Jayo Truth - ጓል ኣንስተይቲ ዝበደለ ሓቀኛ ዛንታ ብ ራሞን ንጉሰ 2021/ by Ramon Nguse True Story
HTML-код
- Опубликовано: 10 фев 2025
- Subscribe (FREE) ›› goo.gl/GibN2T ‹‹
Copyright © Jayo Truth 2021
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Best Jayo Updates: bit.ly/2CzwKsN
Popular Videos: bit.ly/2CncXA0
- - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: goo.gl/xP39Jk
Twitter: goo.gl/k4ohFM
Facebook (Personal): goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ]
Facebook (Personal): goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ]
Website: www.jayotruth.co
Website: www.jayotruth.c...
|- - - - - Connect with us - - - - - |
#Jayotruth
ክቡር ሓወይ ንስሐ እቶ እግዚኣብሄር ንሓጥያተኛታት እዩ ንስሐ ሰሪዑ ስለዚ ናብ ቤት አምላክ ተማላለስ አምላክ ምሳኻ ይኹን
ኣበይ ኣለኻ እምበር ኣበይ ኔርካ ኣይኮነን እቲ ኣገዳሲ ዝሓወይ። ሕጂ ከኣ ኣጆኻ ክትዕወት ኢኻ ምኽንያቱ ካብ ጌጋኻ ምምሃር መሰረት ናይ ለውጢ ስለዝኾነ። እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኹን ዝሓወይ
ኣነ ዝብለካ እንካዕ ጣዓምካዮ እቲ ቃንዛ ማንም ሰብ ናይ ኢዱ ክረክብ ኣለዎ
Aytgageye haftey
በስመኣብ ኣይበሃልን ዩ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ዕድመ ወዲ ካ ካብ 20/30 ዘሎ ዕድሚኦም መዛሕቲኡ አምኡ እዩ ኣጅኻ።።።
ጌጋ ጽሑፍ ግደፊ እቲ ምንታይ ኣብዚ ዕድመ ጌጋ ኣብ ኩልና እዩ ስለዚ እዚ ከማን ይሓይሽ ካብ ኩልና
ምሕረት ኣምላኽ ምሂርዎ ኣሎ ኣጆኻ
ኣሌክስ ሓውና አቲ አዝጋአብህር ዝፈትዎ ስራሕ ይቅረታ አዩ አሞ አንካ ንስኻ ናብ ልብኻ ተመልስካ አበር ፈጣሪ ሲ ቡሩክ አዩ ስለዚ ኣክብለካ ዝደሊ መጅምርታ አባት ነብሲ ግበር ሚስ ኣባት ነብስካ ትማክርካ ብቁምዕ ልቢካ ምስ ፈጣሪካ ተዓረቅ ብድሕርኡ ሚስ አቲን በድልየን አየ ትብለን ዘለካ ኣሕዋትና ፈጣሪ በዓሉ ሓደ መዓልቲ ክዓርቀካ ኢዩ ።
ሓወይ ናተይ ኣገዳሲ ናብ ልብኻ ምምላስ እዩ, ቀጺለ ክብለካ ዝደሊ ብ ሰላም ክትነብር እንተደሊኻ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ንስሓ ኣቲኻ ይቕረ በል ነተን ኣዋልድ ከኣ ጽቡቕ ሂወት ክመርሓ ጸልይየለን በቃ,. ካልእ ኣማራጺ የለን, ሰሰናዩ ይምነየልካ 🙏
አነ ብወገነይ መንፈሳዊ ክሕግዘካ ይኽእል እየ saron Michael ኢልካ ኣድድ በለኒ ኣሌክስ ሓወይ ከም ፍቓድ ስምላኽ ዓቕመይ ክሕግዘካ ✝️
Sineya haftey ane nebaley ab kemzi chnqet aleku ❤❤❤
ልቢ ጓል ኣነስተይቲ ሴርካ💔 ኣበይ ክትድቅስ ኣብ ስቓይ ክትነብር ኢኻ ገና😭 ዓሕሕሕሕ ሰምሃር 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔
