ታሪኻዊ ህንጻታት ኣስመራ ብኸመይ ተሃኒጹ መዓስ ከ ክፈርስ’ዩ ASMARA

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 янв 2025

Комментарии • 144

  • @iameritrean1062
    @iameritrean1062 5 лет назад +8

    *Ya Eza chanel Eza mra eya kief tehbni gelxti Alwewa mesay zesmamae like Yegbr*

  • @Eritrean_girl2024
    @Eritrean_girl2024 5 лет назад +8

    Eritrea asmera one of the best 10 world City 💔💔💔👏👏👏✋✋✋👍👍👍

  • @simonluul7958
    @simonluul7958 5 лет назад +11

    Nskwn Gal asmera eki
    Mechem dmxi fuluy eyu
    Eki twnni Tanks

  • @heri2068
    @heri2068 5 лет назад +10

    ካብ Eri Tv
    DEHAY Tv ትበልጽ።
    መክንያቱ Eri Tv ትትንትኖ ኔራ እንተትኸውን ኔራ ህግደፍ ዝሃነጾ ፖላሶታት ኣስመራ ኢላ መቕረበቶ ኔራ። ስለዚ Eri Tv ካብ ትምስረት ኣውጽያቶ ዘይትፈልጥ ሓቂ ካብ DEHAY Tv ረኺብናዮ።

  • @ዓሰብባጽዕኤርትራ
    @ዓሰብባጽዕኤርትራ 5 лет назад +14

    asmera ጥልያን ሃኒጽዋ
    ህግደፍ የዕኒዋ ዕድመ ንጣሉ

    • @eritube9777
      @eritube9777 5 лет назад

      ዓሰብ ባጽዕ ኤርትራ kkkk

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 5 лет назад +1

      ኣታ ቆማል ትግራዋይ፡ ቆንዳፍ ዓጋመ፡ ካብዚ ገዛ ኤርትራውያን ውጻእ ።

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 5 лет назад +1

      ኣሕ ስደት - ኣታ ቆማል ትግራዋይ፡ ቆንዳፍ ዓጋመ፡ ካብዚ ገዛ ኤርትራውያን ውጻእ ።

    • @ተክልሜድያ
      @ተክልሜድያ 5 лет назад +1

      @@danielhadgu ATA entay aynet denkoro eka tezaribu elakas tgraway tbl flut degafi hgdef bahali eka banbula

  • @shhs2113
    @shhs2113 5 лет назад +27

    ኣስመራ ሽኮር ህግደፍ እንዶ ኤክስባይር ጌርኪ ።
    ህግደፍ ጥልያን ዝሰርሓሉ ቤትጽሕፈት ዝስርሓሉ ዩ ክፍ ኢሉ ዘሎ ።
    ኣጆኪ ኣስመሪተይ ክወግሕ ዩ ደቅኪ ኣብ ፈቆዶ ስደት ኮይኖም መዝሙርኪ ይዝምሩ ኣለዉ ።

    • @dobeeyu6582
      @dobeeyu6582 5 лет назад +2

      ኣሕ ስደት *ኪት ንዓድኻ መቐለ ውዕግን ዓጋመ ተጋሩ ኣስመራ ንተጋሩ ን ዓጋመ ቦታ የብላን*

    • @shhs2113
      @shhs2113 5 лет назад +4

      @@dobeeyu6582 ኣነ ዝገርምኒ መን ዩ ዓጋም መን ዩ ከ ኤርትራዊ ?
      ካላይ ካኣ እዚ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ መሰልይ ኢሉ ዝዝምር ዘሎ ዓጋመ እንተ ኢልካዮ ስ ኤርትራዊ ዝበሃል ህዝቢ የልን ማልት ዩ ።
      So pleas don't worry !
      NB: መን ሙካንካ ምፍላጥ ክድልየካ ዩ ነብስካ ፈትሽ ።

    • @ናቲኣንበሳ
      @ናቲኣንበሳ 5 лет назад

      @@shhs2113 *** ንጽርቲ ሕቶ ያ ሓወይ። ከምዚ ንሶም ሕልንኦም ዝሸጥዎ ነቲ ሰብ ከኣ በቃ ወይ ደጋፊ ኩን ወይ ከኣ ዓጋመ ኢካ እና በሉ ዓሻ ኣተሓሳስባ ሒዞም ይነብሩ ኣለዉ። እምበር እዚኦም ንርእሶም 30 ኣብ ስደት ተቀሚጦም ኤርትራውያን ዲዮም ኣይኮኑን ንርእሶም ይሕተቱ ቅድም ፡ እምበር ሰብ'ዶ ሃገር ከለዎ 30 ኣብ ስደት ይቅመጥ ኢዩ ወይ ጉድ ከዛርቡና ኢዮም። ፍትሒ ምስ መጸ ሽዑ ኢና ነረጋግጽ መን ኢዩ ትግራዋይ፡ ሕጂ ከም ድላዮም ይዛረቡ ግደፎም። በተን ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ሓደ ክልተ ገዛ ከረው ኣቢሊ ሒዝዎም ኢዩ ከም ዘየመዛዝኑ ጌርዎም

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 5 лет назад +1

      ኣሕ ስደት - ኣታ ቆማል ትግራዋይ፡ ቆንዳፍ ዓጋመ፡ ካብዚ ገዛ ኤርትራውያን ውጻእ ።

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 5 лет назад

      @@dobeeyu6582 ኣሕ ስደት - ኣታ ቆማል ትግራዋይ፡ ቆንዳፍ ዓጋመ፡ ካብዚ ገዛ ኤርትራውያን ውጻእ ።

  • @abelbereket1759
    @abelbereket1759 5 лет назад

    Thanks Dehay TV for sharing video keep it up.

