‪@gDrar‬

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 12 янв 2025

Комментарии • 194

  • @gDrar
    @gDrar  Год назад +15

    ኣብ ኮርሳትና ክትሳተፉ ነዚ ጠውቁ 👉drarhiwet.com/

    • @zebibwelderufael89
      @zebibwelderufael89 Год назад +2

      ሰላም ጆርጆ መጀመርታ ካብ ልቢ የመስግነካን የድንቀካን ኣብ ኩሉ ስራሕካ ኣብ ኮርስ ናይ(stok market)ክምዝገብ መብርሂ ደለ ነረ ብከመይ ክረክብርካ ውይ ሕቶይ ክምልሰለይ ይክል ተገዲስካ ንትበኒ መልሲ ብልቢ የመስግነካ።

    • @doniahassan4885
      @doniahassan4885 Год назад

      ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🍀🌻🌺

    • @mitslalogbu2263
      @mitslalogbu2263 Год назад

      Sele kelelet kelet sebat akonun belo kerakibilo eyo selem kirin atirke kizeru tiray eyom

  • @tesfaldethaileab1173
    @tesfaldethaileab1173 Год назад +1

    ንሕና ውን ስምምዕ ገርና ምስ ዓፋር. ኣምሓራ ትግራይ ኣብ ናትና ግዛት ከነእትወን ኣለና

    • @fithikiflay1431
      @fithikiflay1431 Год назад

      Ezgi azarebeka hawey emberke massawa eko ykerbom kab adiss abeba

  • @embayetewelde7417
    @embayetewelde7417 Год назад +17

    ሰላም ንዓኻ ይኹን ጆርጆ
    ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ
    ኤርትራ ንኤርትራውያን
    ልዕሊ ኩሉ ኤርትራን ህዝባን ሰራዊታን መንግስታን ትሃሉ ። ❤❤❤❤❤

  • @TeferiGhebremedhen
    @TeferiGhebremedhen Год назад +18

    ብዛዕባ እቲ ተምጽኦ እዋናውን ሓቀኛን ዜናታትካን ትምህርትኻን ነመስግን።

  • @eritre123
    @eritre123 Год назад +6

    ድራር ሐወይ ኸ 🌹🌹🌹እዝኣ ንዓካ

  • @abuneendryas203
    @abuneendryas203 Год назад +8

    ነመስግነካ ኣጀኻ ወዲ ኤረይ ፈጣሪ ይባርኻ

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 Год назад +8

    ሰማል አብ ሐደ ከሕብሩ እዮም ሽጊር እምህረካ እዩ 🙏

  • @yonnastsehaye8277
    @yonnastsehaye8277 Год назад +3

    ትም እንተብልና ትም ክንብል ስለ ዝደለና ኢና!!!! PIA👌

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 Год назад +2

    ኤርትረአ ኣብዚ ጉዳይ አንታይ ተገበረት ይሓይሽ ጹቡቕ ሕቶ አዩ! ከም ልሙድ ዘገም ኤላ ትታዓዘብ ሶማልያ ሓገዝ ኣብ ትጠልበሉ ግና ብ ዉሽጣዊ መስርሕ ራዩለይ ስመዑለይ ዘይብሉ ሓገዝ ምምብርካት!
    አዚ ናይ ኢትዮጵያ ህጻን መራሒ ሒዝዎ ዘሎ ኣጀንዳ ኣመሪካን አንግሊዝን ኢድ ከምዘለወን ምንም ጥርጥር የብሉን አሜሪካ ብ መገዲ ዓራብ ኤማራት ጌራ ነቲ ዞና ክትብጽብጽ ዓቢ ኣጀንዳ ኣለዋ ::
    ህጻን ዑቡድ መራሒ ኢትዮጵያ ብኣጋ ክውገድ ኣለዎ ዕነውት ኣብቲ ዞና ከይቀጸለ!!!

  • @evenezerfesshaye9331
    @evenezerfesshaye9331 Год назад +6

    U know why I appreciated Drar for every analysis, u have an evidence and source really enunciate information. May lord keep u safe

  • @مريميوسف-غ7ف
    @مريميوسف-غ7ف Год назад +3

    መርሓባ መምህር ጆርጆ ጅግና ❤❤❤❤

  • @abogida669
    @abogida669 Год назад +4

    Thank you brother for sharing the inside and outside news keep it up 🙏🏼🇪🇷♥️

  • @dweldeab
    @dweldeab Год назад +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏የቐኒየልና ጽቡቕ መደብ

  • @alemhaile884
    @alemhaile884 Год назад +3

    Thanks, bro, great explanation, eye openings.

