Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
stalin ata quomal sahsah agame Beyniam is tigraway zibelka quomal ziresaenayo kemeslka. Hey stalin why are you doing a job above your pay grade ? You can't even handle nai haleka sirahhh!!! anta gezz areghit sebeyti maakor
The three ignorance-based current political stands of Tegaru elites: 1. My political party or leader must maintain power at any cost to the national interests of Tegaru. 2. I highly refuse to dialogue peacefully with those who cannot support my political party or leader, even if it benefits the people of Tigray. 3. Regardless of its acceptance in reality, for me, truth and science are merely positions and opinions promoted by my political party or leader. Believe me, knowingly or unknowingly, we all seem agree to be eliminated from the earth by our enemy. That is what I understand from Tegaru elites and politicians. Disgraceful!
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
💖💖💖ስታሊን ነዞም ቅመኛታት ንግምት ዝጨወዩ ኣቃላዓዮም ግዜ ኣይትሃቦም ከይስዕርሩ ።💖💖💖
እስታሊን ሓወይ 1ክንድ ሸሕ ጅግና ጀጋኑ
ተጋሩ ፅንዑ
እዚኦም ደቂ 70 ዓመት ሽማግለታት ብመናእሰይ ትግራይ ሂወት ክፃወቱ ደቆም አብ ወፃኢ የምህሩ ወዲ ትግራይ ግን ከዋድኡ ምስ ሽዋ ፀላእትና ኾይኖም ንትግራይከጥፍእዋ ሃርኮት ይብሉ አለው መንእሰይ ትግራይ ንቃሕ ብዚኦም ከትታለል
ሠራቂ አሰፋ አብረሐ ዘይሐፍር
ጌታቸው ረዳ ብብልፅግና ንትግራይ ናይ ምጥፋእ ተልእኾ ዝተውሃቦ ከዳዕ እዩ። ብገበን ብሔራዊ ክሕደት ናብ ሕጊ ይቕረበልና!
አብይ ዘአገደሉ ቅርሺ ጀኔራል ታደሰ ወረደ ሱቅ ኢሉ ዝርእ ይመስለኒ ንትግራይ ንምፍራስ ፃድቃንሀብቱ ተተታሂዙ ይከውን
ክክክ ተልፋስ ጌታቸው ረዳ ካብ ሞትን ድሕረትን ዳትረፈካ ጅግና ወዲ ራያ ምዃኑ አይቲዘንግዕ።
@@HadisMeresa-p4k ጅግና ዕላማ አለዋ እዚ ናብዝዓንበረ ዳስ ዝጎይስ ጅግና? ከይመውት ፈሪሑ ንበረኻ ዝአተወ ብቓልሲ ዘይአምን ምዃኑ እኮ ብ2 ዓመት መሬት ትግራይ ንፀላኢ ብምሻጥ: ጀኖሳይድ ከይፃረ አብምሽፋን: እንኮ ብርትዕቲ ውድቡ ትግራይ አብምፍራስ ህዝቢ ብዕድመ ብፆታ ብዞባ አፈላላሊኻ አብምግጫው አይምተረኽበን? ትግራይ ተኾይንኻ አስተውዕል ብምኽንያት ደግፍ ብምኽንያት ተቓወም: ኹሎም ናትና እዮም:
@@HadisMeresa-p4k ራያ ጅግና ህዝቢ ምዃኑ ፍሉጥ እዩ፡፡እሞእሱ እዩ እኮ ገሪሙና፡፡ ጌች ምስ ብልፅግና ተሓባቢሩ ትግራዋይ ባዕሉን ባዕሉ ክባላዕ ገይሩ ፀላእትና ተሓጊሶም ንሕና ግን ርእስና ክነድንን ገይሩ መሬትና አይተመለስ ተፈናቀልቲ አይተመለሱ መንእሰይ ተስፋ ቆሪፁ አብ ፈቀድኡ ስደትን ወንጀልን ተፀሚዶም ውቁዓት ተጋደልትና ስአን ሕክምና.....ጌች ከምዚ አይትፀብናዮን፡፡ ካብ ጥቅሙ ጉድአቱ በዚሑና፡፡ናብ ልብ ይመልሶ፡፡
Thanks Stalin for standing with Tigray!!!
