Dan ተፈትዩ ተጸሊኡ: ለውጢ ክመጽእ'ዩ። ዝኸውን ንረብሓና ምእንቲ ኪኸውን: ብጓይላን ብምህልላን ምሕሳብ ይልክመና'ሎ'ሞ: ንሓድሕድና ብቑጽሪን ብቓላትን ንተሓሳስብ ካብ ዝብል መንቀሊ: Yes, I am optimistic about the change that together we can design.
I like it very much. Its nice to see a different perspective, we can learn a lot from it. Thank so much. Hopefully you will entertain other ideas in future rather than DIA agenda.
It me or I found it very hard to understand this man?? He is not making any sense what he is trying to tell us, he expect to make 78 years old evil dictator understand us after 33 years, we all giving up about this dictator? None sense and a complete waste of time to watch this video😞
I think the question was his take about the esayas' interview. He didn't say one word about the interview. Instead he is circling around negotiations. He does not have the gut to say one word about the tyrant. Nothing about the suffering of the people. What he is suggesting is justice seekers negotiate with the regime which is completely impossible. How are you going to negotiate with your killer? What you suggesting is mission impossible.
Daniel perspective is new. Most Docks out there like to complain and complain and complain without any meaningful and productive idea. Such perspective is what gives others hope and a determination to make a difference. The Hamedu or whatever Tequawemti idiots are bunches.... learn people
Mr. Daniel is lost in his analysis and evaluating the totalitarian regime leader interview. Issays regime is military, not civil, therefore no change until it falls like Assad. If you're expecting what Issays said for 2025 plan, which is known only by the dictator, not Eritrean people.Who do you think today would trust the regime call to come Eritreans invest in Eritrea? May be you? Please don't compare America with the military regime in Eritrea. Very sad to hear such discussions to come from you Daniel to defend the dictator promise as it is imminent. I invite you to go back to the dictator interview from 2020 till 2023, and I hope u will change as today statistics is the tool for decision making in the developed world and big organisations. Eritreans are proud by the Italian constructed Eritrea, not by us until today. The regime including you until you left the country, have done nothing 0% but go to TPLF what they did in Ethiopia. We fail Eritrean to administrate only 3million people with all the ready made Italian gifted infrastructures. Today Tigrayans built their country and their economy within a short time even while they were in the war.
This man has no idea and he seems like someone who lived in another universe, shabiya should go
@@andezion48 His mentality is pure evil.
I agree with you. I am curious why Samuel continues to invite him!
ሳሚ ነቶም ብልሒን ሰፊሕ ራኢ ዘሉወም ሙሆራት ድልድል ኮንካ አንተተራኸቦም ጎዳይና ምጸበበ።
Welke melaki iseyas afewerki game over.
ዝህነጽ ሃገር ኣለና
ዝሳቀዩ ኣሕዋት ኣለውና
እንዳ ህዝባዊ ግንባር ገዛ ብዙሓት ዩ
በላሕትን ዓበይቲ
ማዕጾ ተኳሕኲሑ ዶ
መንገዲ ኣሎ
ንሕና
ምልዛብ
ለውጢ ንደሊ
ኣበይ ኣብ ኤርትራ
ብሱል ትንተና ብቅዓትካ ዝምስክር
ኣቶ ዳኒኤል ብዕድመ ዓቢ ስለ ዝኾንካ ክብረት ኣለኒ : ዝኾነ ኾይኑ ግን ሰብኣዊነትን ኤርትራዊነት መንፈስ ጭራሽ ኣይራኣኹልካን : ስለዚ ዓገብ ዓገብ ዓገብ : 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብረት ይሃብካ።
ሰብኣዊነት የብልካን ካብ ኮነ ሚዛንካ: ግን **ብዕድመ ዓቢ** ክብረት ኣየውህብን።
ዝኣረገ ጥሪት'ውን የኽብር'የ ንምባል እንተዘይኮይኑ።
Are you kidding? Thousands have suffered a preason torture and are still suffering. Are you optimistic about a change after 34 years of mess?
