Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
መአረምታ፦ ኣብ ዝሓለፈ እዋን፡ ዝኽሪ ከዋኽብቲ ብዝብል ኣርእስቲ ብሰሉስ 17 መስከረም ኣብ ዝቐረበ መደብ፡ ኣቶ መሓመድ ብርሃን ብላታ፡ ይቕረታ ሓቲቶም ናብ መንግስቲ ተመሊሶም ብምባል ዘቕረብናዮ ሓበሬታ፡ ንምእራሙ ድሕሪ ዝተዋህበና ርእይቶን ምስ ኣቶ መሓመድ ብርሃን ብላታ ዝገበርናዮ ዝርርብን ኣባል ጉጅለ 15 ዝነበሩ ኣቶ መሓመድ ብርሃን ብላታ ንመንግስቲ ይቕረታ ከም ዘይሓተቱን፡ ኣብ ስደት ኮይኖም ቃልሶም ይቕጽሉ ከም ዘለዉን ተረዲእና ኣለና። ኣቐዲሙ ንዝተፈጥረ ጌጋ ብስም ኣዳለውቲ ራድዮ ኤረና ንኹሎም ተኸታተልትናን ኣቶ መሓመድቡርሃን ብላታን ይቕረታ እናሓተትና፡ እቲ ሓበሬታ፡ ኣቶ መሓመድቡርሃን ብላታ ኣብ ስደት ቃልሶም ቀጺሎም ብዝብል ክእረም ብትሕትና ንሓትት።
እዚ ጽሑፍ መርኣያ ናይ ሓቁ ማዕከን ምኳንኩም ዘርኢ እዩ።
ንሕና ውን ኣመሓዳሪና ከምዝነበረ መጠን ኣብ ደቀምሓረ ከምኡ ዩ ዝውረ ኔሩ በቲ ሰዓት።
ቀጽል ኣስመሮም ሓቂ ብርእሳ እንተ ቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ 🙏✅
ኣስሜ ሓወይ ኣቤት ብስለት ኣቤት ሰብኣውነት ወናኒ ሰፊሕ ኣተሓሳስባ ልዑል ርድኢትን ንቅሓትን እትውንን ንፉዕ ተንታኒ ጶለቲካ እንድዒ ንዓኻሞ ብምንታይ ክገልጸካ።ኣቤት ፈጣሪ ዝዓደለካ ጸጋ።ዓበይቲ የሕዋትካ መሳርሕትኻ ነበር እወ ድምጺ ትኾኖም ኣለኻ።ዘበት ኣይክትክትርስዑን ኢኹም ብጾተይ እካ ደኣ ንዘልኣለም ኣብ ልቢ ኩልና ዓቢ ክብሪ ሂብና ንዝኽርኹም ጎደናታትና ብክቡር ኣስማትኩም ዘይሃስስ ሓወልቲ ክንተኽለልኩሚና ክትብል ዝደለኻ ይርድኣኒሞ።ሕጉስ ይብል።እንቃዕ ንዓኻ ፈጣሪ መቅሊ ገደፈልና ምእንቲ ንዓና ክጥዕመና ብዘለኻዮ ኣብ ኩሉ ሂወትካ ሰላም ይምነየልካ።
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስመሮም።ኪወግሕ እዩ ኣጆኻ ህዝብና።
አሰመሮም ብጣዕሜ ጹቡቅ አቀራርባ ዓቤ ሕማቅ ሰንብራት ዝገደፈ ብደም ዝጨቀዋ አእዳዎ ከመይኤሉም ሰሒቱሞ ዉልቀ መላኬ ኤሳያሰ ቀደምዎም አሕ የሕዝን። 🙏🏾💕
ሰላም ረድዮ ኤረና ፡ ንእትህብዎ ሓበሬታ ነመስግነኩም።ነዚ ዘንቢዑ ኣንፈቱ ኣጥፊኡ ዘሎ ን-ኡስ ወለዶ ድማ ምምእዛን ሓደራ እዞም ጀጋኑ'ዩ ።ድምጺ ኮይንኩሞም - ከም ቃልኩም !!!ጋ/ ኣስመሮም ነመስግነካ ብሓቂ !!!
