Atv Asena Live - ላዛ ዘይብሉ `መጠንቀቕታ` ኣቕራብን ተንታንን ላዛ ትግርኛ ንኣማኑኤል ኢያሱ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 ноя 2024

Комментарии • 613

  • @guoyayele4491
    @guoyayele4491 5 месяцев назад +63

    I am from Axum Tigray. During the dark times my family were telling me they watch Atv asena. I am always grateful to u Amanel.

    • @samiloveeth7920
      @samiloveeth7920 5 месяцев назад +3

      Yes indeed.

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 5 месяцев назад +4

      ኣጆኹም ተጋሩ ኣሕዋት ሰብ ላዛ ብልቢ ኣምሓርኛ እናሓሰቡ እዮም ንህዝብታትና ከባእሱና ዝፍትኑ ዘለዉ

    • @amannegus8465
      @amannegus8465 5 месяцев назад +2

      😄😄😄 ንሕና ኤርትራውያን ንተጋሩ ኣጸቢቕና ኢና ንፈልጠኩም:: ከምታ ናይ ሓድሽ ኤፍሬም ምቕጥቃጥ እያ ተድልየኩም:: ከምዚ ናይ ኣማኑኤል ኣየድልየኩምን እዩ:: ክደልወኩም ሰብ ትሓንቁ: ክጽግመኩም ድማ ትለማመጹ::

  • @aaamithaylay5718
    @aaamithaylay5718 5 месяцев назад +28

    ኢማ ጀግና ሓውና አጆካ አይትገደሰሎም ዞም ደናቁር ንህዝቢ ትግራይ አይውክልዎን በፍፁም። ኩሉ ህዝቢ ትግራይ የክብረካ የፈትወካ እዩ ብቲ ዝገበርካዮ ፁፉፍ ስራሕካ አብ ጎንካ አለና

    • @abutttt2238
      @abutttt2238 5 месяцев назад

      ደናቁር ኣይትበል ገንዘብ ስለ ዝሓገዝዝኩም ኣትዛረቡና ኣይባሃልን።

  • @Teklitgebregeorgis
    @Teklitgebregeorgis 5 месяцев назад +3

    ኤማ በዓል ፅኑዕ መትከል።

  • @agaziawimedia4057
    @agaziawimedia4057 5 месяцев назад +2

    Thank you Amanual! don't focus on the nonsense individuals. We never forget your voice for the voiceless people of Tigray during the dark times. Keep being good hear.

  • @KknmhvKkkkmnb
    @KknmhvKkkkmnb 5 месяцев назад +1

    ኡዝም ሰለ ታጋሩ አይዉኩል ኤማ

  • @atikotigray3082
    @atikotigray3082 5 месяцев назад +3

    ኤማ Big Respect ኣብ እቲ ሕማቅ ግዜ ድምፂ ዘይነበረና ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ኾይንካና ኢካ ባዓል ዉዕለታና ኢካ የቀንየልና መቸም ኣይንርሰዐካን

  • @menelikmichael9334
    @menelikmichael9334 5 месяцев назад +3

    ናይ ብሓቂ ከምዚኦም ዝመስሉ ብጣዕሚ ውሕዳት እዮም
    ደገፍቲ መሲሎምንኸባእሱ ዝደልዩ ናውሽጢ ፀላእቲ እዮም

  • @Atakilte
    @Atakilte 5 месяцев назад +2

    ንዮው በሎም ኣማኒኤል ሓውና ንሕናተጋሩ ንፈትወካ ኢና ሰካራት ዮም ❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @SelamAbraha-rw6me
    @SelamAbraha-rw6me 5 месяцев назад +3

    We Respect you forever ❤💛 ግን ኣብኡ መፅዬም ሓሳብ ዝህቡ ግን ኣብ መልሓሶም ኣደብ ግበሩሉ

  • @Alemaz-vi7on
    @Alemaz-vi7on 5 месяцев назад +26

    ኤማ ንህና ተጋሩ አይንርስእካን አብቲ ፀልማት እዋን አብጎኒ ትግራዋይ ነርካ እዚ ንመዋእል አይንዝንግኦን አጆካ እዚኦም ካብቶም ናይ ብልፅግና ተወከልክቲ ይኮኑ .ዝገበርካዬ ሚዛኑ ይደፍእ ቅር አይበልካ ጋል ዓጋመ.

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 5 месяцев назад +3

    ኣነ ጓል ትግራይ እየ ኣጆኻ ኣማኒኤል ጅግና ሓውና ብዓል ሕልና ኢኻ🙏ኣብቲ ጸልማት እዋን ኣብቲ ዘመን ኣካሕይዳ ብሙሉእ ዓቅምኻን ብሚድያኻን ኣብ ጎንና ደውይ ኢልካ ኢኻ🙏, እዝኦም ንህዝብና ዝይውክሉ ኣይኮኑን ባንዳታት እዮም

  • @Abel77638
    @Abel77638 5 месяцев назад +3

    No matter what ppl say,your priceless dedication will remain in the heart of the ppl of Tigray.

  • @martalg8616
    @martalg8616 5 месяцев назад +4

    Dear brother we will never forget what you have been doing on the darkest time you are in our heart for ever I wish you live long

  • @gebrekirosgebremedhin7967
    @gebrekirosgebremedhin7967 5 месяцев назад +3

    Ajoka Amanuel! Eziom denakur eyom, meseret zeyblu tseleme eyom akribom, mikniyatu gin mitsnae yedli eyu! Beti zekrebkayo meredaetan natka melsin bitaemi eyu des eluni. We love you Amanuel with your Asena TV and Keep shinning!