ስታሊን ሓቅኻ ሰብ ቅርሺ ዘይፈልጥ አብዝነበረሉ ጊዜ ዋና ሌያቡ አሰፋ አብርሃ ስየ አብርሃ ምስ ሙሉእ ቤተሰብ ለያቡ ነይሮም
ምንም ኣይናሳሓሉን እየ ገንዘበይ ሂዎቶም እኮ ሂቦም ኣለው ሃገርርን ህዝብን ስውኣትን ኣካለጉዱኣትን እካ ዝኻሓዱ ኣነ ዝገርመኒ ህውሓት እንታይ እዮም ዝፅበዩ ዘለው ስጋብ ኣብገዝኦም መፂኦም ዝሕዝዎም ድዮም ዝፅበዩ ዘለው
You are right ❤️❤️❤️🍀🍀🍀👍
ክብረት ይሃበልና ስታሊን ነቲ እትገብሮ ዘለኻ ተጋድሎ
ብስለት ዝተመልኦ አገላልፃ። just go a head !!
ኣሰፋ ናይ ዝፀንሐ ቂሙ ምስ ፃድቃን ኮይኑ ኣብ ትግራይ መርዙ ይነዝሕ ኣሎ ኣደብ ክሕዝ ይግበኦ
Deki raya kab 1500 bc shefatu eyom
ትግራይ መጻወቲ ጌታቸው ኮይና ተሪፋ
የደብረፅየን ስህተት እነዚህ ቂመኞችንና ብዙ አይነት ችግር ያለባቸውን ሰዎች ትግራይን ወክለው ፕሪቶሪያ መላኩ ነው : ብዙዎች ከልባቸው ሊት ተቀን የሚታገሉ ዲፕሎማቶችና ምሁራን ፓለቲከኞችን መምረጥ ነበረበት : ዛሪ ዋጋ እያስከፈለን ነው😊
አሰፋ አብርሃ ፀሓቱ ሆቴል ጥራይ አይኮነን ሸይጡ ጊዮርግስ ቢራ ጉለሌ ስፍየትን ሳሙና ፋቤሪካ አደይ አበባን አቃቅን ጨርቃጨርቅን ቆርቆሮን ሸይጡ ብምስራቁ ን9 ዓመት ፍርዲቤት ዝተአስረ እዩ
ኣንታ ጎበዝ ሓቀኛ እስታልን
ኣንታ መን ክብለካ ኣንታ ጅግና መድሓኒት ሕዝቢ ትግራይ።
ስታሊን ኣጀኻ ኣጆና ክወግሕ እዩ ተስፋና /ድምፅና/ ኢኻ ።❤❤❤❤❤❤
"ትግራይ አብ ትሕቲ ፈጣሪ አብ ኢድ ተጋሩ እያ"
ትብል ናይ አባ ጥዑም ቃል አብ ልብና ንግበራ
እጆና ሓድነትና ዓብይ ዋጋ አለዎ
Thank you Stalin 🙏
ንጌታቸው ረዳን ጀ/ል ጻቃንን ጉጅልኡን ብሰራዊት ትግራይ አብቁጽጽር አትዮም እስርቤት ከአትው ይገበር ምስ አቢይ ናተማኸሩ ናይ ፕሪቶርያ ውእል ከይስግበር አብ ትግራይ ህንፍሽፍሽ ይፈጥር አለው ስለዙይ መወዳእታ ክግበረሉ ይግባእ።
ባዳታት አዋርዶም ድምፂ ህዝቢ ትግራይ እታ ሓቂ እግዚአብሔር ከሓልፈም እዩ ሕወሓት ማለት ህዝቢ ትግራይ እዩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ስታሊን ድምፂ ህዝባ።
ስታሊን ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ድምፂ ሓቂ
እዋይ ህዝቢ ትግራይ ዘይግባኣካ ትፍደ ኣሎካ! ከመይ ዝበለ ክድዓትን ጥልመትን ህዝቢ ትግራይ ጋሓፍ ተደፊእካ😢 እፍፍፍ
አሰፋ እንታይ ወሪድዎ ደቀይ?