  • @berhanegabremariam4884
    @berhanegabremariam4884 Год назад

    ደስ ኣይበለን ኣይፍቅድን ኣብ ፖለቲካዊ ቃላት ክልተ ዓበይቲ ፍልልይ ኣለዋ ክብር ሓውና።

  • @homehome9688
    @homehome9688 Год назад +3

    ኢጋድ ናይ ምዕራባውያን ፓፓጋሎ እዩ።

  • @slm1341
    @slm1341 Год назад +5

    The promised port in Somaliland is on the Gulf of Aden, not on the Red Sea.

  • @יונסשלמון
    @יונסשלמון Год назад +1

    ጥዕና ይሀበለይ ብጣሚ ኢና ነመስግነካ

  • @yonasbeyene09
    @yonasbeyene09 Год назад +6

    You doing great job. Keep it up!

  • @MikeBike-s1n
    @MikeBike-s1n Год назад +1

    Eritrea for Eritrean

  • @elyagebru6723
    @elyagebru6723 Год назад +1

    Selam Selam G.Drar Selam kolkom hegerwien metkelawien kulu kedmi heger Eritreawi kubur mennet nikd trah brhan eyu kdmena ajokm deki ER Aewt nhafash ✌️👊💕❤️👍🙏🇪🇷

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 Год назад +3

    መንግስቲ ኤርትራ ደኣ መአስ ይህወኽ ኮይኑ

  • @ሻሎም123
    @ሻሎም123 Год назад

    love you Gorge ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላኽ-ጘ3ቐ

    Horn afrika selam kelioma mewedaeteu gin ktefeu eyom .

  • @Asmeretey-hs8pp
    @Asmeretey-hs8pp Год назад

    ጆርጆ ሓቢቢ ❤❤❤❤❤

  • @janatJela
    @janatJela Год назад

    ኣሰይ ወዲ ኤረ ቀጽሎ ንፋዕ

  • @Peaceenterteiment500
    @Peaceenterteiment500 Год назад +1

    ጆርጆ ዓቢ ሰብ❤🇪🇷😊

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen4770 Год назад +1

    Merhaba Memhr Drar Hawey 🇪🇷🙏

  • @tesfay9463
    @tesfay9463 Год назад

    You and your leader took Eritrea to heal

  • @freweynitesfamikael9012
    @freweynitesfamikael9012 Год назад

    ሰላምካ ይብዛ ጆርጆ ጡሑስ ሐድሽ ዓመት ልደትን ንዓካን ንበተሰብካን❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HenokDaniel-lh8jn
    @HenokDaniel-lh8jn Год назад

    ብጣዒሚ የድንቀካ ጀርጆ ሓውና ቀጽሎ፡

  • @tyamche7716
    @tyamche7716 Год назад +1

    Great explanation g.drar.❤❤keep it up wonderful work yo you did.

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 Год назад +2

    ኢትዮጵያ ዜሮ ዜሮ ፈኸራን ጃህራን ግን ዝወዳደሮም የለን

  • @bereketrussom9444
    @bereketrussom9444 Год назад +1

    wedi Afie jigna wana Geopolitics zerziru knegrena eyu dehan.

  • @Tewelde-pc7iu
    @Tewelde-pc7iu Год назад

    ትሕዝቶታትካ ተኻታቲለዮ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኢዩ ቀጽሎ

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael3132 Год назад +1

    Good job ❤

  • @elsarusom9318
    @elsarusom9318 Год назад

    Good job

  • @alazargebil8045
    @alazargebil8045 Год назад +5

    ❤ ❤ ምርሓባቡ ድራር ወድ ፋርሶታት ! መትከልን ! ሕግን ! ሞራልን ! ምስ መሳፍንቲ ኢትዮጵያ ኣይሰርሕን እዩ ። በኣንድ ኣፍ 120 ምልዮን ምላስ ነው ያለው ። ሓንቲ ሃገር ውሽጣዊ ምምሕዳራ እንተ ተዘርጉ ኣህጉራዊ ዲፕሎማሲኣ ውን ዝሩግን ዘየድማዒ እዩ ዝከውን ።

  • @ghenetasmerom631
    @ghenetasmerom631 Год назад +1

    Eritrea for enemies Eritrea kubur mennet 🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🕊🕊🕊

