#Dedebit_2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 2 дек 2024

Комментарии • 56

  • @solomonzerat7043
    @solomonzerat7043 5 дней назад +5

    አጆኻ Dr. Hailat ኩሉ ትኽክል ክመጽእ ኢዩ ትግራይ ሐያል መካቲ ጀጋኑ ደቂ አለውዋ ::

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 5 дней назад +5

    ስራዊት ትግራይ አብሞንጎ ህዝብና ፀገም ዝፈጥር ስጉምቲ ክወስድ አለዎ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ምስፈደራል እናተመሻጠሩ ስላም ትግራይ ዛባላሹው መራሕቲ ክእለዩ አለዎም ::ህዝቢ ትግራይ መናእስየ ኩሉ ሐድነቱ ካጥንክር ይግባእ ዳግሞይ ፀንተት ከይፍፀም ጌታቸው ዛአመነ ማይ ዝዘገነ ኢዩ

  • @masho3884
    @masho3884 4 дня назад +2

    ደ/ር ሃይለ ኣጀዃ ቀፅለሉ ጅግና ኢኻ ግልፂ ዝኾነ መልእኽቲ

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 4 дня назад

    ሀይለ ሐውና ጠፊካና 🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 4 дня назад

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @hadgumesfen3485
    @hadgumesfen3485 5 дней назад

    Very happy to hear a clear message from TDF Hopefully they will backed up with action as required to to make sure the peace and stability of our people

  • @HaftomHailu-l2W
    @HaftomHailu-l2W 3 дня назад

    D/r Haile Like 👍

  • @hadasgebreyohans6030
    @hadasgebreyohans6030 3 дня назад

    Dr Haile hero ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TshegayTesfay-o7i
    @TshegayTesfay-o7i 3 дня назад

    ነፃና ት ነፃነት በለለይ

  • @AmanAman-v4w
    @AmanAman-v4w 5 дней назад

    Statement if not supported by action later be useless , lawlessness and disrespectful by any one . Action and integrity is essential !

  • @HaileGebre-egziabher
    @HaileGebre-egziabher 3 дня назад

    Haile is always pop-in-jaw

  • @Weldemariam-l9w
    @Weldemariam-l9w 5 дней назад

    ሰራዊት ትግራ ውልቀ ሓንከርቲ ከም ድላዮም ዝጎቱዎ ሰራዊት ኣይኮነን ሰራዊትና ጥቅሚ ህዝቢ ዘቀድም ጥቅምታቱ ዝማላእ ናይ ህዝቡ ረብሓን ተጠቃምነት እንትረጋገፅ ከምዝረጋገፅ ምኻኑ ብፅኑዕ ይኣምን ንዓኣ ኸዓ ብፅንዓት ይቃለስ እዚኣ እያ መትከል ሰራዊትና
    ትግራይ ትስዕር!!

  • @adonaygetachew5460
    @adonaygetachew5460 5 дней назад

    ኩልጊዜ ድሕሪ ውድቀት ኩሉጊዜ ድሕሪ መስዋእቲ ዝበራበሩ መራሕቲ ሰራዊት ሒዝካስ ምዕራብ ትግራይ ክምለስ ኢልካ ምሕሳብ ዕሽነት እዩ።

  • @Fre_werqi
    @Fre_werqi 5 дней назад +2

    🙏 jegena hawina Dr. Haile

  • @adonaygetachew5460
    @adonaygetachew5460 5 дней назад

    ሃይለ ኣብዘይሕማምካ ከይትወድቅ ናይ መራሕቲ ህወሓት ድኽመት ፀብፂብካ ኣይውዳእን በጃኻ።ዕድመ ልክዖም በስቢስና ተበላሽና ከምዚ ኮይና ክብሉ ኣሪጎም በስቢሶም።

  • @YaredTesfay-t2t
    @YaredTesfay-t2t 5 дней назад +1

    ትግራይ ኣብዛ ሰዓት ዚኣ ነዞምምስ ጸላእቲ ናተመሳጠሩ ከፍርስዋ ህርዲግዝብሉ ዘለው ዱኹማት ዋጋ ከኽፍፍሎም ዝኽእል መሪሕነት እንተዝመጽእ ብጣዕሚ ጽቡቅዩ

