Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ግጥሚ ማመት በል። ማመት ቀላይ ብዓልቴት ሃዘሞ ዝዓዳ ንነብሳ ዝገጠመቶ እዩ።
ግርሜሶ ሓቢቢ መግለጺ ኣልቦ ግጥሚ ምስቲ ነጎድጋድ ድምጺ ቀጽል ኣያይ መዓረይ 😘 ግርሜሶ 😍😍😍😍🙏 !!
Kubur haw TK Entertainmnet Eti zhabkayo sm derasi Akbr zbelkayo xbuk neger u Entekone nska wn abuy gega aleka nay Abona beyene haile zeykonet eta gtmi kemta gtmi zelata Nay mamet gal Egela gal kelaybaltet eya nmrggax nmemher mekonen tesfay wn mwkas ykeal u ❤
Wowwww ኣብዚ ለካ ግጥሚ
ብሉጽ ግጥሚ!እቶም ትግርኛ ክሳብ ክንደይ ገላጺ ምዃኑ ዝጠራጠሩ፡ እዛ ወሃ ዘበለት ግጥሚ ግርም መልሲ ክትኮኖም'ያ!!!
!
Mamet mametey .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍😍
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሽሕ ግዜ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ብልጽቲ ግጥሚ።ንባብ ካ ይበል ንኽትሰምዖ ባህታ ይፈጥረልካ።ክልእ ብሉጻት ጥብብ ግጥሚ ከም ዚ ጌርካ እንትትቕርበልና ኣዝዩ ሰናይ ኔሩ።
Tigrigna yanbb
Sey sey elllllll
ኣይገርምን፡ እዛ ግጥሚ ካበይ ዲኻ ኣምጺኢካያ፡ ናይ መን ሙዃና ከይፈልጥካ ዲኻ ኣንቢብካያ? ክረዲት ምሃብ ን ደራሲ እንታይ ኮይንና ኢና ንፈርህ። ደራሲ እከሊት/እከለ ኢልካ ኣሎ፡ ስለ ዘንበብካ ኳ ስምካ እናጠቐስካ።እዛ ግጥሚ ናይ ባሃር ስነ-ጥበባዊ ኣቦና ነፍስሄር በየነ ሃይለ ኢየ። ሕጂ ውን ስሙ ኣብ ቦታ ኮመንት ኣቐምጦ ክቡር ሓው። thank u 4 sharing
Atigage kubru haw nay beyene haile aykonetn
Nay hizbi yu
ግጥሚ ማመት በል። ማመት ቀላይ ብዓልቴት ሃዘሞ ዝዓዳ ንነብሳ ዝገጠመቶ እዩ።
ግርሜሶ ሓቢቢ መግለጺ ኣልቦ ግጥሚ ምስቲ ነጎድጋድ ድምጺ ቀጽል ኣያይ መዓረይ 😘 ግርሜሶ 😍😍😍😍🙏 !!
Kubur haw TK Entertainmnet Eti zhabkayo sm derasi Akbr zbelkayo xbuk neger u Entekone nska wn abuy gega aleka nay Abona beyene haile zeykonet eta gtmi kemta gtmi zelata Nay mamet gal Egela gal kelaybaltet eya nmrggax nmemher mekonen tesfay wn mwkas ykeal u ❤
Wowwww ኣብዚ ለካ ግጥሚ
ብሉጽ ግጥሚ!
እቶም ትግርኛ ክሳብ ክንደይ ገላጺ ምዃኑ ዝጠራጠሩ፡ እዛ ወሃ ዘበለት ግጥሚ ግርም መልሲ ክትኮኖም'ያ!!!
!
Mamet mametey .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍😍
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሽሕ ግዜ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ብልጽቲ ግጥሚ።
ንባብ ካ ይበል ንኽትሰምዖ ባህታ ይፈጥረልካ።
ክልእ ብሉጻት ጥብብ ግጥሚ ከም ዚ ጌርካ እንትትቕርበልና ኣዝዩ ሰናይ ኔሩ።
Tigrigna yanbb
Sey sey elllllll
ኣይገርምን፡ እዛ ግጥሚ ካበይ ዲኻ ኣምጺኢካያ፡ ናይ መን ሙዃና ከይፈልጥካ ዲኻ ኣንቢብካያ? ክረዲት ምሃብ ን ደራሲ እንታይ ኮይንና ኢና ንፈርህ። ደራሲ እከሊት/እከለ ኢልካ ኣሎ፡ ስለ ዘንበብካ ኳ ስምካ እናጠቐስካ።
እዛ ግጥሚ ናይ ባሃር ስነ-ጥበባዊ ኣቦና ነፍስሄር በየነ ሃይለ ኢየ። ሕጂ ውን ስሙ ኣብ ቦታ ኮመንት ኣቐምጦ ክቡር ሓው። thank u 4 sharing
Atigage kubru haw nay beyene haile aykonetn
Nay hizbi yu