Much respect👍👏 Meron.. Here is what is so called "kbur meten nebsu......." I really dreamt many like of you, who really understand the sacrifices dat our respected freedom fighters pay to provide us a nation of ours, shall only lead de way to our full independence economically, socially, and politically.... just leave those like temesgen and kiros dat dey don deserve answer from someone like you..
Meron btami eti tekekil ika tbel zeleka, gele sebat tekawemti ina bmebal si. Hagerom,hexbom,bandera, serawit Eritrea ,tarik eritrea kulu beka hatred alowom, btami xgerem, you are giving the right idea needed. Etitrean opposition to know. Meron hawey thanks amlak mesaka ykun ❤❤❤
Yes meron hawey always Our Country is historic because we got independence after 30 years with High price of our Heroes so no country lije Eritrea in this planet. ❤❤❤
Meron shut your mouth, sometimes you get off when your guests are pro BNH.Discuss with Dahlak London. She will guide you through your journey to be able to understand the challenges. That young lady has a lot to offer you and Eritreans in your age. Love you Dahlak
Ezi Meron zeblewoo sebas I'm not sure he's a man😊 Netom xelaetu tegriway kemzeykone, kemnom mekera belu.😊 He's not new in the media but unfortunately i haven't seen his progress i meant he still trying to convince his enemies that he's no tegriway. Close your door bra. Political is not going by that way. Sabeya ne Amhera ketfewoo enelwu first agenda Amharia human kemzeykone eyom aemnomo nehzebena😊 Neseka Kaa tegriway elomni elkaes tahreq 😊 funny Don't waste time braa.
ሜሮን እዚ ኹሉ ብልሒ አበይ ቀቢርካዮ ነርካ ዋእ.... ብጣዕሚ ኑፉዕ ኣድኒቐካ ናይ ባሓቒ ኣገናዕ 🇪🇷❤️🇪🇷👌
ማዕረ ክንድ'ዚ ንኤርትራውነት ዝጽየኖ እንተኾይኑ ንምንታይ ይቃለስን ይቃወምን ኣሎ።
Ata ezia abay heto eya nezi kufue heteto eba bejaka
Tgraway yu
እዝጊ ኣዛረበካ ሓወይ ናተይ ❤ኣነ ስ ሓፊረሉ ሚስኪና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ 100-100 ጽቡቕ ገሊጽካዮ ኣብ መትከልካ ምጽናዕ ኢዩ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ። ኩሩዕ ኢኻ ንስኻ ነዚ ዝጸልእ እንተሎ ይተሓጎም
እዚ እዩ እቲ ሓቂ ነዚ ኺሒዱ ስለ ዝኸደ እዚ ገለ መራሒ እየ በሃሊ ተቃውሞ ፍረ ኣልቦ ድኻም ገሮሞ መሮን ጽቡቅ ስራሕ
Yesssssssssss I am Proud of Dr Laynesh am proud of Eritreans all over the world. Happy independence day. Peaceful Eritrea forever lives and forever.
