Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና። ጸለቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቂ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን። ምእንቲ ጽድቂ ዝስደዱ መንግስተ ሰማያት ናቶም እያ እሞ ብጹኣን እዮም።( ወንግል ማቴዎስ 5፥10) ወዲ ሰብ ንነብሱ በዓሉ እንተዘይ ጎዲእዋ ካሊእ ዝኾነ ዝጎድኦ የለን። ናይ በሓቂ ንነብስና ቀጻሊ በዕልና ንጎድኣ ኣለና እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልና። ነዚ ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቂ ብትግርኛ ዝተርጎምኩም ክቡራት የሕዋትን ኣሓትን እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይብዘሓልኩም። ነቲ ተሪፉ ዘሎ ዘይተተርጎመ ከኣ ኾምኡ ኽትትርጉምልና በረኸት ናይ ቅዱሳኑ ክንሳተፍ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም። ንኣብነት ከም ናይ በዓል ቅዱስ ነብየ እግዚአብሔር ኤልያስን ሊቀ ሃዋርያት ቅዱስ ጴጥሮስን ንመን ጠቂስና እሞ ንመን ክንገድፍ ንኩሉ ብሓፈሻ ቀስብቀስ ክትትርጉምልና ብሃንቀዉታ ንጽበ ስብሓት ለእግዚአብሔር ልዑል!
Amen amen amen
አሜንንንንንን🙏🙏🙏🙏😘😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀሎቶም በረከቶም ኣማላደነቶም ናይ ኣቦና በፅእ ዮሓንስ ኣፈወርቂ የሕደረና❤❤❤❤
ተርጒምኩም ሼር ጌርኩም ክንሰምዖይ ክንከታተሎይ ኢሉ ለለ ክንመሃረሉ ስለልገበርኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ኣሕዋት።ፈጣሪ በቢለለናዮ ይሓልወና።
amen amen amennnnnnnnn🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን
Hk
amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቦና ቁዱሰ የወሃንሰ ብረከቶመን ረዲእቶመን ምሰ ኩላትና ሀዝበ ክረስትያና ይኩን🙏🙏🙏🤲🤲🤲
ኣሜን (3)ጸሎቶምን በረከቶምን ኣማላድንቶምን ናይ ኣቦና ቡጹኡ ቅዱሰ የወሓንስ ኣፍወርቅ ኣይፍለየና ኣሜን(3)✝️🙏
አሜን አሜነ አሜን ቃል ህይወት የሰመዓልና ጸለቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱሰ ዮሃንሰ ኣፈወርቂ ምሰ ኩላትና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን🤲🤲🤲
ፀሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ይሓንስ ኣፈወረቅ ኣይፈለየና ንዓይ ነሓጥየተኛ ባርያካ እዚ ክሰምዕ ሰለ ዝፈቀደካለይ ክብርን ምስገናን ናዓካ ይኩን ልዑል እግዚኣብሔር ኣቦይ ተመስገን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ቁዱስ የውሃንስ ኣፈወርቂ ጾሉቶምን በረከተሙን ምስ ኩሉ ህዝቤ ክርስትያን ዩኩን
ኣብ ዓሚቅ ባሕሪ እንተደርበዩኒ ነቢ የናስ ኣብዓይነይ ይራአየኒክሳደይ እንተቆረጹኒ ብርሃን ዓለም ሰማእቲ ቁዱስ የዉሃንስ ዩኣብ ዓይነይ ቅጅል ይብለኒ ቃል ቁዱስ የዉሃንስ ኣፈወርቅ
አሜን አሜን አሜን ቃል ሀይወት የስመዐልና ፀሎት በረከት ኣማላድንትም ኣይፈልይን ቅድስ ኣባና የዉሃንስ አፈወርቂ
እግዚአብሔር ዓስቢ ይሃብኩም ጸጋኡ የብዝሓልኩም በረከት ናይ ኣቦና ኣይፈለየና
በረከት ቅዱሳ ኣቦና ይሕደረና እግዚአብሔር ስለ ቅዱሳናኢሉ መንግዲ የማን ይምረሐና
በረከት ናይዚ ቅዱስ ኣቦና ኣይፈለየና ማእሰርትን ውርደትን ናይ ብጹኡ ወቅዱስ ኣቡነ እነጠንዮስ ይመስል ኣሰር ኣቦታትና ትስዕበና ኣምላኽ
ቃል ሂወት የስምዓልና በረከቶም ኣማላድነቶም ኣይፈለየና
አሜን አሜን አሜን. ነይ ሊቀ ቅዱስ ዮውሃንስ አፍወርቂ አብ በረከቶምን ፀሎቶምን ረዲኦቶምን ምስ ከላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን አሜን አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ፆሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ንሕና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እውን እብዚ ሐዚ ስዓት ከም ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወሪቅ አቦ ያድልየና እሎ ☝🖐
እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኹን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቦና ቅዱስ የውሓንስ ኣፈወርቅ ጸሎቶምን በረከቶምን ረዴኤቶምን ኣይፈለየና🙏🙏🙏
አሜን በረከት ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮውሃንስ ኣፈወርቅ ይሕደረና
ምሕረት ናይ ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስን ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስትን ንጽህትን ድንግል ማርያምን ኣማላድነትን በረከትን ናይ ኣቦና ፓታራርክ ቅዱስ ዮሓንስ ይሕደረና ሕዝበ ክርስቲያን አሜን አሜን አሜን።
ቃል ሂወት የስማዕልና በረከቶምን ኣማላድነቶምን ከኣ ኣይፈለየና
Amen AmenAmem
ኣሜን፫ ቃለ ህይወት የሰመዕልና ፆሎተሞን ፀጋ በረከተሞን ይሕደረና ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮሃንስ ኣፈወርቂ
ኣስይይይይ ተሃሠትኩ ወተፈሣሁኩ ሠማዖኩ ቃለ ገድለ ኣብነ ኣፈወርቂ🙏⛪
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንእግዚአብሔር ክብርን ምስጋናን ይኩን
እግዚአብሔር ጽጉኡ የብዝሓልኩም በረከት ረዴኤት ፅንዓት ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ ኣይፈለየና።
