As a Tigrean fellow I'm proud being a Tigrean, but ifeel share on this two groups special Getachaw he destroy his personality to go and asked Abiy to come to Tigray.
What democratization are you talking about? It's a joke. We can't be an island. Let our land be returned and our people be placed on their land. After that we can talk about anyting else.
1 ይስማኣሎ ተክለብርሀን❤❤❤
ኣምሰሉ ኣይትኹን. እቲ መሓዉር ለሚሷ ክሱርሕ ኣይከአለን. ምኽኒያት ዘይመሥረሒኡ እንዳነገረካ ታይ ትደሊይ.
ይስማዓሎ
ይስማዕ ኣሎ
❤❤❤🎉🎉🎉 ግልፂ ዘረባ ተንትንዎ ኣሎ ጂግና ትግረዋይ ተወላዲ ዓድዋ
ይስማዕ እዩ
ይስማዕ አሎ
1❤️❤️🙏
1 ysmayu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉
1
Ity beni alumni mentoring depression zemerhiwo zelewun gele Merahty serawit zelewuwo iyom werki zshetu zelewu::
ህዝቢ ዘይቡሉ ስልጣን እንታይ ይገብር ህዝቢ ዝጎድእ መራሒ ክህሉ ኢለ እሓስብን ጌታቸው ሙሁር እዩ ወጣት እዩ ይመኸር ኻብ ፀርፊ ምኽሪ ይበልፅ ትግራይ ልተጋሩ ሓንቲ እያ ጌታቸው መፀ ደብረጽዮን መፀ ልህቢ ዝጠቅም ይሐሸና😮
Ysmae alo
Lomaenti mizan zelewo zereba semielka hager
1111
ይእተዉ ካብዚ ንላዕሊ ትግራይ ምንም ዝመፃ የለን ምክንያቱ ሰራዊት ትግራይ ሓላፍነቱ ገዲፉ ንሓደ ዘይሕጋዊ ጉጅለ እዩ ቆይሙ እኒዮ ህዝቢ ግን ብብልፅግና እንተተመሪሓ እያ ጉቡኡ ዝማላአሉ
ኧዚ ድዮ ተረድእካ ብሀቂ?
ኣይ ጌታች በኽት ሩዖ
Long live to u
😢ዓክክክ እዚኩሉ ምርጫ ስዋእቲ ተከፊሉስ ከንቱ😢😢😢 ጌታቸው ካብዝክሕደና ፀኒሑ
ሸንቲ አዲግን ጭራን ንድሕሪት ሐዚ አፍሊጥካ ደጋፊ ፍንጫል ህወሃት ደብረፆን ግነ ድማ ፀረ ጌታቸው ሙኻንካ ዝብኢ ናብ ገረቡ ዶ በሉ ‼️
As a Tigrean fellow I'm proud being a Tigrean, but ifeel share on this two groups special Getachaw he destroy his personality to go and asked Abiy to come to Tigray.
Fill shame.
What democratization are you talking about? It's a joke. We can't be an island. Let our land be returned and our people be placed on their land. After that we can talk about anyting else.
ካብ ፕርቶሪያ ጀምሩ እዩ በልፅጉ እዚኦም አውዕር ብብሰሙኑ አኸባ እናበሉ ሓተላ ዝወዓጉ ብአቋራፅ ስልጣን ዝረኸቡ ተላኣእኽቲ እዩም አብ ቅድምት ኮይኖም እቲ ህዝቢ ሓቂ ከይሪእ ገይሪዎ ለዎ
ዝገርም አነ አብስልጣን እንተዘይቢሒተ ብልፅግና ይእቶ ይብለናሎ ጌታቸው ልሙስ ዩ ሓንቲ ክፍፅም አይኽእልን
አይትጋገ ህወሓት ንትግራይ ይትረፍሞ ንኢትዮጵያ እውን መድሕና ህልውናአ ኔሩ ዓለም ዝምስክሮ ። ጠንካራ ውድብ ዘይብልና ክተትርፉና አይትፅዓሩ ህዝቢትግራይ አይሰምዐኩሙን😮
ህዝቢ ዝብሎ መንግስቲ ሕጊ አትሑዙልና እናበለ ምንእሰይ እናጠረዐስ ከም ተራ ሰብ መራሒ ኮይንካስ ወርቂ ይጉሕጓሕ አሎ እናበልኻ ናብ ምድያ ምቅራብስ እንታይ እዪ መፍቲሑኡ መን ከ እዪ መፍትሒ ክገብረሉ እዪ እንዶ ዝድለ ዘሎ
ይስማዕ ኣሎ
1
1111
ይስማዕ ኣሎ
1
1
1
1
1
1