  • @mikeweldu8116
    @mikeweldu8116 5 лет назад +4

    ላዛኺ ይኹን ኣቀራርኺ1000%!!
    ቀጽልዮ ኣጆኺ ብጣዕሚ ንፍዕቲ!!

  • @asmara1970
    @asmara1970 5 лет назад +4

    Asmara the best city ever

  • @samimehari3093
    @samimehari3093 5 лет назад +4

    ብዛዕባ ብዘለዋ ጉሩም ትሕተ ክርጽ ትፍለጥ ከተማና ኣስመራ ከምዚ ዓይነት መደብ ምስራዕኩም ኣመና ከመስግን ይፈቱ. መታን ኣብ ከተማታትና ዘለና ኣፍልጦ ክዓቢ ምስ ክልኦት ክትማትት ከተላሊና ብዓል ምሉአ ተስፋ አዩ :: ብሩክ ሰንበት ንኹላትኩም ቤተሰብ ድሃይ ቲቪ.

  • @elk5824
    @elk5824 5 лет назад +1

    ብጣዕሚ ትምስገኑ የሕዋተይ ናተይ ደቂ ዓደይ ደቂ ሃገረይ ኣጆኹም ቀጽልዎ ኣጆኹም ተርኽዎ ንህዝቡኹም ኣፍልጥዎ መደብኩም ጽቡቅ ዩ ።

  • @asmara1970
    @asmara1970 5 лет назад +5

    ኣብ ኣስመራ ኣስመራ ነተም ደቂ ዓዲ ወይ ነቶም ደቀ ኣስመራ ጥራሕ ኣይኮነትን ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኢያ ትምልከት ። long life to 🇪🇷 Eritrean ppl.

    • @elnatanyafet2484
      @elnatanyafet2484 5 лет назад +4

      ኣቢዚኣስ ኣነ ከማን ይሳማመዐላ ኢየ ዓዱ ዘይፈልጥስ ኣስመራ ዓደይ ይብል ኢሎሞ ኣቦታትና ንኩልና ማዕረ ኢያ ቲብጸሐና

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 5 лет назад

      @@elnatanyafet2484 4 ኣስመራ ዓዶም ከ ናበይ ክትሰዶም፡ካልእ ዓዲ የብሎምን ብዘይካ ኣስመራ፡ ዋና ዘይብሉ ቦታ የለን ኣብ ዓለም፡ ከምቲ ዝበልካዮ ግን ንኩሉ ኤርትራዊ ማዕረ እያ ትብጸሖ።

  • @habtehabtila2480
    @habtehabtila2480 5 лет назад

    🌴🇪🇷🌴🇪🇷🌴🇪🇷🌴🇪🇷🌴🇪🇷

  • @dobeeyu6582
    @dobeeyu6582 5 лет назад +2

    *ኩሉ ትግርኛ ዝዛረብ ኩሉ ኤርትራዊ ዝብል ኤርትራዊ ኣይኮነን*

  • @yonasmichael2889
    @yonasmichael2889 5 лет назад +1

    That’s fre Mkrti kemaki ybzaha 👌🌷🌷🌷

  • @zurganican9502
    @zurganican9502 5 лет назад +1

    Asmara Eritrea is love

    • @merayemane784
      @merayemane784 5 лет назад +1

      hgdefe s Nay edkum Aytsanuo
      kaba Nfetwo Asmera adna abi mado koyna kemntima Gerkumna

  • @justbil1670
    @justbil1670 5 лет назад

    ASMARA SHKOR

  • @habennberhe4282
    @habennberhe4282 5 лет назад +7

    ብጥልያን ተሃኒጻ ብህግደፍ በሪሳ።

  • @terhasessam5732
    @terhasessam5732 5 лет назад

    ብጣዕሚ ደስስስስስይብልና ነዛ ውቅብትን ምጭውቲን ከተማና አሰመራና ብኽምዚ ክትገልጹና ከለኹም ንሕበን ንሑጎስ ቀጽልዎ ጥራሕ

  • @metkelzion3987
    @metkelzion3987 5 лет назад

    ናይ ፋሽሽቲ ካቶሊካውያን ጀነራላት ዝነበረ ህንጻስ ክንኮርዓሉ እሞ ከኣ ክንደይ ደቂ መሬት ብጭኮና ደም እናነብዑ ዝሰርሕዎ ዝነበሩ ናይ ባርነት ሓድግታት! !
    ደሓን ዓነውነው ኣቢልና: ብቕዲ ኣዱሊስን ጥንታዊ ህድሞታትና ብዘመናውነት ኣወሃሂድና ናትና ንመንነት ዝገልጽ ጌርና ክንሃንጾ ኢና ።

