ኢሰያስ ሞይቱ ኣይሞተ ኤርትራ ሞይታ እያ ቃል ታምራት ነገራ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 янв 2025

Комментарии • 724

  • @kbromgrmay19santi30
    @kbromgrmay19santi30 4 года назад +164

    *ኣለናልኪ ኤርትራ በዓል እዚኦም ሃታፋት ካብ* *ቀደም ከምዚ ምስ በሊ ገለ ተኮይና ከኣ ትክ*
    *ኢልና ዓድና*

    • @filimonmeal1549
      @filimonmeal1549 4 года назад +7

      ::

    • @berhanetekle5988
      @berhanetekle5988 4 года назад +5

      Kobari msaka leku zarkey

    • @godislove7721
      @godislove7721 4 года назад +5

      Me also

    • @kesatiebrhan1433
      @kesatiebrhan1433 4 года назад +5

      And me

    • @eritrawityeane337
      @eritrawityeane337 4 года назад +3

      Of course why not ab aserka aleku beritrea dekisu zhadir xruy eritrawi yelen slezi aywiel ayhadir kab ab fb zeztezarebu riesna nhamim hamedin enlminn hagerey ydfeneni anes wala hji keydki nteamrat hneqyo mexyuni wae amlakey bejaka hadiu gberena kisab meas ena tenteltilna kininebir kindey jeganu kefilnas yae sleztesededna eritrea teqlilna kab hangolna hakikna zewxaenaya m siluwom bel mumatka ayterfin eyu emo eta ztokoskuwa bret abaka kitalib kimine eye adgi amharay.

  • @negassiteklezghi5860
    @negassiteklezghi5860 4 года назад +168

    ናይ ቅዱስ ጊዮርግስ ጾሎቱን ጸጋ በረኸቱን ምስ ኩላትና ይኹን የሕዋተይ !
    እቲ ሰላም ዘሕደረና እግዚአብሄር እምላኽና ሰላም የውዕለና ክብርን ምስጋናን ውዳሴን አምልኾን ንዕኡ ይኹኖ አሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @brtukanshumuye9194
    @brtukanshumuye9194 4 года назад +191

    ሓፍትኩም እዩ ካብ ትግርይ ኤርትራ ኣሓዋተይ ኣምላክ ባዕሉ መውጽእ ይፍጥረልኩም ስላምን ቅሳነትን ይምንያልኩም

    • @salvato7665
      @salvato7665 4 года назад +12

      ንሕናውን ነመስግነኪ አሕዋትኪ ኤርትራውያን ብርቱየ

    • @danielwiki6795
      @danielwiki6795 4 года назад +3

      Amen neiaki keia xibekitey

    • @salvato7665
      @salvato7665 4 года назад

      @@danielwiki6795ዋእ ተባዕታይ የ

    • @ክብሪንኣምላክ
      @ክብሪንኣምላክ 4 года назад +6

      ነዓኺ ሂወትኪ ተድሕንሉ መንገዲ ይፍጠረልኪ ንሕና ደኣ እንራይ ኮንና ኢልናኪ።

    • @abadieri8870
      @abadieri8870 4 года назад +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ወዲኣብራርዑስማን
    @ወዲኣብራርዑስማን 4 года назад +1

    ንሕና ኤርትራዊያን ነንባዕልና ንባላዕ ጸላእትና ካኣ ቶንኮል ይኣልሙልና

  • @UserJesusislord
    @UserJesusislord 4 года назад +1

    Edmen tenan yhabka fetari Nashu hawey 💌💌💌

  • @maigume6165
    @maigume6165 4 года назад +34

    ምናልባት ኣብ ነንሕድሕድና ስምምዕ የብልናን ክኸውን ይኽእል 'ዩ። ስም ኤርትራ ምስ ዝለዓል ግን ናይ ኩላትና ዩ ብሓንሳብ ህርመት ልብና ዝውስኽ። ምናልባት ክልክሞ ዝደለዮ ሂወት እንተለዎ ብሰላም ይምጻእ እምበር ኤርትራ እናተወርረት ኣብ ነንሕድሕዱ ዝጠማመት ኤርትራዊ ዘሎ ኣይመስለንን።

  • @tsigenetabraham7821
    @tsigenetabraham7821 4 года назад +5

    ኣምላኽ ኣቦይ ብሰላም ዓድና ምለሰና 🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏🙏

  • @ናይማርያምባርያእየናይኣም

    ኣይይይ አምላኬ ሆይ ንምስኪን ፍጥሩካ ኢልካ ምሕረትካ ለኣክ !!

  • @mmff5897
    @mmff5897 4 года назад

    ከብ ትግራይ እየ ኤርትራዊ ኣሕዋትና ኣምላክ ይፈልጥ

  • @MJdreamcontinues
    @MJdreamcontinues 4 года назад +2

    ደርሆ እንተ ሓለመት ጥረ ምረ! እዚ ኣድጊ ገፁ ትርሓቕ በጃ ኤርትራተደፋእ👎🏿

  • @eyobalem7805
    @eyobalem7805 4 года назад +3

    Ata sehaq muyte N Iseyas keqetlo alewu beyn aqemu Ezi hafafe oromo......Eritrea teabi ember hji remotelo gezi aykunen....Eritrea for Ever💪🇪🇷💪🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷!!

