Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ጽቡቕ ተስፋ ሃገርና ክንሰምዕ ክንደይ ደስ ይብለናን ሞራልና ክብ ይብልን፡ ወላ'ኳ ኣካልና ስግር ባሕሪ ይስፈር እንበር ትርግታ ልብና ግን ብኩነታት ሃገርና'ዩ ዝቃነ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷 ጻማካ ኪገሃድ'ዩ ክቡር ህዝበይ ሰራዊተይ መንግስተይ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Bravo❤❤❤❤❤❤😂
Bravo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
Good job ..❤..
ወድ ዓበይቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nice and professional presentation.keep it up.
How can I invest in Eritrea mining companies please?
@@eriafrimedia9487 Xbuq hto melsi nxbe
ኣጆኩሞ
☝️ ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
❤❤❤❤❤❤❤good job bror
One favorite show! Make my day
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🌹🌹🌹🌹
Man this sale was done over a year ago
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍❤❤🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤❤⛪⛪🕌🕌❤❤❤❤
ሰላም ሓወይ ዝኮነ ሕቶ ክትምልሰለይ ደሌ ኣለኹ ንሱ ድማ ኣብ ማይ ዕዳጋ ዝርከብ እስርቤት ደቆም ስግረ ዶብ ንክወጽኡ ዝተታሓዙ ንስድርኦም ክሳብ ክልተ ሚኢቲ ሽሕ ክፈሉ ተባሂሎም እሞ ካኣ ብካሽ እዚ ህዝቢ ካበይ ከምጻኣሎም ይክእል ክንድኡ እንተዝሕልዎ ምስ ተሰደ ኢልካ ዶ ትሓስብ ሕልና ጌርካ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ኣብጻሓለይ ምክንያቱ ኩላትና ብስግረዶብ ኢና ወጺና ንሃገርና ካኣ የሕሊፍና ኣይንህብን ነገር ግና ከምዚታት ክትሰምዕ ከለኻ ኣብ ዘይከዉን ዉሳነ ከእትወካ የደሊ እዚ ጉዳይ።
ኩልኻ ግዱስ ኤርትራዊ ተኸታታሊ ናይዚ ገዛ፡ እዚ ወዲ ግርህናን ሰናይ ድሌት ኤርትራውያን መዝሙዙ፡ ሓንሳብ ውጹእ ሓሶት፡ ሓንሳብ ካብ ኤሪ-ቲቪ ቆራሪጹ፡ ሓሳብ ከኣ ከምዛ ናይ ሕጂ ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተፈጸመ መሸጣ ዳንክሊ፡ ከም ሓድሽ ዜና ገይሩ የቕርቦ ኣሎ። እዚ ከኣ ኣብ ህዝቢ ዘለዎ ንዕቀት'ዩ ዘርኢ።ከምዚ ዘለዎ እንተ ቐጺሉ ኣንሳብስክራይብ ግበሩ።
መወዳእታ ፊደል ናይ ነብስ-ወከፍ ቃል ናይ ትግርኛ ጸቒጥካ ምንባብ: ፍጹም ተሰሚዑ ኣይፈልጥን: ብጀካ ብተልመደን ኣንባቢ ( ካልኣይ ክፍሊ) እንተዘይኮይኑ!!!ስለዚ: ኣናብባኻ ኣመሓይሽ (ተመሃር): ወይ ካብ ምንባብ ተኣለ!!ከምዚ ዓይነት ኣንባቢ ዜና: ተራእዩን ተሰሚዑን ኣይፈልጥን።ክንዲ ክትሰምዖ ትህንጠ: ካብ ምስምዑ ዘህድመካ ኣንባቢ: እንኮ ንስኻ ጥራይ ኢኻ።
😂 የማነ ገብርኣብ ድዮም ዝብሉካ ኣነስ ካብ ድምጹን ጥሕስቱኡን ኣወዳድቃ ቃላቱ ብጣዕሚ ዩ ዝስሕበኒ ንስካ ግን ዘይተማሃርካ ሰብ ሙካንካ ፍኩጥ ኢካ ምክንያቱ ውላ ደስ ተዘይ ኢልካ ከማን ክትእርም ከለካ ከምዚ ተዝኮውን ምሓሸ ምበልካ ኮሙ እንዳ በልኩም ሰብ down ክትገብሩ ክትሰምዕ ትዘይደሊካ ኪድ ናብ ትግራይ chanelka እዚ ናትና ን ኤርትራን ብ ኤርትራ ዝሕበኑን ጥራይ ዩ 😮
Nsaka ke kmey zbelka Tkown gn hji ko flut u neza chanel sle des zeybeletka u dud go Eway kndey fara ya zela 😂 keep going natna ab gonka alena
Tsubuq tihizton anabiban...do wala nay Tigray Tigrini agazian anabiba alo iyu..
