም ደናቁር ዓሰብ ጀንብል ኣይኮነትን ኣልዕልኩም ክትኸዱ።
ዓሰብ ክትወስዱ ዳኣ እንታይ ሰላሳ ዓመት መስዋእት ኣክፈለና ኣብ ግዜ ሃይለስላሴ እንዶ ምስተወደኤ ጸማማት በሉ መሬት ኤርትራ ክንዲ ሓንት እንቺ ኣይነፈቅድን ከምታ ንዞኣኻትኩም ኣባይ ግድብ ቀይዝህ ባሕሪናን ዓሰብን ኣባይ ግድብ እዩ ንዓና ኣባይ የኛ እልኩም ንሕና ኻኣ ዓሰብ የኛ።
ንህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ንምዽማይ ዝዕለም ዘሎ ርኹስ ሸርሒ ብሓይሊ ኣምላኽ ፈሺሉ ክተርፍን ፡ ኣብ መንጎ ክልቴኣቶም ህዝብታት ሰላምን ቅሳነትን ክሰፍንን ንምነ ❤
ምድያታት ወያነ ምስ ሻዕብያን ፋኖን ይተሓባበር አሎ ዝብሉ፣ወታደራት ኢትዮጵያን ሻዕብያን ሓቢሮም እንዳወዓሉ እዩ?
መከላከያ ዛላምበሳ ገዲፉ አብ ኮረም ንምንታይ ተቀሚጡ?
ግዜ ረኪበ ኢልካ ንህዝቢ ናብ ዘየድሊ መንገድ ኣተእትወና ድሌትካ ኩሉ ተረድእዎ እዩ ደጋግምካ ካብ ድሞክረላይዘሽን ሪፎርም ካብ ምድግጋም ምስማዕ ኣብቲ ዋና ንህዝቢ ዝጠቅም ኣብ ምስራሕ የለካን ዓርፍካ ብላዕ ውድብ ንስካ ኢካ ነርካሉ ማዓት በደል ኣብተብፀሐሉ ኣይርደአካን ነይሩ እዩ ብድሌትካ እውን መድረክ ረግፅካ ከድካ ድሕሪ 23 ዓመት ዕድል ገጢሙካ ህዝቢ ረግፅካ ስልጣንካ ንምቅፃል ትራጋረግ ኣለካ እተዝከውን ግን ሃፍትካ እተተማሓድር መሐሸ ኣብ ትዕዝብቲ ግን ትኣቱ ኣለካ ዝኩሉ ኣመነታና ከም ማይ ኣፍስስካዮ ገራሚ።
ፃድቃን ብኤርትራ ተጣዒሱ ዝብል ናይ ፅሑፍ ዜናኩም ጌጋ እዩ።ም/ቱ ጀነራል ፃድቃን ኣብቲ ቃለ መሕትት ዝበሎ ኣድሚፅኩሞ እንተኮይንኩም እንተኮይኑ ብሰላም ልኣላውነትና ክንመልስ፤፦እንተዘይኮይኑ ድማ ልኣላውነትና ተወሪሩ ሱቅ ኢልና ኣይንርእን ኣይንርእን ምባሉ ተጣዒሱ ዘብል ኣይኮነን፨✌ "ነንእሽተይ ግን ተዘንብሉ ኣለኩም ይመስለኒ🙌
wey koribet begisi tekenitita !
ፃድቃን ምግዳለይሲ ንደቡብ ሱዳን ከይደ ክሰርሕ ዕድል ረኺበሉእየያ 😂😂😂😂😂😂😂😂በቃ ቃልሲ ብዚ ኢኻ ትዕቅኖ ?
