Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብሰላም እንተ ተረኺቡ በጃኹም ሞራልን ተስፋን ክኾኖ ዓቅምና ነዋጻሉ ንሓግዞ🙏🥰 ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ንኡሰይ🙏🥰
Bravo fani xbuk hasab au👍👍
ንፉዕ ፋኒ እወ ንሓግዞ ብኡ ንኽሓሶ እንበር እሳስ ኣረሜን እያ ለካሚኣ ይግበሮ።
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ጽቡቕ ሓሳብ አዩ ።
Amen Amen 🙏
ኣምላኽ ኣቦይ ባዕልኻ ሓልዎ🙏🙏🙏
naye bhaki. ktreshen. alowa. ajoka. sbaye. endika. aytzareb. haftey. khbek. Eyu englize ala
ኣጆኻ ጥራይ ብሂወትካ ሃሉ ክንሕግዘካ ኢና💞
ገፃ ይርሓቅ ንሓዋ ንወዲ ሃገራ ክንድዚ ጭካነ እግዚኦ ተዘከረነ ሰሃለነ
ጎይታዋይ እመብርኃን ጽላላ ተንብረልካ🤲ደሃይካ ክንሰምዕ ተስፋ አለና😢🎉
ኤህ ንበላ ለካሚኣ ይኹን በዘን ስድታት ኩላትና ኣዋልድ ንልከም ኣለና
ወይልኪ ሕማክ ዝገበርኪ እምበር ንሱስ ኣምላክ ክፈድየሉ ኢዪ ሓወይ ኣምላክ ንጽቡክካ ሃሲብዎ ይከውን ምሳካ ይኩን ፈታሪ ባእሉ
ሕጅስ ነዚኣ እንተቀተላ ሲ ኤርትራውያን ቀተልቲ የሕዋቶም ዲና ክንበሃል ኣሕሕ😢
Dey nsen si cara sle zeyelala ember qetilenom endiyen kabzi zkefi emo entay alo
ዝኣመንኪዮ ኣምላኽ ይጥለምኪ
እዚ ሓውና ጥራይ ብሂወት ይሃሉ ብብዓቕምና ክምንሕግዞ ድማ ርጉጸኛ ኢየ ብጣዕሚ ኢዩ ከብድኻ ዝበልዕ ኣምላኽ ምስኡ ይኹን🙏
ኣምላክ ይፍረደልካ ሓወዮ ጸኒሕናስ ገለ ኽንሰምኢ ኢኔ😢😢😢😢😢
God safe him 🙏 😥😥 nisa nay eada kitkifel alewa bihiwet seb seweta yelen
I agree with you
ኣምላኽ ይሓልኻ ዝሓወይ
Abayka ewe hawey 😢Egziabher amlak bealu edu yenbrelka ente nsa gn amlak nay eda yhaba seytan zkonet fitret 😢
አዚ ሰሃቅ ግደፍዎ ዘስሕቕ ኣይኾነን ወልሓደ ንሱ ጥራሕ ብሂወት ይሃሉ ኣጆኻ ኣለናኻ ንበሎ ጥራሕ ንሳ አግዛኣብሄር ናይ ኣዳ ክትረክብ አያ ቀስና ኣይትነብርን አያ ኣጆኻ ሓውና ኣለናኻ የሕዋት ኣለኹ ብለና 🙏🙏❤️
ዓገብ ከመይ ዝበልዋ ጨካን ፍጥረት እያ ሓዉ የብላንድዩ
Amlak msaka ykun hawey💪🏽💪🏽💪🏽
ዋይ ሓወይ ኣጆካ ኣለናልካ ንሕና
You are briliant ! 100 % Truth.(ነቲ ብዓልቲ ሓዳርካ ኣይኮነትን ንዝበለ'የ)
❤ Nufue Serahtena !!❤❤ Kubur Seb srah iu Zfetu ❤
ኣጅካ ንብሎ ገንዝብ ከአ ክሉና ነዋፅአሉ ሓውና ነድሕን pls ደሃዩ አንታይ alo🙏🙏🙏ሓደራ አስራኣኤል ዘለኩም yehwat❤️
ምስኪናይ ብገንዘቡ ጠፊኡ ዋይ ሓወይ
❤🙏🥰
ኣምላክ ምስኡ ይኩን ሓወኒ😢😢