  • @akliluemahatsion4979
    @akliluemahatsion4979 5 лет назад

    Ayxelakukn dmxki akerarbaki mesitni alo so Good job 😍😘🙏

  • @elk5824
    @elk5824 5 лет назад

    ኣስመራ ጽብቂ ውቅብቲ ቅድስቲ ናይ እግዛቤር ሃገር ።መዕቆቢት ድኻታት ሓብሓቢት ጽጉማት ኣስመራ ኣብ ትሕቲ ጽላልኪ ተዓንጊሉ ዝኽሕደኪ እንተሎ ወይልኡ ምጭውቲ ከተማና መመልስኪ ጽብቅልና ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልኪ እቶም ዘይ ናቶም ከለኺ ናትና እንዳበሉ ዝጃህርሉኪ ዝነበሩ ህዝብኪ ኣጥፊኦም ናቶም ክገብሩኺ ዝሓለሙ እሞ ኽኣ ታርኺ ዘፈልጡ ወሪሮም ዝሓዙኺ ሕጂ ግርም ናይ ዋናታትኪ ምስ ኮንኪ ታሪኪ ንሰምዕ ኣለና ዕድመን ጥዕናን ንሙሉእ ህዝብን መንክስትን ኤርትራ ክብርን መጎስን ንሰማእታና እግዛቢሄር ምስ ኤርትራና ሓዳስ ኣምላኽ ይሓሉኺ ሽኮር ሃገረይ ምጭውቲ ኣሜን

  • @dobeeyu6582
    @dobeeyu6582 5 лет назад +3

    *ኣስመራ ናይ ኤርትራውያን ንኤርትራውያን እዞም ተጋሩ ደቓሉ ዓጋመ መኣድኹም ኣይኮነን ደሓር 'ኮ ደምኛ ህዝቢ ኤርትራ እኹም በኣኹም ዝደናገር ጹሩይ ኤርትራዊ የለን ዓይኒ ሕብርኹም ደስ ኣይበለናን መን ይርሶዖ ምሳኹም ብቀይሕ ደም ንታሕተት ቁማልኩም እከይ ግብርኹም ጥውይዋይ ልቡኹም ኣክብና*

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 5 лет назад

      ካብ ምንታይ ተበጊስካ ሕጂ ትጻረፍ ኣለካ ተጋሩ ኢላ ድያ እዛ ጓል ዘይትርስዕዎም ኢኩም ኣብ ደምኩም እንበር ኣትዮም።

    • @dobeeyu6582
      @dobeeyu6582 5 лет назад +2

      Asmera Natey *ንዓጋመ ዘርእይ ትግራዋይ ዘሎዎ ተግባራቶም እከይ ግብሮም ንዕኦም ኣይተቀመሙን ግን ሕድገት እቐሬ ኣይግብኦምን ጥራይ ዘይ ዘይ ኮነስ ተግባሮም እከይ ዘይ ረሳዕእ ድጉል ሓዊ እዩ ኣጋንትይ መቓብ ዝፍሕሩ ኣብ ቶኾምብያ ሻንብቆ እምነት ዘይ ብሎም ፍርሃት እዝጋብሄር ምስ ሬሳ ዝባእሱ እንስሳ ኣጋንንትይ ኣዛብይ ፍጥረት እሞ ዘይ ቃርጽ ተጻብእትይ ደምኛታት ትንኮሎም ሕስድንኦም ኣረሜን ግፍዖም ኢድ ሰቡኣዊ ኣብ ቅድሚ ሰብእተን ስድርኤን ዝዓመጹ ዝቐተሉ ዝዘመቱ ዝሰረቑ ጭካነ ዝመልኦ መን ይርስዖ ቀይሕ ደም ዝፈሰሰ መን ይርስዖ *

    • @awetberakinaykedemufwusant348
      @awetberakinaykedemufwusant348 5 лет назад

      Nmerahtka zeytmeat ab kalea tkeyd yelewun diyom Eritrawiyan koyom ndhrit zmeleswa

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 5 лет назад

      @@dobeeyu6582 እሞ እዚ ኣርእስቲ ብዛዕባ ተጋሩ ድዩ፡ ንስካ ኮ ኮመንትካ ምስቲ ኣርእስቲ ዝከይድ ክከውን ኣለዎ እንበር ከምዛ ዘባህረሩካ ኣብ ዝኮነ ስሞም ክትጽውዕ ንዓካ ውን ጽቡቅ ኣይኮነን ርስዕ ኣብሎም ዝሓወይ ከይትሓመና።

    • @dobeeyu6582
      @dobeeyu6582 5 лет назад +2

      Asmera Natey *በዓልካ ሓትካ መልሲ ተዋሂብካ በይናይ ልብኻ ሓትትካ መልሲ ንዓኻ ትግራዋይ ጥውይዋይ 20 ልቡኹም ኩሉኹም ኣሉታዊ ዝጸሓፍኩም ተምሊስካ ኣንብቦ በብዓልኹም ትፋለጡ ደቓሉኹም ተጋሩ ዓጋመ ኣይነተይን ልቢ ካብ ቴን ዕስራ*

  • @yonioqbay2316
    @yonioqbay2316 5 лет назад

    Xbuk akerarba haftey gn eti etxwieyo Asmatn msln bebeynu ykewn alo asmera zeynfelta sle zelena ka shweya nxgem ......kexllu

  • @technicaltube4817
    @technicaltube4817 5 лет назад +3

    ኣሕ ኣስመራ ሽኮር ሓንቲ መዓልቲ ክምለሰኪ ኢየ ።

  • @ወዲኤሪትራወዲባሕሪ
    @ወዲኤሪትራወዲባሕሪ 5 лет назад +5

    ወዲ ኣስመራየ ግን ኣብዚ ስዓት እዚ ታዝኸፈአት ርእሲ ከተማ ያ መኽንያቱ ሓድሽ ህንጻታት የብላን ኣብ ዓለም ካኣ እቲ ኣብ ገጹ ጉሁይ ህዝቢ ካኣ ኣብ ኣስመራ ኣሎ ን ህግደፍ ከተሳስዩ ኣይትንበሩ ሓሶት ሓጥያትዩ