ሜሮን ጀግና ፈቲዮም ጸሊዖም አዝናኖም ደጊፍካባ አስመዓዮም ነዞም ብኸብዶም ዝተሸጡ ከዳዓት እርይራይ ናይ መንነት ቅልዉላዉ ዘለዎም መጻኢዖም ዝጸልመቶም ረሳሓት ጥማዓት ።ንኽና ኤርትራዊያን ብሐድነትናን ጽንዓትናን ኢና ሰብ ሐገር ዝኾና ።ነቶም ጀጋኑ ህዝብና ተጋደልትና ሕቡናት ኢና መዓልቲ ናጽነትና ድማ እቶም ጀጋኑ ሰማእታትና ከም ሽምዓ መኺኾምዮም ብርሐን ኮይኖሙና መዓልቲ ናጽነትና ካብተን ዝዓበያ ሐገራዊ በዓላትናያ ተወዲዓ ነዚ ዘይፈልጥ ኤርትራዊ የብልናን እቶም ናይመንነት ቅልዉላዉ ዘለዎም ላንጋ ላንጋ ንኤርትራዊ ከምዘይዉክሉ ባዕላቶምዉን አንዳዕዲዖም ዝፈልጥዎ ሐቂዩ ሜሮን ወዲቶም ጀጋኑ በሎም ነዞም መንነቶም ዘይፈልጡ መዳናገርቲ ለኻብጥ አስማዓዮም ።
ደቂ ኤረይ ደቂ ትሽዓተ ብሔር ሐደ ልብና❤ሐደ ባንዴራና 🇪🇷 ብሐበራ እንኳዕ ናብዛ ክብርቲ ባዓልና አብጻሐና ቀንዲ ሚስጢር ዓወትና ሐድነትናዩ ሐድነትና ነትርር 4። ኤርትራዉነት ክቡር መንነት ዓወት ንሓፋሽ ።♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏
የስ ሐቂ ንሕና ኤረትራዊያን ካብ አሜርካ ንበረካ ሳሕል ከድና ሀገር ሕዝና ንመጽ ህዝቢ እና 💯❤🇪🇷🌹🐯🐯🐯🐯🐯
ሜሮን መቅሰን ብጣዕሚ ጽቡቕ ውዱእ ሓሳብን ሓቅን ❤❤❤❤
መሮን ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💪👏👏👏👏👏
ብዓል ተመስገን ትግራዋይ ንኤርትራዉነት ነጥፍኡ እዮም ብጉልባብ ፍትሒ ሓሳድ
Much respect👍👏 Meron.. Here is what is so called "kbur meten nebsu......." I really dreamt many like of you, who really understand the sacrifices dat our respected freedom fighters pay to provide us a nation of ours, shall only lead de way to our full independence economically, socially, and politically.... just leave those like temesgen and kiros dat dey don deserve answer from someone like you..
❤yes Merry nsu u thaki
ሜሮን ጅግና፣ ተባዕ ኢካ👑❤✌️🙏
ናይ ተጋሩ አብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዎም ቅንኢ ነዊሕ እዩ።
ናይ ብሓቂ ዝዓርከይ እዚ ትብሎ ዘለኻ ህዝቢ ኤርትራ ክደፍኣሉ ዘለዎ ነገር ኢዩ ታሪኹ ክጽሕፍ ኣለዎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሜሪ ኣንበሳ ከምዚኣ ቀጽላ 100%ሓቂ ኢዩ እዚ ትሳረቦ ዘሎካ❤❤❤❤❤።
ነበልባል መልሲ ፡ ካብ ሕቡን ሃገራዊ ንሓደ መንነቱ ዘይፍለጥ ዕሱብን ከዳዕን !
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Meron btami eti tekekil ika tbel zeleka, gele sebat tekawemti ina bmebal si. Hagerom,hexbom,bandera, serawit Eritrea ,tarik eritrea kulu beka hatred alowom, btami xgerem, you are giving the right idea needed. Etitrean opposition to know. Meron hawey thanks amlak mesaka ykun ❤❤❤
ላቁዋ ምላቁ ጸጸራት ኢዩ ነጋ ጡዑይ ኣኮነን
💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷Meron jigna ab metkelka tiray tsinae komu ilka meharom
Yezyesyez❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ብዘይ ቀላዓለም ሓቀና ኤርትራዊ ማለት ከምዚ ኢዩ ከምዚ ዓይነት ስነሓሳብ ሒዝካ ክትቃወም ጻዕዳ ኢዩ።😊
Wow you are amazing 🇪🇷 👏 😍 ❤️ 💖 💕 🇪🇷 👏 you are 🇪🇷 💯 we love you 🇪🇷 i am happy to erterawe people 🇪🇷 🙏
ብኤርትራዊነትካ ኩራዕ አውኡ ርገጵ ተወዲኡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሜሮን ጀግና ፈቲዮም ጸሊዖም አዝናኖም ደጊፍካባ አስመዓዮም ነዞም ብኸብዶም ዝተሸጡ ከዳዓት እርይራይ ና
ሜሮን ❤ጅግና ኤርትራዊ
Eritrea ነጻ ሓግርን ማያትን ዘሎዋ ክብርትይ ሃገር እያ ትግራዋይ ናይትግራይካ ኣኽብር b2ኢድካ ክትበልዕ እይካልን እዩ.