Dan ተፈትዩ ተጸሊኡ: ለውጢ ክመጽእ'ዩ። ዝኸውን ንረብሓና ምእንቲ ኪኸውን: ብጓይላን ብምህልላን ምሕሳብ ይልክመና'ሎ'ሞ: ንሓድሕድና ብቑጽሪን ብቓላትን ንተሓሳስብ ካብ ዝብል መንቀሊ: Yes, I am optimistic about the change that together we can design.
ለውጢ ክመጽእሲ ኢቲ ስርዓት ብስሩ ክንቀል ኣለዎ። እቲ ኣረጊት ሱር ነቒልካ ሓድሽ ፈልሲ ትተኽለሉ
ከምዛ ናይ ሶርያ
Selam dehay eritra
❤❤❤❤❤
ልክዕ አይ ተኤ በላሽወሉ ሴዓብዎ አብ ጌዛና
ንቅረብ ኩላትና አብ ጽቡቅ ንምራሕ
Thank you brothers.
ናይ ሓዊ Daniel ሓሳብ ምስቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ክውንነት ዝኸይድ ኣይኮነን።
It is a wishful thinking!!
ኣብ ባይታ ዘሎ ክዉንነትኮ ካብ ሰማይ ዝነጠበ ወይ ድማ ካብ ባይታ ዝበቖለ ኣይኮነን። ውጽኢት ናይ ኣተሓሳስባ ስለዝኾነ: መሪሕ ሓሳባትና ብምፍታሽ መንገዲ ለውጥን ምምሕያሽን ንዳህስስ ምባል ምስቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ክውንነት ዝኸይድ ኣይኮነን ብዝመስል ሚዛን ሓቂን ሓሶትን ክቕየድ ትጽቢት ኣይገብረሉን።
Wellcome samino
I like it very much. Its nice to see a different perspective, we can learn a lot from it. Thank so much. Hopefully you will entertain other ideas in future rather than DIA agenda.
Abey neyrom Beal ezi sebay great idea
HAKI EYU THANK AYANA
እምኒ ምጥጣቕ ሓዊን ማይን የብክን ካብዛ ቃለ መሕታት እዚኣ እየ ተዓዚበ ።
ታረቀ ዓቢሰብ! እምኒ ዝጥጥቑ እንተ ሃልዮም እንታይ ይብሉ ብዛዕባ መረቑ?
34 Years, ኣንታ ሳምኤል; ካብይ'ከ ረኸብካዮ እዚ ሰብኣይ ከ፤፤ ካብ ናይ ኢሳያስ ሃለዉለዉ ዝኸፈአ ህውተታ፤፤ ብላሽ
ግርም ኣለኻ! እንተ ጠቒሙናስ ሸውዓተ ክትሕጸብ ምሰ'ንጋህካ ምሳኻ'ለኹ። ብዓዳ'ያ ሃለውለው ትብል ዘላ!
አዞም ተቁወመርቲ ናይ ፈደረሽን ቶጎልቢብቦም ኪሞቱ ይመርጹ ፡ደቅ ሶርያ ካራ ሕዞም ኣብ ወጻኣኢ ዝረከባ ኣደታት ኪቀትሉ ኣረኣኣናን
እዚ ሰብ ኣበየናይ ዓለም'ዩ ዝነብር። እናፈለጠ ዝደንቈረ። ሳሚኤል ከኣ መስቀላዊ ሕቶ ጌርካ መሃሮ እንተ ተሰቈሮ፡ ንሓፍነት ወግድ።
It me or I found it very hard to understand this man?? He is not making any sense what he is trying to tell us, he expect to make 78 years old evil dictator understand us after 33 years, we all giving up about this dictator? None sense and a complete waste of time to watch this video😞
ብተመን ዝተደሃለ ብልሕጺ ተደሃለ እዪ ዝብሃል
ካልእ ሃገርና ኤርትራ እቲ ከበሳ ዝነብር.ቅድሚ ጥልያን.ምምጽኡ
ሕግታት ነሩና እዩ ንአብነት ሕጊ አድካነ ገለባ, ሕጊ አድከመ ምልጋእ
ሕጊ ለጎ ጭዋ አስላም ኤሪትራውን ድማ ብሸርዕያ ይዳነዩ.
Dictator must go !
