TMH - እዋናዊ መግለፂ ኣቦ ወንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 2 ноя 2024

Комментарии • 329

  • @Joe123_
    @Joe123_ 2 месяца назад +33

    አነ ተዝኮውን ንደብሪጭ ናብ አኽሱም ወሲደ አብቲ እንዳማርያም ጽዮን ዓዳላይ መኽፈልቲ ምገበርኩዎ ።

    • @TadeseAmaniel
      @TadeseAmaniel 2 месяца назад +2

      በየናይ ርእሰ ርእስ ዶርሆ

    • @welduhialu
      @welduhialu 2 месяца назад +1

      ንኢሽተይ መሐሰቢኡ ዝኮነ ሰብ ኢዩ ከመዙይ ዝበለ ዝሐሰብ ንኡሽተይ ኢካ

    • @piealpha795
      @piealpha795 2 месяца назад

      🤣🤣🤣🤣

    • @genetbrhane7433
      @genetbrhane7433 2 месяца назад

      Sletfrhwo

    • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
      @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 месяца назад

      ናይ መክፈሊቲ ዓዲሊ ሙኺንኮ ቅዱስና የዲሊ እዩ ወዲኖ ንሓሰብ እባ ሞንጨሎት እንዳ ኣቦ ሃደራ ተዝኸወን ፅቡቅ እዩ ሰልጣን ዝብል መንፈስ ከሪሐቀሉ

  • @ConfusedCupcakes-fp4il
    @ConfusedCupcakes-fp4il 2 месяца назад +19

    ደጊም በይንካ ትዋጋእ አንሕና ሞት ይአኽለና ወጣት ሞት ይአክል። ብምክክር ብጠረቤዛ ትመያየጡ

    • @tesfuleakemariam2023
      @tesfuleakemariam2023 2 месяца назад

      ብትኽክል ናብ ጸጋም ምኻድክ ኮንፊዝድ ዝብል ኒክ ኔም ይገልጸካ እዩ።

    • @genetbrhane7433
      @genetbrhane7433 2 месяца назад

      Ata asha kefaflom koraritsom ketfueka eyom deliyom merahi /wedub zyblka nmwekae kmchwom tplf yefruslka alwu nuzi kea wedi reda tsubuk geyru yefrsa alo

    • @ConfusedCupcakes-fp4il
      @ConfusedCupcakes-fp4il 2 месяца назад

      @@genetbrhane7433 ሕወሐት ዝብል ስም ስለ ዝተቀየረ እዚ ነገር ክፈረጠር ማለት አይኮንን በሃለይ እየ።

  • @አምቼውከኤርትራ
    @አምቼውከኤርትራ 2 месяца назад +11

    ኩልኩም ብወንጀል ክትህተቱ ኢኩም ::

  • @piealpha795
    @piealpha795 2 месяца назад +16

    ደብረጽዮን ዝብልዎ ሰብ ገለ ነገር ጎዶሎ ኣለዎ ፣ ሙሉ'እ ሰብ ዘይኮነ ፣ ተዛሪቡ ኣይኽእል ፣ ተዛረቡ ኣየስምዕ ፣ መዲሩ ኣየድምዕ ፣ ግርማ ሞጎስ የብሉ ፣ ስቅ ኢሉ በቃ ባሊቃ ፣፣ ዘይትገድፍዎ እዚ ናይ ትግራይ ህዝቢ እንታይ ገበረኩም ? ደብረጽዮን ፣ ደብረዕንክሊል እንተ ረኺብኩም ዋርድያ ናይ ቤተ ኽህነት ግበርዎ ዋላ ብጥርሑ ፣ እንተ ዘይኮይኑ ድማ ኣሰላፊ ኣብ እንዳ ሜስ ካብ'ኡ ሓሊፉ ሓንቲ ክገብር ዘይኽእል ኦቲስቲክ እዩ ጸገም ኣለዎ ንብለኩም ኣለና

  • @ابللال-ط9ذ
    @ابللال-ط9ذ 2 месяца назад +12

    አትም ረሳሐት ህዝብና አብ ሞትን ህወከትን 14:59 አተእትዎ ኃሐፋት እዳ ስብሐት ጉጅለ

    • @ermiastareke-sl5dc
      @ermiastareke-sl5dc 2 месяца назад

      ኣንታ ረሳሕ ዘርኢ ረሳሓት ድቃላ

    • @Aduniahope
      @Aduniahope 2 месяца назад

      ትግርኛ ስለዝፀሓፍካ ትግራዋይ ኢኻ ማለት የኾነይ፣ጉዳይካ ግበር

  • @compasshabesha3188
    @compasshabesha3188 2 месяца назад +8

    Wake up Tigrean politician you are under the ring of Abey don't split don't separate because Abey Aim is he don't want any party in Tigray except prosperity party

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 2 месяца назад

      ካብ ዘይረብሕ ሕወሓት ብሕዝቢ ትግራይ ዝተመረፀ ጠንካራ መንግስቲ ይሐይሽ። ትግራይ ንፈልጣ ቅድሚ ሕወሓት እዩ ኩሉ ግዜ መንግስቲ ኖርዋ እዩ። ሕወሓት ንትግራይ ፀላእቲ እፍልፍል ተዘይኮይኑ ካልእ ክዕለት የብሉን።

    • @Asham_Media
      @Asham_Media 2 месяца назад

      we need progressive parties like Prosperity Party 🎉

    • @erimetera4208
      @erimetera4208 2 месяца назад

      ​@@negagetachew974
      You're not tigraway TPLF is the best of the best

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 2 месяца назад

      @@erimetera4208 you Said, You’re not Tigraway , I know Tigray before TPLF , TPLF & most Supporters are ሻዕቢያ Or Amhara , TPLF works for 50 years for ሻዕቢያ & ኢትዮጵያ they’re not working for Tigray people. After 27 years they Go to Tigray to Create war. 1 Million people died. 2 million people Displaced this is TPLF .

