ቍጠባ፡ ማሕበራዊ ክብርታትን መሰላትን ኣብ ምርጫ ኣመሪካ
HTML-код
- Опубликовано: 7 ноя 2024
- ኣመሪካውያን ንዝውክሎም ፕረዚደንትን ሰልፊን ንምምራጽ በበይኑ ቅጥዕታት’ዮም ዝጥቀሙ። ገሊኣቶም ንቍጠባን ምርግጋእን ቀዳምነት ክህቡ እንከለዉ፡ ካልኦት ግን ፖሊሲ ዝምረጽ መራሒ ናብታ መበቆል ሃገሮም ዝዀነት ዓዲ’ውን ንዝህሉዎ ኣጠማምታ ኣብ ግምት ዘእትዉ’ዮም። ንሎሚ እምበኣር ካብ ኤርትራን ክልል ትግራይ ኢትዮጵያን ተወሊዶም፡ ሕጂ ዜጋታት ኣመሪካ ምስ ዝዀኑ ሰለስተ ዜጋታት ዝተገብረ ጻንሖት ከነቕርብ።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: www.youtube.co...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::
Sky 's the limit right on.