  • @ChomayRecords
    @ChomayRecords 5 месяцев назад +17

    ናይ ርድኢት ድዩ ወይስ ናይ ስንፍና ኣይተረደአንን፥ ኣማኑኤል ግና ክብሪ ይሃበልና.... በርትዕ... ኣብ ጎኒ ውፁዕ ኣለኻ... ቀፅለሉ ከኣ🙏

  • @asgedomtesfay2290
    @asgedomtesfay2290 5 месяцев назад +24

    ናይ ትግራይ ፖለቲካ እውን ሓዉ ንናይ ኤርትራ ፖለቲካ ምኻኑ ኣይትዘንግዕ !! ብሓፂሩ ክኢልና እዩ !! ኣነ ትግራዋይ እየ !! አማንኤል ክስመዐካ ኣይግባእን !! ህዝቢ ትግራይ እንተዝሕተት ይሓይሽ !! አማንኤል ኩሉ ጊዜ ኣብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ኣለኻ !! እዞም ትሪኦም ዘለኻ ሰባት ዋላ ነቲ ህዝቢ ትግራይ እውን እዮም ዝፀርፍዎ !! እሞ አማንኤል ቃልስኻ ቀፅል !! ንሕና ተጋሩ ኣብ ጎንኻ ኣለና !! ሠላም ንህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ። ኩሉኹም ተጋሩ ኣብ ጎኒ አማንኤል እያሱ ኩኑ !! እታ ፀልማት ግዘ ኣይትረስዕዋ

    • @afewerkikahsay744
      @afewerkikahsay744 5 месяцев назад

      ድቃላ ሽንቲ ኤርትራዊያን ኢካ ፍንፍን ዓሊት ብሽም ተጋሩ ኣይትሸቅጥ ድርባይ ላዛ ትግራይ ትክክል ኣለዉ

    • @aaamithaylay5718
      @aaamithaylay5718 5 месяцев назад

      ትክክል

  • @saraabreha7909
    @saraabreha7909 5 месяцев назад +14

    ኤማ አይትህዘን ንህና ተጋሩ ንዞም ፅሊኢ ልሰብኹ አይንደልዮም ሳላኻ መረጄ ንረክብ አብታ ፀልማት ንአኻ ለይፈልጥ ትግራዋይ የለን አየቀንየልና ኤማ

  • @goodboyhabasi1287
    @goodboyhabasi1287 5 месяцев назад +3

    ኤማ ጅግና ናይ ቁርፂ ሓውና ውዕለትካ ፍፅም ዘይንርሰዖ እዩ ። ኣጆካ እዚኦም ገለ ዝቀንኡ ክኮኑ ኣለዎም እንበር 😢ንኣካስ ኣይግበእካን እዩ ። 😍 ካብ ጋል ሓውዜን ዝፈትወካን ዘክብረካን ብሓፈሻ ንኩለኩም ሰብ ሕሊና ኣሕዋትና ንፈትወኩም ኢና ብሓደ ሓደ ኣይትጋሃዩ ኣሕዋትና 🙏💙💙💖

  • @mohamedberhan8891
    @mohamedberhan8891 5 месяцев назад +3

    ኣማኒኤል እያሱ ንኽልቲኡ ኣነፃፅርና ክንፈርድ ዕድል ሰለዝሃብካና ብወገነይ ብጣዕሚ የቐንየለይ ብጣዕሚ የመሰግ ነካ በርትዕ ኩሉግዜ ሓቂ ሳዓሪእዩ

  • @ftanegeshagos799
    @ftanegeshagos799 5 месяцев назад +13

    ሰላም ጋዜጠኛ ኣማኑኤል በዓል ውዕለታና። ታይ ክብሉ እዮም ደልዮም ኣይተረደአንን። ብዝኾነ ክሳብ ሕጂ ዝረኣናዮን ዝሰመዓናዮን ነዓኻ ዝውክል ስለዘይኾነ ሸለል በሎም። ካብ ሽረ ትግራይ

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 5 месяцев назад +6

    አማኑኤ አይትሕሰብ ንሶም ንሕዝቢ ትግራይ አይውክሉን አፍቲ ፀልማት ግዜ ሰብ ኮንካና አካ 🙏❤️❤️

  • @tikelary6959
    @tikelary6959 5 месяцев назад +3

    Amanuel, as Tigraway, I’m very saddened about those bad guys said to you. Ayoka Amanuel naina!

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176 5 месяцев назад +5

    ኣማንኤል ሓወይ ኣይተጋገካን ጅግና እኻ ኣብ ጎን ህዝብና ደው ዝበልካ ጅግና ነክብረካ ሓውና እኻ ኩሉ ህዝብ ትግራይ የመስግነካ እዩ ።ኣብ ላዛ ትግርኛ ዝተዛረብዎ ዘርእ ህውሓት ደናቁር እዮም ኣይትሓዘሎም

  • @hagereyTigray-br1on
    @hagereyTigray-br1on 5 месяцев назад +11

    ኤማ አነ ከም ትግራዋይ መጠን
    ሓዚነ ንስኻ አብ ኩሉ ልቢ ህዝቢ
    ትግራይ ኢኻ ዘለኻ አጆኻ ሓቀኛ ኢኻ ላዛ ትግርኛ ድማ ምስ ፈተውትና አይተጻልኡና አደብ ግበሩ

  • @tsegagebre368
    @tsegagebre368 5 месяцев назад +3

    Thank you so much we have respect and we really appreciate you our brother Amanial our people appreciated as well you did nothing wrong those shameless and embarrassing man’s I think they have understanding issues in the mother tongue language,

  • @YosephGebremariam
    @YosephGebremariam 5 месяцев назад +3

    ኢማ ጅግና

  • @ThomasTemare
    @ThomasTemare 5 месяцев назад +4

    ኣጀኻ ኣሚ ጅግና ብማንነትካ ዘይታማትእ ሕቡን ትግራዋይ ኢኻ እሞ ትሓቂይ ሓፋሽ ስለዝፈልጦ ኣጆኻ ኣብጎድንኻ ኣለና ባኣኻ ኻዓ ፍናን ይስመዐና✊✊✊

  • @TeklitHadush
    @TeklitHadush 5 месяцев назад +1

    We are proud upon you Ema! Please ignore them because they have no any responsibility on the Tigrayan people. Besides to they can not be example for us because no inattentive even to manager their life well. Keep it up! We never forget your contribution for ever.