ጂ15ኢሶም እውን ሃዲሲ ምንካዕ የሚን ፋሉል ጀቢሃ ኪዚኪሩ ይጊባኡ ።ጂ15ኒሒና ቢጊዴና ኒዘኪር ካባና ኒደቂና ከይሊሒም እዚህ መኒፈሱ ኢትዮጲያ እይ ውድ ተንቤን ቲግሪይ።።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።።
Asmerom Haile Keep it up &
Well done Radio Erena! Pleased of you, I will anticipate it does perfect
Asmerom hwina bitami nemesginka qexilo ajoka hizibey kirhwena eyu 😢😢😢😢
ናይ ብሐቂ እዩ ዘገርምን ዘሕዝንን ብሐደ ዝብኢ እዞም ኩሎም ጀጋኑ ክጠፍኡ ንሕና ህዝቢ እውን ተሐተቲ ይገብረና እዩ 😂😂😂
የቀኔልና ኣስመሮም፣
Asmerom aytehasu weyane ya kunat awija, weyane ya werar jemira. Eritrea werar jemira aytfelitin ya tarik aytitemziz.
Asmei hawey thank you.
Thank you so much ✅✅✅✅👍🥲👍👍👍
Thank you Asmerom.
ኣስመሮም ብጣዕሚ ኣድኒቀካ፡ እዚ መንእሰይ ትድልዮ ኢኻ'ሞ ኣይተቋርጽ!ብሰንኪ ኣብ ኤርትራ ናጻ ፕረስ ዘይምህላዉ ንነዊሕ ዓመታት ተዓፊና ኢና። ሕጂ ግን ይኣክል ህዝቢ ኤርትራ እቲ ሓቂ ይፍለጦ።ክረዲት ይግባኣኩም እዩ ሬድዮ ኤረና፡ ንዝያዳ ተመሳሳሊ መደባት ንምቅራብ ክንገብሮ ዘለና ሓብሩና ድልዋት ኢና። ጥራይ ሓቂ ካብ ምዋጻእ ኣይተቋረጹ!
Asmerom sile guluznetka timisghen ika imo kezilo
ደቀባት ዝጠፍ ኡላ ፡ ምጻእቶ ዝነግሱላ ፡ ህዝባ ንስደት ፡ ደቃ ንባርነት ፡ ንራህዋ ዘይተዓደለት ሃገር !
እዋይ ንሕና ኮ ክንሓምቅ😮
Btami
ሰላም እዚ መደብ ኣዳላውን ኣቕራብን ብልቢ ነመስግን ❤ንምንታይ እዩ እዚ መደብ መዓልታዊ ዓመታዊ ብ ብሳተላይት ኣሰና ወይ ኤሪፒ ኤም ዘይምሓላለፍ እንታይ እዩ እቲ ጸገም ብጣዕሚ ዘሕዝን።ይንዋሕ ይሕጸር ብዘየገድስ ህዝቢ ኤርትራ ስዒሩ ክወጽእ እዩ ናይ ግድን ክኸውን ክኣ እዩ።ምልኪ ይፍረስ ሕጊ ይንገስ
Wedi berad kelbi destroyed the very fabric of Eritrawinet from with in 😢😢😢
Zkri haben arkanat ertra ms gudlet qnxela Tegadeti hzbawi gnbar
ዝኽሪ ክዋኽብቲ ኣብ ልብና ዝሰፈሩ ንዘልኣለም፡ ዝኽሪ ክዋኽብቲ ጽሒፍካ ዘይውዳእ ብዝኾነ ቐለም፡ዝኽሪ'ለና ናይቶም ብሉጻት መራግእቲ ዝኸሰርናዮም፡ሕድሪ'ለና ናይቶም ኣርካናት ገድሊ ኤርትራውያን ኩላቶም።
እዛ ፕረዝደንቲ ኢሰይያስ ምባል ኣቋርጻ ኢኻ፡ ብካል ተክኣያ ኣብ ቀጻሊ።