  • @TadeseAmaniel
    @TadeseAmaniel 2 месяца назад +7

    ምንግዜ ትግራይ❤❤❤❤

  • @tsehayesemerab7829
    @tsehayesemerab7829 2 месяца назад +1

    ከምዚ ትዛረቦ ዘለኻ ስለ ፖሎቲካን ሕዋሓትን ህዝቢ ትግራይን ገዲፍካ እምባ ክትኮኑና መጸግዒ ጎልጎል ክትኮኑና መሳፍሒ እንተትብሎ ንዓምኻ ኣቢ ምሓሸካ እምበር ኣዘራርባኻስ ዕንክሊል ውርደት እዩ ካብኩሉ ዝኸፈድማ ዝሓለፈ ጌጋታት ምድጋም

  • @emanuelephrem4307
    @emanuelephrem4307 2 месяца назад +14

    መስኪናይ ህዝቢ ትግራይ!

  • @FhFh-zc5zz
    @FhFh-zc5zz 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Setandforget-iu4ry
    @Setandforget-iu4ry 2 месяца назад +7

    ደብረፅዮን ናብታ ቅድሚ ጦርነት ዝነበረት ፈክራ ተመሊሱ 😂 ታይ እዩ ረኺቡ ለለ ። ኣይ ትግራይ ኣብ ኢድ መንያ ወዲቃ መሕዘኒ ።ኣይ ካድረ ኣይ ህወሓት መርገም ትግራይ

  • @HabtamuGEyesus
    @HabtamuGEyesus 2 месяца назад +17

    ሰብ ዶ ኹልጊዜ ይጋገ ዕንክሊል

    • @getachewworku6450
      @getachewworku6450 2 месяца назад

      ድር ባይ መላክዒ

    • @HabtamuGEyesus
      @HabtamuGEyesus 2 месяца назад

      ወድ ሸርሙጣ​@@getachewworku6450

    • @abigaltigray-x5w
      @abigaltigray-x5w 2 месяца назад

      ሓቁ እዩ 1,5 ህዝቢ ኣወዲኡ ናብ እስረቤት እዩ ዝግበኦ ነይሩ😢​@@getachewworku6450

  • @zemichaelKinfe
    @zemichaelKinfe 2 месяца назад

    ዝበዝሕ ምድያ ተባሳጭዩ ብመራሕትና ❤❤❤❤

  • @berhekahsay
    @berhekahsay 2 месяца назад +4

    ዋና ሓሳዊ መደናገሪ ንስኻ ባዕልኻዶ ደብረ ዕንክሊል
    ብሓፂሩ ንስኻ ናብ ስልጣን ምስመፃኻዶ አይኮነን እዙኹሉ ዉርደትን ብርሰትን ዘጋጠመ

  • @YemaneAbrha
    @YemaneAbrha 2 месяца назад +8

    ንሕማቅ ይኹን ንፅቡቅ ሕወሓት ፈራሚት ስለዝኾነት ጭራሽ ክትቅፅልን ነባር ትሕዝቶኣ ክምለሰላን ኩሉ ህዝቢ ክድግፍ ይግባእ ።

  • @mebrahatuberketab289
    @mebrahatuberketab289 2 месяца назад +5

    እንቃዓ ኣብዚ ኣብ ቃዓኩም ንኤረትራ ዘሓሰብኩሞ እዩ ነይይሩ።

    • @ShmayWeldu
      @ShmayWeldu 2 месяца назад

      ናይ ቢሃቂ

  • @hailemikalebrhane
    @hailemikalebrhane 2 месяца назад

  • @TigrayAdey-k1t
    @TigrayAdey-k1t 2 месяца назад

    ኩሉ ናብ ሚዲያ ዝመፀ ብጀካ ደብረፅዮ ንትግራይ ንህዝቢ ትግራይን ብሓቂ ዘገልግል የልን።❤

  • @anngreen3106
    @anngreen3106 2 месяца назад +3

    Kewedeku Behala Meferaget Lemelatat.

  • @Aersena
    @Aersena 2 месяца назад +2

    ናይ ቤተሰብ መግለጺ

  • @BIRHANUfisseha
    @BIRHANUfisseha 2 месяца назад +6

    As concluded by the chairman of TPLF who represents the majority, the conference should be conducted as early as possible. No one should be above the law.

    • @josT-m4b
      @josT-m4b 2 месяца назад

      gubae is not the law

  • @MOKE-s6m
    @MOKE-s6m 2 месяца назад +4

    ቅድሚ ሕዚ ዝተገበሩ ጉባኤታት ህላወ እቲ ውድብ ብምርግጋፅ ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ንኸዋልድ ገይሮም ዮም። ናይ ሕዚ ጉባኤ ውን ዳግማይ ፅንተት ንምውላድ ደኣ እምበር ንህዝቢ ትግራይ ይጠቅም እዩ ዝብል እምነት የብለይን። ልዕሊ ኩሉ ግን ባህርን ተዓፃፃፋይ ነትን ሽዋውያን ብውሑዱ ካብ መፅሓፍቲ መምህር ገ/ኪዳን ደስታ ምርዳእ ይካኣል ዩ።

  • @ZeinZein-q7i
    @ZeinZein-q7i 2 месяца назад

    ፀልእናካ ገፅካ ይራሓቅ ደፊተራ

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 2 месяца назад +7

    ምስ ብዝሕ ሕመቃቱ እታ ሓቂ ኣብ ደብረፅዮን ጥራሕ እያ ዘላ

    • @piealpha795
      @piealpha795 2 месяца назад +1

      ደብረጽዮን ዝብልዎ ሰብ ገለ ነገር ጎዶሎ ኣለዎ ፣ ሙሉ'እ ሰብ ዘይኮነ ፣ ተዛሪቡ ኣይኽእል ፣ ተዛረቡ ኣየስምዕ ፣ መዲሩ ኣየድምዕ ፣ ግርማ ሞጎስ የብሉ ፣ ስቅ ኢሉ በቃ ባሊቃ ፣፣ ዘይትገድፍዎ እዚ ናይ ትግራይ ህዝቢ እንታይ ገበረኩም ? ደብረጽዮን ፣ ደብረዕንክሊል እንተ ረኺብኩም ዋርድያ ናይ ቤተ ኽህነት ግበርዎ ዋላ ብጥርሑ ፣ እንተ ዘይኮይኑ ድማ ኣሰላፊ ኣብ እንዳ ሜስ ካብ'ኡ ሓሊፉ ሓንቲ ክገብር ዘይኽእል ኦቲስቲክ እዩ ጸገም ኣለዎ ንብለኩም ኣለና