ምዓስ ከ ዘይጠቐሶም ነዞም ነገራት'ዚኣቶም ደኣ ጸዓት: ትሕተቕርጺ: ልምዓት...ወዘተ 33+ ዓምውታት ጠቒስዎም።
ኣንታ ሳሙኤል እዛ ፕረሲደንት እትብል ብ ዘሎ ስርዓታት እንተ ትክኣ ምሓሸ፤ Regime ይብሉ ። ምኽንያቱ ህዝቢ ዘይመረጾ በቲ እሱ ዞእዝዞ ውድብ ኣብ ስልጣን ዘሰቖሎ ብሒቱ ሒዙዎ ስለ ዝኾነ
ኣይ ኣይ ምስ እዚ ኣጽናቲ ስርዓት ጌና ክንዛተ ንኽእል ዝብሉ ኣለው ጭቆና ግፍዒ ምጽናት ዘይርኣዮም ድዩ ኾይኑ
ናይ ሓንጎል
ልሙሳት። አዚ ሰብ እምባሳደር ከከውን ኣፕሊከሽን ኢዩ ዘቅርብ ዘሎ። ሃገር ጸኒቱ ሰብ ኣብ በት ማአሰርቲ በልዮም ንከንቱ።
ንማካኑ አዚ ሰብ ጥዑይ ድዩ?
ኣብ'ታ ትምነያ:ዝሽየምዶ ስኢንካ ዘይቕመይ ሹመት ትድርብየለይ?
ክቡር ሓው ኣቶ ዳኒኤል: ንስለ ፍሉይነት ሓሳብ ክትብል'ሲ ካብ ኢሳያስን ስርዓቱን ጽቡቕ ነገር ክንጽበ ከም ንኽእል ክተእምነና ትፍትን ?! ዋላ እቲ ዘቕረብካዮ መረዳእታ ናይ ኣብ ዘይሃገሮም ዝነገሱ ሰባት ( ስታሊን: ናፖልዮን: ሂትለር ወ.ዘ.ተ.) 'ኮ ካብ ኣብ ዘይሃገሩ ዝነግስ መራሒ ሕማቕ'ምበር ጽቡቕ ከምዘይትጽበ ኢዩ ዘረጋግጽ:: ስለዚ: ኣብ ክንዲ ፍሉይ ኣተሓሳስባ መታን ክተምጽእ ክትብል ዘይከውን ሓሳብ ተቕርብ: ሓንጎልካ ንህዝቢን ሃገርን ዘርብሕን ካብ ውልቀ ምልኪ ሓንሳእን ንሓዋሩን ዘናግፍ ጥዑይ ሓሳብ ከመንጩ ተጠቐመሉ::
ንሳቶም ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣቑሑቶም ውን ተጋሒጡ
ክጎሓፍ ኣለዎ።
ንኢሰያስ ዝኣመነ ማይ ከም ዝሓቖነ ኢዩ ። ብዝተረፈ በርትዕ ሳሚ 🙏
ኣባ ዥጎ ሕሳብ ንግበር ክብልዎ ይቐርብዎ'ለዉሞ: ጉድና ክሳዕ ዝቕላዕ ኣይንጠላዕ። ምሰተሓሳስባና ንጸባጸብ ምባል ምስ እምነትን ጥልመትን ይራኸብዶ ትብሎ?
Your guest don’t make any sense to me. Sorry
“don’t ትብል doesn’t ኢልካ'ሞ ኣመሓይሻ: ኣበሃህላይ ናይ ምቕንዛው sense ካብ ዘየጥፍኡዩ ምምሕያሽ ዝጽበ።
He is delusional…. I can’t believe still people believe Isaias Afewerki
@@anglesoflife8526ዘይተባህለ ዝሰምዕ'ዩ delusional!
33+ ዓመታት ሓሊፉ እንድዩ ነዛ ጽባሕ ትመጽእ 25 ዝዛረብ ዘሎ።
GAME OVER HEZBAWI GNBAR Welke melaki iseyas afewerki.