Eritrean radioእቲ ዝበዝሕ ትሕዝቶ ናይ ዝኽሪ ኮባኽብቲ ዝብል ኣርእስቲ መንግስቲ ኤርትራ ብኸመይ ይርእዮ ንመንግስቲ'ዩ ዝምልከትዝኽሪ ኮባኹብቲ ብዝብል ኣርእስቲ ብኣስመሮም ሃይለ ዝተመሓላለፈ ኣርእስቲ ብጥዑምን ናይ ብሓቂ ገላጽን ዝመስል ጌርካ ንህዝቢ ብዘረባ ጨዊኻ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኤርትራን ፕረዚደንት እሰያስን ወይ ከኣ ኣብ መንጎ ህዝብን መንግስትን ቅርሕንቲ ንምፍጣር ተባሂሉ ዝተሰርሐ ኣገላልጻ ስለ ዝኾነ ብትሪ ክንቀፍ ዝግብኦ ኣሰራርሓ'ዩ።ብወገነይ ሓንቲ ሓቂ ኮይና ትርኣየኒ ነጥቢ ኣላ ኢለ እሕስብ ግን ከም ሓሳብ ጥራይ ጌርኩም ክትጥምትዋ እምሕጸን፡ናይዚ ጎነጽዚ መበገሲ መንግስታት ኣመሪካ ኣብውሽጢ መንግስቲ ኤርትራ ሰርሲሩ ብምእታዉ ዝተፈጥረ ንቓዕዩ ኢለ'የ ዝግምት ግምተይ ከኣ ዳርጋ ናብ ሓቅነት ዝተጸግዐ ግምትዩRADIO ERINA ስለ እቶም ተኣሲሮም ዘለዉ ክጣበቑ ምፍታንኩም ንዓኹም ስለ ዝምልከት ከም ድላይኩም ጌሮም ክትጣበቕሎም ትኽእሉ ትኾኑ። እንተ ነቲ ብሰንኪ ጸላእቲ ኤርትራ ወያነ ብፍላይ ኣመሪካ ዝፈጠርዎሞ ብዙሕ ጉድለታት ጎዲሉ ዘሎ ብሰንኩ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ሕብረተ ሰብና ዓበይቲ መሰናኽል ፈጢሩ ናይ ዕስራ ኣሽሓት ለይለይ ዝብሉ መንእሰያት ህይወት ዘቕጠፈ ክነሱ እሱ ጥራይ ከይኣክል ከኣ ኤርትራዊ ማሕበረ ሰብ ከይርህዎ ተደራረቢ ማዕቀባት ብምስማር ካብ ምህናጽ ሃገር ተሓሪሙ ንክልተ ዓሰርተ ዓመታት ደው ከም ዘብል ምግብሮም ከይኣክል ንከም Eritrea RADIO ትብሃኩ ማዕከናት ወዲብካን መዊልካ ቀጻሊ ንመንግስቲ ኤርትራ ንምድካም ከምተሰርሐ ኣብዛ ዝኽሪ ኮባኹብቲ ተባሂሉ ዝተዋህባ ኣርእስቲ ብግልጺ ተሰሚዑ ኣሎ።ንዞም ተኣሲሮም ዘለዉ ስለምንታይ ከምተኣስሩ ክትገልጹ ክትብል ግን ኮነ ኢልኩም እቲ ኩሉ ዝዘርዘርዎ ጠቐነ ብድፍኑ ብሰንኪ መንግስቲ ኤርትራን ፕረዚደንትን'ዩ ኢልካ ዝግበር ናይ ምጽላም ጠቐነ ግን ብትሪ 'የ ዝቃወሞ። እዚ ኹሉ መንእሰይ ብሰንኪ ምእሳር ናይ'ዞም ሰባት ድዩ ተሰዲዱ ብሰንኮም እንተኾይኑ ደኣ እቲ መንእሰይ ከመይ ኢሉ ንሃገሩ ኤርትራ ኣትዩ ይምለስ ኣሎ እንታይ ስለዝኾኑ ደኣዮም እቶም ኣንጻር መንግስቲ ኢና ዝብሉ ዝነበሩ ተጣዒሶም ንህዝብን መንግስትን ተጋጊና ኢናሞ ይቕሬታ ንሕትት ኢሎም ሃገሮም ስዒሞም ዝምለሱ ዘለዉ።