  • @ChvnNc
    @ChvnNc 2 месяца назад +8

    ደብሪፅ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣቦ ሓቂ❤

  • @Zemhret
    @Zemhret 2 месяца назад +2

    ትግራይ ትስዕር

    • @ShmayWeldu
      @ShmayWeldu 2 месяца назад

      ኣነ ኸማን ትግራይ ትስኢሪ

  • @zeremebrahtu2083
    @zeremebrahtu2083 2 месяца назад +1

    Hasab du entay eyu zibil zelo weys digmay digim koynu

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 2 месяца назад +3

    ኣብ ሕወሓት ዘሎ ጸገም ምንጩ ኣብዪ ኣሕመድ እዩ።ኣብዪ ብኣፉ ካሊእ ይብሎም ኣሎ ኣብ ባይታ ግን ካሊእ ይሰርሕ ኣሎ።ከምኡውን ነንውልቆም ይድውሎሎም ኣሎ ብፍላይ ናይ ደብረጽዮንን ናብ ገቻቸውን ይድውል ኣሎ ደዊሉ ድማ ንደብረጽዮን ካሊእ ንገቻቸው ካሊእ ይዛረቦም ኣሎ።እቲ ጸገም ኣብ ገቻቸውን ደብረጽዮን እዩ ዘሎ ኣብይ እታይ ዓይነት ሰም ምካኑ እዳፈለጡ ኣቢይ ከምዚ ኢሉኒ ኢሎም ንኣቢይ ኣሚኖም ነንባዕሎም ይበኣሱ ምህላዎም እዩ።

  • @mdhanwbet940
    @mdhanwbet940 2 месяца назад

    Ajoka doctor debretsn amlak msaka yukun ❤️❤️🤩🤩

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye7803 2 месяца назад +11

    God bless TDF/TPLF for life ❤❤❤

  • @kukumamo4784
    @kukumamo4784 2 месяца назад +3

    ተመስገን ደፂ የተከበሩ ጠ/ሚኒስቴር ለማለት ያበቃህ!
    "የምታድነው አገር የለህም" ያልከው የቅርብ ትውስታ ነው::

    • @moe3000
      @moe3000 2 месяца назад

      You are 3 years behind. What do you want him to call him? Fascist Abiy?

  • @jojopapa7521
    @jojopapa7521 2 месяца назад +3

    Merigoround speech!

  • @dawitgrmay-e8t
    @dawitgrmay-e8t 2 месяца назад

    Long live Tplf...
    Long live...

  • @KuburomTesfay
    @KuburomTesfay 2 месяца назад

    ትክክል አያ ህዝቢ ሰምዕዎ ካብዚ ወፂአካ አደዳ ፀላአቲ ኮይንኮን ባዳ ትግራይ ይፅረ ኣደዳበላዒ ኮይንኮን ገታቸው ሐዚ አውን ባዳ አዩ ህዝብና ኣስተዋዕል ቀፁለሉ ጀግና

  • @hgebre3175
    @hgebre3175 2 месяца назад +2

    Debretsion, your leadership is responsible for all what happened in Tigray. You should step down.

  • @yiho3837
    @yiho3837 2 месяца назад +3

    ካልአይ ቀብሪ!!!?

  • @elsagualtemben8524
    @elsagualtemben8524 2 месяца назад

    ❤❤❤👏💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @Zeda-c1w
    @Zeda-c1w 2 месяца назад +3

    ቀይ በቀይ ሆኖ መጣ ይሄ ደም የጠማው ድርጅት ። ሰላም ፍቅር አንድነት ለተጋሩ ወንድሞቻችን

  • @MeronM-ut8bk
    @MeronM-ut8bk 2 месяца назад

    💓💛💓💛💪💪💪💪

  • @MunirNurhussien
    @MunirNurhussien 2 месяца назад +2

    💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪

  • @Tfdj-fu5qt
    @Tfdj-fu5qt 2 месяца назад

    ደብሪፅ ጅግና❤

  • @fesehawold238
    @fesehawold238 2 месяца назад +3

    Very informative explanation.

  • @kibromnega1947
    @kibromnega1947 2 месяца назад +2

    እንታይ ዝኾነ ቆሎ ጥጥቖ ዘረባ እዩ እዚ። ሀለዉ ለዉ

  • @Amanuel991
    @Amanuel991 2 месяца назад +1

    እዚስ መደረ እምበር መግለጺ ይብሃል
    ዋይ ውርደት
    እዚ ኩሉ ምሁር ኣለዋ ትብሃል ክልልሲ ከም እንቁርዖብ ተነፊሓ....
    በሉ ክነግረኩም ካብ ጥንቲውን ባላ ተጸጊዕኩም ኢኹም መጺእኹም ክሳብ ሕጂውን ኣብኣ ኣለኹም ባላ እንተጠለመት ከኣ ዓነው...
    ስተይዮምበር ናበይ ድሕርድሕርየ...

