Your fictions does NOT deceive the Eritreans who had been members of EPLF since the inception of EPLF in 1970. Unless you are suffering from lack of memory, amnesia & dementia, your story is totally messed up for those of us who spent all our lives in the EPLF.
Selamat Lingo, Thank you for providing some context and color about Tekle Aden. Until now, the only thing I knew about him was his betrayal of Sewra and how he ultimately escaped justice. One of the things that is so special about Algena Culture and Research is your insistence on focusing on historical facts and available evidence and less emphasis on opinion and conclusions. In an era in which being objective and level-headed is perceived as fence-sitting or worse, what you're providing to Eritreans is far more valuable than historical lessons. I believe your approach to recounting the past has a viable chance to influence others and ground our public discourse in intellectual honestly and integrity. Keep up the superb work, brother Lingo.
Even as a grade six student at that time, we were well aware of tekle aden and another traitor and his friend name haile . He was a narcissist sociopath who was abusing Eritreans in bars and coffee shops at that time . And we used to say to each other where are our Fedayn when you need them ?
FYI: Before being replaced by Ghebreghziebr WITCHU, Tekle Aden was Commander of the 4th brigade in Alghena, Debri'Emen & Ela'Tsaeda since 1978. Therefore, Tekle Aden was NOT pleased to be pulled from the front line & assigned to Medical department & finally to Security Department (Halewa Sewera), which made him angry & surrender to the derg.
Lingo do you have any idea why he was left the struggle by then? Because I was in Ethiopia and my family knew more about him so I was heard about him a lot but it’s not from main source
Teckle Aden,what i know is in Addis Abeba ,he killed innocent Eritrean inside the bar,at the result of that horrible crime.he spent some years in alem beckagne prison.after long prison time left Ethiopia & resided in Netherland .
Be appreciated for the neutral view. That's how life is, let alone other people ,we betray ourselves too. And this Our History. The one who knows history can predict the future and manage the present.
Lingo, I know you did not mean it, but the content and the title of the video is hurtful, whether the subject matter it is a rumour or a fact/truth. It is so private and personal. By the way, almost one hundred percent of what is said about people is false rumours, smear, and slander. I stopped listening to and believing people in my mid-twenties. Even if what is said is true, people have no right or moral to talk about other people's health or situation. At least I am sure they wouldn't be talking about the person if that person were their parent, their sibling, or their child. "ዘይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ።" እዩ። Please remove this video and please do not make such videos in the future. Stick to the beautiful culture of our ancestors, who would consider this as Newri(taboo). I think even the culture of EPLF would disdain this. Also, please do not use pictures of the barbaric, evil leaders of Ethiopia. Please do not change. Thanks Lingo.
Tekle Aden and tekie keshe are strong fighters but these traitors have done a lot of damage to Eplf and the underground supporters of Eplf residing in Asmara
ጽቡቅ መደብ ሊንጎ፡ ናይ ሳልሕ ሳበ ካኣ ሓደ መዓልቲ ኣቅርበልና ኢካ፡ ንጹር ሓበረታ ክኮነልና
ሰላም ሊንጎ ሰላም ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ፕሮግራም Thank you So Much 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታሪኽ ተኽላይ ዓደን ኣይተንክፍካዮን። ኣብኡ ዝነበርናን ምስኡ ዝነበርናን ብኡ ዝትቐጥቐጥናን ብሂወትና ዘለና ከምዘለና ረሲዕካ።
ኣነ ብ1975 መጀመሪያ ወርሒ ገጹ ኣብ ቢለቃት ሓለዋ ስውራ ተኣሲረ ነይረ። ብተኽላይ ዓደን ተቐጥቒጠ። ካብ ኢትዮጽያ ዩኒቨርስቲ ቀሃስ ንመንካዕ ነጻ ክተውጽእ ኢኻ መጺእካ ኢሉዩ ዝቕጥቕጠኒ ነይሩ.።
ኣነ ብግዚየ ጃንሆይ ኣብቲ ናይ ዩኒቨርሳል ተመሃሮ ምንቕስቓስ ይነጥፍ ነይረ። ካብቶም ያልተገራ ፈረስ ተፈሪ ብላቹ
ከማይ ጨው ደምብሮ ለንደን ገባላቹ
ዕቓ ጠፍተዋል ኣሉ ምንድነው ነገሩ
ልፍለጋ እንዲመች ይገልበጥ ወንበሩ
እንደ ሆቺሚኒ
እንደ ቸ ጉቨራ
ፋኖ ተሰማራ ወዘተ ካብ ኢሎም ሰላማዊ ሰልፊ ዝገበሩ ስለ ዝነበርኩ ብ1972-73።
ኣብ ጎጃም ደብረማርቖስ 3ት ወርሒ ተእሲረ ካብ ትምህርቲ ንዓመት ተቐጺዐ።