ብእምነተይ ዝኾነ ምንቅስቓስ ንመንግስቲ ሓንቲ ሃገር ዝቃወም ወዲ ሃገር እንተልዩ ወይ ኣብቲ ዝተሰዶ ሃገር ኮይኑ ከምቲ ንመግዛእቲ ኢትዮጵያ ንቃዎሞ ዝነበርና ብጽፉፍ ሓቀኛ ምቅዋም ወይ ከኣ ኣብ ውሽጢ'ቲ ሃገር ኣቲኻ ገድሊ ዲኻ ክትምስርት ወይ ከኣ ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ኣቲኻ ክትውድብ ምስትኽእል ከምዚ ሕጂ ሓቂ ዝጎደሎ ኣዘራርባ'ዩሞ ጌጋዩ ኢለ ኣይምነቐፍኩን ኣነ ውን ብግደይ እቲ ዝምስርትዎ ገድሊ ወይ ከኣ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ኣቲኻ ኣንጻር ህዝቢ ምውዳብ ምስ ዘርእዩ መንግስቲ ኤርትራ ቅኑዕ ኮይኑ ክሳብ ዝተገንዘብኩ ነቶም ገድሊ ክምስርቱ ወይ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ኣትዮም ክውድቡ። ዝፍትኑ ንኽቕህሙ ምስ ህዝበይን መንግስተይን ደው ዘይብለሉ ምኽንያት ኣይምነበረን።ዝኽሪ ኮባኹብቲ ኢልካ ንዓኻ ብዝጥዕም መንግስቲ ኤርትራ ብዘይ ኣበሶ ኮሓሒልካ ንህዝቢ መንእሰይ ብሰንኪዚ መሪሕነት ኤርትራ ናብ ስደት ትቐሊዑ ብሰንኩ ኸኣ ህዝቢ ኤርትራ ከፊእዎን ኤርትራ ጸልሚታን ኢልካ ምዝረብ ግና ናይ ረሳሕ ርስሓት ኣዘራርባ ጥራይ ዘይኮነ ሓላፍነት ዝጎደሎ ኣዘራርባ'ውን'ዩ።ክቡራት ኤርትራውያን ኣይትጽብሕዮ ተበልክዋሲ ትግሕጦ ከም ዝብሃል ህዝቢ ኢለኳ እንተዘይተዛረብኩ ብዙሓት ኢና ጌጋና ኣሚና ክንዲ ንእረም ነቲ ጌጋ ብጊጋታት ኣራቢሕና መሊስና ናብ ህልም ዝበለ ዓዘቕቲ ኣቲና ንብስና ንሃሲ ስለምንታይ ኢና ነቲ ንዛረቦ መዐየሪ መዐቅኒ ዘይንገብረሉ ።ቀይሕ መስመር ክንሰግር ከለን'ኳ እኹል መረዳእታ ጥራይ ዘይኮነ ነቲ እኹል መረዳእታ ኣለኣለና ንብሎ ውን ደጋጊምናምምርማ ክንክእል ኣለና።
💔💔
😢😢😢😢😢Ahhh
😭😭😭
😢
Muhurat kqnxelu ztesemaneu dehar zmote thti merit mesefere dimocrasyawyan kmealu mftan lagxi eu xbuq rekibom aybelnan gn nayedom aysededetomn
ጋኔን ኢሳያስን ህዝቦምን ዝጠለሙዎም ኣርካናት ገድሊ::
ፍርቂ ናይዞም ኮዋኽብቲ ትብልዎም ዘለኹም እንቔዕ ተኣሰሩ ምክንያቱ ኢዶም ብደም ንጹሃት ዝጨቅወ ስለ ዝኾነ። ኣብ ፍርዲ ክቐርቡ ግን ግቡእ እዩ።
Ezom ab seltan zelewu ke Nexuhan deyom ?
Fulutat slezknou imber lomi nhawou zeybedele zeychekene men alo. Nebsey aytmxani tray brebha ftwet kebdi nbret geza meret lili hiwet sebat temelikom adetat nay adetaten atfien lebamat abeyti mis tefou .
ዝኽሪ ካሕዳማት ጠለምቲ ካንሰር ህዝብን ሃገርን ኤረትራ ኣብ ጋሃንም ቃጾሎ ኩጋሓፉ ኣለዎም አዝም ወየንቲክክክክክ
ድኑስ ኣእምሮ ስደተኛ ክትከውንስ ባህ ኢሉካ ማለት ዲዩ?