  • @MassawaMendefera
    @MassawaMendefera 2 месяца назад +2

    በቲ ዘዕበኩሞ ቆልዓ ኣቢ ኣሕመድ ተመሪሕኩም ጥራይ ኪዱ ተምጽዎ የለን ፈኸራ ጥራይ ኢኩም ናይ ትግራይ መራሕቲ ዓፈርቲ

    • @HopeWeb-q8u
      @HopeWeb-q8u 2 месяца назад

      እንታይ የእተወካ ኣብ ትግራይ ?
      ዓመታት ኣጎንቢሑ ዝግዝኣካ ህግደፍ ኣለካ

  • @yiho3837
    @yiho3837 2 месяца назад +3

    ሰዓት ሙሉእ ምለሱልና መሊስናሎም ወይ ሸንኮለል

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h 2 месяца назад +2

    ስቅበል ስቅ ዕክልል

  • @LILIEGALHAYIKO
    @LILIEGALHAYIKO 2 месяца назад

    ብሓቂ አበይሞ ተረዲኡና 😢

  • @mulugetazewde2458
    @mulugetazewde2458 2 месяца назад

    Selam yawerdelkum hezbie tegray

  • @twf5344
    @twf5344 2 месяца назад

    ናይ ሕወሓት መርሕነት ሓላፍነት ብዝጎዶሎን፡ ንሕዝቢ ትግራይ ብዝከፋፍል መገዲን ክንቀሳቀስ ቀላሳይ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ኣካል ታርካዊ በደል ኣብ ሕዝቢ ትግራይ ይፍጽም ኣሎ። ሳዕቤኑ ቐልል ከምዘይኸውን ኣየጠራጥርን። ሕወሓት ብ'ዙ ንሳቶም ዝኸዱዎ ዘሎዉ መገዲ ከም ቀደም ንመላእ ትግራይ ትውክል ውድብ ምዃና ከብቅዕ እዩ። ሕዝቢ ትግራይ እንደገና ሓደ ምግባር ምናልባት ዘይክከኣል ይከኣል። ንትገራይ ጽቡቕ ንዘይደልዩ ከዓ ገዛ ዕዩ ቀልል ክግበረሎም እዩ።
    ግልጺ ዝመስል ከዓ ደብረጽዮን ብቅዓት ዘይብሉ ምዃኑ እዩ። ንኡ ብድሕሪት ዝደፍኡ ከዓ ሓላፍነት ዘይስመዖም ንሕዝቢ ዘዪሓስቡ ሰባት ምዃኖም እዩ።
    እዙ ሓደገይና ጒዕዞ ደው ክነብሎ ምናልባት ምከኣልኩ ዝብል፡ ሓቦን ዓቕምን ዘሎዎ ትግራዋይ እንተልዩ፡ ግዜ ይውዳእ ስለዘሎ ሎሚ ምንቅስቓስ እዩ።

  • @mulie7510
    @mulie7510 2 месяца назад +1

    እንታይ ትብል ኣላ ደብሪጽ ሕጂ'ከ ገታቸው ኣብ ቅኑዕ መስመር ኣሎ ደብሪጽ ግን ክኽወል እዩ ከማን ዝግብኦ ምስኪናይ ህዝቢ ሕጂ ውን ከጥፍኦ እዩ! ትሓታቲ ካብ ምዃን ዝወጸ ድዩ መሲልዎ

  • @Idferi525
    @Idferi525 2 месяца назад +1

    ጌታቸው ጠቕሊሉ ከእትዋ ኢዩ ናብ ብክጽግና ኣይትጠራጠር ምስ ማይክ ሃመር እንታይ ተወዓዒሉን ተዘራሪቡን ኣይትፈልጡን ኢኹም ሳክት ሜድያ ቀሪብካ ምምዳር ኢዩ።

  • @Africa62524
    @Africa62524 2 месяца назад +5

    I smell war 😮 ኩናት ዘይበትከሉ ህዝቢ

  • @tesfayderes8263
    @tesfayderes8263 2 месяца назад +1

    በየን ኣዲኡ እዩ ተፈጥሩ እዚ በትኪ ባኢባእታ ሐጂ ከ ናይ ባሓቂ ዲዩ መራሕ ክከዉን ዝሓስብ ዘሎ ደብረ ጺንተት እንታይ ክትደግም ተከወል ሐጂ ምስ ጌሽ ክዓስል ኣለዋ ሓፋሽ ብፊላይ መንእሰይ።

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h 2 месяца назад

    ተማህርና እና ዘይግደሰልካን ከም ህዝብይ ዘይሓስበካን ውድም ከነድሕን ሓደ መንእሰይ ክንኸፍል ኣትሕሰቦዎ ልምታይ ገደል ተማህርናእናዘይግደሰልካንከምህዝብይዘይሓስበካንውድምከነድሕንሓደመንእሰይክንኸፍልኣትሕሰቦዎልምታይገደልዘ ት ኣትዉ

  • @tamiruwereta3476
    @tamiruwereta3476 2 месяца назад +2

    ኣቱም ወረዳታት ውዱብ ህዝቢ ህዝቢ አይትወል ልህዝቢ ተኸብር እንተኾንካ መጀመርታ ተስማምዑ እረሰበርሱኹም
    ኣነ ብግለይ እኮ ወርቂ ዝኾነት ሓፍቲ ስኢነ እየ ኣው ኹሉ ትግራዋይ ህዝቢ ልፈትዎሓው ሓው ኣዲኡ ኣብኡ ሲኢኑ እዩ ብስንኩኹም እንይ ናይትኹም መልሲ ግን ስልጣን ኸዚስ ጠቃላይ ሚኒስተር አይኣኽለካን ኹውር ጠቅላሚንስተር ኢልኻ ብኣኻ ሓፊረ ምሕፈሪ
    ኾነይ መነይ ኽውሪ ህዝቢ ተሃሊዩኩም ካብ ምስ ፌደራል ምስምዕማዕ ተስማምዑ ዕድመ ልክዕ ስልጣን ስልጣን ሑሱራት ኸም ቀደም ይመስልክን ውሑጅ ይወደክን መንእሰይ ትግራይ ከም ቀደም በይዛኹም ልኸደልኩም ይመስለኩም ለቢሙ እዩ ኸዝውን ሕቡሩ ጎልደፍተፍ እናበልኻ ህዝቢ አይተ ደናግር ተስማዕማዕ ምስ ብፆትኻ ልተሰዉ መንእሰይ ዘኩሩ

  • @Yonas20
    @Yonas20 2 месяца назад +1

    N hizbi eritrean enda hasekum dem ambiekumo eikum rugumat merhaba eti hizibi tigray da yedengitsuka

  • @FaulknerWhyet-g7y
    @FaulknerWhyet-g7y Месяц назад

    Kutch Lane

  • @GebruBelay-c4u
    @GebruBelay-c4u 2 месяца назад +1

    ነዚ ሕዝቢ እዚ ዶ እዚ ምተገበኦ?የሕዝን ! ከፍ ኢልኩም ፀገማትኩም ፍትሑ ሕዝቢ አይተፀጉሙ:: ነይ ባእሉ ፀገም ዘይፈትሀ መራሒ ሕዝቢ ክመርሕ አይኸእልን::

  • @Aduniahope
    @Aduniahope 2 месяца назад

    ጉባኤ ይሕመቅ ይፀብቅ ፋሕ ኢሉ ዘሎ ህወሓትን ህዝቢን ዝእከብ'ዩ "መእሰሪ" እዩ

  • @habtamuareaya3048
    @habtamuareaya3048 2 месяца назад +1

    ኹሉ ግዜ ምስ ሸፈጥኹም በይዛኹም ስለ ማርያም ካብ ዝባንና ውረዱ ኣንታ ብኣኹም ሰብ ተወድኡ ሰብ ይስደድ ኣሎ ጨምድድኹም ሒዝኹምና አረ በይዛኹም !

