gere emun Part 41

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 3 дек 2024

Комментарии • 733

  • @eletjohn7727
    @eletjohn7727 4 года назад +146

    Iam from Eritrea 🇪🇷🇪🇷 I love zereabiruk ayney and lemlem ayney the best actress ever for me

    • @ሰላምእዩድሌተይ
      @ሰላምእዩድሌተይ 4 года назад +1

      Bihaki

    • @kingtyson240
      @kingtyson240 4 года назад +2

      M John hasawi agame Tigraway Eka

    • @wedinegashokubazghi5261
      @wedinegashokubazghi5261 4 года назад +1

      @@ሰላምእዩድሌተይ bahki

    • @kingtyson240
      @kingtyson240 4 года назад

      @@wedinegashokubazghi5261 nbaelka win tigraway eka tmesl men aminka eyu

    • @eletjohn7727
      @eletjohn7727 4 года назад

      @@kingtyson240 xubuk mizirab xubuk eu bro ane ab game politics yelekun mixiraf win xubuk iykonen ane eritrawi eye .hasawi zebil yebilikan ok.

  • @filmonzerzghi9929
    @filmonzerzghi9929 4 года назад +165

    ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ሰንበት ይግበረልና ህዝበ ክርስትያን

  • @samueltadesse1857
    @samueltadesse1857 4 года назад +44

    እዛ ንእሽተይ ጋሉ እንዳዘርኣቡሩኽሲ እቲ ቃና ዘረባኣ ወይ ላሃጅእ ደስ ክብለካ so sweety ንዓኣ ዝበዝሕ ኣዘራርቡዋ

  • @geregerezg6303
    @geregerezg6303 4 года назад +39

    ኤህ እውይ ኣነስ ኣብርሃም ከደግጸኒ ብሓቂ። ኣቦይ ዘራኣብሩኽ በጃኩም ንብርሃም ኣይትጽረፍዎ

  • @samisamuel47
    @samisamuel47 4 года назад +69

    *ኣያ ዘርኣብሩኽ ትዝሕለኒ ኣለኻ፡ ሰሙን ምሉእ ሃንቀው ኢለ ኢየ ዝጽበየካ ። በርትዕ'ባ ኣጆኻ🇪🇷♥️*

    • @ንፍቅሪብፍቅሪ
      @ንፍቅሪብፍቅሪ 4 года назад

      Nusu aykonen zihilu eti ziwahbo zolo hasabat eu buzuh sahabi aykonen

    • @samisamuel47
      @samisamuel47 4 года назад

      @@ንፍቅሪብፍቅሪ
      *ይርደኣኒ bro፡ የግዳስ ምስቲ መስሓቕን ኣዘናጋዕን ዝኾነ ገጸ ባህርያቱ፡ ወላ ከምዚ ናይ ሱዚኒኖ ባዕሉ ምልእ ከብለሉ ኢለ'የ።*

    • @mahderbrhane9117
      @mahderbrhane9117 4 года назад

      ሳሕ

    • @ፍያሜታጊላይ-አ1ሐ
      @ፍያሜታጊላይ-አ1ሐ 4 года назад

      ክክክክክክክክክ

  • @selamtigray8706
    @selamtigray8706 4 года назад +57

    ዋው ቀዲመኩም እንዳ ግሬ ኡሙን ተካታተልቲ ካብ ኮሮና ቫይርስ የድሕነና በብዘለኽምዋ እግዛአብሔር ኣምላክ ምሳኹም ይኹን

  • @መቅዲእየጓልትግራይ
    @መቅዲእየጓልትግራይ 4 года назад +208

    ዋውውው እንኳዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ ሶ ነዛ ኮሜ ተንብባ ዘለካ ኣብ ዘለካዮ ሰላም ይምነየልካ 🇪🇹🇪🇷❤❤

