Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብሱር ዓይነይ ክብረት ይሃብኪ ክብረተይ፡ ኣባኺ ዘሎና ኣክብሮት ሰማይ ጠቀስ'ዩ። ቀጽሊ ኣብ ጎንኺ ኣሎና
Haftey subscribe eba tehababerna ❤️
Bisrat Aregay Wow congratulations you’re the best artist we love you❤ህብብቲ ስነጥበባዊት ብስራት ኣርጋይ ነዛ ፍልይቲ መሳርሒት ሙዚቃ ሃገርና ዋጣ ምምላኽኺ ድማ እንቃዕ ሓጎሰኪ ኣዚኪ ንፍዕቲ ምስቲ ካናሪ ዝጥዕም ሰሚዕካ ዘይምኖ ጥዑም ድምጽኪ ናይ ነዊሕ ሕልምን ራኢን ደለኪ ኣብነታዊት መንእሰይ ኣጆኪ ቀጽልዮ ምስቲ ንኾርዓሉ ህቡብ ስነጥበባዊ ባርኖባስ ምስ ውላድኩም ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብስራት ምቅልልቲ ብስራት ከም ስማ፡ድምጻ ዑፍ ካናሪ ፍቅሪ ዝዝማማተሃራፊት ፍጥረት ተመሊኣ ዜማፈጣሪ ይሃብኪ ናይ ስራሕኪ ጻማ።
ክልተ ፍቱዋት ሽኮሪናታት ብስር & ማና ❤❤ ዋዕሮታት🇪🇷 መደብ ሳይዳ ሓቛፊት ጠርናፊት ሰነድ✊ ንኽልቴኽን ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብክን ደቂ ኤረይ 🇪🇷👊ክብረት ይሃበልና 🙏 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
ብስራት ጽብቕቲ ንኹሉ በዲህኪ ኣብዚ ምብጻሕኪ ብራዋ ማና ውን ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን 🇪🇷🙏🏽❤🇪🇷
Gal erey subscribe eba gbereley ❤
@@Yatana-EriMedia 🙏🏽❤
@@senamitasmara8664 🙏🤝😘
Xebkat deqki er 🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏
@@rutanegash5195 subscribe haftey gbereley
በብሥራት አረጋይ ድምፅ ፍቅር ወድቄያለሁ። ለዘፈንና ለክራር ለማሲንቆ ከጥዑም ድምፅ ጋር ፤ ከቁንጅና ጋር የተፈጠረች ምርጥ ድምፃዊ። አዲስ አበባ ሄዳ አማርኛም ዘፍናለች። አንድ የአማርኛ ዘፈን ከእርሷ እንጠብቃለን። ብሥራት ይመችሽ
ብታዕሚ ዘሐጉስ ጂግና ብስራት ሓፍትና። ጋዘጠና ኣደና ማና ኪዳነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ከምዚ ዓይነት ባህልናን ወግዕናን ዝዕቅብ ስራሕ ክተባባዕ ይግቦኦ።ብተወሳኪ ድማ ሓደ ኣዳራሽ ወይ ክለብ ዘመናውን ባህላውን መሳርሒ ስቱድዮታት ማእከል ተዝህነጽ ሞ እቶም ሓደሽቲ ብነጻ ልምምድ ዝገብርሉ። ዝመሃርሉ። ምሉእ በትምግብን ካፈተርያን ዘጠቃልል ተዝህነጽ እሞ ወላ እደይ ኢድካ ኢልና ኩሉ ህዝቢ ተዘዋጽእ ደስ ምበለና ምክንያቱ ነቶም ሙጺቃን ዜማን ክሰርሑ ዓቅሚ ዝሕጽሮም ዕድል ምረከቡ። ግራስሩት ዘለዉ ምተማህሩ ዝምልከቶ ኣካል ተዝነጥፍርሉስ ክንደይ ሰናይ ኔሩ።
ማና ሽኮር ጽቡቕ መደባት ከናሪ ዝድምጻ ብስራት ዋርሳይ ሓድሽ ወለዶ❤❤
Hawey subscribe eba gbereley ❤️
Thanks a lot to both Mana & Bisrat.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀጽልዮ አይተቋርጺ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I love you eritrea artists bisrat aregay and journalist mana kidane
ሰላም ደቂ ኤረይ ሓላላት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋🇪🇷👋👋
