ኣገዳሲ ውዕሎ ፕ/ኢሰያስ? ሎሚ ፈኸራ ኣቢ ናብ ጎሮባብቲ? ዜናታት ሰንበት 8 ነሓሰ 2024
HTML-код
- Опубликовано: 2 ноя 2024
- #zena_tigrigna #zena #zenatigrigna #eritreanews #eritreanselmimisgunabraha #eritreancomedy #eritrean #eritreanmusic #eritreanfilm #eritreanmovie #eritreanbestguayla #eritreanwedding #eritreandramas #eritreantiktok #eritreanseriesfilm #eritreansport #eritreanshows #eritreanshow #eritreansongs #eritreanpolitics #eritreanprank #eritveritreaofficial #eritv #filfiltv #diletmedia #aanmedianetwork #solomedia #sahelmedia #neshneshtv #mestyatbetna #habesha #tigraynews
ጽንዓት ይሃብኩም ንስድራቤት ንመዋቲ መንግስተሰማይ የዋርስካ ፣😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ንኽቡር ድምጻዊ ዑስማን ዓብድራሒም ሰላም ዕረፍቲ ንስድርኡን ፈተዉቱን ድማ ጽንዓት ንምነ !!!
♥️ 🇪🇷 🕯!!!
ዕኡስማን ህቡብን ፍቱውን ስነጥበባዊ፡ ብሰላም ዕረፍ
ኣላህ አርሓም
ናይዞም የእዱግ ፈራዕራዕ 58ዓመት ሰሚዕናዮ ንዓና ግን ኸም ደርፊ እምበር ሪዕድና ኣይንፈልጥን ኣጃዋት በትሪ ህዝባዊ ግንባር ኣንዳዕዲዖም ይፈልጥዋ ኢዮም የእዱግ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ኣናብስ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿
R.i.p Osman Aebderhim
🇪🇷🙏🙏🙏
መርሓባ ፈንቅል ኤሪ ሜድያ ወዲ ኤረይ ጅግና እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ኤርትራዉነት ኩቡር መንነት ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምነው ሰራዊቱ ፍትሓታቸው ነው ሸማ ኣብርቶው ያሉ።መንግስተ ሰማያት ያስገባቸው።ጌና ሳይመቱ ፍትሀት እየተደረገላቸው ስለሆነ ሁላቹ ጸሎት ኣድር ርግላቸው።
@teklenara 👍💚🇪🇷💚
ዓቢ ኣሕመድ ብፍርሕን ራዕድን ተዋሕጡ ድዛረቦ ጠፊእዎ ዕግርግር ክብል ይረአ ኣሎ አንዎይ ዕድመ ስልጣኑ ኣብቕዑ
❤R I P Osman Abdulrahim❤
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሰይ ኣምላኽና ይመስገን ። ኤርትራ ህዝባን መራሕታን ይሓሉን ይበርኽን ፡
ዑሱማን ዓብደራሒም ሁቡብን ፍትውን ስነጥበባዊ ብሰላም ዕረፍ : ንስድራቤት ጽንዓት ያሃብ ::
We love you brother 🧑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🩸
REST I N PEACE LEGEND❤️🇪🇷⭐️
ዓቅሚ አሎና !!!
♥️🇪🇷 🎉 !!!
እወ እቲ ሓቂ መልሲ ካብ ቃል ወዲ ኣፎም ስምዕዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Mengstesemay yewarso🌹🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
R.l.p
ንዑስነማን ዓብደርሒም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃቦም🎉🎉🎉🎉🎉
RIP OSMAN!!!!