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 5 месяцев назад +10

    Excellent Aden we proud of you for the Explanation you gave.

  • @danieldesta9712
    @danieldesta9712 5 месяцев назад +1

    ኣማን ሓወይ ንስኻ ሓውና ማገርና ኤካ ናበራልና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MuluGermay
    @MuluGermay 5 месяцев назад +3

    አብ ጎንካ አለና ኤማ ሐውና❤❤❤❤

  • @BMTV21
    @BMTV21 5 месяцев назад +3

    ኣማኒኤል ኣይዞካ በርትዕ🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 5 месяцев назад +4

    ደናቁር ቦሎም አማንየኤል አንሕና ተጋሩ ንፎትወካን ነኽብረካን እና ናዓቆም ንህዝብ ዘይዉኩሉ ሓሰዉት እዮም

  • @Sami-td5bi
    @Sami-td5bi 5 месяцев назад +5

    አማንኤል አነ ጓል ትግራይ እየ ብጣዕሚ እየ ዘፈትወካ እና አጆካ ክብር ሓወይ❤❤❤

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 5 месяцев назад +3

    Amanuael we do not forget what you have done for the people .
    Blessing our wonderful brother .

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 5 месяцев назад +6

    ኤማ ክፉእ ኣይትርከብ ንበረልና። ምስ ሰማዕኹ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ፡ ንስኻ ምስጋናን ክብርን ጥራይ እዩ ዝግበኣካ ዋላ ክፉእ እንተትዛረብ ውን ምኽንያቱ ኣብታ ፀልማት እዋን ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ደው ዝበልካ ብጣዕሚ ነኽብረካ ሓውና ስለ ዝኾንካ።

  • @ህያብ
    @ህያብ 5 месяцев назад +4

    ኤማ ከምዝ ዝበልካዬ ንመብዛሕትና ዝጎድኤ ዘረባ እዩ ንዓኻ ጥራሕ ኣይኾነን ንሕና ተጋሩ ኣብ ልዕለኻ ዘለና ኽብር ቃላት ዝግለፂ ኣይኮነን።

  • @ወዲኣይተ
    @ወዲኣይተ 5 месяцев назад +24

    ሰላም ኣማኑኤል ኣሰና ATV 💙 ኩቡር ብዓል መትከል ወዲ ህዝቢ እቶም ክልተ ሰባት ናይ ላዛ ትግ ር ኛ ብጣዕሚ ሕማቅ ሰራሕ አዮም ሰርሖም ንህዝቢ ትግራይ ግን ፈጺሙ ኣይወክሊን ኢዩ ሓስባቶም ። ኢዚ ክስመሩ ኣለዎ። ዞም ክልተ ናይ ላዛ ኣዳልወቲ ሰባት ኤቲ መሰረት ዘይብሉ ሓልፍነት ዝጎዶሎ ክሲ ጠውቅካ ጽልኢ አዩ አምበር ካልእ ዝብሃል ኣይኮነን ዓገብ ክበሃሉ ኣለዎም የሕዝን አዩ ካብ ዘጽትበዮም ሰባት አሞ ዝትመሃሩ ኣዘዩ ፖሎቲካ ዝፈልጡ ስም ሰብ ክዕይኑ ኣብ መድያ ትም ኣልካ ምሕላፍ ነውሪ ግን ኣማኑአል ተቃላሳይ ሓውና ቀር ኣይበልካ በፈጹም ህዝቢ ትግራይ ህዛቢ አርትራ ኣብ ጎንካ አዩ። ዉልቀ ሰባት አዮም የቅረታ ናይ ለባማት ኢዩ መጾም ክሓቱ የምሕጸን

  • @elsaasfha1760
    @elsaasfha1760 5 месяцев назад +36

    ላዛ ትግርኛ ዓገብ ገይሮም: እዚ ንዓና ንተጋሩ ዘይውክል አጸያፊ ዘረባ እዩ: በታ ዝተጠቀሙላ ሚዲያ ብግሉጽ ን አማኑኤል አስና ይቅርታ ክሓቱ ይግባእ

    • @degleltesfamicael975
      @degleltesfamicael975 5 месяцев назад +3

      👍

    • @Berheize
      @Berheize 5 месяцев назад

      ካብ ትግራይ ከይተረፈ

    • @YemAbatadle-fp4fy
      @YemAbatadle-fp4fy 5 месяцев назад

      🙏

    • @mahmodbabay1741
      @mahmodbabay1741 5 месяцев назад

      ኣታ ዓካት ሽዑ ዝተዛረቦ ካልእ ሕጂ ዝዛረቦ ዘሎ ካልእ ስኽ ኢልካ ሃለዉለዉ ኣይትበል
      ኣማኒኤል ተጋግዩ እዩ ይቅሬታ ይሕተት።

    • @deressge451
      @deressge451 5 месяцев назад

      አማን ብግቡእ አይሰፈርኩሙዎን ናይቁርጺ ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ዘረጋገጸ እዩሞ ላዛ ትግርኛ ተጋጊኹም አድላይውን አይነበረን