❤️❤️❤️❤️❤️👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌💕🙏💕💕🙏👍👍✊viva zara✊
Well done Staline
Stalin rely i appreciate you are brilliant and wise all around.
አብ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ፖለቲካ ውድቀት ቀርበቶም ቀይሮም ዝመፁ ላያቡን ናይ ስልጣን ህርፋን፣ ዘለዎም ቅመኛታት ብሽሞም ብዘይምፅዎዖም ይዕንድሩ አለው ናይዞም ለያቡ አንደበት ንምዕፃው ዘዝፍለጥ ጉዶም ብማስረጃ ተደገፈ ብሽሞም ንምፅዋዕ እዞም መሕፈርቲ ዘይሐፍሩ እቲ ሐቂ ዝሐዘ ፀግዑ ሕዙ እንበዓል እስታሊን ዝመሰሉ ወሕዳት መድሕን ትግራይ ዋጋ ይኸፍሉ ዱቁሳት ኸአ ደቅስኩም ዋና ዘይብላ ዓዲ ኸይና ናይፀጥታ ሐይልና እንተኸነ ሕማም ሕዋሐት መሪሕነት ድቃስ አብዝሕኹም ነገራት እንዳገበሉ ይኸዱ አለው ኦዞም ተሰፋ ዝቆረፁ ቀይሕ መስመር የሐልፍ አለው ።
ብጣዕሚ ተቃላሳይ ኢኻ
አሰፋ አብረሃ ናዕቢ ይፅውአሎ አብ ክልተ ሽህ ዝዓረፈ አብ ኤስ ኤስ ዘሎ ማድያን መኽዝናትን ፉቋትን ዘሎ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሃፍቲ ስለዝኾነ መንእሰይ ወሪርካ ሓዞ እንተዘይኾነ አውድሞ ባዕሉ ብዝፀወዖ ናዕቢ ብምቅፃል ንበዓልቶም ውን ውሳኔ ምውሳድ እዩ
ኢስታሊን/ብጣዕሚነመስግንበርትዕዝሓወይ/ከሓልፍእዩ/ዘይሓልፍየለን/ንዕዘብኣለናኣጀካዝሓወይ/ኣብጎንካኣለና።
ብዛዕባ ሌብነት ንእንዳርጋቸው ፅገ ጠይቆ በልዎ።
Thanks Stalin 🙏
መንዩ ህዝቢ ትግራይ ንዓኻ? እቲ ብከሚካል ጀኖሳይድ ዝፍፀሞ ዘሎ ህዝቢ ሰሜን ምዕራብ ንስታላን ህዝቢ ኣይኮነን። ናይ ተኽላይ ገብረመድህን ማሕበራት ወርቂ እየን ህዝቢ ዘጥፍእ ዘሎ
ጌታቸው please please please, ሓቅን እውነትን ሒዝካ ተጓዓዝ፣ ኩሉ ክሓልፍዪ ፣ ታሪኽን ስራሕን ግን ነባሪዩ ፣ ግን ንሕሊናኻ ንበር ፣ ንውላድካዉን ምሕሳብ አድላይዩ።
እስታሊን ሓንቲ ሐባሬታ ዝሽራሻራሸር ዘሎ ትክክል ድዩ አይኮነን አብ ትግራይ ልዕሊ 5ተ ሽሕ ናይ ፌደራል ድሕንነት ንትግራይ ንምብጥባጥ ተበቲኖም ዝባሀል ነገር አፅርየልና
ፀገም ህዝቢ ትግራይ ምስ ዘይዓጥዮም መራሓቲ ተኻፋፊልካ ነንሕድሕድካ ምንቋት መዋዳኣትኡ ተታሓሒዝካ ምጥፋእ እዩ።
ናይህዝቢ ገዛ ዝዐፁ መንግስቲ መፅኢልና
ትግራይ ወንዶቹና ጀግኖቹ ለኽብራ ሲባል ምርጥ ልጆቻ እነ አባይ ስዪም አባይ ነብሶ ....... ሲወድቁላት የነሱን አርአያ በመኸተል ስንቶቹ ወጣት ጀግኖች ለትንሳኤዋ ኸመጣው ጠላት ጋር ተናንቀው ያለፋላት ትግራይ እነሆ ........ በዝርፊያ ዲግሪ ያላቼው እነ አሰፋ አብርሀና ጥቂት ያዲሳባ ባለፀጎች ጀነራሎች በዚህ ህዝብ ላይ በአብይ የተሰጣቼውን ተልእኾ ለማሳኻት ቡርቦራቼውን ጀምረዋል ......!!!! አስፋ አብራሀ የት ነበረ በዚያ ቀውጢ ስአት ....? እረፋ .....!!!! የትግራይ ህዝብ ለናንተ ለባንዳዋቹ ቦታና ትእግስት የለውም .......!!! ህውሀት እስኸመቼው ድረስ የትግራይ ህዝብ አርማና መታገያ አርማው ነው ......!!!! በተመቼ ቦታ ተቀምጠኽ ገና ቁስሉ ባልደረቀ ህዝብ ላይ ነገር መቆስቆስ ገብታቹህ ሞክሩት ......!!!!