  • @ማሾጓልማይምክደን
    @ማሾጓልማይምክደን 4 года назад +54

    እንኳዓ ንቦና ባኣለዜሄር ወርሓዊ ባዓል ኣብፀሐኹም ፍትዋተይ ስደትና የሕፅረናዋ

  • @helenakolom-w5f
    @helenakolom-w5f 4 года назад +384

    ስድርኡ ዝናፈቀ ከምዚ ከማይ እንተሎ እስኪ ብላይክ አለና አጆኪ በሉኒ

    • @alexlondon3659
      @alexlondon3659 4 года назад +3

      ቶላይ ንሕና ሽካረይ ክሓልፍ እዩ እናበልና ሕላፈትና ንረክባ ኣለና

    • @ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ
      @ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ 4 года назад +1

      ኣጀኪ ምቅርተት ጥዕና ጥራሕ ኩሉ ሃልፊ አዩ ማዓረይ

    • @hlnaeyumnbar2946
      @hlnaeyumnbar2946 4 года назад +1

      ኣየኪ ሓፍተይ ናተይ ስድራኪን ባዕልክን ዕደመን ጥዕናን ጥራሕ ኩሉ ሓላፊ እዩ ማኣረይ

    • @ፀሎተይሰሚዕኒ
      @ፀሎተይሰሚዕኒ 4 года назад

      ደፋር ለማኒት

    • @TG-uw9bt
      @TG-uw9bt 4 года назад +1

      አጀኪ ሓፍተይ ማዓሪይ ኩሉ ሓላፊ እዩ

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ

    እንዳያይ ዘብሮአብሩኽ ዓይነይ ጥዑማት ስድራ ለምለም ዓይነይ ብልፅቲ ተዋሳኢት 💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @selamyemanesol4639
    @selamyemanesol4639 4 года назад +245

    ኣብርሃም ዝፈቱ ኢዱ ንላዕሊ👆

  • @rimuhaftey180
    @rimuhaftey180 4 года назад +105

    ኣብራሃም ወዲ ዘርኣብሩኽ ኢዩ መቀረት ናይዛ ፊልም ክክክክክክክ

    • @azemeraazemar1543
      @azemeraazemar1543 4 года назад +2

      ብጣዕሚ ክክክክክክክ

    • @amanuelande4987
      @amanuelande4987 4 года назад +5

      ናይ በሓኪ ኣብርሃም ኢዩ ምስ ብዙሓት ሰባት ተካቲዐላ እዚኣ ዘረባ ሓደ ንስካ ጥራይ ኣስተባሂልካሉ ኣለካ ?

    • @hsus6859
      @hsus6859 4 года назад +1

      ብትክክል ኣብራህም እዩ መቀረታ ናይ እዛ ፊልም

    • @ፈታዊሪሃና
      @ፈታዊሪሃና 4 года назад +1

      Ane wala abram eye zfetwyo

    • @ኦበዓልብዙሕምሕረትጎይታይ
      @ኦበዓልብዙሕምሕረትጎይታይ 4 года назад +1

      እወ እቲ ካራክተር ፅቡቅ ገይሩ እዩ ተላቢስዎ

  • @ኣነትግራዊትእምብርኢትዮጵ

    ተመሰገን ለማዓንቲ ኣነ ኮሜንት ጀመሪት ኣሕዋተይ ስድትና ኣሕፀሩ መሬት ዓደና የረገፀና ።

  • @xxxtube2870
    @xxxtube2870 4 года назад +47

    ንሰብ ፅቡቅ ይምነ እየ ዝብል እስኪ አብዚአ #Subscribe ይግበር ፀፅብቁ ንዓኹም ከዓ !!

  • @smrahgazi2851
    @smrahgazi2851 4 года назад +27

    እንኳዕ ብደሓን መፃኩምኣብስደት ዓለም እትሪከቡ ካብእዚ ዝባሃሎ ሕማም እግዚአብሔር ኣምላኪ ይሓልይኩሞ ይሓልዎና ኣሜን🙏🙏🙏

  • @ወይኩንፈቃዲከ
    @ወይኩንፈቃዲከ 4 года назад +54

    ዋይ ተቀዲመ ኮሜንት ምፅሓፍ ዋ
    በሉ ክምርቀኩም አሜን በሉ
    ዝሓመመ ይምሓረልና
    ዘኦፈረ ይመለሰልና
    ዉዒልኩም እተዉ
    ዝጎበጠ ዝቀንዐሉ
    ዝደረቀ ዝጥጠዐሉ ሰሙን ይኹነልና🙏🙏🙏
    ቡሩኽ ሰንበት

