ርኽስ መንፈስ አብ የእሙሮና ከምትቆጻጸሮ ዘረኢ ምልክታት

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 28 дек 2024

Комментарии • 54

  • @AsterTesfayKebedom
    @AsterTesfayKebedom 9 месяцев назад +2

    Kile hwate yasmolna waskina amilke xagowa yabzhalkye ftrye

  • @ZinabZ-n8v
    @ZinabZ-n8v 8 месяцев назад

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኽ ህያበይ ቡዙሕ ተማህረ ቀፅሉሉ አብ ህወተይ ዘሎ እዩ በተለይ ክሰግድ ትጅምርለኩይስ ደስ ያበለን ያበለነ ማደ ማዕልት ስግድ ተብለ ብድሕረኡ ካብደይ ማዓናጠይ ብጣዕም ይቆስለን ካውኡ ያቋርፆ ብጣዕም ማዓናጠይ ስለ ድስሕበን አብዝለ ሓግዝን ብፆሎትክ ፅዬን ማርያም ዳበልክ ምክርክለ ኣይፈለየን😢

  • @SaddsCZx
    @SaddsCZx Год назад

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፅሪተይ❤❤❤

  • @Ssss-k2u
    @Ssss-k2u 9 месяцев назад

    አሜን ቃል ህይወትየስመዕልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ሳምሪ ሓፍተይ ቀፅሉሉ❤❤❤

  • @HermonBiniam
    @HermonBiniam 7 месяцев назад

    ቃለ ሂወት የስማቅልና ክብርቲ ሓፍተይ ናይ በሓቂ ሽቡቕ ትምህርት eyu❤️❤️❤️

  • @ዝፋን
    @ዝፋን Год назад

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ❤❤❤ቀፅሊ ክብርቲይ

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay646 Год назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ሓብተይ

  • @fthawitdawit1373
    @fthawitdawit1373 Год назад +2

    ቃለ ህይወት የስማዓልና ሳምሪ ሓፋተይ ኣሕቢሩ ርሑስ መስቀል ንኩሉና ኣመንቲ ክርስትያን🙏🙏🙏🙏🙏🙏##

  • @Bai7509
    @Bai7509 Год назад +3

    ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኪ ሓፍትና ብሓቂ በኣምሓርጛ ይከታተሎ እየ ብትግርጛ ተተርጉሙ ህዝብና ክፈልጦ ክነቕሓሉ ናይ ወትሩ ትምኒተይ እዩ ኔሩ እግዚኣብሄር ይመስገን ኣጆኺ ቀጽልዮ ሓፍተይ ናተይ ❤ 1 John 5 ትግ - 1ይ ዮሃንስ
    19: ካብ ኣምላኽ ምዃንና፡ ብዘላ ዓለምውን በቲ እኩይ ተትሒዛ ምህላዋ ንፈልጥ ኢና።

  • @እመብሪሃንምርሕኒመገዲቅድ

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ፅጋበይ

  • @almazokbazig5718
    @almazokbazig5718 Год назад

    Kal hiwet yesmana Amen Amen Amen

  • @eftahtesfasilase4230
    @eftahtesfasilase4230 Год назад +5

    ብጥዓም እየ ዘመስግነኪ ደስ ኢሉኒሎ ቀፅሊ ጎበዝ

    • @samritube6
      @samritube6  Год назад +2

      መምህር ተስፋየ እኛ ነው እንጂ ማመስገን ያለብን ባንተ ብዙ ሰው እየተለወጠ ነው ደስ ስላለህ ደግሞ እነም ደስ ብሎኛል በእውነት እግዚአብሄር አብዝቶ ይባርክህ አመሰግናለው አይተህ ኮመንት ስለጻፍክልኝ እግዚአብሄር ያክብርልኝ ወንድሜ❤

  • @teweldemichele6793
    @teweldemichele6793 10 месяцев назад

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክብረት ሓፍቲና❤

  • @ghenetghe8493
    @ghenetghe8493 Год назад +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሳምር ሓጴትና ሩሑስ ኣውዱዓመት

  • @lemlemberhe8644
    @lemlemberhe8644 Год назад

    Amen(3) samra heftay kal hewati yesmolna

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 Год назад

    እግዝኣብሄር ይሃበል ዝሃፍተይ ነመስግነኪ ቅጺልዮ

  • @TrmieRuesom
    @TrmieRuesom Год назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እዛኣቤሔር ኣምላክ የክብረለይ