እዞም ሰባት ፅልኦም ምስ ህወሐት ጥራሕ አይኮነን ንህዝቢ ትግራይ ጭካነን ፂሊኢት ዘለዎም እዮም
haki tser eya..........
Whoever involved they need to be no matter what, how long they need to be arrested, put in jail for Lifetime
ኣብ ገፁ ይምስክር ገርሕ ምኳኑ
ዋይ እስታሊን ሓወይ ኣነኳ ሓሚመስ እዞም ኣካሎም ዝጎደሉ ዝተሰውኡ ከመይ ይኾኑ ።
አየ ትግራይ ሸማግለ ዝዕንድረላ ወጣት ዝጭቆነላ ምኳና ተሕዝን ንዙይስ መስዋእቲ ተከፊሉዎ
Ebed ante hodam
ዛሬ ስታሊን ዋሸ በጣም በጣም አሁን አሰጠላህ አሰፋ አብረሃ በአንተ አፍ እንደዚ ሚባል ሰው አደለም ህውሀት አደለም አዎ ግን ትክክለኛ ትግራዋይ ነው ስታሊን ባለክ በጣም
እረ ኣምሓርኛ
Wede Werde must go!
ስታሊን እቲ አብ ክልተ ሓይልታት ዘሎ ህልክ ተሪፉ ቅልጡፍ ሓድነትን ግዝአታዊ መሬትን ተመዛበልትን ዝምለሰሉ ህፁፅ ፍታህ ይገበር ህልክ አየዋፅእን ግደፉ ሰላም ፍጠሩ ፡ስታሊን ነዚ ፃእሪ ግበር፡
ኣሰፋ ካብቶም ልያቡ ተባሂሉ ዝውሰድ ሰብ እዩ።
The rest are cleans..😅😅😅😅
ሰላም እስታሊን እዞም ብደም ውፁዕ ህዝቢ ዝሃጠሩ አመሎም እዩ።ተጋዳላይትግራይ አብ በረኻ ደርብዮም ።ባዓልአሰፋ ምስ ቤተሰቦም ታይ ከም ዝገበሩ ንፈልጥ ኢና ፣ ሕዝውንህዝቢ ብዘይ መራሒ ንምትራፍ እዩ።
ወጥር ስታሊን 👏🏽💪🏽✊🏾🫶🏼
ብዓል አፍ ዶ ብዓል ጣፍ ዶ በሉ አፍ አውፂአ ጣይቱ ሆቴል ትመስክር
ዲያድፖራ💪💪
stalin ata quomal sahsah agame Beyniam is tigraway zibelka quomal ziresaenayo kemeslka. Hey stalin why are you doing a job above your pay grade ? You can't even handle nai haleka sirahhh!!! anta gezz areghit sebeyti maakor
እኒ ጌታቸው ዘአከቡዎም ቂምን በቀልን ዘለዎም ካፍታ አራት ኪሎ ዝተምሃሩዋ ክህደት ይፍፅሙ አለዉ።
ድምፂ የለን
Nleyba leyba yfelto
Hasawi
ስታሊን፣
TDF ዝግብኦ ስራሕ ከይሰርሕ ዝግበር ዘሎ ዕንቅፋት እንዳኾነ ዘሎ ታደሰ ወረደ ምዃኑ ኣይንዘንግዕ። አሰፋ አብርሃ ክሳዕ ክንድዙይ ዘደንግጽን ዘሐምምን ትግራይ ናብ ዝኸፍአ ኹነታት ከእትዋ ዝኽእል ፕሮፓጋንዳ ንኸካይድ ብታደሰ ወረደን ፃድቃንን አቅጣጫ ተዋሂብዎ ንኽዛረብ እዩ ዝግበር ዘሎ ጌታቸው ጥራሕ ኣይኮነንን።
ታደሰ ወረደ እቲ ዋና እንቅፋትን እቲ ፖለቲካ ትግራይ ናብ ዝሓመቀ እንዳወረደ እንዳረኣየ ኣብቲ ካቢኔን ኣብቲ ሰራዊት ትግራይ ዝግበኦ ስራሕ ከይሰርሑ ኣብ ምግባር ንሱ እዩ እቲ ዋና።
Shouldn't UNDP control how the resources, cash, and in kind, they provide to Tigray are spent?