  • @selamgualtembien7376
    @selamgualtembien7376 4 года назад +118

    ንዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም ኩልኹም ሰናይ ብሩኽ ሰንበት ይኹነልኩም ምቁራተይ😍

  • @ዳኒሓዊፍሽ
    @ዳኒሓዊፍሽ 4 года назад +50

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ንፈለማ ግዜ ኮሜንት ይጽሕፍ ኣለኩ ሃቡኒ 👍😀

  • @بنذننب
    @بنذننب 4 года назад +9

    እዊይ ክክክክ ስሓቅ ሞይተ ኩሎም ብጣዕሚ እየ ዝፈትየክም ዕድመ ጥዕና ይሃብክም

  • @ጓልዘርኢራያትግራይ
    @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 года назад +106

    ቀዲመኩም like ግበሩለይ መልካም ሰንበት
    ግሬ እሙ ተዋስእቲ ተድንቁ like

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 4 года назад +57

    ሓድነቅቲ ቤቲ ሃይላይ Like aske

  • @ove6164
    @ove6164 4 года назад +98

    ፈጣሪ ካብ ኮሮና ቫይረስ ይሰውረና የሕዋተይ🙏ሰብናን ዓድናን ይሃልወልና🙏ሰናይ ሰንበት🇪🇹🇪🇷

  • @ጋልዞምተጋሩ
    @ጋልዞምተጋሩ 4 года назад +79

    ኣብስደት ዘለኹም ነብስኹም ሓልው ሕማቕ ሕማም መፂኡና..ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና..

  • @liebegrue4168
    @liebegrue4168 4 года назад +34

    ኣድነቅት ስድራ እዳ ዘርኣብሩኽ ዓይነየ እስከ ላይኪ ንመጀርያ ግዝ
    ሰናይ መዓልት ብረኩ ሰንበት ይግብረልና

  • @alemtsehayalem1099
    @alemtsehayalem1099 4 года назад +7

    ስወዳቹ በርቱ የተወደዳቹ የኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልጆች እንኳን ለሶስተኛ ሳምንት የአብይ ፆም አደረሳቹ
    ፆሙ የሰላም የፍቅር የአንድነት እንዲሁም ከጌታችን ከመዳኒታችን ኢየሱስ ክርስቶስ ሰላም ቅርቅ የምናገኝበት ይሁንልን አሜን አሜን አሜን

    • @salam5113
      @salam5113 4 года назад

      አሜን አሜን አሜን የኔ ልዩ ማሬ

  • @bin5644
    @bin5644 4 года назад +12

    ኣብርሃም ሽኮር ትሓጊሰ ሰለ ዘይ ከርክለይ ክክክክክክክክክክክክ
    ቢላ ፍልም እዩ ኣጀኺም ቀጽልዎ

  • @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ
    @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ 4 года назад +5

    እንካዕ ዳሓን ሠፀእኹም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ናይ ብሓቂ ዋዛ ምስ ቁም ነገር. ብፍላይ ካኣ ንሕና ተጋሩ ብናይ ኩዕሳ ደጋፊ ንገብሮ ዘለና ንንሓድሕድካ ምትፍናን ደው ክብል ኣለዎ ሓንቲ ጋንታ ተሲዒራ ዓወቱ ንትግራይዩ ሰለዚ እንዳ ግሬ ብጣዕሚ ኑፍዓት ኣጆኹም ቆፅልዎ ሓድነትና ኣስጢምና ንቅድሚት ሶ ትኩዕሶ ኣብ ትግራይ ሓንቲ ተትኾውን ፅቡቅ ምባልኩ ምኽኒያቱ ምፍልላይ ስለ ዝረአ ዘሎ