  • @MeronM-ut8bk
    @MeronM-ut8bk 2 месяца назад

    ኣቱም ሰባት መሽረፈትኳ ተፈላጢየ ናበለ ትማሊ መፅዩስ ከመይ ህውሓት ዘይትፍለጥ ኢትዮጵያ ክትፍለጥ ዝገበረት ህውሓት ዶኣይኮነትንያ ብዝኾነ እንዳሕውሓት ጠንኪርኩም ስርሑ ዳግም ከይተብልዑና ዛውዕል ፕሪቶርያ ዜሮ ከይትገብርዋ

  • @ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ
    @ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ 2 месяца назад +2

    😢😢😢 ዋይ ህዝበይ ሙሴ ዝመስለ ሓላይ ህዝቡ ይፍጠረልካ 😢😢 ህዝቢ እናሃለቃስ ትሕዙኒ ኢኹም

  • @HadushGebremedhin-pw2qv
    @HadushGebremedhin-pw2qv 2 месяца назад

    ሕዝቢ ትግራይ ኸዝለ ብሉፅ ህዝቢ ዩ።ዝሳአኖ ግን መሪሕነት ዩ።ችግሩ እንድሕር እዚ ኸነ እታይሞ ንግበር ምኽሪ ሙህራት ካድልየና እዩ።ተዘይ ከይኑ ዓድዋ ራያ አኽስም ማለት ንማንም ዘይጠቅም ድሑር አታሓሳስባ ዩ።ካብዚ ዕንኪሊል ንውፃእ አብ ልዕሊ ፅበትና አይተፅብቡና ባይ

  • @berekethagoshagos4889
    @berekethagoshagos4889 2 месяца назад

    እህም፡ ንሱ'ውን ኣፍልጦ ሂቡኩም፡ ንስኻትኩም'ውን ኣፍልጦ ሂብኩሞ!!!!! "ወጠጦ ንወጠጦ መስክረለይ ኢልዎስ፡ በል በቃ ከይንሕረድ" ኢሉ ይበሃል።

  • @YosephHailemikael
    @YosephHailemikael 2 месяца назад

    ደብረ ዕንክሊል

  • @DegoliDegil
    @DegoliDegil 2 месяца назад

    ሰብሃታወያን ዓድዋ ደብረሰንትኩም ሓዙልና

  • @huruyghidey5700
    @huruyghidey5700 2 месяца назад

    ኣየ ደብሪጽ ዕደ

  • @TeklehaymanotGebreslase-q4t
    @TeklehaymanotGebreslase-q4t 2 месяца назад +1

    ኩሉትግራዋይ ይሕሰብ

  • @leulgebremariam3379
    @leulgebremariam3379 2 месяца назад

    Getachew has the capacity to be media and communication leader but i dont think he has the capacity to lead the region.The regional leader has to be wise,calm and capable and experienced.

  • @binyamfessehaye4277
    @binyamfessehaye4277 2 месяца назад

    Debrexen guhaf hiwat ketefakum selam yelen dufunat❌❌❌😭😭😭

  • @SleshiAbraha
    @SleshiAbraha 2 месяца назад +1

    እሞ ዶ/ር ደብረፅዮን ንዓኻ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ እቲ መንእሰይ ከመይ ይቕበለካ ከምዝነበረ ትፈልጥ ኢኻ ። ዋላኳ ድሌት እንተነበረ "መረፃ እንተገይርኹም ገዛውቲ ክፈርሱ እዮም ፣ ኣዴታት ክበኽያ እየን ወ.ዘ.ተ." ብምባል ኣብዘየድሊ ኩናት ብምእታይና እቲ መንእሰይ ተወዲኡ እዩ። ሐዚ ድማ " ካብ መረፃ ቦርዲ ኣፍልጦ ወፃኢ ጉባኤ እንተገይርኹም 1ይ ተጎዳኢ ህ.ወ.ሓ.ት. 2ይ ህዝቢ ትግራይ ካብኡ ድማ ንሕና ንጉዳእ " ተባሂሉ እዩ ስለዚ እታ ሐዚ ተቐቢልካያ ዘለኻ ናይ ከም ብሓዱሽ ኣፍልጦ ጉባኤ ንምክያድ ስለዝትጠቕመካ ጥራሕ እምበር ስለሕሉፍ ታሪኽ ህ.ወ.ሓ.ትን ህዝቢ ትግራይን ዝኸፈሎ መስዋእትን ኣብ ግምት ዘእተኻ አይመስለንን ። ስለዚ እቲ ፖለቲካዊ ምርድዳእ ብምሕያል ዝነበረ ሽም ብምምላስ ብድሕሪኡ እቲ ጉባኤ ተዝግበር ። እንተዘይኮይኑ ግና ኮነ ኢልካ ንህዝቢ ኣብ ፀገም ንምእታይ ዝስራሕ እዩ ዝኸውን ። እሞ!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @habtamuareaya3048
    @habtamuareaya3048 2 месяца назад +1

    አረ ንስኹም ፈርስኹም ምንም ዓይነት ሓደጋ የለን አረ ይኣኽለኩም እዚ ሸቀጥ ።ዝብተን ህዝቢ የለን ይሊቅኑስ ሐዚ እዩ ፎቆድኡ ስደትን ስቃይን እዩ ዘሎ

  • @haileabtesfayohannes7699
    @haileabtesfayohannes7699 2 месяца назад +9

    ሕዋሓትን ህግደፍን ክሊቲኦም ጸላእቲ ህዝቢ ኢዮም!! ክልቲኦም ጸረ ሰላም ለያቡ ስልጣን እምበር ህዝቢ ጉዳዮም ኣይኮነን መዳነገርቲ!!