  • @muezeselasse
    @muezeselasse 5 месяцев назад +3

    አማኑኤል ጀግና አጆኻ በርትዕ አብ ጎንኻ አለና። ነዞም ዝምቡዓት ሃሱሳት እዚኦም ሰሚዕኻ ከይትደሃል። አጆኻ አብ ጎንኻ አለና

  • @aaamithaylay5718
    @aaamithaylay5718 5 месяцев назад +5

    ሪኢካ ዶ ኢማ ሓውና ተጋሩ ማዕረ ክንደይ ንፈትወካ ነክብረካ ተዓዘብ አብ ኮመንት አጆካ ኩሉ ትግራዋይ አብ ጎንካ አለና ከምቲ ዝገበርካልና ብሓቂ ከም TDF ኢና ንሪአካ ጀግና ሓውና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @menelikmichael9334
    @menelikmichael9334 5 месяцев назад +3

    ኣማኑዔል ሃው
    በጃኻ ምስ ኣናኡስተይ ሰባት ኣይትመላለስ
    ኣብኩሉ ማህበረሰብ ጉርዲ ኣሎ
    መን ምኻንካ ብዙህ ስለዝፈልጥ ናይ ክልተ ሰባት ትሑትን ፀያፍን ኣዘራርባ ናይ ቃልሲ ዕላማኻ ኣየዛብዕን:
    ትሑታት ስባት እዮም
    ከምዙይ ዝመሰለ ፀያፍን ግዕዙይን ዘረባ መልሲ ኣየድልዮን
    ብዙህ ዝሰምዖም ሰብ የለን
    መብዛህትና ምሳኻ ኢና ኣጆኻ

  • @SasssHadc
    @SasssHadc 5 месяцев назад +3

    አትገደሰሎም አማንኤል ጅግና ብጣዕሚ እና ንፈውካ ንሕና ተጋሩ ክብረት አይፈወለማ ክብረት ዝኦም

  • @ElyasElyas-pb1th
    @ElyasElyas-pb1th 5 месяцев назад +64

    ንትግራን ብሌን ዓይንና ኢኻ አማኒኤል ጅግና ንዓቆም ሰብ ተልእኾ እዮም

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 5 месяцев назад +1

      Ata kemey zbelkum hzbi eikum

    • @mahmodbabay1741
      @mahmodbabay1741 5 месяцев назад +1

      ወዲ ረሳሕ ማህጸን ከመይ ዓይንኻ ትመንሸር ወደይ ቁሩብ ኣይትሓፍርን ? ደጋል ርእሲ ከልቢ ከማኻ ዝበሉ ለሓስቲ ከይጠፍኡ ሰላም የለን።
      ክንደይ ጀጋኑ ዘፍረየት ትግራይሲ ብልየን ዓይንና ትብሎ ? ወዲ ሓዉላል ዕዉርቲ ፎእ

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish 5 месяцев назад

      @@mahmodbabay1741 ሓላይ ኤርትራን ትግረይን ሓደዩ

    • @Selemawi-t1
      @Selemawi-t1 5 месяцев назад

      ኣምሺ ጉሓፍ ንስኻ ውጻእ እዚ ናይ ተጋሩ እዩ ወዲ መሓመድ ገይ ነዞም ለዋይጣ ሰሓባ ተቀቢልና ባዕልና ገለ ቡዳታት ዓልየት​@@mahmodbabay1741

    • @weditigray8621
      @weditigray8621 5 месяцев назад

      Resah nisika ay tigrawayn donkoro

  • @jackinoassefa3291
    @jackinoassefa3291 5 месяцев назад +4

    Thanks Amanuel assena for your answers and your response. I think they were both in a different topic than the real thing. I think I would like to see those two to say sorry about it. Issas Afeworki’s and Meles are a good example for both sides of the story. Thanks again Ama.

  • @arusson6022
    @arusson6022 5 месяцев назад +3

    እንኽእዕ ትም ኣይበልካ ነቲ ሓቂ ምዝራብ ጽቡቕ ኢዪ ኤማ

  • @Ktekle
    @Ktekle 5 месяцев назад +2

    Amanuel Iyasu, don't worry about them. They are low-life journalists and don't represent Tigray. Forget the context. The main problem has started with topic " መጠንቐቕታ" byiself rough word choice at least should be " ምኽሪ" to be not hostile. So, I found them they are objective and not constructive. Ignore them, look the majority.
    Your Tigraway brother.

  • @gktakele8208
    @gktakele8208 5 месяцев назад +15

    ምንም ጌጋ የብልካን ኣይተ ኣማኑኤል። ንኣኣቶም'ውን ኣይትሓዘሎም፣ ናይ ሚድያ ዲሲፕልን ልምዲ ስለዘየብሎም እዩ። ክትፈልጦ ዘለካ ድማ ክልቲኡ ህዝቢ ንምቅርራብ ንዝፅዕሩ ለባማት ክድህሉ ድቃስ ዝሰኣኑ ሊሂቃን ኢና በሃልቲ በተንቲ፣ ካብ ደቡብን ሰሜንን ትግራይ ከምዘለዉ ክትፈልጥ'ውን ኣለካ።

  • @KifleAmbaye
    @KifleAmbaye 5 месяцев назад +1

    ኣማኑኤል ሓውና ንስኻ ኣብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ፍሉይ ቦታ ዘለካ ጅግና ኢኻ! ነኽብረካን ንፈትወካን! እዚኦም ዕሱባት ኢትዮጵያውነትን ሕሽኩራት ሰብ መዚን እዮም ። ናይ ባዕሎም ሓሳብ ሃልዩዎም ኣይፈልጥን። ስለዚ ከምዚ ትሪኦ ዘለኻ 99% ኣብ ጎንኻ ኣሎ! በዚ ተሓበን! እምበር ከምዚኦም ዝበሉ ስንኩላት ድኣ ንህዝቢ ትግራይስ ምስ ፀላእቲ ኮይኖም ጨፍጪፎምዎ እኮ! ኣይኮነን ንዓኻ! ፍቕሪ ተጋሩ ኣብዚ ዝወሃበካ ዘሎ ርኢቶ ምዕዛብ ትኽእል ኢኻ!!