Yqre eko elu
ናይ ብሓቂ መሪርር እዩ በሕልፊ ኣሚንን ቀሪበን ከምዚ ክትፈድየን ከለካ ንሰን ውን ኣብ ምንታይ ከምዝወደቃ ፈጣሪ ጥራይ እዩ ዝፈልጥ ግን እንኾእ ናብ ልብኻ ተመለስካ ልብኻ ክፈት ፈቃር ኩን ፍርሓት ኣምላክ ይሓልካ ብሕጂ ዘሎ ሒወትካ ብፍርሓት ኣምላክ ዝተመልአ ይኩን ኣብ ትማል ዘይኮነ ኣብ ሎሚ ንበር ።
ምስ እግዚአብሔር ተፀጋሕ እሞ ተነሳሕ ዝሓወይ ሓቀኛ ስላም ክትረክብ እግዚአብሔር ይሓግዝኻ
እፍፍፍፍፍ በጣም ነው ያለቀሱኩት ሰብ ኮዩኑ ዘይ እብስ ዕንጨይቲ ኮዩኑ ዘይነክስ የለን እሞ ዋናዋ ነገር ከብ ጌጋካ ምምሃር እዩ ሓወይ ናተይ ፅብቅ ዘለዎ ድቅስ ዝህብ እግዚአብሔር አምላክ እዩ እሞ ንሳሓ ኣቲካ ነብ ቤት እግዚአብሔር ተመለስ
ኣሌክስ ሓወይ ኣጆካ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የሎን እቲ ዝበለፀ ጌጋካ ምእማን እዩ ናብ ፈጣሪካ ቅረብ ኩሉ ከቅልለልካ እዩ
Nice history .......thanks yaqoba
ምስ ልዑል እግዝኣብሄር ተኣርቕ ንሱ እዩ ነዚ ክትገብሮ ዘብቕኣካ እሞ ነቲ መስተ ይኹን ንኹሉ ክትገድፎ ኣብ ጸሎት እቶ ኣባት ንብሲ ግበር ምዕዳ ናይ ኣቦን ለውሃት ናይ እግዛብሄርን ክትረክብ ኢኻ ንስጋና ምምጋብ መጻንሒ ድኣ እምበር መናበሪ ኣይኮነን እሞ ንሂወትና ዝጠቅምን ዘናብርን ናይ ዘላኣለም ምግቢ ግና ልዑል ጎይታናን ፈጣሪናን መድሓኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እዩ እሞ ኣብ ህዝቢ ብፍቓድካ ኢኻ ወሲንካ መጺእካ ሕጂ ውን ናብቲ ጽሩይ ግዕዞ ባዕሉ ልዑል ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣፍደገ ከፊቱ እነኹ ውሉደይ ንዓ ናባይ ንኹሉ ሕማምካ ዘበለ ከሕውየካ ይብለካ ኣሎ ስለዚ እግዝሓብሄር ካባኻ ኣይፈለ ንስኻ ውን መገዲ እግዝኣብሄር ጀሚርካዮ ኣሎኻ እሞ ፈልከት ኢልካ ካብ መጽሓፍ ቁዱስን ቤተክርስትያንን ከይተፈልካ ነተን ናይ ቀደም ማሓዙትካ ካብ ጸሎትካ ከይፈለኻ እግዝኣብሄር ዝኸበደኩም ጾር ንዓይ ሃቡኒ ከቕልለልኩም ኢሉና ጾርና ምስ ኣቃለልና ድማ ኣባጊዕዔአይ: ኣነ ሕያዋይ ጓሳ እየ ሂወተይ ካኣ ይሓልፈልን እየ ኢሉ ዝጓስዩኹም ሂበኩም ኣለኹ እሞ ናብኦም ክዱ በለና:: ኩሎም ከምዚ ከማኻ እንተዝኾኑ ወይ እንተንኸውን እግዝኣብሄር ምስተሓጎሰ ባኣና: እግዝኣብሄር ይባርኽካ
ኣሌክስ ሓወይ ኣጆካ ዘይጋገ ዘይኮነስ ዘይእረም ኢዩ ገበኜና፡ ኣጆካ ናይ ምሕረት ኣምላክ ክምሕረካ ናብ ቤቱ ኪድ ንኩለን ክትረክበን እንተኪኢልካ ድማ ይቅሬታ ሕተተን ኣምላክ ምሳካ ይኩን
ይቅረ ንዓኻ ስዲ ብስንክኹም ኩልና ደቂተባዕትዮ ሓደ ይምስለን
ፅቡቅ ኣለካ
ኣክክክ ከምቲ ናተይ 😭😭😭😭💔💔💔
ተጨነቕ ዳኣ ሓንሳብ ኣስተማቕሮ ጓሂ ከመይ ከምዝኾነ
ጌጋኻ ካብ ልቢ ጌጋ ምዃኑ እንተፈሊጥካ ካብኡ ንላዕሊ ዓወት የለን ካብ ሰባት ውን ብዙሕ ምኽሪ ዘድሌካ ኣይመስለንን ኣብቲ ናይ ጌጋ ግዜ እንዳሓምበስካ ኢዩ ካብ ሰባት ምኽሪ ዘድሌካ ኔሩ ኣጆኻ።
ጣዕሳ ብዘይ ንስሓ ዋጋ የብሉን እሞ ተነሳሕ ተነሳሕ ተነሳሕ
Kela zey tengre neber kemzi dea bebzhi eyu ab gual anstyti zegatem eti fekar amlak yefredkum sedtat offf. 😭💔💔😭😭