    • @piealpha795
      @piealpha795 2 месяца назад +1

      ደብረጽዮን ዝብልዎ ሰብ ገለ ነገር ጎዶሎ ኣለዎ ፣ ሙሉ'እ ሰብ ዘይኮነ ፣ ተዛሪቡ ኣይኽእል ፣ ተዛረቡ ኣየስምዕ ፣ መዲሩ ኣየድምዕ ፣ ግርማ ሞጎስ የብሉ ፣ ስቅ ኢሉ በቃ ባሊቃ ፣፣ ዘይትገድፍዎ እዚ ናይ ትግራይ ህዝቢ እንታይ ገበረኩም ? ደብረጽዮን ፣ ደብረዕንክሊል እንተ ረኺብኩም ዋርድያ ናይ ቤተ ኽህነት ግበርዎ ዋላ ብጥርሑ ፣ እንተ ዘይኮይኑ ድማ ኣሰላፊ ኣብ እንዳ ሜስ ካብ'ኡ ሓሊፉ ሓንቲ ክገብር ዘይኽእል ኦቲስቲክ እዩ ጸገም ኣለዎ ንብለኩም ኣለና

    • @tesfuleakemariam2023
      @tesfuleakemariam2023 2 месяца назад

      ኪድ ንየኻ ምስ ሻዕብያ ምዉዻር ምስ ሳጥናኤል ማለት እዩ።

    • @haileabtesfayohannes7699
      @haileabtesfayohannes7699 2 месяца назад +1

      ​@@tesfuleakemariam2023ክላ ስቅ በል ጸማም፣ ደገፍቲ ሕዋሓትን ደገፍቲ ህግደፍን ጸማማት ኢኩም!!ሕዋሓት ፍቶ ጽላእ ጸረ ህዝቢ ኢዮም!!ክሳብ ማኣስ እዮም ሕዋሓት ክመሩሑካ ዝኣረገ ኣታሓሳስባ ሒዞም!! ናዓይ ሕውሓትን ህግደፍን ክልቶም ሓደ እዮም፣ ፍልልዮም ሲስተም ምሕደረኦም ጥራይ እዮም ዝፍለዩ፡ ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ጨቢቶም ከም ዘይዛረብ፡ ከምዘይሰርሕ ፡ ከምዘይንቃሳቀስ ጌሮም ብምሓዝ ብዘይካ ወተሃደር ምካን ካልእ ኣብ ገዛእ ሃገርካ መሰልካ ከይትዛረብ ከይትሓትት ኣይፍቀደካን፡ እዚ ዝወለዶ ጸገም ድማ ህዝቢ መረበቱ ሓዲጉ ከም ዝስደድን ከም ዝጠፍእን ጌሮሞ ዝተረፈ ድማ ንሞት ከም ተፈርደ ኣብ ኪናትን ወረ ኪናትን የንብርዎ ኣሎው!! ሕዋሓት ውን ካብ ህግደፍ ብዘይፍለ ንህዝቢ ትግራይ ብስርቅን ጥሚየትን ከም ዝሳቀ ስራሕ ኣልቦነት ኮይኑ ምንእሰይ ከም ዝስደድ ይገብሩዎ፣ ወላ እካ ከም ህዝቢ ኤርትራ ብዝሒ ዘሎዎ ኣይሰደድ ኣብ ስዕድያን የመንን ማእለያ ዘይብሉ ምንእሰይ ትግራይ ክመውትን ክእሰርን ንርእዮ ኣሎና፣ እዚ ካኣ ሰንኪ ምሕደራ ዳኣ እምበር ህዝቢ ኤርትራ ይኩን ህዝቢ ትግራይ ሰሪሑ ዝነብር ጻዕራም ህዝቢ እዩ!! ኣብ ዓዱ ሰናይ ምሕደራ እንተተፈጢሩሉ ውን መሬቱ ውን ከም ኩሉ ዓለም ሊዕሊኡን ፍርያም መሬት ኣሎዎ።
      ሰላምን ምዕባለን ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ዝራጋገጽ ድማ እዞም ኪናት እምበር ሰላም ዘይፍልጡ ንኪናት ከም ዝተፈጥረ ህዝቢ ዘዳምይዎ ዘሎው ዝኣረጉ ስርዓታት ሕዋሓትን ህግድፍን ምስ ዝእለዩን ዝጠፍኡን እዩ!! እዚ ግዜ ናይ ሓድሽ ውሎዶ እዩ !!

    • @asmeromembaye419
      @asmeromembaye419 2 месяца назад

      ቖማል ዓጋሜ ናይ ትግራይካ ግበር ።ለሓሲ መዓኮር ናይ ጋላ።

    • @simongebreyohans3626
      @simongebreyohans3626 2 месяца назад

      Natekuim...endo..geberu..entay..ter...elka....eritrea...tibeli..dehul​@@haileabtesfayohannes7699

  • @Asham_Media
    @Asham_Media 2 месяца назад +2

    you oldies tplf leaders you should be progressive , give leadership opportunity to the young, bright and educated generation .... if not ! it is the time to perish as a party