  • @haftomgirmay9445
    @haftomgirmay9445 4 года назад +10

    ቀፅልሉ እንዳ ገሬ እሙን ጎበዛት👍

  • @agiazitalula3331
    @agiazitalula3331 4 года назад +78

    ለምለም ዓይነይ ዝፎቱ ካዓሊት ጠባይ ኣጃይ ዘራብሩኽ!፧?❤️ ሓብሓቢት ደቃ👍👍

  • @bahlbimebrahtom8760
    @bahlbimebrahtom8760 4 года назад +29

    ኣንታ እዚ ኣያይ ጆከርስ ክረግም እንታ ገብሪሂወት ድዩ ናብ'ዚ ስተዶም መጺኡ ኣብየት ኣዳያይባ ይብሎ ክክክክክ

  • @ዓለምጎዶሎዓለምጎዶሎ
    @ዓለምጎዶሎዓለምጎዶሎ 4 года назад +29

    ኣብየትየ ውሕልና ኣብየትየ ቁመትየ ለምለም ዓይነይ ያ ፎዮሪ ዓይነትየ ዘርኣብሩኽ ዝፈቱ ላይክ ይግበር

  • @filifilawi6763
    @filifilawi6763 4 года назад +1

    Wow tegaru mara tsubuk alekum 👍

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 4 года назад +37

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ ማማ ለምለም ዝፈቱ ላይክ ብጣዕሚ እየ ዝድንቃ

  • @tube41
    @tube41 4 года назад +256

    እንዳ ገሬ እሙን እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም ቤቲ ዋይ ሞኪዕተይ ኣነ ገሬ ነሃለኩ መን ዩ ሰይርልኪ ኣታ ገሬ ሱቕ በል ቡዙሓት እዮም ኣቲ ወላ ብዙሓት ይኩኑ ኣነ ወዲ ቀሺ 50 ኣጋውዝ ለጥ ኣቢለ እየ ዝውዕል ዋ ብ ክኒንያ ዲካ ኣደቂስካዮም ኣላ ቤቲ ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ተከተልቲ ሃይማኖት ክርስትና ሰናይ ናይ 40 ፆም ይኩነልና ።ኣብኣ ከለኩም ከዓ ከይሓሰኩም ፀወምቲ like እስኪ ግበሪ♦♦♥

  • @tdf3074
    @tdf3074 4 года назад +10

    አንኮ ብሰላም መፃአኩም አንዳ ገሬ አሙን💜💛💕👍👍👍👈ቤቲ ሓቢብቲይ መደቀሲ ክኒና ድካ ክተውሕጦም ክክክክክ 💝💋💋

  • @machamacha5484
    @machamacha5484 4 года назад +46

    ለምለም ዓይነይ ከመይ ድየ ዘድንቃ

    • @ilovemama5326
      @ilovemama5326 4 года назад

      ለምለም ዓይነይ ፍቅር

  • @destamedia1330
    @destamedia1330 4 года назад +2

    I am from Eritrea but i love all tigray actets !!!!!

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 года назад +21

    *ናይና ❤️*

  • @ableldebesay
    @ableldebesay 4 года назад +60

    እዋእ ኣብ ልዕለይ ዘለኻ/ኺ ኣብ ዩቱብ ዲኻ ገዛ ክራይ ተኻሪኻ ምስታ ፊሊም በሓደ ወሪድካ ክክክ ኡንቃዕ ብሰላም መጻእኩም የሕዋት ጽቡቅ ስራሕ ፡ ህዝቢ ትግራይ ኡንቃዕ ናትና ኮንኩም ፡ ንሕና ኤረትራዉያን ከኣ ኣብ ጎድንኹም ኣለና ፡ ንስኹም ጎረበትና ጥራይ ዘይኮንኩም የሕዋትና ኢኹም ፡ i love you ደቂ ትግራይ