  • @testes5314
    @testes5314 4 года назад +18

    ኣንቱም ሰባት ዘዘርከበ እንበር ይብደዓልና ኣሎ።

  • @ዕባይመራጉዝ
    @ዕባይመራጉዝ 4 года назад +1

    ኩሉካ ኤርትራዊ ኣብ ኣፍሪካ ኣይትእመን ኤርትራ እመን ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ኣፍሪካ ኢዩ ዝሳቀ ዘሎ ምናዳ ዞም የዕራብ በዲሎምና ኢዮም ኣጆካ ሓወይ ኤርትራዊ

  • @adiamokbay5279
    @adiamokbay5279 4 года назад +1

    ኩሉ ጊዜ አብሕልሚ እዬም ዝነብሩ
    አጆኪ ሃገረይ ኤርትራ ዓዲ ጀጋኑ አብ ጎንኪ አለና ከም አመልና ክነምበርክኮም እንበር አየመርኩኩናን እዬም ነሽነሽ ሐውና ሐቅካ ኢካ
    ክንነቅሕን ክንማሃርን አለና ኤርትራውያን ይሕዎተይ ብጥዓሚ የመስግነካ ነሽነሽ

  • @asmerashkoir5675
    @asmerashkoir5675 4 года назад +48

    ኣንታ ኢዛ ሃገረይ ኮሎ ኢዩ ዝብህጋ ወይ ኣነ አረትራዊ ሓወይ ኣጆኮም ኢሰኪ ኣለናልኪ ንበላ በሓበራ

    • @lovechannel607
      @lovechannel607 4 года назад

      ኣለናልኪ ክንብላ ኣበይ ኮይና ኢና ኣለናልኪ ክንብላ ብምንታይ ኣፍና ከ ኣለናልኪ ክንብላ ንሕና ህዝቢ ኤርትራ ድኩማት ኢና ኩላትና ok

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 4 года назад

    እንቋዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል በረኸትን ረዲኤትን ናይ ሊቀ ሰማእታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ኩላትና ይኹን ኣጆኹም ደቂ ኤረይ መዓረይ ነዳይ ናይ ልቡ ይሓልም ይብሉ ለባማት ኣቦታትና ሕጂ ከኣ እዚኦም ሕልሞምን ባህጎምን ኢዮም ዝዛረቡ ዘለዉ፡ ስለዚ ኩልና ክነቅሕ ኣለና ህግደፍን ምስ ኩሉ ስነ ሓሳቦምን ኣሊና ደምሲስና ከመይ ጌርና ሓንቲ ብልጽትን ደሞክራስያዊትን ፍትሓዊትን ሃገር ክንሃንጽ ንኽእል ጥራይ ክንሓስብ ኣለና

  • @musiearegay765
    @musiearegay765 4 года назад

    Ambesa Neshu eti haki nsu eyu, entay bele deykones entay kngebr alena wey abkemey kunetat alena eyu khseb delewo, hji wn fllyna akbirnan texewawirnan habirka msrah eyu eti ftah, kulu zega malet eyu Thanks bro!!

  • @yariedmengsteab2503
    @yariedmengsteab2503 4 года назад +2

    እስከበሉ ኣጆና ንበርትዕ ንንፋዕ ደቂ ኤረይ

  • @yd6866
    @yd6866 4 года назад

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ሐሳብ እዛ ሐወይ

  • @tsegagoitom1616
    @tsegagoitom1616 4 года назад

    ወይለይ ብወላዲትና ክኣ ዘይሓፍር ኣምሓራይ 🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓

  • @debesaigrmai4231
    @debesaigrmai4231 4 года назад

    ናይ በሃቂ ነሽነሽ

  • @seliney
    @seliney 4 года назад +1

    ኣነ ዝብሎ የብለይን ኤርትራውያን ግን ፀላእትኹም ፈሊኹም ምፍላጥ የድልየኩም ኣሎ።

  • @Mky330
    @Mky330 4 года назад +7

    ተወደብ ተጠርነፍ ኣታ ህዝቢ ውሕጅ ይመጽእ ኣሎ ዘረባን ፈከራን ሃገር ኣይመልስን 🇦🇪 🇪🇹 🇸🇦 ነዘን ሃገራት እዚኣተን ኣብ ማዕዶ ኮንካ ደው ከተብለን ኣይትሕሰብ።

  • @MeOnly-h9b
    @MeOnly-h9b 4 года назад +1

    ኣነ ግን ንዚ ታምራት ዝብልዎ ሰብ ኣድናቂኡ እየ ምክንያቱ ሓቂ ስለ ዝናገር መብዛሕቲኡ ኣምሓራይ ኤርትራ ክትዳከመሉ እሞ ተተካኢሉ ኤርትራ ብምልእታ ተዘይ ኮይኑ ድማ ዓሰብ ኣካል ኢትዮጵያ ምግባር እዩ ድልየቶም ግን መብዛሕቲኡ ኣምሓራይ ኤርትራውያን ኣሕዋትና እዮም ወያነ እዩ ፈላሊና ገለመለ እናበሉ ፈተውቲ ኤርትራ ከምዝኮኑ እዮም ከምስሉ ዝውዕሉ። እዚ ኣተሓሳስባ ድማ ኣብ ኣምሓሩ ብቻ ዘይኮነስ ተጋሩ ሓዊስካ ኣብ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን እዩ ዘሎ ንኣብነት ናይ ቀደም ህወሓት ተጋደልቲ እና በዓል ስልጣን ዝነበሩ ገብሩ ኣስራት እና ጀነራል ፃድቃን ዓሰብ ኣካል ኤርትራ ምካና ካብ ዘይወሓጠሎም ሰባት እዮም