ፍቅራት ኣሕዋት ኣነ ነዛ ፍልሚ ናይ ኣቦና ኩሉ ግዜ እየ ድጋግመ ዝርኣ ድስታ ሓጎስ ባህታ ተስፋ ፍቅር ድማ ይረክብ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሓልኩም እና ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣግናጢዋ ምጥው ለኣምበስ ትብል ውን እንተትቅርብልና ኣቕርብልና ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስማዕልና ኩቡራት ይሕዋት አግዛኣብህር መሳኩም ይኹን🙏🙏🙏🙏💕💕💕
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶምን ኣማላድነቶምን ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዓልና እግዛኣብሄር ጸጉኡ የብዛሕልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ቃል ሕይወት የስመዓልና፣ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልዂም። ኣብ ናብራዂም በረኸት፣ ኣብ እምነትዂም ፍረ ይኃብኲም። በረኸት ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ምስ ኩላትና ይዂን። ነቶም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኲም ድማ ኣምላኽ ቅዱስ ዮሐንስ አፈውርቅ ይባርዂም እናበልኲ ናይ 2ይ ክፋል… ትዕዝብታተይ ብዙሕ እኳ እንተ ኮነ፣ ካብቲ ብዙሕ፣ ብውሑድ ነዘን 7ተ ነጥብታት ክንምልከት እፈቱ። ሰናይ ምልክታ:- …………………ቃል ዘቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ……………1} ጠዓሳ እታ ናይ መጀመርታ ስጉምቲ ናብ ንስሓ"ያ። ኽንርደኦ ዘለና ነገር እንተኃልዩ፣ ኣምላኽ ፍቅሪ ምዃኑ"ዩ፣ ንሕና ድማ ከም ውሉድ ኣምላኽ መጠን፣ ብፍቕሪ ኽንተሓዝ ይግበኣና። 2} ፍቕሪ ይኃንጽ፣ ጽልኢ ድማ ንዂሉ ትዕኑ።3} ሕራይ በሊ፣ ንብዓትኪ ድረዚ፣ ጾርኪ ድማ ናብ ኣምላኽ ደርቢዮ፣ ኣምላኽ በይኑ"ዩ ንውጹዓት ፍትሒ ዘውጽእ። 4} ኣቱም ፍቁራተይ፣ ኣነ ካብ ህዝቢ መጎስ ዝደሊ እንተ ዝኸውን፣ ሽዑ ናይ ክርስቶስ ኣገልጋሊ ኣይመኰንኲን ነይረ። 5} ኣብ ዓሚቕ ባሕሪ እንተ ወርወሩኒ፣ ኣብ ቅድመይ ነቢይ ዮናስ እዩ ዝረኣየኒ። ኣብ ኃልሃል ዝብል መጋሪያ ሓዊ እንተ ደርበዩኒ፣ ሰለስተ መንእሰያት {3ተ} ኣብ ሓዊ ብምዃን ቕጅል ይብሉኒ። ናብ ሓያላት ኣራዊት"ውን እንተ ሰንደዉኒ፣ ዳንኤል ነቢይ ኣብ ጉድጓድ ኣናብስ"ዩ ዝዝከረኒ። ኣቱም ፍቁራተይ ብዳርባ እምኒ እንተ ቀተሉኒ፣ ቀዳማይ {1ይ} ሰማዕት እስቲፋኖስ ሊቀ ዲያቆናት ኣብ ቕድሚ ዓይነይ"ዩ ዝረኣየኒ። ክሳደይ እንተ ቆረጹኒ ድማ ናይ መጥምቀ መለኮት ብርሃን፣ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ"ዩ ዘንጸባርቅ። 6} ሰራዊት እዛ ዓለም እዚኣ ንቤተ እግዚኣብሔር ክወስድዋ ኣይክእሉን ኢዮም። ካብ ቤተ ክርስቲያን ዝብርትዕ የለን፣ እቲ ዝዋጋኣ ከምቲ ምስ ሰማይ ዝቃለስ ሰብ፣ ኃይሉ"ዩ ዝውድእ። 7} ንመን እየ ዝፈርኅ ንሞት ? ክርስቶስ ሕይወተይ"ዩ። ሞት ድማ ረብሓይ"ዩ፣ ካብ መን"የ ደኣ ዝፈርሕ ካብ ስደት ? ምድሪ ብምሉኣ ናይ እግዚኣብሔር"ያ ። አረ ካብ መን"የ ዝፈርሕ ? ገንዘበይ ከይከስር ድየ! ናብዛ ዓለም ጥራሐይ እየ ዝመጻዂ። ንመቃብረይ ድማ ዝማልኦ የብለይን። ነቶም መሳድቲ ኩሎም ዝብሎ እንተኃልይኒ ግን፣ ንዓይ ኣይኰንኩምን ተሳዱዱኒ ዘለዂም፣ ንእግዚኣብሔርን ንቤተ ክርስቲያንን ኢዂም ተሳድዱ ዘለዂም። ዝተረፈ ከረጋግፀልኲም ዝደሊ፣ ቤተ ክርስቲያን ልዕሊ ኲሉ ኃያል"ያ። ብራኸን ኃይልን ናይ መዓበላት፣ ብዘየገድስ መርከብ ናይ ክርስቶስ ብፍጹም ኣይትጥሕልን"ያ። በረከት ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ምስ ኩላትና ይዂን ኣሜን።
ቃለ ሂወት የስምዓና
ናይ ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ዛሓወይ (ዛሓፍተይ) ፅግኡ የብዘሐልኩም ኣምላክ አሜን አሜን አሜን
kale hiwet egzabher xega yebzh
Qale hiwet yesmaelna egzabihr Amlak xegau yebzhalkum
ስደት ነዊሕ መንገዲ እዩ። ካብ ዕለት ልደትና ጀሚሩ፡ ምስታ ናይ መወዳእታ እስትንፋስ ወዲ ሰብ ድማ የቋርጽ።
ቃለሂወት የሰመዐልና በረከትን ረዲኤትን ናይ ቅዱሳት ኣቦታትና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር እምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
Amen amen amen 🙏 kal hiwet yesmealna
አሜን፫ በረከቶም ይሕደረና ናይ አቦና ዮሓንስ አፈ ወርቅ💞😪🙏👏👏
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኩብራተይ💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💐💐💐
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ፍቁራተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏ቃል ሂወት የስማልና ❤️🙏❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
ጾሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፎርቂ ኣይፈለየና ኣሜን
ሰላም ንዓኹም ይኹን ፍቁራት ማሕበር እንኳዕ ብሰላም መጻኹም በርኸት ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ በዝሑን ዓዝዙን ምስ ክላትና ህዘበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን እምባኣር ካብ ዝሓለፉ 1ይ ክፋል ንበርኸት ክንፍትን 1 + ኣብ መስቀላዊ መንገዲ ዝጠፋእኩ ኮይኑ እዩ ዝስማዓን ዘሎ በየናይ መንገድ ከምዝኸይድ እዩ ጠፍኡን ዘሎ ይብል ኣየ እወኒ ንክልተ ጎይተት ክትግዝኡ ኣይትኽእሉን እኩም ከምዝ ብለና ኣይ ምስ እግዝኣብሔር መንፈሳውያን ኮይና፡ ኣይ ምስ ድያብሎስ ዓለማውያን ኮይና ኣብ ክልተ ንቅርቐር2 + ጽድቅን ሓጥያትን ኣብ ውሽጢ ወዲ ሰብ ይባኣሳ፡ ኣነ ድማ ሓድኤን ክሳብ እተስንፍ ይጽበ ኣለኩ 3+ ኣብ ገዳም ምዕቃብ ማለት ካብ ዓለም ናብ ገነት ምህዳም ማለት እዩ 4 + ንጉስ ንኸተማታትን ዘጋታትን ወታህደራትን ይቃጻጸር፡መነኮስ ግና ንድሌታቱ'ዩ ዝቃጻጸር።5 + ንጉስ ግዝኣቱ ንምስፋሕን ሃብቱ ንምኽዕባትን ምስ ኣረማውያን ይዋጋእ።መነኮስ ግን ነፍሳት ንኽመርሕ ምስ ሰይጣን ይቃልስ።6 + ንጉስ ሙሉእ ማዓልቲቭስቃይን ጸገምን ይጋንፎ።መነኮስ ግን ሓጎስን ሰላምን ዝመልኦ እዩ።7 + ንጉስ ንካልኦት ገጸ በረከት ወርቅ ይህቦም።መነኮስ ግን በረኸትን ምጽንናዕን እዩ ዝህቦም።