Gobez gal Eri shekor ajoki abti muya selezeleki betub kexluo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞💞💞💞💞🙏🙏🙏
ኾኮብ ጽቡቅ መደብ ናይ ሕማመይ
🎉🎉🎉❤❤❤❤
ብስራት, ስኮረይ ቆጽልዮ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌹
ንፍዕቲ ብስራት ሓብትና...ነብሰ ምትእምማንኪ ኣዚዩ ዘደነቕ'ዩ ፡ ኣብ ርእስኡ ኽኣ ብዓልቲ ቤት እቲ ፍቱው መምህር ናይ ስነ-ጥበብ ዝኾነ ሓውና ባርናባስ ምዃንኪ ዘሐጉስ'ዩ...ሰላምን ሓጎስን ፍስሃን ምስ ዕብየት ይምነየልኩም።
ብስራት እንበር ብስራት ናይ በሓቂ ዘሐጉስ ስምዕት ቀጽልዮ ሓፍተይ
Proud of you Bisratino with your legend Artist Barnabas M.👏🇪🇷❤️👏❤️🇪🇷👏
Belah menesey Bsrat hadarn galkn ybarkelkum idmen tsinan yhabkum Amlak 🥰🇪🇷🙏
ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርከሉምLove❤❤ Bisr Love Barnie ❤❤
ብጣዓሚ ንፍዕቲ ክገርመኪ ግርማ ሃገር ኩሉ ጊዜ ክቡር እዩ ማለት ባንዴራ ክብሪ ሃገር እዩ ስለ ዘክበርክያ መውኣልኪ ክብርቲ ሕብንቲ ኤርትራዊት ኣገናዕ ንፍዕቲ ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሙሉእ ስድራቤትኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብስራት ሽኮር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Wedi Erey subscribe eba gbereley ❤
ኣሰይይ ኣሰይይ ብስራት ሽኮር ኣብ መርዓይ ኪዕድመኪ ኢየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless u besrat haftye kemu EwineMana haftye
ማና ሽኮር ምክርቲ ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን መሊዑ ይሃብኪ
Awet n hafash 🇪🇷 ❤️ ♥️ Bisrat shikor emelalki wiladki ebzuhu. Nsikn Barnabas ms wiladkum teahagosu.
ቪቫ ብስራት Beautiful Eri much bless ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
GBU gel Eri ajoki qetsleyo nifeti eki besrat
edmen tenan yhabki fetari aboyy amien bahaqi
proud of you Bsratina 👏 💛 ❤ 💓
ተውህቦኺ ኣለሊኺ ከይተሃለልኪ ስለ ዝጸኣርኪ ኣብ መንገዲ ዓወት ሂዝኪ ትጓኣዝለኺ ኣሽ ኣሽ ኣሽ ኣብነት ደቅ ኣንስትዮ የህዋትኪ ኮይንኪ ብምህላውኪ ክትሕጎሲ ይግባዕ ብዙህ ኢና ንጽበይኪ ካባኺ እጆኺ ጻእርኺ ቀጽልዮኣብ ስራህኺ ክምኡውን ኣብ ሂወትኪ ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልኪ
ብስራት ሓፍተይ በጣዕሚ እዬ ዝፈትወክን ዘኽብረክን ኣብ ባህሊ ኣተኩርኪ ብምስራሕኪ ክትሙጎሲ ይግብኣኪ
Mana shekor keep it up gual Eri much more blessing to you❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amazing
ብስር ጓቦዝ ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ
ክልተ ዝፈትወን ሽኮሪናታት🇪🇷🌹
ማና ጅግና: ድሕረ ባይታ ዕዱማትኪ ሕተትዮም።
Bisr shikor shul gororo u r an amazing May God Bless u more and more
ብራቦ ብስራት ቀጽልዬ 👏👏👏👏👏❤