  • @dfff4041
    @dfff4041 4 года назад +14

    ኣሓተይ ካብዚ ግዛዊ ሕማም ይሓልወና ኣምላክ

  • @meklitkebede1744
    @meklitkebede1744 4 года назад +18

    ቅቅቅቅ ክገዝአልኪይ እየ ግን ብካልእ ክንታሓሳሶቦ ኢና ኢሉ ገርየ ኡሙን

  • @rihanaabduhigo3435
    @rihanaabduhigo3435 4 года назад +13

    ኣታ ኣንስ ን ቤትይ ከፍቅራ መዓት አያ ❤️❤️💕

  • @eritreadobub3398
    @eritreadobub3398 4 года назад +4

    I come from Eritrea Adikeyh i love tgray film i Will come to tgray 😚😚😚😚

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ

    አያ ሰብ ጅብኡ ሒዙ ድዩ ዘጎይ ዘሎ ሃሃሃሃሃሃሃሃ ጀጋኑ ኢኩም ደቂ ትግራይ

  • @zafuhabesha2954
    @zafuhabesha2954 4 года назад +7

    ዋዛ ምስ ቁምነገር ፅቡቕ ትምህርቲ እንዳ ገሬ እሙን ቀፅልዎ። ክክክክክክ ኣያ ጀኮር ራብሻ ተፈጢሩስ ሞባይል, ቅርሺ እንተረኸብኩ ኢለ መፅየ ክክክክክ

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ

    ዋውውውው እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ብጣዕሚ ዓባይ ምህሮ ዘለዎ መልኣክቲ እዩ የቀንየልና. እሕዋተይ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @tesfaxbaheyumekeretalem3750
    @tesfaxbaheyumekeretalem3750 4 года назад +10

    ጎል ዘገም ያሆ ክክክክ እንቆዕ ዳሓን መጹ እንዳያይ ዛርባሩኽ

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 4 года назад +2

    ትዕበ ሓፍቲ ዘብራኣቡሩክ ነበይ ከይዳ

  • @yohanesbrehane3051
    @yohanesbrehane3051 4 года назад +37

    ንአብረሃም ዝፈቱ 👉 👍

  • @ove6164
    @ove6164 4 года назад +45

    ናይ ቤቲ ሃይላይ እና ኣያ ጆኬር ገዛ ከይረእና ድራማ ትውዳእ ኢላ😏

    • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
      @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 года назад

      ኪያ Love ኩሎም የብሎምን እታ ናይ ጌሬ ድኻን ናይ ጀኮር እያ ቤቲ ን ገሬን እዮም ገዛ ዘይብሎም

    • @ove6164
      @ove6164 4 года назад +1

      @@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ መን እዩ ሲ ነጊሩካ

    • @mulubaryagabr5300
      @mulubaryagabr5300 4 года назад

      @@ove6164 😀😀

    • @ጓልትግራይዓቃልሰደተኛ
      @ጓልትግራይዓቃልሰደተኛ 4 года назад

      ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ እየ ቆፅልዎ 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 года назад +11

    #ልተባረከን ልተቀደሰን ሰምበት ይግበረልና አምላክ ክቡራተይ እንካዕ ብደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን❤️💗💗

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 4 года назад +2

    እስይይይይይ ሸኮሪናታት እንዳ ገሬ ኡሙን ስላም ቅሳነት ናዓኹም ። ከመይ ዲኩም መቅስነይ ኣጀኩም ቀፅሉሉ ፅቡቅ ስራሕ እዩ !!

  • @mmepawer8412
    @mmepawer8412 4 года назад +1

    አንዳ ገረን አንዳ ዘጌን ጽቡቅ ጽቡቅ ትምርትቲ ደስ ዝብል ኣጆኩም

  • @shishaygebremedhin5703
    @shishaygebremedhin5703 4 года назад +2

    ኣያ ጆኦኮር ሽኮርርር ዘራኣቡሩክ ዓይነይ ለምለም ዓይነይ ክክክክክክክ live eratran tigiray

  • @ርጌዬየትግራይልጅ
    @ርጌዬየትግራይልጅ 4 года назад +1

    አታ ትዕበ ኮ ናፊቅናያ አምፅኡልና በጃኩም so desssss tblu🇻🇳💞🇻🇳💞🇻🇳💞🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @efi889
    @efi889 4 года назад +8

    ሰላም ሰላም ብሩኽ ሰምበት እስከ ይግበረልና ከም ሎሚ ሲሒቀ ኣይፈልጥን ዓይነይ ብንብዓት ተሓጺቡ ኣይትሰኣኑ ኣቱም ምቁራት በቲ ሓፍተይ ኣውስዬምኺ እምበኣር ጋቢ የብሉ ሙርኩስ የብሉ ከመይ ሉ ዳኛ 😜😁😂

