Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ተመስገን ፈጣሪ ምስቶም ዝፈትዎም ስድራይ ዝራኽብካኒ ኣብ 13 ዓመትና ሎምዓቲ ተራኪብና ብሕልሚ ኡፍፍፍ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና
ሓወይ ሳብስክራይብ ተሓባበረኒ
efi oCongratulation z hawey natey
Congratulations
ውይ ሓወይ ብእውን ይግበረልካ
መዓረየ ብእውን ይግበረልካ
ንለምለም ዓይነይን ንዘርኣቡረክ ዓይነይ ትፈትው ኮሞንቲ ኣብዝሕ ኣቢልኩም ሃቡኒ
ንዓኸውን like ጽብቕቲ
@@danm1829 ሽኩራን ሓቢቢ ኣነ
ኒ ቦይ ዘራኣብሩክ ዝፈቱ ላይክ ኣይተውሕዱ
Elisa Gual amama
ገርየ ዓይነይ ከ ከቲርኪ ዶ ነሩ ኢዩ፡ ክክክክክ
ኣቱም ንጽሑፈ ተንቡቡ ዘለኩም ኩሉኩም እግዛቢሄር ዘይ ሓሰብክሞ ሽሻይ ይፍጠረልኩ ። ኢንስተ ግራመይ @shishi Eyorusey Hiwetey
Cancel
Amen amen amen
Amen. Amen amen yenemarrrr
amen amen amen
*እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ተጋሩ የሕዋተይ ማራ የ ዝፈትወኩም ሓፍትኩም ኤርትራዊት*
ንሕናለ ንፎትወኪ ምቅርተይ
ዋላ ንሕና ንፎትወኪ ክብረተይ
ንሕና ኸማን ንፈትወኪ ምቅርተይ❤
በይዛኹም ቅልጥፋ በሉ
ንሕናለ ፍትው ዝያዳይ
ሓው ዘኣርኣብሩኽ የ like ጌርኩም ኣጆካ በልኒ ብሩኽ ሰንበት ድማ
ክክክክክክ ወዲ ቀሺ ሲ እግዚ ወዲ ሓወብኡ ይመስሎ እሞ እንታይ እዩ ሕጂ ኩላትና እሕዋቱም ኢና ማፉ ላይክ
@@zttgy7054 hhhh ዋይ ኣታ በይዛኻ
Kkkkkkkkk layey ewn wedi hafti eney eyu
ክ ት ር ኣይ ዘላዋ ፊልምruclips.net/video/rjIDnAVhzWQ/видео.html
ኣብዚ በጺሕካ እሞ ሰላም ከይበልካኒ ኣይትኸድን ኢሉዎ ገሬ ቀባጽ ክክክክክክክክክክክክ እዋይ ኣብ ዊሽጢ 10 ዓመት ዝበዘሐ ሰሓቕ ዝሰሓቕኩላ መዓልቲ ሎሚ ያ!!
ለሙሰ ተቀዲመ ኣብ ዓፂድ ናሃለኩ ኣሸኪዕኩምኒ ኣቱም ሓላላት ደቂ ትግራይ ሰደት ዘለኩም ደቂ ሃገረይ ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም ሰደትኩም የሕፅረልኩም ኣየኩም ናይና
አሜን ዝሓወይ አዮኩም ንስካቱም ለ
@@ፍረኃልትግራይፃዕዳ selam kunu deki tgray mearey
ኣሜን ኣሜን ኣሜንን
ኣነስ እታ ዝበልዑዋ ዘለው ምግቢ እያ ትረአየኒ ዘላ!!¡ ሽሮ ውይ መዓረይ ሽኮረይ !!!!😹😹😹😹😹😹😹
😘💕💕💕😘😘💕
ዓሽሽሽሽ እንኮዕ ብሰላም መፃኡኩ ኣንቱም ተናፋቅቲ ከምቲ ከማይ ጠፊእኩም ዝብል ኣሎዶ ን ኣንዳ ገሬ እሙን ❤❤❤❤❤
ኣቢዚ በጽሕካ'ሞ ሰላም ከይበልካኒ ኣይትከይድንውሽጣዊ ጸገም እኮ ኔኤኒ ኣነ ውንክክክክክክክክክክክ ወዲ ቀሺ ዝፈልጦ ትኣምር የብለይን
ዋውውው እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም ንኣያ ጆኬር ከምዚ ከማይ ዝፈትዎም እስኪ ላይክ በሉና 😍😍😍😍😍👈❤❤❤
የፍቅሮ እየ ኣነሰ
ከምዙ ከማይ ስደት ምርር ዝበሎ ተሎ እስኪ like like ግጨውኒ ደቂ ትግራይ ሓላላት
AMESGNI HABIBTY ENTAY KNGEBR EMO BMCHNAK HAGOLNA ZERU NFETARINA NLEMN AJOKI ZHABTEY HALAFAY EYU KULU
ኣይዞሸ ማር ኩሉ ክሕልፍ እዩ
ኣይዘኽ። ሓፍተይ ኩሉ ይሓልፍ። ይኡ። ማዓረይ
Ane alku ata
ቀደመይቲ ኣነ
ክክክክ ኣላ ደቒ ትግራይ ሽኮሪናታት ቅድሚ ሕጂ ናይ ትግራይ ሪኤ ኣይፈልጥን የ ነረ ብጣሚ ሓፍ ኣብሎማ ሕጂ ግን ኣጆኹም በርትዑ i love you 👍🙏💪🇪🇷
Welcome enda gere emun beruk kedame senbit yegbrlna 🇪🇷🇪🇷🇪🇹❤
ደንጉኩና እኮንዘራኣብሩክ ዐይነይ ላይክ ሀብለይ
my GOD you never know how much i love you gere emun drama !!!! love you so much!!!! proud of you i see this better than Hollywood movie for me!!!!