መጀመርታ ብስራት ኣረጋይ ከም መንእሰይ ባህላዊ ንያታ ምፍታውኪ ብጣዕሚ የድንቀኪ የምስግነኪ ቀጽልዮ ጅግና ጓል ኤሬይ በዓል ቤትኪ ባርናባስ ናይ ኦፐራን ምሕዚቃን ክእለቱ ብጣዕምም ዘደንቆ ዓብይ ማየስትሮ እዩ ምስ ሃረርታ ሕጻን ጓልኩም ፍቅርን ሲኒትን ዘለዎ ሓዳር ኣምላኽ ሃብኩም እንቋዕ ሓጎሰኩም ኣሜን 🇪🇷🇪🇷🐪🐪🎈🤩🤩🇪🇷👏
Hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Busturen mqrti ftret edmen tenan yhabki shikorina haftey❤️❤️❤️
medeb sayda btami thanks
Wow Bsratey shikorr Blixtin Abnetawitn Eki ❤❤❤
Gal aergay shikorr edmen tenan yhabki fetari tium so great 👍
ብራቮ ብስራቲና አጆኺ ቀጽልዮ 🥰😍❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ክልተ ጽቡቃት ማኒ, ብስር 💐💐💐💐💐💐💐❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ብሱር ህብብቲ ኤርትራዊት ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ ሃገርና
She's the definition of success for an ordinary Eritrean woman. I didn't know she could play Wata. Neither did I know she's married to Barnabas. I really admire her hard work, intelligence and courage.
ሽኮርር ከፊ ኣልኪ ቀጽልዮ
Bisrito your are the best singer we love always
ብስራት ኣረጋይ ካብተን ኣለዋና ንብለን ሓንቲ ኮኮብ ሰነ-ጥበባዊት ሃገርና ብሉጽ ተወህቦ ዘለዋ ድምቅቲ ብልጽቲ ኢኪ እሞ ሞራል ንሃባ ደቂ ኤረይ ሓላላት😘🇪🇷😘🇪🇷
ቡሱር ጉኣል ትግራይ ሽኮር
@@tedrosberhane7073 ዓጋመ ነብሰ ምታሓት ዳሃይ ሩሹናት ስድራካ ዘይትገብር ክክክክክ
@@ብሩርወርቂ-ቘ6ቀ ኣቦይ ኣረጋይ ኮኦ ትግራዋይ እዩ ስለአ ዝፈልታ እየ መትዓቢተይ እያ ካቡ ደኣዊት ሺላን ጀሚርካ
@@ብሩርወርቂ-ቘ6ቀ ኣያይ ደለይ ጽቡቅ ጸጽቡቅ ክሃርፉ እኮ ተዋርዲና ሰቅ ጥራይ በል ወላ ፈረጥ ይበሉ እንበር ብስራት'ስ ጎል ኣስመራ ኤርትራዊት ኢያ 👍👍👍
ጋል እቶም ፍትሓውያን መትከላውያን ደቂሳሕለ እኮያ🤣
I’m proud to be Eritrea 🇪🇷 & Bsrat Shoker ❤
God bless you Besrat Haftena🙏🏿👍🏼
GBU Gual Ereyyyyyyy
🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹ብስሩ ሽኮር 🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹
Good job keep going ❤❤❤
Besr shkor 👍🇪🇷👌
Beserat gualeye ayni abayki yedefen, nefesi teamanenetki azeu yedeneke, tene qaleot yehewatena kemaki kemzehona tesfa yegeber, Mana haftena dema yekeneyelna nezi medeb zekrebekelena, Wetru Awet Nehafash. Eritrawinet Kebur menenet deki Eri ayni abaykum yedefen.❤❤❤👌👌👌🙏🙏🙏🌹🌹🌹
ብስር ጂግና ጋል ኤረይ
ትጭነቅ ዘለካ ካኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓስብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ።ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ።የቀኒለይ