ኣብ ግምት ለውጢ ዝብሉ ልክዕ ናይ አብይ mentality እዮም ዘለዎም።
ሐሳዊ ሰራቂ
ድምፂ:ናይ:አብርሀ:አይተሰመዐዐን::
እስታሊን ሐወይ ተረጋጋእ አትሕረቅ ካሐልፈ እዩ
Grazie mille Stalin hawey komu gerka da agalstom❤
ባንዳ!!!!!
Getachew just diplomatically expressed the situation, but obviously some thing is fishing.
ኣሰፋ ኣብርሃ ከምዝበልካዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ምስ ስዬ ሓዉ ኾኖም ጻሃይቱ ሆቴል ሸይጡ ዝተኣሰረ ጉሕላ እዩ ብሰንኮም ተጋሩ ዕዳ የኽፍለና ኣሎ ዕብዳን እዩ ሐዚ ይመስሎ ጽምሕምሕታምሕታቱ ኣይተርፍን ዳሓን
አብ መሪሕነት ህወሓት ናይ መጀመርታ
ስርቂ ዝመርሐ አሰፋ
ዘረባ ሰብ ስምዓያ ፣ሰሙን ሕብአያ ሓቂ ተኾይና ትደፍእ ፣ ሐሰት ተኾይና ትጠፍ፣
ንግዚኡ ክትሕስዉ ትኽእሉ ግን አይትድከሙ አይንላቐቕን።
ንሕዝብና ዝተዋፀዔ. ገንዘብ ክበልእዬ ኢልኮ አይትሕሰብ።
ለዉጢ ንምንታይ'ዩ ምኽንያቱ ህዝቢ ትግራይ መንግስቱ ፈሪስዎ ኣብሓደጋ ኣትዩ'ዩ ዘሎ ዝጽበዮ ኸኣ መራሕቱ ዝመርጸሉን ስርዓት ዝተኸለሉን እንበር ለዉጢ እንታይ ንምምጻእ'ዩ ለዉጢ ዝብል ቡዙሕ ግዜ ይስማዕ'ዩ ህዝቢ ትግራይ ዝጽበዮ ብቑልጡ ብምርጫ ስርዓቱ ክተክል መራሕቱ ክመርጸሉ እንበር ካልእ ዝጽበዮ የብሉን።
ናይ ባንኪ ቦርድ chair nan ኮይኑ ድክነት ባዕሉን አዝማዱን ንሓዋሩ ዝቀንጠጠ ሙሰኛ ተባሒሉ ን 7 ዓመት ብዘመን መለስ ዝተሸንከረ ፀረ ትግራይ እዩ፡፡፡
ኣንድነት ይመስለኒ ስሙ ኣዛዚ ፖሊስ መቐለ
ወዲ ወረደ ዝባሃል ሰብኣይ ፀገም ትግራይ ኾይኑ ይቕጽል ኣሎ።ብስሩ እንታይ እዪ ዝሰርሕ ዘሎ ቁዋሙ ዘይፍለጥ ንህዝቢ ትግራይ ግን ፀገም ኮይኑ ይርከብ።
❤🎉❤🎉❤🎉
ማንኛውም ገንዘብ ኣታዊ ይኹን ወፃኢ ብሴንትራል ኮማንድ እዩ ዝውሰን።ኩሎም መራሕቲ ወሲኖም ዝወስድዎ ሓላፍነት እዩ።
The three ignorance-based current political stands of Tegaru elites:
