Ze hafetey mesu kuni zey qeyer seb edelen zey hawi besela wen yelen komu ka amelak ente da feqidu zey hawi qena yekun meseberti yelen zelezi mes deqeken mes sebayken mugan yeheseki kale seb ente da temeriki kale xegem eyu ke mexeki selezi mesu kuni ❤
Bealu amlak enda meste key keyd huke seyru kof abillki alo higes eba temahiru ykewn eu aytgdefyo nski kea aytchekni dea ykre behalit kuni nbealki ms sebayki teariki ms arku keman erekyo eki
ካብቲ ወሪድዎ ዘሎ ዝኸፍእ የለን 😢ስለዚ ዓለም ሓላፊት እያ 😢 ይቕረ በልሉ ደቅኺ ይዕብዪ ኣቦ ይኾኖም ንስኺ ኽኣ ብኣምላኽ ትረኽብዮ 🙏
ዐለም ሐላፊት ተኾይናድአ ምስ ዐለሙ ብገዛእ ኢዱ ዘጸልመተ ዐለምኪ አጸልምቲ ክትብላስ ግፍዒዶ አይኮነን። አቀዲማ ክትገድፎ ተዘይትውስን ቁሩብ ምተረድአኒ። ኢዛሰብ እዚአ ግን ከይዳ ኢያ ኔራ፡ ሐሚሙ ዘይኮነ ሕምም ስለዝኾና ኢያ ገዲፋቱ። ስለዚ ንሳ ሂወታ ትምራሕ ከም ሐዋን አቦ ደቃን ድማ አብ ዘድልዮ ሐገዝ አለይመለይ ትበሎ። ናይ ገለገለና ፍርድስ፡ ዘይስንኻ ሕጻ ቆርጥመሉ ኢዮ ፍርድና።
It easy that said ኣብ ነብስኺ ፈትንዮ
ይቅረ በሉ ይቅረ ክብሃለልኩም እዩ ዝብል ቁደሰ ቃል❤
ነብሰይ አብ ቦታኪ አእትየ ክሪኦ ከለኩ ከቢድ እዩ ግን ይቅረ በልሉ ዝሓፍተይ አምላክ ከዓ ደስ ክብሎ እቶም ደቅኩም ዉን ምስ ወለዶም ክዓብዩ ዝሓፍተይ ማዓረይ❤❤❤
ካፈቲ ወረድወ ዘሎ ንላዕሊ ዝከፈእ የለን አምላክ ቀፂዕወ እዩ ንስኪ ክዓ ይቅረ በሉሉ ሐቢረኩም ደቅኩም ይዕብዩ ንደቅኪ ራአይ
ጓል ትረኽቦ ዶ በሉ ፡ ኣነ ዝብል ግን ቃል ኮዳን ወላ ኳ ክቡር ተኾነ መዓስ ድዩ ሞ ንሱ ኪዳኑ ዘፍረሰ ክዳን ኮ ክልቴኻ እንተሓሎኻዮ ዩ ምበር ንዝፈረሰ ኪዳን ኪዳንኪ ሓልዊ ኢሎም ከገድዱኺ ፍትሓዊ ኣይኮነን ምስ ውሽጥኺ ተዘራሪብኪ ዝመስለኪ ክትውስኒ ምሉእ መሰል ኣለኪ'የ ዝብል
Wala ane kem natki hasabyu zeleni
👍👍💯
ምሳኻ አለኹ፡ መስተ ጥራይ ዘይኮለ ምስ ሊፒስቲክ ዝመጽእ ዝነበረ ቃል ኪዳኑ አፍሪሱ ኢዮ። የቅረ ምባልን ቃል ኪዳንን አይትሐዋውስዎ። እቲ ብጥዕንኡ ከሎ ዘሕረረኪ ይቅረ በልሉ ንዐኺ ክጥዕመኪ. እንተ ብአምላኽ ግን ድሕሪ ዙሙት ቃል ኪዳን የለን። ስቅ ኢልኪ ሂወትክን ሂወት ደቅኽን ምርሒ። ግን ከም አቦ ደቅኺ አብዘድሊ ግዜ ተሐባበርዮ።
ክሳብ ውላድን ገለን በጺሑ ኣሎ ንስኪ ግን ዋላ ቃል ኪዳን ክቡር ይኩን ቀስ ኢልኪ ሕሰብሉ ይቅረ ክትብሉሉ ዝበለጸ እዩ ግን ልብኪ ልብካ ብጣዕሚ ኢካ ትጉዳእ ምስ ነብስኪ ምስ ኣምላክን ተዘራሪብኪ ወስኒ ዝሓፍተይ ኣጆኪ ሓዳር መዓት ፈተና እዩ 😢