ብ1974 ክስለፍ ከለኹ ተኪኣ ቐሺ ሽዑ መራሕ ሓይሊ ኣብ ባሕሪ ባራ ቐጥቂጡኒ። ኣብዚ 20 ገባር ኣለው 2ተ ሰሙን ትዕለሙ ብድሕሪኡ ሲሞኖፍ ወይ ጋንዲየ ሒዝኩም ኣንጻር ዓማን ኣምሓራን ትዋጉኡ ይብለኒ። ኢሳያስ ኣብ ጥቓና ርእሲ ዓዲሎ። ንመስዋእቲ መጺኣ ኣለኹ እቲ ፕሮግራም ናይቲ ዝስዋኣሉ ውድብ ክፈልጦ ኣለኒ ስለዝበልኩ። ተኪኣ ቐሺ ሕጂ ኣብ ኣመሪካ ክም ዘሎ ይፈልጥ።
ኣን ክስለፍ ከለኹ መንካዕ ተኣሲሮምዮም ጸኒሖምና። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ድማ follow The Nile ኢሎም ነፋሪት ጠሊፎም ንሜዳ ከም ዝኸዱ ከም ሕከያ ኣብ ሃይስኩል ንሰምዕ ነርና። ብዕድመ ብትምህርቲ ብዓዲ ብዝምድና ዘራኽብ ኣይነበረንን። ምእሳሮም ኣብ ታዕሊም ገብረሚካኣል ወዲ 4ተን ሸሪፎንዮም (ማሕሙድ) ኣዕናዊ ምንቕስቓስ 73 ኢሎም ዝገለጹልና። ምእሳሮም ሽዑየ ፈሊጠ። ሕቶ ሓቲተ ብዛዕባ እዞም ሰባት ዝምልክት ኣውራጃዉያን + ሕሉፋት ጸጋማውያን ዝበሃል ኣስተምህሮ ዩ ዝወሃብ ዘሎ። ጌጋዩ ድማ ወይ ብጸጋም ወይ ብየማንነት ክኽሰሱ ኣለውም ኢለ ስለዝሓተቱኩየ ናብ ተኽላይ ዓደን ዝተላኣኽኩን ዝተቐጥቐጥኩን።
ተኽላይ ዓድን + ተኪኣ ቐሽን ናብ ደርጊ ኢዶም ሂቦም ምኽንያቱ ናይ ሰለሙን ወልደማርያም ስለ ዝነበሩ። ኣነ ክስለፍ ከልኹን ንሳቶም ዝኸዱሉን ኣብ ህሓሓኣ ዝነበረ ናይ ስልጣን ሽርክና ምቅርራሕ ኣብ መንጎ ኢሳያስን ሰለሙንንዩ ነይሩ።
ስጋብ ሰለሙን ዝእስር ናይ ንክልቲኦም ብሰዓብቲ ድላዮምዮም ዝገብሩ ነይሮም።
ተኪኣ ቐሺ 1976 ክምርዖ ከሎ ኣብ ድርፎ ጥቓ ዓዱ ዓዲ ንፋስ መርዓ ክልኩል'ዩ ነይሩ። ናይ ሓጎስ ተኹስታት ተተኩሱዩ። ኣብ ህሓሓኣ ኣንካን ጥይት መርፍእ ውድብ ውን ትኹን ዘጥፈኣ ሞትዩ ፍርዱ። ብጣስ ወረቐት ውድብ ገይሩ ትምባኾ ሽጋራ ዘትክኽ ውን ከምኡ። ኣብ ናይ ተኪኣ ቐሺ መርዓ ዝተገብረን ዝተትኮሰ ጠያይትን ኣመልኪቶም ዝሓተቱ ኣባላት እታ ኣብኡ ዝነበረት ሓይሊ ሽዑ ንሽዑ ተሸሪቦምዮም።
ተኽላይ ዓደን ብ1977 ሻዕብያ ደቀምሓረ ምስ ኣተወት ኣንስቲ ኣቕሽሽቲ ከተረፋ ኣብ ቕድሚ ሰብኡተን ይጋሰስ ነይሩ ካልኦት ላዕለዎት መራሕቲ ውን ኣብኡ ነይሮም። ወዲ ደቐምሓረየ ተራ ተጋዳላይ ክለኹ ሓበረታ ይረክብ ነይረየ ዝዓብኹሉን ሲጋብ ዩኒቭርሲቲ ዝኣቱ ዝተማሃርኩሉን ስለ ዝኾነ። ሰለሙን ምስ ተኣስረ ፥ ተኪኣ ቀሽን ተኽላይ ዓደንን ከምኡ ውን ሃይለ ወልደስላሴ ብ 1973 ኣብ ህሓሓኣ ሓለዋ ሰውራ ዝሰርሕ ዝነበረ ናብ ጀብሃ ዝኸደ ኣብ ጀብሃ ኣብ ጽጥታ መጎራይብ ምስ መልኣከ ተኽለ ዝተመደበ ናብ ደርጊ ኢዶም ሂቦም፥ ሻዕብያ ስግኡ ዝበልዕ ኣራዊት ምኻኑ ስለዝፈለጡ ጥራሕ ዘይኮነስ ንሶም ኣካል ናቱ ስለ ዝኾኑ።
ሚስጢራዊ ሰልፊ ዝበልካዮ እቲ ናይብሓቒ ዝቓለስን ዝእሰርን ይፈልጥዩ። ኣነ ወርሒ ሓደ 1975 ድሕሪ ምቕጥቃጥ ብተኽላይ ዓደን ናብ ሓይሊ ዓሊኢብሪሂም ጋንታ ማሕሙድ ሃንደበት ክለኹ ኢህሰስ ክምዘላ ዲሒራ ኤማስ ከምዝተቐየረት ይፈልጥ። ንኽልቲኣን ዘቓልዑን መጀመሪያ ን ተኽላይ ዓደን ኣይኮነን። ኢህሰስ መጀምርያ ካብ ዘቓልዑ ሓደ ብሂወቱ ኣሎ። እቲ ን ኣማስ ንመጀምርታ ዘቓለዓ ድማ ቅድሚ ናጽነት ሻዕብያ ኣብ ካርቱም ብኻራ ጠበቢሕዎዩ።
እቲ ብ1994 ሕብእቲ ሰልፊ ዝፈረሰት ዝበልካዮ ድማ ኢሳያስ ንምንታይ ፈሪሳ ኢሉ ኣነ ይፈልጥየ ካልኦትውን። ተቃሊዓ ስለዝኾነት።እቲ ኣብ ጉባኣ ብተጋደልቲ ዝተመርጹ ዝበልካዮ ጌጋዩ። በቲ ጉባኤ ንኽግበር ኢሳያስ ዝመረጻ ኣቐራረቢት ሽማግለ 10 ኣባላት ጰጥሮስ ሰለሙንን ስብሓት ኣፍረምን ዝመርሕዋ ሕቶ ሓቲተ ዝተኣሰርኩሉዩ ኣብ ፍልፍል፥ ብጻይ ጎይቶኦም ድማ ካብ ከባቢ ባርካ። ድሕርቲ ጉባኣ ድማ ኣብኡ ካብ ዝተሳተፉ ትሕተ ባይታ ኣባላት።
ታርኽ ኣይሕከኽንዩ። ክትሓኮ እንተፈቲንካ መሊሱዩ ዝውላዕ።
ኣብ መወዳእታ ንሓበረታኻ ኣብ ታሪኽ ዕጥቃዊ ቃልሰይ መራሕ መስርዕውን ኮይነ ኣይፈልጥን።
ብ2019 ኣብ ዩ ቱብ ቑራጽ ዓለባ ፖለቲካ መራሕቲ ወያነ ኣብ ግዝየ ቑሪ እግርን ርእስን ዝበልክዋ ሕጂ ሓቒ ኮይና ስለዘላ ንዓኻን ንተኻተልትኻን ይጋብዘኩም።
Gedim Tegadalay Alene Medhane
Part5.1
ፈራሕ ኢኻ ዒራ ነቲ ውድብ ገዲፎሞ ኢልካ ክተጸልሞም ደሊኻ ቕንዕና ተዝህልወካ ነቶም ገበርትን ሓደግትን ኣብቲ ውድብ ምጠቀስካ፡ ንስኻ ግን ንተክላይ ዓደን ክተጸልም ኢልካ ኢኻ፡ ተኽላይ ዓደን ዳሓር ኢዩ ሓለዋ ሰውራ ዝኮነ ኣብዚ ትብሎ ዘለኻ መራሒ ቦጦሎኒ፡ ጸኒሑ መራሒ ብርጌድ 51 ኢዩ ነይሩ፡ ብድሕሪ 1978 ኢዩ ሓላፊ ሓለዋ ሰውራ ዝከውን።
You are one of our historical guys stay silent time will come.
Your fictions does NOT deceive the Eritreans who had been members of EPLF since the inception of EPLF in 1970.
Unless you are suffering from lack of memory, amnesia & dementia, your story is totally messed up for those of us who spent all our lives in the EPLF.
ኣያ ከምኡ ጌርካ ታሪክና ኣፍልጠና ሰኣን ኣፍልጦ ብዙሕ መንእሰይ ይጠፍእ ኣሎ።
Selamat Lingo,
Thank you for providing some context and color about Tekle Aden. Until now, the only thing I knew about him was his betrayal of Sewra and how he ultimately escaped justice.
One of the things that is so special about Algena Culture and Research is your insistence on focusing on historical facts and available evidence and less emphasis on opinion and conclusions. In an era in which being objective and level-headed is perceived as fence-sitting or worse, what you're providing to Eritreans is far more valuable than historical lessons. I believe your approach to recounting the past has a viable chance to influence others and ground our public discourse in intellectual honestly and integrity.
Keep up the superb work, brother Lingo.
ሰላም ሊንጎ ጽቡቕ ስራሕ ወዲ ባሻይ ማእከላይ ሽማግለ ዝነበረ ውን እኮ ብደብዳብ ብሰንኪ ተኽለ ዓደን እንድዩ።
እምበርከ ክሃድሙ ከለዉ ድቕ ክንብል ደሊና እምበር መን ምዓስ እንታይ ሓደጋ ኣውሪድሙልና ከመይ ኣቢልና ክንርስዕ ናይ ትማሊ ታርኽና እኮ ኢዪ።
ኣለና እኮ ኩላትና ኣይተሰዋእናን ።
ክሳብ ክንዲዚ ሓበሬታን ፡ ብኣካል ዝነበርካን ካብ ኮንካ ኣብ ዩቱብ እንተኣለካ ክንከታተሎስ ኣበይ ይርከብ?
ብጻይ ክትብሎ ድግባእ ኣይመስለንን።
ጽቡቕ ኣቀራርባ ሊንጎ፡ ከምተወሳኺ ክሳብ 1989 ኣብ ኣስመራ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 1989 ብርግጽ እቲ ወርሒ ኣይዝክሮን ናብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ምኻድ ኣብ 1991 ድማ ካብ ኢትዮጵያ ወጹ፡
ንመንነቱ ዝምልከት ድማ ወደባት ኤርትራዊ ኢዩ፡
ተኽላይ ዓደን ገብረማርያም ወልዱ ድማ ይባሃል፡ ማእከል ዓዲ-ዃላ፡ ብስራሕ ምኽንያት ናብ ዓድዋ ምስ ከዱ እቶ ድሒሮም ዝተወልዱ ተኽላይ ሓዊስካ 7 ቆልዑ ኣብ ዓድዋ ተወሊዶም እተን ቀዳሞት 3 ግን ኣብ ዓድ-ዃላ ተወሊደን፡ ካብ ባሻይ ገብረማርያም ወልዱ 10 እዮም
Intelligent to the core!
