Your speech was truly inspiring and spot on. However, we need to see real action against those who have caused so much suffering to the young people of Tigray. The corrupt old leaders who cling to power without qualification must be held accountable. We stand with you, Getachew, in taking decisive action against these blood drinkers.
His speech was truly inspiring and spot on. However, we need to see real action against those who have caused so much suffering to the young people of Tigray. The corrupt old leaders who cling to power without qualification must be held accountable. We stand with you, Getachew, in taking decisive action against these blood drinkers.
Getachew we respect love you but right now we want replace your position time your transition government to replace and Tigraians are Tigraians forever 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢Tigraians heartbreaks the trust of people goin
Time the transition Getachew prosperity step down return back power to original TPLF party including dear father General xadekan with dear father General tadese werde and make new replacement 😢😢😢😢😢
አብ ልዕሊ ህዝብ ትግራይ ጀነሳይድ ዝፈፀሙ ወንጅለኛታት ብፀላም ሓብእኻ ምስዳድ ትግራይ ምኽሓድዶ አይኮነንዩ::👁
ብሱሩ ንዘንጭብጭቡ ከክንደይ ተኸፊሎም?::👁
Genosder 400
ደፂ king of tigray
ድንቄም😅😅😅😅
ዕንክሊል
ጭቆና ዝተፃዕኖ ዝቸጨቆነ ከም ሰብ ዘይቆፀረ ን30 ዓመታት ዝተገዝአ ሀብቲ ንብረቱ ዝተዘርፈ ፍትሒ ዝሰዓነ ዝተሰደተ ህዝቢ አብ በረበቱ ከይነብር ከይምዕብል ካብ ድኽነት ናብ ልመና ውርደት ክወረድ ዝገበሩ ናይ ደብረዕንክሊል ካድረ ብርቱዕ ቃልሲ ህዝቢ በምግባር ክውገዱ አለዎም።
ትግራይ አዋርድካያ vodkachew reda
ረሳሕ
anta leba wedi leba ..kezi le gecho wede fit.teref derbrits
ዘዋረድዋስ እኒ ኣያካ ደብረፅዮንባ😌
Network yibetateslo
HSAWI LEBA WRED
chid aywerdi ..tkmtatka dyu keriyeka resah kadre
Hasawi👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎💛💛👎
❤በቃ ሒመይታ ፥ ስልጣን ፣ በለካ ለክዔካ ፦ ንሕና ንደሊ ግዝአት ትግራይ ምምላስ እዩ ። ዝተፈናቀለ ህዝብና ምምላስ እዩ ናብ መረበቱ ❤
አረ ጌቾ ሃሳብ እንተሊካ ተናገር እእእእእእፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
ጋሃታፍ
ሕዝቢ ማለት ዕዙይ ዕዩ! ዕናመረፅካ ልምዓት ጉጅለን ካድረ ምዕካብ ንሕዝቢ ኣይውክልን!
❤ሰላም ስለ ዝደለና ሰላም አይደልዩን ፅላእትና ንምእንተ ሰላም ኢልና ወይ ጦሩነት ፈሪሒና ግዝአት ትግራይ አሕሊፍና አይንህብን እንቢ❤
ባንዳ 500 ጉቦ ስብሰባ
Were is fana,walta,media 🎤 to Getachew prosperity
❤
❤በቃ ለክዔካ ለክዔካ ግዝአት ትግራይ አምልሱ ሓደ ኩኑ በቃ እፍፍ❤
If you believe yourself why don't participate on the election meeting
ኣነ ሲ እዞም ኣምሓሩን ባንዳታትን "ጌቸው" ክብሉ ከለዉ ሲ እቶም ህወሓት ዝበልዎ የረጋግፁለይ ኣለዉ። እንተ ጌታቸው ግን ሓሪራቶ ኣላ።
ብፀርፊ ዝመፅ ነገር የለን!እቱዝፃረፍ ዝወረደ ምኻኑ ለርእይ'ዩ!
DW ኣብ ጎኒ ከዳዓት ተሰሊፍ 😢
ነውራም ብህዝቢ ሽም ኣይትቐልድ😮
chid lyeka hashawi leyba kadre ..seteyti dem
በርትዑ
❤በቃ ወሬ ስብስባ ሓደ ኮንኩም ግዝአት ትግራይ አምልሱ ። ዝተፈናቀለ ህዝብና ናብ መረበቱ መልሱ በቃ ❤❤
Kedah Kedah
My hero long live to you, i am beside you!!