ትኽክል ንሱ እዩ እቲ ሓቂ👍👍👍👍
ኣጆኻ ማዓረይ
Amen Amen zhawey Lekamia ygbero Eti genzeb Leksmia ykun Nbat koynu ymzasya ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Egzio meharena KIRSTOS 😢😢😢
ናይ ኢድኪ ይሃብኪ ፈጣሪ
ብሓቂ ተጋግያ
ብጣዕሚ ኣሕዙንን ኣነስ እዋይ ክንደይ ትጭክን እያ ግን😢😢😢😢
ነዚ ወዲ ዝበደለት ኣብ ዓይና ጥዕምቶ ይሓዝኪ
Amlak meska yken bro
bejakum yehwatey nhagzo
አብ ሓውካስ ክንድዝ ጭካነ 🥺🥺🥺አትን እንታይ ዩ ወሪድኪን 😭
ጽቡቅ ኣለኻ❤
ምስኪናይ ርሂጹ ዘምጽኦ ገንዘብ እባ መጻወቲ ጌራቶ
❤❤❤❤❤
ክንደይ ከርተት ኢሉ ዘምጽኦ ገንዘብሲ መጻወቲ ጌራቶ
uffff Hawey nty💔😭
Wellcome fnaney ❤
እዋይ ሐወይ ስሚ ትብላዕ ከሕዝነካ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Ewayyy haweyy 😢 rahaxe seb mestakum ybxahayen
አምላኽ ይጥለማ
እዉ ረጊምካ ክትክእሎ
ንሓግዞም ነዞም ዝተበደሉ ሞ ተን በዲለኖም ገንዘቦም ዘይህቦም ካ ኩልና ጽብሔን ክጽልምት ዘይፈለጥወን ከይቀርብወን ፎ ንበለን ሰብ መምሃሪ ይኮና ።
ዓልቀ በሊዓ ጋሕ ትበል 🥺
ኡፍፍፍፍፍ ከሕዝነካ
ኣትን ኣዋልድ ሂወትክን ባዕልኽን ኣይተባላሽዋ
Wellcome
Haftey menabrtey kitkoneni elu kab kebdi adu amxius ezi aygbon eyu bunet mskinay 😫amlak msaka ykun kbur hawna 🥺
😢
Ageb ageb Newri ajoka amlak xena yebzhalka hawemey. Ajoka
ኣዋይ ኣብዛ ዓለም ኩሉ ወዮ እዩ ተሓገዝካ ትጽረፍ ተዘይ ሓገዝካ ትጽረፍ
Ewayyyy heway merayi ajoka nayi eda aytsena 😢😢😢😢😢😢😢
ለካሚኣ ይግበሮ ቁርሕቲ
ኣጆኻ ዝሓወይ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣክ ዓለም ጨካን ንምስኪን ሰብ ዘይትከውን ግዜ ለዋህን ደላዪ ሓዳር ተኮይንካ ኣይኮነልካን ኢዩ በቃ ንተን/ነቶም ስግንጢራት ኢዩ ዝኮነሎም 😢😢😢😢
👏👏❣️❣️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❣️❣️❣️👏👏👏
ዋይ ሓወይ ከሕዝነካ
ዋይ ሓወይ ሓፍተይ ዝበልካያ ሰይጣን ኮይናትካ
Ageb nbela nab masimeda newuxaya chekan ftret
ፍቅሪ እምነት ተሪፉ
Tkikil zhawey👍👍
ዋይ ሽግር
ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
በጃኩም እንኳዕ ትግራወይቲ ከይትከዉን😢
Ajokh hawey amlkih alow
ኣይንጸላካን ዘረባኻ ሓቂ እዩ እዚም ኣብ እስራኤል ዘለዉ ብኹሉ መሻኪን ገርህታት እንድዮም ኮይኖም ሰላም ይግበረልና .