Thank you Lingo!!!
Lengo sibuk histoire akerarbka hedue rebashey Ayconen keslo my eritrea hero
ብጻይ ንሓደ ከዳዕ ኣይግድን ሊንጎ ምስናይ ኣኽብሮት 😢😢😢
@@Misgina657
It's in quotation marks
ሰላም ንዓኻ ኣያ፥ ንዛንታኻ፡ ኣቀራርባኡ ልዕሊ ኩሉ ድማ ንተበግሶኻ ኣመና አድንቕ። እዚ እትገብሮ ዘለኻ ተበግሶ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ንመረዳእታ ታሪኽና ታሪኽ ሃገርና ኤርትራ ስለዝኾነ፡ ንዓና ነዞም ናይ ድሕሪ ናጽነት ወለዶ ብፍላይ ዓቢ ስንቂ እዩ። ኣዝየ አመስግን። ኣብ ጉዳይ ተኽለ ዓደን፡ ህዝባዊ ግንባር ንኽድዓት ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣባላት መሪሕነት ናብ ሓፋሽ ተጋዳላይ ብቐሊል ኣገባብ ንምትሕልላፍ፡ ነዛ ከም ኣርእስቲ ናይ ሎሚ ትሕዝቶኻ ገይርካ ኣቕሪብካያ ዘለኻ ሓረግ ዝተጠቕመትሉ ሜላ ማዕረ ክንደይ ረቂቕን በሊሕን ምዃኑ ዘገርም እዩ። ናይ ሎሚ ንሰብ ሎሚ ገዲፈ፡ ምሉእ ክብርን መጐስን ንዓኻትኩም ወርቃዊ ወለዶ ገድሊ ኤርትራ ምስ መሪሕነትኩም!
ናይ'ዞም ብሶማል ገይሮም ንኣየር ፖርት ኢትዮጵያ ክሃርሙ ዝኸዱ'ሞ የማነ ወልደገርግሽ ዝኸድዐ ኣምጻኣልና
ሊንጎ ጽቡቅ እቲ ጽቡቅ ታሪኽና ኩሉ ክግለጽ እቲ መኻልፍ ወይ ሰንከልከል ከብለካ ዝኽእል (ካብቲ ዝለዓለ ክሳብ ተራ ከዳዓት)እዚ ውን ኣካል ታሪኽና እዩ ኩሉ ጽብቕ ዓወታት ጥራይ ክንዛረብ እቲ ገድሊ ሱቅ ኢልካ ለማጽ መንገዲ ወይ ዋጋ ከምዘይተኸፍሎ እዩ ዘምስል ጽቡቅ ብዛዕባ እዚ ከዳዕ ኣካል ታሪኽና ኢልካ ምቅራብካ ግና ሓጺራ ወይ ከምቲ ዓቅምኻ ገላጺት ኮይና ኣይረኸብክዋን ከምቲ ዝበሃል ኩሉ ክፍልታት ናይ ሰውራ ኣብ ሓጺር ግዜ ምቅይያር ናይቦታ ከምዚ ተገብረ ተጋዳላይ ኣብሓጺር ግዜ ነቲ ክመጽእዝኽእል ደብዳብ እንታይ ዓይነት ምትዕፃፍ ከምዝገበረ ክግለጽ ዝነበሮ ኮይኑ ይስመዓኒ ኣካል ታሪኽና ስለዝኾነ።
❤❤❤❤❤ Thanks derfa nera teklay Aedan 1985 God bless you lengo
ጽብቅ መደብ
Even as a grade six student at that time, we were well aware of tekle aden and another traitor and his friend name haile . He was a narcissist sociopath who was abusing Eritreans in bars and coffee shops at that time . And we used to say to each other where are our Fedayn when you need them ?
Lingo where were you all this time 😢 eznina bi telmedean politicians xemimna😢😢😢
❤🇪🇷 Eritrea adey adi jeganu🇪🇷❤️
ተኽላይ ዓደን ኣብ ትግራይ ተወሎዱ። ማይ ጠላሚት ሰትዩ እንተዓብዩ ደኣ ንብጾቱ እንተጠለመ ኣየገርምን እዩ።
ልክዕ ሓቅኻ ኢኻ!! ኩሉ ባህርያቱ ልክዕ ከም ተጋሩ መርዛም መንሽሮ እዩ ነይሩ።
ረሳሕ ወዲ ሸርምጣ ክክክክክ ሰብ ብዕላማ እዩ ዝነብር ዓድን ጅግና እዩ ?????
@@ariamemun9576 ወዲ ወዶ-ገባ፡ ወዲ ምልሻ-ስርናይን እንተዂንካ ደኣ ጅግናኻ እወ። ሂትለር ውን ነቶም ዓሌታውያን ጅግናኦም እዩ።
ኢሰያስ ተምቤን ከ ደኣ ማይጠላሚት ኣይሰተየን ዲዩ? 😊
@@agona4373እንድዒ ነቦኻ ሕተቶ
ሰላም መምህር ታሪክ ኣያና ሊንጎ እተቅርቦ መደባት ብትምርስጦ ኢና ንከታተሎ ፍቃድካ ተኮይኑ ናይ ከዳዕ የማነ ተክለገርግሽ ኣብ ጀርመን ዘሎ ገለ በለና
Thank you 🙏🏾, big brother!!!!!!
ቂኒይ ኢሊካ ናይ ተኪኤ ቀሺ ተምጺአሊና ።❤❤❤ጊን ጀጋኑዮ ኒወዲ ተንቤን ፈሊጦ ተመን ይጊቢሊ።ተኺላይ ዓደኒ ነዚ ኢትዮጲያዊ ፈሊጢዎ አነዊን አዊቲሲቲኡ አቢ ከሰላ ረኺበዮ ነይሪ 1984ካቢታ መሪዒ ጪዊያ ዲሒነ ሓደ መይቱ ኪሊተ ተጨዊዮም አቢ ጂዳሎ ኡቲሓደ አቢ ጂዛን ነይሩ አቢዓዲ ዓሪፉ።።።።
ኩቡር ኣያና ሊንጎ ክብረት ንዘይግባኦም ክብርት ኣይትሃቦም ከዳዕ ተበልካዮ ናቱ እዩ
ብዘይጥርጥር ተኽለ ዓደን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ካብቶም ዝኸፍኡ ከዳዓት እዩ ።
ንኹሉ እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝገበሮ ዘስካሕክሕ ነገራት ንሱን ካልኦት ኩሎም ከዳዓትን ሲኦል ይግብኦም !!
ጽቡቕ ጌሩ ኣቕሪብዎ ኣሎ። ካብ ኢሳያስኩም ንላዕሊ ከዳዕ ኣሎ ድዩ?
ኢሰያስ ደኣ ብዓወት ናይ ገድሊ ጕዕዞ ዛዚሙ ገና ንሃገሩን ህዝቡን ዘገልግል ዘሎ ኣንበሳ ዘይገልጾ ኣቦ ጀጋኑ እዩ :: ወሓጣ !!@@brukmark7675
@@brukmark7675ኣቦኻ ድዩ ከምኡ ኢልካ ዶስ ወዲ ዓድኻ ዓድዋ ስለ ዝኾነ ኢኻ ቆጭቆጭ ኢልካ😂😂😂😂
Thank you Lingo
very interesting Lingo I agree with you thank you for worth teaching ....all¨(bad and good ) is part of our history.
ካብ ኣብቲ መደብ ኣብ ኮመንት ቁሩብ ብዛዕባ ተኽላይ ዓደን ፈሊጥና እንተ ኣብቲ መደብ ግን ሊንጎ ብዛዕባ ተኽላይ ዓደን ወልሓንቲ ኣይገለጸን ከም ኣርእስቲ ጥራሕዩ ኣምጺዎ።
እወ፡ ኣብ ሜዳ ኬንኳውን ብዙሕ ፍልጠት ከምዘይነበረካ የማላኽት ወይ ብፍላጥ ክትከድን መሪጽካ። No research of value done.