❤መድረክ ፥ ስብሰባ ፥ አኬባ ፥ -እንታይ ይዓብስ ፥ ግዝአት ትግራይ ምምላስ አይኮነን። ዝተመዛበለ ህዝብና ምምላስ አይኮነን ። አይንሰምዕን በለካ ለክዔካ ። ናይ ህዝቢ ትግራይ ጥቅሚ አቀድሙ ሓደ ኮንኩም በቃ አፈላላይ ፖሎቲካ ዳሕራይ ነርክበሉ ንቀደም ግዛት ትግራይ ነምልስ።❤
ሰላም ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ናተይ ሓሳብ ፀርፊ ትርጉም የቡሉን። ዝሓሸ አተሓሳስባ ካብቲ ዝሓለፈ ዘመናት እዩ ዝግባእ ወያነ ንህዝቢ እንታይ ዩ አትሪፉ መላምል አሕዋትና አዲታትና ብጦርነት ብስደት ብሕማም ይሳቀይ አሎ ።
❤ጌታቸውን ተከተልቱን ሓዱሽ ውድብ ፓርቲ መስርቱ ። Tplf ከም ቀደሙ ይቀፅል ። አማራፂ ፓርቲ ኩኑ ። ግዝአት ትግራይ ምምላስ ሓደ ኮንኩም ስሩሑ ግዜ አይተቃፅሉ በቃ ወረ ስብሰባ❤
ከይዳ እኮ እታ ስልጣን አብቂዓ::
Your speech was truly inspiring and spot on. However, we need to see real action against those who have caused so much suffering to the young people of Tigray. The corrupt old leaders who cling to power without qualification must be held accountable. We stand with you, Getachew, in taking decisive action against these blood drinkers.
Never accept prosperity group in tigrai 😢😢😢😢
His speech was truly inspiring and spot on. However, we need to see real action against those who have caused so much suffering to the young people of Tigray. The corrupt old leaders who cling to power without qualification must be held accountable. We stand with you, Getachew, in taking decisive action against these blood drinkers.
አፍቲ መድረኽ ህዝቢ ዝሓተቶ ሕቶ ከምዘለታ ናብ ሚድያ አቕርቡ ተዘይ ኮይኑ ተመሊሱ ናዓኹም ክበልዐኩምዩ::👁
ጌታቸው እንተዝሰርቅ ኔሩ ንገምግም ዝሕተት ይታሓተት ኣይምበለን ስለዚ ጌታቸው ምስራሕ ዝኸልእዎ ኮራኹር ህወሓት ኣይትደግፍዎም ዝለዚ ጌቼ ኣጆኻ መንእሰይ ኣብ ጎንኻ እዩ ጥራይ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ስራሕ ፈጽም ልዕሊ ኩሉ ግን ጌች ትግራይ ንሃገር ተቃሊስካ ሃገር እንድሕር ጌርካያ ሽሕ ዓመት ኑግስ ክንገብረካ ኢና ኣጀኻ ከልቢ ይነብሕ ገመል ክኣ ጉዕዙኡ ይቅጽል ደው ዘብሎ የለን
ለባም እዩ ዘድሊ እዚ ግዜ 🙏ሕጅ ፀርፍ ንማንም መረዳደኢ ሓሳብ ኣይኮነን(ንህዝቢ እዩ ዝጎድእ)👉ሕጂ ሓደ ሕቶ ኣለኒ ጥቅምት 24 ኩናት ዝኣወጁ ሳባትOR(የጨረቃ-መረፃ)ዘካየዱ ሳባት 1 ሚልየን መንእሰይ ትግራይ ኣብልዖም መልሶም ጉባኤ ዘካይዱ ሰባት ዋይ ታይ ማለት'ዩ???ዓቅሚ ዝመፅእ ኮ ሙሁር ኣሳትፍካ ወጣት ዘለዎ መድርኽ ተማኻኽርካ እዩ ምበር ኣነ እየ ዝፈልጠልኻ እናበልካ በዚ 21ክ/ዘመን ።anyway ህዝቢ ነቅሕሎም እዩ 👉ሰላም ዘይዎፆም መኸተ እናበሉ ዘርኢና ከንፁትና ዋይ(5+)ሳባት እረረረ
PP representative 😢 shame on u
Tegrawi Getachaw Reda continue we are watching that right.
