DW International ትግርኛ ዜና ሰዓት

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 10 ноя 2024

Комментарии • 23

  • @yohanneswoldu4658
    @yohanneswoldu4658 Месяц назад +6

    ደብረ ፅንተት ውረድ ጋህሻር

  • @teklehaimanotweldegebriel1187
    @teklehaimanotweldegebriel1187 Месяц назад +2

    ወረድ ድርባይ!! ከንደይ ጊዘ ህዝቢ ክተበርስ

  • @yousfYousf-bq1ns
    @yousfYousf-bq1ns Месяц назад +2

    ደብረ ዕንወት ቕተሉሉና

  • @halhaltateferi6471
    @halhaltateferi6471 Месяц назад

    ንምንታ ድምፁ ኣብመጀመርታ ዓፊንኩሙዋ ኣፅርይዋ ወይዘይትቆርፅዋ

  • @HarunAhmed-j4q
    @HarunAhmed-j4q Месяц назад

    Yakhlekum endo. Wenber Arekubu

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb Месяц назад +1

    ምስ ህውሓት ኮይንካ ፈፃሙ ዓቅሚ
    ዘይብሉ ደብረፅዮን አውሪድካ ካብ
    ህውሓት ጎበዝ መራሒ መሪፅካ ምኻድ እንተ ደብረ ዕንክሊል ሒዝና
    ክንጠፍእ ኢና

  • @abebeh.8145
    @abebeh.8145 Месяц назад +1

    ባንክን ታንክን ኣረኪቦም መፂኦም ህዝቢ ፅንተት ልኽፍፀሞ ልገበሩ መራሕቲ ክግምገሙ ናይ ግድን እዩ.
    ዶክ ደብረፂኦን ስልጣን ካብ ማንም ልላዕሊ ፈቲኻያ ውረድይኣኽለካ !

  • @AgameTigray
    @AgameTigray Месяц назад +1

    ህውሓት በስቢሰ ኢየ ጨንየ ኢየ 'ሞ ክቅየር ኢየ ካብ እትብል 15 ዓመት ኮይኑዋ አሎ። ናይ መሪሕነት ቅድቀት አጋጢሙኒ ኢላ አኬባ ገይራ መሪህነት ከይቀየረት ንደብረጽንተንት መሊሳ መራሒ ኮንይኑ መጺኡ። ህውሓት ነቂዛ ኢያ። ዝነቀዘ ከዓ አይድህንን።
    አብ ትህቲ አመራርሐ ደብረጽንተት መሰረተልምዓት ትግራይ ዓኒዮም ፡ ሐድ ሚልዮን ተጋሩ ብግፍዒ ተቀቲሎም ፡ 148 ሽህ ደቂ አንስትዮ ተጋሩ ተዓሚጸን ፡ ትግራይ መንግስቲ ከይህልዋ ተገይራ ወዘተ። እዙይ ኢዩ እቲ ሐቀኛ ታርክ ደብሪጭ። ህውሓት ዝነቀዘትን ከቢድ ሸክሚ ህዝቢ ትግራይ ኮይና አላ ሳላ ደብሪጭ። ነዚ ኩሉ ጥፍአት ምክንያት ኮንይካስ ሐዚ ተመሊስካ ኣነ ተዘይ መራህኩካ ኢላ ንህዝቢ ትግራይ ጆሆ ምትሐዝ ተራ ሽፍትነት ኢዩ።

  • @Goytahaleqa
    @Goytahaleqa Месяц назад

    እዞም16 ጉጅለ አካያይዶም ናይ ደመቀ ናይ አብይ እንበዓል ደመቀ ካብ ናብ ልምዓት ልጎዩ ናብ ሃገር ምፍራስ እዮም ዝጎየዩ እዞም ሰብ እዚኦም ከምኦም እዮም ህዝቢ ትግራይ አስተውዕል

  • @HaftomMezgebe-c2o
    @HaftomMezgebe-c2o Месяц назад +1

    ክፅግመካ ኣብ ህዝቢ ኣይትተሓባእ ባዕልካ ወደእ

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 Месяц назад +1

    ሓሳዊ መዳናገሪ ናይ ሓሳብ ምርድዳእ ዘይኮነ ናይ ስልጣን ስሰዔ ስለዘለካ እዩ፣ ብዛዕባ ሕምቀትካ ድማ ነቲ ዘለኻዮ ቦታ ቡቑዕ ከም ዘይኮንካ ብሕሉፍ አመራራሓኻ ሪኢናዮ አሎና።
    ሕጂ ውን ውጥም ውጥም አይትበል ህዝቢ አይደለየካን።

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb Месяц назад

    ገታቸው ረዳ/ጉጅለ16/አብ ህዝቢ
    ትግራይ ብኸባቢ ክፈላለ ዝገበረት
    ጉጅለ ኢያ ናይ ታሪኻውያን ፀላእትና
    መደብ ትሰርሕ አላ

  • @Rorra22Teddivo
    @Rorra22Teddivo Месяц назад

    Kelet zeyblka kemey gerka ketmerh , guasa abagie keman ketkewen zeyblekha seb eka, enkuay hezbi tegray ketmereh.