  • @sikosilo7487
    @sikosilo7487 Год назад +2

    Ogzio meharena kirstos away uffffff egziabihar ygesxo

  • @semhar9022
    @semhar9022 Год назад

    Amen Amen Amen 🙏 nkulna Samri hafty kexlyo hzbna bzuh kmhar bzblexe bzuh tetkrblna xbuk neyru bhaki kal hiwet ysmalna 👏🏼👏🏼👏🏼

  • @gergeshmehretab3512
    @gergeshmehretab3512 Год назад

    Amennnn

  • @kisanetyemane2763
    @kisanetyemane2763 Год назад

    Qal hiwet yesmeana,Amlak xega ab reasi xega ebxehelki haftey

  • @AsmaitTewelde-z1v
    @AsmaitTewelde-z1v Год назад

    Kale hiwet yesmalina❤❤❤❤❤❤❤samri haftey ❤❤❤

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay646 Год назад

    ቀጽልዮ ሳምሩ ሓብትና

  • @samibest9099
    @samibest9099 Год назад +1

    እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኪ ሳምሪ ሓፍተይ! ርሑስ ዓውደዓመት መስቐለ ክርስቶስ ይግበረልና ንኹልና! ቐጽልዮ ብዙሕ ዝመሃረሉ መደብ እዩ!

  • @Azie860
    @Azie860 Год назад +1

    Amen amen amen enka abkana.

  • @ኤፍታህተጠምቀመድህን

    አሜን እንኳዕ አብፀሐና ሳምሪየ ሽኮር ንዓኪ እውን ምስ መላእ ቤተስብክን ተማሃረኩን አብፀሐኪ

  • @tedrosdawit5396
    @tedrosdawit5396 Год назад

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ሳምሩ እዘን ኣብዛ ቪድዮ ዝምሃርክና ኩለን ምሳይ ኣለዋ ።ደጋጊመ ውን ሰሚዐያ ብዙሕ ተማሂረ ሳምሩ የቀኔልና።

  • @febenmerhawi733
    @febenmerhawi733 8 месяцев назад

    gale hiwet yesimialina habiteyy

  • @rishane9576
    @rishane9576 Год назад +1

    ቃለ ህይዎት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍተይ ኣሜን ካብዚ ትምህርዮ፡ደለኪ ናይ መናፍስቲ ኣብ ሂዎተይ ደሎ ኢዩ ማለት ብዙሕ ፈተና የሕሊፈ እየ ገና ሕጅውን ካብ ፈተና ብመጠኑ ኣይውጻኩን ማለት እዝጋኣቢሄር ይመስገን ሳላ ቅዱሳት ኣቦታተይ ድኮኑ የሕዋተይ መንፈሳውያን ናይ ኩፉእ መንፈስ ኣስራርሓ ብዓቅመይ ፈሊጠዮ እየ ግን ብድክመተይ ዳኣክል ብዙሕ ዝተጎዳእኩ ስብየ ኮይኑ ግን ፈጣሪ ብድፈልጦ ንሰብ ክጎድእ ንቤትሰበይ ክጎድእ ንሰብ ሕምቅ ድምነይ ስብ ኣይኮንኩን ኣይፈልጥን ግን ካብ የሕዋተይ ጀሚሩ ክሳብ ዎላዲተይ ግን በቃ ጸላእተይ እዮም ማለት ኣቡኦም ሓዲሩ ኩፉእ መንፈስ ብጣዕሚዩ ከጥፋኒ ዝደሊ ንምንታይ በቃ እምነቶም ብገንዘብ ብንዋት ብዓለማዊ ነገር ስለዝምክሑ ንሰይጣን ቀረቡኡ እዮም ንክፋኣት ድሕር ድብልሉ ጉዳይ የለንሞ ልቦና ይሃቦም ንቤተሰብ ቤተስቡ ጸላኢኡ ድብል ቃል ናይ መጽሓፍ ቁዱስ ናዓይ እዩ እየ ድብል እሞ፡ካብዚ ከምዚ ከማይ የድሕንኩም ህዝበ ክርስትያን ብጸሎት ቡርቱዓት ድኮንኩም ኣብ ጾሎትኩም ዘክሩኒ ንዓይ ድክምቲ ሓፍትኩም ዎለተማርያም ኢልኩም የሕዋተይ ብቁዱስ፡ገብኤል ስም

    • @samritube6
      @samritube6  Год назад

      ብጣዕሚ ዝገርም እዩ አብ ቀረባና ሰባት ሓዲሩ እዩ ዝወጋአካ አጆኪ በሊ ጸሎት ቅዱሳን ምሳኺ ይኩን ሓፍተይ ❤

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay646 Год назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ሓብተይ ቴሎፎንኪ ዋትሳብ እባ ስደድልና ሓብተይ ሳምሪ