r.i.p Osman abdlram❤❤❤
ስነጥበባዊ ዑስማን ዓብደርሒም ብሰላም ዕረፍ😂😂
Rip 🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️
Merhaba fenkl ❤❤❤❤ mengste semay yewarso nkulu beteseb xnat yhabkum
R.I.P
ገጽ ምስከልአ ወዲ አፎርቂ ፈኪራ አመላ እዩ ግደፍዋ ነዛ ህጻን አቢ
Fenql Eri Media ajoka qexlo❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ጀነራላት ኢትዮጲያ ንካልኣይ ግዜ ማሪኽካ ምስዳድ ንሃገርካ ከምዘየለ መዘኻኸሪ!!! ትማሊ ንህ/ግ/ሓ/ኤርትራ ክትስዕር ዘይከኣልካ ሕጂ ንመንግስቲ ኤርትራ ክትስዕር ዘይሕሰብ ኢዩ።
ፈንቅል ውላስ ሻዕብያ ሓየት👌🏾💕✅🇪🇷
❤❤❤🎉🎉🎉
ብሰላም ዕረፍ
አታ ሎቅማፅ ። ነዑሰማ ዓበድርህም አላህ ያርሀሙ ኢዮ ዝባላ ኢና ሊላሂይ ወኢንና ራጁዑን ኢዮ ዝባሀልዋ ዕረፈ አይባሀልን ኢዮ ያ ዑንሱርይ
ጓሓፍ እቲጸርፊ እንታይ ኣምጺእዎ እጂውን ብሰላም ዕረፍ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኩቡር ስነጥበባዊ ዕስማን ዓብደልሪህም
ዋእ አንታ ሰብ, ንመዋቲ ክብሪ ሃብ። አነ ኸአ በል, REST IN PEACE MR. LEGEND ይብል አለኹ። ማ ናዕርፍ ዐራቢ።
Rest in peace our hero 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ሓውና ዑስማን
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏⛪️⛪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏🙏R.I.P. History of Legendary continues Artist, Eritrean Artist Respect 🙏 Rest in peace 🙏 🪦 condolences to Families and friends of our Eritrean people 🙏 💙 😢😢
Thanks so much FENKIL eri media 🇪🇷❤️💪🏿✊🏿
እዚ መሸተ አቢ አብ ናይ ወጻኢ መገሸኡ አንጭዋ አብ ውሸጢ ዓድ አንበሳ ምካን መሰሐቅ እዩ
Selam Eiref usman aebderhim 🙏🏻♥️🙏🏻♥️🙏🏻♥️🙏🏻♥️🙏🏻♥️🙏🏻♥️🙏🏻♥️🙏🏻♥️🙏🏻♥️🙏🏻♥️🙏🏻
ፈንቅል ሜድያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ናይ ግሊ ኤርትራዊ ሜድያ ምካኑ ንሕብረኩም ሓቀኛ እዋናዊ ሓበሬታ ክትሰምዑ ትደልዩ ዶ ?? እወ እንተኮይኑ መልስኩም ላይክ ሳብስክራይብ ብምግባር ነዛ ኤርትራዊት ሜድያ ነሰስን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አይ ጠራዕራዕ ናትካ ፊካሪ ቀቤሌ ክመርሕ ዘይክእል ብሙሩካት ትእዘዝሀ
❤❤❤❤❤❤❤❤
RIP i😭😭😭
ወዲ በሻሻ ታሪኽ ኣይፈልጥ ፖለቲካ፣ ዕሸልዩ ብዘይእዋኑ ኣብጥልቂ ፖከቲካ ኣትዩ ከመሳስልን ከመሳምስን ኣብእተፈላለየ ኣጋጣሚታት ይስማዓሎ!!! ንፋኖ ክመልኽ ዘይከኣለ ጸረ-ጎረባብቲ ኣህጉር ክፍክርን ከውጃህጅህን ምስምስዕ ዕጹብ ድንቂ እዩ!!! ደሓን ንጊዜኡ ይቐጽሎ እቲ ልሙድ ሸብዳዕዳዑ ኣብቲ ዘድሊ ህሞት መልሳ ከስተማቕራ / ክስሕና እዩ!!! ዘሀዉኽ የለን።
R,l.P😭😭😭😭😭😭
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🦁🦁👍👍
haba axmu bselam abta halal meriet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 temeles♥️♥️♥️
Ewa Eti zeybahrka delika fnchrae ktweru tedesikum ktmltsu mrukat jeneralatku enrat kgebru temarikom eba hteteley
2🎉🎉🎉
R.I.P blux dmxawi Osman Abderihim bselam eref🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤🎉❤❤🎉❤🎉❤🇪🇷❤🇪🇷
RIP😢😢😢
እንታይ ዓይነት ዕብደት!!!. ካባና ንላዕሊ "ይትምጹና ኣይንመጸኩምን" ዝበለ ኣሎ ዱዩ????::.