  • @mulueberhe9567
    @mulueberhe9567 4 года назад

    Thanks neshnesh hawna

  • @azmeramohammed933
    @azmeramohammed933 4 года назад

    ኤሬትራውያን ረቢ ይሓግዝኩም

  • @megdelawitmhreteab8142
    @megdelawitmhreteab8142 4 года назад +1

    አዛ ሃገርና ማንም ኣይትንክፋአን አዩ ብቃዳሰን ዝተከበብት ሃገር አያ ትኣምራት ይዛርብ ጎይታ አዱ ኣንቢርላ አዩ

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 4 года назад +2

    ሰማይ ሰማይስ ይቅረይክንዋ ምድር መድሪ ይቅናዕኽን ድዩ ዝተብሃለ ዓዱ ዘይሸነፈስ ናይ ጎረበት ክልፍልፍ ይውዕሉ ሃላይ በሎ እዝይ እጀኹም ኣሕዋትና

  • @juzekmato
    @juzekmato 4 года назад

    BRAVO DEKI DEMBIA, BRAVO!! 85% job well done.

  • @rigatteklezghi3613
    @rigatteklezghi3613 4 года назад

    Good job thanks continue

  • @kahsubahtayosef4136
    @kahsubahtayosef4136 4 года назад

    Tdelio emo yzngakn nhna nhna eritrawiyan ena aytgedesulu nhna tekilna tray ntahababer nsamama,a deqi erey buruk malti amlak msana ykun ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freweiniyemane8125
    @freweiniyemane8125 4 года назад

    Neshu xbuk mkri ajena alena thanks you

  • @mnegstabhaylemarm6033
    @mnegstabhaylemarm6033 4 года назад

    thank you our brother ane abaka giega rdiet eu nierni amlak ykre ybeleley btami abi seb eka I proud of you

  • @user-hs1uu9um2v
    @user-hs1uu9um2v 4 года назад

    የሕዋተየ ደቒ እዞም ጀጋኑ ነንሕድሕድና ንፋቐር መስሐቕ ጟኖት ኸይንኸውን ንፋስ ኸይአትወና ናትና ባዕሲ ዝጽበዩ አለው ። እታ መሬትና ተባሐጊት ኩሎም ናቶም ኽትከውን ዝብሕግዋ ስለዝኾነት አይድቑሱላን እዮም እሞ አይንበአስ ።
    እዚ ግዜ ዘለናዮ ራአይዎ ቐደም ጹቡቕ ኸምዝነበርና ሚሑሩና አሎ እሞ ኻብኡ ዝገደደ ኸይመጸና ንዓድና ነዚ ዘለናዮ ዓኢ ስላም ኽኾነልና ንጸሊ።

  • @mashoyemane1995
    @mashoyemane1995 4 года назад +1

    ን ዓሻ ደርጋሓሉ ከንደይ ከይፈልጦ ን ለባም ኣምተሉ ከንደይ ከይስሕቶ ድዩ ዘብሃል እዚ ክዓ ይድርጉሓልና ኣሎ ኤርትርያዋን ምጥርናፍ የድልየና እዩ በጃኹም የሕዋትይ ነስማማዕ peleas 🙏❤️❤️

  • @sikosiko5523
    @sikosiko5523 4 года назад

    ብመጀመርያ ሰላምታ የቀድም ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ቁጺለ ካአ አነ ክብሎ ዝደሊ ኩሉና ደቂ ሓንቲ ሃገር አስላማይና ክርስቲያን ንስመር ንፋቀር እንተሰሚርና እንተ ተፋቃርና ኢና ንሃገርና ህዝብናን ንከውን እቲ ምንታይሲ ብሓንቲ ኢድካ ክተትቅዓ ስለ ዘይካአል ነንሕድና እንተዘይ ተፊቂርና እንተዘይ ተሳኒና ብኮና መዝሚዞም ድሌቶም ከም ዝረክቡ ርግጸኛ እየ እሞ ይሕዋት እዚ ብአውራጃ ቦሃይማኖት ዞሎ ፍልልይ ገዲፍና ንፋቀር ንሳነ ንዝሓልፍ ግዜ ዘይሓልፍ ታሪኽ አይንግደፍ ይሕዎት 💒❤️🕌=9🇪🇷❤️❤️🙏🏻 ኤርትራውያን ኢና ንዘለኣለም እንተ ተጋግየ ካአ ባዕልኩም አርሙኒ ይሕዎት ርሑስ ቀደመ ሰንበት ይግበረልና ❤️🇪🇷🙏🏻