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሓውና/ ሓብትና እግዚኣብሔር ጸግኡን በረከቱን የብዝሓልካ /ኪ
Kal hiwet yesmealna
ጽቡቅ ትዕዝብቲ
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸግ ኡየብዝሓልኩም ።
ብሓቂ በፍላይ እታ ሓጥያት ኣብ ውሽጢ ወዲሰብ ይበኣሳ ኣነ ድማ ክሳብ ሓዲኣተን ክሳብ ዘሰንፋ ይጽበ ኣለኩ እትብ ቃል ብጣዕሚ እያ ልበይ ተንኪፋትኒ
Bhaki kal hiwet ይስምዕና ፅሎቶምን በርክቶምን ኣይፈለየልና ካብ ከፈእ ሰራይ ደማ ይስወርና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲
እግዚአብሔር የኣቦቶቻችን ፀሎት የሰማ የኛም ፀሎትችን ሃገራችን ሰላም ያርጊልኝ አሜን ።የአባታችን ፆሎት በረከት ኣይለየን ❤️❤️❤️
ቅል ሂውት የስምዐልና በረኩቶምን አማላድቶምን ከአ ኣይፍለየና🙏🙏🙏
ብሓቂ ብቋንቋና እዚ ቅዱስ ዝኮነ መንፍስዊ ዝሕለፍዎ፣ ትሪኮምን ፣ትምህርቶም፣ትግሳጾም፣ ክተማሓላለፍልና እግዚአብሔር ዝፍቅድልኩም እግዚአብሔር ዝተመስገነ ይኩን።
💒🙏💕🙏💕🙏💒Amen Amen Amen 💒🙏💕🙏💕🙏💒Amen Amen Amen 🙏💙🙏💚🙏💜💒🙏💒🙏💒💕Qal hiwet yesmalna ❤️
አሜኝ አሜን አሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኮ
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna nay kudus yohans af werki tseltomn berketomn yhderena amen
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ✝️በረከት ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቅ ይሕደረና ክንደይ ደስ ይብል✝️❤
Amen amen amen kalehiwet yesmelna kulukum aebzi ztesatefkum aehwatna
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሩካተይ።በረከት ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን።
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጋኦምን በረከቶምን ናይ ኣቦታትናን ምስ ክላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏💓💓💒💒💒💈💈💈💐💐💐💒💒💒💜💜💙💙🙏🙏🙏🙏💐💐💐💓💓💓💓
ንብሓቂ ደስ ዘበሊ ትምህራቲ ብጣዕማ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሱኩሊትነ ይኩን ኸበሪ መስገን ንዓ ይኩን።
ፀሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ይሓንስ ኣፈወረቅ አይፈለየና
እምበር አፈ ወርቅ ታላቅ አቦና በረከቱ የሕድርልና ፊቁራተይ ተመስገን ቃለ ህወት የስመዐልና።
ቃለ በህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮዋሃንስኣፈ ወርቅ ፆለትን ረዲኣትን ምስኩልና እምነት ክርስትና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከት ኣቦና ቅዱስ ዮውሃንስ አፈወርቅ ምስ ኩልና ይኹን
እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሕ ተመሳሳሊ ታሪኽ ኣብ ዘመና ይፍጸም ኣሎ ነስተውዕሎ እንተሊና። እግዚኣቭሄር ሰላሙ የሃበና።
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmaelina bereketomen teradanotomin iyfeleyena
ቃለ ሂወት የስመዓልና ።ከምኡ ውን ንህጻናት ዝምህር ብብዝሒ የለን እሞ ,,,,,, ኩሉና ንሕሰበሉ ።
ኣምላክ ነዚ ዝገብር መንፈስ ይዓድል
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna bereketemun rediatomn mis kulna ykun Amen Amen Amen
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩሙ ዞሞሕዋተይ
amen amen amen kal hiwet yesmalna xeletomn bereketomn nay abona buxeu yowhans afwori ms kuluna hzbe krsitiyan ykun
ቃል ሂወት የስምዐልና ኣንእስኩምልና ኣቤት ክጥዕም ልቢ ዘረስርስ ጽንዓት ኣብ እምነት ዘሕድርን ርህራሂ ዝምህር ንልቢ ዝትንክፍ ኣምላክ በረከት ኣቦታትና ቅ/የውሃንስ ይካፍለና ኣሜን
Nayi bihaki kali hiwet Yesmalina Berekit Nayi Abena Yewihanis Afewerki Yihderelina ❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን (3))ቃለ ሂውት የ ስምዓልና ኣይትጥፉኡና ደኣ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐና ክቡራት ኣሕዋተይ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኹን🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያስማልን እሰይ ተመስገን ኣምላኬ
ቃል ሂወት የስመዕልና ጸጋኡ የብዝሕልና በረክት ናይ ኣቦና ኣይፈለየና ኣሜን🙏🙏🙏
Amen kale hiwet yesmalna nay Abona Tseltomn brektomn ay felyena O Egzbhar amlaki kab ewuri Libi sewrena Amen 💒💒💒🙏🏾🙏🏾😭😭😭
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፆሎቶምን በሮኮቶምን ናኣቦና ቅዱስ ኣፍ ወርቂ ምስ ኩሎና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወትን ያሰማልን በረከታቸው የደርባን ይብጸሃ ቅዱስ የውሃንስ አፈርቂ