ሓደ ዓመትን ፈረቃን ዘደናገርካሉ አጀንጃ ሕዝካስ ሕጂ ውን ንሳ ክትደግምን ዓጀውጀው ትብል አለካ ጌታቸው ናይ ፖለቲካዊ ዓቅምካ በዝኣ እያ ትግለፅ ዝገርምን ዘሕንክን አጀንዳን እዩ ትግራይ ከፍቲ አትያቶ ዘላ ህለም ዝበለን ዝታሓላለክን ኩነታትን ከመይ እና ክንዎፆ ዝብል ማንም ዝትንትን የለን አታ ዛዓዲ አብ ዜሮ ናይ ፖለተካ ተስፍ ዘየብሉን ሕጂ ውን አብ ዕንክልል የእትውና አለዉ
Prisdant Getachaw Reda continue. We will fix the problem with the leads
እቲ ጉባኤ ዘካየደ ህ ወ ሓ ት ኣነእየ በሃላይ ጉጅለ ኣምሓሩ ያጣለማኝ ተሳድቦ ይሄዳል(ትካቦ ዝሰኣነ ለማኒ ተፃሪፉ ይኸይድ ትግርኛ)ዐዓይነት እዩ ደብረፅየን ተደራደርቲ ከይትመለሱ ስልጣን ክወሃቦ ኣብትሕቲ ናይ ኣብይ ጫማ ወዲቑ ጠንጠነለይ ምስተብሃለ ንቲ ዝተመረፀ ጊዚያዊ መንግስቲ ኣብምንሻው ይርከብ ጀጋኑና ስሞም እናፀርሐ ክብሉኒ ብዘይብሉ ክሕደት ብናይ ሴፍትነትን ትእምትን ተጠወርቲ ኣባላቱ ገይሩ እናናሸወ ይውዕል ኣሎ
ብዙሕ ሚሸጥራት እውን ይንሰንስ ኣሎ ኣውሮፕላን ተወቒዓትና ብወፃእቲ ሃገራት ንሕገዝ ኔርና ሚሽጥር ከየውፅኡ ሰባት ረሽንና ኣሲርና ኣዶታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክወልዳ ገይር ና እናበሉ ይናዘዙ ኣለው ዓገብ ክበሃሉ ይግባእ።
❤❤❤❤❤❤❤❤
ሑስር በታኒ ዓዲ ዝኾነ መራሒ ንፈለማ ግዜ ሪአ
gecho na selamn lewtiyn,knu haseabt delayi jegna merahina zelalem mrhena,selam,selam,selam,selam,selam ena nsebek gecho nayna
ንትሓተት ንገምገም ንዝበለ ፀርፊ ንቃለስ ንዝበለ ፀርፊ ህውከት
ግደፍ ትግራይ አሕልፍካ አይተሃበና ግደፍ አቱም ህዝቢ ስኽልኩም ስሚዒታማ አይትኹኑ ዘምፀልና ዘሎ መዘዝ ጉድ አስተውዕልዎ ጠጠው አብልዎ🛑🛑🛑🛑🛑✋🏽✋🏽✋🏽✋🏽::👁️. 1
እዋይ ውርደት ልክዕ ከም ኣብይ ኣሕመድ ተጠሊዑ ይሕሱ የደናግር፤ ህዝቢ ትግራይShort memory ዩ ድዩ ዝብል ዘሎ
Getachew we respect love you but right now we want replace your position time your transition government to replace and Tigraians are Tigraians forever 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢Tigraians heartbreaks the trust of people goin
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hadnet.abtgray.kab.hiJindehar.khluaykeln.
ክንደይ ገንዘብ ተክፍሎም ብልጽግና ዕዲ ተሽይጣ
king💪💪💪
ጋህታፍ ስዲ ምንአስ አብይ አብ ሽረ ተባሪርካ
Weslata weslata weslata weslata leba 😮😮
ካድረ አረሜኔ ኔትዎርክ ስብሓት ነጋ ከብጣጠስ አለዎ ህዝቢ ነፃ ዝወፀሉ ዘመን ክመፅእ አለዎ።
You guys should understand that Debritse will never come to power as lacks strategic leadership he is rather an expert man.