  • @aktamannen9078
    @aktamannen9078 4 года назад +4

    Alekum gelé ertrawyan Eritrea etiopian hade ina tiblu hferu ske bejaku

  • @ከውታ
    @ከውታ 4 года назад

    ኣምሓራይ ዒሎ እንተ ጎበዘ ኣድጊ

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 4 года назад +1

    ኣነስ ኣይጸልኦን ኢየ ምክንያቱ ስልቱ ዝነግረካ ጸላኢ ኣበይ ይርከብ።

  • @salemsalem1367
    @salemsalem1367 4 года назад +4

    ካብ በሃሊኡስ ደጋሚዑ ይበሃል መልሰሉ አሰያስ አንተሞተ 10000000000000000000000
    አሰያስ አሎ አልካ ንገሮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @sanaytredae3020
      @sanaytredae3020 4 года назад +1

      Salem Salem yekeniyena zahafiteyi alena alena

    • @sanaytredae3020
      @sanaytredae3020 4 года назад +1

      Nehina nehina (9) beherati alna

  • @fanielgebrihiwet6277
    @fanielgebrihiwet6277 4 года назад +26

    ነሹ ኣዚካ ኣብ ኤርትራውያን ኣብ ምንቕቓሕ ዓቡይ ኣስተዋጾኦ ጌርካ ኢካ ሒጂ ውን ቡዙሕ ንጽበየካ

  • @Canok341
    @Canok341 4 года назад

    Thanks neshu,Brilliant idea.

  • @ጩራወጋሕታሰገነይ
    @ጩራወጋሕታሰገነይ 4 года назад +2

    ክላ ሕልሚ ዩ ዝሓልም ዝሎ፡ካብ ቀደም፡ምስ በሉ ምዋእሎም ግን የለን !! ኤርትራ ንኤርትራውያን ጥራይ ዩ !!!

  • @eritreanyoung4468
    @eritreanyoung4468 4 года назад +5

    እንታይ ሞ ክንገብር ብ ኢድና ተታሒዝና ካብ ዉሽጢ ዓዲ ነጹር ሓቤሬታ ክሳብ ዘይመጽና ኣይክንስርሕን ኢና ኢሳያስ ካኣ ናይ ኢዱ ኣይስኣን ክምዘይ ንታኣማመን ገይርና ዩ ሕጂ ግን ያኣክል ጽላኢካ ኣለሊካ ምህራም ጥራይ ይኩን ስራሕና እምበር ኣምሓሩ ብ ዘረባ ንሕና ካኣ ብ ግብሪ ኣብ ባይታ ሓመድ ዝገበርናዮም ሕጂ እንታይ ዮም ዝብሉ ሼንካ ደቅስ ቦሎ ::

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 4 года назад

    ኤርትራ ዓዲ-ሰማእታት ብኸምዚ ኣድጊ ወዲ ኣድጊ ትድፈር ኣይኮነትን።ዝድፈራ ህግደፍ ጥራሕ እዪ።

  • @Eritreawit-291
    @Eritreawit-291 4 года назад +2

    ኣየ ናይ ኣምሓራ ኣድጊ ፈከራ 🤣ኤርትራዊ ንህቢ ምካኑ ኣይፈለጠን ናዕና ብብዝሒ ህዝቢ ኢዮም ዝበልጹና ግን ከኣ ትርጉም የብሎምን ሓደ ኤርትራዊ ሽሕ ኣምሓራይ ኣድጊ ከም ዝቀትል ረሲዖሞ ኣለው ድሓር ከኣ ኤርትራ ናይ ህዝቢ ኤርትራ እንበር ናይ ኢሰያስ ወዲ ተንቤን ኣይኮነትን ስለዚ ይሃሉ ይሙት ንዓና ዝመጸና ነገር የለን :በጃኩም በጃኩም ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ክርስትያን እስላማይ ከይበልና ሃገርና ነድሕን ንፋቀር ሃገርና ናይ 💒ክርስያን ኣስላማይ 🕌ኢያ በቃ ንፋቀር ንጸላእትና ቦታ ኣይንሃቦም በጃኩም በጃኩም ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ከም ቀደምና ንኩን 🇪🇷🙏

  • @fafihassen5409
    @fafihassen5409 4 года назад +3

    ነሽነሽ ጸገም የለን ዘረባን ተግባርን ሐደ አይኮነን ።አለውና ከመርሕዎ ዝኩእሉ ሰብ ርእሲ ሙህራት ሰብ ዘይብላ ዝሞስሎም

  • @febenrezene2000
    @febenrezene2000 4 года назад

    ይሕዋተይ ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን ኤርትራውያን ይሕዋተይ በጃኩም ነንባዕሉኩም ተፋቀሩ ተሳነዩ ሓወይ ሓፍተይ ተባሃሉ ንስኩም ተተፋቂርኩም ጸላኢ ደገ ኣብ መጎኩም ኣይኣቱን ይሕዋተይ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ 🙏🙏🙏