Mana & Bsrat kemeu wun teazebti❤️🇪🇷❤
Ambesit Gal Erey Mana kindisch ❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏🥰
Besrat jegna🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብስራትና ብልጽቲ መንእሰይ ኣብነታዊት ክብርቲ ኤርትራዊት ኣዚና ነኽብረክን ንፈትውክን ንኾርዓልክን።
ጨለ ብስራት ኣረጋይ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፡ ኩለን የሕዋትና ድማ ቅዱስ ቅንኢ የሕዲረን ምሳኺ ጎኒ ንጎኒ ክጓዓዛ ሃየ ተበግሶ ውሰዳ ይብል ፡ እቲ ጣዕሚ ናይ ጭራ ዋጣ ኣብ ዝለዓለ ጥርዙ ከተብጽሓኦ ፡ ኩልኽን ኤርትራውያን ደቀ ፡ ኣንስትዮ ብሰናይ ውድድር ንኤርትራ ብመቐረት ጭራ ዋጣ ኣብ ዓለም ከተስምያኣን መሰስ ከተብለኣን ትጽቢተይ ዓቢ ሙዃኑ ከይሓባእኩ ክገልጽ እፈቱ ወድሓንክን ፡፡ዓወት ንሓፋሽ ኣታ ፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ! ! !
ቀጽልያ ኣብ ዝለዓለ ከተብጻሓቂ እያ ንሃገር ወኺልኪ ምስ ዓለም ከተላልያ ዓቢ ተስፋ ኣለኒ.
Deky ansteyo eritreana tebat zenuat zekuruna ieyen kab AFREIC 🤲🇪🇷🤝🕊❤❤💞🇪🇷🤺💃💃💃⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️🇪🇷👈kookob ekum hizbna eritrean🇪🇷🤝🕊💯💯👍👍👍👍👏👏👏👏👏
Besrat aregay xebuk serah kexlyo😍mana 🙏
ደቂ ኤረይ ፍቅሪ
Beautiful 🥰❤️ I love you my people
Eri Tv begakum n kbrti adina Mana kal mehtet gbrula
ኤርትራዊት ጋልንስተይቲ ኩሉ ጉዜ ዕውቲ እያ ኑቲ ኣይትኽእሎንያ ዝበለኺ ኣርኢኺዬ ብግብሪ ተዓወቲ
❤❤❤
Bravo
እሰይ ብስር ጽብቕቲ
Eritrean women🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
1000 ላይክ ሂበኪ ኣለኹ ብስራት ሓብተይ
bless your Marriage 💕🙏🏽🥰 I love you guys both ❤️🥰
Bsr abay seb feqar lewah ab srah ka Btami nfti mara ena nftweki Habibity…,🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹….,
እንኳዕ ኤርትራዊ ጌሩ ፈጠረኒ ኣምላኽ
Busur Shikor You are Amazing Artist Love you so much.
She is really amazing
Mana shikorrrr ❤❤❤❤
Bsrat xbqti kulu zemhrelki &mana xbuq medeb🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Waw nice
Brilliant
Busur nic job so continue
Welcome deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍
ብስራት ሽኮር ጓል ኤረይ
ብስር ምቅርቲ I,m proud you sweet
wow you are amazing
Waw ❤
Besray megadleti👍❤😘
Eway eway besrat yezkro lememde ketgbr kela ab geza tehba besriat Shkoir kemey kemey kemey alki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙋♂️🙋♂️🙋♂️🙏🙏🙏
Well done.
