What distinguishes us from the Ethiopian Orthodox Church is the influence of politics within our church. The divisions among us are not solely based on doctrinal differences but there is a political issue, which is shameless. We recall the recent disagreements between Pope Shenouda and Pope Makarios; ultimately, their goal was to align with God’s will. The powers and kingdoms of this world are not eternal; the eternal kingdom we seek is in heaven, as we have always prayed: “Let your kingdom come on earth as it is in heaven." Even if substantial amounts of money are spent to build a church, such efforts are futile without love. Christ is found in unity, not in separation, and faith without Christ is meaningless. We are meant to live as human beings, allowing love to guide our actions, with the highest value being forgiveness. May God call us to unity. Amen!
ክርስትያን ክንስና እባ ከም ደቂ ዛግራ ፋሕፋሕ ኢልና ተከፋፊልና ብዝኮነ ብድሙ ሓደ ዝገበረና መድሃኔ ኣለም ሓደ መዓልቲ ሓደ ንኾነሉ ግዜ ክመጽእ ኢዩ ብሓይሊ ድንግል ማርያም ጸሎት ንግበር ወገናተይ ንሓድነት🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የሰመዐና ሰልጣን ሓወይ
አነወን ሕቶ አለኒ ብመጀመርታ ብጣዕሚ ይቅርታ ብስም እመብርሃን ሰላምንታይ አዩ መምህርን ዘማርያን አገልገልቲ መርዓ ክርስትና ክገብሩ ከለው አንሽቶም ሜክአብ አርተፍሻል ይገብራ ከምእውን ሽር ዝገብርወ ፎቶ ሰራ ገይረን ሰለምንታ መጀመርታ ሐደ ክርስትያን ክምህር ተኮይኑ ካቤቱ ከጀመር አለወ መክንያቱ ንሕናውን ፍልጠት ሰለዝጎደለና ችግር የብለን ሜክአብ አርተፍሻል ሰራ ንሳቶም አኳ አናገበሩስ አለና ንገብር ዘለና ብሓቂ አብስብ አይፍረደን ንሳቶም አወን ሰብ እዮም ግን አናግደድወ እዮም ዝከዱ ዘለው ንሳቶምዶ ገይሮ እኘወን አናበለ ህዝቢ ይጠፍእሎ
እቲ ዝገርምነስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብቶም መዓርግ ዘለዎም ዘይኮነስ ኣብ ምእመናን ሓዲሩ ነዚ ድንቂ ዝኾነ መልእኽቲ ምሃቡ ኢዩ. ሓደራ ምእመናን.......
ኩቡር መምህረይ እንቃዕ ብሰላም መጸካና ሑቶና ሰሚዕካ ምምላስካ ብጣዕሚ ነመስግነካ
አዝጊኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ክብረት ይሃበልና ስልጣን ሓወይ ሕቶና ሰሚዕካ ዝመለስካልና።🙏🙏🙏😍 ንብተክርስትያና ድማ ሰላም የውርደልና። በብዘለናዮን በብዓቅምናን ስለ በተክርስትያና ንጸሊ።🙏🙏🙏🙏😢
ኣሜን❤❤❤
❤❤❤
ዓይኒ ልባናና ይብረሀልና
አሜን፫ ስልጣን ሓውና
እበር ናይ አቦታትናስ ከብድና ይፅሮ እዩ ፈጣሪ ብዓሉ ይርየልና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
God bless you Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