  • @SamuelBrhane-b5o
    @SamuelBrhane-b5o Месяц назад

    Debre guhaf wired aynideliyekan

  • @hadasg702
    @hadasg702 Месяц назад +1

    አይ ሰልቹይና🤮

  • @assefaaynalem4660
    @assefaaynalem4660 Месяц назад

    አንቱም ሰባት ስልጣን ያእኽለኩም ደብረ ፅዮን ህዝቢ ትግራይ ጠልምኹሞ ኢኹም ውረዱ ያእኽለኩም በቃ ብህዝቢ ሽም አይትሸቅጡ ሕወሓት መንግሥትነት ክሕዝ የብሉን ያእኽሎ አወዲእና አውዲምና አፅንቲና እዩ በቃ።

  • @FisshaAbraha
    @FisshaAbraha Месяц назад

    ንህዝቢ ትፃረፍ ዘለካ ትግራዋይ ባንዳ ብገንዘብ ተሓድር ዋራዳ

  • @NaodSyum
    @NaodSyum Месяц назад

    እሞ ህዝቢ ምዓዝ ኣብቲ መድረኽ ተሳቲፉ ብዓሎም ንብዓሎም እኮ እዮም እቲ መድረኽ ዝመርሕዎ ዘለዉ ብዓሎም ይዛረቡ ብዓሎም የንጨብጭቡ ኣለዉ ኣብዚ መድረኽ ዘለዉኮ መራሕትን ሰብ ሃፍትን እዮም ኝኝ ይብሉ ኣለዉ እቲ ምኽያት እንታይ እዩ እንተኢልኩም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ናይ ጉጅለ ደብረፅዮንን መንጆሪኖን ኣለምን ከም ድሌቶም መሬትን ዝተፈላለዩ ጠቕማ ጠቕምን ሰለ ዝረኸቡ እዮም ናይ እቲ ውዱብ ተቆርቆርቲ መሲሎም ዝቐርቡ ዘለዉ ንሕና መናእሰ ድማ በዚ ውዱብ እዙይ ሞይትናን ተገዚእናን ተሰዲትናን እምበር ካብ እዙይ ውዱብ ዝተጠቐምናዮ የለን በዚ ኢና ድማ ኣምሪርና እንፀልኦን እንቃወሞን ዘለና ሕጅ ውን እታ ስልጣን ክሳብ ዝጭብጥዋ እዮም ንህዝቢ ክንኽሕስ ኢና እንዳበሉ ልዓሊ ትሓቲ ዝብሉ ዘለዉ ንሕና ግና ከም ሰራዊት ኣብዚኦም ተስፋ የብልናን ሕጅ ውን እንተዀነ ስድራ ስውኣትን ጉድኣት ኣካልን ኣብ ዝኸፈአ መከራ እዩ ዘሎ ንሶም ግን መሬትን ማዕድንን ሓፂን መፂንን ረዲኤትን እንዳሰረቑ ገንዘብ የኻዕብቱ ኣለዉ ከምዚሉ ብዝቕፅል ግን ንሕና ካብ ትግራይ ወፃእ ምንቅስቓስ ከም እንጅምር ነፍልጥ ንሕናን ህዝብናን ብዝገበርናዮ ቃልሲ ተጠቀምቲ እንድሕር ዘይንኸውን ንዘልኣለም ትግራይ ሰላም ኣይትረክብን እያ ሃርበኛ ኮምሽን ድማ እቲ ዘቕረብክሞ ሓሳብ ፅቡቕ እዩ በርትዑ ኣብ ጎንኹም ኣለና ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዋእትና

  • @medinaasikora4098
    @medinaasikora4098 Месяц назад

    Eway debrenklil😂😂😢😢

  • @mekonengebrmikaiyl3203
    @mekonengebrmikaiyl3203 Месяц назад

    d w ካብ ፍናን ዋልታን ፈሊና አይንሪኦኩምን አንቱም ካሕዳማት

  • @wedi_hizbi
    @wedi_hizbi Месяц назад

    Dimtsi weyane hasawit ne gize try atom kehadamit xere hizbina wegen hezkum ab goni nati ne hizbina zekehade getachew banda be abiy ahmed zetlek, natom tmali ne hizbi tigray zktelu 400 naxa zeseded ab gonu koynkum ne.wedeb hwahat ne mefres ekum teserhu zelekum hizbina feh bten kbl be alet awraja keflele tgberu zelekum hade nskum ekum atom telamet

  • @Shiferaw-m1
    @Shiferaw-m1 Месяц назад

    አብ TOL " ናይ ፖለቲካ ሕጽቦ " ብዝብል አርእስቲ አብ ዘቅረቦ ብተኸታተልቲ ዝተወሃበ አስተያየት ንሙያ ተገዛእቲ ኮይንኩም ተጠቀምሉ ።