Amen Amen kal hiwet yesmaelna xegeun bereketun nay kudus Abona yewhens Afewerki ayfeleyena
ሰላምን ጥዕናን ንኹሉኹም ህዝበ ክርስትያን ይሙኖ ከምኡውን ናይ ኣቦና ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፈርቅ በረከት ኣይፈለየና
Brkotom xltomun nay kdus yohanes afwork ayflyena amen ❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣሜን
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀሎት በርከቶም ኣማላጅነቶም ኣይፈለየና
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈ ወርቂ በረከትም ይሕደረና
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 ቃል ሂወት የስምዓና
አሜን አሜን አሜን በረከቶም ኣይፈለየና
ኦ ገታይ ቃልህወት የስመዐና ብሃንቀውታ ይፅበ ኣሜን ኣምን ገታየይ
ምስጋና ክብሪ ንእግዚኣብሔር ይኩን አሜን ፫
ፀሎቶምይ በረከቶምይ ኣይፈለየና ቅዱስ ኣቦና
ብሓቂ ቃል ሕይወት የስመዓልና ጸጉ የብዝሓልኩም። ኣነስ ክትቕጽል እየ ተጸቤያ ነይረ
ቃል ህይወት የስምዓልና በረኸት ረድኤት ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮዉሃንስ አፈወርቅ ኣይፈለየና
ቃል ሂወት የስምዓልና ፍቅራተይይ!መንፈሳዊ ክሪኢ ንብዓት ውርረር ይብለኒ ደስ ድማ ይብለኒ፥ ግን ጭላፎም ክሕዝ ግን ሓይሊ ይስእን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ይሕዋተይ
❤😢
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡራት ስድራ እግዚኣብሄር::❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና
Amen amen amen xeltom berktom nay abina kidis yewanes aferki ayflyina ❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ኣግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርክኩም። ሂወት ዚሂብ ትምርቲ። እንዳነባዕኩ ወዲኤያ።
በረኮቶም ናይ ቁዱስ አቦና የዋሃንስ አፈወርቂ ምስኩላትና ደቂ እመብራሃን ይኩን አሜን አሜን አሜን
ወዲ ሰብ ንነብሱ ባዕሉ እንተ ዘይጎዲእዋ፡ ካልእ ዝኮነ ክጉድኦ ዝኽእል የለን። ቃለ-ሕይወት የስምዓልና፣ ኣኅዋተይ።
ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸት ረዲእት ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቅ ኣይፈለየና
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራተይ በረከትን ኣማላድነትን ናይ ቅዱስ ኣቦና የውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን(፴)
ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስምዐልና ኩቡራት ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ((((3))) ቃል ሂወት የስማዓልና ደስ ዝብል ፊሊም ቁዱስ የዋሃንስ !!!!! ቀጽልዎ የሕዋተይ !!!!
Bereket kudus yewhans afewerk ms kulatna hzbi Kristian ykun amen amen amen
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና
ቃል ሂወት የስማዓና ፀጉኡ የብዛሓልና 🙏🙏🙏💒💒💒
ሂወት ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ቅኑዕ 3ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ዘጋጥሞም ዘሎ እንበኣር ሓዲሽ ኣይኮነንን ። በረከቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክሪስትያን ይኩን።
ብዘይካ ካብዛ ዓለም ብሂወት ንዝሓለፈን ብሰናይን ቅኑዕን ሃይማኖት ዝሓለፈን ተዘይኮይኑ ቅዱስ ዝብል ቅጽል ንማንም ኣይወሃብን እዩ። ኽሕደት ኣባ ኣንጠንዮስ ከኣ እንታይ እዩ ኢልካ ሕተት መጀመርታ። ኣብዚ ሊንክ ኣቲኻ ኩሉ ኽሕደቶም ኣለካ። ruclips.net/video/uXKxBLL9CPc/видео.html
@@fanielsamsom6828ኣይትጋገ ዘሓወይ ክሕደት የብሎምን ጦንቃሎን ሓሰዉቲ መርጌታታትን ካብ ቤት ክርስትያን ምስጓግ ዲዩ ክሕደት ?ብዛዕባ ዲያቆን ክብሮም ከኣ ደሓን ንንስሓ ዝከዉን ግዜ ይምጸኣሉ ልዕሌይ ኣይትፈልጦን ኢካ ደሓን
@@fanielsamsom6828 እቲ ሰይጣናዋ ጉዳዩ በል ብሕቡእ ልቢ ገርህታትን ደናቁሩን ከጸልም ከም ዝዉዕል ዘጋለጸ ኣጋጣሚ ኣብዚ ኣቲካ ኣረጋግጽ ኢካ ruclips.net/video/xSJ3O-hrH-k/видео.html
መጀመርታ ስለቲ ትሕቱ መልስኻ የመስግነካ። ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ብዛዕባ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ኣብዛ ሊንክ ኣቲኻ ቅኑዕ ኣሎ ዋላሓንቲ የብሉን ወይ ድማ እዚ ናይ ተዋሕዶ ስርዓት ኣይኮነን እኳ ደኣ ናይ መናፍቓን በለኒ። ms-my.facebook.com/ermi.1tes.7/videos/%E1%8A%A3%E1%89%A1%E1%8A%90-%E1%8A%A3%E1%8A%95%E1%8C%A6%E1%8A%95%E1%8B%AE%E1%88%B5-%E1%88%9D%E1%88%B5-%E1%88%98%E1%8A%93%E1%8D%8D%E1%89%83%E1%8A%95-%E1%89%B0%E1%88%83%E1%8B%B5%E1%88%B6-%E1%8A%A3%E1%89%A5-%E1%88%98%E1%8A%AB%E1%8A%90-%E1%88%82%E1%8B%88%E1%89%B5/394124348228016/