  • @redios102
    @redios102 5 месяцев назад +14

    አጆኻ አማን።
    ብመልሓሶም ክሓፍሩ እዮም

  • @BetiBabuedu
    @BetiBabuedu 5 месяцев назад +2

    አብታ ጸልማት ጊዜ ምስ ሕዝቢ ትግራይ ጠጠው ዝበልኻ ሓውና አማኑኤል ዓብዪ ኽብሪ አለና።ነዚኦም ሕደጎም፣ውልቀ ሰባት እዮም።ንሕዝቢ ትግራይ አይውክሉይ።

  • @sabetto1981
    @sabetto1981 5 месяцев назад +3

    U doing job Amanuel forget them

  • @መቓልሕምድረባሕሪ
    @መቓልሕምድረባሕሪ 5 месяцев назад +2

    ኤማ ዝበልካዮ ቅኑዕ እዩ መስፍንቲ ትግራይን ኤርትራን ካብ ጥንቲ ጸላእቲ ምኳኖም ብህግደፍ እናተነግረና ኢና ዓቢና ስለዚ መስፍንቲ ኤርትራን ትግራይን ብወስቦ እናተኣሳሰሩ ተሳንዮም ዝከዱ ዝነበሩ እዮም

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 5 месяцев назад +3

    አማኒኤል ሓወና አንሕና ተጋሩ አብ ጎድንካ አለና ንሶም መዳናገርቲ እዮም ንስካ ብዓል ሕልና እካ ህዝቢ ትግራይ ንክብረካን ንፈትወካን እና ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @letina_gualT
    @letina_gualT 5 месяцев назад +3

    ትግራወየቲ እየ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ዝሓወይ 🙏🙏🙏

  • @TseggaiIsaac
    @TseggaiIsaac 5 месяцев назад +2

    Ammanuel, of all the media outlets currently speaking of Eritrea, yours is evolving into a mature, strong, and solid source of information graced with integrity and credibility. Do not let others with ill-will, like the two Laza Tigrigniya, divert your attention. Keep up the march on the right path ahead.

  • @GediyonHadis-mc8kh
    @GediyonHadis-mc8kh 5 месяцев назад +2

    ብሓቂ ዝሓዘንኲሉ ዕለት እዩ ብዛዕባ ላዛ ዝተዛረብዎ ማራ እዩ ኣግሪሙለይ ቃል ብቃል ከምዝተረዳእክዎ እንተኮይኑ ካሊእ ፖሊቲካ እንተ ሃልዩዎ ግና ዋላ ሓንቲ ኣይተረዳኣንን እባዕዕ

  • @GideyKidane-qt1xt
    @GideyKidane-qt1xt 5 месяцев назад +5

    ኣማኒኤል ሓወይ ኣነ ትግራዋይ እየ እቶም ግርፉጣት ዝበልዎ ሰሚዐዮም እየ ። ግብረ መልሲ እዉን ሂበዮም እየ ። ንሕና ተጋሩ ኣይኮነን ምስኦም ክነዋዳድረካ ልዕሊ ማንም ድምፅና ዝኾንካን ንፈትወካን ኢና ። ኣበይ ኣዲኦም ዝነበሩ ረሳሓት እዮም ።

  • @KahsutsegayTsegay-br4oo
    @KahsutsegayTsegay-br4oo 5 месяцев назад +2

    ኣማን የቀንየልና

  • @MepTo-n2h
    @MepTo-n2h 5 месяцев назад +3

    ንትግራይ ብሌን ዓይንና ኢካ ኣማላኤን❤❤❤ ጀግና ኢካ ናዓቆም ኢካ ሰብ ተልኦኮ እዮም

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu6214 5 месяцев назад +22

    ኣዞም ክልተ ሰባት ናይ መደብ ላዛ ትግርኛ ዘይፍወስ ምትሓት መንነት ዝበሓቶም ሰባት ኢዮም። ምሕረት የውርደሎም። ትግርኛ ምምሃር ጀመርቲ ኢዮም።

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 5 месяцев назад

      ሓቅኻ ብጣዕሚ እዮም ዘፅልኡ ሓሜትን ፀለመን እዮም ዘብዝሑ ለለስ ዝሰምዐና ስኢና ይብሉ ዋላ ነቲ መንግስቲ ዝሃብናዮ ምኽሪ ኣይቅበልን ኣይሰምዕን እናበሉ ዘይረብሕ ሓሳብ ሒዞም ኮለል ክብሉ ዝውዕሉ

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 5 месяцев назад

      @@netsanettdf9263skbel msnaybaelka seb smer

    • @negasiyoh6959
      @negasiyoh6959 5 месяцев назад +1

      ከምኡ ኣይትበል ሓወይ ንሕና ተጋሩ ጀኖሳይድ ብኢድ ሸዓብያ ወይ ህሉው ሰራዊት ኤርትራ ዝበፅሐና victim እና ስለዙይ sensitive ክንኮን ከለና ክትሓልፉና ይግባእ፡፡ ወዲ መረሳ እነኽብሮ ሰብ እዩ ምሁር ተንታኒ እዩ ነጋ ዘርኡ ዘጋገዮ ይመስለኒ፡፡ ኣማኑኤል እውን ንምንታይ ምስ ትግራይ ከይተረፈ ንምንታይ ይብል? ደሓን ዕሽሽ ቢልና ንሕለፎ፡፡