ይቅረ❤በልሉ❤
Bejaki yqre bellu amlak ka yqre gberu yqre kbahalelkum eyu zbl 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣቱም ህዝቢ ክንዛረብ ዶ እቲ ሓቂ
እዚ ኩሉ የሕርር ኣቢልክስ ክትምለስዮ
ናቱ ሽንትን ቀልቀልን ክትፀርጊ እምበር ከም ዝበደለኪ ተረዲእዎ ኣይኮነን ይቕረ ዝሓትት ዘሎ ስለዚ ከምቲ መጀመርያ ዝሓሰብክዮ ኪዳንኪ ኣውሪድኪ ሂወትኪ ምርሒ በለፀኛ እኳ ኣይብረሃንን
Ente hawyu kea nab znebero ymles amel endyu
Nay bhaqi
Ya❤
ይቅረ በልሉ ዝሓፍተይ ይቅረ በሉ ይቅረ ክበሃለልኩም ስለዝብለና
Kemey zhaftey tsewar Abey neiru ezi kulu maoantaki khrreki Keli,hiji gn zrieo sle zeyblu kmashaken eyu slezi Ms nebski tezararebi eti qalkidan kubur zbahalo gzie Abey neiru ❤
ሰላም ሓፍተይ ብሓቂ ከምዚ ናትኪ ብዙሓት ኣለዉ ግን ዓቅሊ ትጌርካን ናብ እግዚኣብሄር ተጠሪዕካን ሓንቲ ምዓልቲ ትኸብረላ ግዜ ኣላ ሕጂ ኽኣ ስጋዕ ሕጂ እካ ቃልኪዳንኪ ኣጽኒዕኪ ጸኒሕክስ ሕጂ ምስ ሰንከለ ኣይግድን ሓፍተይ ። ይቅረ በሉ ይቅረ ክብሃለልኩም እንድዩ ዝብለና ሓዳርኪ ይሕሸኪ።
Ze hafetey mesu kuni zey qeyer seb edelen zey hawi besela wen yelen komu ka amelak ente da feqidu zey hawi qena yekun meseberti yelen zelezi mes deqeken mes sebayken mugan yeheseki kale seb ente da temeriki kale xegem eyu ke mexeki selezi mesu kuni ❤
ይቅረ በልሉ ደቅኩም ብፍቅሪ የዐብዩ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ሰበ ኮይኑ ዘይጋገ የለይ ቃሊክዳን ካዓ ክቡር እዩ እና ከተባኣሰዩ ንሱሉ ፈጣሪ ምሕረት የወርደሉ እታ በዎሰን ዘላ ጓሉለ ማእገር ደቂኪ እያ እና ሓዳረኪ ግበሪ ዛሓፍተይ ንሰኪ ናጋ ንጎሆ ታይ ከም ዘጋጠመኪ ተፈልጢ ፅባሓ ምሸጥር እያ😢🙏
ምስ ፈጣሪ ምባኣስ ኮይኮነኪ እዛ ሓፍተይ እቲ ዝማሓልክዮ ዘክሪ ኪዳን ኩቡር እዩ።
ቀልጢፍኪ ከይ ትምለስዮ ቅጽዕዮ ንደቅኪ ኣቀድሚ መቀረት ወላዲ ከይ ስእኑ