Selam🇪🇷🇪🇷❤❤
ክቡርን ፍቱውን ስነጥበባዊ ዑስማን ዓብደርራሒም ብሰላም ዕረፍ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንመላእ ቤተሰብ ድማ ጽንዓት ይሃብ❤❤❤
አይ ኢትዮጲያ መስደመም
Mengste semay yewarso bselam eref
ሓንቲ ክልል ኣብ ደሴ ከም ዝበጽሐት ይዝክሩዶ ።
ዓወት ንሓፋሽ ጽሒፍካ ከም ክታበት ጌርካ እንተነጭዎም ከሎም ኣኣብ ዘለዉዎ ምተሮኽሞሹ ። ወተሃደራዊ ዩኒፎርም ኣይዋጋእን እዩ ።ሓቅን እምነትን እምበር ።ጉራን ፈኸራን ዘዐዉት እንተዝኸዉን ብዘመነ ደርጊ ምተወዳእና ።ምክልልኻል፝ ሰራዊትኤሪትራ ግን ተግባር እንበር ፈኸራ ኣይፈቱን እዩ ።
ወይ አቢ ዓዛፍ አጃው ፍከራ ንመንግሰቱ ንመለሰ ንደብረጽዮ ንገታቸው ፍከራ ናይ አቢ ካብ አራት ኪሎ አይሐልፍን እዮ ማሙሺ ተደንግጽ
Merhaba ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽🎉🎉🎉🎉
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Rip
🐆🐆🐆🐆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
Werirna aynfelten kebel kelo, Eritra aygezaenan, banxaru Eritra akal Ethiopia mkhuana iyu zgelx zelo izi gebati ahmed .ayeneyti hagerke ala zeytewereret. Walas embratoria etiopia zeytekhele iu zgier zelo.❤
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፈኸራን ዓዘፍዘፍን መለለዪ መራሕቲ ኢትዮጵያ እዩ!! ሃዲሙ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝዕቆብ፤ ምዓልታዊ ብፋኖ ከይተረፈ ዝማረኽ ሰራዊት ሒዙ አቢ አሕመድ እንተፈከረ ንመን ከእምን ይኽእል??
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዑስማን ዓብደልሪሕም ዓሪፉ። ሂወት ሰብ ካኣ ትደንጒ ትቐልጥፍ ብሞት እያ ትዕጾ። ዑስማን ግን ኣካሉ እዩ ሓሊፉ እምበር፡ ታሪኹስ ምስ'ቲ ጥዑም ድምጹን፡ ታሪዝካዊ ደርፉን'ሲ ነባሪ እዩ። ንዑስማንን ንኹሎም ደረፍትን ሙዚቀኛታት ኤርትራን፡ ብፍላይ ካኣ ነቶም ናይ 70 ዝነበሩ ንፉዓት ደረፍትን፡ በቲ እዋን'ቲ ኣብ ምሉእ ከተማታት ኤርይራ እንዳተንቀሳወሱ ዝገብርዎ ዝነበሩ ኣዝዩ ኣገዳሲ ደርፍታትን፡ ብፍላይ ንባጽዕ ካኣ ኩሉ ግዜ ቀዳመ-ሰንበት እዮም ዝመጹ ነይሮም። ኣነ ካኣ ኣብ ማዘጋጃ/ቤት ይሰርሕ ስለ ዝነበርኩን፡ ኣብ ከም'ዚ ስራሕ ካኣ ንእሽቶይ ግደ ስለ ዝነበረንን'ሲ፡ ኣብ ከምዚ ሙዚቀኛታት ንባጽዕ ኣብ ዝመጹሉ እዋን ዳርጋ ኩሉ ግዜ እየ ነቲ ትኬት ንምቁጽጻር ዝኣቱ ነይረን። ስለዚ ካኣ እየ ነዚ ፍሉጥን ንፉዕን ሓው ዑስማን ዓብደልሪሒም'ውን ዝፈልጦ ነይረን።
ስለዚ ንዑስማን ኣላህ {ምላኽ} ኣብ መንግስተ- ሰማያት ይቀበሎ። ንኹሎም ፈተውቱን ቤተሰቡን ካኣ ጽንዓይ ይሃቦምን ኣሜን።
ቱል ቱላ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ኤርትራን ወሪርኮ 30 አመት ትጭፍጭፎ ዝነበር አብክልል ዲዩ😂😂😂😂😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🌿🌿🌿
Eritrawnet kebure meninat ❤❤❤
Yehe sewye beshtegna now, ethiopia ante yemtlow sayhon, yewedekech nech, wshetam.