ተዝቕየም ንምንታይ ኣብቲናይ ሐዚ ተቓሊሰያ 😂😂😂😂
ባዕልኻትኩም ዩቲበራት ትግራይ ትሕስዉዶ አይቀነኹም እንታይ እዩ ክጠቅመኩም ዘገርም እዩ ።ብዉዕል አልጀርስ ፋይናል አንድ ባይዲን መለስ ዝፈረመሉ ብሀግ ፍርዲ ዝተፈርደ ዶባት ከምዘይቅየር ክትፈልጡ ይግባእ።አልዕል አቢልኩም ናይ ፕሪቶርይ ንናይ አልጀርስ እንታይ ዘራኽብ አለዉ ግን ዘሪአካ ሰላም አይትደልዩዋን ኢኹም ሐሰዉቲ።
ካብ ምክርኻርስ ሀ ኢልካ ሰሚዕኻን ኣዳሚፅካን ዘድሊ ጥንቃቀ ምግባርን ዶ ኣይሐይሽን
ለክባጥ በካዪ
Hasewti
ንስኻ ጽድቃን ከ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝገበርካዮ ገበን ኣይትሕተተሉን ዶ መስለካ ኣብ 3ይ ወራር ኣብ ባረንቱ፡ ተሰነይ፡ ማይድማ፡ ዛላምበሳ ዝገብርኩሞ ዘክር ብሕፈሺኡ ከኣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን መንእሰይን ቁጠባናን ዘውረድካዮ ዕንወት ንስኻ ጻድቃ ክትሕተተሉን ኣብ ፍርዲ ክትቀርበሉን ኣይትኽእልን ዶ ይመስለካ
💛❤️
Kemzi ena tezarebu kae tigrna ena nzareb yblu entay aey net qanqa eyom zzarebu
ዛላምበሳ ይኹን ካልኦት ከባብታት ዕድመ ነቶም ድሁላት መራሕትኹም እኒ ደብረፅዮን ጌታቸው ረዳ ፃድቃንን ታደሰን ሰራዊት ሻዕብያን ካፍቲ ዘለውዎ ሓሊፎም ንመቐለ እንተዝመፁውን ህዝቢ ገዲፎም ከምታ ህዝቢ ማርያም ሸዊቶ ዓይኖም እናረኣዩ ዘሕረዱዎን ክሃድሙ እንተዘይኮይኖም ካሊእ እንታይ ደልዩ መራሕትና እናበለ ኣብ እግሮም ከምዘኹድድ መስደመ ም እዩ:: ንሶም ከምቲ ዝረአናዮ ሓንሳብ ማይጨው ዓዲግራት ሽረ ተፈናጪሎም ህዝቢ እናኣከቡ ኣጀንዳ ክቕይሩ ህዝቢከምቲ መጭበርበሪ ፃድቃን ንህዝቢ ዓዲግራት ዓለም ምሳኻ እዩ ይሪአካ ኣሎ ኣብ ጎድንኻ እዩ እናበለ ተጠሊዑ ዝሕሱ ዝተርኣዮ ጌታቸው ረዳ ድማ ብዛዕባ ዛላምበሳ ከምዝነበረቶ እያ ምስ ሰራዊት ትግራይ ንቕድሚት እናበለ ሓይሊ ኣለካ እዩ እናበለ ንህዝቢ እናጭበርበሩ ሻዕብያ እኮ ምንም ኣይገበረን ኣብዘለዎ እዩ ዘሎ ሓላፍነት እውን ኣይናትናን ልክዕ ከምታ ታደሰ ህዝቢ ማርያም ሸዊቶ ሻዕብያ ይጭፍጭፈና ኣሎ ርድኡና እንተበሎም ኣይንረድአኩምን ኢሎም ኣብ ዓለም ንመጀመርታ ጀነራል ንህዝቡ እናረኣየ ኣይረድእን ኢሉ ክጭፍጨፍ እንትገብር ንመጀመርታ እዩ::
እዚኦም ትግራይ ማለት ባዕሎምን መቐለን እየን:: ፃድቃን ዕሱብን መጭበርበርን ኣብ ውዕሎታቱን ተደጋጋሚ ከበድቲ ስዕረታት ክገጥምን ሂወት ክበርስን ንብረት ክዓኑን ዝገበረ እዩ:: ኣብ ኢትዮ ኤርታራ ፇረና ቡሬ ኣብዚ ናይ ሀዚ ድማ ህፃውንቲ ንዓፋር ዓደምሓራ ፎቖድኡ ፈኒኻ እንታይ ሳዕቤን ኣኽቲልካ ወዘተ ኢሎም ከይሓቱ ዝንቅጥቀጡ ሚድያታትን ጋዜጠኛታትን ድማ ትግራይ ከም ኣመላ ከም መዥገር ብጎሮሮኣ ሓኒቖም ሒዞምዋ:: ጉደኛ ወለዶ!! ፃድቃን