Zkeberki habtey eti ziatekiyo kal halwo mihret gberlu ajoki ab hiwetki kea selam kitnebri eki mihret mgbar zmeslwo yelen nsu tegagiyu nkulu gzie ms haylun ms gubznun znebr mesilwo gn amlak mihret ygberelu fetatinuki eyu kulu seb zrdo haki gn nski tekeymki kea entay tikesbi emo wala hanti gn msu konki dekiki yebi hadarki yhsheki lebam eki akbyo lbonaki bezi keymzen. Deki kea msu yhshom ybl ane ab kunat zeywale belih dea keytblni ember ezi amlak awridwo zelo mahremti niuu ab hadarun kidanun xeniu kinebr sle zdeleyo timrti eyu kabti geltemtem kewxio elu
Ajoki be strong 😊😊😊
ምስ ጠነስኪ ዘይተገደሰልኪ ምኽንያት , , , ሓደ ወዲ ኣብ ቡዙሕ ኣጋጣሚ ንኣፍቃሪቱ ከም ናይ ኣዴታትና ክትክደን ቁሩብ እንተድኣ ኣተንቢህላ ፋራ ኣይማዕብልካን ገለ ኢላ እንተ የእሚናቶ ኣብ ኩሩምቱ ሒዙዋ ኢዩ ዝጓዓዝ , ዳሓር ምስ ጠነሰት ማሉ የማልስ 😢
Wala nsu ygage ember ykre bellu
Dehar kulu krdeo eyu nski trha ab emnetki tsnei zabetey
ይቅረ በልሉ ቃል ኪዳን ክቡር እዩ ዛሓፍተይ
ወላ እቲ ዝገበሮ ጽቡቅ እንተዘይኮነ፡ሕጂ ውን ምእንቲ ኪዳንክን ደቅኽን ይቅረ በልሉ🎉❤
ነዓይ ከምዚ ናትኪ ተመሳሳሊ ኣጋጢሙኒ ክንደይ ጊዜ forgive ጌረዮ ሕጂ ግን single mum of 3 ኣምላኽ ይመስገን ፈጣሪ ደርብዩ ኣይድርብየካን እዩ ደቀይ ኣብ ዝላዓለ ትምህርቲ ይማሃሩ ኣለዎ ክብሩ ይስፋሕ ካብ ኩሉ ቲ ናተይ controling and cheater
ሓዳጋት ንኩን ንክሕደገልና ሩሕሩሓት ንኩን ኣምላክ ክርሕርሐልና ኣጆኺ ዝሓፍተይ ተቀበሊዬ ሓዳርኪ ግበሪ😢
ኪብርቲ ሓብተይ ኣምላኪ ዝብለና ይቅረ ቦሉ ኢሞ ኣነ ከኣ ይቅረ ኪብለልኩም ኢየ ዝብለና።ስለዚ ይቅረ ኢልኪ ናይ ዘለኣሎም ቀስንኪ ትነብሩሉ ይሕሸኪ
❤❤❤ላይክ ወቁጡኒ እሰኪ ሑብሹ ክልተ እግሩ😂❤😊
ይገርም 'ዩ ምኽሪ ከይማኽርካ ሲ ላይክ ካ ትብል ከይሓፈርካ ።
😂
ዋይ ሰለስተ ድዩ ዳኣ እግርና 😂😂😂
@@KweghEyu-1833 ብሓቂ በል 😂😂
😂😂😂ዓብይ እግሮም ክይረክቡካ ተጠንቀቅ😂😂
ንየ በልዮ ሕጂ ምስ ፀገሞ ድዩ ዝደልየኪ ደቅኺ አዕብዪ ሰኽራም ንሱ ክአ ባዕሉ ይፈልጥ ናይ ምንታንይ ቃል ኪዳን እዩ ሰራሕተኛ ክገብረኪ ደልዩ እምበር
ይቕረ በልሉ እግዚአብሔር ከምህሮ ስለዝደለየ እዩ ፈተና ሂብዎ ዘሎ ስለዚ ካብ ይቕሬታ ዝዓቢ የለንሞ ንፈጣሪ ኢልኪ ይቕረ በልዮ 😢❤
Haftey the man attitude will never change you need a man that takes care of you, not a cheater 😂 ቲ ዝዓበየ ሕማም ኣሎ ምስ ካልኡት ደቂሱ እንዳ መጸ ሕማም ከየልግበኪ