Am proud to be eritrean
ሜሮን ኣንበሳ ፎርሳ ወዲ ኤረይ ቅጭን👏👏👏👏👏👏🇪🇷🥇🏆🥇🇪🇷
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷Meron jigna Ab metkelka Tsinae ezi eu eti haki 👍👍
Bravo
የመስገን si መን ኤርትራዊ አሉካ ዓድኻ ነግርካ ዘይትፈልጥ ውውይለከጉድ 😭😭😭😭
💯💯💯💯💯💯💯💯💯❤
አንበሳ እወ ብጣኣሚ ደስ ዝብል አጋላሊጻ እዩ
ጅገና ወድ ጀጋኑ ተዓወተ። ሜሪ አቦ ሓቂ😊
I AM PROUD TO BE ERITREA ❤❤❤❤❤
Neti neti Eritrawi mkaney yhzneni zbele Tgraway, nhna ember nbeal nskan kemakan meibayna nhazn beleley
ሜሮን ሽኮር ተዓወት ብኤርታዊነት ንኮርዕ እንኳ ሻዕቢያ ኤርታዊ ኮነ። አያታትና አኩሪዖምና እግዚአብሔር ይመስገን
ህጂ ጹቡቅ ኣለኻ ሜሮን ጀግና
btarik abotatun ayatatun zeyekbr tarik kserh wn aykeln eu meri hawey
ተዐወት በሎም ነዞም ሀደምቲ ፈሪሖም ዝሀደሙ ብጀጋኑ ክዋራዘዩ ብሉኡላዉነት ሀገር ዋጋ ዕዳጋ የለን
Amselu danbyake mendyom
😂😂😂Tfelt nerka tblos Eritreawi endyu 😂😂kemzi kemaka betki kemzweld eyu zeyfelt neru
ሜሮን ድማ ናይ ብሐቂ ጀግና በዚ ቀፅል ከይትዕፀፍ
ኣየ መሮን ድዮም ወላ ሓምየን ዝብሉካ ሰብ በትኪ ኛኝንንንን ክትብል መኪናይ ዓፋሪ
🤮👎🤑👎🤮👎🤑👎🤮👎🤑👎🤮👎🤑👎🤮👎🤑👎🤮👎🤑
ሚሪ ኣነ ከማን ከማካ ኢየ ቤተሰብ የብለይን ካብ ኤትራ ወጻኢ አንታይ ደኣ ንግበር😂😂😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪✅✅
ኩሉ መጎተ ሪምካ /ኤርትራ/ ሒዝካ❤
ሚሪ ኣድኒቐካ ጅግና ጽቡቕ መልሲ ሂብካዮ
ሜሮን በሊሕ መንእሰይ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ሰላም ን ህዝቢ ኤርትራ
ሜሮን ሓደ ሓደ ግዜ ትምጽዖ ሓሳብ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ❤
MERON❤ KULU GEZE YU BULUTS HASAB ZELEWO
Ane zgermeni ezi aray wdak adebeu eu keydu zeynatna sle zkone nresayo. Eritrea n Eritrawyan eya. Zelalemawi zikri nsemaetatna kbrn mogosn n hayltat mklkal Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
ሜሮን ድርባይ ስደተኛ ፡ ኤርትራውነትስ ዘኹርዕ ኣለዎ ናይ ብሓቂ ፡ ዘኹርዕ ኤርትራውነት ክንሰርሕ ኢና'ዶ ከይትብል ንዘየለ ኤርትራውነት ክትኮሓሕል ።
❤❤❤❤❤Eritrea malet
Yes