    • @abitesfa7198
      @abitesfa7198 5 лет назад +2

      እታ ቅድሚ ሚእቲ ዓመት ዝነበረት ኣስመራ ብዘይ ዝኾነ ምምሕያሽ ኮፍ ኢላ ክትርኣ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ. ጽቡቅ ኣለካ ኣብዚ ሰዓት እዚ ሰብ ዝኸፍአ ናብራ ዝነብረላ ከተማ ኣስመራ ኮይና ኣላ ብዘይ ኢንተርነት,ሊቺ, ማይ, መግዓዝያ....ወዘተ

    • @biniambiniyam5266
      @biniambiniyam5266 5 лет назад +2

      እንታይ እሞ ወዲ ኣስመራ እንተኮንካ

    • @dobeeyu6582
      @dobeeyu6582 5 лет назад +1

      ታሓምበለ ኣኣ *ዓጋመ ተጋሩ ዘርእይ ናቶም ዘለዎም ብ ኣስመራ ብሓፈሻ ኤርትራ ዘይ ቀኒእን'እትይ ሉሙድ ሕስድንኦም ነውራም ዓይኖም ቡዳ ዝኾኑ ጎረቤት እንተ ጠምዮም ይልምንኻ እንተ ጸግቦም ይበኣስኻ. እዞም ተኻፊእው ዘይለ ኣብ ባይታ ፈጠራ ግርኩም ህዝቢ ዓለም ዝመስከረላ ጽባቐኣን ምስ ኣርትይ"ዴኮ ኣሰራርሓኣ ፉሉይ ቅዲይ ኣተሃናንጻ ጽፈትን ጽረትን ካብ ኣፍርቓ( 1)
      ቀዳመይትይ. ካብ ዓለም 4 ሰፍራ ሕዛ ዘላ ውቅብትይ ኣስመሪኖ ብኽኢላታት ናይ ዉዱብ ሕብራት ዓለም እንስኮ. ህዝቢ ኤርትራ ብቐደሙ ሙስጉን ሕያዋይ ፍሕሺው ከም ቀደሙ ተቐባሊ ጋሻ ብሰላም ዝቕበል ዘፋኑ ኣጋይሹ ሓያልን ለባምን ህዝቢ ኣለና ካብእው ምውላዱ ይሕግሰኒ ኤርትራዊ ምኻነይ ኣዝዩ የኽራዓኒ.ገለ ውሕዳት ምስ መግስትይ ጸልእና እልካ ምስ ወያነ ኮንካ ታሪኽን ክብርን ባህልን ንህዝቢ ኤርትራ ምጽላም ምክፋእ ተምጽዎ ፋይዳ የለን 2017 2019 ሩሑቕ ከይ ከትና ዓለም ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ረእሲ ከተማና ኣስመራ ልዑል ኣድናቖት ረኺባ. ንስኹም'ኮ እገዳ ጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራ ትምነዩ ምስ ወ ያነ ኩሉ ክፍኣት ዓቕምኹም ገርኩም ተሰዓርኩም ወያነ ከም ዝረኣኽሞ ተኸብክቡ ናብ መቐለ. ሎሚ ንስኹም ፉንፉናት ናይ ታርኽ ሓተላ እኹም ሻዕቢያ ህግደፍ ኣብ ዓዶም ኮፍ እሎም ኣለዉ. ንስኹም ኣብ ኪንድይ ንስርዓት ትብድሁ ነውራም መልሓስኩም ናብ ህዝቢ ኤርትራ ታርኹን ክብረቱን ከም ኣንጹ ኣኽላባት ዓድዋ
      ዉሕ ዉሕ ክትብሉ ክሳብ መቓብርኩም ግሓፍ ፍጥረት ይሃድም ኣብ ጎሓፍ ይድርበ*

  • @mrodratsion1652
    @mrodratsion1652 5 лет назад +3

    ካብቶም ቀዳሞት ሳብስክራይብ ዝገበርኩ ኣብዛ ቻነል ኣነ ኔረ ። ቀጽልዎ ጽቡቅ መደብ እዩ ዘለኩም።

  • @abelabi6782
    @abelabi6782 5 лет назад +3

    Italawian n asmera seb wueleta eyom nsom zhanexwo EU ksab hji zelo hgdef kefrs entezey koynu khanx akmi yeblun::

  • @ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ

    ኣስመራ ህግደፍ እንደሞ ዑና ጌርዋ ናዓኺ ዝኸውን መንግስቲ ዳኣ ይምጻኣያ እምበር

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 5 лет назад

    10፥13 ዘሎ ሓበሬታ ጌጋ እዩ ቤተክርስትያን እንዳማርያም ኢታልያዊ ኣይሃንደሶን እዚ ቅዲ ኣሰራርሓ ካብታ ቅድሚኣ ዝነበረት ቤተክርስትያን ቀዲሑ እዩ ኣዕብይዋ ኣንበር እቲ ቅዲ ናይ ኣቦታትና እዩ፡ ናይታ ቅድሚኣ ዝነበረት ቤተክርስትያንን ምስ ተሓደሰት ዘላን ቅዲ ሓደ እዩ፡ እንተርኢኩም ውን ኣብ ኢታሊ ነዛ ቤተክርስትያን ዝመስል ህንጻ የለን።

  • @jklmnk9596
    @jklmnk9596 5 лет назад

    Abzen zemexa 10-15 ametat tesfa egeber meleta Eritrea maebila kedmi mumatey kereia megnotey kemzesemer dema ayteraterrn. Xebuke delay....