Thank you, sir. Thank you for your service, 🇪🇷
Merhaba Memhir Lungo!! A warm welcome to you and to all your listeners!!🙏💚❤️💙🙏
Hi ሊንጎ ተኽላይ ዓደን ብስራሕ ንሱዳን ምስተላእኸ ኢዩ ጠፍኡ እታ ማኪና ላንድሮቨር ሒዝዋ ዝኸደ ኣብ ቶኮር ይኹን ካልእ ኣብ ሱዳን ተረኺባ ነተን ኣብድፋዓት ዝነበራ። በራጊድን ሓይልታትን ውን ጀብሃ ይጭወይዎ ናብ ጸላኢ ኢዱ ይሃብ ዝተፈልጠ ኣይነበረን ከም ዝጠፍአ ኢዩ ተገሊጹለን ሻድሻይ ወራር ቅድሚ ምጅማሩ ግን እተን ኣብ ግንባራት ናይ ኣልጌን ዝነበራ ውታደራት ብረድዮ ላውድስፒከር ገይረን ትኽላይ ዓደን ዝተዛረቦ መሊአን ብለይቲ ነቲ ኣብ ድፋዓት ዝነበረ ተጋዳላይ ተኽላይ ዓደን ኢዱ ከምዝሃበ ኣፍሊጠነኦ Thanks
ዋላ እኳ ንተኽለ ዓደን ተዘየርከብናዮ ወሩኡ ኣርኪብናዮ፤ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሳሕል ገበል የዕቢ ኣሎ ጽባሕ መጽኡ ክኣ ኽውሕጦ እዩ ኢሉ ይብሃል።በዚ ገበል ከይንውሓጥ ክኣ ንዓይን ንዓኻን ሓዊሱ መንእሰያት ኣብ ስደት ከምንበታተን ጌሩና ኣይተጋገየን ሓቁ እዪ ኔሩ።
Great story keep up
From Berazio
#ተክለ_ዓደን ሰድርኡ ኤረትራውያን ኣይኮኑን ተጋሩ ኢዮም ዓድዋ ዮ ዓድ ድማ ፣
ሰድራ ተኽለ አደን ኤርትራውያን'ዮም - ስድራ ኢሳያስ አፈወርቂ ድማ ተጋሩ'ዮም 100% ✅✅
መን በለካ ብዛዕባ ፖለቲካዊ እምነቱ ዘይ ክትሰማማዕ ትኽእል ኢኻ፡ ብዛዕባ ትውልዱን መንነቱን ግን እንታይ ኣፍለጠካ፡
ተኽላይ ገብረማርያም ወልዱ ዓዲ-ዃላ ማእከል ወደባት፡ መን ኣሎ ልዕሊኡ ኤርትራዊ
@@nimrodgabriel2266 አይትሰከፍ ብናይ ተኽላይ ኣደን ክንደይ ስድራ ዘሎዎም አዝማዱ ፍሉጣት ደቀባት ዝለዝኾነ - ካብ ተምቤን ዝውለድ ንኢሳያስ ሓዚልካ ኣጀውጀው ይጽነሓልካ ✅
"ህዝቢ ኤርትራ በላዒኡ ገበሌ ኣብ ሳሕል የዕቢ ኣሎ" ኢሉ ተዛሪቢ ነይሩ፣ በሊሕ ምንባሪ በዚኣ ጥራይ የረጋግጽ።
Thank you my Brother Lingo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Selam lingo subuk medeb❤❤❤
Thanks ❤❤❤
FYI: Before being replaced by Ghebreghziebr WITCHU, Tekle Aden was Commander of the 4th brigade in Alghena, Debri'Emen & Ela'Tsaeda since 1978.
Therefore, Tekle Aden was NOT pleased to be pulled from the front line & assigned to Medical department & finally to Security Department (Halewa Sewera), which made him angry & surrender to the derg.
ሰላም ሊንጎ ተኽለ ዘይኮነ ተኽላይ እዩ ዝበሃል።
ሊንጎ ካባኻ ተኽላይ ዓደን ይበልጽ።
Kabaka dema kelvey ybelex
ኣብ ዓድዋ ስለ ዝተወልደ ድዩ?
@@ErnestuChecvera 100% ተኽላይ ይሓይሽ ካብዚ ዘንጋር ጥሪት ህግደፍ ! ድማ ዓጋመ ወዲ ኣደዎ ተባሂሉ 😋 * ኣደዎ ይወለድ እምበር ወደባት ሙሉዕ ኤርትራውያን ቤተሰቡ ✅ ኢሳያስ ወዲ ተምቤን አስመራ ስለዝተወልደ ኤርትራዊ ዘብሎ ሕጊ የሎን ✅
** ተኽላይ ዓደን (ወ/ማርያም ) ነቲ ሸይጣናዊ ስርሓት ኢሳያስ ወዲ በራድ አቀዲሙ ዝተረደአ ሰብ'ዩ ክንደይ ሙሑራትን ጀጋኑ ዘጥፈኣ ኢሳያሰ ዓጋመ መን ከምዝኾነ ድማ ንኤርትራውያን ዘሓበረ ጅግና'ዩ ወዲ ዓደን ✅*
** ብድሌቱ ክጋደል ንሜዳ ወጺዑ -- ሕማቅ ምስ ረዓየ ድማ ገዲፉዎ ተመሊሱ ** ንምንታይ'ዩ ከዳዕ ዝባሓል ?
* መን'ዩ ከዳዕ ተኽላይ ዓደን'ዶ - ተሰካማይ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተደሚርና ዝበለ ኢሳያስ ዓጋመ ተመን ወዲ ተምቤን ???
Love it keep it up
እዚ ትሕተ ሃገራውነት ዝምባሌታትካ አብ ሰውራ ከመይ ከምዝነበረን ሕጂ ድማ አብ ከመይ ደረጃ ከምዘሎን ዶ ክትገልጸልና ምኽአልካ? ካብ ግዱስ ተኸታታሊ መደባትካ ሃገረ አመሪካ።
The men of the year!!!!!!!!!!!!
Appreciated
ብዛዕባ ናይ 1973 ምንቅስቃስ ድኣ ዘይትዛረብ?
ሊንጎ ናይ 78 ተዳላይ ኢዩ ዝፈልጦ የቡሉን ናይ 73
ሕዝቢ ኤርትራ ንተክላይ ዓደን ሰሚዕዎ እንተትነብር እዚ ሕጂ ወሪድና ዘሎ አይምወረደናን ፣ሕዝቢ ኤርትራ ጽባሕ ንግሆ ዝውሕጡኻ ገባብል አብ ሳሕል ተዕቢ አለኻ ኢሉ ኔሩ መን ሰማዒ
Tank you lingo Edemen tenan yemnyelka ❤
Lingo do you have any idea why he was left the struggle by then? Because I was in Ethiopia and my family knew more about him so I was heard about him a lot but it’s not from main source
ኣየ ሊንጎ 😂. ማእከላይ ሽማገለ ህግሓኤ ዝኣክል ኢዱ ንደርግ ክህብ ከሎ ዋላኳ ኣብቲ እዋን'ቲ ምኽንያቱ እንተዘይፈለጥካ ደሓር ግን ምስ ብዙሓት ሓለፍቲ ቅርበት ስለዝነበረካ ቁሩብ ሓበሬታ ይህልወካ'ዩ ኢለ ይግምት ግን ክትዛረበሉ ኣይመረጽካን::
ዝፈልጦ ጥራይ ኢዩ ክዛረብን ከቅርብን ዝኽእል ሊንጐ. ምስ ሚዛኑ ዘይከይድ ኣብ ተባህለ ዝተባህለ ነገራት ክኣቱ ኣይትጸበዬ. ሚዛናዊ ክኸውን ኣለዎ ነዘቅርቦም ዝተፈላለዩ ጠቀሳት ብተዓዘብቱ ተኣማንነቶም ከይስሕቱ
ተኽላይ ዓደን 3000 ንጹሃት ተጋደልቲ ብዘይ ፍርዲ እንትጅልሑ ሪኡ ሰምቢዱ ኢዩ ገድሊ ገዲፉዎ እምበር ሰብኣይ ሰብኡት ኢዩ ኔሩ። ፈዳይን ከማን ፈሪሖሙዎ ዋላ ሓንቲ ክገብሩዎ ኣይከኣሉን ኣብ ማእከል ኣስሙራ ንክልተ ዓመታት ተቐሚጡ ኢዩ ኣብ ማእከሎም!