Best GWAL ERITERAN 3 SANi 🌹🤍🌎🙏👋⏰
keep it up bise
What a talented girl . Gaul Eri shikor
@@Yatana-EriMedia Sure
ብሱር ዓይነይ ክብረት ይሃብኪ ክብረተይ፡ ኣባኺ ዘሎና ኣክብሮት ሰማይ ጠቀስ'ዩ። ቀጽሊ ኣብ ጎንኺ ኣሎና
Haftey subscribe eba tehababerna ❤️
Bisrat Aregay Wow congratulations you’re the best artist we love you❤ህብብቲ ስነጥበባዊት ብስራት ኣርጋይ ነዛ ፍልይቲ መሳርሒት ሙዚቃ ሃገርና ዋጣ ምምላኽኺ ድማ እንቃዕ ሓጎሰኪ ኣዚኪ ንፍዕቲ ምስቲ ካናሪ ዝጥዕም ሰሚዕካ ዘይምኖ ጥዑም ድምጽኪ ናይ ነዊሕ ሕልምን ራኢን ደለኪ ኣብነታዊት መንእሰይ ኣጆኪ ቀጽልዮ ምስቲ ንኾርዓሉ ህቡብ ስነጥበባዊ ባርኖባስ ምስ ውላድኩም ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብስራት ምቅልልቲ ብስራት ከም ስማ፡
ድምጻ ዑፍ ካናሪ ፍቅሪ ዝዝማማ
ተሃራፊት ፍጥረት ተመሊኣ ዜማ
ፈጣሪ ይሃብኪ ናይ ስራሕኪ ጻማ።
ክልተ ፍቱዋት ሽኮሪናታት ብስር & ማና ❤❤ ዋዕሮታት🇪🇷 መደብ ሳይዳ ሓቛፊት ጠርናፊት ሰነድ✊ ንኽልቴኽን ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብክን ደቂ ኤረይ 🇪🇷👊ክብረት ይሃበልና 🙏
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
ብስራት ጽብቕቲ ንኹሉ በዲህኪ ኣብዚ ምብጻሕኪ ብራዋ ማና ውን ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን 🇪🇷🙏🏽❤🇪🇷
Gal erey subscribe eba gbereley ❤
@@Yatana-EriMedia 🙏🏽❤
@@senamitasmara8664 🙏🤝😘
Xebkat deqki er 🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏
@@rutanegash5195 subscribe haftey gbereley
በብሥራት አረጋይ ድምፅ ፍቅር ወድቄያለሁ። ለዘፈንና ለክራር ለማሲንቆ ከጥዑም ድምፅ ጋር ፤ ከቁንጅና ጋር የተፈጠረች ምርጥ ድምፃዊ። አዲስ አበባ ሄዳ አማርኛም ዘፍናለች። አንድ የአማርኛ ዘፈን ከእርሷ እንጠብቃለን። ብሥራት ይመችሽ
ብታዕሚ ዘሐጉስ ጂግና ብስራት ሓፍትና። ጋዘጠና ኣደና ማና ኪዳነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ከምዚ ዓይነት ባህልናን ወግዕናን ዝዕቅብ ስራሕ ክተባባዕ ይግቦኦ።
ብተወሳኪ ድማ ሓደ ኣዳራሽ ወይ ክለብ ዘመናውን ባህላውን መሳርሒ ስቱድዮታት ማእከል ተዝህነጽ ሞ እቶም ሓደሽቲ ብነጻ ልምምድ ዝገብርሉ። ዝመሃርሉ። ምሉእ በትምግብን ካፈተርያን ዘጠቃልል ተዝህነጽ እሞ ወላ እደይ ኢድካ ኢልና ኩሉ ህዝቢ ተዘዋጽእ ደስ ምበለና ምክንያቱ ነቶም ሙጺቃን ዜማን ክሰርሑ ዓቅሚ ዝሕጽሮም ዕድል ምረከቡ። ግራስሩት ዘለዉ ምተማህሩ ዝምልከቶ ኣካል ተዝነጥፍርሉስ ክንደይ ሰናይ ኔሩ።
ማና ሽኮር ጽቡቕ መደባት ከናሪ ዝድምጻ ብስራት ዋርሳይ ሓድሽ ወለዶ❤❤
Hawey subscribe eba gbereley ❤️
Thanks a lot to both Mana & Bisrat.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀጽልዮ አይተቋርጺ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I love you eritrea artists bisrat aregay and journalist mana kidane
ሰላም ደቂ ኤረይ ሓላላት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋🇪🇷👋👋