  • @yourapollo5555
    @yourapollo5555 5 лет назад

    ዋና ኸተማ ናይ ኤረትራ አስመራ ኧያ ።

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 5 лет назад

    ኣስመራ ጣልያንሲ ሃኒጽዋ ኔሩ ዝጽግና ግን ስኢና ጽርግያ ተፋሒሩ ኩሉ ህንጻታት ቀለሞም ረጊፉ ኤፐ

  • @kidusmichael1741
    @kidusmichael1741 5 лет назад +1

    እታ ቀዳመይቲ ኣፓርታይድ ብተግባር ዝረኣየት ከተማ።

    • @metkelzion3987
      @metkelzion3987 5 лет назад

      እዚ መግዛእታዊ ናይ ካቶሊካውያን መንነት ምርኩስ ዝገበረ ብኽንደይ ደም ደቂ መሬት ዝግፍዕሉ ዝነበሩ መግዛእታዊ ሓድግታት ሲ ከመይ ኣቢሉ የኹርዕ;
      ክፈርስ ጥራይ እዩ ዘለዎ ብቕዲ ስነህንጻ ኣዱሊስን ጥንታዊ ኣተሃናንፃ ኣቦታትናን ነመንነትና ዝገልጽ ክንሃንጽ ኢና ።

  • @medabarsa8455
    @medabarsa8455 5 лет назад

    Xbuk aflto eyu gin niziyada xbukunet misti tigelxyo zelki eti photo win misu tezikeyd xbuk neru.

  • @betiiwedipiyasa5402
    @betiiwedipiyasa5402 5 лет назад +1

    mfras aytemxu bzey asmera Eritra entay ktmsl frki resa ztefetihet sebeyti papapa

    • @ተክልሜድያ
      @ተክልሜድያ 5 лет назад +1

      Xbuq aleka mchwti ketemana ktfers dlet wala hade eritreawi aykonen yegdas nferh hgdef keyenwa

  • @tesfitberhane9933
    @tesfitberhane9933 5 лет назад

    Asmera eta b hxret habereta tsake zela ztemeye hbreteseb hiza zela azya tehzneka ketema ab alem

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue5389 5 лет назад

    Aamara shikor.

  • @hayaluberha5887
    @hayaluberha5887 5 лет назад

    Kemty Kubur wed Gebeya zbelo fehahiroma ety kulu gulbet menesyat abey ateu. Hgdf kfresu nzeserh khsedu isayas asasera eu enber Hezby Eritrea ne Smera kuxery Hade mgbera neru

  • @berhenaizghi1034
    @berhenaizghi1034 5 лет назад

    Nifiati ketsliyo tsbuk akerarba!

  • @sebtelam2826
    @sebtelam2826 5 лет назад

    ጥልያን -ሃኒጽዋ -ህግደፍ የዕንዮማ ።ኣስመራ ቀደም ንእሽተይ ሮማ ትበሃል ነይራ ።
    ኣብ ግዘ ህግደፍ ከኣ ንእሽተይ ራማ ቀይሮማ አዞም ሓሳዳት፡ጽቡክ ዘይፈትዉ ተወልጀታት።

  • @asmerahalal8073
    @asmerahalal8073 5 лет назад +1

    Asmera shkor

  • @temetemimmm8557
    @temetemimmm8557 5 лет назад +1

    Higdef endemo yeaniywa

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean1570 5 лет назад +3

    ኣነ ኣብ ሂወተይ ክንዲ ኣስመራ ጌራ ተሕፍረኒ ከተማ የላን።ምክንያቱ መግዛእቲ ይጸልእን፡ ኣንጻር መግዛእትን ስለ ዝኮኑኩ።ኣስመራ ሓድኪ ናይ መግዛእቲ እያ፡ ስለዚ በስመራ ምንያት ማለት ንመግዛእቲ ኢድካ ምሃብ ማለት እዩ።ኣነ ዝኮርዓሉ፡ ናይ ኣቦታተይ ሓድኪ፡ ኣዱሊስን፡ቆሓይቶን መጣርን ወዘተ እዮም።ስለዚ እታይ ይርእየካ ህዝብና ጌና ኣብ መግዛእቲ ጥልያን ከም ዘሎ የረደኣካ።