Zeykewn aytzareb ata lekhbat leli beal sherifo hagerawyan hade general ko zeyblka abta Eritra. Ms rebha zgoazu nästan kblu ba kndey genies tefiu senef. Smayom entay yblu nerom erub hlna. Mrcha hzbi ygeber and ykeber, af hzbi aytabes, gegatatna ytearem, ezi ta Eritra tbla zeleka naykulahna hager zyada fthawitn blixtin mgebera ember wela hanti. Beal ayaka wedi afworki gn eziom kelewu kemdiletka hzbi mzwarn afna keabsunan kemzeyklu ms teredeom bebhade bzeykewn frdi zeyblu mknyat kemzeydeki zega atfiomom. Ezi nskum sehaklu ashkalilu nihna gn kemzey nrso aytresu🕳
ስቅ በል ሰራቂ
Haswet leba
😢😢😢
መአረምታ፦ ኣብ ዝሓለፈ እዋን፡ ዝኽሪ ከዋኽብቲ ብዝብል ኣርእስቲ ብሰሉስ 17 መስከረም ኣብ ዝቐረበ መደብ፡ ኣቶ መሓመድ ብርሃን ብላታ፡ ይቕረታ ሓቲቶም ናብ መንግስቲ ተመሊሶም ብምባል ዘቕረብናዮ ሓበሬታ፡ ንምእራሙ ድሕሪ ዝተዋህበና ርእይቶን ምስ ኣቶ መሓመድ ብርሃን ብላታ ዝገበርናዮ ዝርርብን ኣባል ጉጅለ 15 ዝነበሩ ኣቶ መሓመድ ብርሃን ብላታ ንመንግስቲ ይቕረታ ከም ዘይሓተቱን፡ ኣብ ስደት ኮይኖም ቃልሶም ይቕጽሉ ከም ዘለዉን ተረዲእና ኣለና። ኣቐዲሙ ንዝተፈጥረ ጌጋ ብስም ኣዳለውቲ ራድዮ ኤረና ንኹሎም ተኸታተልትናን ኣቶ መሓመድቡርሃን ብላታን ይቕረታ እናሓተትና፡ እቲ ሓበሬታ፡ ኣቶ መሓመድቡርሃን ብላታ ኣብ ስደት ቃልሶም ቀጺሎም ብዝብል ክእረም ብትሕትና ንሓትት።
እዚ ጽሑፍ መርኣያ ናይ ሓቁ ማዕከን ምኳንኩም ዘርኢ እዩ።
ንሕና ውን ኣመሓዳሪና ከምዝነበረ መጠን ኣብ ደቀምሓረ ከምኡ ዩ ዝውረ ኔሩ በቲ ሰዓት።
ቀጽል ኣስመሮም ሓቂ ብርእሳ እንተ ቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ 🙏✅
ኣስሜ ሓወይ ኣቤት ብስለት ኣቤት ሰብኣውነት ወናኒ ሰፊሕ ኣተሓሳስባ ልዑል ርድኢትን ንቅሓትን እትውንን ንፉዕ ተንታኒ ጶለቲካ እንድዒ ንዓኻሞ ብምንታይ ክገልጸካ።ኣቤት ፈጣሪ ዝዓደለካ ጸጋ።ዓበይቲ የሕዋትካ መሳርሕትኻ ነበር እወ ድምጺ ትኾኖም ኣለኻ።ዘበት ኣይክትክትርስዑን ኢኹም ብጾተይ እካ ደኣ ንዘልኣለም ኣብ ልቢ ኩልና ዓቢ ክብሪ ሂብና ንዝኽርኹም ጎደናታትና ብክቡር ኣስማትኩም ዘይሃስስ ሓወልቲ ክንተኽለልኩሚና ክትብል ዝደለኻ ይርድኣኒሞ።ሕጉስ ይብል።እንቃዕ ንዓኻ ፈጣሪ መቅሊ ገደፈልና ምእንቲ ንዓና ክጥዕመና ብዘለኻዮ ኣብ ኩሉ ሂወትካ ሰላም ይምነየልካ።
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስመሮም።
ኪወግሕ እዩ ኣጆኻ ህዝብና።
አሰመሮም ብጣዕሜ ጹቡቅ አቀራርባ ዓቤ ሕማቅ ሰንብራት ዝገደፈ ብደም ዝጨቀዋ አእዳዎ ከመይኤሉም ሰሒቱሞ ዉልቀ መላኬ ኤሳያሰ ቀደምዎም አሕ የሕዝን። 🙏🏾💕
ሰላም ረድዮ ኤረና ፡
ንእትህብዎ ሓበሬታ ነመስግነኩም።
ነዚ ዘንቢዑ ኣንፈቱ ኣጥፊኡ ዘሎ ን-ኡስ ወለዶ ድማ ምምእዛን ሓደራ እዞም ጀጋኑ'ዩ ።
ድምጺ ኮይንኩሞም - ከም ቃልኩም !!!
ጋ/ ኣስመሮም ነመስግነካ ብሓቂ !!!