Gobez gal Eri shekor ajoki abti muya selezeleki betub kexluo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞💞💞💞💞🙏🙏🙏
ኾኮብ ጽቡቅ መደብ ናይ ሕማመይ
🎉🎉🎉❤❤❤❤
ብስራት, ስኮረይ ቆጽልዮ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌹
ንፍዕቲ ብስራት ሓብትና...ነብሰ ምትእምማንኪ ኣዚዩ ዘደነቕ'ዩ ፡ ኣብ ርእስኡ ኽኣ ብዓልቲ ቤት እቲ ፍቱው መምህር ናይ ስነ-ጥበብ ዝኾነ ሓውና ባርናባስ ምዃንኪ ዘሐጉስ'ዩ...ሰላምን ሓጎስን ፍስሃን ምስ ዕብየት ይምነየልኩም።
ብስራት እንበር ብስራት ናይ በሓቂ ዘሐጉስ ስምዕት ቀጽልዮ ሓፍተይ
Proud of you Bisratino with your legend Artist Barnabas M.
👏🇪🇷❤️👏❤️🇪🇷👏
Belah menesey Bsrat hadarn galkn ybarkelkum idmen tsinan yhabkum Amlak 🥰🇪🇷🙏
ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርከሉም
Love❤❤ Bisr Love Barnie ❤❤
ብጣዓሚ ንፍዕቲ ክገርመኪ ግርማ ሃገር ኩሉ ጊዜ ክቡር እዩ ማለት ባንዴራ ክብሪ ሃገር እዩ ስለ ዘክበርክያ መውኣልኪ ክብርቲ ሕብንቲ ኤርትራዊት ኣገናዕ ንፍዕቲ ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሙሉእ ስድራቤትኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብስራት ሽኮር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Wedi Erey subscribe eba gbereley ❤
ኣሰይይ ኣሰይይ ብስራት ሽኮር ኣብ መርዓይ ኪዕድመኪ ኢየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless u besrat haftye kemu Ewine
Mana haftye
ማና ሽኮር ምክርቲ ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን መሊዑ ይሃብኪ
Awet n hafash 🇪🇷 ❤️ ♥️ Bisrat shikor emelalki wiladki ebzuhu. Nsikn Barnabas ms wiladkum teahagosu.
ቪቫ ብስራት Beautiful Eri much bless ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
GBU gel Eri ajoki qetsleyo nifeti eki besrat
edmen tenan yhabki fetari aboyy amien bahaqi
proud of you Bsratina 👏 💛 ❤ 💓
ተውህቦኺ ኣለሊኺ ከይተሃለልኪ ስለ ዝጸኣርኪ ኣብ መንገዲ ዓወት ሂዝኪ ትጓኣዝለኺ ኣሽ ኣሽ ኣሽ
ኣብነት ደቅ ኣንስትዮ የህዋትኪ ኮይንኪ ብምህላውኪ ክትሕጎሲ ይግባዕ
ብዙህ ኢና ንጽበይኪ ካባኺ እጆኺ ጻእርኺ ቀጽልዮ
ኣብ ስራህኺ ክምኡውን ኣብ ሂወትኪ ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልኪ
ብስራት ሓፍተይ በጣዕሚ እዬ ዝፈትወክን ዘኽብረክን ኣብ ባህሊ ኣተኩርኪ ብምስራሕኪ ክትሙጎሲ ይግብኣኪ
Mana shekor keep it up gual Eri much more blessing to you❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amazing
ብስር ጓቦዝ ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ
ክልተ ዝፈትወን ሽኮሪናታት🇪🇷🌹
ማና ጅግና: ድሕረ ባይታ ዕዱማትኪ ሕተትዮም።