@@우성철-c6l ንንስሓ ዝኸውን ግዜ እሞ ንኹልና የምጻኣልና ካብ መን ሒሽና ንሕናስ። እንተ እቲ ንደቂ ተዋሕዶ ብስዉር ናይ ፖለቲካ ጽልኢ ኣምሲልካ ዝግበር ዘሎ ስራሕ ተሃድሶ ግን ንስኻ/ንስኺ ዘየድልዮ ኩሉ ዓገብ ክብሎ ዘለዎ እዩ። መሰረት ናይዚ ክሕደት ኣብ ኤርትራ ድማ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝርከቦም መናፍቓን እዮም ክትፈልጥ። መንግስቲ ምጽላእ ካልእ ነገር እዩ፡ ናይ ተዋሕዶ ስርዓት ምሕላው ከኣ ካልእ እዩ። ስለዚ ካብቶም ሓሰውቲ መናፍቃን ሰሜን ኣሜርካ(መቃርዮስ፡ ማርቆስን ሰዓብቱን) ቅኑዓት መምሃራን ልሳን ተዋሕዶ/ዋልታ ተዋሕዶ/ተዋሕዶ ይእቲ ምዕዛብ እዩ ዘድልየካ። ደፊረ ተኾይነ ይቕሬታ
አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀሎቶምን በረከቶምን ይሕደረና አሜን🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና። ጸለቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቂ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን። ምእንቲ ጽድቂ ዝስደዱ መንግስተ ሰማያት ናቶም እያ እሞ ብጹኣን እዮም።( ወንግል ማቴዎስ 5፥10) ወዲ ሰብ ንነብሱ በዓሉ እንተዘይ ጎዲእዋ ካሊእ ዝኾነ ዝጎድኦ የለን። ናይ በሓቂ ንነብስና ቀጻሊ በዕልና ንጎድኣ ኣለና እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልና። ነዚ ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቂ ብትግርኛ ዝተርጎምኩም ክቡራት የሕዋትን ኣሓትን እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይብዘሓልኩም። ነቲ ተሪፉ ዘሎ ዘይተተርጎመ ከኣ ኾምኡ ኽትትርጉምልና በረኸት ናይ ቅዱሳኑ ክንሳተፍ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም። ንኣብነት ከም ናይ በዓል ቅዱስ ነብየ እግዚአብሔር ኤልያስን ሊቀ ሃዋርያት ቅዱስ ጴጥሮስን ንመን ጠቂስና እሞ ንመን ክንገድፍ ንኩሉ ብሓፈሻ ቀስብቀስ ክትትርጉምልና ብሃንቀዉታ ንጽበ ስብሓት ለእግዚአብሔር ልዑል!
Amen amen amen
አሜንንንንንን🙏🙏🙏🙏😘😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀሎቶም በረከቶም ኣማላደነቶም ናይ ኣቦና በፅእ ዮሓንስ ኣፈወርቂ የሕደረና❤❤❤❤
ተርጒምኩም ሼር ጌርኩም ክንሰምዖይ ክንከታተሎይ ኢሉ ለለ ክንመሃረሉ ስለልገበርኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ኣሕዋት።
ፈጣሪ በቢለለናዮ ይሓልወና።
amen amen amennnnnnnnn🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን
Hk
amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቦና ቁዱሰ የወሃንሰ ብረከቶመን ረዲእቶመን ምሰ ኩላትና ሀዝበ ክረስትያና ይኩን🙏🙏🙏🤲🤲🤲
ኣሜን (3)ጸሎቶምን በረከቶምን ኣማላድንቶምን ናይ ኣቦና ቡጹኡ ቅዱሰ የወሓንስ ኣፍወርቅ ኣይፍለየና ኣሜን(3)✝️🙏
አሜን አሜነ አሜን ቃል ህይወት የሰመዓልና ጸለቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱሰ ዮሃንሰ ኣፈወርቂ ምሰ ኩላትና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን🤲🤲🤲
ፀሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ይሓንስ ኣፈወረቅ ኣይፈለየና
ንዓይ ነሓጥየተኛ ባርያካ እዚ ክሰምዕ ሰለ ዝፈቀደካለይ ክብርን ምስገናን ናዓካ ይኩን ልዑል እግዚኣብሔር ኣቦይ ተመስገን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ቁዱስ የውሃንስ ኣፈወርቂ ጾሉቶምን በረከተሙን ምስ ኩሉ ህዝቤ ክርስትያን ዩኩን
ኣብ ዓሚቅ ባሕሪ እንተደርበዩኒ ነቢ የናስ ኣብዓይነይ ይራአየኒ
ክሳደይ እንተቆረጹኒ ብርሃን ዓለም ሰማእቲ ቁዱስ የዉሃንስ ዩኣብ ዓይነይ ቅጅል ይብለኒ ቃል ቁዱስ የዉሃንስ ኣፈወርቅ
አሜን አሜን አሜን ቃል ሀይወት የስመዐልና ፀሎት በረከት ኣማላድንትም ኣይፈልይን ቅድስ ኣባና የዉሃንስ አፈወርቂ
እግዚአብሔር ዓስቢ ይሃብኩም
ጸጋኡ የብዝሓልኩም
በረከት ናይ ኣቦና ኣይፈለየና
በረከት ቅዱሳ ኣቦና ይሕደረና እግዚአብሔር ስለ ቅዱሳናኢሉ መንግዲ የማን ይምረሐና
በረከት ናይዚ ቅዱስ ኣቦና ኣይፈለየና ማእሰርትን ውርደትን ናይ ብጹኡ ወቅዱስ ኣቡነ እነጠንዮስ ይመስል ኣሰር ኣቦታትና ትስዕበና ኣምላኽ
ቃል ሂወት የስምዓልና በረከቶም ኣማላድነቶም ኣይፈለየና
አሜን አሜን አሜን. ነይ ሊቀ ቅዱስ ዮውሃንስ አፍወርቂ አብ በረከቶምን ፀሎቶምን ረዲኦቶምን ምስ ከላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን አሜን አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ፆሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ንሕና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እውን እብዚ ሐዚ ስዓት ከም ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወሪቅ አቦ ያድልየና እሎ ☝🖐
እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኹን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቦና ቅዱስ የውሓንስ ኣፈወርቅ ጸሎቶምን በረከቶምን ረዴኤቶምን ኣይፈለየና🙏🙏🙏
አሜን በረከት ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮውሃንስ ኣፈወርቅ ይሕደረና
ምሕረት ናይ ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስን ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስትን ንጽህትን ድንግል ማርያምን ኣማላድነትን በረከትን ናይ ኣቦና ፓታራርክ ቅዱስ ዮሓንስ ይሕደረና ሕዝበ ክርስቲያን አሜን አሜን አሜን።
ቃል ሂወት የስማዕልና በረከቶምን ኣማላድነቶምን ከኣ ኣይፈለየና