    • @abitesfa7198
      @abitesfa7198 5 лет назад +1

      ድንቁርናኻ ሕዝካ ሱቅ በል በጃኻ

    • @eritreaneritrean1570
      @eritreaneritrean1570 5 лет назад

      @@abitesfa7198 ከመይ ማለት፡ ኩቡር ሓው፡ መግዛእቲ ትፈቱ ዲካ፡እስከ ገለ ወስ በለኒ።

    • @abitesfa7198
      @abitesfa7198 5 лет назад +1

      @@eritreaneritrean1570 እዚ መግዛእቲ ምፍታው ኣይኮነን ጻዕዳ ስለ ዝሰርሖ ናተይ ኣይኮነን ወይ ከኣ ኣይምልከተንን እዩ ማለት ግን ኣነ ካብ ድንቁርና ወጻኢ ካልእ ክብሎ ኣይክእልን እየ. ሕጂ ኣስመራ ኣብ UNESCO ክትምዝገብ እኮ ብ ስም ኤሪትራ እምበር ብ ስም ጥልያን ኣይኮነን ሕጂ በጻሕቲ መጺኦም ክሪኡ ኾ ን ኤሪትራ እምበር ጥልያን ትኸስቦ ነገር የለን. ወረ ኩሉ ግደፎ እዚ ኩሉ ህንጻ, ጽርግያ, Airport, electricity ጥልያን ተዘይ ሰርሖ መን ዶ ምሰርሖ እዩ እንዳ ህግደፍ ደኣ ርኢናዮም ኣብ 28 ዓመት ሓንቲ ሆቴል ጥራይ ሃኒጾም ንሳ ከማን ደሓን ይእቶ ሓደ ሃፍታም እዩ ሰሪሕዋ.

    • @millionokbaldet3772
      @millionokbaldet3772 5 лет назад

      @@eritreaneritrean1570 hawey etom gezati ko hanxexti ember zeserhewos erterawyan eyom

    • @eritreaneritrean1570
      @eritreaneritrean1570 5 лет назад

      @@millionokbaldet3772 እታይ ሃናጽን ሰራሕን እታይ እዩ ፍልልዮም። ናይዚ ህንጻ እዚ ዋናታትን መሃድሳትን ጥልያን እዮም፡ በዚ ህንጻ ተመካሕቲ ድማ እሶም እዮም፡ምክንያቱ ዋናታት ስለ ዝኮኑ።

  • @iseyasghirmay3867
    @iseyasghirmay3867 5 лет назад

    Asmara shkor bhaki kab Europa wn zefli yeblan

  • @HT-hs8ob
    @HT-hs8ob 5 лет назад

    Please saying history is not joke please don't lied kkkkkkkkk

  • @altenpflegeisteineberuf4368
    @altenpflegeisteineberuf4368 5 лет назад

    Meas eu kifris.tibil gnn aydasesikiyan,enda.mariam.ke bikemey eu teserihu ayhaberkinan

  • @ትግርኛናሽናሊስት
    @ትግርኛናሽናሊስት 5 лет назад +1

    ኣሰመራ ክትፈርስ ዘለዋ ቀዳመይቲ ከተማ ንባህልን መንነትናን ዘይትውክል ዑና ከተማ እዛ መስጊድ ቀዳመይቲ ክትፈርስ ያ

    • @dobeeyu6582
      @dobeeyu6582 5 лет назад +1

      ትግርኛ ናሽናሊስት ኣንታ ቆንዳፍ ዓጋመ ትግራዋይ ኣስመራ ንስላም ትቕርብ ሓማሴን ከለና መን እዩ ዘፍርሳ ክንደይ መስግድ ተስርሑ ድሕርይ ናጽነት ኣዴኻ ትቕጸሮ ከምኡ ቤተክርስትያን ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝኾነ ስፍራ ቦታ ክስራሕ ቕቡሉን ደግፍ ይግበረሉ ሓማሴን ትግረን ኣሕዋት እዮም ኣስመራ መዓረ ትብጸሖም ንኹሉ ኤርትራዊ ሓደ ትብጽሖ. ብሓንሳብ ኣብ መሪርን ጹቡቁን ምስ አስላም ኣሕዋትና ወድቅና ተቀብርና ተንስእና ኣዝየ ይሕበን እርትራዊ ምኻነይ*

  • @meadi2937
    @meadi2937 5 лет назад

    ata ezom ertrawian ena tblus seb bzserhelkum ktkoreu btaemi eyu zehfer

  • @yoelbereket2823
    @yoelbereket2823 5 лет назад

    Nera etay emo aniya do

  • @olufowobiwilliams9026
    @olufowobiwilliams9026 5 лет назад

    27amet kab hgdef mengsti Italian geziewa niaru hgdef mendef hnxa aenikum hzibi aenikum madre bda sahra girkum eritrea wela asmera atum hsewti aganeneti 👎😭😂😅☠️☠️🐃🔥

  • @tomasn5343
    @tomasn5343 5 лет назад

    Nesmera dagmay engliz zkone srate hgdef einiwa

  • @beckhamtsegaibeckham7434
    @beckhamtsegaibeckham7434 5 лет назад +1

    Ama meas ekum bzaba hzbkum ktzarebu ? Aysmeakmun du ezi kulu eritreawi enda haleke ?

  • @erimedia4683
    @erimedia4683 5 лет назад

    Hahaha eritreawi ke entay serihu

  • @asmeromkebrom6024
    @asmeromkebrom6024 5 лет назад +2

    kela zeynfelto tarik ando gda amxulna nayzom 666 gele mele amxu

    • @gergeyisak4598
      @gergeyisak4598 5 лет назад

      kkkkkkkkkk entay ktfeltelom

    • @abitesfa7198
      @abitesfa7198 5 лет назад +1

      ታሪክ ናይ ዓድኻ ገድፍኻስ ጽውጽዋይ ናይ 666? 666 ዝብሃል የለን ጽውጽዋይ እዩ. It's a myth.