ዛንታ ሰምሃር ዛንታይ ኮይኑ ይስማዓኒ ንዓይ ከማን ሓደ ፍቃር ኢየ ኢሉ ክብረይን ልበይን ስይሩኒ እነሀልኩም ካኣ ክሳብ ሕጂ ሂወትይ ፍርቂ ኮይኑ ይነብር ንብዓትን ሓዘንን ኮይኑ ሂወተይ 😢😭💔😭
ኣጆኪ ዝሓፍተይ
ኣጆኪ ሽኮሪና ።
I'm sorry🥺
Ajoki keberti Haftey Neay wen Agtmuni bezh fekar Amni Mikan Godaei Eu 😭
ኣጆኪክይሕዋተይ ናተይ
ዝሓወይ ጌጋኻ ምፍላጥ ፅብቅ ዮ ግን ነስሓ እቶ ኣምላክ ና ይቅረ በሃሊ ዮ ኣጆኻ
ወዲ ረሳሕ እዩ ከምወዲይ ካሕዳም የለን💔 😥😥
ብሓቂ ጓል ዓድይ 💔
Nay bhaqi 💔💔💔😭😭😭
Zehaftey Digilna sle zwesedna tray aykonen amex lli dingilna wesdikin zebeakinana ke etay ena knbil kdey kehadti awald win alekin:: aboki wedi eyu bealimama aytgberiyo awalid win telamat ekin:: bealimama tekoyinu ztetelme bealimama eyu zxaref yrdeani eyu gal ayeaminn eye ane:: abzi zelekiwo adi ab zkone megedi wey gibija neten awald selam aybilenin eye:: ygermom ygermen defiru zzarebeni gn yelen tehalewe kea melsi yeblun:: amlak zgehaye libina yehediso ❤ sesenayu ❤
ወዲ ዶ😢ከም ወዲ ጌሩ ካሒድን ጫካን ፍጡር የለን
ፈጣሪ አምሰገን ትንሰሃ ፈጣሪከአወንይልምን
ዋይ ኣነ ሓፍተይ ኣበይ ኮን ትህልዊ ኣሕሕሕ 💔💔ሰምሃረይ ኣብ ዘለኽዮ ሰላም ይምነየልኪ 🙏🙏 ኣሌክስ ሓወይ ከኣ ዘይጋገ የለን ግን ናብ ኣምላኽካ ቅርብ ኢልካ ተናሳሕ 🙏🙏
Eway awdatsi Amlak nay nsha edme yhbkum enber bedlkumna ikum 😭😭
እንቃዕ ካብ ጌጋኻ ተምሃርካ ኣጆኻ ሓወኒ ❤❤
ናይ ባሓቂ መሕዚኒት ዛንታ እያ ኮይኑ ግን ካብ ጌጋካ ምእራም ለ ሓደ ተስፋ እዩ ከምይስ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን እዩ እና አጆካ ኩቡር ሓውና አልየክስ እተን አዋልድ ካዓ አብ ጾሎትካ ሕሰበይ ሶ ስሰናዩ ናዓኩም
ብሰንክ ፍቅር ናብ ስደት ከይደ ህወተይ ተዘራርጉ ኣሎ ሞ ገለ ምከሩን
💔
ኣበይንኻ ኣይኮነንን ብትክእሎ ክሓልፈልካ እዩ እሞ ኣብስራሕ ንጽባሕ ተስፋ ግበሪ ከምዝኽብድ ይርዶእየ
gn lbi gual seyrkum entay ekum trekbu hto ndeki tebaetyo ufff😭😭💔💔🖤
ኣጀካ ማዓረይ ዘይጋገ ኣምላክ እበር ዘይጋገ ፍጡር ሰብ የለን ሕጅውን ካብ ጌጋካ ተምሃር ንፈጣሪ ይቅረ ግበረለይ ኢልካ ለምኖ ሩፍ ኢልካ ክትድቅስ ሕማቅ ስራሕ ነቲ ሰብ ዘይከነ ኣዐሪዩ ዝጎድኦ ንባዓልካ ብሕልናካ እትውቆሶ ስቃይ እዩ ዝበዝሕ ኣምላክ ይቅረ ይበለልካ
Ah💔💔😭
ኣጆካ ኣምላክ ይቅረ ይበለልካ ከሙ ውን ኣተን ዝበደልካየን ደቂ ሄዋን
ane zbleka ezarkey enqaa tray nab lbka temelska ❤❤❤
Seb koynu zeygage yelen Amlak yqre ybelelna selam yewrdelna God is Love ❤❤❤ .