ሰላም ድአኻትኹም አሕዋት አብዛ ዘረባ ታይ ትምህረ መስልኩም ትማሊ ትርእይለኽዎ ቢዶኡ ክረስቶስ ዳግማይ ንሰቅሎ አለና ክብል ትርእለኹ ታይ ሃምድብል ደይፈለጥኹ ችላ ብለዮ ብልበይ ለለ ክፍለጥ ዳልዩ ብለ ሓስበ ማለት ክቓወም መስሉኒ ካብኡ ብሰብ አይትፈርድ ካብ ኩሉ ሓጥያት ምፍራድ ብናይ ክርስቶስ ስልጣን ምግባእ ይኡ ትባሃሎ ሰምዐ ነብረ ካብኡ ታይ ክብል ክኾን ላበለ ልበይ አቡይኒ ውዕሉ ለማዓቲ ለካን ምፍራድ ደይፍቀደልና ውሽጢ ምምርማር ደይንኽእል ገርሙኒ በእውነት ሓደ ኾይኑ ታግንይለኩዎ ንዓይ ግን ደስ አይበለንን ድትብል ፁሑፍ ርእየ እዚ ኹላ ልቢ ድግድግ ውዕለ
Egziabher Amlak tsegiu Abzihu Ybarka Kbur hawey 🙏🙏🙏✝️💙❤️🤍🫶🕊
እንኳዕ ብሰላም መጻኹም መምህረይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብር መምህርና ዝሰምዕ እዝኒ ዝስተውዕ ልቢ ይሃብና ፈጣሪ እምበር 😢ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እየ ከኣ🥰👏
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
Bhaki Egziabher Amlak bmhretu ytemtena ab emnetna b kunen kfutun lebi xenina kneber Egziabher ydegfena❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓውና እግዛኣቢሄር ጸጉኡ ይብዝሓልካ
ብሓቂ ናይ ፍቅሪ አምላክ ፍቅሩ የውርደልና ልክዕ እዩ ሓሳብካ ስላጣነይ
*_እንኳዕ ደሓን መጻእካ መምህረይ ብሩህ ኣእምሮ😇😍💙🦋_*
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ መምህረይ ❤ ብሓቂ አምላክ ምሕረቱ የውርደልና 😢ከብድዩ ኣብ ኩሉ ቤተክርስቲያን ድኣሉ ዘሎ ቱ ግጭት የሕዝን
ብሓቂ ሰላም ሓድነትን ፊቅርን የውሪደልና ፊጣሪ ኩሉ ዓለም
Amen.amen.amen❤❤❤🎉🎉
Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና❤❤❤
ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህርና ቀፅለሉ❤❤❤
ፈራዲ ኣንኹን ኣምላክዩ ድፈርድ እግዝኦ እግዝኦ ብጸሎት ኣብ እምነት እንተ ኣሊኹ ርእስኹም መርምሩ
ቃለ ሂወት የስማኣልና መምህር ሓዉና ❤❤❤
ዋው ደስ ዝብል ትምህርቲ ዩ ቀጽሎ ቃል ሂወት የስማዓልና
Qal hiwet yesmena Seltene hawey 🙏🙏🙏🌿🌿🌿❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነይዋ😘😘😘ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ
Amen amen amen ❤❤❤❤kalehiwet yesmealna memher slpan hawona
አሜን አሜን አሜን ቃለ የስመዓልና።
Amen (3) qalehiwetu yesimialina Egziabiher selamu yewuridelina
ሓቃ ኣለካ ስልጣን ሓወይ እግዚኣቢሃር መሕረት የውርደልና
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤
ነናይ ኢድና ዝፈዲ እግዚኣብሔር ይርእን ይሰምዕን ኣሎ እሞ ድጉል ክፋእ ኣብ ውሽጥኻ ኣቐሚጥካስ ሰሓቕ ከኣ ይብሉኻ ኣስናኖም ሑጻ ይኹኖ።
ኣምላኽ ይዓዪ ኣሎ ወዱ'ውን ከምኡ
ከከም ኢድና ሓጥያትናን ከኣ ይፍደየና።
Amen Amen 🙏
Eway ezi dea wala eritrawian ab Cairo etom hade hanti sembet,etom hade kea timexie sembet elom felaliyomom alewu Egzabiher mihret Yewridelna