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 5 лет назад

      @@abitesfa7198 መጽሓፍ ቅዱስ ጽንጽዋይ ክሳዕ ዘይኮነ እዚ ውን ጽንጽዋይ ኣይኮነን ሓወይ።

    • @johnilife5656
      @johnilife5656 5 лет назад

      @@abitesfa7198 መሳኺን ብጽንጽዋይ እንድዮም ዝነብሩ ኣሕዋትና ምጾታት ክብሉ ንዘልኣለም ክነብሩ እዮም ምጾታት ከይመጾም ባዕሎም ይኸድዎ ኣብ 2000 ዓምተምሕረት ኮኺብ ክወድቕ እዩ ይባሃል ንሰምዕ ኔርና ምሉእ ለይቲ ድሕሪ ናይ ሓድሽ ዓመት ሪሺ ምቱካሱ ክንጽበ ሓዲርና ሽዑ ምጾታት ምምጻእ ምስ ኣበየና ባዕሎም ይኸድዎ ኣለዉ

    • @abitesfa7198
      @abitesfa7198 5 лет назад

      @@johnilife5656 ናይ በሓቂ ካብቲ ኣስትውዕሉ ምስ ጊዜ ዝኸይድ እቲ ብ ተረት ዝንብር እዩ ዝብህዝሕ ካብ ህዝብና ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ንስኻ ከምዚ ትብል ተረኺብካ እምበር ብ ኮምኡ ከተርዲኦም ኣይትኽእልን እኻ. ኣብ ሃይማኖት ስለ ዘክሪሩ በቃ ኣይሰሙዕካን እዮም.

  • @selamonbreket4297
    @selamonbreket4297 5 лет назад

    Kkkkkkkkk felih ko

  • @wedijohn5139
    @wedijohn5139 5 лет назад +2

    kkkk እዋይ ህግደፍ ሲ ፉሉያት ኢኹም ጥልያን ዝሃነጾ ንመዓስ ከነፍርሶ ኢልኩም ከይ ደቀስኩም ትሓድሩ ኣበይ ሃኒጽኩም እንትርፎ ከተፍርሱ ፍሩሳት ርሲ

  • @hagosberhe3664
    @hagosberhe3664 5 лет назад +1

    ኣስመራሲ ሽኮር ነይራ እሞ ሸፋቱ ሳሕል እንደሞ ኣዳኪሞማ

  • @amanselomun188
    @amanselomun188 5 лет назад

    Entay emo afriswa endyu izi rgum sebay

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 5 лет назад

    ሰብ ኣጽኒትኩም መናድቕ ሒዝኩም ተሪፍኩም ታይ ረብሓ ኣለዎ

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 5 лет назад

      ኣታ ቆማል ትግራዋይ፡ ቆንዳፍ ዓጋመ፡ ካብዚ ገዛ ኤርትራውያን ውጻእ ።

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 5 лет назад

      ጎይታኻ ዩ ትግራዋይ ዳኣ ፡ኣታ ዕሱብ ናይ ጥልያንን ናይ ዓረብን
      መንነትካ ዩ ጸርፊ ኣይምሰልካ ኣታ ዘርኢ እሾኽ

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 5 лет назад

      ትግራዋይ ጎይታኻ፡ዓጋመ ዓድኻ ዩ ኣታ ዕሱብ ናይ ጣልያን

  • @Amanuel.Kidane12345
    @Amanuel.Kidane12345 5 лет назад

    ኢታሊ ሃኒጾም ኢሰያስ የዕኒዎ

  • @danielhabtom1629
    @danielhabtom1629 5 лет назад

    Entay eno higdef endemo yenemo

  • @menkemhard3358
    @menkemhard3358 5 лет назад

    Zeyfeltwa hanixoma zfltwa deqi ada ka yenwa alwo 30 amet hanti keygbrula ...,ezi bzey nxlaka gobeb ybhl ...,

  • @abelkiflai6594
    @abelkiflai6594 5 лет назад +1

    ነቶም ኣቦሓጎታትናስ ኤርትራውያን ትብልዮም ኣለኪ ክክክ ዝገርም ኢዩ ብምንታይ ዮም ኤርትራውያን ኮይኖም ብሕብሮም ባህሎም ስርዓተ ክብርታቶም ስለዚ ኤማ ኮነ ዋላ ዛ ጋዘጠኛ ይፈትወኩም ኢንዴን ዝንቡዕ ሓበረታ ግን ኣይንሕልፍ ኤርትራ ታይ ማለት ኢዩ ኢንታይ ኢዩ ከ ኤርትራዊ ባህሊ ታ ኤርትራ ንብላ ስም፡ከ ንመን ኢያ ትውክል ንትግርኛ ዋላ ነተን ካሎኦት ኢንዳን ቀቢላን ኢስኪ ወስ በሉኒ ኢንበር ሓደ ጥልያን መጺዩ ንስካ ኤርትራዊ ኢካ ኢሉ ስለ ዝሸለመካ ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ትግራዋይ ኣይኮንኩን ምባል ነውሪ ኢዩ ነቦታትና ከኣ ኢውርትራውያን ኣይትበልዎም መኒነቶም ኣክቢሮም ኢዮም፡ሃሊፎም።

    • @millionokbaldet3772
      @millionokbaldet3772 5 лет назад

      Entay tebel aleka keredani aykalen

    • @abelkiflai6594
      @abelkiflai6594 5 лет назад

      @@millionokbaldet3772 ንጽርቲ ኢያ ዝ ኢኣርከይ ንሕና ተጋሩ ኢንበር ኤርትራውያን ኣይ ኮናን ።

    • @millionokbaldet3772
      @millionokbaldet3772 5 лет назад

      @@abelkiflai6594 ane tegraway aykonkun
      Ane erterawi eye
      Zegenetey wen erterawi eye
      Mes tegray hade qanqa yezareb hade
      haymanot wen yamen zegenetey gen
      E R T E R A W I አ፥፥