  • @ramadantahir5461
    @ramadantahir5461 6 месяцев назад

    agoka go on

  • @robeltekle8230
    @robeltekle8230 Год назад

    Thanks good job bro

  • @kebedegebre4798
    @kebedegebre4798 Год назад +1

    ኣብ ሳይድ ኣድባረ ጊዜ ሓንት ስማልያ እያ ኮይና ነይራ

  • @nasiryahia1997
    @nasiryahia1997 Год назад

    U.doing good ❤ job

  • @hussenhassan3189
    @hussenhassan3189 Год назад

    Merhabae wedi ereyy jogina bravo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🎉

  • @mihrethayelom7979
    @mihrethayelom7979 Год назад

    Memhr eka bhaki xbuk srah gizeka sewika xfuf habereta n hzbka mkrabka🙏🏾💖

  • @homehome9688
    @homehome9688 Год назад +4

    አብ ውሽጢ ሃገር ኢትዮጵያ ዘሎ ፋሕ ጨንገራሕን ፋኖ ንአዲስ አበባ ክአቱ ብዝቐረብሉን አቢ ሄሊኮፕተር ሒዙ ሃገር ገዲፉ ከም መንግስቱ ሃይለማርያም ክሃድም ዝዳሎስ ከመይ ጌይሩ እዩ ንሶማሊ ላንድ አፍልጦ ንሕቡራት መንግስታት ክህብ?

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari Год назад +1

    Welcome bro ❤❤❤

  • @abubekersaid3941
    @abubekersaid3941 Год назад

    Thank you G.Drar

  • @teme6937
    @teme6937 Год назад

    Wellcom bro

  • @ermihaile3011
    @ermihaile3011 Год назад +1

    ሰላም ድራር ሀወይ

  • @mandelaman776
    @mandelaman776 Год назад

    ❤kung 👑

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254 Год назад

    Thank you brother G.drar doctor 💖💖💖💖💖🇪🇷💖

  • @kokikoki704
    @kokikoki704 Год назад

    well com habibna

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari Год назад +2

    Good job Gorjo❤❤❤

  • @genetmenghis7586
    @genetmenghis7586 Год назад

    👍👍👍🙏🙏🙏

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 Год назад

    Welcome❤❤❤❤

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 Год назад +3

    ኣብይ ርእሲ እንተዝህልዎ እዛ ምስ ኤርትራ ገይሩዋ ዝነበረ ሰላም ወርቃዊት ዕድል ን እትዮጵያ እዩ ነይሩ ምኽንያቱ ኤርትራ እስትራተጅካዊት ማሓዛ ንእትዮጵያ እያ ግን ብሰንኪ ምኽሪ ናይ ባዓል ጻድቓኒን ካሎኦት መራሕት ወያኔ ብጽልኢ ኤርትራን ህዝባን ዝኻሓኑ ኤርትራ ከስሪዋ።
    ሕጂ ግብጺ ቐጠር ትርኪ ካሎኦት ኣንጻር እትዮጵያ ክንቃሳቀሳ እየን ሕጂ ኤርትራ ነዛ ጠላም ሃገር ኣምዕድኻ ምርኣይ እዩ።
    ምስ እትዮጵያ እዛ ከዳሚት እስትራተጅካዊት ማሓዛ ክትኸውን ኣይትኽእልን እያ እዛ ካሕዳም ጠላም ሃገር ትማሊ ኤርትራ ካይትብተን ኣድሕናታ ምስቶም ክብትንዋ ዝተበገሱ ኣብይ ምስኦም ኮይኑ ጸረ ኤርትራ ደው እሉ ዝኸፈኤ ነዞም ሕጅስ ሰላም ኣሎና ምስ እትዮጵያ እሎም ብሰላም ኣብ እትዮጵያ ዝንበሩ ክኣስሪን ከሳቅይን ጀሚሩ ንህዝቢ እትዮጵያ ኣንጻር ኤርትራ ጽልኢ ዘሪኡ።
    እዝኦም ፊጹም ዝእመኑ ህዝቢ ኣይኮኑን ህዝቦም መንግስቶም ኩሎም ሓደ እዮም።

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 Год назад

    Selam ❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @desitsale1493
    @desitsale1493 Год назад

    Welcome teacher ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 Год назад

    ጎይታና! ካብ እንታይ ተገበረት ይሓይሽ ከም አማካሪ ኮንካ ካብ ምቅራብ ነቲ ኩኔታትን ፍጻሜታትን ብጽሞና ተትከታተል ምሓሸ። እሱ ነቲ አብ ትሕቲ ነፈርትን ታንክታትን ናይ ሩስያን አሜሪካን ኮታ ርእሰ-ሓያላን ዝብሃላ ተጫፋሊቁ ዝወጸን ነጻነት አምጺኡ ሃገር ዘውሓሰን ምዕዶን ልወባን ምሃብ ይአክል።
    አብ ኤሪትራ ዘሎ ከም TV screen ንስካ ከም Remote control ስብ ከተዛኒ ዕሽላዊ ዊንታ ጥራሕ እዪ።