ወዲ ዓድዋ ስለ ዝሰማዕካ ዲኻ እንትጅልሑ ገለ ኢልካ ክትሕሱ ደሊኻ ናይ ኣቦ ከይተርፍ ቆፍቃፍ ዓጋመ ልሓሲ ቆራጽ እግሪ😂😂😂
Exactly
ብስብእነቱዩ ብሂወት ክቕጽል ክኢሉ ፡እንተ ክቐትልኦ መጺአን ውን ሓደጋ ክወድቀን ምዃኑ ጽቡቕ ገይረን ይፈልጣ ነይረን እየን ልኡኻት ሻዕብያ፡ብሕማም ከኣ ካብዛ ዓለም ተፈልዩ፡ንብሱ ይምሓር ተኽለ ዓደን ቀባጽ።
ሊንጎ! እቲ ዝገርም ኣብ ጀብሃ እንከለና ብዛዕባ ተኽለ ዓደን ብጽሑፍ መጽሓፍ ተዋሂቡና ኣምቢብናዮ'ና። ኢፒኣርፒ እንዳበለ ብዙሕ መግለጺታት'ዩ ሂቡ። ጀብሃ ድም ጽቡቕ ኣጋጣሚ ረኺባ ናይ ሕማቕ ናይ ሻዕብያ ረኺባ ብዙሕ ትሽቅጠሉ ንይራ። እቲ ዝገረመና ግን ጀብሃ ናታ ናይ ለይቨር ፓርቲ ሑቡእ ሰልፊ ግን መብዛሕቱ ናይ ተሓኤ (ጀብሃ) ዝፈልጥ ኣይነበረንንንን!
ምስ ተኽላይ ዓደን፡ ኣብ ጀብሃ ተመሳሳሊ መዝነት ዝነበሮ ሃይለ ወልደስላሰ ዝበሃል ወደ ገባ ኣብ ሕደ እዋን እዩ ኢዱ ሂቡ። ብሓባር ከኣ ኣብ ስተድየም መግለጺ ይህቡ ኔሮም። ሳልሳዮም'ውን ቴድሮስ ዝበሃል ኔሩ።
❤️🇪🇷🐪ERITRAWI KUBUR MENINET 🐪🇪🇷❤️
እዚ'ውን ታሪኽና እዩ። ቤተሰቡ ኣለው'ዶ ወይ ውላድ ሓዳር ኔርዎ ዶ። ዛንታ እዚ ከዳዓ ምግላጽ ጽቡቅእዩ ታሪክና ኣለዝኮነ
Eritrea
Welcome, Lingo.
تقديم ممتاز وجميل لتاريخ
ሊንጎ ኣብ ዘለኻዬ ሰላም ይሃልኻ ተኽላይ ዓደን መዓስ ዓመተምህረት ዓሪፉ
Correction : ምዓስ ኣብ ሲኦል ኣትዩ ?
መርሓባ ሊንጎ ብቀዳምነት ሰላምታ ፡ተክላይ ዓደን ይዝከረኒ ኣብ ኣስመራ ዝፍኖ ካብ ዝነበረ ሬድዮ ንክልተ ስሙን ኣቢሉ'ዩ ብተከታታሊ ተዛሪቡ'ሞ፡ ኣብትንታነካ ግን ኣዚካ ይሕጺርካዮ
ክብረት ይሀበልና ሊንጎ። ተኾነ ግና መሰረት ናይ ዛንታኻ ክትሕብር ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዐኒ ምስጋና ንዝግባእ ከምኡ ውን ነቀፌታ ንኸህሉ ምእንቲ።
What is your point?
ዝኸበርካ ሊንጎ
ብዛዕባ ተኽላይ ዓደን ክትዛረብ ሰሚዐካ
ብቀንዱ ዕላማኻ'ኳ ተዘይነጸረለይ ንሓደ ዘይትፈልጦ ግን ከኣ ከምትፈልጦ ኮይንካ ምቅራብካ ዘሰንብድ እዩ።
1 ተኽላይ ዓደን ናይ "ኣእምሮ ጸገም ጌሩ " ክብልኹም እንከለዉ ድሮ ንኽቅተል ተወሲኑስ ኣሕመድ ኣልቀይሲ ከምዝበሎ መደቀሲ ምድሃኒት ወጊኦም ንሜዳ ከእትውዎ ፈቲኖም ነቂሑ ኣፍሽክዎም እዩ።
2 ውድብኩም ብጀካ ናብ ኢትዮጵያ ኣቲኻ ናብ ካልእ ሃዲምካ ከምዘይትምሕር እፈልጥ እዩ።
መወከሲ መስፍን ሓጎስ ሰመረ ሰለሙን ካልኦት ነብሶም ዝቀተሉ ኣባላት ሰልፍን ላዕለዎት ሓለፍትን ።
ኣነስ ብመሰረቱ ወዮ ደኣ ኣይትሰምዑን ኢኹም እምበር።
እቲ "ሰውራ ኤርትራ" ትብልዎ ዝውንንዎ መን ኔሮም'ውን ዝሓሰብክምሉ ኣይመስለንን።
ኣባል ውድብን ሰልፍን ምንባርን ምህላውን ቅኑዕ ክመስለካ እኽእል'ዩ ግን ከኣ ሕሰብ መወዳእታ ሕጂ እቶም ተጋደልትን ኣብ ግዜ ገድሊ ዝነበርኩምን 2% ናይቲ ዘብረስክሞ ህዝቢ ኣይትኾኑን ኢኹም ።
ብዛዕባ መሪሕነት ውድብን ዘይምሕር ጸጥታ እቲ ውድብን ድሕሪ ናጽነት'ውን ር ናዮ ኢና ።
ሕጂ ንምንታይ ነቲ ዘይነበረን ክፋእ ዝዝውሮን ድሑር መስፍንነት ከም ሓደ ንረብሓ ህዝቢ ዝተቃለስኩም ኣምሲልካ ክትነግረና ትፍትን ኣሎኻ ኣይርደኣንን ዘሕዝን ከኣ'ዩ።
ዘይምሕር ውድብኩም ነዓኻ'ውን ተምሒሪካ እዩ ዝብል ርእይቶ ኣሎኒ
ዎ ሕሰብ ሕሰብ!
ብግምት ኣይትዛረብ በጃኻ መኸዲ ስኢኑ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ኩሉ ሰብ እፈልጥ እዩ።
ደሓር ከኣ ኩሎም መራሕቲ ጅርብሃ ደቂ ከበሳ ቆላ ኣብ ሱዳን ዝቀተለ ውድብ
ንሰለሙን ተስፋማርያም ካብ ሱዳን ብብጾቱ ኣታሊሉ ሜዳ ወሲዱ ዝረሸነ ውድብ ንመን ስለዝምሕር እዩ ናበይ ክኸይድ እነብሮ ትመርጸሉ ?
ዝገርም!!!
ብዛዕባ ተክለ ዓደን ኣበይ ሓበሬታ ክርከብ ይክእል?