እምነት ጠፊኣ
ሽግር እዩ ምስኪናይ
ከምገለ ዝኾነ ግዜ
ምስኪን ወዲ ጠሊምኪ ኣበይ ከይጥዕመኪ
Aty hafty enty ketrkebe tebdelyo thute wedy Seram sebuke aygebrkene 😢😢
Anes baka gal mukaney atn yehwatey tay eyom bedilom nezom yehwatnas ngodom gdefa bejakn offff hawey egziabiher amlak msaka ykun 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ብሓቂ ተጋጊኺ ጨኪንኪ
Ageb😢😢😢😢
ኣይትብልዓየን ክንደይ ከ ትደፍር 60 ሽሕ ይለክምኣ ድህልቲ
አጆካ ድበለጸ ክህበካ እዩ❤
ajoka Hawey 🥹🥹
ሓናቂኺ ይግበሮ
ስዲ እያ እዚኣ
Ahhhh ezi wedi s kebdey belieni😢😢😢
😢😢😢😢
Hawey nty sorry
ባዓለገ እያ
Eh ata ezi wedi egzabher yihalewo entay ainet hatyat zelanena bejakueim ere kedengseka
ሓዉ የብላንድዩ
ስድራ እንተ ሃልዮማ ገንዘቡ ትምለሰሉ ይዛረብዋ
ባኦኣለገ እያ
ኣጆኻ ግዜ ይነውሕ ይኸውን ናይ ኢዳ ክትረክብ እያ
So sad zeyreakayo yfterelka hawey ajoka xnae
Fani hawey genzeb nayzi wedi kimiles alowo
ኣቤት ክትጭክን ከምዚ ግርካ ሰርሒካ ኣምጽኢካያ ክትጠልም ክልተ ሞት😢😢
Haway natay
ኣጆኻ
Amlaki yihalka
ኔው በለን ንዓይ ከምኡ ኣጋጢሙኒ ቁርጡም ኣቢለያ 20.000 ከፊለ ኣእትየያ ካናዳ ካብ ካልእ ወሊዳ ሸንዲሓትኒ
Kem beal kemzia harideka hawi ketndeden tsebuk eyu wala wen hateyat yebelun eza resah amnzera gen nab tekedo yebelan kethenek eya.Atum awedat ata bejakum endo ezi hawena heji neza amnzera kebel nay Canada kehrer 10 mot eyu ezom deqi geza hamele waladeresomen habereta kethebu ina nelabo kemzia amnzera kethekof aygebean.
ኣንታ አዚ ኣብ መኪና ዝልፍልፍ ወዲ ጸላኹ ኣንጭዋ የመሰል ነመን ወዲ ክመክር አዚ..... አዚ ሓዋላ ምሕዋል ኽም ባህሊ ይወርስ ኣሎ 😂😂😂በቃ
ብሰላም እንተ ተረኺቡ በጃኹም ሞራልን ተስፋን ክኾኖ ዓቅምና ነዋጻሉ ንሓግዞ🙏🥰 ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ንኡሰይ🙏🥰
Bravo fani xbuk hasab au👍👍
ንፉዕ ፋኒ እወ ንሓግዞ ብኡ ንኽሓሶ እንበር እሳስ ኣረሜን እያ ለካሚኣ ይግበሮ።
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ጽቡቕ ሓሳብ አዩ ።
Amen Amen 🙏
ኣምላኽ ኣቦይ ባዕልኻ ሓልዎ🙏🙏🙏
naye bhaki. ktreshen. alowa. ajoka. sbaye. endika. aytzareb. haftey. khbek. Eyu englize ala
ኣጆኻ ጥራይ ብሂወትካ ሃሉ ክንሕግዘካ ኢና💞
ገፃ ይርሓቅ ንሓዋ ንወዲ ሃገራ ክንድዚ ጭካነ እግዚኦ ተዘከረነ ሰሃለነ
ጎይታዋይ እመብርኃን ጽላላ ተንብረልካ🤲ደሃይካ ክንሰምዕ ተስፋ አለና😢🎉
ኤህ ንበላ ለካሚኣ ይኹን በዘን ስድታት ኩላትና ኣዋልድ ንልከም ኣለና
ወይልኪ ሕማክ ዝገበርኪ እምበር ንሱስ ኣምላክ ክፈድየሉ ኢዪ ሓወይ ኣምላክ ንጽቡክካ ሃሲብዎ ይከውን ምሳካ ይኩን ፈታሪ ባእሉ