  • @mussiearaia5956
    @mussiearaia5956 4 года назад

    Well-done neshu go on ♥️🇪🇷✌️

  • @abrahamhabtom7921
    @abrahamhabtom7921 4 года назад

    Neshnesh hasawi eka

  • @wedaswedas8592
    @wedaswedas8592 4 года назад

    Nesu hawey kexlo bzuh ina nmhar zelena baka admen tanan yhbka hawey marey 😘

  • @berhezeremariam170
    @berhezeremariam170 4 года назад

    ግደፎም ቶም ሓደክልተ ካብ ኣፍንጮም ኣርሒቆም ዘይ ሓስቡ ገለ ተማሃረልና በር ኣምሓራይ ዳ ኩልግዜ ን ኤርትራ ገጹሩዪ ምስ ኣባሃቀወ ዚ ተምራት ነጋ ሕጂዉን ክሙ ዓይነት ዘረባ ክዘረብ ኣለዎ ምክናቱ ነቲ ካብ ኤረትራ ዘይወጽ ጽልኢ ካብ ኤረትራ ወጹ ነምሓሩ ከምዝሰግር ዪ ዝገብር ዘሎ የቀነልና በልዋ በር ኣይናይ ጸላኢ ኣሎ ተዳሎ ዝብል ናዓናግን ተዳለዉ ንመጽ ኣለና ንሱኩም ካ ፈሕ ትብሉ ኣለኩም ዪ ዝብል ዘሎ ልብም ንበል።

  • @kunamawedisheraro8918
    @kunamawedisheraro8918 4 года назад

    Merhab bro ❤👈

  • @danielgidey4258
    @danielgidey4258 Год назад

    ኣይትፍርሑ ብዛዕባ ሃገርና:ሃገርና ኣብ ኢድ ኣምላኽ እምበር:ኣብ ኢድ ሰብ ኣይኮነት:እቲ ኤርትራ ብዘይ ፍቓድ ህዝቢ ኤርትራ ክሕውሳ ዝደለየ ሓይሊ ሓሊፉ ዩ:ስለዚ እዚ ዝዛረቦ ዘሎ:ዝሓለፈ ሕልሚ ዩ:ድሮ ሓደ ዓመት ኮይኑ ኣሎ:ስለዚ ለውጢ ይመጽእ ኣሎ ካብ ኣምላኽ:ኣብ ዝሓጸረ ግዜ:ናብ ኣምላኽ ጠምቱ:ከምዚ ዘረባ ኣይትደጋግሙ ናብ ህዝቢና:ህዝቢ እትዮጵያ እውን ሓውና ህዝቢ ዩ:ምስኦም ባእሲ ረብሓና ኣይኮነን::
    ናብ ኣምላኽ ተመለሱ:ብናይ ሰይጣን ወረ ኣይትናወጹ::
    May God bless you,

  • @stilljesusloveyou9644
    @stilljesusloveyou9644 4 года назад

    እሞ ምዓስ ኢና ክንምሃር ልቦና ተሳኢኑ ዘሎ ዘበን

  • @nasserbrhan7338
    @nasserbrhan7338 4 года назад +1

    ኣየ ካባኹም ዳኣ እንታይ ክንጽበ ኣይትሕለምዎ እዚ ሕልምኹም ዩ

  • @fedugebre508
    @fedugebre508 4 года назад

    ርእሲ ኤርትራዊ ንምጥዋይ ኢዩ ኣጆካ ነሹ ንሱ ከምዚ ክሓስብ ከሎ ከ ኤርትራዊ ዘይሓስበሉ ኣይመሰልካ ድሓን ኢሰያስ ጥራሕ ይጥፍኣልና እምበር ሃገርና ኣጆካ ኣይትመውትን ኢያ

  • @ክብሪንኣምላክ
    @ክብሪንኣምላክ 4 года назад +6

    ናይ ኣፍ እምበር ናይ ቁምነገር ኣይኮንኩምን ኩላትኩም ኣብ ሓይልና ኣይንኣምንን ከም ቀደምና ግን ብሓይሊ ኣምላክ ንኩሉ ከምንስዕሮ ምኳንና ኣይንጠራጠርን።

  • @shewitghirmayshewitghirmay6892
    @shewitghirmayshewitghirmay6892 4 года назад

    thank you neshnesh bravo qexlo

  • @fremihret7940
    @fremihret7940 4 года назад +2

    ታምራት ነግራም ምባል ይሓይሽ አዚ ሉአክ ናይ ፋሺሽታዊ ደርጊ አዩ። ናይዚ ዘለናዮ ኣብ ዓድና ዘሎ ቁልውላው ኢዶም ዘአትዉ ዘለዉ ናትና ስንፍና አዩ ገለና ቀቢላ ገለና ኣውራጃ ገለና ኣረብ አናበልና መአረቢና ክነናዲ አናወዓልና ታምራት ዘይኮነ ጸላአና ንሕና ባዕልና ኢና።

  • @batsebaber8932
    @batsebaber8932 4 года назад

    ኣነ ብዝኮነ ኩሉ ነገርካ ደሓን መደብ እድካ ተቅርብ ግና እና ሓንቲ ነገር በዞም ዘይተቅሙ ሰባት ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዘይድሊ ሓሸውየ ትእትውዎ ኣለኩም ደዛሪቦም ዘፍርዎ ተጋሩ ይኩኒ ኣማሓሩ ወላ ሓንቲ የብሎሙን ፡፡