  • @filmon8997
    @filmon8997 Год назад

    Jorjo God bless you ❤

  • @semereghebremeskel9997
    @semereghebremeskel9997 Год назад

    Jorjo nay bhaki mhur seb eka enqe natna konka

  • @naliru6096
    @naliru6096 Год назад +2

    ጆርጆ ክንድ ሽሕ ኣብ axumait madia ሶሎ ሜድያ ዘምጽኦ ናይ ጀነራል ዮውሃንስ ቃለመጠይቕ ኣብ በዓል ተሰነይ ናይ ህዝቢ ንብረትን ጀነሬተርን ከምዝሰረቑ ባዕሉ ጀነራል ናቶም ኣቃሊዕዎም ኣሎ ማንካዶ ፋርኬታ ወሲድኩም ዝብሉ እዞም ሳሕሳሓት ዓጋመ

  • @danielissak1194
    @danielissak1194 Год назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷

  • @mihrethayelom7979
    @mihrethayelom7979 Год назад

    Selam selam wedi🇪🇷💪🏿❤️

  • @mikael3245
    @mikael3245 Год назад +1

    ሰላማት ድራር ካብቲ ሶማላዊ በዓል ስልጣን ነበር ካብተን ዝበለን ነጥብታት አገዳሲት ነጥቢ ዝረሳዕካያ ኢትዮጲያ ምናልባት ሶማል አብዚ ሰዓትዚ አብ ዝተሓተ ዓቅሚ ስለትርከብ ክትቃወመና አይትኽእልን ኢያ ኢሎም ስለዝሓሰቡዩ፣ ትብልያ

  • @Dearlife84
    @Dearlife84 Год назад +2

    Thank you bro. ❤
    እቲ ጸገም ናይ ኢትዮጵያ ባሕሪ ኣይኮነን እምበር በዚ እንተንገላገል ድኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔሩ::

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 Год назад

    Aytigage mis eritrea zemesasil yebilun tetenkek

    • @berihuteklu8356
      @berihuteklu8356 Год назад

      😂😂😂😂to be honest ,Somali land is more influential state than Eri...

  • @senaitaberham5616
    @senaitaberham5616 Год назад

    ❤❤❤❤❤

  • @mosheawelday581
    @mosheawelday581 Год назад

    Abi ahmed.doing Like what mesolini did to eritrea. Horn africa wake up to grow up together with justice and rights. Any way. Thanks Gjo drar

  • @selamkeren
    @selamkeren Год назад +2

    ኢትዮፕያ ክትፈርስ አለዋ ኢሰያስ አይፈቕድን እዩ እንበር

  • @homehome9688
    @homehome9688 Год назад

    ሰላም ንዓኻ ጆርጆ እዚ ሶማሊ ሰብአይ አወድአዮ ዘረባኡ።

  • @yonasbeyene09
    @yonasbeyene09 Год назад

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 Год назад +1

    ዚገርም ሰማል ላንዲ አብ ቀይሕባሕሪ አይትርከብን ??

  • @YorsHani-rk5th
    @YorsHani-rk5th Год назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @احمدارتري
    @احمدارتري Год назад

    النصر لله ثم لصومال

  • @lukastesfay1812
    @lukastesfay1812 Год назад

    Merhaba

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 Год назад +1

    ኤርትራ ልኡላውነት ሃገር ክጠሓስ የብሉን እያ ክትብል ሕጊ ክኽበር ኣለዎ

  • @tekiawelday4011
    @tekiawelday4011 Год назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fithikiflay1431
    @fithikiflay1431 Год назад

    Eski bsel selam yewrdemo nezom Somal amlak nhagerna kea selamin xexbkun yemxiala

  • @NigstiGebrengus-du3qi
    @NigstiGebrengus-du3qi Год назад

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️🙏🏻🙏🏻

  • @azeizakarar7931
    @azeizakarar7931 Год назад

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @genetakilas7098
    @genetakilas7098 Год назад

    👍🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @skasa7018
    @skasa7018 Год назад +1