ደሃይካ ኣይተሓባእ ሊንጎ ሓውና የቐንየልና ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
If I am not mistaken Tekle Aden lived in Asmara a minimium over two years.
kfelet alewo tarikna. Edmen tenan yihabka Lingo
ስምዕዎ'ሞ ተሾቅሪሩ የዘንቱ።እሞኸኣ ከምቲ ዝበሎ ኩላህና ዓዲ እግዝሀርና ክንከይድ።ሊንጎ ታሪኽ ስራሕ።መወከሲ ክትከውን።ኣምላኽ ዝሃበካ ብጻዕርኻ ዘማዕበልካዮ ትዕድልቲ"ምዝካር "ብሰፊሑ ተጠቀመሉ።ሓደራ።እምበር እቲ ጸጽቡቁ ታሪኽ ኣብ ቦትኡ ኮይኑ እቲ ኮክፉኡ ግን ክሳብ ሕጂ ነዛ ሃገርን ህዝብን የሳቅየና ኣሎ።ወረ ኣነ ዝገርመኒ እቲ ጸጽቡቁ ከመይ ኢሉ እዩ ሰላሕ እናበለ ናብ ከምዚ ዘለናዮ ኢደ-ወነናዊ(ዲክታቶርያዊ)ምሕደራ ተሸሚምና?
Teckle Aden,what i know is in Addis Abeba ,he killed innocent Eritrean inside the bar,at the result of that horrible crime.he spent some years in alem beckagne prison.after long prison time left Ethiopia & resided in Netherland .
Selam. .wedi.erey. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሊንጎ ሓወይ ተመኲሮ ቃልስን ኣገደስትን ሓበሬታን በዓቕምኻ ነቶም ዘይንፈልጥ ንኸተፍልጥ ጊዜኻን ጉልበትካ ብምሃብ ንእተቕርበልና ታሪኸ ኣባኻ ዘለኒ ክብርን ናእዳን እንዳገለጽኩ ኣጆኻ ቀቀጽሎ ክብ ለካ ይፈቱ
Be appreciated for the neutral view. That's how life is, let alone other people ,we betray ourselves too. And this Our History. The one who knows history can predict the future and manage the present.
Wela hanti aygeleskan bzaba mekniyat ab derg zekedo.bzey meknit esurat krshenu ms reaye dea entay kgebr
ንገረና ክንደይ ተጋደልቲ ነበረ ንሱዳን ከይዶም ናብራ ክምስርቱ: ወይም ከዲኦም ብሻቢያ ተቀንፀሉ ??????
Lingo bzuh aytedalekalan
B tekile aden
Buh kitibil nerka
Ab asmera ykun ab adiss abeba gifana neru
Nay amera hayal nebere
Wedi huxa fisshaye
Dwaawa abiliwo
Dhar mesarya geru aferarihiwo
Dhar ski ilu tekile seb
Ab selam hottel asmera teadibu tanki geru yemxa
Bush asfhayo
Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቕንየልና ሊንጎ! ናይ ተኽለ ዓደን ኣብ ሆላንድ ከም ዝነበረ ሎሚ'የ ፈሊጠ። እቲ ዝገርም ተኽለ ዓደን ኣብ ሆላንድ'ዩ ዝቕመጥ ኣሎ ኢሉ ድማ ኣብ ሶሻል ሚድያ ይኹን ኣብ ናይ ማሕበራዊ ጉዳያት ይኹን ክዝረብ ዳርጋ ብዙሕ ሰብ ዝፈልጥ ኣይመስለንን። ገሊኦም ተቐቲሉ ድሕሪ ድርጊ ምስዓሩ ይብሉ ገሊኦም ኣብ ሃገራት የዕራብ ኣሎ ይብሉ ነይሮም። ሕጂ ግን ከም ዝሞተ ኣብ ሆላንድ ኢኻ ገሊጽካልና። ንሙኻኑ ምስ ኤርትራውያን እራኸብ'ዶ ነይሩ ብህይወት እንከሎ?
ኣብ መርዓን ሓዘንን ናይ ኤርትራውያን እካፈል ኔሩ ዩ ዝግደሰሉ ሰብ ኣይነበረን
Welcome ❤❤❤
"ADE NIGUSSE ADENA AYTIKUNA WEDIKIN YIHIRED NISKIN TIKUNENA"
Probably he saw the unjustified cruel treatment by the secret selfi and he was taking revenge for honest tegadelti who got murdered by them
Indeed, you are right. The cruelty of the inner circle was really bad.
ተ ኽ ላይ ዓድን ጅግና እዩ ንህዝቢ ኤርትራ እዩ
ተኽለ ዓደን ንቡጾቱን ን ናይ ቃልሲ መትከሉን ዘሕደጎ መኽንያት ገና ብእዋኑ ሪኢዎ እዩ እቲ ሐቂ ድማ ጽባሕ ክግለጽ እዩ ብዘይ ሽልብግልብ አብ ህዝብና ህዝቢ ኤርትራ ውን ፈሊጥዎስ አብ አምዑቱ ሒዝዎ አሎ ግዲ የብልኩምን ደቂ ኤርትራ የሕዋተይ ጥራይ ንሊንጎ አያና ነመስግኖ ሊንጎ አርእስቲ ይበና አሎ እቲ ሐቂን እቲ ክውንነትን ግና ሐቢርና አብ አርካይቭ ከነቀምጦ ኢና ንሊንጎ አያና ጥራይ ነመስግኖ
የቀንየልና ሊንጎ ሞትን አማውታን እዩ እምበር ካብ ሞት ድተርፍ የለን ተኽላይ ዓደን ከአ አማውታ አኽፊኡ
ሊንጎ: ጌጋ ይኽለኣለይ እምበር: ናብ ሆላንድ ኬድካ ረኺብካዮ ከም ዝነበርካ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዝተዛረብካ ይመስለኒ: ቡዙሕ ምስ ኣዕለልኩም‘ውን: ሊንጎ: ስለምንታይ ከም ዝሰለምኩ ድኣ ኣይትሓተንን ዲኻ: ከም ዝበለካ‘ውን ዝበልካ ይመስለኒ። ስለዚ ናቱ perspective እዉን ክንሰምዖ ምደለና። ምኽንያቱ ቡዙሕ ሰብ ተጋደልቲ ኩሎም ከም በጊዕ ዝተባህሎም ጥራይ ዝገብሩ: ዘይቃወሙ ገይሩ ጥራይ ስለ ዝወስዶም: ሓቂ እውን እዩ complex ዝኾነ ምኽንያታት or factors እኳ እንተሃለዎ ነቲ ለዚብካ ተማእዚዝካ ምኻድ: ማለተይ‘የ። ግን ዝቃወሙ :ብፍላይ ነቲ ኣዉራ ቀላሲ መራሒ ንፍተዎ ኣይንፍተዎ ተጋ/ ኢሳይያስ: ውሑዳት ነይሮም እዮም። እቲ ንዓና ከም ወለዶ ዘድልየና ድማ: ናይቲ ዓብሊሉ ዝወጸን ዘድመዐን(ምስ ቡዙሕ ሕማሙ) ሓሳብን ሓይልን ጥራይ ዘይኮነ: እቲ ዝተነጽገን ዝተቖጽየን ዝተዓብለለን ኣረኣእያታት እውን እዩ። 34 ዓመታት ናጽነት ድማ ቡዙሕ እዩ: ኩሉ ምስጢራት ክቕላዕ ይግባእ: ብዘይ ስኽፍታን ሕብእብእን: ሕማምና እንተዘይፈሊጥናዮ: ከም ህዝቢ መሊስና ክንሓምም ኢና: ፕ/ት ኢሳይያስ ድማ ንዘልኣለም ኣይነብርን እዩ። ደሓር ነገራት ካብ ዝተዓፈኖ: ቶግ ቶግ: ካብ ዝብል: ሕጂ በብቀቑሩብ ምትንፋሱ ጽቡቕ እዩ: እቲ ትፈልጦ ደርጉሓዮ ብሉዙብ ኣቀራርባ።