አሜን አሜን አሜን
Amen AmenAmem
ኣሜን፫ ቃለ ህይወት የሰመዕልና ፆሎተሞን ፀጋ በረከተሞን ይሕደረና ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮሃንስ ኣፈወርቂ
ኣስይይይይ ተሃሠትኩ ወተፈሣሁኩ ሠማዖኩ ቃለ ገድለ ኣብነ ኣፈወርቂ🙏⛪
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንእግዚአብሔር ክብርን ምስጋናን ይኩን
እግዚአብሔር ጽጉኡ የብዝሓልኩም በረከት ረዴኤት ፅንዓት ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ ኣይፈለየና።
ፍቅራት ኣሕዋት ኣነ ነዛ ፍልሚ ናይ ኣቦና ኩሉ ግዜ እየ ድጋግመ ዝርኣ ድስታ ሓጎስ ባህታ ተስፋ ፍቅር ድማ ይረክብ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሓልኩም እና ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣግናጢዋ ምጥው ለኣምበስ ትብል ውን እንተትቅርብልና ኣቕርብልና ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስማዕልና ኩቡራት ይሕዋት አግዛኣብህር መሳኩም ይኹን🙏🙏🙏🙏💕💕💕
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶምን ኣማላድነቶምን ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዓልና እግዛኣብሄር ጸጉኡ የብዛሕልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ቃል ሕይወት የስመዓልና፣ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልዂም። ኣብ ናብራዂም በረኸት፣ ኣብ እምነትዂም ፍረ ይኃብኲም። በረኸት ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ምስ ኩላትና ይዂን። ነቶም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኲም ድማ ኣምላኽ ቅዱስ ዮሐንስ አፈውርቅ ይባርዂም እናበልኲ ናይ 2ይ ክፋል… ትዕዝብታተይ ብዙሕ እኳ እንተ ኮነ፣ ካብቲ ብዙሕ፣ ብውሑድ ነዘን 7ተ ነጥብታት ክንምልከት እፈቱ። ሰናይ ምልክታ:-
…………………ቃል ዘቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ……………
1} ጠዓሳ እታ ናይ መጀመርታ ስጉምቲ ናብ ንስሓ"ያ። ኽንርደኦ ዘለና ነገር እንተኃልዩ፣
ኣምላኽ ፍቅሪ ምዃኑ"ዩ፣ ንሕና ድማ ከም ውሉድ ኣምላኽ መጠን፣ ብፍቕሪ ኽንተሓዝ ይግበኣና።
2} ፍቕሪ ይኃንጽ፣ ጽልኢ ድማ ንዂሉ ትዕኑ።
3} ሕራይ በሊ፣ ንብዓትኪ ድረዚ፣ ጾርኪ ድማ ናብ ኣምላኽ ደርቢዮ፣ ኣምላኽ በይኑ"ዩ ንውጹዓት ፍትሒ ዘውጽእ።
4} ኣቱም ፍቁራተይ፣ ኣነ ካብ ህዝቢ መጎስ ዝደሊ እንተ ዝኸውን፣ ሽዑ ናይ ክርስቶስ ኣገልጋሊ ኣይመኰንኲን ነይረ።
5} ኣብ ዓሚቕ ባሕሪ እንተ ወርወሩኒ፣ ኣብ ቅድመይ ነቢይ ዮናስ እዩ ዝረኣየኒ። ኣብ ኃልሃል ዝብል መጋሪያ ሓዊ እንተ ደርበዩኒ፣ ሰለስተ መንእሰያት {3ተ} ኣብ ሓዊ ብምዃን ቕጅል ይብሉኒ። ናብ ሓያላት ኣራዊት"ውን እንተ ሰንደዉኒ፣ ዳንኤል ነቢይ ኣብ ጉድጓድ ኣናብስ"ዩ ዝዝከረኒ። ኣቱም ፍቁራተይ ብዳርባ እምኒ እንተ ቀተሉኒ፣ ቀዳማይ {1ይ} ሰማዕት እስቲፋኖስ ሊቀ ዲያቆናት ኣብ ቕድሚ ዓይነይ"ዩ ዝረኣየኒ። ክሳደይ እንተ ቆረጹኒ ድማ ናይ መጥምቀ መለኮት ብርሃን፣ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ"ዩ ዘንጸባርቅ።
6} ሰራዊት እዛ ዓለም እዚኣ ንቤተ እግዚኣብሔር ክወስድዋ ኣይክእሉን ኢዮም። ካብ ቤተ ክርስቲያን ዝብርትዕ የለን፣ እቲ ዝዋጋኣ ከምቲ ምስ ሰማይ ዝቃለስ ሰብ፣ ኃይሉ"ዩ ዝውድእ።
7} ንመን እየ ዝፈርኅ ንሞት ? ክርስቶስ ሕይወተይ"ዩ። ሞት ድማ ረብሓይ"ዩ፣ ካብ መን"የ ደኣ ዝፈርሕ ካብ ስደት ? ምድሪ ብምሉኣ ናይ እግዚኣብሔር"ያ ።
አረ ካብ መን"የ ዝፈርሕ ? ገንዘበይ ከይከስር ድየ! ናብዛ ዓለም ጥራሐይ እየ ዝመጻዂ። ንመቃብረይ ድማ ዝማልኦ የብለይን። ነቶም መሳድቲ ኩሎም ዝብሎ እንተኃልይኒ ግን፣ ንዓይ ኣይኰንኩምን ተሳዱዱኒ ዘለዂም፣ ንእግዚኣብሔርን ንቤተ ክርስቲያንን ኢዂም ተሳድዱ ዘለዂም። ዝተረፈ ከረጋግፀልኲም ዝደሊ፣ ቤተ ክርስቲያን ልዕሊ ኲሉ ኃያል"ያ። ብራኸን ኃይልን ናይ መዓበላት፣ ብዘየገድስ መርከብ ናይ ክርስቶስ ብፍጹም ኣይትጥሕልን"ያ።
በረከት ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ምስ ኩላትና ይዂን ኣሜን።
ቃለ ሂወት የስምዓና
ናይ ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ዛሓወይ (ዛሓፍተይ) ፅግኡ የብዘሐልኩም ኣምላክ አሜን አሜን አሜን
kale hiwet egzabher xega yebzh
Qale hiwet yesmaelna egzabihr Amlak xegau yebzhalkum
ስደት ነዊሕ መንገዲ እዩ። ካብ ዕለት ልደትና ጀሚሩ፡ ምስታ ናይ መወዳእታ እስትንፋስ ወዲ ሰብ ድማ የቋርጽ።
ቃለሂወት የሰመዐልና በረከትን ረዲኤትን ናይ ቅዱሳት ኣቦታትና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር እምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
Amen amen amen 🙏 kal hiwet yesmealna
አሜን፫ በረከቶም ይሕደረና ናይ አቦና ዮሓንስ አፈ ወርቅ💞😪🙏👏👏
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኩብራተይ💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💐💐💐
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ፍቁራተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏ቃል ሂወት የስማልና ❤️🙏❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
ጾሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፎርቂ ኣይፈለየና ኣሜን