  • @YamaneHagos
    @YamaneHagos 5 дней назад +1

    ጀግና ኢኻ

  • @rosahaile445
    @rosahaile445 5 дней назад

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TestNow-n3p
    @TestNow-n3p 5 дней назад

    ሃይለ ጅግና ወዲ ህዝቢ

  • @KasaBerhe
    @KasaBerhe 5 дней назад

    ጅግናና ኣዮካ

  • @asefa-m3x
    @asefa-m3x 5 дней назад

    ❤🎉

  • @WediKnfe-vr6sr
    @WediKnfe-vr6sr 5 дней назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @yemanekidane9147
    @yemanekidane9147 5 дней назад

    💊💊💊🎖🎖🎖🎖yes🏖️🏖️🏖️💘👍👌

  • @ZelalemZe-w7n
    @ZelalemZe-w7n 5 дней назад +1

    ዘንጊዖሞ ታስጉምቲ ግና አብ ግምት ክትኸውነ አለዋ

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 5 дней назад

    ተግባር የለን፣ ታደሰ ሒዝዎም ለሚሱ

  • @bereket-x8w
    @bereket-x8w 4 дня назад

    ምስ ዝበስበሱ ትብስብስ አለኻ we need change.

  • @actttig9753
    @actttig9753 5 дней назад

    መግለጺኮ አውጺኦም እዮም:: እንተኾነ አብ ተግባር አይወዓለን

  • @SelanlmatDimokracy
    @SelanlmatDimokracy 5 дней назад

    ጀግና ኣብ ጎድንኻ አለና።

  • @golbelay394
    @golbelay394 5 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Warsay1tsegay
    @Warsay1tsegay 5 дней назад

    Haile kesab mas eka ab nay hilmi alem ketneber abay Tigray kethalem eza delalatka keytesena kab Palestine 🇵🇸 temehar

  • @ZerayGebretnsa
    @ZerayGebretnsa 5 дней назад

    ሃይለቀሽም

  • @AlulaHab
    @AlulaHab 5 дней назад +1

    ጋህታፍ ካባካ ንላዕሊ ዝፋላሊ ትግራዋይ የለን

  • @hilawehilawe6757
    @hilawehilawe6757 5 дней назад

    ከኣልክዎ ክትብል ማ ናይ መሃይም ዘረባ ኣይትዛረብ
    ከመይ
    በሰላ ዘለዎን ዘይብሉን ማለት እንታይ ማለት ዩ?????
    ኩሉ ትግረዋይ ማዕረ ይጭፍጨፍ ኣይነበረን????

  • @danieltesfay1627
    @danieltesfay1627 5 дней назад

    እንዳ ዒንክላሎ

  • @MesfinAbay-u8t
    @MesfinAbay-u8t 4 дня назад

    Had tadese. We're. Mes tom leyano. Ent koynxa. Sem. Geganu. Tera. Be Tera metfae. Thay semo merahi begize ytaele

  • @GslaseKebedee
    @GslaseKebedee 2 дня назад

    ገታቸው ዲፒሎማሲ ዘተአታቲ ሐደእተሃልዩ ገታቸው ጥራሕዩ ከመይ ገይሩሞ መስርሒንዶ ከሊእክምዎ አንሕና ተዘይሃሊና ህዝቢየለን ናበልኹም ህዝቢ አህሊኩሙዎ

  • @adonaygetachew5460
    @adonaygetachew5460 5 дней назад

    እዚ ኹሉ ሰራዊት ኣብ ሽንጥሮ በረኻ ኾፍ ኣቢልካ ማንም ዒዋላ ካብ ሽዋ ና መፁ ከምድሌቶም እናዓንደሩሉ ህዝቢ ተስፋ ቆሪፁ ዓዱ ጊዲፉ እናተሰደደ ጀነራላት ትግራይ ሲቅ ኢሎም ዝሪኡዎዘለዉ ንምንታይ እዩ።