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER 2 месяца назад

    ገበን ደ/ጽዮን:
    1. አብ ጸጥታ ምስ ክንፈ ገ/መድሕን ምኽችል ኮይኑ ኽሰርሕ ቶሎ አዋልድ ካብ ደገ እንዳምጸአ ኣብ ቢሮ ይብእልግ ስለዝነበረ፣ መስጠንቀቅያ ተተዋህቦ ስለዘይስምአ ታብ ፈደራል ጸጥታ
    ኣባረሮ
    2. ናብ ማይጨው ተሰጊጉ ኣብ ኸንቲባ ቤት ክሰርሕ እንተሎ ብፍርቂ ዓመት ውሽጢ 7 ሠራሕተኛታት ድንግልንአን ደፊሩ ወሰዶ።
    3. ናብ መቀለ ምሰ ተዛወረ ቁጽረን ዘይፍላጣ ደቂ እንድርታ 'ሰለፍ መቀለ እንትምቅር' እንዳበለ በሕዋትና ይጻወት ነበረ። ሰበይቱ ኽኣ እዙይ ዝኣምሰለ ባኣለገ አይጻወሮን እይላ ኻብ ኣዲ ጠፍኤት።
    4. ኣብ ገድሊ መርኣን ጾታዊ ግንኙነት ኽልክል እንተሎ ናይ ግምጃን ናይ መራሕቲ ህወሓትን ምግቢ ኣቅራቢ ኾይኑ ኣብድሰርሓሉ ዝነበረ እዋን ናይ ሑመራ አጣልን በጊእን ይገሰን ነይሩ። ዘይጠኣምኩዋ ኣድግን በቅልን እዮም እንዳበለ እባቤ ንተባህለ መታኣብይቱ ወዲ ደቀምሓረ ኣጻወቶ። መሪሕነት ዘበልኩወን ኣጣልን በጊእን ተጠቢሰን እንትበልዕወን 'ጠስሚ ገይረሉ እየ' እብሎም እሞ ብውሽጠይ እስሕቅ ነብርኩ ይብል። ሓደሻዕ ኽኣ ኣብ በረኻ ሓደ ገጅፍ በኣል ስልጣን ንወዲ 8 ዓመት ጓሳ ብሽጉጥ ኣፈራሪሑ ኽድፍሮ ሪኣ። ርኡኒ ደኾን ይኸውን እለውን ኩይቀትለኒ እፍህርሕ ነበርኩ። ብውሽጢ ምሥጢር ዘካፈሎም ሰበት ሐደሻብ ስብሓት ኻሊእሻብ ንተሰውአ መራሒ ሽም የልእሉ። ብሓጺር ዘረባ ስዲ በኣለግ ዘይግቡር ንምግባር ድንበር ዘይብሉ እዩ።
    5. ንሃይልህማርያም ደሣለኝ ጠ/ሚ/ር ከሕድግ ኽብል ሴራ ብዝጠንሰሶ ኢሕኣደግ ተሓምሺሹ። ሃይለማርያም ናብ ጸላእቲ ወጊኑ። ንሕይወቱ ዝፈርሀ ደ/ጽዮን መቀለ ኣእቆበ። ናይና ኣቢሉ ሻድነ። ድም ፈሲሱ ዝመጸ ኣወት እውን ኸንቱ ኣባኸነ ስኣን ኽእለቱ!
    6. ድሕሪ ፕርሕቶርያ ይቅርታ ሓቲቱ ክብ ሥልጣን ኽወርድ ዝግብኦ፣ ገምጋም ኽግበር ዝግብኦ ጉባኤ ኽይካየድ ገበረ። ምእግተ ካብሥልጣን ከይስጎግን ከይእሰርን፤ ሕዚ ተገልቢጡ ብኔት ወርክ ተተሓሒዙዙ ሕዝባዊን ዲሞክራሲያዊትን ትግራይ ኸይትፍጠር ኻልኣይ ሕንፍሽፍሽ ይፈጥር ኣሎ።
    7. ናይ ቴሌን ኤለክትሪክ ሐይልን ሓላፊ ኾይኑውን ናይ ሙሉእ ኢትዮጵያ ዝተደብረየ ሓጺን መጽን 3.2 ቢልየን ዶላር ኒቻይናን ቱርኪ ኮምፓኒን ሸይጡ እቲ ገንዘብ ብጓሉ ሽም ኣብ ሻንግሃን ባንኪ ተቀሚጡ ነይሩ። ዳሕራይ ናብ ሆንግ ኮንግ ባእሉ ኸይዱ ቲገንዘብ ተዛዊሩ ነይርሕ። ቅድሕሪኡ እስንድኢ,..... ይቅጽል!:

  • @BerheAraya-u3u
    @BerheAraya-u3u 2 месяца назад

    ደብሪፅ ብሽንግልና ዝተመረፅካ እምበር ብመረፃ እኮ ኣይተመረፅካን ዉድብን ህዝቢ ትግራይን ንምድሓን እንተይኮነስ ንዉልቀ ገበነኛታትን ስልጣን እትደልዩን ንምድሓን እዩ፤ እቲ ብጉጅለ ዝእከብ ካድረ ተኣኪቡ ዝደልዩ ሰብ ንምጥቃዕ ድዩ፤ መዓዝ እንዳኣ እዩ ምሽጢር ዝወፅእ ወቅቱ ኣይኮነነ በቢ መዓልቱ ኣብ 21 ክ/ዘበን ዝሽወድ ማ/ሰብ የለን

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER 2 месяца назад

    ህወሓት በሰላ ትግራይ-ብኸመይ?
    ህወሓት ብኸባቢ ተነድቀት፣
    ብኸባቢ ዝኣበየት፣
    ብኸባቢ ዝጨፈረት፣
    ብኸባቢ ሥልጣን ደይባ ዝሓንገደት
    ትግራይ ዳጽነተት ውድብ ነድሕን ኢላ ዘወናበደት።
    ነጥቢ፦ ኣሌተኛ፣ ጎጠኛ፣ ሓሳዊት፣ አድዋኛ
    ዳሞተት ተላ ትወራጮ
    ጸገም በደልን ጥምይትን ሕዝቢ ትግራይ ኣሒጊስዎ ትሰዕስዕ
    ሕማቅ፣ በኽቲ፣ ኣጣሪት፣ ስስዕቲን ጥምይቲን ጉጅለ ማፊያ እያ። ህወሓት ተልገስ ወይ ክንጸርጋ ኢና!!
    ነጥቢ፦ግዕዚይቲ መጽነቲት ሠሪቂት ናይ መሃይማን እኽብኽብ ጎዲፍ ኣውዲ እያ