  • @حزامحزامحزام
    @حزامحزامحزام 4 года назад +4

    ለምለም ዓይነይ ዘብራአብሩክ ዓይነይ ፍትዉ አየ ዘብለኩም

  • @ሙሌርየኣባቴናፋቅ
    @ሙሌርየኣባቴናፋቅ 4 года назад +6

    Like beluni deki tigirayyyy

  • @nevergiveup3251
    @nevergiveup3251 4 года назад +73

    የስ ቀዳመይቲ ኮማቲት ኮይነ በሉ ክምርቀኩም ኣሜን በሉ ካብ ኮሮና ቫይረስ ይመሓርኩም

  • @ህግደፍመንሽሮሃገር
    @ህግደፍመንሽሮሃገር 4 года назад +11

    ተጋሩ ነይና ኣናብዝ

  • @goodplaza7603
    @goodplaza7603 4 года назад +11

    ትዝሕሉ ኣለኹም እንዳ ጌርየ እሙን ጠንኪርኩም ስርሑ ኣብርሃም ደም ናፈሶሶ ተዳናጊፅኩም ላብ ሕክምና ትዎስድዎ ነይርኩም እምበር ናብ ገዛ ኣይውስድን

  • @ሜሉጓልውቕሮ
    @ሜሉጓልውቕሮ 4 года назад +11

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣኪም ♥♥♥

  • @fili.ahferom4713
    @fili.ahferom4713 4 года назад +1

    ዘረኣብሩኽ ዝተዛረባ ዘረባ ደስ ኢላትኒ

  • @nebyatlove9759
    @nebyatlove9759 4 года назад +6

    ዝተባረከ ሰንበት ይግበረልኩም ደቂ ሩባይ❤💛💒

  • @ስምራዊትሓዱሽ
    @ስምራዊትሓዱሽ 4 года назад +45

    ካለእይቲ ወፂእ አብ ገዛይ አቲኩም ታ ቀያሕ ጠውቅለይ ወገናተይ
    አብራሂም እነስ ክፈትዎ

  • @pepsibm1926
    @pepsibm1926 4 года назад +43

    ዘረኝነት ካብ ሃገር ናብ ብሄር ካብ ቢሄር ናብ ዞባ ወሪዱ ነኒባዕልና እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝን ግን ኣብ ማንጎና ፀላኢ ከምዘሎ ከይፈለጥና ንኒባዕልና ግጭት ንፀላእትና ንሕግዞም ኣለና

  • @merhawitembaye3807
    @merhawitembaye3807 4 года назад

    Selamn fikrn yhabena egzabiher 🇪🇷🇪🇹

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 года назад +7

    እንቃዕ ብሰላም መጻእኹም ደቅዛ ቅድስቲ መሬት

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 4 года назад +20

    *ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ*
    *እዋይ ከኒፈ ሰሓቅ*

  • @ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ
    @ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ 4 года назад +8

    ሰምሃር ሽኮር❤😘👈

  • @ፍረኃልትግራይፃዕዳ
    @ፍረኃልትግራይፃዕዳ 4 года назад +1

    ቀፅልዎ አቱም መቅሰናት ንሱኩም ሲ ህንጥውውውውው ኢልና ኢና ንፅበየኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ

  • @shalomgodistruemarcy5004
    @shalomgodistruemarcy5004 4 года назад +1

    Kkkkk zabreaburuk aynay lamelem aynay shikorenatat 🌿💕🌿💕🌿🇪🇷💕🌿🇪🇷💕🌿💕🇪🇷💕🌿🇪🇷💕🌿💕🇪🇷🇪🇷💕🌿🌿

  • @teamesium8163
    @teamesium8163 4 года назад +16

    ቡሩክ ሰንበት ንኩሉ ተካታታሊ እዛ መድብ ፡፡

  • @manunited555
    @manunited555 4 года назад +12

    Welcome deki tigray yehwatey selamn fikrin nerie nethio nezen nay emnet hagerat hawkum Eritrean