  • @ktube2655
    @ktube2655 4 года назад

    ኣነ ኢትዮጵያዊ እየ ግን ንሀገረ ኤርትራ ክወርር ዝህንደድ ሓይሊ ተሀልዩ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ከምዝቃለስ የፍልጥ። ኤርትራውያን ድማ ዝትምክሕተኛ ታምራት ኣደብ ኣትሕዝዎ ስቅ ኣይትበሉ። ኤርትራ ንኤርትራውያን ኦሮማይ!::

  • @okbesowedimebryemebrahtom1990
    @okbesowedimebryemebrahtom1990 4 года назад +9

    ነሹ ሽኮር ከማካ እንተ ዝበዙሕና'ስ ክንደይ ኮን ለምለም ምኾነ እዋይ ሃገርይ እንጀራኪ ከይ ጸግብና ወጺና

  • @okbeabsandrad9760
    @okbeabsandrad9760 4 года назад

    Neshnesh kulu gzei xbuki tzareb sebay eka Eritrea mexweti aykonann zhalefe yakil lomi temharna ena ethiopea lomi yelen xbahi yelen

  • @awalomteklemariam4088
    @awalomteklemariam4088 4 года назад +14

    ነሽነሽ ንፉዕ ብጣሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ቀጽሎ ምስትውዓል ዘድልዮ እዩ እምበር እዚ ኣምሓራይ ድኣ ጸጊቡ እንድዩ ዘሎ

  • @Arsu10gunners
    @Arsu10gunners 4 года назад +1

    *እዚ ዘረባ ናይ ታምራት ነገራ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ወዲ ኢሰያስ መራሒ ሃገር (ፕረሲደንት) ክኸውን ኣለዎ ማለቱ እዩ ምኽንያቱ እቲ ኣቡኡ ዝጀመሮ ስራሕ ኣብ መፈጸምታ ንኸብጽሓሎም እቶም ጀነራላትን ሚኒስተራትን ሃገርና እባ ገለ ይገብሩ ይኾኑ ሎምስ ህዝበይ ተበራበር ንቓሕ ካብ ኣብ ቲክቶክን ካልእ ዘየድሊ ጸርፍን ኮመንትን ክትጽሕፍ ትውዕል እዚ እዋን ደጋፍን ተቋዋምን ዘድልዮ ኣይኮነን ሎሚ ንስመር ነዚ ህዝብናን ሃገርናን ነድሕን ጽባሕ ብገዛእ ሃገርና ከም በጻሕቲ ሃገር ርእስና ኣድኒና ከይንኸዳ ብዘይ ጸርፊ ንምዓዓድ እስከ በጃኹም ኤርትራውያን 👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👌*

  • @mamagreat4131
    @mamagreat4131 4 года назад +2

    ኣነ ዝገመኒ ግን ደርጊን ኣድግን ሓንቲ መመሳሰሊት ኣላቶም ከምዚ ኣድጊ ዝኮነ ዝብላዕ ምስ ሓዘ ዝናዳሕ ከም በዓል እዚ ከኣ ካብኦም ዘፍሊ የብሉን So take care የሕዋት !!!!

  • @oneisonegeda313
    @oneisonegeda313 4 года назад

    Ethiopian da hije deyum ne Eritrea 🇪🇷 gegbtwa zedleyu. zelwu kab gezey megzati athzome eyom kemzi hasbe neruwom neana Eritreawane hadish eykonen. Lomi Eritrea 🇪🇷 xebha wen Eritrea 🇪🇷 eye Kulka Ata Eritreawi eye teble zeken mes zekewn hagre Eritrea 🇪🇷 nemdhan geya geya ketebl aleka , nebsena eynqadem hagre ealu kulu eye
    We are strong 💪 together Eritrea 🇪🇷
    needed as we neded Eritrea 🇪🇷

  • @huruytekletsion5549
    @huruytekletsion5549 4 года назад

    ሃገረይ እኮ ብሌን ዓይነይ ኢያ ብኣኣ ኣይትምጹኡኒ ካብ ክሰርሑ ዝሞቱስ ኣብ ዘይስርሖም ኣትዮም ዝሞቱ ይበዝሑ ተባሂሉ እዚ ፈጣጥ ብዛዕባ ሃገሩ ዘይገብር ሓደራ ህዝበይ ኣብ መንጎና ነቓዕ ኣይንእቱ ፍልልያትና ኣጽቢብና ዕላማና ግን ብልጽግቲ ኤርትራ ንፍጣር ሓድነትና ከም ማይ ጸባን ነወሃህዶ መፍቶ ሃርጋፋት ከይንኸውን

  • @kibromghebrebrhan900
    @kibromghebrebrhan900 4 года назад

    Ezi hlmi kab qedem sle nfelto bzuh ayhdesenana eyu.GOD BLESS ERITREA.iseias aykonen adna haliyuwa zelo neshu mesheshhh