Bisr shikor shul gororo u r an amazing May God Bless u more and more
ብራቦ ብስራት ቀጽልዬ 👏👏👏👏👏❤
መጀመርታ ብስራት ኣረጋይ ከም መንእሰይ ባህላዊ ንያታ ምፍታውኪ ብጣዕሚ የድንቀኪ የምስግነኪ ቀጽልዮ ጅግና ጓል ኤሬይ በዓል ቤትኪ ባርናባስ ናይ ኦፐራን ምሕዚቃን ክእለቱ ብጣዕምም ዘደንቆ ዓብይ ማየስትሮ እዩ ምስ ሃረርታ ሕጻን ጓልኩም ፍቅርን ሲኒትን ዘለዎ ሓዳር ኣምላኽ ሃብኩም እንቋዕ ሓጎሰኩም ኣሜን 🇪🇷🇪🇷🐪🐪🎈🤩🤩🇪🇷👏
Hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Busturen mqrti ftret edmen tenan yhabki shikorina haftey❤️❤️❤️
medeb sayda btami thanks
Wow Bsratey shikorr Blixtin Abnetawitn Eki ❤❤❤
Gal aergay shikorr edmen tenan yhabki fetari tium so great 👍
ብራቮ ብስራቲና አጆኺ ቀጽልዮ 🥰😍❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ክልተ ጽቡቃት ማኒ, ብስር 💐💐💐💐💐💐💐❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ብሱር ህብብቲ ኤርትራዊት ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ ሃገርና
She's the definition of success for an ordinary Eritrean woman. I didn't know she could play Wata. Neither did I know she's married to Barnabas. I really admire her hard work, intelligence and courage.
ሽኮርር ከፊ ኣልኪ ቀጽልዮ
Bisrito your are the best singer we love always
ብስራት ኣረጋይ ካብተን ኣለዋና ንብለን ሓንቲ ኮኮብ ሰነ-ጥበባዊት ሃገርና ብሉጽ ተወህቦ ዘለዋ ድምቅቲ ብልጽቲ ኢኪ እሞ ሞራል ንሃባ ደቂ ኤረይ ሓላላት😘🇪🇷😘🇪🇷
ቡሱር ጉኣል ትግራይ ሽኮር
@@tedrosberhane7073 ዓጋመ ነብሰ ምታሓት ዳሃይ ሩሹናት ስድራካ ዘይትገብር ክክክክክ
@@ብሩርወርቂ-ቘ6ቀ ኣቦይ ኣረጋይ ኮኦ ትግራዋይ እዩ ስለአ ዝፈልታ እየ መትዓቢተይ እያ ካቡ ደኣዊት ሺላን ጀሚርካ
@@ብሩርወርቂ-ቘ6ቀ ኣያይ ደለይ ጽቡቅ ጸጽቡቅ ክሃርፉ እኮ ተዋርዲና ሰቅ ጥራይ በል ወላ ፈረጥ ይበሉ እንበር ብስራት'ስ ጎል ኣስመራ ኤርትራዊት ኢያ 👍👍👍
ጋል እቶም ፍትሓውያን መትከላውያን ደቂሳሕለ እኮያ🤣
I’m proud to be Eritrea 🇪🇷 & Bsrat Shoker ❤
Wedi Erey subscribe eba gbereley ❤
God bless you Besrat Haftena🙏🏿👍🏼
GBU Gual Ereyyyyyyy
🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹ብስሩ ሽኮር 🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹
Good job keep going ❤❤❤
Besr shkor 👍🇪🇷👌
Beserat gualeye ayni abayki yedefen, nefesi teamanenetki azeu yedeneke, tene qaleot yehewatena kemaki kemzehona tesfa yegeber, Mana haftena dema yekeneyelna nezi medeb zekrebekelena, Wetru Awet Nehafash. Eritrawinet Kebur menenet deki Eri ayni abaykum yedefen.
