‘ወዲ ሰብ ሞይቱ ካብ ክብሉኻ ተረሲዑ ክብሉኻ’ዩ ዝያዳ ዝኸፍእ’

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 ноя 2024

Комментарии • 12

  • @kudusanhabte3376
    @kudusanhabte3376 Месяц назад +3

    ጅግና ኣምላኽ ይሓግዝኩም።

  • @meharimusika
    @meharimusika Месяц назад +2

    😢😢😢😢😢 you are our herois Abreham ❤❤❤❤

  • @gebreted2612
    @gebreted2612 Месяц назад +1

    ሕልና ድራሩ ዮኒ ነመስግን ሰላም ሰንበት ኣብርሀም ውን

  • @solomon56522
    @solomon56522 Месяц назад

    Abi jigna halay hzbu 💪👏

  • @fevenbe
    @fevenbe Месяц назад

    ❤❤❤

  • @BiBIBinjajmi
    @BiBIBinjajmi Месяц назад

    Ok አሞ ኣበየናይ live chanel ኢዩ ክካየድ

  • @binites7284
    @binites7284 Месяц назад

    Kemka ayrakun kulu geze tegbro ny esurat!!!!

  • @eritreaweymot
    @eritreaweymot Месяц назад

    Dembe ene hji ke entay ekum ktdegmu

  • @meharimusika
    @meharimusika Месяц назад

    ዝከበርካ ዮናታን ሓውና ኣስማሪኖ❤
    ብኽብረትካ ንስነበባዊ ድምጻዊ ክኢላ ሙዚቃ ሓያል መንእሰይ ከይርሳዕ ኣቀላቕሎ ብጣዕሚ እዩ ክእለት ሙዚቃን ደርፍን ዘለዎ ፡ ክእለቱ ነዚ ሓድሽ ዎሎዶ ኤርትራዊ ኣላልዮ ንተኻኻእ በጃኹም ብፍላይ እቶም ኣብ ንቕሓት ጎደና ዘለኹም ብትብዓት ደኺምና ከይበልና ዋዛ ምስ ቁምነገር እንዳሓወስና ከም ዮኒ ተኻፈልቲ እዚ መደብ ንኹን ፡ እንተኺኢልካ ንሚለን ሃይሉ ውን ኣቕርባ ንልምነካ እንተኺእልካ
    ድጉል ስነጥበባዊ ፡ ማሓሪ / ሃገረ ሽወደን❤
    ምልኪ ይፍረስ ሕጊ ይንገስ

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 Месяц назад

    ነጻነት ማለት ድሕሪ ነዊሕ ቃልሲ ዝተረኽበ ዓወት ኮይኑ ብጥንቃቐ ክትሕዞ ካብ ብዘረባ ዘይኮነ ብማእቶት ብስራሕ ክትብልጽግ ምስራሕ ኢዩ እምበር ምዕግርጋር ዘፍቕድ ኣይኮነን። እቲ መበገሲ መእሰሪኦም ነቲ ንኤርትራ ሓደጋ ዘእቱ ብመድብ ንመላእ ሃገርና ብደገ ዝተደገፈ ንኣብነት ኤምባሲ ጣልያን ምትእትታው ናብ ኢትዮጵያ ዝዘምበለ ጥልመት የማናይ ኢድ ኮይኖም ጀጣቑሱ ኣጣቆስቲ ብምዃን ስድራኦም ዘጒሃዩ ከምቲ ዝበልካዮ ስለዝኮነ ዝግባእ ፍርዶም ምርካብ ኣብ ኤርትራ ጥራሕ ኣይኮነን ኣብ ቡዙሓት ዓለማት ዝርአ ኢዩ።
    ፍርዶም ወዲኦም ክወጹ እምበር ከምዚ ኣብርሃም ስለምዝራብ ዝዛረቦ ዘሎ ኣይኮነን እቲ ሓቒ። ቻው።