    • @merhawirussom4476
      @merhawirussom4476 5 лет назад

      @@abelkiflai6594 ኣነ #ትግራዋይ #ጠላም የ በል, መን እዩ ኸ ትግርኛ ናይ ትግራይ ወይ ናይ ተጋሩ ኢልካ. ደሓር ከኣ ንስኹም #ግእዝ ድኹም ዋላ ናይ ኣእዱግ ትዛረቡ ኣይርደንን እዩ. ብዝኾነ ናትኩም ዘረባ #ትርጁማን የድሌና እዩ ንኽንርድኦ. Ok ኤርትራ ኢጣልያውያን እዮም ኢሎማ ትብል ኣለካ ቅድሚ ኤርትራ ምባላ ግን #ትግራይ ኣይኮነትን ኔራ. #ምድረ ባሕሪ

    • @dobeeyu6582
      @dobeeyu6582 5 лет назад +1

      Abel Kiflai *ዓጋመ ቆማል ትግራዋይ ፉንፉን ጹሉእን ኣብ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ.
      መን ከም ሰብ ሓስቡኩም ኣዛብይ ፍጥረት ንኤርትራዊ ዝዘመት ዝቐተለ ኣብ ቅድሚ ሰብኣያ ስድራኣ ዝዓመጸ ሓራስ ዘራኸሴ ብማርያም ኣኹሱም እንተ በልዎም ማርያም ኣኹሱም'ማ' ሸርሙታ ልኾነት ክክክ ክክክ
      ሓሳዳድ ተጋሩ ርህጹ ዘጥረዮ ኤርትራዊ ገዛ ገንዝበ ዘምትኩም ወርስኹም ኣምሓራይ ወይ ኦሮሞ ዘይ ገበሮ ኣብ ታርኽ ኢትዮጵያ ንስኹም ኣቱም እከይ ግብርይ ኣይትሓፍሩን ኣይትስከፉን ኤርትራዊ ትግርኛ ሹዑ ጥልያን ኮኑ ወይ ዓረብ ኮዩኑ ተራእይኹም ክትቀትልዎ ክትቕስልዎ ብፈንጂ ክትግሕፍዎ ግን ሎሚ ኤርትራዊ ጹቡቕ ገሩ ፈሊጥኩም እዩ. ጥውይዋይ 20 ልቡኹም ሓስውትይ ሰርቅትይ ለማኖ ከሓትይ ዝበልዓኩምሉ ጸሓልይ ትሰብሩ ኣሉ ቓልኩም ጥልውቱ ኣብ ሰከንድይ እምነት ፍርሃት ኣምላኽ ዘይ ብልኩም ኣጋንንትይ መቓብር ተኾንብያ ሻንብቆ ትፍሕሩ ሩኹሳት ፍጥረት ኣዛብይ ቀትርይ ተስተሩ ንኤርትራዊ ኣስላማይ ሐዉ. ንስኹም ብታርኽ ብግብርይ ደምኛ ህዝቢ ኤርትራ እኹም.
      ትግራዋይ ኣንጭዋ. ኤርትራዊ ጭዋ.
      ሺሕ ግዜይ ዓጋመ ትግራዋይ ዘርእይ ናቶም ዘለዎም እንተኾነ ሕያዋይ ኣይትእመን*
      ትግራዋይ እንተ ጠመይ ይልምነካ እንተ ጸገበ ይበኣሰካ*
      በረኸት

  • @wedihzbi5106
    @wedihzbi5106 5 лет назад

    Higdef endo emo aenyoma.
    N Eritrea Italian eyom hanixom higdef ka yennwu. Dictator zelwa hager ayhlfelan eyu.
    Wedi medhin berad eidka aytsan.

  • @kxenhye6941
    @kxenhye6941 5 лет назад

    amo hji tlyan zhanexo hgdef guhaf ka ksa hji hbrie wun lekyu kehedso aykalen zkone koynu tlyan b eritra mhlafu abi adel yu anber kab hgdef keteman xrgyan zeyblna mhalewe

  • @atoyaraya4582
    @atoyaraya4582 5 лет назад

    Teqrbwo Seinkums Asmara Kabten Zbeletsa Ketema Alemna Do Betsihkum Kkkkk Mqnay Tray Ember Gele Knsemie Ena 😃😃😃😃

  • @danielhadgu
    @danielhadgu 5 лет назад

    ኣስመራ ናይ ኤርትራውያን ንኤርትራውያን እዞም ተጋሩ ደቓሉ ዓጋመ መኣድኹም ኣይኮነን ደሓር 'ኮ ደምኛ ህዝቢ ኤርትራ እኹም በኣኹም ዝደናገር ጹሩይ ኤርትራዊ የለን ዓይኒ ሕብርኹም ደስ ኣይበለናን መን ይርሶዖ ምሳኹም ብቀይሕ ደም ንታሕተት ቁማልኩም እከይ ግብርኹም ጥውይዋይ ልቡኹም ኣክብና

    • @hanilovely8041
      @hanilovely8041 5 лет назад

      GebreYesus Amharu ke Adia gedifas hatnea tnafq. Flut nska Akar wey tororist eka