  • @solomonpawlos1911
    @solomonpawlos1911 4 года назад

    Ezom nejays ksab hji dyom zfkru zelewu bell kfeltwo zelewom nklom amharu zkone kthasbu tkelu eikum gin kem zey ewetu kfeltu alewom eritrawyan🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ellamana awet wey mot ❤❤❤❤ tanks neshnesh hawey Emden tenan yhabka habibi

  • @muluabraha4836
    @muluabraha4836 4 года назад

    ቡሩኽ ሓው ዝንብ ቢሰባሰብ መጉላሊተ አይከ
    ፍት በለለይ ሓደራ ንሕና ኤርትራውይን ድማ ሰው ዘበልዋ ቀብ ነብላ ሓደራ

  • @dhge1267
    @dhge1267 4 года назад

    Nesnes hawey jegna betam eye zednkeka

  • @wadiwinafiileflsalmuna7069
    @wadiwinafiileflsalmuna7069 4 года назад

    Nesh Nesh hawena Eza hager Nab Ethiopia ketamils Alwa kenerfi

  • @ኣይትገራህልበይበጃካ
    @ኣይትገራህልበይበጃካ 4 года назад +1

    alnalki fetwti hageray deki eri dema nsamama ehin mihn nebahahl nekulkum deki eri dema aab zelkumo selam kesanet fekri mes kulna ykun so tax deki eri

  • @user-tk3sz3cz2x
    @user-tk3sz3cz2x 4 года назад +25

    ክላአ ህዝቢ ኤርትራ ገና ደቂስና አና ዘለና
    ክሉ ክግበር ኮሎ አንታይ ገድሽን ሰለ ንብል አዩ፡
    አቲ ፍታሕ ካብ ኣምላክ አዩ ናብ ኣምላክ ንመለስ።

    • @filmonzerzghi9929
      @filmonzerzghi9929 4 года назад

      ናይ ብሓቂ ብምላኣት ልቢ ናብ ኣምላኽ ከይተመለስና ሰላም የለን

    • @hazbwiganbranazlanlamyanbr6155
      @hazbwiganbranazlanlamyanbr6155 4 года назад

      Gorhka ay gorhika komu tagobro yablkan anta togra tigrawy

  • @aettddf385
    @aettddf385 4 года назад

    Nesh nesh hesawi

  • @redseatrader1304
    @redseatrader1304 4 года назад

    we Eritrean must reunite with motherland Ethiopia,. we have had seen all problem, so we don't to face any challenge we are Ethiopia,.

  • @proud894
    @proud894 4 года назад +2

    Bravo neshnesh hawey lomi Adniqeka ab zkone seat "Hager lieli kulu"

  • @fthawibrhane7053
    @fthawibrhane7053 4 года назад +1

    ካብ እዞም ዓርብ ዝብሉ ኣይክፍን እዪ። ን ኤርትራ ቀንዲ እቶም ጸላእታ ካብ ዓዳ ዝበቆሉ ግን ነቲ ሕብረተሰብ ከጥፍኡ ዝደልዩ እዮም።

  • @tembergen
    @tembergen 4 года назад

    ኣናፍራ ቆቃሕ ዘይፈልጥ ሲ ኣይ እንታይን እዩ ዝበሃል_____?
    ሊከቶ ክኸውን እዩ ባህገይ ኢሉ ካ ሕልሙ ተነገረ ታ መፍቲሕ ግን ኣብ ኢድ መንእሰይ ኤርትራ እምበር ኣብ ኢድ ኢሰያስን ሰዓብቱን ከምዘየላ ብቃንቁኡ ኣብፁሑሉ ኣይንፀርፎን ግን ዘረባ ዓያሹ ካብ ትዛረብ ልሳንካ ግታእ በልዎ የቀንየለይ ግዳ ቅዱስ ጂወርግስ እዩ መዓልቱ ማይ ኣዝኒቡልና ኣሎ ሞ ነዚ ኣብ መሬት ወሪዱ ዘሎ 2ይ ኢቦላ ዝኾነ Corona Virus ሓፂቡ ቀንጢጡ ካብቲ ጎይታ ኩሉ ምስ ሓፍቱ እመቤታችን ህይወተ ኩሉ ኣለም ምሕረት የምፁኡልና ኣሜን

  • @ኣምላከኣዳም
    @ኣምላከኣዳም 4 года назад

    Good job bro👍

  • @sarukalmohmed3709
    @sarukalmohmed3709 4 года назад

    Nay baki eu bravo 👏 nesu eu daleyom alewo 👍

  • @mussiearaia5956
    @mussiearaia5956 4 года назад

    እታይ ይበሃል ዚ ፡ እቶም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኸ ሱቕ ኢሎም ድዩም ዝርእይዎን ዝሰምዕዎን ነዚ ነገር ናይ'ዚ ናግራም ዝኾነ ነገራ😡😠

  • @Yoyose5172
    @Yoyose5172 4 года назад

    ነሹየ ብሮ ተቅርቦ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ ስለዚ ነቶም ዝጻረፉ ኣቓልቦ ኣይትግበረሎም ወላ ካብ 100 /99 ይጽልኡካ ነቲ ሓደ ሒዝካ keep going 💪👌👍 seb briesu zkeyd ftur aykonen hade arku kxaref entesemiu yxaref hade arku entewedisu kea ywds aye seb meas kon eyu eti zagole resu ktkemelu