ለሃገራችን ሰላም ፍቅር ያሪግልኝ
ኣሜን😘😘😘
Amen
ክልዓል ተኾይነስ ሃሪሰ ንኤኹ ኣብዚ ክክክ ንዘርኣብሮኽ ምስ ሰበይቱ ዝፈቱ Like ይጽቅጥ ንኣንበጣ ባህ ንኸይብሎም!
Congratulations zahawey
❤
ኣነለ ፍትውትው
Yafiet Samuel ❤
Like ዘርኣብሩኽ ዝፈቱ👍
ዋዉዉዉኣንኳንብሰላምመፃኢኩም
ዋይ መዳም ናይ ኢድኪ አይትስአኒ ከይረአክዎም ውዒለ እንኳዕ ብስላም መፃኩም
Wwwwwwአቶም ደስ ባሀልት እውይ ድኒ፣ገብር አውርኽ ን ብጣዕም ካብደይ ኡቅስለመኒ ክክክክክአትሙ ፁሩያት ንበሩሉና
"ንእሽተይ መንፈኝ ገይኙሰ መጋዥ ኝኾኘ ኣፍ ሂብዎም ኣታ" ኣይ ጆኬረይ 🤣🤣🤣🤣 ኣታ Likeማ ድዕኽ ኣብሉና ኣታ ዓምድኹናይዶ
1000 ግዜ ዕምዱክ
ኣደዋይ ምርጋምኩም ዳ ገሬ እሙን ታማ ሰሓቅ ኣላሚድኩም ጠፊእኩምና ናፍቅናኩም እኮ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሰናይ ዘዓሰሎ ሰንበት ኣሕዋት
ፈተውቲ ገሬ እሙን like ኣብዚኣ ጀማሪት እየ ንልመና ክክክክክ💟💟
ክክክክክክክክክ
ቆጂት ካሊእ ከ እንታይ ንእዘዝ
ሰላማዊት ካሕሳይ ኢትዮጲያዊት telefonki
@@hanibalhani206 እሽይ
👍
ዋውውውው ደስ ኢሉኒ ለማዓንቲ ገሬ እሙን እንካዕ ብሰላም መፃኹምና
#ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ኩለኩምዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰምበት ይግበረልና💕💕💕
ቤቲ ሃይላይ Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
💚💚💚
ይሄን ፅሁፍ የምታነቡ ፈጣረ ሙሉ ጤና ይስጣችሁ ላይክ ግጩኝ👍👍
Amenn
Good job jokr zhbu like 👍yetwke
ነዛ ኮመንቲ ተንብብ ዘለካ/ኪ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም
Amen amen amen nkulatna marey
እንኳዕ ብደሓን ተመለስኩም ,,,, አንበጣ ክተባርሩ ዲኹም ጠፊእኩም ቀኒኹም ? kkkk
ከመይ ቀኒኩም በጃኩም ዘይ ልመድ ኣልሚድኩም ኣይትጥፍኡና #ዘብርኣብሩክ ሽኮር ካራክተር ግርም ጌርካ ኢካ ተላቢስካዮ ዘለካ ።
ትግስት ፈታዊት ሞሞና ኤማተይ ትግስት ዓይነይ 😁🌸ከኣ ከፍ ኣለኪ ካብ ጎሬበት እና ሽኮሪና
እንኳዕ ደሓን መጻኹም እንዳ ገሬ እሙን ሎሚ ቀዲመ ኮመት ክጽሕፍ በቂዐ ብሩኽ ሰንበት ካኣ
27:7 hahahahah moyte dye gele😂😂😂😂😂😂gere teshershiru😂🤣🤣🤣🤣
*እንካዕ ብዳሓን መጻኩም ዘውራኣብሩክ ዓይነይ ደቂ ትግራይ ዓደይ me too ኦል ሰላም ንሃገርና የውርደልና*
ክክክክክክክክክክክክክክክክ ኣብዙይ በጺሕካ ማ ሰላም ከይበልካኒ ኣይትከይድን ክክክክ ደሓን ዶ ኣለካ ክክክክ ከመይ ወዘተ ገርየ ክክክክክክ
ዕድመን ጥዕናን ናዓኩም ሙቁራተይ
ኣያ ዘረኣ ቡሩኽ ትወና 100%√😘
This is my favorite episode.😂😂
ግሬ ሽኮር ተፊካኣ ኣጸሚካና አንዲካ ክክክክክ so ኣጆኩም ቀጽልዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘
እዞም ሰባት ክተባብዑ ዝግብኦም ናይ መጻኢ ተስፋ ዘለዎም እዮም። ንፍሊም ትግርኛ ቀመም ኮይኖማ። ኣብ ቀጻሊ ብዝሓየለ ክትመጹና ንጽበ። love you kaa
ሰናይ ሰበት ይግበረልኩም ደቂ ትግራይ ሽኮራት ክክክክ ዳኒኤል ናይ ከተማ ኣንበጣ ክክክክክክ ተመችያትኒ
ኣቱም ብሩኻት ናይ በሓቂ ፍልሚ።ኣድኒቐኩም ቀጽልዎ keep it up.
Aya Joker zftu eske like👍🏾✌🏽
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ👍🇪🇹❤❤❤
እንኳዕ በደሓን ምፀእኩም ሽኮርንታት ኩሉ ግዜ በሃንቅውታ እየ ዝፀበይኩም ስናይ ስንብት ይኩንለኩም ደቂ ትግራይ ማዓራይ😘😍💓🌷💋❤
Gerye very very talented comedian. I admire you from the depth. Keep the good work. And beti hailay, you are hilarious.😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘
#ገሬ_እሙን ዝናፈቀ ኣሎ ከምዙ ከማይ ክክ ዛ ዱካን ኣትዮምዋ ነይሮም ኣምበጣ ድሓርስ ኳ ቀዲሙዎም ዋ
Kkk kk
ከከከከ
ገሪ እሙን ቃኒኡ
Wow atum nafikenakum nerena enkuae bedehan metsakum keburat nay gere emun tewasaeti.....