እናመረፀ ጃርጎናት እናተዛረበ ሱሉኽሉኽ ምባል መሊኹዋ እዩ:: ኣብ ሽረኸ ህድማ ከመይ ነበረት ኣይትንክፋን :: ፃድቃን ከም ዕድሚኡ እንተዝኸውን ካብ ንፈረንጂ ክሽቅል ላሕ እናበለ ህዝቢ ዘብርስ ንኣብነት እቲ ተፈንጪልና ተፈላሊና ክብል ምስ ኣሰፋ ኣርሃን ጌታቸው ረዳን ኮይኑ ዘየለ ባንዴራ ከንበልብል ህዝቢ እናዞረ ካብ ምህዋኽ ምስ ዕድሚኡ ህዝቢ እንታይ ገበረ ኣይንሃውኮ ኣድላይ እንተኾይኑ ሓቢርና ዘይንፈልጦ ነገር እንተሃሊዩ ብሓባር ንርከቦ ኢሉ ናይ ዕድመ ዝፀገበን ለባምን ምኽሪ ምመኸረ ኔሩ ግን ሕቡእ ዕላምኡን መጭበርበራይ ብህሪኡን ኩሉሻዕ ክስሕት እዩ ዝገብሮ::
መሕብኢ ጣሻታቱ GSTS ዝበሃል ጉደኛ ፀረ ትግራይ እኒ ስየ ስብሓት ዝወደቡዎ ህብረትን ፕሪቶርያ እትብሃል ዝተማረኹላ ግን ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ጀግንነት ዝሰራሕናሉ ዝብላንገና ትግራይ ሀዚውን ኮራት ክፍለጦራት ክትውድብ ዝሓልመላ ድሁል እዩ:: ኣሕዋትና ደቅና በሊዑዎም ኣብሊዑዎም ብውሑጅ ሩባታት ዓደምሓራ ኣውሲዱዎም ክነሱ ገና እዬ ኣይፀገብኩን እዩ ዝብል ዘሎ::
ናይ ትግራይ ጥቕዓት ናብ ዓለም ለኸ መጋባእያ ክወስዳ እየ ይብል ኣሎ ተፀበዩዎ እዚ ሰብ ትማሊ ህዝቢ ክኸፋፍል ማይጨው ዓዲግራት ሽረ ይጎዪ ህዝቢ የዋኽብ ቀንዩ ንኡሽተይ ከይፀንሐ ሀዚ ካሊእ ይምድር ኣሎ:: ትግራይ እንታይ እያ እትገብሮ ኣብ ልዕሊ ህዝቦም ዝፈረዱ እናተስሓጉውን ፀፍ ዘብሉዋ ትግርኛ ተዛረብቲ ወሪሮምዋ::
the mask dancer sadkan&gatacw 😢
ናይ ምዉሳን ስልጣን ንኣብይ ሂብናዮ ዝብል ዘሎ ናሃቱ ድልየት ስለዝኮነ ዶ ኣይኮነን ካልኣይ እንታይ ኢካ ደኣ ትመርሕ ኔርካ ኩሎም ኣሰራሕናዮን ትብለና ኣለካ።
ጀ/ል ላንተ ያለን ክብር እንዲወርድብን አንፈልግም ስለዚህ ባክህ አሁን ያለው ውጣ ውረድ እንዲረጋጋና አሁን ያሉን ከባድ ችግሮች አስወግዳቹ ህዝብም አብሮዋቹ እንዲፈታው ብታደርግ ?
💖💗💗💖💖💖💖
🙏🙏🙏✅✅✅✅
ጻዲቅ እምበር ጻድቃን ኣይብለካን ካብ ድሕሪ ከዚ ንበርልና ኣቦ ንኩሉ ታሪክ ። ጥራሕ ዝብለካ ዝኾነ ት/ይ ንኻሊእ ኣሕሊፍካ ክወሃብ የብሉን ብበትሪ ት/ይ እዩ ክግሰጽ ዝግብኦ ፣ቦታን ሀዝብን ቀልጢፉ ንክምለስ ይገበር ፤ እስቲ እቶም ሰሪቆም ዝበሃሉ ናይ ኢንቨስትመንት ፍቃድ ይወሃቦም ብዙሕ ናይ መንግስቲ ንብረት ዘየንጭበርበሩ ንኩሉ ምሁርን ዘይተምሃረን ንኸስርሑ ኣብ ት/ይ ይመቻቸ ናይ መንግስቲ ንብረት ዝወሰደ ኮይኑ ተተረኺቡ ብቀጥታ ናብ መንግስቲ ይወረስ ካብዚ ብዝተረፈ ኣካብነት ዝረገፅኩምዎ ተልኢልኩ ታሪክ ኣብ ህንፀት ት/ይ ስርሑ ንስልጣን ርስቲ ኣይኮነን ዘይሰርሕ ይውረድ።
ሰላም እድገት ብልግና ለትግራይ ለኢትዮጵያ ና ለመላ ዓለም ይሁን
ጀነራል ፃድቃን ብሓቂ ምስ ዘመን ዝዝምን ጅግና ክልተ ወለዶ በርትዕ።
እዚ ሓሳዊ ቕም ነገር ዘይብሉ ናይ CIA ሓሳዊ ርሕቅ በሎ።