  • @Ibrahimsalh.
    @Ibrahimsalh. 4 года назад

    ምስትዉዓል የድልየካ ኣሎ ኤሪትራዊ።

  • @lovechannel607
    @lovechannel607 4 года назад +1

    በቃ ንሕና ደቂ ኤርትራውያን ኣመና ድኩማት ኢና ወልሓንቲ ኣይንገብርን ኢና ምክንያቱ ኣነ ንኤርትራ ክቃለሰላ አየ አንተይለ ዝድግፈኒ ኤርትራዊ የለን አንታይ ኣቲኒ አዩ ዝብል ፈጣሪ ባዕሉ የጸብቀልና

  • @luliamichael9856
    @luliamichael9856 4 года назад

    Anes efereh aleku eway meneseyat zeyelewu kedemsesuna eyom nehnas dehan sedrana enber 😭😭eway Eritrea ezom jeganu sewuat aysemu

  • @wediasmaraasmarabella5889
    @wediasmaraasmarabella5889 4 года назад

    ከመይ እያ እዛ ጉዳይ ብኣል ነሽነሽ ጀነራል ጻድቃን ክዛረብ ከሎ ትውሸቡ ታምራት ክዛርብ ከሎ ትባራበሩ::

  • @mihretabbrhane8363
    @mihretabbrhane8363 4 года назад

    መሽክኖት ንሶም ዝሃብኩም ኣጀዳ ከለል ክትብሉ ሃገር ተሸይጣ ተደሚርና ኢሰየስ መይቱ ባህርና ተሸይቱ ኣቢ ከማህድረና ኢዩ ኣስላማይ ክስታናይ ብዝሕ ተኣምራት ኢሉ ተባሂሉ ክትብሉ ኣኪልኩሞ ብኣል ነሽነሽ ኢጀራኩም ትኣርዩ ሓንጎል ሰብ ብረይን ወሽ ትገብሩ

  • @yewayewa1240
    @yewayewa1240 4 года назад +2

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habesha896
    @habesha896 4 года назад +15

    ደሓን ነሹ ዓይነይ ክንደይ ዓከብ ዘጠርትና ትብል ኣድጊ ፡ እዚኦም ደኣ ከደይ ግዝየ ዘይ ፈክሩ።

    • @lovechannel607
      @lovechannel607 4 года назад

      መወዳአትኡ ክገብርዋ አዮም አዛ ሓፍተይ ተባራበሪ ደቂስኪ ኣለኪ

  • @robelhabteslassie3002
    @robelhabteslassie3002 4 года назад +1

    እዚ ጨናዊ ላኣክቲ ዘለውዎ ኢዩ ዝመስል
    ኤርትራ ዋናታት ኣለናያ ታምራት ኣድጊ ንስካን ላኣክትካን ኢርተራ ክትብሉ ኣብ ሕልሚ ኢኩም ክትነብሩ ok

  • @mebriemichel54
    @mebriemichel54 4 года назад

    ንህግደፍ ጽቡቅ ገበሮም ሙሽ ኢሳያስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ከደ ብህጂ ኢትዮ ኤርትራ ክልተ ሃገር እየን ኢሉ ዝዛረብ ሰብ ሕሙም ጥራይ እዩ ኢልኩም ስለዚ ታምራት ነገራ ሓቁ እዩ

  • @BiniyamBrhan
    @BiniyamBrhan 5 месяцев назад

    ሐቂ ኢዩ❤

  • @loveyoumom81
    @loveyoumom81 4 года назад

    Neshnesh hawey ata kemaka 1000 yweled

  • @mussiesolomon143
    @mussiesolomon143 4 года назад +1

    Eritrea is still there, only our attitude is dead ... it is time for positive thoughts. Everything is possible

  • @brhanosman8509
    @brhanosman8509 4 года назад

    Fqrin selamin nkulu hizbi ertra,
    Baelu fetari simimie yfterelna,
    Tekhone gin ajona hizbey hagerna kiwerir zbges gin imnet ayiagtena filily ridieit polotika abta mida bhabar kingalib eina,tarikhna ymskir💪🏼🇪🇷

  • @nkedem_belu
    @nkedem_belu 4 года назад +1

    *ወይ ኣንሕና ከኣ። ነዛ ፋሓፋሕ ትብል ዘላ ኢትዮጵያ ነቲ ባእሶም ሓዊ ወሲክና ፋሕፋሕ ዘይነብሎም። ንሶም ጽቡቅ ካብ ዘይሓሰብ ንሕና ክሳብ መዓስ ጽቡቅ ክንሓስበሎም። ኢትዮጵያ ከላ ሰላም ክንረክብ ኢና ኢለ ካብ ሕጂ ንድሓር ኣይሓስብን የ። ኣነ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ተበጊሰ ኣለኩ። ባዕላ ከማን ዳርጋ ፋሕ ኢላ ኢያ ዘላ።*

    • @yanetdani8931
      @yanetdani8931 4 года назад

      abzi konki mo entay ktgebri kali da nhseb

  • @rigatteklezghi3613
    @rigatteklezghi3613 4 года назад

    You are right