GAME OVER ISEYAS AFEWERKI
ዓካዓካ እዚ ሰብኣይ ማለት ኣቶ ዳኒኤል ብዙሕ ብዘይ ማይ ዝውሓጥ ከኒናታት ኣለዎ ። ሰለዚ ነቲ ዝሓመመ ኣእምሮና ክፍውሰና ይኽእል ኢዩ። እታ ምስ ኢሰያስ ክንላዘብ ተኽእሎ ኣሎ ንእትብል ዘረባ ግን ንተግባራት ኢሰያስ ክትፈልጥ ካብ 1973 ክሳብ 1976 ኣብ ናጻነት ድማ ካብ ቢተወደድ ኣብርሃ ክሳብ ምርሻን ስንኩላን ኣብ 2001 ምስዋር ጂ15 ክሳብ ምንቅስቓስ ወዲ ዓሊ (ዓሊ ሕጂይ) ዘሎ ኩነተ ኩነታት እንዶ ተመራመር ይብሎ። ኢሰያስ ካብ ኤርትራ ክሳብ ዝስወር ደቂ ሰባት እናሰወረ ጥራይ እዩ ክነብር። ንእትገብርዎ ኣበርክቶ ምስጋና ይብጻሕኩም።
ብጓይላን ብምህልላን ምሕሳብ ገዲፍና ምስ ነብስና ብቑጽሪን ብቓላትን ምትሕስሳብ'ዩ ንእዋን ዘርብሕ። ብኻልእ ኣበሃህላ ንሕና ከምብዙሓት ዘርብሕ ከምዝኾነ እንተ ተገንዚብና ወላ ምስ ሰይጣን ክንጸባጸብ ዓቕሚ ክህልወና'ዩ። ምስ ሰላምታ።
እንታይ ዝብልዎ ስጊንጢር!!!!!! ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት!!!!!!!!!! ሓሳብ ዘለዎ መሲልና ከኣ ዝሰማዕናዮ ይገድድ!!!!!!!!....... በል ንስኻ ባዕልኻ ኣታ ምዉፋር ጀምራ!!!!!!!!! ኣምሰሉነት!!!!
ኣምሰሉ ዝተሓተቶ መልሲ ዳይረክት ኣይምልስን እዩ እዚ ተዳናጋጺ ናይ ኢሰያስ እዩ
Abi geza eyu daniel si gezaka daa hdeg
እዚ ሰብኣይ ዘመድ ጀርጆ ድራር እዩ ዝመሰል ኩሉ እዘራርብኡ ተሓለቅቲ ኢሰያስ እዮም
እዚ ኣብዚ ዝዛረብ ዘሎ፣ ካብቲ ገባትን ኣጽናትን ስርዓት ኢሳይስ ዘይሓይሽ፣ ሓደ ድሑር ተበላጽን ሓሳውን ኢዩ። ከምዚኦም ዝመስሉ መደናገርትን ሰረቕትን ንምስማዕ ግዜኻ ምጥፋእ ክሳራ ጥራይ ኢዩ።
ዝኾነ ይኹን ግርጭት ወይ ፍልልይ ኣብ መወዳእታ ኣብ ዘተን ምይይጥን ከምዝፍታሕ ምእማን መሰረታዊ ኢዩ።ስለዚ እቲ ሓሳብ ምንእኣስ ቅቡል ኣይኮነን።እቲ ካብ ሱሩ ምንቃል ዝብል ኣዘራርባ ሚሳላዊ ኢዩ።ኣበይ ኮንካ ከመይ ጌርካን ኢኻ ክትገብሮ? ብጭርሖ ለውጢ ኣይመጽእን።እዚ ናይ ፖለቲካ ተልመደን ዘረባ ኢዩ።
አነ ዝብለካ ህዝባዊ ግንባር ከም በዓስ ናይ ሶርያ ካብ ሱሩ ተማሕዮ አብ ጉሐፍ ናይ ታሪኽ ክአቱ ይብለካ
ብጓይላን ብምህልላን ምሕሳብ: ዝብልዎ ምድጋም ንእዋን ኣየርብሕን: ብቑጽሪን ብቓላትን ምሕሳብ'ዩ ዝሓይሽ...