  • @temnt
    @temnt Год назад

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ቃፅሉሉ

  • @temesgen1553
    @temesgen1553 11 месяцев назад

    Zikeberki haftey anes kula gize beal betey hansab bdarba emni hansab b edu kiharmeni yhalm emo abta zihalemkula mealti ka gidn nibeas newih koynu kemu kihalm mo entay yikiwn bejaki tegediski melsiley ❤❤❤❤

  • @rahwaabraha4282
    @rahwaabraha4282 Год назад +1

    Egziabiher abzihu yebarekk hafteyi❤

  • @shewittesfastion3276
    @shewittesfastion3276 Год назад

    Betaemi egzeabiher amlak xegu aezezu yebarekike Samri haftey medbki lomi eye rekibeya mulue mealite kektatelo weli videotatike bekemey kerekibeki yekeli ab Sweden eye zeleku🙏🙏🙏❤❤❤

  • @biniam9156
    @biniam9156 Год назад +1

    amien enkuae abxahana

  • @123sari
    @123sari Год назад +1

    Yehbiru samruye nkulatna enkua mab brhane mesqelu abqeana

  • @mihretaraya8448
    @mihretaraya8448 Год назад +1

    Yehbiru sami haftey 🙏🙏🙏

  • @meazaandom4657
    @meazaandom4657 Год назад +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @tesfagaokbahans385
    @tesfagaokbahans385 11 месяцев назад

    Kalehiwet yesmalna kbrti habtna nay agelglotk zemenki amlak ybark.
    Bkemey krekbeki ykil?

  • @selamselam2754
    @selamselam2754 Год назад +3

    ኣዛራርባኺ ብደምቢ እዩ ዝርደአካ። እግዝኣብሄር ይባርኽኪ ዝሓፍተይ ግን ኣብ ክንዲ ዓይነ ጥላ ብልምዲ ዓይኒ ሰብ ስለ እንብሎ ዓይኒ ሰብ እንተበልኪዮዶ ኣይመሐሸን
    ጠቋር :ራህየሎ ወዘተ... ክትብሊ ከለኺ እዉን ንምንታይ ሰይጣንከ ንሱ ዝተፈላለየ ኣስማት ሒዙ ከምዝመፅእን ትርጉም ናይቲ ኣስማትን እንተተረድእና እቲ ትምህርትኺ ሙሉእ ንሙሉእ ንኽርደአና ይሕግዝ
    ክትዛረቢ ከለኺ መናፍስትን ኣስማት መናፍስትን ምንም ኣፍልጦ ንዘይብሎም ሓደሽቲ ሰማዕቲ ትዛረቢ ከምዘለኺ እናዘከርኪ ኣምህርና ብርኽተይ🙏
    ይቅርታ ግን ብትምህርትኺ ንቡዝሓት ክትቅይሪ ስለዝምነየኪ እየ ርኢቶ ኣብዚሐ

    • @samritube6
      @samritube6  Год назад

      ሰላም ሓፍተይ ብታዕሚ ጽቡቅ ርእይቶ ኩሉ ዝበልክዮ ከዔርዮ እየ ክብረት ይሃበለይ ❤

  • @TeklitGerekidan
    @TeklitGerekidan Год назад

    ነዚ ዝማሃርክና ብምንታይ ንካላኸሎ

    • @samritube6
      @samritube6  Год назад +1

      ንግሆን ምሸትን ብምጽላይን ብጸሎትን ብስግዳንን ንእግዜብሄር ጊዜ ምሃብን ይውገድ ወገነይ❤

    • @mosanateklit-lh5ih
      @mosanateklit-lh5ih 7 месяцев назад +1

      Kendi nay kulu medhanit gn kudus kurbanmkurab

  • @AishaAishacartoon-ip5ir
    @AishaAishacartoon-ip5ir Год назад

    Amlek mcek yakon aytqrxi

  • @Afari.MadSleuthExportedSalt
    @Afari.MadSleuthExportedSalt Год назад

    ዕቭዲት ሻዕቭያ ዶግ

    • @SamiCamera
      @SamiCamera Год назад

      Eway ezom shaebyas abkebdkym atyom mesakin 😂😂😂😂

  • @letinat3267
    @letinat3267 Год назад +1

    ❤❤❤❤

  • @merhawihailemariam9551
    @merhawihailemariam9551 Год назад

    ❤❤❤

  • @እግዚአብሔርይሴባኅ

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FilmonFiley
    @FilmonFiley Год назад

    ❤❤❤

  • @ههههه-ن3س
    @ههههه-ن3س 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