ጂ15ኢሶም እውን ሃዲሲ ምንካዕ የሚን ፋሉል ጀቢሃ ኪዚኪሩ ይጊባኡ ።ጂ15ኒሒና ቢጊዴና ኒዘኪር ካባና ኒደቂና ከይሊሒም እዚህ መኒፈሱ ኢትዮጲያ እይ ውድ ተንቤን ቲግሪይ።።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።።
Asmerom Haile Keep it up &
Well done Radio Erena! Pleased of you, I will anticipate it does perfect
Asmerom hwina bitami nemesginka qexilo ajoka hizibey kirhwena eyu 😢😢😢😢
ናይ ብሐቂ እዩ ዘገርምን ዘሕዝንን ብሐደ ዝብኢ እዞም ኩሎም ጀጋኑ ክጠፍኡ ንሕና ህዝቢ እውን ተሐተቲ ይገብረና እዩ 😂😂😂
የቀኔልና ኣስመሮም፣
Asmerom aytehasu weyane ya kunat awija, weyane ya werar jemira. Eritrea werar jemira aytfelitin ya tarik aytitemziz.
Asmei hawey thank you.
Thank you so much ✅✅✅✅👍🥲👍👍👍
Thank you Asmerom.
ኣስመሮም ብጣዕሚ ኣድኒቀካ፡ እዚ መንእሰይ ትድልዮ ኢኻ'ሞ ኣይተቋርጽ!
ብሰንኪ ኣብ ኤርትራ ናጻ ፕረስ ዘይምህላዉ ንነዊሕ ዓመታት ተዓፊና ኢና። ሕጂ ግን ይኣክል ህዝቢ ኤርትራ እቲ ሓቂ ይፍለጦ።
ክረዲት ይግባኣኩም እዩ ሬድዮ ኤረና፡ ንዝያዳ ተመሳሳሊ መደባት ንምቅራብ ክንገብሮ ዘለና ሓብሩና ድልዋት ኢና። ጥራይ ሓቂ ካብ ምዋጻእ ኣይተቋረጹ!
Asmerom sile guluznetka timisghen ika imo kezilo
ደቀባት ዝጠፍ ኡላ ፡ ምጻእቶ ዝነግሱላ ፡ ህዝባ ንስደት ፡ ደቃ ንባርነት ፡ ንራህዋ ዘይተዓደለት ሃገር !
እዋይ ንሕና ኮ ክንሓምቅ😮
Btami
ሰላም እዚ መደብ ኣዳላውን ኣቕራብን ብልቢ ነመስግን ❤
ንምንታይ እዩ እዚ መደብ መዓልታዊ ዓመታዊ ብ ብሳተላይት ኣሰና ወይ ኤሪፒ ኤም ዘይምሓላለፍ እንታይ እዩ እቲ ጸገም ብጣዕሚ ዘሕዝን።
ይንዋሕ ይሕጸር ብዘየገድስ ህዝቢ ኤርትራ ስዒሩ ክወጽእ እዩ ናይ ግድን ክኸውን ክኣ እዩ።
ምልኪ ይፍረስ ሕጊ ይንገስ
Wedi berad kelbi destroyed the very fabric of Eritrawinet from with in 😢😢😢
Zkri haben arkanat ertra ms gudlet qnxela Tegadeti hzbawi gnbar
ዝኽሪ ክዋኽብቲ ኣብ ልብና ዝሰፈሩ ንዘልኣለም፡ ዝኽሪ ክዋኽብቲ ጽሒፍካ ዘይውዳእ ብዝኾነ ቐለም፡
ዝኽሪ'ለና ናይቶም ብሉጻት መራግእቲ ዝኸሰርናዮም፡
ሕድሪ'ለና ናይቶም ኣርካናት ገድሊ ኤርትራውያን ኩላቶም።
እዛ ፕረዝደንቲ ኢሰይያስ ምባል ኣቋርጻ ኢኻ፡ ብካል ተክኣያ ኣብ ቀጻሊ።
Eritrean radio
እቲ ዝበዝሕ ትሕዝቶ ናይ ዝኽሪ ኮባኽብቲ ዝብል ኣርእስቲ መንግስቲ ኤርትራ ብኸመይ ይርእዮ ንመንግስቲ'ዩ ዝምልከት