@@danieltekle109
ልክዕ አብ ጎዳጉዲ ዒራዒሮ ዝጠፍኡ ዘለዉ ስድራይ ቃላትን ቁጽሪ አይኮኑን እንታይ ደኣ ሱብአዊ መሰሎም ዝተጉፍ ምዃኖም አይትስሕቶን ኢኻ
This person don’t know what Tolkien abawt👇
የለዃን እንዳለካስ ምስ መን ኢዃ ክትዛረብ
Langalanga man
ኣንታ ሳሙኤል እዛ ፕረሲደንት እትብል ብ ዘሎ ስርዓታት እንተ ትክኣ ምሓሸ፤ Regime ይብሉ ። ምኽንያቱ ህዝቢ ዘይመረጾ በቲ እሱ ዞእዝዞ ውድብ ኣብ ስልጣን ዘሰቖሎ ብሒቱ ሒዙዎ ስለ ዝኾነ
Warsay hager yihanix alo ilka yichirah neru. Bezi narative ezi kea warsayn degefti eti siratn yimikihu nerom. Dihriu gn eti haqi Isaias derguihuwo: WELA HANTI AYTEHANEXEN, ilu. Ezi kea eti haqi eyu. Dihri ezi Selam ms etiopia mexiu, misiu kea Narrative nay Wigie seibu. HIJI "wigie zibehal aykihilun eyu, Hizbi Qisen" tebahilu. Kemzi kab tebahle, emo slemintay dea menisey Eritrea ab agelgilot teasiru alo, zibl zereba kibiges tixibeyo eyu. Isaias kea nayza hito ezia Melsi eyu Neti ab agelgilot zelo "Ab Limat kitiwafer ika" ilu anfetu zethizo zelo. Slezi, ezi hadsh NARRATIVE ab lim'at ina tewafirna zelena" eyu zbl...
N'amno do ayn'amnon kali zereba eyu. Mechem emni 2 gize inte'aenqifuka men kem zkone eti emni, wela b Isaias tenegiruna eyu :)
መትሓዚ ዘይርከቦ ገረብ በኽያ፡ ቅርኒ ደንጎላ ከቢሩ፡ ደርሆ ኣንጭዋ ወሊዳ፡ ዓይነት ዘረባ ምስ ሰብ ዘይብሉ ገዛ ዝማጎት ምስ ክውኑነት ኤርትራ ዘይዛመድ ዘረባን ፡ኣፍሪቃ መረሕቲ የብላን ዝብል ብናይ ትሑት ኩነተ ኣእምሮ ዝሳቐ ዘሎ ሰብ ኣብ ሕልሚ ደርሆ ኢዩ ዝነብር ዘሎ። እንታይ ኮንካ ኣብ ስደት ትነብር ኣሎኻ፡ ተላዚብካ ዘቲኻ ምስ ኢሳያስ ርዒምካ ኣብ ሃገርካ ዘይትነብር ።መ ላ ዘ ቢ ባይታ ካብ ኢሳያስ ምርካብ ስለ ዝተሳእነ ኢዩ ህዝቢ ኤርትራ ከም ደቂ ዛግራ ዘርኢ መሬት ኮይኑ ዘሎ ኤርትራዊ። ጉጅለ 11 ን 15፡ ንዓ ተላዘብ ኢሎም ኣይተወከስዎን ዲዩ ዝብል ዘሎ። ጉድ ስማዕ ይበሃል እዚ።
ሰላም ተስፍሽ! ኣበሃህላኻ ልሙድ'ዩ። ካብ በልካ ግን: ኣብ **ሕልሚ ደርሆ** ኢዩ ዝነብር ዝብል ኣበሃህላኻ: ዝሓልማ ደርሁ ኣብ ዘለዋ ክፋል'ዛ ዓለም ዕዳጋ ትነብር ኣለኻ ማለት ድዩ? ቅቃሕ ወረ'ዩ'ሞ ጠለ በጊዕ ዝሓልማ እንተኾይነን'ባ ወግዕኻ መልኣሉ።
I think the question was his take about the esayas' interview. He didn't say one word about the interview. Instead he is circling around negotiations. He does not have the gut to say one word about the tyrant. Nothing about the suffering of the people. What he is suggesting is justice seekers negotiate with the regime which is completely impossible. How are you going to negotiate with your killer? What you suggesting is mission impossible.
Daniel perspective is new. Most Docks out there like to complain and complain and complain without any meaningful and productive idea. Such perspective is what gives others hope and a determination to make a difference. The Hamedu or whatever Tequawemti idiots are bunches.... learn people
ዳሓን: ንስኻስ ህግደፍ ኢኻ:: ዳኒኤል ንእሽቶይ ጩራ ሂቡካ ተስፋ ሰኒቕካ ኢኻ ተጣቕዓሉ ዘለኻ:: ኣብታ ኣብ ኤርትራን ኣብ ትግራይን ዘለው መሪሕነታት ክልቲኦም ደቂ ኣሉላ'ዮም ዝበላ'ኸ ኣጣቒዕካ'ደ ትኸውን?