    • @habenhabtu6214
      @habenhabtu6214 5 месяцев назад

      @@negasiyoh6959
      ኣማን ብእማን ሓቅኻ ኢኻ። ግን ድማ ብኣልማማ ንኩሉ ሰብ ብጠቕላላ ለኻኺምካ ምጽራፍን ሽንፍላ ኢልካ ምጽራፍከ እንታይ ኣምጽኦ። ምሕረትን ሰላምን ርግኣትን ቅሳነትን ነቲ ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ።

  • @abieltsegai6641
    @abieltsegai6641 5 месяцев назад +1

    ዑሱባት ተጋሩ ላዛ ትግራይ አለዝይዎም

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 5 месяцев назад +16

    ኣማኒኤል ርግዕ በል ኣይትሕረቕ ውልቀ ሰብ ይኹን ቡድን ንባዕሉ ምበር ንማህበረሰብ ኣይውክልን::ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር ውሲኹ ብዙሕ ነገራት ይፅበየና ኣሎ ሞ ብርግዓት ምጉዓዝ ይሓይሽ::

    • @afewerkikahsay744
      @afewerkikahsay744 5 месяцев назад +1

      ስቅ በል ለክባጥ ለዛይ ከማኩም ዝበሉ ምሽሙሻት ተጋሩ ተዋሩዱና ዘለኩም

  • @AlexnderKbrab-gk3uz
    @AlexnderKbrab-gk3uz 5 месяцев назад +2

    ኣነ ከም ትግራዋይ ኣይምጥንካን ንስካ ዘይትሕልለ ጅግና ኢካ❤

  • @semerereda8177
    @semerereda8177 5 месяцев назад +2

    ደናቁር ውዕለታ ዘይፍልጡ ፀላኢ ዘብዝሑልና ንጥቅሞም እምበር ንህዝቢ ዘይሓስቡ እዮምሞ ኣይውኩልናን። እዚ ኹሉ ጽቡቅ ሰሪሕኻልና እንተ ኣጥፍእኻኳስ በኸምዚ መልክዕ ከዋርዱኻ ኣይነበሮምን

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 5 месяцев назад +11

    ብግልፂ ከባኩም ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይ ዝተጋደለ ዘጋደለን ግፍዕታት ዘቓለዐን አብ ግዚየ ፀገምና ምሳና ደው ዝበለ ሰብ ኢዩ አብ መወደእታ አይትገደሰሎም ውልቐ ሰባት ኢዩም

    • @Good100.
      @Good100. 5 месяцев назад +1

      በዞም ክልተ ውልቀሰባት ተገሪመ ጸኒሐ።
      ተጋሩ የሕዋትና ኣብዚ ኮመንት ዓገብ ክትብልዎም ምስ ረኣኹ ድማ ተሓጊሰ፡ተስፋ ጌረ።

    • @Good100.
      @Good100. 5 месяцев назад +1

      ኣሰና ጸግዒ ዉጹዓት ህዝቢ ኤትትራን ትግራይን ኢካ።

  • @mebrahtusibhatu3915
    @mebrahtusibhatu3915 5 месяцев назад +2

    Ema, we are trying to build healthy nations with harmony and peace. Otherwise, we all know a leopard never changes it's spotted skin.

  • @AmanAregawi-r2f
    @AmanAregawi-r2f 5 месяцев назад +1

    ኣማኑኤል ንስካ ባዓል ውዕለታና ኢካ ኣብ ፀልማት ግዜ ድምፂ ህብና ኢካ ንሳቶም ዕሱባት ልኡካት እዮም ንሕና ግን ኩሉ ግዜ ክነመስግነካ ኢና ቦታ ኣይትሃቦም

  • @mengstuashebir5914
    @mengstuashebir5914 5 месяцев назад +2

    Who knows if there are messengers of Isaias? Political leaders in Tigray and Eritrea are unhappy to see any tie between Tegaru of the North and South. Thank you Aman for your service and for advocating for the truth in any circumstances. These you see in the media are affiliated with political interests and safeguard their system

  • @martawoldyohannes888
    @martawoldyohannes888 5 месяцев назад +7

    እዝኦም ንህዝቢ ትግራይ ኣይዉክሉዎን

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 5 месяцев назад +1

    አማንኤል ሓውና ሰብ ኢልካ ድዩ ንዝኦም መደብ ሒዝካ መፅእካና በስምኣብ ገዝኦም ንዓና ንተጋሩ ዝውክሉ ኣይኮኑን ምሁራት ኢና ብሃልቲ ግን ድማ ናይ ሙሁራት ምሃይማት እዩም ኣብ ዘይ ምልከቶም እናኣተዩ ዓዲ ዝብፅብፁ ወለዶ ካብ ሃይማኖትን ትወረጃ ዝኮነ ባህልና ክርሕቅን እና መፁ መርዚ ዝነዝሑ ይሁዳታት እዩም
    አይክንርስዐሙን ካብቱ ፀልማት ግዜ እስካብ ከዚ እትገብርዎ ንስካን ብፇትካን ደለይቲ ፍትሒ❤❤😊

  • @asgodomteclemicael1003
    @asgodomteclemicael1003 5 месяцев назад +4

    Dear Aman, you have already received a dowry from the people of Tegray during the dark time and now also from Tegaru they are putting in the comments. Feel proud and God bless you

  • @aaamithaylay5718
    @aaamithaylay5718 5 месяцев назад +2

    አጆካ ኢማ ምስ ግዜ ክንሽልመካ ኢና

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 5 месяцев назад +2

    Thank you Amanuael for what you have done .But as we are human being all of us can make some mistake ,so you have to tolerate miner things .we all have to focus on the big issue !