🇪🇷🇪🇷❤️👍🎄🎄❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️❤️❤️❤️❤️🎄❤️🇪🇷
ጽቡቕ ተስፋ ሃገርና ክንሰምዕ ክንደይ ደስ ይብለናን ሞራልና ክብ ይብልን፡ ወላ'ኳ ኣካልና ስግር ባሕሪ ይስፈር እንበር ትርግታ ልብና ግን ብኩነታት ሃገርና'ዩ ዝቃነ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷 ጻማካ ኪገሃድ'ዩ ክቡር ህዝበይ ሰራዊተይ መንግስተይ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Bravo❤❤❤❤❤❤😂
Bravo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
Good job ..❤..
ወድ ዓበይቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nice and professional presentation.keep it up.
How can I invest in Eritrea mining companies please?
@@eriafrimedia9487 Xbuq hto melsi nxbe
ኣጆኩሞ
☝️ ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
❤❤❤❤❤❤❤good job bror
One favorite show! Make my day
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🌹🌹🌹🌹
Man this sale was done over a year ago
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍❤❤🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤❤⛪⛪🕌🕌❤❤❤❤
ሰላም ሓወይ ዝኮነ ሕቶ ክትምልሰለይ ደሌ ኣለኹ ንሱ ድማ ኣብ ማይ ዕዳጋ ዝርከብ እስርቤት ደቆም ስግረ ዶብ ንክወጽኡ ዝተታሓዙ ንስድርኦም ክሳብ ክልተ ሚኢቲ ሽሕ ክፈሉ ተባሂሎም እሞ ካኣ ብካሽ እዚ ህዝቢ ካበይ ከምጻኣሎም ይክእል ክንድኡ እንተዝሕልዎ ምስ ተሰደ ኢልካ ዶ ትሓስብ ሕልና ጌርካ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ኣብጻሓለይ ምክንያቱ ኩላትና ብስግረዶብ ኢና ወጺና ንሃገርና ካኣ የሕሊፍና ኣይንህብን ነገር ግና ከምዚታት ክትሰምዕ ከለኻ ኣብ ዘይከዉን ዉሳነ ከእትወካ የደሊ እዚ ጉዳይ።
ኩልኻ ግዱስ ኤርትራዊ ተኸታታሊ ናይዚ ገዛ፡ እዚ ወዲ ግርህናን ሰናይ ድሌት ኤርትራውያን መዝሙዙ፡ ሓንሳብ ውጹእ ሓሶት፡ ሓንሳብ ካብ ኤሪ-ቲቪ ቆራሪጹ፡ ሓሳብ ከኣ ከምዛ ናይ ሕጂ ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተፈጸመ መሸጣ ዳንክሊ፡ ከም ሓድሽ ዜና ገይሩ የቕርቦ ኣሎ። እዚ ከኣ ኣብ ህዝቢ ዘለዎ ንዕቀት'ዩ ዘርኢ።
ከምዚ ዘለዎ እንተ ቐጺሉ ኣንሳብስክራይብ ግበሩ።
መወዳእታ ፊደል ናይ ነብስ-ወከፍ ቃል ናይ ትግርኛ ጸቒጥካ ምንባብ: ፍጹም ተሰሚዑ ኣይፈልጥን: ብጀካ ብተልመደን ኣንባቢ ( ካልኣይ ክፍሊ) እንተዘይኮይኑ!!!
ስለዚ: ኣናብባኻ ኣመሓይሽ (ተመሃር): ወይ ካብ ምንባብ ተኣለ!!
ከምዚ ዓይነት ኣንባቢ ዜና: ተራእዩን ተሰሚዑን ኣይፈልጥን።
ክንዲ ክትሰምዖ ትህንጠ: ካብ ምስምዑ ዘህድመካ ኣንባቢ: እንኮ ንስኻ ጥራይ ኢኻ።
😂 የማነ ገብርኣብ ድዮም ዝብሉካ ኣነስ ካብ ድምጹን ጥሕስቱኡን ኣወዳድቃ ቃላቱ ብጣዕሚ ዩ ዝስሕበኒ ንስካ ግን
ዘይተማሃርካ ሰብ ሙካንካ ፍኩጥ ኢካ ምክንያቱ ውላ ደስ ተዘይ ኢልካ ከማን ክትእርም ከለካ ከምዚ ተዝኮውን ምሓሸ ምበልካ ኮሙ እንዳ በልኩም ሰብ down ክትገብሩ ክትሰምዕ ትዘይደሊካ ኪድ ናብ ትግራይ chanelka እዚ ናትና ን ኤርትራን ብ ኤርትራ ዝሕበኑን ጥራይ ዩ 😮