@2563-t6k - ንስኻኸ ትግራይ ትስዕር ዶ ትብል ኔርካ ትኸውን?
እዚ ሰብእዚ " አብ በረድ ዘሪእና እኽሊ ክንሓፍስ ንክእል ኢና " ኢሉ እዩ ሀለውለው ዝብል ዘሎ ::
ለውጢ ተኣምራትኮይኑ ካብ ሰማይ ክወርደሉ ወይ ድማ ካብ መራሕቲ ክትኮበሉ ክምህለል ዝተኾርመየ ትህኪትን ትጽቢትን ምስ መሪሕ ሓሳባት ብምጽብጻብ ሓዲሽ ክስተት ንምግሃድ ዝግበር ላዕልን ታሕትን የርዕዶ'ዩ።
Halewlew eka tbl zeleka kisab hji iseyas men mukanu ayfeletkayon aleka ayay.
Samuel :) yqreta gbereley kem beAl Ato Daniel zeameselu deqi Eritrea : nezi menaseyat Eritrea ab hade wesinu keyqales: hansab xnhu kemzi tesfa alo kemzi tesfa alo endabelu keynqales : xegem ykinu alewu: kab Isaias tesfa yelen 4:
አይትጋገ ኤርትራ. አብ ፈደረሸን
ግዜ ቅዋም ወይ ሕጊ.ንምሕደራ
ዝጠቅም ነሩናዩ ሚናስተራት ነሮምና
መንግስት አርትራ ዝብል ባጀላ አበ
ሱሳታት ተማሃሮ ነሩና ወድሓንኩም.
Ezi sebay ergann halewlowon sirato ala et qnei gn terdina alo belo
Abay eu mebeqolu ezi sahhaah qomall
እዚ ዕዱም ጋሻ ዳንኤል ዘቕርቦ ዘሎ ርእይቶ : ኣብ ኤርትራ ክመጽእ ዝብሎ ዘሎ ንዓይ ፍልስፍናዊ ጥራይ ኮይኑ ይርየኒ :: ነቲ ሓሳባት ግብራዊ ምግባር ብወገኑ እዚ ጋሻኻ እንታይ : ዋላ ሓንቲ ስጉምቲ ዝተበገሶ ኣሎ :: ፍልስፍና ኩሉ ሰብ ክፋላሴፍ ይኽእልዩ ::
lkbati
Daniel welahanti aybedelkan
Samuel gn nezi kemzi aynet
Xemam seb aytekrb
ኣቤት ንፍጊ! ንፍጊን ብቂን ንሻዕብያን ወያኔን ዘየርብሐ።
keda gazetia
ሓሳብ ዘይብሉ ሰብኣይ ምስ ኢሳይያስ ፍቕሩ ኣይወድአን ክሳብ ሕጂ ምስኪናይ ባርያ 34 ዓመት ሓስዩ ሃገር የዕንዩ፡ ብመደብ ሲ ሕጂ ወዲ 80 ዓመት ኮይኑ ትኣምር ክሰርሕ ትጽበ ኣለኻ።
ነዛ ዝርርብ ሰሚዕካያዶ?
ኣንታ ዳንኤል ሓወይ ፈላጥ እንክጋገ መገዲ ዓመት እዩ ዝጋገ እኩዋ ዝብሃል ። እስከ ኣስተውዕል ፡ እዚ ንዘመናት እሞ'ኽኣ ክሳብ ዕለት እዚኣ ብደቂ ኣሉላ ዝሳቀ ዘሎ ፡ እዛጽባሕ 2025 ( እሰያስ ንዝበሎ ) ጥሕሎ ከተውሕጠና ኣይትፈትን ። ወረ እቲ ባእሲ ደቂ ኣሉላ ምባልካ እንታይ ማለትካ እዩ ? ለበዋይ ብሕጽር ዝበለ ተኻኢሉለይስ ይተዓረቁ ምባልካ ምኣኸለካ ። እንተ ንነገራት ብሃሰሰ - ለባም ንርኣዮ ? ጨለ ዘረባ ብፉጹም ፍታሕ ስለዘየምጽእ በጃኻ ኣይተቀንዝወና ።
እዚ'ዩ ሓቂ ዝብል ብዱዕ ኣነ'ፈልጥ: ብቑጽሪን ብቓላትን ምሕሳብ ስለዘይቅበል ካብ ትጽቢቱ ወጻኢ እንክሰምዕ ይቑንዞ'ዩ። ስለዚ There is no right or wrong but learning. ዝብል ኣበሃህላ ፈረንጂ ፈውሲ ቓንዛ'ዩ ደሃይ ምግባር ዘይምጥርጣር!