Yeqre belelu haftey mareyy 🥹
ይቅረ በልሉ አምላኽ ይቅረክብለልኪ
ክብረተይ ካብ አብ ምድሪ አብሰማይ ፅቡቅ የሐሸኺ ደቅኺ ዉን ፍቅሪ አቦኦም ሃብዮም መንፈሳዊ ናተምሃርኩም ተሓረቁ ፈጣሪ ኻ ዝኹሉ በደል ናሓደገልና ንሕና ዉን ንሕደግ ዛሓፍተይ✝️✝️
ይቅረ በልሉ ምዓረይ😢❤❤
ይቅረ በልሉ ዝሓፍተይ ይቅረ በሉ ይቅረ ክበሃለልኩም ስለዝብለና.❤❤❤
Hiwetki qexli, natki gega aykonen
🎉🎉🎉
2y gzie ktbdeli edl eyu gn mnbar echa wey mrcha zbhal kemzi eyu mrexi
❤
❤❤❤
ይቅረ ግበሩሉ ማዓረይ ❤
ሓፍተይ እቲ ቀንዲ ውሳኔ ንሃትኪ እዲዩ ግን ብዝያዳ ካብቲ ቅዲሚ ሕጂ ዝነበሮ ተተቀዩሩ ምእቲ ደቅኺ ዩቅሬቱኡ ቸቀበሊ
Bealu amlak enda meste key keyd huke seyru kof abillki alo higes eba temahiru ykewn eu aytgdefyo nski kea aytchekni dea ykre behalit kuni nbealki ms sebayki teariki ms arku keman erekyo eki
ኣብዛ ዓለም ሓደ ወላዲ ንውሉዱ ኢሉ እዩ ዝነብር ስለ'ዚ ንደቅኺ ክትብሊ ይቅረ በልሉ ኢኺ።ካብ ይቅሪታ ዝዓቢ ነገር የለን ።
Pls ኣብ ሂወትኩም ከምዚ ዓይነት ዘይኣጋጠመኩም መልሲ ኣይትሃቡ, የቅሬ በልሉ እንዳ በልኩም መልሲ ኣይትሃቡ, እዛ ሰብ ተሕልፎ ዘላ ባዕላ ትፈልጦ
Kal kidan kedem tetahisu endyu,neyenay kakidanyom akbryo zblu zelewu
No wonder. Btaemi eyu zehmmeni afe chele kzarebu kelewu. Haftom, qalom wey kea baelom entezkonu ke entay mbelu. Kidan bkleka eyu ember eti hade xekati eti kalay texekati aykonenn maere eyu zbxahaka.....
ይቅረ በልሉ ምክንያቱ ኣምላክ ወፅዓኪ ሪኡ ቀፂእዎ ይኮን እና ደሞ ክሓዊ እዩ ❤
❤❤❤❤🎉🎉
Yikre mibal nay Lebam seb eyu emo kemti Ferari Yikre zibelelna nizibedeluna dima yikre kinibil Sebawi gidetana eyu. Egzabhuer mihret gerulna nihina dima mihret nigebir. Kemue etom dekina bixibuk kiabuyu Ade tirah aykonetin tedliyom, Abo win yedliyom eyu. Silizi Kal Kidan Kubus eyu. MIHRET kingebirwin gubuna eyu. Silizium Mihret giberulu eki, selam zelwo Hiwet dima kitnebri eki.