ሰላም ንዓኹም ይኹን ፍቁራት ማሕበር እንኳዕ ብሰላም መጻኹም በርኸት ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ በዝሑን ዓዝዙን ምስ ክላትና ህዘበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን
እምባኣር ካብ ዝሓለፉ 1ይ ክፋል ንበርኸት ክንፍትን
1 + ኣብ መስቀላዊ መንገዲ ዝጠፋእኩ ኮይኑ እዩ ዝስማዓን ዘሎ በየናይ መንገድ ከምዝኸይድ እዩ ጠፍኡን ዘሎ ይብል
ኣየ እወኒ ንክልተ ጎይተት ክትግዝኡ ኣይትኽእሉን እኩም ከምዝ ብለና ኣይ ምስ እግዝኣብሔር መንፈሳውያን ኮይና፡ ኣይ ምስ ድያብሎስ ዓለማውያን ኮይና ኣብ ክልተ ንቅርቐር
2 + ጽድቅን ሓጥያትን ኣብ ውሽጢ ወዲ ሰብ ይባኣሳ፡ ኣነ ድማ ሓድኤን ክሳብ እተስንፍ ይጽበ ኣለኩ
3+ ኣብ ገዳም ምዕቃብ ማለት ካብ ዓለም ናብ ገነት ምህዳም ማለት እዩ
4 + ንጉስ ንኸተማታትን ዘጋታትን ወታህደራትን ይቃጻጸር፡
መነኮስ ግና ንድሌታቱ'ዩ ዝቃጻጸር።
5 + ንጉስ ግዝኣቱ ንምስፋሕን ሃብቱ ንምኽዕባትን ምስ ኣረማውያን ይዋጋእ።
መነኮስ ግን ነፍሳት ንኽመርሕ ምስ ሰይጣን ይቃልስ።
6 + ንጉስ ሙሉእ ማዓልቲቭስቃይን ጸገምን ይጋንፎ።
መነኮስ ግን ሓጎስን ሰላምን ዝመልኦ እዩ።
7 + ንጉስ ንካልኦት ገጸ በረከት ወርቅ ይህቦም።
መነኮስ ግን በረኸትን ምጽንናዕን እዩ ዝህቦም።
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሓውና/ ሓብትና
እግዚኣብሔር ጸግኡን በረከቱን የብዝሓልካ /ኪ
Kal hiwet yesmealna
ጽቡቅ ትዕዝብቲ
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸግ ኡየብዝሓልኩም ።
ብሓቂ በፍላይ እታ ሓጥያት ኣብ ውሽጢ ወዲሰብ ይበኣሳ ኣነ ድማ ክሳብ ሓዲኣተን ክሳብ ዘሰንፋ ይጽበ ኣለኩ እትብ ቃል ብጣዕሚ እያ ልበይ ተንኪፋትኒ
Bhaki kal hiwet ይስምዕና ፅሎቶምን በርክቶምን ኣይፈለየልና ካብ ከፈእ ሰራይ ደማ ይስወርና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲
እግዚአብሔር የኣቦቶቻችን ፀሎት የሰማ የኛም ፀሎትችን ሃገራችን ሰላም ያርጊልኝ አሜን ።
የአባታችን ፆሎት በረከት ኣይለየን ❤️❤️❤️
ቅል ሂውት የስምዐልና በረኩቶምን አማላድቶምን ከአ ኣይፍለየና🙏🙏🙏
ብሓቂ ብቋንቋና እዚ ቅዱስ ዝኮነ መንፍስዊ ዝሕለፍዎ፣ ትሪኮምን ፣ትምህርቶም፣ትግሳጾም፣ ክተማሓላለፍልና እግዚአብሔር ዝፍቅድልኩም እግዚአብሔር ዝተመስገነ ይኩን።
💒🙏💕🙏💕🙏💒Amen Amen Amen 💒🙏💕🙏💕🙏💒Amen Amen Amen 🙏💙🙏💚🙏💜💒🙏💒🙏💒💕Qal hiwet yesmalna ❤️
አሜኝ አሜን አሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና
እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኮ
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna nay kudus yohans af werki tseltomn berketomn yhderena amen
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ✝️በረከት ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቅ ይሕደረና ክንደይ ደስ ይብል✝️❤
Amen amen amen kalehiwet yesmelna kulukum aebzi ztesatefkum aehwatna
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሩካተይ።
በረከት ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን።
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጋኦምን በረከቶምን ናይ ኣቦታትናን ምስ ክላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏💓💓💒💒💒💈💈💈💐💐💐💒💒💒💜💜💙💙🙏🙏🙏🙏💐💐💐💓💓💓💓
ንብሓቂ ደስ ዘበሊ ትምህራቲ ብጣዕማ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሱኩሊትነ ይኩን ኸበሪ መስገን ንዓ ይኩን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ፀሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ይሓንስ ኣፈወረቅ አይፈለየና
እምበር አፈ ወርቅ ታላቅ አቦና በረከቱ የሕድርልና ፊቁራተይ ተመስገን ቃለ ህወት የስመዐልና።
ቃለ በህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮዋሃንስኣፈ ወርቅ ፆለትን ረዲኣትን ምስኩልና እምነት ክርስትና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከት ኣቦና ቅዱስ ዮውሃንስ አፈወርቅ ምስ ኩልና ይኹን
እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሕ ተመሳሳሊ ታሪኽ ኣብ ዘመና ይፍጸም ኣሎ ነስተውዕሎ እንተሊና። እግዚኣቭሄር ሰላሙ የሃበና።
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmaelina bereketomen teradanotomin iyfeleyena
ቃለ ሂወት የስመዓልና ።
ከምኡ ውን ንህጻናት ዝምህር ብብዝሒ የለን እሞ ,,,,,, ኩሉና ንሕሰበሉ ።
ኣምላክ ነዚ ዝገብር መንፈስ ይዓድል
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna bereketemun rediatomn mis kulna ykun Amen Amen Amen
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩሙ ዞሞሕዋተይ
amen amen amen kal hiwet yesmalna xeletomn bereketomn nay abona buxeu yowhans afwori ms kuluna hzbe krsitiyan ykun
ቃል ሂወት የስምዐልና ኣንእስኩምልና ኣቤት ክጥዕም ልቢ ዘረስርስ ጽንዓት ኣብ እምነት ዘሕድርን ርህራሂ ዝምህር ንልቢ ዝትንክፍ ኣምላክ በረከት ኣቦታትና ቅ/የውሃንስ ይካፍለና ኣሜን