Sorry, I don't want to waste my time to listen this kind of nonsense interview.
Mr akaka please don't bring this bullish analysis of damper person in your panel 😂
Selma 👊🏿 thank you politics and characters communication together to success 🙏🏿🌿💙🌿💙🌿💙🌿 ATO Daniel ⚖️ℹ️
Neutral man
ንምንታይ ብስሩ ቦርቁቕና ነዚ ስርዓት ናልዮ ከይትብል ሲ ብምንታይ ንተዓረቕ ክትብልሲ ደጋፊ ነቲ ስርዓት ይስምዕ። ወይስ ኣይተረዳኩኻን
ቲቲ ዓባይ ሰብ! ብጓይላን ብምህልላን ዝደዓዓስ ዕንጅልና ጕሒፍና ብቑጽሪን ብቓላትን ምሕሳብ'ዩ መንገዲ መስተርሆት ዝምድምድ ክብልየ ዝፈተንኩሞ: ኣብ ምብርቋቕ ዝቦኽቦኸ ናይ ትማሊ ኣረኣእያ ምንቅስቓስ ናይዛ ዓለም ዕዳጋ ምርሃጽዩ ንእዋን ዘርብሕ ማለትኪ ድዩ?
ኣብ ደገ ኮንካ ብጭርሖን ትምኒትን ምህለላን ካብ ሱሩ ዝብርቆቅ ስርዓት የለን። ካብ ስምዒት ናብ ኣብ ባይታ ዘሎ ክውንነት ንመለስ።
You're sheet like Isaias ato Daniel
Mr. Daniel is lost in his analysis and evaluating the totalitarian regime leader interview. Issays regime is military, not civil, therefore no change until it falls like Assad. If you're expecting what Issays said for 2025 plan, which is known only by the dictator, not Eritrean people.Who do you think today would trust the regime call to come Eritreans invest in Eritrea? May be you? Please don't compare America with the military regime in Eritrea. Very sad to hear such discussions to come from you Daniel to defend the dictator promise as it is imminent. I invite you to go back to the dictator interview from 2020 till 2023, and I hope u will change as today statistics is the tool for decision making in the developed world and big organisations. Eritreans are proud by the Italian constructed Eritrea, not by us until today. The regime including you until you left the country, have done nothing 0% but go to TPLF what they did in Ethiopia. We fail Eritrean to administrate only 3million people with all the ready made Italian gifted infrastructures. Today Tigrayans built their country and their economy within a short time even while they were in the war.
BORING BORING.
Azi sebay abeyu dekisu neyru gena tesfa alewo kab issayas idiot
ካብ ኢሳያስ ተስፋ'ሎ ዝብል ዘይበልኩዎ ስለዝወሰኽካ ጸርፍኻ ንኣኻ'ያ ትገልጽ።
0%
ኣንታ ሳሙኤል እዛ ፕረሲደንት እትብል ብ ዘሎ ስርዓታት እንተ ትክኣ ምሓሸ፤ Regime ይብሉ ። ምኽንያቱ ህዝቢ ዘይመረጾ በቲ እሱ ዞእዝዞ ውድብ ኣብ ስልጣን ዘሰቖሎ ብሒቱ ሒዙዎ ስለ ዝኾነ
ኣይ ኣይ ምስ እዚ ኣጽናቲ ስርዓት ጌና ክንዛተ ንኽእል ዝብሉ ኣለው ጭቆና ግፍዒ ምጽናት ዘይርኣዮም ድዩ ኾይኑ