❤❤❤ Amlak yqre ybelelka Hawey mearey Selam Fqri Yewrdelna ❤
እወይ ሓወይ ይገርም እዩ ግን አነ ሓፍትካ ዝመክረካ ንአባት ነብስካ ምንጋር ይሐሸካ ማለት ወድቅካ ምትራፍ ሰይጣነዊ እዩ ወዲቅኻ ምትንሳእ ግን ኣዳማዊ እዩ ሰለዚ ክሉ ዝገበርካዮ ንአባት ነብስካ ንገር ምክንያቱ እቲ ፍትሒ ኩሉ ካብ ኣምላክ እየ ዝሓወይ ተገህካ ብትሕትና ብእምነት ብፍቅሪ ለምኖ ኣምላክ እውን ክሰምዐካ እዩ ብርግጽ ከምኡ ውን ቅዱስ ቁሩባን ካብ ምቅባል ቤተ ክርስትያን ካብ ምካድ አይተ ቃርጽ እንተ ኮና ውን ንተን ዝበደልካየን ብዝከነ መንገዲ ሰልከን ወይ ካአ ብአካል ክትረክበን ጻዓር ብዝተረፈ ሰላም ኣምላክ አይፈለይካ /ና አይዘኻ በርትዕ
Am the first one yesss
Nay idka yhbka fetri 😭
Ajoka hawey natey ab seb mulue zbhal yelen eti gegaka tray enqa teredeka hawey natey hiji gerka mhs sdraka teareq and n sdraka eti haqi ngerom kabu kea amlak alo🙏🙏
Hemaq zegber hemaq eyu zerekeb nay buzhat seb hiwet ableshika abye emo qesnet ketrekb bezkone nebska busy gebra serah temaher xelot abzeh .
ሓወይ ናተይ ብመጀመርያ እንኻዕ ብሰላም ኣተካ እተብዛዕባ ናይ ኣዋልድ በዲለ ኢልካ ትዛረበለን ዘለካ ክኣ ክብሪ ይሃብካ እምበር ከምዚ ኢሉ ዝዛረብስ ሪእናን ሰሚዕናን ኣይንፈልጥን እዳነብዓን እዳተጸለላን ብፍቅሪ ኣይታዮምን እየን ኣዋልድ ንዓካ ግን እንኻዕ ጊኣጋካ ተረዲኡካ ጉድኣት ጋል ኣንስተይትን በደል ጥቅሚ ከምዘይብሉን እንኻዕ ራእካዮን ተኣረምካሉን ሕጂ ክኣ ብመጀመርያ ንዓካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሕጂ ውን ጋል ኣንስተይቲ ኢካ ከተምጽእ ግን ሓዳር ክትገብር ጽቡቅ እዩ ግን ብመጀመርያ ንነብስካ እሞ ኣፍቅራ ብድሕሪኡ ንስድራካ ኣፍቅሮም ካብኡ ንድሓር ጥዑም ሂወትን ብሩህ ናብራን ጌርካ ምስ እትብህጋን እተፍቅራን ጋል ሄዋን ሂወትካ ክትመርሕ ደስ ይብለና።
Amelka.baele.yifrdlka😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢,haftek.derge.zebdlke😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Ety giega ab emnetiu mkniatu ab hiwet ngusat alewa ngus shga ngus menfes ngus sga genzeb tebitu zezzeka ngesu menfes gn fqr u zezzeka ksab nwewt ka ab wshtnaiom znebru ms motna gn ngus sga nab hamed ngus menfes ka nab semay so emnetka qeyr menfeska tegezayo nwshtna ktsero eika Kabzi seytanawi mengedwn ktwexe eika abat nebska rekibka azararbo ety mengedi haqn fqrn knegrekau ezgabiher amlak bayni mhretu yrayelka amen 🙏🙏🙏
Gega tzey helu ab leli resase mdmsess aymtftren bzkune yqre ykuneka kab gegaka meram ekul eyu bro abzi atikayu zleka nay chnqet azqeti fetari ywxeka🙇🙇🙇
Ahhhhh 😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔
Betami nebie nebie gn kemelso aykealkun slezi hawey natey lebey wela yebedl ember fexime kebedel aydelen ye slezi ab zehaleku haleye kehgezo ye
Am the second one i put a comment.