ናይ ተጋሩ ቓልሲ ከፍሩሱ ምስ ሓሰውቲ እምሓራን ሓሰውቲ ኦሮምን ኮይኑ ንትግራይ ወልቃይት ጽገድየን ኻል ቦታታትን ኽሽጡ ዘደልይ ሓሰውት ትግራዎት መሰልቲ እዮም።
እዞም ሓሳብ ኣምሓራ ሒዞም ዝንቓሳቕሱ ዘሎዉ ትጋሩ ኢና ዘብሉ ጠጠው ኩብሉ እሎም አምበር ፡ መዕነዊ ዝኾነ ሸሪሒቶም በፍጹም ኣይገድፉን አዩ።
ሕማቅ ሰብኣይ
ጀግና ሞይቱ ኣይበሃልን
መንግስት ሰማይ የዋርስካ ተጋዳላይ ኣማረ ተሻለ ፅንዓት ይሃብኪ ትግራይ
ጌታቸው ኣብይ ከይነክ ፈሪሑ
Mr respondent, which one do you think must be given great priority attention: return of our displaced people & territories or celebrating of Meskel Holidays? Why do you lie? Why did the pp govt left Zalambessa to Shabiaor? Aren't you confirming the occupation of Zalambessa by Shabia is OK? And thus is non of your business? We are pained by what is happening to the people of Tigray. We Tegaru in and outside, should voice against the bandas who are selling our territories to our enemies, internal and external.
ይህንን ከበደ ኣሰፋ የሚባለው ሰውየ ማነው? ከትግራይ የሚፈልገው ምንድነው? በወታደር ታጅቦ ከመግባት ፍላጎት ካለው ዝምብሎ በነፃ ለመግባት ለምንድነው የፈራው? እኔ እስከማውቀው እሱ የሚያውቀው የፈፀመው ወንጀል እስከሌለ ትግራይ ለመግባት የሚከለክለው የለም።
መንግስተ ሰማይ የዋርስኻ ጅግና ትጋዳላይ 😭😭😭😭😭
ብምዕጉርቲ ዝመጽእ ፍትሒ እንተሀልዩስ ።
❤❤❤አይትሕመዩኒዶ በለ?? ከመይ ዓይነት መስሓቅ እዩ ጻድቃን!! ምሳርን ፍስን ሒዙ ንሕውሓት ከፍርስ እናተግሄስ አይትሕመዩኒ ሃሃሃሃ! ናይ ዕድመ ሽግርዶ ይኸውን??❤❤❤
👎👎👎👎
ተጋሩ ስምዑ እቲ ኹሉ ስልጣን ንኣብይ ኢና ሂብናዮ መፂናያ ፣ብኹርዓት ይዛረብ ኣሎ
ካሬ ማንም ኣይሰምዕን ድህሪ ህዚ ካም ዓለቅቲ ህዚ ትግራይ ማፂኽምዎ ይኣክል!!
ድርባይ ዘይትፈልጥ ደኣ ታይ ክትገብር ዘንቢል ናይ ኣቢ ኮንካ
ዘንቢል ሻዕቢያ ድማ ንስኹም ኣለኹም:: ዘንቢል ኣብይ ብድሮን ኣብይ ዝሳደድ ዝነበረ ጌታቸውዶ ናዓይ ሹመኒ እናበለ ዝላማመጥን ክቡር ጠ/ሚኒስቴር ኣብይ ኣሕመድ እናበለ ኮፍ ብድግ ዝብል ደ/ጽዮን ዘገምት? መን ይቐርብ ?
ጉጅለ ጌታቸው ንትግራይ ታይ ጌረላ ዘይኮነስ እንታይ ጌረያ ክብሉ ይግባእ ብሓቂ
ካድረ እሳቶም ልትግራይ ሰላም ኣምፂኦምላ ካብ ፅንተትን ካብ ኮንሰትረሽን ካምፕ ኣድሒኖምና!
ንስኻትኩም ግን ፕላን ሌሓዝኩም ናብ ጦርነት ኣእቲኹምና!