ተጋሩ ስላምና የብዘሐዮ ፈጣሪ።
Ntegaru zfetu 👇🇪🇷 tegaru ajokum atum meksenatt anbubu tiray buruk senbet ygberelna kia abziha elet senbet bun tkelwa delekin neza nay geriye emun kitria bunkin zhareret ztekaewet thlu tkewen eya kkkkkk
ሰላምካ ይብዛሕ ዳኒ ሓወይ 10q ከማካ ይብዛሕ
@@zufangrmay249 kikewen eyu bhayli egzabiher amlak zufan hafteyy ajoki ❤❤
Kkkkk absa joker gobaz
@@sofiyaabdella3445 sofiya haftey dia entay konki tshki
Joker & ZerAbruk both are ma favorite actors
Aseyyyy tsruyat deki tgray 💕🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
እንዃዕ በሰላም መፃኢከም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ❤❤❤💔💔💕💕💖💕
ዛ ናይ ምሳሕ program ደስ ክትብል ኔራ......ገሬ ሓሪፍ ሰብ
ኣቱም ሸኮራት ናይና ❤🇻🇳
ናፊቅናኩም ፀሊኢኩም ፀው ይብል ደቂ ዓደይ ብሰላም ብዓወት ትመሉሱና ጀጋኑና💊🌹💊💪💪💪💪
Kkkkkkkkk eway eza megbi kkk sebay elka alku wedi zerabruk
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ (3) ናይ ቀደም ባህልና እናበልኩም እባ ናብ ዘመነ ኣንበጣ ተመሊስኩም። ለካ ሰብ ይሓስብ እግዚኣብሔር ይፍጽም ዝብሓልስ ሓቂ እዩ። እግዚኣብሔር እኮ ዝለመንካዮ ዘከልእ ሓያል ኣምላክ እዩ። ንሱ እዩ ኣምላከ ቅቡጻን ኣምላከ ነዳያን። ሕጂ ውን ብሓድሽ ሂወት ንበሩ ንእግዚኣብሔር ኣይተቆጥዕዎ እንደገነ ከይቀጽዓኩም ናብ እግዚኣብሔር ኣምላኩም ተመለሱ ብሰባ ኣይዎራዘዩ። ንሰብ ምንዓቅ ሓጥያት እዩ። ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ሰብ ክቡር እዩ።ንሕና ግን እንታይ ኢና ንዕዘብ ካብዚ ዘመን እዚ ምጽኣት ጎይታ ከምዝቀረበ። ኦ ጎይታ ኣብታ ትመጽእ ምጽኣትካ ተዘከረና። መዓትካ ኣቁርረልና።
ትጠፍኡ ተለኩም እማ ትናፈቁ እለኩም እና አይትጥፍኡ ጨለ ዶ ዳ ገሬ እሙን ቡሱሩ ደጋጊመ ተረእክዎስ ለይሙኖ አይ ጌሬ ቅንኢ ሃሃሃሃሃሃሃሃ
ሃሃሃ እዚ ዝሸመተ ኣይኮነን ዝሓረሰ እውን ኣይክእሎን ገርየ እሙን 😘ዝፈቲ እስከ ላይክ ይግጨየኒ👍👍
በጀካትኩም ኣትጥፍኡ እንተክልኩም ኣብ ስሙን ክልተ ግዜ ግበርወ ፕሊስ🙏ብዝተረፈ በርትዑ💙
እንኳዕ ደሓን መፃእኩምብጣዕሚ ደስ ብሃሊ እዩኣብ ወቅታዊ ኩነት እትሰርሕዎ ብምኳኑ ድማ ብፍላይ።
ኣያ ጆኾር ዝፈቱ ላይክ ይበል
ክክክክክ ገሬ ሽኮር አብዚ በፂሕኻ ሰላም ከይበልካኒ አይትኸድን 😆😆😆😆👍👍
ኣነስ ንኣዶታት ፍቅሪ ይውሕደን ኣሎ ይብል ኣለኩ። ኣደስ ብነብሳ ፍቅሪ እያ። ፍቅሪ ኣዴኩም እስከ ብ👍 ግለፁ። ለምለም ዓይነይ መቀረት እዛ ፊልም ያ። ሰናይ ሰንበት #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓቢርና ንዕበ። ብፍላይ ትግርኛና።
ሳብስክራይፕ ገይረካ ኣለኩ ሓወይ
@@ድንግለይሩፍታልበይ-ረ5ሰ👍👍👍
ገኘካ ኚኣኩ😜
ሳብስክራይብ ገይረካ ኣለኩ ሓወይ ናዓይ ግበረለይ
@@ZumaTubepro eshi 👍
ዘብረአብሩኽ አንደኛ በቃ
"ብስሩ" ትብል ቃል እንዶ ቀንስዋ ትደጋገም ከላ ብጣዕሚ ትድብር ኣላ በተለይ ገሬ።
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ግን ብሳሓቕ ሞይተ ኣያኣ ጆኮር ኡፍፍፍ ቅቅቅቅቅቅቅ
ኣያ ዘብርኣብሩኽ ኣይትጥፋእ ክብለኩም "ለምለም ዓይነይ" ፈጢሩልኩም!