❤❤❤👌👌👌🙏🙏🙏🌹🌹🌹
ብስር ጂግና ጋል ኤረይ
ትጭነቅ ዘለካ ካኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓስብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ።ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ።የቀኒለይ
Mana & Bsrat kemeu wun teazebti❤️🇪🇷❤
Ambesit Gal Erey Mana kindisch ❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏🥰
Besrat jegna🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብስራትና ብልጽቲ መንእሰይ ኣብነታዊት ክብርቲ ኤርትራዊት ኣዚና ነኽብረክን ንፈትውክን ንኾርዓልክን።
ጨለ ብስራት ኣረጋይ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፡ ኩለን የሕዋትና ድማ ቅዱስ ቅንኢ የሕዲረን ምሳኺ ጎኒ ንጎኒ ክጓዓዛ ሃየ ተበግሶ ውሰዳ ይብል ፡ እቲ ጣዕሚ ናይ ጭራ ዋጣ ኣብ ዝለዓለ ጥርዙ ከተብጽሓኦ ፡ ኩልኽን ኤርትራውያን ደቀ ፡ ኣንስትዮ ብሰናይ ውድድር ንኤርትራ ብመቐረት ጭራ ዋጣ ኣብ ዓለም ከተስምያኣን መሰስ ከተብለኣን ትጽቢተይ ዓቢ ሙዃኑ ከይሓባእኩ ክገልጽ እፈቱ ወድሓንክን ፡፡
ዓወት ንሓፋሽ ኣታ ፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ! ! !
ቀጽልያ ኣብ ዝለዓለ ከተብጻሓቂ እያ ንሃገር ወኺልኪ ምስ ዓለም ከተላልያ ዓቢ ተስፋ ኣለኒ.
Deky ansteyo eritreana tebat zenuat zekuruna ieyen kab AFREIC 🤲🇪🇷🤝🕊❤❤💞🇪🇷🤺💃💃💃⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️🇪🇷👈kookob ekum hizbna eritrean🇪🇷🤝🕊💯💯👍👍👍👍👏👏👏👏👏
Gal erey subscribe eba gbereley ❤
Besrat aregay xebuk serah kexlyo😍mana 🙏
ደቂ ኤረይ ፍቅሪ
Beautiful 🥰❤️ I love you my people
Eri Tv begakum n kbrti adina Mana kal mehtet gbrula
ኤርትራዊት ጋልንስተይቲ ኩሉ ጉዜ ዕውቲ እያ ኑቲ ኣይትኽእሎንያ ዝበለኺ ኣርኢኺዬ ብግብሪ ተዓወቲ
❤❤❤
Bravo
እሰይ ብስር ጽብቕቲ
Eritrean women🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
1000 ላይክ ሂበኪ ኣለኹ ብስራት ሓብተይ
bless your Marriage 💕🙏🏽🥰 I love you guys both ❤️🥰
Bsr abay seb feqar lewah ab srah ka Btami nfti mara ena nftweki Habibity…,🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹….,
እንኳዕ ኤርትራዊ ጌሩ ፈጠረኒ ኣምላኽ
Busur Shikor You are Amazing Artist Love you so much.
She is really amazing
Mana shikorrrr ❤❤❤❤
Bsrat xbqti kulu zemhrelki &mana xbuq medeb🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Waw nice
Brilliant
Busur nic job so continue
Welcome deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍
ብስራት ሽኮር ጓል ኤረይ
ብስር ምቅርቲ I,m proud you sweet
wow you are amazing
Waw ❤
Besray megadleti👍❤😘
Eway eway besrat yezkro lememde ketgbr kela ab geza tehba besriat Shkoir kemey kemey kemey alki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙋♂️🙋♂️🙋♂️🙏🙏🙏
Well done.
Best GWAL ERITERAN 3 SANi 🌹🤍🌎🙏👋⏰
keep it up bise
What a talented girl . Gaul Eri shikor
Wedi Erey subscribe eba gbereley ❤
@@Yatana-EriMedia
Sure