    ኢሂወድግ ናይ ሎሚ ብልጽግና ንኢትዮጵያ ናብ ጋህሲ ኣቅሪብዋ ኣሎ ንሕና ውን ንኣምሓራ ከም ሃገር ክንፈልጦ ኢና ቢን ዛይድ ኣየድሕኖም ዩ

  • @naliru6096
    @naliru6096 Год назад

    ጆርጆ ሕጂውን ሓንቲ ሕቶ ኣብ ርእሰይ ትማላለስ ኣላ
    # ኣሜሪካ እንግሊዝ ሕብረት ኤውሮጳ ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ክትግበር ኣለዎ ዝብል መግለጺ ወጺኡ ኣብ ግዚኡ ሰብ ብዙሕ ተዛሪቡ ።ስለዚ እቲ ጉዳይ ወላሓንቲ ምዕባለ ኣይረኣናን ፍሕትውን ኣይበለን ስለዚ እንታዩ ጉዱ?

  • @amehazionbelay3392
    @amehazionbelay3392 Год назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @meharigerezgihr9570
    @meharigerezgihr9570 Год назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yrgaelemrezene3429
    @yrgaelemrezene3429 Год назад

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rezenetekleab9207
    @rezenetekleab9207 Год назад +1

    Nezi lomi ab Somal zegatem zelo heji, president Isyas aqedimo felitowo zeniho.

  • @yafumulu7080
    @yafumulu7080 Год назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤......

  • @habenafewerki149
    @habenafewerki149 Год назад

    Memehrey ❤❤❤

  • @tewoldetesfamariam5098
    @tewoldetesfamariam5098 Год назад

    ❤❤🇪🇷

  • @YosiefAbraha-qw1oz
    @YosiefAbraha-qw1oz Год назад +3

    ኢትዬጵያ ካልእ ዓይኒ ክትጥምት እንተ ጀሚራ ንዓና ጽቡቅ ይመስለኒ ምኽንያቱ ምሉእ ሓይሎም ናብ ኤርትራ እንተ ገይርምዎ ኩናት እዉን ክዉላዕ ስለ ዝኽእል

    • @sinatekle7846
      @sinatekle7846 Год назад +1

      ኩቡር ሐው አጆኻ ሕጂ 50ታት አይኮነን።ግድን እዩ ካልእ ዓይኒ ከማዕድዉ።ሕጊ ዓለም አብ ሐይልኻ እዩ ።ኩሉ ግዜ ድሉዋትን ጥንቁቃትን ክንከውን አለና ኤርትራውያን።

    • @alexjohn996
      @alexjohn996 Год назад

      Nay mecheresha edla eyu...nibtna ruuf nbil. Wrshelele gerato..neza gemjae fake adi knhlu ayninebrn.

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 Год назад

    ኢጋድን ሕብረት ኣፍርቓ ን ኣብይ ግዜ ክህብዎ እዮም ሰላሕ እሉ ካብዚ ዕንደራ ክምለስ ክመኽሪዎ እዮም ኣይኮነን ኩናነን ክሳብ ካብ ኣፍሪቃ ሕብረት ምስጋግ ክመጽእ እዩ።

  • @MikeBike-s1n
    @MikeBike-s1n Год назад

    Adshekalale mike hammer

  • @samsomfissahaye5286
    @samsomfissahaye5286 Год назад

    አየ ጆርጆ ጉሓፍ ሰኪት ለክባጥ ሸያጢ ሕልኑኡ

    • @ሻሎም123
      @ሻሎም123 Год назад +1

      መጺካዮ እንበር ኣይመጸካን ኣይፈተካዮን ኪድ ውጻእ እዚ ገዛ ኤርትራውያን እዩ።
      ጎሓፍ ጎሓፍ ኣይበልካ እንተ ብዛዕባ ሕልና ግና ሓቅካ ኢካ ንዓካ ብዓል ሕልና ማለት ትግራይ ትዕወት ዝብል እዩ።
      ናብ ሰልጠነ ኪድ

  • @senaitgerezgeher6120
    @senaitgerezgeher6120 Год назад

    👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @hagosgebrmariam3807
    @hagosgebrmariam3807 Год назад

    ኣብዚ ጐዳይዚ ኤርትራ ናይ ዝኮነወገን ወገንጸግዒ ኽትወስድ የብልእንተኪላ ብማዕዳን ጥበብን ጥራይከተረዳኦም ኽትፍትን ኣለዋ ።

  • @Agi-ym5zp
    @Agi-ym5zp Год назад

    Kserku tray knenru.aymharun

  • @MikeBike-s1n
    @MikeBike-s1n Год назад

    Hezbi