  • @emnet93
    @emnet93 4 года назад +1

    Enkoa bselam metsakum mukuratey deki adeyyy meareyyy ❤️❤️❤️❤️

  • @ዕባይገጠርእየ
    @ዕባይገጠርእየ 4 года назад +9

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ቤቲ ሞንኩዒቶ ሰይሮምላ ብምንታ እያ ብቆልቲ ትሸጦ መደቀሲ ኪኒና ዲካ ተዉሕጦም kkkkkkkkkkkk ኣብራህም ሽኮር ገዛ ምስ ኣተወ ተሓጊሲ ዘይተኮረዮ ልዋም ጋል ዘጊም ኣይ ፈልጠክን ጋል ዘዉሮኣዉሮክ ነብስኪ ኣዉፂክያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💖💖💖💖👋👌

  • @ፀሎተይሰሚዕኒ
    @ፀሎተይሰሚዕኒ 4 года назад +9

    እንቓዕ ን ለካቲት 29 ማዓልቲ ደቂ ኣንስትዬ ኣብፅሓና ዝተባረከ ሰንበት ይግበረልና ኣነ በዚ ማዓልቲ ደቂ ኣንስትዬ ነደይ እንቓዕ ኣብፀሐኪ ክብላ ይፈቱ ከምኡ እዉን ኣብ ዓለም ሙሉእ ዝረኸባ ደቂ ኣንስትዬ

  • @rahelrahel8397
    @rahelrahel8397 4 года назад +11

    ኣብርሃም ሽኮር😍❤

  • @kubromangesom
    @kubromangesom 4 года назад +18

    Wellcome ዘርኣብርክ ዓይነይ ምስ ከምለም ኢኣይነይ ኡሉኩም የሕዋት ተጋሩ

  • @باكتاي
    @باكتاي 4 года назад +1

    እንካዕ ብደሓን መፀክም ገሬ እመን እና ቤት ሃይለይ እናተ ፀበና ብሃንቀውታ ነይርና

  • @ጓልኣላጀዓድሽሁ
    @ጓልኣላጀዓድሽሁ 4 года назад +22

    ኣብዚ chanel ባ ገዛ ክራይ ተልዩ ረኣዩለይ ባች ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም ደቂ ሰሜናዊት ኾኸብ💓💓💓ክክክክ ኣየ ኣብርሃ ወዲ ኣታ ወደይ ርእስካ ላበይድዩ ከይዱ ትብሎላስ ኣብዝኮ እኒሆ ያ ክክክ ኣይትስኣኑኸ

  • @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ሹኮሪናታትትትትትት ሰላም ንኩላትኑም ደቂ ዓደይ ምዓረይይይይ ቡሩኽ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና ኣምላኽ

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 4 года назад +8

    ናብ ውድድር ክትኣትው ከለኻ ምዕዋት ከም ዘሎን ምሽናፍ ከም ዘሎን ክትኣምን ኣለካ ከሸንፍ እየ እልካ ጥራሕ ኣይትሕሰብ እዚይ ናይ ሰነፍ ኣታሓሳስባ እዩ፣መሐጎሲ ፀላኢ ኣይትኹኑ ሰላምና ዘይደልዩ ብዙሓት ስለዘለዉ፣ገሬ እሙን ድራማ ፅቡቃት ኣጀኹም ፣ብቲቪ ማዓዝ ድዩ ዝመሓላለፍ

  • @alemyoubube
    @alemyoubube 4 года назад +37

    መፂኹም ደ በሃንቀዉታ ይፅበ ነይረ
    ሰናይ ዕለተ ሰንበት ደቂ ዓባይ ትግራይ

  • @ሓዉዜናዊትጓልወየንቲ
    @ሓዉዜናዊትጓልወየንቲ 4 года назад +4

    እንኮዕ ሰላም መፃኩም አሕዋተይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ

    እንኳዕ ዳሓን መፃእ ኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ቤቲ ሸኮር መን እዩ ሰይርልኪ ክክክክክክክክ

  • @brhanesaymon6412
    @brhanesaymon6412 4 года назад +2

    እወይ ኣነስ ተሻቂለ ቀንየ ጀምዓ ገርየ ጠፊኡ ከይከውን

  • @goitomande6594
    @goitomande6594 4 года назад +1

    ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ሰሓቕ ወዲኡኒ መቕሰንንንንን

  • @cggvbh6850
    @cggvbh6850 4 года назад

    እዚ ኣብራሃም ናይ በሓቂ ገሪሀኞ ይመስል ደስ ክብለኒ

  • @አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ

    ክክክክክ እበር ከ ርእሲ እኒእካ ዶ እኒኦዶ አብዚ አላ አብራሃም ሽኮር ብሳሓቅ ማዓንጠይ ቆሲለ 😁😁😁

    • @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
      @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv 4 года назад +1