ኣሕሕሕ ወዲ 🖤💔💔💔
ኣክክክ😭😭😭😭😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢neshe,ete.abey.ketdekse.eko.nezlalme.kenze.yikere.bele.eko😢😢😢😢😢
Nab abat nebska kidka tenasah Ms amlaka tkay tareq ajoka
ወዲ እሕሕ💔💔💔
Mhret kab fetari yfterelka emberi ezs😢
Ajoka hawey kab geygueu zeymhar seb tray eu dukum seb amlak hayli yhabka ajoka berte
Ajoka haweyy Nateyyy kab gegaka tiray Enika temaharika kulatina bibi natina gega Alena Eniber sudan s biflay ni Awalid
Nay bhaqi ab seb mulue yelen kulatna ena ngage ajoki❤
Egzabiher beaynu mehretu ytemetka alikes hawey gigatatka aminka terah tenasah nab fetari emo bealo mehret kewrdelka eyi fetari 🙏
እሕሕ ጋል ተራከቦ ጻገም 😢😢😢
Hawey natey zeygage yelen xadq shewate gzie ywedq shewate gzie ytnsie hji tensie nab Amlak temeliska zbelexe hiwet jemr krstos eka balu ane nHaTan nzemewti nab nsHa kmels enber nxadqan kxwie aymexakun iyu ilu nebska aytetall eta mealti mdHan hji iya mo kab dqaska tebaraber krstos kebrhalka iyu weladite Amlak msaka tkun.
Amen
You got what you deserve, i hope kulatom kemaka zibelu, bhlina kisakeyu kinebru.
💔😭😭😭😭Die gleiche immer
Gegaka mieram tibiki eyu😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Aytetfuna ba bjakum 🥺
heray kenka temesgen
ወቲፍካ ወቲፍካ ሕጂ ኣጣዕስካ ሕጂ
Atem.hesdt.beskk.ahwetn.aeytmellen.bekate😢😢😢😢😢😢
አምላክ ምሳካ ይኩን
ደቂ ተባዕትዩን ኣድግን ሓደ እዩ እንዱ ተባሂሉ
ባዕልካ ንነብስካ ምጽራፍ ደአ ገረያ ክክክ
ክክክ ክክክክ ብሩኻት ክኣ ኣሎዉ
@@wintanafiqrimskulu6394
እወ ኣይ ከምማክንን ግን ክክክክክክ
ክኽክክክክክ ልክዕ 😁😁😁😁😁
ሰብ ከይኑ ዘይ ጋጌ የለን ግን ጌጌካ አምንካ ይቅረታ ምሕታት እዩ እና አጀካ ማዓረይ ብምሉእ ልብካ ልአምላክ ለምኖ ፀርካ ከቅለልልካ እዩ
Himak aymneyelkan endiye gn beka Xelot giber
እንኳዕ ጠዓም ካዮ ቱቃንዛ 😏
ከምዚኦም ዝመሰሉ ሰባት ከይተምሳልና ድሕር ሕጂ ቡዙሓት አለው ሕጂ ዊን
Gemed gerka tehaneiq negole zebdala welidka fetno
egzabher xelalu ynbrlka n kuln b facbook rekbka yekre blne n eta hiji telalya ka eti haki tarka nkrka kb gega km tarmka nkrka hiwetka merha and xolet kbr sle eti zkbrkyo kulu tensha and ajoka bro hoop mefska thadsu xbuk hiwet ketmerh