  • @ShhUdu-by6pz
    @ShhUdu-by6pz 2 месяца назад

    ዝተኸበሩ ጠቅላይ ምንስተር ደይኡ ድወለ ደውረ ዕንክልል ላኽዋጥ

  • @AmanAman-jy3ut
    @AmanAman-jy3ut 2 месяца назад +3

    ንጉስ ትግራይ ደብሪፅ

  • @Dianaamanuel3237
    @Dianaamanuel3237 2 месяца назад

    Wdbka may bela tieto gudayna aykonen selam ny hzbna Kemey thlu temeyayeth

  • @piealpha795
    @piealpha795 2 месяца назад +2

    ደብረዕንክሊል ብዘይ ሰማያዊ ጓንቲ ኬፍ ኣይህበካን እዩ ፣ ቅር ኢሉኒ ፣ ደብርጭ ኣብዝሕ ኣቢለ ሰማያዊ ጓንቲ ክሰደልካ እየ ምውዳይ ድማ ኣይትሕመቅ

  • @TediBrhanu
    @TediBrhanu 2 месяца назад

    Namen ltekeberu eyou lhaseru leytblu

  • @MikiasAdane-k3i
    @MikiasAdane-k3i 2 месяца назад

    ኣታ ጋዕናን

  • @user-yy3kp3gk4f
    @user-yy3kp3gk4f 2 месяца назад +1

    we are gzena

  • @FetsumGyohanse
    @FetsumGyohanse 2 месяца назад

    ትክክል ኦዩ

  • @hyaub
    @hyaub 2 месяца назад

    ata Hzbey Entay Weridka😢😮😢😢

  • @asterrutherford5114
    @asterrutherford5114 2 месяца назад

    Viva TPLF,i know dr Debretsion he doesn't know how to express himself but ,he is honest and he will die for tigray people, kab beal tafs beaal Aff dam koynu ember,Abey he did his homework very well, its working

  • @thomaszerai174
    @thomaszerai174 2 месяца назад +4

    Can't stop laughing 😆 🤣 😂 his still lying like when he started the war before 3 years 🤣

  • @getachewworku6450
    @getachewworku6450 2 месяца назад +9

    ምንግዜ ህዋሃት

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 2 месяца назад

      ምን ጊዜም ሕወሓት are you sure? ሕወሓት " ብዕምኒ " ሐዲሙ መቀለ ዘአቱ፣ እኩል ኃይሊ ከምዝሐዘ ዝፍክር ተሳኢሩ አብ ክልተ ተከፊሉ መሳቅ ሰብ ዝኮነ ጉጅለ እዩ።

    • @getachewworku6450
      @getachewworku6450 2 месяца назад

      @@negagetachew974 ናይ ኮሮፌ ሥዋት ትፈልጥዶ ብኡኡዝዓበደ ኣይከውንን ጠጠርየ ደንጎላ ኣትበል ኣበይ ነርካ ኻህዳማት

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 2 месяца назад

      @@getachewworku6450 Brother, ካሕዳም እቲ ትፎትዎ ሕወሓት ዝብሐል ብኃይሊ ንትግራይ ሒዙ 50 ዓመት ንሻዕቢያን ኢትዮጵያን ዘገልግል ዝነበረ ጉጅለ እዩ።

    • @hybirdgenetic7096
      @hybirdgenetic7096 2 месяца назад

      ወያነ ሃዳሚ በኻይ ቀናእ ፡ካብ ፓርቲ ናብ ጉጅለ ዝወረደ

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 2 месяца назад

      @@hybirdgenetic7096 ሻዕቢያን ወያነን ክልቴኩም ሐደምቲ ዘይውግዕ ካልዕ ፍልጠት ዘይብልኩም ብሰንክኩም ሰላማዊ ሕዝቢ ካብ ሰብ ንታሕቲ ዝገበርኩም ካብ ኃ/ስላሴን ደርግን ጊዜ ክንዲዚ ሰብ ንስደት ተበታቲኑ አይፈልጥን ። ሐሳዳት፣ ድሑራት ማዓስ ኢኩም ትስልጥኑ።

  • @CharlesSpence-c5r
    @CharlesSpence-c5r Месяц назад

    Lenore Ridges

  • @abieteffrimekta2344
    @abieteffrimekta2344 2 месяца назад

    ያለፈዉ እናቶች ተንበርክከዉ ቢለምኑህ አሻፈረኝ ብለህ የፈጠርከዉን ህልቂት እረሳኸዉ እንደገና ለሌላ ህልቂት ትፎክራለህ አንተ ምን ታደርግ ሚስትና ልጅህን ወደዉጪ ልከህ ሌላዉ እንዲማገድልህ ድርጅት ድርጅት ትላለህ የሞተ የክፋተኞች ስብስብ መመሪያ ዶሴያችሁን አቃጥለህ ለምን እንደዋናዉ መሰሪ ስብአት ነጋ አትፈረጥጥም ትግራይ ብዙ ቀና ሰዉ ያለባት መሀፀነ ለምለም ምድር ናት እንደእናንተ አይነት ክፋ የሰይጣን ቁራጭ ከየት እንደተፈጠራችሁ ግራ የሚያጋባ ነዉ❤🇪🇹❤️🇪🇹

  • @DemelashBelay-o8y
    @DemelashBelay-o8y 2 месяца назад

    ይፀሓፍ ስለዝተብሃለ ፅሒፍና።

  • @SamiDan-op8pt
    @SamiDan-op8pt 2 месяца назад +1

    እዚ ሰብ ኣጥፉኡልና ወይ ከዓ ንዓኹም ሪፖርት እዳገበርና ነጥፈአኩም ኢና ደቂ ዕብዲት 🤨

  • @FetsumGyohanse
    @FetsumGyohanse 2 месяца назад +1

    ነይሕዝብሐደራአለኩም

  • @ራያራዩማሚዲያ
    @ራያራዩማሚዲያ 2 месяца назад

    አይ አታ ሳባአይ ህዝቢ ከይታወዲአ
    አነ ግን ናቲካ ሓሳብ ኢየ ዝስማዕማዕ ግን አቲ ህዘቢ ትግራይ ከይታወዶኦ

  • @AA-hd9zv
    @AA-hd9zv 2 месяца назад

    ኝኝኝ ኣይትበል ጀልፋፍ።

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet9347 2 месяца назад

    Gedel yetu hwhat kalet alewu naxnet ena ndli hzb tgiray

  • @CarmenStedman-l4l
    @CarmenStedman-l4l Месяц назад

    Swaniawski Spring

  • @piealpha795
    @piealpha795 2 месяца назад +1

    Circumstantial speech 🤣🤣🤣🤣