  • @tsegagebre368
    @tsegagebre368 5 месяцев назад +2

    Thank you so much Emmanuel We really appreciate you our people appreciated as well you did nothing wrong those shameless and embarrassing man’s I think they understanding issues to Tigrinya language,

  • @isaakalem3902
    @isaakalem3902 5 месяцев назад +4

    Dear Amanuel. We tegaru will never forget what you did to tigray. We all tegaru loves you.

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 5 месяцев назад +9

    ናብ አማኒአል አያሱ ዝቐር ዘሎ ነቐፈይታ ቑቡልነት የቡሉን ከብ ነቐፈይታ መቕረብቲ ንለዕሊ እውን ሙኳኑ ምንጋሀር የድሊ

  • @kiroshiwot2868
    @kiroshiwot2868 5 месяцев назад +12

    Dear Amauel,
    I would like to confirm that the people of Tigrai charish you. My mother who is 92 years old use to watch Asena during the Tigrai blockage during the Genocide war.
    I must say this two clowns do not represent the pepple of Tigrai. I wanted you to know we love you for your humanity during those dark days. Please ignore them we will handle there outrageous statements by addressing it to laza tigrigna news channel. We love you and respect you forever.

  • @YonasBerhe-ij1hf
    @YonasBerhe-ij1hf 5 месяцев назад +13

    ኣጆካ እዝዮም ባዕሎም ኣንፃር ህዝቦምን ነብሶምን ዝቃለሱ ባንዳታት እዮም እምበር ንትግራይ ዝውክሉ ኣይኮኑን።

    • @aaamithaylay5718
      @aaamithaylay5718 5 месяцев назад

      ትክክል

    • @afewerkikahsay744
      @afewerkikahsay744 5 месяцев назад

      ኣታ ድቃላ ድርባይ ሽንቲ ኤርትራዊያን ብሽም ትግራይዋይ ኣይትሸቅጥ

    • @fiyorifiseha3726
      @fiyorifiseha3726 5 месяцев назад

      @@afewerkikahsay744ችድ ሸቃጢ ንዝገበረልካ ንገረሉ ንዝተከላከለልካ ተጣበቀሉ

  • @tesfagabirgebrezgi1964
    @tesfagabirgebrezgi1964 5 месяцев назад +15

    አማኒኤል እዞም ሰባት ህግደፍ ዝአደጎም ነቲ ምስ ህዝቢ ትግራይ ዝዳነገጽ ከናአኡሱ ሸአብያ ዝለአኮም ኢዮም ዝመስሉ አይትገደሰሎም

  • @haftomabraha4557
    @haftomabraha4557 5 месяцев назад +2

    ናይ ክልተኹም ዘረባ ሰሚዕናዮ። ኣብ መንጎ ኣሕዋት ከምዚ ዓይነት ዘይምርድዳእ ይፍጠር እዩ። እቲ ቀንዲ ኤማ ከምዝበልካዮ ምእንተ እቲ ዓብዪ ዓላማ ከምትረዳደኡ ተስፋ ገብር።ኤማ ኣጆኻ ዓብዪ ሰብ።

  • @belaydorri6825
    @belaydorri6825 5 месяцев назад +5

    እንድያውም ምስገና ይግበአካ ካባና ምሸዶ ክትውቀስ ገረምቲ እዮም☹️

  • @tbtmidia7397
    @tbtmidia7397 5 месяцев назад +28

    አማኑኤል እዚ አይምልከቶን ! ክንዲ አማኑኤል ንፍትሒን ሐድነትን ክልቲኡ ህዝብታት መስዋእቲ ዝኸፈለ ኮታስ የሎን።

  • @mengeestifu-pl7zp
    @mengeestifu-pl7zp 5 месяцев назад +2

    ኣማኒኤል ሓቀኛ ሰብ(ሰብኣውነት ዘለዎ ሰብ)❤❤❤

  • @Teklitgebregeorgis
    @Teklitgebregeorgis 5 месяцев назад +1

    እታ ዝበልካያ ሰሚዐያ ንዓይ ሓንቲ ጌጋ የብላን።

  • @gamlak1
    @gamlak1 5 месяцев назад +4

    ትኽክል መልሲ።

  • @asmeromkidane3073
    @asmeromkidane3073 5 месяцев назад +2

    Amanuel you are a great reasoner,I respect you.

  • @keren7348
    @keren7348 2 месяца назад

    ጽቡቕ ገበረኹ ኣንታ ወስላት መደናገሪ።

  • @simi118
    @simi118 5 месяцев назад

    ቁሩባት ሰባት ዝበልዎ ንኩሉ ትግራዋይ ከሙ ኢዩ ኢልና አይንእመን. ከምዛ ህግደፍ ን ህውሃት ክበአሱ ከለዉ ደሓን አለዉ እንዳበልናዮም እቲ ጽልኢ ከመይ ጌሮም ዘርጊሖሞ ርኢናዮ ኢና ከሉ ግዜ አሎ ዘራጊ ሰላም አይንረስዕ ንለብም መጻወቲ አይንኩን።

  • @TsegayeBerhe-n9f
    @TsegayeBerhe-n9f 5 месяцев назад +1

    አማኑኤል ከሉ ዘረበኦም መሠረት ዘይብሉ ፣ ደናቁር ሰለዝኮኑ ተጋግዮም እዮም። ካብ ላይክን ሳብስክራይብ ከብዶም ንምምላዕ ክብሉ ዝተዛረብዎ እዮም እምበር ምንም ንህዝቢ ትግራይ ኣይጠቁምን ሰለዚህ አማ በርትዕ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ንኩሉ ነገርካ ድማ የቅንየልና።