እንኳዓ ብሰለም መፀአካ ስልጣን ሓውና❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና❤
Tsegau yebzihalika fetari
Amlak wetru misaka ykun🎉🎉🎉❤❤❤
እንኮዕ ብሰላም መፃኻ ስልጣነይ መዓረይ ❤👏
Amen Amen
ቃል ሂወት የስመዐልና
Amen
Amen amen amen kal hiwet ysmalina sltaney kam shimu biruk🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kalehwet yesmaalna
Amen (3) memhirey ❤❤
Uff ata amlake kudusan gele eba gber😢😢😢✝️✝️✝️🙏🙏🙏 baet gzie dhan gin hade malti kkewn yu❤❤❤
ቃለ❤ህይወት❤የስመዐልና❤መምህር❤ስልጣን❤ኮሚድያን❤እሸቱ❤ለባም❤ፈታዊ❤እምነቱ❤❤
❤❤እግዚአብሔር ፍቅር እየ ብሓቂ❤❤
እንኻዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ❤❤❤🎉🎉🎉
ብሓቅ❤❤❤🎉
Eza melkti nenay Ethiopian Orthodox tray aykonetenn neana n Eritrean Orthodox wela eya amen kal hiwet yesmalna bruk hawey
እግዝኣብሔር ኤሜላኽፀጋኡ የብዝሐሉኹም 😢
Kbret yhabelna seleti b tigrna zekrebkalna sltan hawna xega bereketu yebzhalka abo haki eka kexlo eidmn teinan yhabka❤❤❤
Tahnks
What distinguishes us from the Ethiopian Orthodox Church is the influence of politics within our church. The divisions among us are not solely based on doctrinal differences but there is a political issue, which is shameless. We recall the recent disagreements between Pope Shenouda and Pope Makarios; ultimately, their goal was to align with God’s will. The powers and kingdoms of this world are not eternal; the eternal kingdom we seek is in heaven, as we have always prayed: “Let your kingdom come on earth as it is in heaven."
Even if substantial amounts of money are spent to build a church, such efforts are futile without love. Christ is found in unity, not in separation, and faith without Christ is meaningless. We are meant to live as human beings, allowing love to guide our actions, with the highest value being forgiveness. May God call us to unity. Amen!
እንኾዕ ብሰላም መጻእካ፣
ነዛ መልእክቲ ተንብቡ ዘለኩም ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም ይፈጽመልኩም ካብ ክፉእ ይሓልኩም ጸጋ ኣብ ልዕል ጸጋ ይዓድለኩም፣ ሓዳስ ቻነል ከፍተ ኣለኩ መንፈሳዊት ቻነል ኦርቶዶክሳዉያን ኣሕዋተይ ዝኮንኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ ዋላ ሓደ ገንዘብ ኣይክፈሎን እዩ።