1. My political party or leader must maintain power at any cost to the national interests of Tegaru.
2. I highly refuse to dialogue peacefully with those who cannot support my political party or leader, even if it benefits the people of Tigray.
3. Regardless of its acceptance in reality, for me, truth and science are merely positions and opinions promoted by my political party or leader.
Believe me, knowingly or unknowingly, we all seem agree to be eliminated from the earth by our enemy. That is what I understand from Tegaru elites and politicians.
Disgraceful!
ታንክታትን ሓፃዊን ዝሸጡ ኣኮታትካ ከ !!
ዘወር በል ፈሽላኹ
እዚ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ከምዚ ናይ ሎሚ ናይ አለም ሜትሮሎጂ ዘይተፈልጠ ንፋስ በረድ ፀሀይ ቁሪ መሬት በረድ ምድርማስ ክንግምቶ ዘይንክእል ይከውን አሎ ብዝኮነ ስታሊን ከይተቋርፆ እቲ ሚድያ ንህሊናካ ፅቡቅ አይኮነን ሀቂ ሂዝካ ስእረት ምቅባል እዩ ብአውርኡ ህዝቢ ትግራይ አብ መን ገዲፍካ አራዊት ይብላአዮ ክትብል አይግባእን ካብዚ ንላእሊ ክብለካ ዝክእል የለን::
ስታሊን ብሱሩባ ንዞም ዝተወከሉ ዝተባሃሉ ኣውሪድ ምትካእ ይኽእልዶ ዳያስፎራ በይዞኹም ቀይሩልና ዓዲ ብጀነራል ፃድቃን ጌታቸው ተሓሚሳ።
👍👍👍
እሰተሊን መን እሞ ኸይሰምዖም እዩ ኸም ቀደም ይመሰለክን ውሕጅ ይወሰደክን ሕዚ ኹሉ ዘዋፅኦ ዝፈልጥ እዮ ዳግማይ ዝሞተሎም የለን ዘዝቀደመ እዃስ መጠዓሲ ኾይኑ አሎ ንባዕሎም ኢና ን፤?
ዓድና ናይ ቂመኛታት መዐንደሪት ኣይትኸውንን።
❤❤❤❤❤❤❤❤
Bekti
Feshqalat belu bealom entekonu Feshqalat belom
አታ ግዛ ግዛ እናበለ ክመርሕ ድዩ ደልዩ እይትድልየናን በለልና ወይ ጉድ
ወላይ?
እሞ እቶም ዝምልከቶም ሓለፍቲ ዝነበሩ እንዶ መልሲ ይሃቡላ: ስታሊን ካብትምልሶ ናይ ውሽጦም ስለ ዝኾነ
🎉
💪💪💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤
ዘርድእ የለን ዶ በለ ዝሰብኣይ? ጌታቸው ኣብ ደንቨር ዝተዛረቦ መረደአታ ኣለካ ኣሰፋ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Emo hawu ewun n Tigray elu aytegadelen malet eyu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
The minority want be power grabers kmalam tigre leba
እስታሊን ሓውና ብመደባትካ ሕጉሳት እና
ሕዚ ግን ኣብ ናይ መቀለ ኸንትባ ክልተ ሰባት ከም ዝተመዘዙ ሰሚዕና ሐደ ብምክሪበት ሐደ ብግምት ብዛዓባ እዞም ሰባት ሕድሕዶም ናይ ትምህሪቲ ዓቅሞምን
ኣብ መኸተ ዝነበሮም ውፅእት ስነ ምግባሮም
ንህዝቢ ሓሳብ እተዝቀርብ ህዝቢ ናይ ባዒሉ
ግንዛበ ምረከበ ነይሩ ።