19:55 kk abzi bexehka emo selam keybelkani aytkyedn 😂😂😂😂😂😂😂
Kkkkkk wala naye nesa eya teshqen🇪🇷
Gera ayneyyyy haba koyna kiltena eway mehaba mosiba neayin ne gera arkey like
Well come ena gere eumun
ገሬ ቀኒኡ ሓፍ በጠቕ ኣቢልክዮ ቤቲ ናብ ልብኺ ተመለሲ😃😁😁😁😃😃😃😃
ቤቲ ግን ናይ መጀመርያ ሙድኪ ተጥፍእዮ አለኺ ካውኡ ድማ ናይ ያ ዘውራአውሮኽ ገፀባሪህስ ብጣዕሚ ተጋኒኑ ብዝተረፈ ቀፅልሉ
ክክክክክክክክክክክ ግደፉናን ዶ ሓዲኡ በልልና ኣታ ቆልዓ ስስነስርኣት ግበር ዳሕና እየ ኣታ ታይ ኮይኑ እንድኢ እምበር ታይ ፈሊጥና ኢና ቢቲ እረፊ ክክክክክ ኣይትስኣኑ እንዳ ገርየ እሙን ኣስሕቅክሙና
ደቂ ኤረ ተጋሩ እዛ ድራማ እትምችዎ 📷👏👏👏👍👍👍👍👍 subscribe ግጨውኒ ዲቂ ዓደይ
ግጨተውናካ ኣለና ግጨወና
እንቃዕ ብስላም ኣራከበና ኣያ ዘርኣብሩኽ ቼኬርዋ ገርየዎ።
እዛ ንእሽተይ ቆልዓ ፈትየያ ኮ ክመዉት ደልየ ተልፎን ናታ ስደዱለይ ክብል ኮ መልሓሰይ ጽኪ ኣዉጺአ በጃኹም ሎሚ መልሲ እንተዘይረኪበ ክንበኣስ ኢና ። ቀጽልዎ ክኣ ንፉዓት ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣጆኹም
መን ንእሽተይ እያ
@@kahsaymekonen5810 ማእከለሽ ሓረጎት
ብመልሓስካ ዲኻ ትጽሕፍ ክክክ
Eway tefiekumuna endikum kenikum enkae biselam mexakumGere Emun!!! Si Ziblekum semun semun dae tikun beyakum
እንኳዕ በሰላም መጻእኩም❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😍😍 ክጸበ ጸንሐ 👌👌👌👌👌
ኩሉ ግዜ ቀዳመይቲ 😁
@@ድንግለይሩፍታልበይ-ረ5ሰ ዳሓር እኾ ፈሊጠ ዋ😂
ትግርኛ አልችልም ግን ቋንቋው ደስ ይለኛል ገሬ። ፋሮች አሉ የታወቀ ነው። ምሽሽ ኙኙ ሲል ይደብረኛል። ትግርኛ ብችል ኖሮ ላይሆን ይችላል። ደስ የሚለኝ ይበዛል። ለገባው ሰው እኛ ሀብታሞች ነን። የተለያዬ ቋንቋና የጭፈራ ዘቤ ዎች አለን ማንም አለም የሌለው። ምድረ ጅል አይጠቀምብን። ትግራይን ባላይ ደጋግሜ ይቆጨኝ ነበር ። ከሚገባ በላይ ጥሩ ሕዝብ።
ወዲ ኣያ ዘብረኣሩክ ናከተማ ኣምበጣ ቅቅቅቅ ኣየ ኣያ ጀኮር
Anese zifelto teamr yeblyn 😂🤣bzaeba kali ente enda gere omun gin kiftwekumu🥰😍😘
ቤቲ ጸውዕለይ ዝጎደልኒ ክትምላለይ ።
ብልዓያ ኢልካ ካኣ ንቢተይ IKKKKKK
💪💪💪💪
Enka bedhan mtsakum enda gere emuny maratey mukuratey nefek abilekum eye keniy ❤❤🇻🇳🇻🇳💋💋
ዕረፍ ኣይትሸምጥጠኒ ሞይተ kkkkkkkk
😂😂😂 gera + zerabrk + joker 🃏 btami ashkumni ab mchersha 😆 😆 😆
🙏🏽ብሩክ ሰንበት ንክላትኩም ተካታተልቲኢ ገሬ አሙን።🙏🏽👇👇👇👇👇👇👇👇👇ruclips.net/video/ri39Bh-oUEc/видео.html
Wela ane enjera adey zekire shro ms txada taff ayy sdet hisum
ዳኒ ንጥዕና ይግበረልካ ምግቢ ለጤና ይሁን አመን
ገፅ'ስ ማ ናይ እጋዳውያን ዶ እይዓብይን 😂😂😆😆😁😁😍😂😂
Very funny, I like it . Keep up the good work 👌👍💪
ዳኒአል ኒይ ባሓቂ እዩ በላዒ ክክክክ
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ሽኮራትብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና እግዚኣብሔር ካብ ዓድና ኣንበጣ የጥፈኣልና ትግራይ ዓድና ለምለም ኮይና ትንበር ንዘልኣለም
እስኪ ንርግኣት ዝናፈቃ ላይክ ይግጨየኒ😊
ገርየ ሽኮር ኣያይ ሓድኡ እንዶ በልና ኣንታ ቆላዓ ዕረፍ ዳሓን እየ ጀኬርመቅሰን ቤቲ ሕጀኪ leki 😍😍😍
*ኣብ ሰዓታ ረኪበያ የሕዋት ሎሚ ኢየ ንሰበይተይ ድሕሪ ናይ ክልተ ዓመት ፍቅርና ድንግላ ኣፍሪሰያ*
Kkkkkk einkon des alachu
Entay emo? abzi Entay kemzi debl alka
Kkkkkkk Naymntay dnglna bokri Ezney eya
Kkkkkk ይኹኖ
እንካዕ ቀነዐካ
Daki tagaray khalo
ኣየ ደቂ ትግራይ ሓላላት ከመይ ድየ ክፈትወኩም መዓት
ቡሩካት ደስ ባሀልቲ
እሞንኒ ኣነ ሎሚ ብሕልሚ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ እስርቤት ሚስ ዘራብሩክ ተራኪበ እዚኣ ፍትሑለይ በጃኩም