ዝኽሪ ኮባኹብቲ ብዝብል ኣርእስቲ ብኣስመሮም ሃይለ ዝተመሓላለፈ ኣርእስቲ ብጥዑምን ናይ ብሓቂ ገላጽን ዝመስል ጌርካ ንህዝቢ ብዘረባ ጨዊኻ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኤርትራን ፕረዚደንት እሰያስን ወይ ከኣ ኣብ መንጎ ህዝብን መንግስትን ቅርሕንቲ ንምፍጣር ተባሂሉ ዝተሰርሐ ኣገላልጻ ስለ ዝኾነ ብትሪ ክንቀፍ ዝግብኦ ኣሰራርሓ'ዩ።
ብወገነይ ሓንቲ ሓቂ ኮይና ትርኣየኒ ነጥቢ ኣላ ኢለ እሕስብ
ግን ከም ሓሳብ ጥራይ ጌርኩም ክትጥምትዋ እምሕጸን፡
ናይዚ ጎነጽዚ መበገሲ መንግስታት ኣመሪካ ኣብውሽጢ መንግስቲ ኤርትራ ሰርሲሩ ብምእታዉ ዝተፈጥረ ንቓዕዩ ኢለ'የ ዝግምት ግምተይ ከኣ ዳርጋ ናብ ሓቅነት ዝተጸግዐ ግምትዩ
RADIO ERINA ስለ እቶም ተኣሲሮም ዘለዉ ክጣበቑ ምፍታንኩም ንዓኹም ስለ ዝምልከት ከም ድላይኩም ጌሮም ክትጣበቕሎም ትኽእሉ ትኾኑ። እንተ ነቲ ብሰንኪ ጸላእቲ ኤርትራ ወያነ ብፍላይ ኣመሪካ ዝፈጠርዎሞ ብዙሕ ጉድለታት ጎዲሉ ዘሎ ብሰንኩ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ሕብረተ ሰብና ዓበይቲ መሰናኽል ፈጢሩ ናይ ዕስራ ኣሽሓት ለይለይ ዝብሉ መንእሰያት ህይወት ዘቕጠፈ ክነሱ እሱ ጥራይ ከይኣክል ከኣ ኤርትራዊ ማሕበረ ሰብ ከይርህዎ ተደራረቢ ማዕቀባት ብምስማር ካብ ምህናጽ ሃገር ተሓሪሙ ንክልተ ዓሰርተ ዓመታት ደው ከም ዘብል ምግብሮም ከይኣክል ንከም Eritrea RADIO ትብሃኩ ማዕከናት ወዲብካን መዊልካ ቀጻሊ ንመንግስቲ ኤርትራ ንምድካም ከምተሰርሐ ኣብዛ ዝኽሪ ኮባኹብቲ ተባሂሉ ዝተዋህባ ኣርእስቲ ብግልጺ ተሰሚዑ ኣሎ።
ንዞም ተኣሲሮም ዘለዉ ስለምንታይ ከምተኣስሩ ክትገልጹ ክትብል ግን ኮነ ኢልኩም እቲ ኩሉ ዝዘርዘርዎ ጠቐነ ብድፍኑ ብሰንኪ መንግስቲ ኤርትራን ፕረዚደንትን'ዩ ኢልካ ዝግበር ናይ ምጽላም ጠቐነ ግን ብትሪ 'የ ዝቃወሞ።
እዚ ኹሉ መንእሰይ ብሰንኪ ምእሳር ናይ'ዞም ሰባት ድዩ ተሰዲዱ ብሰንኮም እንተኾይኑ ደኣ እቲ መንእሰይ ከመይ ኢሉ ንሃገሩ ኤርትራ ኣትዩ ይምለስ ኣሎ እንታይ ስለዝኾኑ ደኣዮም እቶም ኣንጻር መንግስቲ ኢና ዝብሉ ዝነበሩ ተጣዒሶም ንህዝብን መንግስትን ተጋጊና ኢናሞ ይቕሬታ ንሕትት ኢሎም ሃገሮም ስዒሞም ዝምለሱ ዘለዉ።
ብእምነተይ ዝኾነ ምንቅስቓስ ንመንግስቲ ሓንቲ ሃገር ዝቃወም ወዲ ሃገር እንተልዩ ወይ ኣብቲ ዝተሰዶ ሃገር ኮይኑ ከምቲ ንመግዛእቲ ኢትዮጵያ ንቃዎሞ ዝነበርና ብጽፉፍ ሓቀኛ ምቅዋም ወይ ከኣ ኣብ ውሽጢ'ቲ ሃገር ኣቲኻ ገድሊ ዲኻ ክትምስርት ወይ ከኣ ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ኣቲኻ ክትውድብ ምስትኽእል ከምዚ ሕጂ ሓቂ ዝጎደሎ ኣዘራርባ'ዩሞ ጌጋዩ ኢለ ኣይምነቐፍኩን ኣነ ውን ብግደይ እቲ ዝምስርትዎ ገድሊ ወይ ከኣ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ኣቲኻ ኣንጻር ህዝቢ ምውዳብ ምስ ዘርእዩ መንግስቲ ኤርትራ ቅኑዕ ኮይኑ ክሳብ ዝተገንዘብኩ ነቶም ገድሊ ክምስርቱ ወይ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ኣትዮም ክውድቡ። ዝፍትኑ ንኽቕህሙ ምስ ህዝበይን መንግስተይን ደው ዘይብለሉ ምኽንያት ኣይምነበረን።