ካልእ: ቀይሲ: ተኽላይ ዓደን ምስኡ ኣብ ካርቱም ሓዲሩ: ይስልም ኣሎኹ ኢሉ ነጊሩ ከም ዝሰለመ ተዛሪቡ ኣሎ።
ካልእ ናተይ fantasy ሓሳብ ድማ: ተኽላይ ምስቲ ኣብ ዓድዋ ምውላዱ: ቀልጢፉ ተኣማኒ ኮይኑ: እሞ ኸኣ ምስቲ ሕማቕ ባህርያቱ(በገላልጻ ብ/ጀ ወዲ ሃይለ) : ሓላፊ ሓለዋ ሰውራ ምዃኑ: ኢሳይያስ ዝቐርቦን ዝኣምኖን ነይሩ ምዃኑ እዩ። ደሓር ሰሊሙ: ንተጋደልቲ ምድብዳቡስ: እሞ ኸኣ ዘይምቕንጻሉ (ብኢድ ፈዳይን): ደሓር እውን ናብ ሆላንድ ምኻዱ( ኣብ ጊዜ ወያነ): ኢድ ናይ ኣቦ መንበር ኢሳይያስ ዶ ይህልዎ ይኸውን እብል። As I can see ኢሳይያስ is very complex character ,ጽቡቕ ኣለዎ: ብልሕን ክእለትን ብቕዓትን ኣለዎ: but he is unlike everyone else ጭካነ ኣለዎ: his background is complex , these might have contributed to his insecurity and then to his boldness and his acute leadership skills, that leads to a tangible historical achievement. ግን እዝጊሄር ዘይፈርህን ዘይኣምንን ሰብ: ሽሕ ግዜ ጽቡቕ ሃቐናን ሕልናን ብቕዓትን ይሃልዎ: ዓይንኻ ዓሚትካ ኣይትኣምኖን: ኢኻ። ከምቲ ናይ በዓል ስታሊን ኣብ gulag ክንደይ ኣውያትን ቃንዛን ናይ ንጹሃት ዝነበረ: ኣባና‘ውን: እቲ ሃይታን ኣውያትን ስንጭሮታት ሓለዋ ሰውራን ካርቸሊታትን ዒራዒሮን: ብዘይሓሰቦ: ብገርሂ ልቡ: ብኢድ ሕቡእ ሰልፊ: ናይ ሕጂ ድማ so called ሃገራዊ ድሕነት ዝተሰወረ ቃላት ሃይታን: ከነቕልበሉ ኣሎና። ሰብ ካብ ኣፍ ኣምላኽ ብዝወጽእ ኩሉ ቃል እምበር: ብእንጌራ( ውሕስት ጸጥታ: ሃገር ልዕሊ ኹሉ: ውሕስነት መግቢ: መስዋእቲ ዋጋ ሓርነት) ጥራይ ኣየንብሮን እዩ። ስለዚ my fantasy is ኣብ ተኽላይ ዓደን ሲ ኢሳይያስ ከ ይህሉ ዶ ይኸውን: በዚ ይስዕመካ: ከም ዘይትመውት ጌሩ እንጌራ ይቕርበልካ: በቲ ኸኣ ከጃጅወካ: ከምታ ናይ ስታሊን: ባዕሉን: ብኢደዙርን ከ የውቅዓካ ዶ ይህሉ እብል። እ/ር ነዚ fantasy ናተይ ሓቂ ኣይግበሮ እዩ ጸሎተይ: ግን ኤእ ብዘይካ እቲ ዕርቃኑ ወጽዩ ንኣይ ነፍሱ ዝኸፈለለይ መድሃኔ ኣለም: ካልእ ሙሉእ ብሙሉእ ምእማን: ሓጥያት እዩ። እንተ ኾነ ኸ: ኢልካ fantasize ምግባር: እንተወሓደ: ከምኡ እዩ ነይሩ እንተተባሃልካ ንዳሕራዩ: ፌንቲ ኣይትኸውን ን: ሓሲብካዮ ስለ ዝነበርካ።
We need to know more about the ugly and unsettling part our history. Let us know our hidden nightmares that we didn't want to speak about publicly. ዝተዓፈኑ ድሌታትን ፍልልያትን ሃይማኖታዊ ይኹን ኣውራጃዊ ስግር መረባዊ ስምዒታት: ብውግእን ብኮሚኒዝምን ብሱግምትን ብድኽነትን ዝተዓፈኑ facts በሎም ደኣ ፈርፍሮም: ህይወት ሓጻር እያ: ተጋደልቲ ኸኣ ኣሪግኩም ኢኹም: ፍቱውን ክቡርን ተጋዳላይ ሊንጎ: እቲ ዓፋኒ ባህልኹም ስበርዎ: ነዚ ሓድሽ ወለዶ እቲ reality ከም ዝነበሮ: ንገርዎ ምስ ኩሉ እቲ ስሚዒታቱ።
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ: ኣያ ሊንጎ።
You nailed it brother!
Sbuk akerarba lingo. Entay koyu n shaebya gedifwa gn aygeletskalnan. Efun b shifunu gerkaya.
Hzbi Asmara buzuh tarik alewo.
Lingo hawina edmen tienan yimeneyelka kexilo
ትክለ ዓደን ኣንምበሳ ነዞም በልዕቲ ሰብ ሻዕብያ ኣቀዲሙ ዚተረዶ
ተኽላይ ዓደን፡ ዶ ኣይኰነን ሽሙ፡ ኣስፒሪን ኣስፕሮ ደኣ ከይከውን እምበር።
ዝኾነ ነገር ኣየቅረብካን ምባል ይቀልል. ብውሑዱ ብገማግል ዝፍለጥ ኧብ ኣስመራ ዝነበረ ሚሊሻ ስርናይ ኣብዚ ሕጂ ቀዲማይ መደበር ዝበሃል ዓስኪሩ ብዙሕ ታሪኽ ኣለዎ
ቀቅድሚ 6ይ ወራር ምስላሙ ግን ኣቐዲሙ ሰላዪ ኔሩ ክንብል'ዶ ንኽእል? ምኽንያቱ ክሳብ እዚ ጊዜ'ዚ ኣብ ሰውራ ምጽንሑ ናይ ጸላኢ ድሌት ክኸውን ይኽእል ኢዩ።
ብኹሉ ሸነኹ እንተ ረኣኻዮ ኣይመስልን።
agedasi terk eyu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብቀዶም እንዶ አብ ዓድዋ ተወሊዱ
😅😅😅 አብ አስመራ ዝተወልደ ተመን ወዲ ተምቤን ኢሳያስ አፈወርቂ'ኸ 😋 ወሽላኽ
@@mesfinabraham6412 ክክክክ አላ ዓገመ
ኣሕ! ሊንጎ ሓወይ ህጻናት ቤትትምህርቲ ሰውራ ከይተረፉ ከልበትበት ኣቢልዎም።
ሕማቅ ታሪክ
መብዛሕትኡ ዝተባህለ ቡዙሕ ሰብ እፈልጦን ካብኡ ንላዕሊ እውን ዝፈልጥ ሰሚዑ እኸውን ። ተኽላይ ዓደን ግን ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ዝገደደ ዳርጋ መወዳእትኡ ዘይጸበቐ እዩ ።
ናብ ሰውራ/ ገድሊ ዘይምኻድ ካልእ ካብ ሰውራ ምህዳም ካልእ ናብ ጸላኢ ምስላም ካልእ ምስ ጸላኢ ምትሕብባር ግን ክድዓት እዩ ። አብ ቃልሲ ዘይምቕጻሉ ንዘይ ምግዳሉ ዝኾነ ምኽንያት ይንበሮ ዘይምጽዋር ዘይዕጋበት ወይ"ውን አብ ሓላፍነትን አባልን ስለዝነበረ ዘይምስምማዕ እውን እንተነበሮ ሕድገትን ምጽውዋርን ከማዕብል ኔርዎ ወላ"ውን ብዕድመ ንእሽተይ እንተነበረ ።
ከምቲ ዝተባህለ ኸአ ሕጽር ዝበለ ዘይኮነ ከምዝመስለኒ ንውሕ ኢሉ ቀይሕ መልክዑ ስሩሕ አፍንጭኡ ተሪር ሙሉእ ጸጉሩ እዩ ። search @Google ተኽላይ ዓደን click on images ገለ ምስልታቱ /ስእሉ አሎ ። እምበር እዛ ፖስት ጌርካያ ዘለኻ ስእሉ እውን ብምልእታ /ነዋሕ ስእሊ ከም ዘላታ እንተ ትልጥፋ ብዛዕባ ቁመቱ ቡዙሕ ሰብ ገምጋም ምሀለዎ ።