ኣፍካ ይስዓር መዓር ኣፉ
@@wediadkemewedimilga6885 ምስ ኢሳያስ ክትራከቡ ኢኩም KKKKKKKKKK
ተመስገን ፈጣሪ ምስቶም ዝፈትዎም ስድራይ ዝራኽብካኒ ኣብ 13 ዓመትና ሎምዓቲ ተራኪብና ብሕልሚ ኡፍፍፍ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና
ሓወይ ሳብስክራይብ ተሓባበረኒ
efi o
Congratulation z hawey natey
Congratulations
ውይ ሓወይ ብእውን ይግበረልካ
መዓረየ ብእውን ይግበረልካ
ንለምለም ዓይነይን ንዘርኣቡረክ ዓይነይ ትፈትው ኮሞንቲ ኣብዝሕ ኣቢልኩም ሃቡኒ
ንዓኸውን like ጽብቕቲ
@@danm1829 ሽኩራን ሓቢቢ ኣነ
ኒ ቦይ ዘራኣብሩክ ዝፈቱ ላይክ ኣይተውሕዱ
Elisa Gual amama
ገርየ ዓይነይ ከ ከቲርኪ ዶ ነሩ ኢዩ፡ ክክክክክ
ኣቱም ንጽሑፈ ተንቡቡ ዘለኩም ኩሉኩም እግዛቢሄር ዘይ ሓሰብክሞ ሽሻይ ይፍጠረልኩ ። ኢንስተ ግራመይ @shishi Eyorusey Hiwetey
Cancel
Amen amen amen
Amen. Amen amen yenemarrrr
Amen amen amen
amen amen amen
*እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ተጋሩ የሕዋተይ ማራ የ ዝፈትወኩም ሓፍትኩም ኤርትራዊት*
ንሕናለ ንፎትወኪ ምቅርተይ
ዋላ ንሕና ንፎትወኪ ክብረተይ
ንሕና ኸማን ንፈትወኪ ምቅርተይ❤
በይዛኹም ቅልጥፋ በሉ
ንሕናለ ፍትው ዝያዳይ
ሓው ዘኣርኣብሩኽ የ like ጌርኩም ኣጆካ በልኒ ብሩኽ ሰንበት ድማ
ክክክክክክ ወዲ ቀሺ ሲ እግዚ ወዲ ሓወብኡ ይመስሎ እሞ እንታይ እዩ ሕጂ ኩላትና እሕዋቱም ኢና ማፉ ላይክ
@@zttgy7054 hhhh ዋይ ኣታ በይዛኻ
Kkkkkkkkk layey ewn wedi hafti eney eyu
ክ ት ር ኣይ ዘላዋ ፊልም
ruclips.net/video/rjIDnAVhzWQ/видео.html
ኣብዚ በጺሕካ እሞ ሰላም ከይበልካኒ ኣይትኸድን ኢሉዎ ገሬ ቀባጽ ክክክክክክክክክክክክ እዋይ ኣብ ዊሽጢ 10 ዓመት ዝበዘሐ ሰሓቕ ዝሰሓቕኩላ መዓልቲ ሎሚ ያ!!
ለሙሰ ተቀዲመ ኣብ ዓፂድ ናሃለኩ ኣሸኪዕኩምኒ ኣቱም ሓላላት ደቂ ትግራይ ሰደት ዘለኩም ደቂ ሃገረይ ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም ሰደትኩም የሕፅረልኩም ኣየኩም ናይና
አሜን ዝሓወይ አዮኩም ንስካቱም ለ
@@ፍረኃልትግራይፃዕዳ selam kunu deki tgray mearey
ኣሜን ኣሜን ኣሜንን
ኣነስ እታ ዝበልዑዋ ዘለው ምግቢ እያ ትረአየኒ ዘላ!!¡ ሽሮ ውይ መዓረይ ሽኮረይ !!!!😹😹😹😹😹😹😹
😘💕💕💕😘😘💕
ዓሽሽሽሽ እንኮዕ ብሰላም መፃኡኩ ኣንቱም ተናፋቅቲ ከምቲ ከማይ ጠፊእኩም ዝብል ኣሎዶ
ን ኣንዳ ገሬ እሙን ❤❤❤❤❤
ኣቢዚ በጽሕካ'ሞ ሰላም ከይበልካኒ ኣይትከይድን
ውሽጣዊ ጸገም እኮ ኔኤኒ ኣነ ውን
ክክክክክክክክክክክ
ወዲ ቀሺ ዝፈልጦ ትኣምር የብለይን
ዋውውው እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም ንኣያ ጆኬር ከምዚ ከማይ ዝፈትዎም እስኪ ላይክ በሉና 😍😍😍😍😍👈❤❤❤
የፍቅሮ እየ ኣነሰ
ከምዙ ከማይ ስደት ምርር ዝበሎ ተሎ እስኪ like like ግጨውኒ ደቂ ትግራይ ሓላላት
AMESGNI HABIBTY ENTAY KNGEBR EMO BMCHNAK HAGOLNA ZERU NFETARINA NLEMN AJOKI ZHABTEY HALAFAY EYU KULU
ኣይዞሸ ማር ኩሉ ክሕልፍ እዩ
ኣይዘኽ። ሓፍተይ ኩሉ ይሓልፍ። ይኡ። ማዓረይ
Ane alku ata
ቀደመይቲ ኣነ
ክክክክ ኣላ ደቒ ትግራይ ሽኮሪናታት ቅድሚ ሕጂ ናይ ትግራይ ሪኤ ኣይፈልጥን የ ነረ ብጣሚ ሓፍ ኣብሎማ ሕጂ ግን ኣጆኹም በርትዑ i love you 👍🙏💪🇪🇷
Welcome enda gere emun beruk kedame senbit yegbrlna 🇪🇷🇪🇷🇪🇹❤
ደንጉኩና እኮ
ንዘራኣብሩክ ዐይነይ
ላይክ ሀብለይ
my GOD you never know how much i love you gere emun drama !!!! love you so much!!!! proud of you i see this better than Hollywood movie for me!!!!
ለሃገራችን ሰላም ፍቅር ያሪግልኝ
ኣሜን😘😘😘
Amen
ክ ት ር ኣይ ዘላዋ ፊልም
ruclips.net/video/rjIDnAVhzWQ/видео.html
ክልዓል ተኾይነስ ሃሪሰ ንኤኹ ኣብዚ ክክክ
ንዘርኣብሮኽ ምስ ሰበይቱ ዝፈቱ Like ይጽቅጥ ንኣንበጣ ባህ ንኸይብሎም!