እንታይ ኢኩም ንስካትኩም ስብሰባ ወዲ ስብሰባ እንዳገበርኩም መዓልቲታትን ዕድላት ቆልዑት ትበልዑ!? ኪዱ ወልቃይት ኪዱ ሑመራ ፈራሓት ንወናብራትኩም ስለትጭነቁ ኢኩም ተከተልቲን ቲፎዞታት ክተብዝሑ ጭንቀት ብጭንቀት ኮንኩም ተደናግሩ ዘለኹም!2ዓመት መስሐቅን መሕዘን!😢
መንእሰይ ትግራይ ለውጢ ይደሊ ኣሎ ኣብ መሬት ግን ምንም ለውጢ የለን። ኣብ ሓደ ወረዳ ህዝቢ ሰንሰን ዘበለ ሌባ ምምሕዳር ኣልዓካስ ናብ ካልእ ወረዳ ምምዳብ እንታይ ማለት እዩ። ኣብ ወረዳ እንዳመኾኒ ብዙሕ ዓመት ወረዳ ኮይኑ ዝሰርሐስ ሐዚ ኣብ ደቡብ ምብራቕ ካልእ ወረዳ የመሓድር ሰብ ድዩ ተሳእኑ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን
ኮፍ ኢሉ ምንአስ አብይ ዑዕዕዕዕዕ አብ ሰማይ ተንጠልጠለ ትምኒት 😂😂😂 አይ ጌቾ ፀወታ ቆልዑ ገርካዮ 😂😂
ጌቾ ጀግናናናናናና❗️
ነቶም ሬሳታት ተጠንቀቆም❗️
ኣገዳሲ እንተኾይኑ ናብ ቤተክርስትያን ክፅልዮ ስለዝግባእ ዋላ ፀላዕላዕ ይበሎም በሎም ዕረፉ በሎም❗️
ብርግፀኝነት እቶም ኣረጉቶት ካብ 10 ኣይበልፁን ግዜ ኣይትሃቦም❗️
ፖለቲካ ምንም ብሙልኦም ደገፍቲ አደመ ተፀሚቖም ክንዲ ጌቾ ኣይኾኑን
ዋይ ካብ አብይ ጣቅዒት ናይ ጌቾ በሊጻ ትግራዋይ ዶ የጣቅ ዲዩ
አጆካ ጌች አርኪብካዬም ውረድ አየስርሁ አይሰርሁ እን አለም ገብረዋህድ ባእሉ ህዝብ ክበልኦም እዩ
ጌችዬ king of tigray
እታ ስዲ ናይ ደብረሞት ሕወሓት መጥፍኢኣ ቀሪባላ ህዝበይ
Please read the Bible Matthew 24 we livening the end of the world 💯
1. ናይ መዝራብ ክእለት አለካ ዴማጎጂስት ኢኻ አኼባ ኢልካ ንምንታይ ብድሑር ስምዒት ናይ ዕግርግርን ዓመፅን ጌርካዮ?
2. ዘረባኻን ቃልካን ልዕሊ 100% ተግባርካ ትሕቲ 1%
3. እቲ እትገብሮ ዘለኻ ናይ ቀለም ዓመፅን ናይ አብይ አሕመድ ፕሮጀክት copy past እዩ ናይ ውልቅኻ ንጉሳዊ ክብሪ ኢኻ እትሃንፅ ዘለኻ።
4. አምባገነንነትካ 100% ሓሶትካ 100%
5. ንናይ ግዝያዊ ምምሕዳር ስራሕ 10% ትግራይ ንምፍራስ 90% ኢኻ እትሰርሕ ዘለኻ።
#አንበሳMy president❤
ጌችዬ king of tigray 🙏🙏♥️
ጌች ወዲ ረዳ አቦ ሰላምን መናእሰይን ፀረ ባንዳታትን ዓለታውያንን ስብሓታውያንን ሰረቅቲ ስርናይን ጨውን ጉጅለ ልምዓት ሸራሙጥን ጓሓፎም አዞም ፀረ ሰላምን መናእሰይን ደም ህዝቢ መጢጦም ዘይሽልትዮም ይሁዳውያን በቅሮም 😢😢😢😢
እንታይ ድአ ጠራዕራዕ ትብል አለኻ? እስከ ቁሩብ ፅናህሞ ድሓር ዝኾነ ብሓደ አለና። ካልአይ ድማ ንስኻ ትግራዋይ አይኮንካን። ትግራዋይ አይፃረፍን። ኪድ ቅድም ገዛኻ አፅሪ።
ገች አብ ጒንኻ ኢና
ጌች ዳይ ናብ ተግባር ህዝብካ ኣብ ጎንካ ኣሎ ብፍላይ መንእሰይ ትግራይ
አባይ ተሽጠዋል KKKKKKKKKKKKKKKKKKKKK
Time the transition Getachew prosperity step down return back power to original TPLF party including dear father General xadekan with dear father General tadese werde and make new replacement 😢😢😢😢😢
shame on you
anta sekram
ገቾ አብጎንኻ አለና
አረ ጌቾ ሃሳብ እንተሊካ ተናገር እእእእእእፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