Ykre belulu
move on
ይቕረታ ተቐቢልኪ ናብ ሓዳርኪ ተመለሲ😢
ከምቲ ኣምላክ ምስኩሉ ሓጢኣትና ዘፍቅረናን ዝቅበለናን ንስኪዉን ይቅረ ግበርሉ ብምክንያት ይኮዉን እቲ ወሪዱዎ ዘሎ
መጀመርያ ተዓዘብዮ ሓፍተይ❤❤
tearekyo
Grim eba memstexegemka yqre 🥹😡
ንደቅኪ ክትብሊ ይቅረ ግበርሉ
ይቅረ በልሉ ሓፍተይ ደቅኩም ብፍቅሪ አዕብዩ 🙏❤️
ሰላም አሕዋተይ ዛንታኪ ዛንታይ ኮይኖ ተሰሚዕን የፍቅሮ የፍቅርኒ ከሉ አብ ፅገመይ ይኩን ሓጎሰይ አሉ አም ካአ አብ ሰደት ብተግባራቱ መመሊሰ ከምዘፍቅሮ ገይርኒ ከም ኢልና አብ ሓደ ሃገርከለና ኢና ዘለና 8ዓመት አቁፂርናአብ ሓልዮት ምትሕግጋዝ አምበር ርክብ ጠቅላላ አይጀምርናን ግን ምዙ ፅብቅ ፍቅርና ሓንቲ መስተ አላቶ ብከምኡ አየካአ ዘይተራከብና ዝወስኖ ጠፊእኒ ሐዝስ ክገድፎ ዶ ወይ መሕደጊ መስተ ታሃልዮ ገለኒ በሉኒ
ይቅረ ጌርኪ ሙስኡ ቀፀልዮ
ይቅረ በሉ ይቅረ ክበሃለልኩም ኢዩ ዝብል መጽሓፍ ቅድስ።
Haqom eyom seru dewu abilulki alo beal hadarki eyu teqebelyo dea hadar mfras gega
ካብቲ ወርዲዎ ዘሎ ዝከፍኢ የለን ሲሰይ ይቅረ እልኪ ናብ ሰብኣይኪ ተመለሲ😥 so ኣምላኽ መሕረት የውርደሉ🥺
Think this man forgot him
His friends tell him don't drink no license the end day seating wheel chair
Yqere blulu bdlki enidu beti hade dekikum fiker hizom kiabyu
Gali trkbo abe delyu endre neru temlsu melay kekefaki eti gali kedan tenlyo zelki kedem eyu afrswo beflay endher neay Bihaki welade alwo tqynu baybya beliyo mexhafe kuduse keman kali kudanki ketfrsi yefkdki eye tekdi eta deqlu heza zela telyo
Yqre belulu gn nab amlak texegeu krstyan ente koinki qorebu ms abat nebski temekari amlak kulu khgzeki eyu hanti mealti wen fre xaerki khbeki eyu
Yeah you say sorry because you have to kiss
ቃል ኪዳንኪ ኣውርዲ
Yqre elki hadarki gberi eti hne mfday nay fetari srah eu
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤
Abey neru heje mes texegeme zedlyeki neyo belyo Eten mesu zezmewa yeleyo kem Abo deqki ember kem sebayki keytqebleyo mes haweye wun dey nabti zenbero kemles eyu sedi seb eyu ezi
ቃል ኪዳንኪ ኣውሪድኪ ደቅኺ እዕብዪ!! ጥዑይ እንተ ዝህሉ ደም መንባዓኪ🤷🏽♂️
ቃል ኪዳን ከመይ ዲዩ ኮይኑ ኣብ ሂወት ፈተና ዘሎ ዩ ሰብ ኮይኑ ዘይቅየር የለን ኪዳን ብፈተና ክሓልፍ ግድን ዩ
ሰላም ክብርቲ ሓብተይ ይቅረ ይኹንካካ ኢልኪ ሰብኣይክን ኪዳንክን ዓቅቢ።
ዓለም ዋጋ የብላን ኣስፊሕኪ ሕሰቢ። ጌጋ ግን የብሉን ኣይኮናን ንብል ዘለና። ሓደ ተማሃራይ ስለምንታይ መደምሰሰ ይሕዝ ሕሰቢ።
ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ን ዓለም ከም ጌጋኣ እንተዝኸዳ ንሕና ምሃለና'ዶ ኢልና ውን ክንሓስብ ይግባእ።
ስለዚ ብምኽሪ ነቃዓት ሰባት ከይትዕሸዊ ክብርቲ ሓፍትና ይቅረ በሉሉ።
በዲሉኒ እዩ ኢልኪ ምስ እትሓስቢ ግን ኣብዛ ምድሪ ጌጋ ዘይ ብሉ ኣዳም ሃሰው ኢልኪ ኣይክትረክብን ኢኺ።
ይቅረ በሉ ይቅረ ክብሃለልኩም እዩ ዝብል ቁዱስ ቃል❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