🎉
እቲ ቐንዲ ቕድመ-ተደላይነት ልዕልና ትግራይ ምርግጋጽዩ እዚ መስኩሩለይ ዘይድልዪ ሓቒዩ!!!! እንተዘይኮይኑ ኩሉ አብ እግሪ ኢዩ ዝአቱ ኢልካ ሳእኒ መሊስክ አብልዕሊኡ ካልሲ ምግባር ምፍታንዩ!!!!!
ተስፉኪሮስ አረፈ ዝበሎ 100 % 🤔👍
ዛላምበሳን ጉሎምኻዳን ናይ ኤሪትራውያን እዮም እንባዕል ገታችው እምሓራ እዮም።
ዘሓዘን ሕዝቢ ዓጋመ መጻወቲ ሕማቅት ትጋሩን ደቂ ዓደግራት ምኳን የብሎምን
አታ ኽላ ደነዝ
ኣንድነታችን የሚጎዳ ዝብል ዘረባ ጌታቸው ናይ መን ሓድነት እዩ ኣይፈልጠክሙን ዝበለትና ሲኦል ሃገር ዘይፋታሓ እዚ ሰብ እዚ
ንኢትዮጵያ ወደብ ዘስኣነ ውሳነ ህወሓት ኢህወዴግ ጌጋ ውሳነ ኢለየ ዝኣምን ዝብል’ዩ ውሽጣዊ እምነት ጻድቃን ። ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ።
ካብ ዓሰብ ደርጊ ተቑጥቂጡ ወጺኡ 1998 ክአ ብጅግንነት ዲሒና ።
ሕጂ ግን እታ ግብጺ ትብሀል ገጽ ኢትዬጽያ አብ ቀይሕ ባሕሪ ክትቀርብ አይተፍቅድን እያ ።
አቦታትና አንድነት ኢሎም አሕቢሮማ ተጠሊሞም አብ50ታት።
እኖሆ ንተጋሩ አሕዋትና እዉን ጠሊማቶም
ሚኒሊካዊት ኢትዬጽያ ጋዕጋዕ እያ ፎእ በሌ ንኦሮሞ ሰንዱዉሎም። 👈😎
Dilietin kuwninetin 2 u Eritrean Hager ya neyra tekalisa hagera awhisa nay men bahri ka tirimne welas zeytererna zey nay Ethiopia meriet bahri kulu tehatatay tsadkan nay weyane meswaeti wudket meswaeti tegaru Tsadkan u tehatati Tsadkan u nay gizie hitto u .
እዚ ጉዳይ ዉዕል ኣልጀርስን ዉዕል ብሪቶርያን ክትግበርን ንኩሉ ሰላም ዝህብ መፈትሒዮ
ንህዝቢ ኢትዮጵያ እምበር ንህዝቢ ትግራይ ሰሪሕካ ኣይትፈልጥን, ንትግራይ ተትሰርሑ ቀደም ትግራይ ማዕቢላ ምሃለወት.ካብ ሻዕብያ ዝገድድ መርገጺ ኣለኩም ኣብ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን
ብዛዕባ መሬትና፣ ቋንቋና፣ ተመዛበልቲ ስደተኛታትና ምምላስ፣ ጌታቸው ኮነ ፃድቃን ብዛዕባ መፍትሒ ኣይዛረቡን እንታይ ደኣ ፖለቲካዊ and ዴሞክራሲ ይብሉ።ነፃ ዘይወጸ እንታይ ይደሊ??
Agul atehasasiba nay Tsadkan zemtsioo nay bahri Hilmi hizbi tigray ab tifat ze etewe nezi tifat ab gizioo tehatatay u agend nay cia kifitsim ni hizbi tigray genshel zigeberu Tsadkan,Wedi werede yom Hjee wun hizbi tigray kab zom shefatu tsere tigray yitenkek eziom keytefeoo tigray selam aytirekibin.
ትክክለኛ ውሳነ እኒ ጀነራል ፃድቃን የቅኔልና።
ግዝያዊ ግምምት ጠንቂ ህዝቢ ትግራይ ከዳዓት 😳
ባንዳው እንደርታ ፓርቲው ስልጣን የሚያገኝ መስሎት ነው
Hasewti 👎👎👎👎👎👎👎👎
ጌታቸው ከዳ ለፌዴራሉ መንግስት መልክት ማስተላለፍ ለምን ፈራ ለምን ጠከር ያለ መልእክት አያስተላልፍም 🙄
Because he has a phone mail and email , he can communicate directly.
ጎይትኡ ከይኹርን ንባዕሉ ፀቅጢ ዘይገበረን ኮይኑ ዶ ይኾን?
❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