እሺ ❤❤
❤
ቅድሥት ቤተክርስትያን ከም ፍልላይ ልእግዚአባሔር ካብዚ ንላዕሊ ዘሕዝኖ ነገር የለን😢 ይብሉ~ አቦና ቅዱስ ዮሓንስ አፈወርቅ ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ከምቲ ኩሎኩም ዝበልክምዎ ድማ ንሕና መእመናን ኢና ተጎዳእቲ😥ግን አጆና ግድንዩ በቢዘበኑ ፈተና ክህልዋ ቤተ ክርስትያን "" እቲ ዘሕዝን ግን ባዕልትና ፈተንቲ ባዕልትና ተፈተንቲ ብምኳኑ እዩ "" መሕፈርቲ ዝኮንና ወለዶ ገጢምዋ እንበር😒መጨረሻና የጸብቆ ታይ ንብል ኮይንናዶ🤲😢
😢😢😢
ደምሩን አሕዋተይ❤❤❤
🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤😢😢
እንታይከ ደስ ኢልካ ይፈልጥ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
ናይ ክርስቶስ ስም መቀለዲ አይኮነን
፡፡
ኤርትራዊ ከምዚ ኢሉ እንተዝሓትት ኣፍቲ ናይ ህግደፍ መናፈቃን ታሃድሶ ኢሎም ኩሎም ስቀሎ ስቀሎ ምበሉ። እቶም ህዝቢ ከም ዘይሓቱ እዮም ኮይኖም ሰላም ፍቅሪ ሓድነት ክመጽእ ኣይክእልን እዩ።
Hii
እሞ ፉቁር ሓዉና ነቲ ትብሎ ዘለኻስ ደጊምካ ስምዓዮ ተበዲለ ትብል እንተ ሓሊኻ ምእንቲ ኣቡነ ዘበሰማያት ኢልካ ዎይ ምእንቲ ኣቡነ ዘበሰማያት ክትጽሊ በደልካ ሕደግ ዘቀራርብ ሓሳብ እምብር ዝፈላሊ ዘረባ ካባኻ ይርሓቅ በዞም ኩሎም ሰማዕትኻ እግዚኣቢሄር ከይሓተካ እግዚኣብሄር ይሓግዝካ
Btaemi eyu zgermeka silemtay eyu betekirstyan zbezh zelo. Etom mefes amlak zeblom sebat meshketi geromo.
Hasewti ab betekrstiyan megsti ezi gebre elkum testemhru deykonkumn abey adi riena tsle zestemhr entezeykoynu nab egzabiher gdefwo esu eyu feradi men eyu bedelegna
ብገንዘብ ዩንቨርስቲ ዶ ከይትሰርሑ ሆስፒታል ዶ ከይት ሃጹ
ኣንታ ሓወይ ዩንቨርስትን ሆስፒታልን ኢይ ክህነጽ ምኽንያቱ ቤተክርስትያን ሑሙማነ ንፍሲ ዝሕከሙሉ ድንቁርና ዝ ዓልም ዝጠፋኣሉ ኢዩ
ኣብ ኢትዮጵያውያንከ ፍልልይ ናይ ቤተ ክርስቲያን ኣለዎም ድዩ።
ኣብኦም ይገድድ እቲ ኩሉ ኩፉእ ብኢቶጲያ ተፈቲንኑ እዩ ዝመጸና ኣባና ከኣ ሽዑ ብዝከፈአ ይፍጸም።
Tigray amharay oromo endabelu
ሃይማኖት ዝብሃል የለን ሃይማኖት ማለት ናይ ድኻታት ፖለቲካ እዩ
ሃይማኖት ማለት እምነት ማለትዩ እምነት የለን እንተልካ ከኣ ኣምላክ የለን ትብል ኣለካ ግን ኣምላክ የለን ካብ ምባል ኣሎ ምባል ይሓይሽ ማክናቱ የለን ኢልካ ጸኒሕካ ምስሞትካ እንተ ጸኒሒካ ብድሕሪኡ ከዘልካ ዘይፈለትኩ ክትብል ኣይትክልን ኢካ ኣሎ እንተልካ ግን ትኸስሮ የገር የለን ኣሎ ኢልካ ጸኒሒካ ምስዘይትረክቦ ትከስሮ የለን እዚ ናዓካ ንምርዳእ እምበር ኣነስ ኣምላክ ኣሎ እምነት ኣሎ ጥምቀት ኣሎ ወዘተ ክርስትያን ኢና ❤❤❤❤❤
Nska ika zeyeleka marey nebska dleya😭✝️🙏
ሃይማኖት ኣሎ ነዚ ክትፈልጦ ግን ካብ ሃይማኖር ኣይትሕድም ክይፈልጥካ ኻኣ ኣይትዛረብ ምኽንያቱ ዝይትፈልጦ ኣይትዛረብ ኣብ ቕድሚ እግዚኣብሔር የሕትት ኢዩ ዝይትፈልጦ ክትሓትት ግን ይግባኣካ ዩ
Amen Amen Amen 🙏
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