Congratulations zahawey
❤
ኣነለ ፍትውትው
Yafiet Samuel ❤
Like ዘርኣብሩኽ ዝፈቱ👍
ሓወይ ሳብስክራይብ ተሓባበረኒ
ዋዉዉዉኣንኳንብሰላምመፃኢኩም
ዋይ መዳም ናይ ኢድኪ አይትስአኒ ከይረአክዎም ውዒለ እንኳዕ ብስላም መፃኩም
Wwwwwwአቶም ደስ ባሀልት እውይ ድኒ፣ገብር አውርኽ ን ብጣዕም ካብደይ ኡቅስለመኒ ክክክክክአትሙ ፁሩያት ንበሩሉና
ክ ት ር ኣይ ዘላዋ ፊልም
ruclips.net/video/rjIDnAVhzWQ/видео.html
"ንእሽተይ መንፈኝ ገይኙሰ መጋዥ ኝኾኘ ኣፍ ሂብዎም ኣታ" ኣይ ጆኬረይ 🤣🤣🤣🤣 ኣታ Likeማ ድዕኽ ኣብሉና ኣታ ዓምድኹናይዶ
1000 ግዜ ዕምዱክ
ኣደዋይ ምርጋምኩም ዳ ገሬ እሙን
ታማ ሰሓቅ ኣላሚድኩም ጠፊእኩምና ናፍቅናኩም እኮ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሰናይ ዘዓሰሎ ሰንበት ኣሕዋት
ፈተውቲ ገሬ እሙን like ኣብዚኣ ጀማሪት እየ ንልመና ክክክክክ💟💟
ክክክክክክክክክ
ቆጂት ካሊእ ከ እንታይ ንእዘዝ
ሰላማዊት ካሕሳይ ኢትዮጲያዊት telefonki
@@hanibalhani206
እሽይ
👍
ዋውውውው ደስ ኢሉኒ ለማዓንቲ ገሬ እሙን እንካዕ ብሰላም መፃኹምና
#ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ኩለኩም
ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰምበት ይግበረልና💕💕💕
ቤቲ ሃይላይ Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
💚💚💚
ይሄን ፅሁፍ የምታነቡ ፈጣረ ሙሉ ጤና ይስጣችሁ ላይክ ግጩኝ👍👍
Amenn
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Good job jokr zhbu like 👍yetwke
ነዛ ኮመንቲ ተንብብ ዘለካ/ኪ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም
Amen amen amen nkulatna marey
ኣሜን ኣሜን ኣሜንን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen
እንኳዕ ብደሓን ተመለስኩም ,,,, አንበጣ ክተባርሩ ዲኹም ጠፊእኩም ቀኒኹም ? kkkk
ከመይ ቀኒኩም በጃኩም ዘይ ልመድ ኣልሚድኩም ኣይትጥፍኡና #ዘብርኣብሩክ ሽኮር ካራክተር ግርም ጌርካ ኢካ ተላቢስካዮ ዘለካ ።
ትግስት ፈታዊት ሞሞና ኤማተይ ትግስት ዓይነይ 😁🌸ከኣ ከፍ ኣለኪ ካብ ጎሬበት እና ሽኮሪና
እንኳዕ ደሓን መጻኹም እንዳ ገሬ እሙን
ሎሚ ቀዲመ ኮመት ክጽሕፍ በቂዐ
ብሩኽ ሰንበት ካኣ
27:7 hahahahah moyte dye gele😂😂😂😂😂😂gere teshershiru😂🤣🤣🤣🤣
*እንካዕ ብዳሓን መጻኩም ዘውራኣብሩክ ዓይነይ ደቂ ትግራይ ዓደይ me too ኦል ሰላም ንሃገርና የውርደልና*
ክክክክክክክክክክክክክክክክ ኣብዙይ በጺሕካ ማ ሰላም ከይበልካኒ ኣይትከይድን ክክክክ ደሓን ዶ ኣለካ ክክክክ ከመይ ወዘተ ገርየ ክክክክክክ
ክ ት ር ኣይ ዘላዋ ፊልም
ruclips.net/video/rjIDnAVhzWQ/видео.html
ዕድመን ጥዕናን ናዓኩም ሙቁራተይ
ኣያ ዘረኣ ቡሩኽ ትወና 100%√😘
This is my favorite episode.😂😂
ግሬ ሽኮር ተፊካኣ ኣጸሚካና አንዲካ ክክክክክ so ኣጆኩም ቀጽልዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘
ክ ት ር ኣይ ዘላዋ ፊልም
ruclips.net/video/rjIDnAVhzWQ/видео.html
እዞም ሰባት ክተባብዑ ዝግብኦም ናይ መጻኢ ተስፋ ዘለዎም እዮም። ንፍሊም ትግርኛ ቀመም ኮይኖማ። ኣብ ቀጻሊ ብዝሓየለ ክትመጹና ንጽበ። love you kaa
ሰናይ ሰበት ይግበረልኩም ደቂ ትግራይ ሽኮራት ክክክክ ዳኒኤል ናይ ከተማ ኣንበጣ ክክክክክክ ተመችያትኒ
ኣቱም ብሩኻት ናይ በሓቂ ፍልሚ።ኣድኒቐኩም ቀጽልዎ keep it up.