Osman Abdul Rahman was born in Gerza- Berhanu not in Massawa
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉
Munawar Kongo last year yimeslalu
ንምታ ኢና ንዝምከቶ አካል ጦርነት ቅስቀሳ ትገብር ከምዘላ ዘይነመልክት?
ፈራዕራዕ
😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮
❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤
ዑስማን ፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡
ትንብር ኔራ
ቆጸራ ጠሊማ፡
ትውልዱን ፍቅሩን
ኣብ ከተማ ምጽዋዕ፡
ኣብ ገዛና ዘለኩም
ሓርስቶትኤርትራ።
ኣደይ ወላዲተይ
ኣይፉልክን ግርህነተይ፡
ዓቅሊ ጽበት
ናይ ኣካል ቪትሚን፡
ምስ ቨኑስ ባንድ መርሓባ ከዋክብቲ፡
ጆጋር ባንድ
ኣስመራ ውቅብቲ፡
ስፖርት ሃገርና
ስምረት'ዩ መባኣታ፡
ናጽነት ኤርትራ
ጠበቅ ኣብ ዓመታ።
ኣብ ሱሳ ዓመት
ደው ኣብ ጥበባ፡
ዑስማን ኣይሞተን
እንትርፊ ጥሮታ።
ምንም እካ
እንተቀየረ ዓዲ፡
ቡጹእ ድንቂ
ወትሩ ኣብ ትውልዲ፡
ገመድ ወለዶና
ዘይልሕልሕ ፈተሊ።
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዑስማን ወትሩ ኣብ ጥበቡ።
ኣለኹ ማለት 😂😂😂ጨጓር ሓሰኻ ኣሎ ደበልዎ ሞተ ምስኪን ህዝቢ ዳኣ ክልክም
Gedimn bluxn derafi abona Ato EUsman abdelrihim mengsti semay yewarska nsdrabet tsnat yhabom
Entay da qdmi kinat mwleu kmetu mkanom felitom dyom shma nay hazen welieom
Nebona mengset semaye yewarso😂
Merhaba wedi eryyyyyyy 🇪🇷 Allah yrhamu
OSMAN Abdrhim R.i.p hero 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷 Eway Ethiopia kkkkkkk Aby make me laugh🤮🤮🤮
اللهم أغفر له وارحمه
Hasot njew belo aybahlinan abey alewa machine zibelkayen mengistina zeibelo aytizergih arestin tintenan nenibeynu
Nkubur sne tibebabawi abonnemang mengste semay yrwsrso
አድጊ።
🎉🎉🎉😢😢😢😢😢😂❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
Kab ethiopea tiwerir hager aladiya nay american iropan kedamo koynom lili miti amet admiyomuna bihlfi ab hayle silase ab islam eritrea xintet feximom zihtetilu gizye kimexie eyou weraro
ወዲ በሻሻ ኣብ ኣፍንጭኡ ኮይኑ ዝስርስሮ ዘሎ ጸላኢ ክኣሊ ዘይበቅዐ ንሩሑቅ ማዕዶ ዓይንኻ ምፍጣጥ ንገዛእ ነብስኻ ናብ ስሕለት ምቅራብ ኢዩ