Nayi bihaki kali hiwet Yesmalina Berekit Nayi Abena Yewihanis Afewerki Yihderelina ❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን (3))ቃለ ሂውት የ ስምዓልና ኣይትጥፉኡና ደኣ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐና ክቡራት ኣሕዋተይ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኹን🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያስማልን እሰይ ተመስገን ኣምላኬ
ቃል ሂወት የስመዕልና ጸጋኡ የብዝሕልና በረክት ናይ ኣቦና ኣይፈለየና ኣሜን🙏🙏🙏
Amen kale hiwet yesmalna nay Abona Tseltomn brektomn ay felyena O Egzbhar amlaki kab ewuri Libi sewrena Amen 💒💒💒🙏🏾🙏🏾😭😭😭
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፆሎቶምን በሮኮቶምን ናኣቦና ቅዱስ ኣፍ ወርቂ ምስ ኩሎና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወትን ያሰማልን በረከታቸው የደርባን ይብጸሃ ቅዱስ የውሃንስ አፈርቂ
Amen Amen kal hiwet yesmaelna xegeun bereketun nay kudus Abona yewhens Afewerki ayfeleyena
ሰላምን ጥዕናን ንኹሉኹም ህዝበ ክርስትያን ይሙኖ ከምኡውን ናይ ኣቦና ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፈርቅ በረከት ኣይፈለየና
Brkotom xltomun nay kdus yohanes afwork ayflyena amen ❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣሜን
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀሎት በርከቶም ኣማላጅነቶም ኣይፈለየና
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈ ወርቂ በረከትም ይሕደረና
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 ቃል ሂወት የስምዓና
አሜን አሜን አሜን በረከቶም ኣይፈለየና
ኦ ገታይ ቃልህወት የስመዐና ብሃንቀውታ ይፅበ ኣሜን ኣምን ገታየይ
ምስጋና ክብሪ ንእግዚኣብሔር ይኩን አሜን ፫
ፀሎቶምይ በረከቶምይ ኣይፈለየና ቅዱስ ኣቦና
ብሓቂ ቃል ሕይወት የስመዓልና ጸጉ የብዝሓልኩም። ኣነስ ክትቕጽል እየ ተጸቤያ ነይረ
ቃል ህይወት የስምዓልና በረኸት ረድኤት ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮዉሃንስ አፈወርቅ ኣይፈለየና
ቃል ሂወት የስምዓልና ፍቅራተይይ!
መንፈሳዊ ክሪኢ ንብዓት ውርረር ይብለኒ ደስ ድማ ይብለኒ፥ ግን ጭላፎም ክሕዝ ግን ሓይሊ ይስእን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ይሕዋተይ
❤😢
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡራት ስድራ እግዚኣብሄር::❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና
Amen amen amen xeltom berktom nay abina kidis yewanes aferki ayflyina ❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ኣግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርክኩም። ሂወት ዚሂብ ትምርቲ። እንዳነባዕኩ ወዲኤያ።
በረኮቶም ናይ ቁዱስ አቦና የዋሃንስ አፈወርቂ ምስኩላትና ደቂ እመብራሃን ይኩን አሜን አሜን አሜን
ወዲ ሰብ ንነብሱ ባዕሉ እንተ ዘይጎዲእዋ፡ ካልእ ዝኮነ ክጉድኦ ዝኽእል የለን።
ቃለ-ሕይወት የስምዓልና፣ ኣኅዋተይ።
ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸት ረዲእት ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቅ ኣይፈለየና
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራተይ በረከትን ኣማላድነትን ናይ ቅዱስ ኣቦና የውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን(፴)
ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስምዐልና ኩቡራት ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ((((3))) ቃል ሂወት የስማዓልና ደስ ዝብል ፊሊም ቁዱስ የዋሃንስ !!!!!
ቀጽልዎ የሕዋተይ !!!!
Bereket kudus yewhans afewerk ms kulatna hzbi Kristian ykun amen amen amen
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና
ቃል ሂወት የስማዓና ፀጉኡ የብዛሓልና 🙏🙏🙏💒💒💒
ሂወት ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ቅኑዕ 3ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ዘጋጥሞም ዘሎ እንበኣር ሓዲሽ ኣይኮነንን ። በረከቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክሪስትያን ይኩን።
ብዘይካ ካብዛ ዓለም ብሂወት ንዝሓለፈን ብሰናይን ቅኑዕን ሃይማኖት ዝሓለፈን ተዘይኮይኑ ቅዱስ ዝብል ቅጽል ንማንም ኣይወሃብን እዩ። ኽሕደት ኣባ ኣንጠንዮስ ከኣ እንታይ እዩ ኢልካ ሕተት መጀመርታ። ኣብዚ ሊንክ ኣቲኻ ኩሉ ኽሕደቶም ኣለካ። ruclips.net/video/uXKxBLL9CPc/видео.html
@@fanielsamsom6828
ኣይትጋገ ዘሓወይ ክሕደት የብሎምን ጦንቃሎን ሓሰዉቲ መርጌታታትን ካብ ቤት ክርስትያን ምስጓግ ዲዩ ክሕደት ?
ብዛዕባ ዲያቆን ክብሮም ከኣ ደሓን ንንስሓ ዝከዉን ግዜ ይምጸኣሉ ልዕሌይ ኣይትፈልጦን ኢካ ደሓን
@@fanielsamsom6828
እቲ ሰይጣናዋ ጉዳዩ በል ብሕቡእ ልቢ ገርህታትን ደናቁሩን ከጸልም ከም ዝዉዕል ዘጋለጸ ኣጋጣሚ ኣብዚ ኣቲካ ኣረጋግጽ ኢካ
ruclips.net/video/xSJ3O-hrH-k/видео.html