Aya Joker zftu eske like👍🏾✌🏽
ሓወይ ሳብስክራይብ ተሓባበረኒ
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ👍🇪🇹❤❤❤
ክ ት ር ኣይ ዘላዋ ፊልም
ruclips.net/video/rjIDnAVhzWQ/видео.html
እንኳዕ በደሓን ምፀእኩም ሽኮርንታት ኩሉ ግዜ በሃንቅውታ እየ ዝፀበይኩም ስናይ ስንብት ይኩንለኩም ደቂ ትግራይ ማዓራይ😘😍💓🌷💋❤
Gerye very very talented comedian. I admire you from the depth. Keep the good work. And beti hailay, you are hilarious.😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘
#ገሬ_እሙን ዝናፈቀ ኣሎ ከምዙ ከማይ ክክ ዛ ዱካን ኣትዮምዋ ነይሮም ኣምበጣ ድሓርስ ኳ ቀዲሙዎም ዋ
Kkk kk
ከከከከ
ገሪ እሙን ቃኒኡ
Wow atum nafikenakum nerena enkuae bedehan metsakum keburat nay gere emun tewasaeti.....
ተጋሩ ስላምና የብዘሐዮ ፈጣሪ።
ክ ት ር ኣይ ዘላዋ ፊልም
ruclips.net/video/rjIDnAVhzWQ/видео.html
Ntegaru zfetu 👇🇪🇷 tegaru ajokum atum meksenatt anbubu tiray buruk senbet ygberelna kia abziha elet senbet bun tkelwa delekin neza nay geriye emun kitria bunkin zhareret ztekaewet thlu tkewen eya kkkkkk
ሰላምካ ይብዛሕ ዳኒ ሓወይ 10q ከማካ ይብዛሕ
@@zufangrmay249 kikewen eyu bhayli egzabiher amlak zufan hafteyy ajoki ❤❤
Kkkkk absa joker gobaz
@@sofiyaabdella3445 sofiya haftey dia entay konki tshki
Joker & ZerAbruk both are ma favorite actors
Aseyyyy tsruyat deki tgray 💕🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
እንዃዕ በሰላም መፃኢከም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ❤❤❤💔💔💕💕💖💕
ክ ት ር ኣይ ዘላዋ ፊልም
ruclips.net/video/rjIDnAVhzWQ/видео.html
ዛ ናይ ምሳሕ program ደስ ክትብል ኔራ......ገሬ ሓሪፍ ሰብ
ኣቱም ሸኮራት ናይና ❤🇻🇳
ናፊቅናኩም ፀሊኢኩም ፀው ይብል ደቂ ዓደይ ብሰላም ብዓወት ትመሉሱና ጀጋኑና💊🌹💊💪💪💪💪
Kkkkkkkkk eway eza megbi kkk sebay elka alku wedi zerabruk
ክ ት ር ኣይ ዘላዋ ፊልም
ruclips.net/video/rjIDnAVhzWQ/видео.html
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ (3) ናይ ቀደም ባህልና እናበልኩም እባ ናብ ዘመነ ኣንበጣ ተመሊስኩም። ለካ ሰብ ይሓስብ እግዚኣብሔር ይፍጽም ዝብሓልስ ሓቂ እዩ። እግዚኣብሔር እኮ ዝለመንካዮ ዘከልእ ሓያል ኣምላክ እዩ። ንሱ እዩ ኣምላከ ቅቡጻን ኣምላከ ነዳያን። ሕጂ ውን ብሓድሽ ሂወት ንበሩ ንእግዚኣብሔር ኣይተቆጥዕዎ እንደገነ ከይቀጽዓኩም ናብ እግዚኣብሔር ኣምላኩም ተመለሱ ብሰባ ኣይዎራዘዩ። ንሰብ ምንዓቅ ሓጥያት እዩ። ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ሰብ ክቡር እዩ።ንሕና ግን እንታይ ኢና ንዕዘብ ካብዚ ዘመን እዚ ምጽኣት ጎይታ ከምዝቀረበ። ኦ ጎይታ ኣብታ ትመጽእ ምጽኣትካ ተዘከረና። መዓትካ ኣቁርረልና።
ትጠፍኡ ተለኩም እማ ትናፈቁ እለኩም እና አይትጥፍኡ ጨለ ዶ ዳ ገሬ እሙን ቡሱሩ ደጋጊመ ተረእክዎስ ለይሙኖ አይ ጌሬ ቅንኢ ሃሃሃሃሃሃሃሃ
ሃሃሃ እዚ ዝሸመተ ኣይኮነን ዝሓረሰ እውን ኣይክእሎን ገርየ እሙን 😘ዝፈቲ እስከ ላይክ ይግጨየኒ👍👍
በጀካትኩም ኣትጥፍኡ እንተክልኩም ኣብ ስሙን ክልተ ግዜ ግበርወ ፕሊስ🙏ብዝተረፈ በርትዑ💙
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ እዩ
ኣብ ወቅታዊ ኩነት እትሰርሕዎ ብምኳኑ ድማ ብፍላይ።
ኣያ ጆኾር ዝፈቱ ላይክ ይበል
ክክክክክ ገሬ ሽኮር አብዚ በፂሕኻ ሰላም ከይበልካኒ አይትኸድን 😆😆😆😆👍👍
ኣነስ ንኣዶታት ፍቅሪ ይውሕደን ኣሎ ይብል ኣለኩ። ኣደስ ብነብሳ ፍቅሪ እያ። ፍቅሪ ኣዴኩም እስከ ብ👍 ግለፁ። ለምለም ዓይነይ መቀረት እዛ ፊልም ያ። ሰናይ ሰንበት
#ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓቢርና ንዕበ። ብፍላይ ትግርኛና።
ሳብስክራይፕ ገይረካ ኣለኩ ሓወይ
@@ድንግለይሩፍታልበይ-ረ5ሰ👍👍👍
ገኘካ ኚኣኩ😜
ሳብስክራይብ ገይረካ ኣለኩ ሓወይ ናዓይ ግበረለይ
@@ZumaTubepro eshi 👍
ዘብረአብሩኽ አንደኛ በቃ
"ብስሩ" ትብል ቃል እንዶ ቀንስዋ ትደጋገም ከላ ብጣዕሚ ትድብር ኣላ በተለይ ገሬ።
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ግን ብሳሓቕ ሞይተ ኣያኣ ጆኮር ኡፍፍፍ ቅቅቅቅቅቅቅ
ኣያ ዘብርኣብሩኽ ኣይትጥፋእ ክብለኩም "ለምለም ዓይነይ" ፈጢሩልኩም!