ሕጅስ ነዚኣ እንተቀተላ ሲ ኤርትራውያን ቀተልቲ የሕዋቶም ዲና ክንበሃል ኣሕሕ😢
Dey nsen si cara sle zeyelala ember qetilenom endiyen kabzi zkefi emo entay alo
ዝኣመንኪዮ ኣምላኽ ይጥለምኪ
እዚ ሓውና ጥራይ ብሂወት ይሃሉ
ብብዓቕምና ክምንሕግዞ ድማ ርጉጸኛ ኢየ ብጣዕሚ ኢዩ ከብድኻ ዝበልዕ ኣምላኽ ምስኡ ይኹን🙏
ኣምላክ ይፍረደልካ ሓወዮ ጸኒሕናስ ገለ ኽንሰምኢ ኢኔ😢😢😢😢😢
God safe him 🙏 😥😥 nisa nay eada kitkifel alewa bihiwet seb seweta yelen
I agree with you
ኣምላኽ ይሓልኻ ዝሓወይ
Abayka ewe hawey 😢Egziabher amlak bealu edu yenbrelka ente nsa gn amlak nay eda yhaba seytan zkonet fitret 😢
አዚ ሰሃቅ ግደፍዎ ዘስሕቕ ኣይኾነን ወልሓደ ንሱ ጥራሕ ብሂወት ይሃሉ ኣጆኻ ኣለናኻ ንበሎ ጥራሕ ንሳ አግዛኣብሄር ናይ ኣዳ ክትረክብ አያ ቀስና ኣይትነብርን አያ ኣጆኻ ሓውና ኣለናኻ የሕዋት ኣለኹ ብለና 🙏🙏❤️
ዓገብ ከመይ ዝበልዋ ጨካን ፍጥረት እያ ሓዉ የብላንድዩ
Amlak msaka ykun hawey💪🏽💪🏽💪🏽
ዋይ ሓወይ ኣጆካ ኣለናልካ ንሕና
You are briliant ! 100 % Truth.(ነቲ ብዓልቲ ሓዳርካ ኣይኮነትን ንዝበለ'የ)
❤ Nufue Serahtena !!❤
❤ Kubur Seb srah iu Zfetu ❤
ኣጅካ ንብሎ ገንዝብ ከአ ክሉና ነዋፅአሉ ሓውና ነድሕን pls ደሃዩ አንታይ alo🙏🙏🙏ሓደራ አስራኣኤል ዘለኩም yehwat❤️
ምስኪናይ ብገንዘቡ ጠፊኡ ዋይ ሓወይ
❤🙏🥰
ኣምላክ ምስኡ ይኩን ሓወኒ😢😢
ትኽክል ንሱ እዩ እቲ ሓቂ👍👍👍👍
ኣጆኻ ማዓረይ
Amen Amen zhawey Lekamia ygbero Eti genzeb Leksmia ykun Nbat koynu ymzasya ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Egzio meharena KIRSTOS 😢😢😢
ናይ ኢድኪ ይሃብኪ ፈጣሪ
ብሓቂ ተጋግያ
ብጣዕሚ ኣሕዙንን ኣነስ እዋይ ክንደይ ትጭክን እያ ግን😢😢😢😢
ነዚ ወዲ ዝበደለት ኣብ ዓይና ጥዕምቶ ይሓዝኪ
Amlak meska yken bro
bejakum yehwatey nhagzo
አብ ሓውካስ ክንድዝ ጭካነ 🥺🥺🥺አትን እንታይ ዩ ወሪድኪን 😭
ጽቡቅ ኣለኻ❤
ምስኪናይ ርሂጹ ዘምጽኦ ገንዘብ እባ መጻወቲ ጌራቶ
❤❤❤❤❤
ክንደይ ከርተት ኢሉ ዘምጽኦ ገንዘብሲ መጻወቲ ጌራቶ
uffff Hawey nty💔😭
Wellcome fnaney ❤
እዋይ ሐወይ ስሚ ትብላዕ ከሕዝነካ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Ewayyy haweyy 😢 rahaxe seb mestakum ybxahayen
አምላኽ ይጥለማ
እዉ ረጊምካ ክትክእሎ
ንሓግዞም ነዞም ዝተበደሉ ሞ ተን በዲለኖም ገንዘቦም ዘይህቦም ካ ኩልና ጽብሔን ክጽልምት ዘይፈለጥወን ከይቀርብወን ፎ ንበለን ሰብ መምሃሪ ይኮና ።
ዓልቀ በሊዓ ጋሕ ትበል 🥺
ኡፍፍፍፍፍ ከሕዝነካ
ኣትን ኣዋልድ ሂወትክን ባዕልኽን ኣይተባላሽዋ
Wellcome
Haftey menabrtey kitkoneni elu kab kebdi adu amxius ezi aygbon eyu bunet mskinay 😫amlak msaka ykun kbur hawna 🥺
😢
Ageb ageb Newri ajoka amlak xena yebzhalka hawemey. Ajoka
ኣዋይ ኣብዛ ዓለም ኩሉ ወዮ እዩ ተሓገዝካ ትጽረፍ ተዘይ ሓገዝካ ትጽረፍ