ዝኽሪ ኮባኹብቲ ኢልካ ንዓኻ ብዝጥዕም መንግስቲ ኤርትራ ብዘይ ኣበሶ ኮሓሒልካ ንህዝቢ መንእሰይ ብሰንኪዚ መሪሕነት ኤርትራ ናብ ስደት ትቐሊዑ ብሰንኩ ኸኣ ህዝቢ ኤርትራ ከፊእዎን ኤርትራ ጸልሚታን ኢልካ ምዝረብ ግና ናይ ረሳሕ ርስሓት ኣዘራርባ ጥራይ ዘይኮነ ሓላፍነት ዝጎደሎ ኣዘራርባ'ውን'ዩ።
ክቡራት ኤርትራውያን ኣይትጽብሕዮ ተበልክዋሲ ትግሕጦ ከም ዝብሃል ህዝቢ ኢለኳ እንተዘይተዛረብኩ ብዙሓት ኢና ጌጋና ኣሚና ክንዲ ንእረም ነቲ ጌጋ ብጊጋታት ኣራቢሕና መሊስና ናብ ህልም ዝበለ ዓዘቕቲ ኣቲና ንብስና ንሃሲ ስለምንታይ ኢና ነቲ ንዛረቦ መዐየሪ መዐቅኒ ዘይንገብረሉ ።
ቀይሕ መስመር ክንሰግር ከለን'ኳ እኹል መረዳእታ ጥራይ ዘይኮነ ነቲ እኹል መረዳእታ ኣለኣለና ንብሎ ውን ደጋጊምና
ምምርማ ክንክእል ኣለና።
💔💔
😢😢😢😢😢Ahhh
😭😭😭
😢
Muhurat kqnxelu ztesemaneu dehar zmote thti merit mesefere dimocrasyawyan kmealu mftan lagxi eu xbuq rekibom aybelnan gn nayedom aysededetomn
ጋኔን ኢሳያስን ህዝቦምን ዝጠለሙዎም ኣርካናት ገድሊ::
ፍርቂ ናይዞም ኮዋኽብቲ ትብልዎም ዘለኹም እንቔዕ ተኣሰሩ ምክንያቱ ኢዶም ብደም ንጹሃት ዝጨቅወ ስለ ዝኾነ።
ኣብ ፍርዲ ክቐርቡ ግን ግቡእ እዩ።
Ezom ab seltan zelewu ke Nexuhan deyom ?
Fulutat slezknou imber lomi nhawou zeybedele zeychekene men alo. Nebsey aytmxani tray brebha ftwet kebdi nbret geza meret lili hiwet sebat temelikom adetat nay adetaten atfien lebamat abeyti mis tefou .
ዝኽሪ ካሕዳማት ጠለምቲ ካንሰር ህዝብን ሃገርን ኤረትራ ኣብ ጋሃንም ቃጾሎ ኩጋሓፉ ኣለዎም አዝም ወየንቲክክክክክ
ድኑስ ኣእምሮ ስደተኛ ክትከውንስ ባህ ኢሉካ ማለት ዲዩ?
Zeykewn aytzareb ata lekhbat leli beal sherifo hagerawyan hade general ko zeyblka abta Eritra. Ms rebha zgoazu nästan kblu ba kndey genies tefiu senef. Smayom entay yblu nerom erub hlna. Mrcha hzbi ygeber and ykeber, af hzbi aytabes, gegatatna ytearem, ezi ta Eritra tbla zeleka naykulahna hager zyada fthawitn blixtin mgebera ember wela hanti.
Beal ayaka wedi afworki gn eziom kelewu kemdiletka hzbi mzwarn afna keabsunan kemzeyklu ms teredeom bebhade bzeykewn frdi zeyblu mknyat kemzeydeki zega atfiomom. Ezi nskum sehaklu ashkalilu nihna gn kemzey nrso aytresu🕳
ስቅ በል ሰራቂ
Haswet leba
😢😢😢