19:55 kk abzi bexehka emo selam keybelkani aytkyedn 😂😂😂😂😂😂😂
Kkkkkk wala naye nesa eya teshqen🇪🇷
Gera ayneyyyy haba koyna kiltena eway mehaba mosiba neayin ne gera arkey like
Well come ena gere eumun
ገሬ ቀኒኡ ሓፍ በጠቕ ኣቢልክዮ ቤቲ ናብ ልብኺ ተመለሲ😃😁😁😁😃😃😃😃
ቤቲ ግን ናይ መጀመርያ ሙድኪ ተጥፍእዮ አለኺ
ካውኡ ድማ ናይ ያ ዘውራአውሮኽ ገፀባሪህስ ብጣዕሚ ተጋኒኑ
ብዝተረፈ ቀፅልሉ
ክክክክክክክክክክክ ግደፉናን ዶ ሓዲኡ በልልና ኣታ ቆልዓ ስስነስርኣት ግበር ዳሕና እየ ኣታ ታይ ኮይኑ እንድኢ እምበር ታይ ፈሊጥና ኢና ቢቲ እረፊ ክክክክክ ኣይትስኣኑ እንዳ ገርየ እሙን ኣስሕቅክሙና
ደቂ ኤረ ተጋሩ እዛ ድራማ እትምችዎ 📷👏👏👏👍👍👍👍👍 subscribe ግጨውኒ ዲቂ ዓደይ
ግጨተውናካ ኣለና ግጨወና
እንቃዕ ብስላም ኣራከበና ኣያ ዘርኣብሩኽ ቼኬርዋ ገርየዎ።
እዛ ንእሽተይ ቆልዓ ፈትየያ ኮ ክመዉት ደልየ ተልፎን ናታ ስደዱለይ ክብል ኮ መልሓሰይ ጽኪ ኣዉጺአ በጃኹም ሎሚ መልሲ እንተዘይረኪበ ክንበኣስ ኢና ። ቀጽልዎ ክኣ ንፉዓት ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣጆኹም
መን ንእሽተይ እያ
@@kahsaymekonen5810 ማእከለሽ ሓረጎት
ብመልሓስካ ዲኻ ትጽሕፍ ክክክ
Eway tefiekumuna endikum kenikum enkae biselam mexakum
Gere Emun!!! Si Ziblekum semun semun dae tikun beyakum
እንኳዕ በሰላም መጻእኩም❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😍😍 ክጸበ ጸንሐ 👌👌👌👌👌
ኩሉ ግዜ ቀዳመይቲ 😁
@@ድንግለይሩፍታልበይ-ረ5ሰ ዳሓር እኾ ፈሊጠ ዋ😂
ትግርኛ አልችልም ግን ቋንቋው ደስ ይለኛል ገሬ። ፋሮች አሉ የታወቀ ነው። ምሽሽ ኙኙ ሲል ይደብረኛል። ትግርኛ ብችል ኖሮ ላይሆን ይችላል። ደስ የሚለኝ ይበዛል። ለገባው ሰው እኛ ሀብታሞች ነን። የተለያዬ ቋንቋና የጭፈራ ዘቤ ዎች አለን ማንም አለም የሌለው። ምድረ ጅል አይጠቀምብን። ትግራይን ባላይ ደጋግሜ ይቆጨኝ ነበር ። ከሚገባ በላይ ጥሩ ሕዝብ።
ወዲ ኣያ ዘብረኣሩክ ናከተማ ኣምበጣ ቅቅቅቅ ኣየ ኣያ ጀኮር
Anese zifelto teamr yeblyn 😂🤣bzaeba kali ente enda gere omun gin kiftwekumu🥰😍😘
ቤቲ ጸውዕለይ ዝጎደልኒ ክትምላለይ ።
ብልዓያ ኢልካ ካኣ ንቢተይ IKKKKKK
💪💪💪💪
Enka bedhan mtsakum enda gere emuny maratey mukuratey nefek abilekum eye keniy ❤❤🇻🇳🇻🇳💋💋
ዕረፍ ኣይትሸምጥጠኒ ሞይተ kkkkkkkk
😂😂😂 gera + zerabrk + joker 🃏 btami ashkumni ab mchersha 😆 😆 😆
🙏🏽ብሩክ ሰንበት ንክላትኩም ተካታተልቲኢ ገሬ አሙን።🙏🏽
👇👇👇👇👇👇👇👇👇
ruclips.net/video/ri39Bh-oUEc/видео.html
ሓወይ ሳብስክራይብ ተሓባበረኒ
Wela ane enjera adey zekire shro ms txada taff ayy sdet hisum
ዳኒ ንጥዕና ይግበረልካ ምግቢ ለጤና ይሁን አመን
ገፅ'ስ ማ ናይ እጋዳውያን ዶ እይዓብይን 😂😂😆😆😁😁😍😂😂
Very funny, I like it . Keep up the good work 👌👍💪
ዳኒአል ኒይ ባሓቂ እዩ በላዒ ክክክክ
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ሽኮራት
ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና
እግዚኣብሔር ካብ ዓድና ኣንበጣ የጥፈኣልና
ትግራይ ዓድና ለምለም ኮይና ትንበር ንዘልኣለም
እስኪ ንርግኣት ዝናፈቃ ላይክ ይግጨየኒ😊
ገርየ ሽኮር ኣያይ ሓድኡ እንዶ በልና
ኣንታ ቆላዓ ዕረፍ ዳሓን እየ ጀኬር
መቅሰን ቤቲ ሕጀኪ leki 😍😍😍
*ኣብ ሰዓታ ረኪበያ የሕዋት
ሎሚ ኢየ ንሰበይተይ ድሕሪ
ናይ ክልተ ዓመት ፍቅርና ድንግላ
ኣፍሪሰያ*