Ewayyyy heway merayi ajoka nayi eda aytsena 😢😢😢😢😢😢😢
ለካሚኣ ይግበሮ ቁርሕቲ
ኣጆኻ ዝሓወይ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣክ ዓለም ጨካን ንምስኪን ሰብ ዘይትከውን ግዜ ለዋህን ደላዪ ሓዳር ተኮይንካ ኣይኮነልካን ኢዩ በቃ ንተን/ነቶም ስግንጢራት ኢዩ ዝኮነሎም 😢😢😢😢
👏👏❣️❣️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❣️❣️❣️👏👏👏
ዋይ ሓወይ ከሕዝነካ
ዋይ ሓወይ ሓፍተይ ዝበልካያ ሰይጣን ኮይናትካ
Ageb nbela nab masimeda newuxaya chekan ftret
ፍቅሪ እምነት ተሪፉ
Tkikil zhawey👍👍
ዋይ ሽግር
ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
በጃኩም እንኳዕ ትግራወይቲ ከይትከዉን😢
Ajokh hawey amlkih alow
ኣይንጸላካን ዘረባኻ ሓቂ እዩ እዚም ኣብ እስራኤል ዘለዉ ብኹሉ መሻኪን ገርህታት እንድዮም ኮይኖም ሰላም ይግበረልና .
እምነት ጠፊኣ
ሽግር እዩ ምስኪናይ
ከምገለ ዝኾነ ግዜ
ምስኪን ወዲ ጠሊምኪ ኣበይ ከይጥዕመኪ
Aty hafty enty ketrkebe tebdelyo thute wedy Seram sebuke aygebrkene 😢😢
Anes baka gal mukaney atn yehwatey tay eyom bedilom nezom yehwatnas ngodom gdefa bejakn offff hawey egziabiher amlak msaka ykun 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ብሓቂ ተጋጊኺ ጨኪንኪ
Ageb😢😢😢😢
ኣይትብልዓየን ክንደይ ከ ትደፍር 60 ሽሕ ይለክምኣ ድህልቲ
አጆካ ድበለጸ ክህበካ እዩ❤
ajoka Hawey 🥹🥹
ሓናቂኺ ይግበሮ
ስዲ እያ እዚኣ
Ahhhh ezi wedi s kebdey belieni😢😢😢
😢😢😢😢
Hawey nty sorry
ባዓለገ እያ
Eh ata ezi wedi egzabher yihalewo entay ainet hatyat zelanena bejakueim ere kedengseka
ሓዉ የብላንድዩ
ስድራ እንተ ሃልዮማ ገንዘቡ ትምለሰሉ ይዛረብዋ
ባኦኣለገ እያ
ኣጆኻ ግዜ ይነውሕ ይኸውን ናይ ኢዳ ክትረክብ እያ
So sad zeyreakayo yfterelka hawey ajoka xnae
Fani hawey genzeb nayzi wedi kimiles alowo
ኣቤት ክትጭክን ከምዚ ግርካ ሰርሒካ ኣምጽኢካያ ክትጠልም ክልተ ሞት😢😢
Haway natay
ኣጆኻ
Amlaki yihalka
ኔው በለን ንዓይ ከምኡ ኣጋጢሙኒ ቁርጡም ኣቢለያ 20.000 ከፊለ ኣእትየያ ካናዳ ካብ ካልእ ወሊዳ ሸንዲሓትኒ
Kem beal kemzia harideka hawi ketndeden tsebuk eyu wala wen hateyat yebelun eza resah amnzera gen nab tekedo yebelan kethenek eya.
Atum awedat ata bejakum endo ezi hawena heji neza amnzera kebel nay Canada kehrer 10 mot eyu ezom deqi geza hamele waladeresomen habereta kethebu ina nelabo kemzia amnzera kethekof aygebean.
ኣንታ አዚ ኣብ መኪና ዝልፍልፍ ወዲ ጸላኹ ኣንጭዋ የመሰል ነመን ወዲ
ክመክር አዚ..... አዚ ሓዋላ ምሕዋል ኽም ባህሊ ይወርስ ኣሎ 😂😂😂በቃ