  • @luulawelde6455
    @luulawelde6455 5 месяцев назад +2

    Aman wedita halal meret Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 . Nay 🇪🇷 ika , tselaiti 🇪🇷 buzuhat iyom . Autefeakan iyu🇪🇷

  • @fitsumKahsay-r4g
    @fitsumKahsay-r4g 5 месяцев назад +9

    ኤሜ ሓወይ ነክብረካ ኢና ተጋሩ ብናይ እዚኦም ደረጃ ኣይትውረድ ትምኢሎም ዓጀውጀው ኢዮም ዝብሉ ዘለው ባዕሎም ኢዮም ሽንፍላ በርትዕ ኤማ ቀጽለሉ ስራሕካ በርትዕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 5 месяцев назад +3

    ላዛ ትግርኛ ሓሰውቲ እየም ንህዝቢ ዝጠቅም አየቅርብን ሓሰውቲ በሎም ዓገብ ላዛ ትግርኛ አማኒኤል ሓወይ ንሕና ተጋሩ ነክብረካ እና ኢዚኦም ንህዝቢ ትግራይ አይውክልን ኤርትራን ትግራይን ናብ ሰላምን ፍቅርን ክምለሱ ፅዓሩ አሜ አያና ናይዞም ፍቅሪ ህዝቢ ዘይርዶኦም አይትስማዕ ህዝቢ ትግራይ አብ ጎድንካ አለና አሜ❤❤❤❤

  • @wedzixc
    @wedzixc 5 месяцев назад +1

    Sebay Ema ab gexom ika tufff tiblelom negfereg zeymibal akmom miflatom tray iyu .

  • @AlulaTinsae
    @AlulaTinsae 5 месяцев назад +2

    Ema nayna❤❤ aytgedeselom ezom eryray

  • @InnocentGolf-do8dv
    @InnocentGolf-do8dv 5 месяцев назад +2

    ጅግና ትግራዋይ ኢማ ናትና ሓዉ ቀፅለሉ ኣብ ጎንኻ ኣለና

  • @meashogebremeskel5199
    @meashogebremeskel5199 5 месяцев назад +3

    ኤማ ኮለል ኢሎም ነቲ ኤርትራዊ ክሃርሙ ስለዝደለዩ ጥራይ
    ሽንፍላ
    ጽያፎም
    ጸርዮም ኣይጸርዩን
    ንሕና ንዋሰብ ገለ ይብል ሰነፍ ሕማቅ ኣቅራባይ ሕማቅ ተንታናይ
    ምስተጋሩ ከይተረፈ ንዋሰብ ኢና ኢሉ ሓሰውቲ ላዛ ዘይብሎም።
    ግና ክንደይ ተጋሩ ለባማት ኣለው ነዚኦም ግና ዓገብ ክብሃሉ ተልእክኦም ክጽናዕን ይግባእ።
    ኢማ ኣጆካ ኩሉ ጊዜ ንመዓተብካ እምበር ከምዚኦም ሑሱራት ተጻረፍቲ ክንኡድካ ኣይኮንካን ት ሰርሕ በዓል መትከል ኢማ።

  • @leykunbirhanu2936
    @leykunbirhanu2936 5 месяцев назад +1

    ካብ ካሕሱ ኣዳነ መቐለ
    ኣነ ኣብ ዕፅዋ እዋን ኣብ መቐለ ዝነበርኩ ሰብ እየ። ኣማኑኤል ይትረፍዶ መጠንቀቕታ ክወሃቦ ሽልማት ዝግበኦ ኢለ ዝኣምን እየ። ብወገን ደገፍቲ ሻዕብያ ሓደ ፀላኢኦም ገይሮም ዝቖፅርዎ ኤርትራዊ ኣይኮነን ድዩ?ኣማኑኤል!! ኩሉ መቐለ ዝነብር ሰብ ኣሰና እንድዩ ዝከታተል ዝነበረ ንምንታይ ትማሊ ንርስርዕ። ደጋፊ ውፅዕ ትግራዋይ ዝኾነ ምንሻው ጌጋ እዩ። ቐዳማይ ዘይበሎ እዩ ብደንቢ ተኸታቲለ እየ። እንተበለ ኸ ታይ መሰረታዊ ነገር ከምፅእ እዩ እቶም መቕረብቲ ሓሳቦም ዝህቡ ዘለዉ። ኣብ መወዳእታ በይዛኻ ኣማኑኤል ብዞም ኣብ ትግራይ/መቐለ ዘይኾነ ሓሳብ እናምፅኡ በለካ ለኽዐካ ዘይብሉ ንጐኒ ግደፎም። ኣብቲ ሓዊ ዘለና ኣንሕና ናትካ ውዕለታ ንፈልጥን ነመስግንን ሒዝካዮ ዘለኻ ቐፅለሉ ኢኻ። ካሕሱ ካብ መቐለ

  • @TesfayKahsay-n7e
    @TesfayKahsay-n7e 5 месяцев назад +1

    ኢማ ኦዞም ሐስዉቲ ክንዲ ርብዒ ናትካ ንህዝቢ ትግራይ ሐሲቦሙሉ አይፈልጡ ንኸብዶም ዝነብሩ እዮም ገለገሊኦም እዙ ህዝቢ ሐደ ከይኸውን ዝደልዩ አካላት አለዉ እዮም ግን ሐደ ህዝቢ ሰለዝኾና ሐደነትና ማንም ከብዳም አይኮልፎን ሐደ ህዝቢ ኢና ኢማ ህዝቢ ትግራይ አብ ጎንኻ አሎ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ጥራይ አጆኻ !!

  • @mkbrom
    @mkbrom 5 месяцев назад +2

    ኤማ፣በርትዕ ውብ ጎንካ አለኩ።