      አቤ ጓል ትግራይ አድናቂት ቶማስ ኣልኣዛር ወዲ ኤሬ ፍቅረይ ደልየ ደልየ ሕጂ ረኺበኪ ደሓን ድዮም ዞም ጸረ ፍቅርና ከይረኽቡኺ 💋🌺🌺💋❤️❤️😁

    • @አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ
      @አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ 4 года назад

      @@ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv ፍቅረይ ናተይ ቀመም ዕምረይ ናይቶም ጸረ ፍቅሪ ዙኮነ ሰባት እማ መስምዒ እዝኒ የብለይን አይትሰከፍ ጣፋጨይ ናተይ

    • @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
      @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv 4 года назад

      አቤ ጓል ትግራይ አድናቂት ቶማስ ኣልኣዛር ወዲ ኤሬ asey fikrey 💃 milat libey kemu beli 🌺🌹❤️🌺🌺💋💋🍾🍷

  • @hadaszz1238
    @hadaszz1238 4 года назад +1

    ዋውው ሙቁራተይ ክፈትወኩም ኣነስ ደቂ ዓደይ መዓረይ ድራማኹም ብሃንቀውታ እየ ዝጽበ ፍትውውው

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ 4 года назад +1

    ዳ ገሬ እሙን ዓብይ መልእክቲ ዝሓዘ እዩ ምባኣስ ፅቡቅ ኣይኮነን ስለዚ ተጫወቲ ኩዕሶ ይኩን ከልእት ሰሳትና ንፋቀር ፍቅሪ እዩ ፅቡቅ ደቂ ትግራየይ ደቂ ኤረይ🇻🇳🇻🇳🇪🇷

  • @AliAli-cr3ns
    @AliAli-cr3ns 4 года назад

    *ዳጋሬ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም*
    *ዝተበረከ ሰንበት ይኩነልና ፆምና ብሰላም ኣጀሚሩ* *ብሰላም የፈፅመልና ቁዱስ እግዚአብሔር* *ኣምላክና ኣሜን፫*

  • @honeymekone2677
    @honeymekone2677 4 года назад +1

    ዘገም የብላነኺ ዋ ዘገም ዝባሓል ሹም እኒኦ 😂😂😂ሞይተ

  • @zhhsxhdhdgd3817
    @zhhsxhdhdgd3817 4 года назад +1

    wawww Enda gerye shkerat

  • @በለይነሽወለተእየሱስ
    @በለይነሽወለተእየሱስ 4 года назад +6

    ሰላም የሕዋት ዝተኸበረት ሰንበት ይግበረልኩም አብዘሀለውና ሀልውና ማሪያም ትሓልወና አሜንን

  • @ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ደሞ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰላምኩም ይብዛሕ ሰናይ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና🙏🙏🙏

    • @belesmedia2022
      @belesmedia2022 4 года назад +1

      ኤልሲ ሽኮር ወያነይቲ ከመይ ኣለክለይ

  • @ናይኩርስቶስባርያ
    @ናይኩርስቶስባርያ 4 года назад

    ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ሞይተ ስዓቅ ዝስብ ጅቡኡ ድዩ ሕዙ ዝጎይ አያጀካር ጎበዛት በርትዑ ፍትውውውውው የብለኩም

  • @merytesfay9575
    @merytesfay9575 4 года назад

    ሰላም እንዳ ገሬ እሙን።ሃገርና ካብ ኮሮና ቫይረስ ልኡል እግዚኣብሄር ፅላሉ የንብረልና።

  • @rishan858
    @rishan858 4 года назад +6

    we wait to long make it every day 😚😚😚😚😚🤦‍♀️ love you so much

    • @kubrakingkong3084
      @kubrakingkong3084 4 года назад

      WAY enieka English ...b tigrgnaki leyttshfyo.......we were waiting too long.