ምቅንጫርኩም ብኣኩም ክንደይ ሂወት ዘተበላሸወ😢😏😏
Selam neaka ykun hawey ane ab Switzerland eye zkmet fkadeja Ente koyna nay fesbok smka emo ngereni beu kshfelka selam amla Ms kulatna hzbe krstiyna ykun
ሓወይ ናተይ ዘይጋገ የለኒ እቲ ዝብለጸ ገን ገጋካ ምእማኒ እዩ አጀካ ኩሉ ንፈጣር ንገሮ እትን አወልድ ገን እንተርክብካየኒ ብልቢ ይቅርታ ሕተተን
እህህ ኣዉዳትሰ
OMG lekie kemzi wedi Alex shimu yfelt still awald kemu geru eyu zetalil beqa n gal kem hanti Santim ayhasban eyu bzuh neay wela fetatinini eyu gn ayteaweteleyn kndey gize tezaribeyon meideyon aysemeann
Ambesa enqa ayrgxeki
Azi wedi kachkan bzakone amluk ykre yblalku
ዝሓወይ ካብ ልብካ ብምጥዓስካ ጹቡቅ ዩ ነገር ግን ደሊካ ይቅረ ክትብለይ ደስ ይብለኒ ክትቀስን እንተ ኮንካ ናብ ኣምላካ ለምን ኣባት ንስሓ ሓዝ ተነሳህ ሁዳእ መንፈስ እንተደሊካ።
😭😭
Zeygage yelen agocka
እዎይ ሓወይ እንቃዕ ጌጋኻ ተረድኣካ
😭
ሓወይ ናተይ መን ዘይጋገእቲ ኣገዳሲ ጌጋኻ ምእማን ምጥዓስ እዩ እምበር ኣወዳት ኣሕዋተይ ልቦና ይሃብኹም እምበር መን ልባ ዘይተሰበረ እነሀልኹም ሓፍትኹም ብዕድመይ ተጫዊቱ
ኣጅኪ ማዓረይ 💔
Egzabir amleka yekre ke bellka nab Amlakna xeli mahri Sele zekne eyu
Ajoka Aleks hawey gega mekaydna eu kulu gize mulue seb yelen bzeyka hade fetari
Ahh 😢ygebeaka u tekan eka gen ezom kemiu tgebru amlak nay edekum yhabikum
eshi kem fqad amlak hawna Nab amlak temeliska nsaha eto kem gele gerka ktrekibka fetn neten zebedelkayen shua yiqret hteten selam zelowo hiwet ymneyelka amlak yhagzka hawna
Fikeri du nfekar zeykewn weys fekar eu n fikeri zeykewn?
😔😢😭❤️🔥💔💔💔💯
Seket eske gerem eba zegberka gerka zezraekayo eka teaxed bro kulu seb nay edu eu zefde
Ayeeee wedi beka gal menba teray koynu serhkum😭😭😭 bezmone enka teray terdeka amlak Nensha yebkeka hawey natey.
😢🙏🥰
Welcome 😍
እዚ ሓቅነት ዘይብሉ እዩ እንተ በዲልወን እንተ ኮይኑ እንታ ናይ ብርዒ ስመይ ዘብል ነርዎ ስሙ ዘይነግር ይቅረ ክብላሉ
😓😓😓😓😓😭
Address eba sdedeley please
ሰብ ማልሱ ክወስድ ኣለዎ እተን ዝበደልክናና ድማ ከምኡ ክትጸግብኣ ተስፋ ይገብር
, ከምዚ። ዓይነት። ግፍዒ።እትፍጽሚ። አወዳት። ውሕዳት። አይኮክምን። መንፈስ። እግዚአቢሂር ዘሎዎሰብ። ከምዚ። አይገብርን። ኢዩ። ዓስቢ ግፍዒግን። ብአምላክ። ይረክቦ። ዓስቢ ጽቡቅ ግብሪ ከአ። ብአምላክ። ይረክቦ
Xbq aleki zhfteyyy mareyyy