አብ አስመራ በቲ ከባቢ ኢናኢል እነብር ኔሩ እኸውን እዩ ከባቢ ጣባ ባር ሕውነት ቻው ሆቴል ቀልባዕባዕ እብል ኔሩ እኸውን ፤ ከባቢ ባራት ባቢሎን ባር ሓወልቲ እንዳ ጸሀይቱ/ባር- ፈቖዶ ሲግሬቶታትን ከአ ሰባት የፈራርሕን ጸለለል እብልን ኔሩ እኸውን ፤ ሓንሳብ እውን ንገለ መንእሰያት አብ ባራት ዝጸንሕዎ ብሽጉጥ የፈራርሕን ዘይትኸዱ ዘይትጋደሉ እብል ኔሩ እበሀል ። ገለ ገለ እዋን እውን ናይ ጸላኢ ሓበሬታ ንሰውራ ይተሓባበር ኔሩ እኸውን ፈሪሑ ድዩ ተገዲዱ ወይ"ውን ጣዕሳ ዝተሓወሶ ሀገራዊነት /ናይ ስጋ እቶም ገለ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ጸጥታ ዝነበሩ እውን ነገራት እተሓዋወሶም ስለ ዝነበረ እጥርጥርዎ ኔሮም እኾኑ እዮም። ብኸምኡ ዶ እኸውን ብፈዳኢን ስጉምቲ ዘይተወሰደሉ። ሓንሳብ ዘለዎ ምስ ነገፈ ደይ ፈቐዶ ባራትን ፈቐዶ ቤት ማእሰርትን ሰባት ምግፋዕን እዩ ኔሩ ስርሖም ንሱን ካልኦት ቡዙሓት አብ ሰውራ ሓላፍነት ኔሩና ዝብሉ ዝነበሩ ወዶ ገባን ።
ገለ ገለ ሓፋሽ ውድባትን ድሕሪ መስመር አብ አስመራ ዝነበሩ ሚስጥራዊ ስራሓትን ዓወታትን ከምኡ"ውን ፈዳኢንን ወዶ ገባን ዝገብርዎ ዝነበሩን አብ ኦሮማይ መጽሓፍ አብ ቡዙሕ ገጻት ብመልክዕ ልቢወለድ /ተጻሒፉ /ተባሂሉ አሎ። Ex:- As a depicted names ተኽላይ ዓደን ብስም ተኽላይ ዘድንግል ። ተስፋንኪኤል ጆርጆ ብስም ስእላይ etc...
እምበር ሊንጎ ሓሊባይ ሲ ንተኽላይ ዓደን ቀልዓለም ዲኻ ገርካ ወይ ብዛዕብኡ ቡዙሕ ዘይምፍላጥ ናይ ሳልሳይ ናይ ራብዓይ ወገን ምስማዕ እብሉ አባሓጎታትና ዶ ኢልካ ሓቀይ ? እምበር መንእሰይ ተኽላይ ዓደን ሲ አብ ሰውራ ዝረአዮ ዝሰምዖ ዝገበሮ ዝተዓዘቦ ዘየዕገቦ እንተነበረ እውን ወይ ከም ሰቡ ክጽመም ክርዕም ክመሀር ክሳብ ዝነበረን ከበርክት ኔርዎ እምበር ወላ ሓወይ ጠፊኡ ሓፍተይ ሱዳን መጺአ ሕማቕ አለና ኢላትኒ ወዘተረፈ .ኢልካ ናብ ጸላኢ ሰሊሙ ከዲዑን ቤት ጽሕፈታትን ትካላት ሰውራን ናይ ውልቀ ሰባት ቤት ጽሕፈትን ብበዓል በዛብህ ጴጥሮስ ብነፈርቲ ክድብደብ ክሕብር አይነበሮን ።
ተኽላይ አደን አብ አዲስ አበባ አብ ከባቢና'ዩ ዝቕመጥ ኔሩ ሓጺር ጸሊም ሞስኾሺች ቀጠልያ ህብሪ መኪና ዘላቶ ምስ ዝኾነ ሰብ ዘይቀርብ ሰብ ኔሩ ✅✅✅ * ዘይትፈልጦ አይትዛረብ ❌
@mesfinabraham6412
አብ ከባቢኹም አበይ ? ከባቢ ቄራ መኪሲኮ ካዛንችስ ወላ ከባቢ ቦሌ ።
ቀጠልያ ሞስኮቪች ?
እዛ ፖስት ጌርዋ ዘሎ ከም ዘላታ እንተ ዘውጽአ ነዊሕ ምዃኑ ምተፈልጠ።
Have look. Search @ Google ተኽላይ ዓደን
@mesfinabraham6412
እዛ ሓጻር ስእሊ ተጠቒምላ ዘሎ /ፖስት ጌርዋ ዘሎ ከምዘላታ እንተ ዘውጽአ ምስሊ ዕሉል ከዳዕ ተኽላይ ዓደን ቁመቱ ምናልባት ሓጺር ከምዘይኮነ ረአዩ ምተዓዘበ ኔሩ መስለኒ። አብ አዲስ አበባ ከባቢ መኪስኮ ቄራ ድዩ ኔሩ ወላ ከባቢ ካዛንችስ ቦሌ ኔሩ ኢለሙኻ ? ቀጠልያ ሞስኮቪች ከአ ?
search @google ተኽላይ ዓደን ገለ ምስልታቱ ክርከብ እከአል እዩ።
@mesfinabraham6412
...?
Lingo please ask about this guy those who were in jailed at Alem bekaje for 14-16 years in 🇪🇹
Lingo, I know you did not mean it, but the content and the title of the video is hurtful, whether the subject matter it is a rumour or a fact/truth. It is so private and personal. By the way, almost one hundred percent of what is said about people is false rumours, smear, and slander. I stopped listening to and believing people in my mid-twenties. Even if what is said is true, people have no right or moral to talk about other people's health or situation. At least I am sure they wouldn't be talking about the person if that person were their parent, their sibling, or their child. "ዘይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ።" እዩ። Please remove this video and please do not make such videos in the future. Stick to the beautiful culture of our ancestors, who would consider this as Newri(taboo). I think even the culture of EPLF would disdain this. Also, please do not use pictures of the barbaric, evil leaders of Ethiopia. Please do not change. Thanks Lingo.
ወይለይ ! ትርጉም ብጻይ: ንመን ትብሎን ትግልገለላን ፈጺምካ ስሒትካዮ ኣሎኻ። ብጻይ ትብል ቃል ንተኽለ ዓደን ? ቀታልን ተቀታልን ብሓባር ብጻይ ተባሂሎም'ዶ ይጽውዑ እዮም ።
እዚ ከዳዕ ጀጋኑ ዘጥፍአን ህዝቢ ዘቅዘፈን ባ
ንስኻ ገና ኣይርዳኣኻን'ዩ፡ ተኽላይ ዓደን ኣንጻር መሪሕነ'ዩ ንህዝቢ ዘስተምህር ኔሩ፡ ዕጩኡ ከኣ ወይ ሓለዋ ሰውራ ኣትዩ ምሕቃቕ'ያ፡ ወይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲካ ህይወትካ ምዕቃብ'ዩ። ተኽላይ ዓደን ከኣ ዓው ኢሉ ኣንጻር ኢሰያስን መሰልቱን ኢዩ ዝጉስጉስ ነይሩ`፡ እቲ ዝብሎ ዝነበረ ከኣ እነሀለ ኾይኑ ህዝቢ ኤርትራ 30 ዓመት ድከቱ ሰትዪን ይሰቲ ኣሎን'።
ተኽለ ዓደን መዓስ ድዩ ሞይቱ??ህዝባዊ ግንባር ዝቀተልዎ ይመስለኒ ኔሩ
Tekle Aden and tekie keshe are strong fighters but these traitors have done a lot of damage to Eplf and the underground supporters of Eplf residing in Asmara
10q Lingo
Nahna Eritrean tarik u
Nab widibat ab meda zinebera