  • @ABISTRUCKING
    @ABISTRUCKING 5 дней назад

    😮ደደብ መድያ ዓንጃል።

  • @danielsemunugus
    @danielsemunugus 5 дней назад

    😂

  • @HadushWeldu-d3y
    @HadushWeldu-d3y 2 дня назад

    ሃይለ ደደብ ክትሑሱስ ባባእ አይትበል

  • @JonNati
    @JonNati 5 дней назад

    ሃይለ ልቢ ዕንጉለ ሰራዊት ትግራይ በጀት ዝስልዐሉ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ እምበር ውድብ ሕወሓት ኣይኮነትን ሰራዊትከኣ ምስመንግስቲ ኢዩ ክቀዉም ዝግብኦ ግን ሕወሓት ከኣ ምስ ሰራዊት ተዘራሪብና ኢና እናበለት ትህትፍ ኣላ እሞ ሰራዊት ክትፈላሊ ላሕ ትብል ዘላ ሕወሓት ኢያ ስለዚይ ሰራዊት ትግራይ ኣብልዕሌኣ እርምጃ ክወስድ ግቡእ ኢዩ ክኸዉን

    • @habenhabtu6214
      @habenhabtu6214 5 дней назад

      ሃይለ እቲ መግለጺ ትብሎ ዘሎኻ ነቶም ሰራዊት ትግራይ ውግንኑኡ ምስ ሕወሓት ኢዩ ንዝብሉ ከማኻን መንጆሪኖን ክዕግስ ይኸውን። ሰራዊት ውግንኑኡ ንመንድስቲ ክነሱ ምስቲ የለኹን ምስቲ ሓደውን የለኹን እናበለ ትግራይ መንግስት ኣልቦ ገይሩ፡ ባዕሉ ፈራዲ ባዕሉ ኣሳሪ ይኸውን ኣሎ። በልባ ሃይለ እቲ ናይ ክልተ ኣርሚ ውሳነ ኣብ ኢድካ ዝበጽሖ ንህዝቢ ከፍልጥየ ዝበልካዮስ ኣበይ በጽሐ።

  • @rose7540
    @rose7540 4 дня назад

    ዘረኛ

  • @ወዲትግራይ-ሐ2ጀ
    @ወዲትግራይ-ሐ2ጀ 5 дней назад

    ኣብ ሰራዊት ትግራይ ኣፈላላይ ክህልይ ብተደጋጋም መግለፅ ዛውፅእ ዘሎ እኮ እታ ናተይ ውድበይ እያ እናበልካ 24 ሰዓት ኝኝኝኝ ትብለላ ዘለካ ደመኛ ህዝብ ትግራይ ዝኮነት ህውሓት እያ ሰራዊት ኣብ ጎነይ እዩ ምሳኣይ እዩ እናበለት ኣብ ልዕል ህዝብና ሽብር ትፈጥር ዘላ ብሰላም ክትነብር ዘይትክእል ህውሓት እያ ሃይለ ጀላዕ

    • @TestNow-n3p
      @TestNow-n3p 5 дней назад

      ህወሓት ምስ መኸተ ሓይሊ እያ፡፡ትማሊ ሎሚ ፅባሕ ኣብ ጎኒ ህዝቢ እያ፡፡

  • @abmo4956
    @abmo4956 5 дней назад

    ተመልከቱዎ እዚ ዕቡይ "ከምዚ ዝበለ መግለፂ ክወፅእ'የ ዝደሊ ኣነ" እንታይ ኢኸ ንስኻ ከምዚ ኢልካ ክትዛረብ? ኣብዚ ሚዲያ ትሕዝቶኡ ፅቡቅ እንተኾይኑ ከመይ ፅቡቅ ከምዝኾነ፣ ሕማቅ እንተኾይኑ ከመይ ሕማቅ ከምዝኾነ ኢኻ ተንትንካ ንቸመልከቲ ክተቅርብ ዘለካ። ተመልከቲ ድማ እቲ ዝተነተንካዮ ምስ ናይ ባዕሎም ኣገናዝቦም መርገፂ ይሕዙ'ምበር ናትካ ምድላይ ዘይምድላይ ንተመልከቲ ኣይምልከትን።

  • @danielsemunugus
    @danielsemunugus 5 дней назад

    Aren’t going to correct the things you were talking about President Getachew’s resignations? When are you going to take responsibility for all lies you disseminate? This is not professional and Tigrawaynet!

  • @yayeshFitala-x8k
    @yayeshFitala-x8k 5 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @teklaymekonen2461
    @teklaymekonen2461 4 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