ናይ ተጋሩ አብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዎም ቅንኢ ነዊሕ እዩ። ሓደስ አብ ናይ ስፑኞ ፍርናሽ ምድቃስ ደም ብዝሒ ይትሕዝዩ ሓቂ ድዩ ምስበሎ ክላ ግደፎ ወረ ናቶም አብ ናይ ሓሰር ፍርናሽ ዝድቅሱ እዩ።ክተቶም ኢሉዎሞ
ተጋሩ አብ ክዕሊ ኤርትራውያን ዝዛረብዎ ናይ ቅንኢ ዘረባ ሓፂር መልሲ ሂብካ ክትት ምባል ጥራሕዩ።😂
ክላ ኤርጥራ እንታይ ኣለኩም ዘቅንእ😂 ሰደት ሓውካ ምቅታል ስርቂ ንስኹም ሸኽሚ ዓለም እዚድዩ ዘቅንእ ፍንፋናት 😤😤😤😤😤👎👎👎👎👎👎👎
Min yblki nski ke.Eritrea xbuq geyrki xhafya neritrea ktxerfi bshim eritreaው እቅባ ዝሓተትኪ።
@@ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ
ኪድ እንዶ ኩዕንትኻ እረ፡ ክልል
@@ብርሃንጋልትግራይፍቅሪንሕና ንጏሉ ዝገብር ኣቦ: ነዲኡ ዝወግር ወዲ: ካብ ቤተክርስትያን መስቀል ዝሰርቅ ወዲ ቀሺ የብልናን:: ዝተረገመት ክልል:: 🫣
Wowwww what a super response meron My fellow citizen,Keep stunning
Yes Adey Dr Lynesh Jigna iya
ሜሮን ሓወና ከም ሎሚ ተሓጒሰ ኣይፈልጥን፥ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ ቀጽሎ ፥ሰብ ብቶኽሲ ጥራይ ኣይኮነን ጅግንነቱ ዝግለጽ ካብዚ ትገብሮ ዘለኻ ዝዓቢ ኣበርክቶ የለን፥፥
Eritreawint kubur maninet jegena ajoka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🥰🥰🥰❤️❤️❤️
btami nufu ab haqi rgex bravo ane hugus eye beaka
Meron xruy Eritrean hrkrak zeyblu Well done wedi Eri ❤🇪🇷
Bravo Meron ,, and let encourage our heroes,the book for Weini is really interesting
ሜሮን ቀይሕ ብቀይሕ ኮንካ፡ ነጥቢ ኣሎካ፡ ነቲ መረረ ንምግናን ኢሎም ዝብልዎ ኪትሃርም ሁሩግ ኢልካ ባህርያት ህግድፍ ሻዕብያ ለቢስካያ።
ትግራዎት ኢኩም ኪትብሎም ፡ትምህርቲ ህግድፍ እዮም።
ነቶም ስዉኣት ዝወቕሱ ግን ጽቡቕ ኣሎካ።
ሜሮን ፍትሓዊ ኪትከውን ትደሊ ነቶም። ብዘይ ፍትሒ ሃገርን ህዝብን ዘሳቒዩ ዘለዎ ኪትኮርዓሎም ግን ዓገብ።
ቃልስና ብዛዕባ ባዕዲ ምስጋግ ኣይኮነን ሳሕል ከይድኩም እንታይ ኣምጻኩም ብዛዕባ ንደርጊ ንጅብሃ ሃገራዊ ሓይሊ ካልኦት ክም ጂ 15 ምስጋግ በጀካ ኩናት እንታይ ስምጺኩምልና ንዝበሉ ክሳብ ክንድዚ ኪትውጭጭ ኣብ ሞንጎ ክልተ ሓዊ መጋርያ ትጥበስ ኣሎካ።
ክንደይ ተስፋ ትህበና' ሞ ንድቕ ዝቐነካዮ ተመሊስካ ተፍርሶ።
ቃልስና ኣብ ሞንጎ ፍትሕን ዘይፍትሕን እዩ።
መርገጽካ ምንጻር ክብረት'ዩ።ስብኣይ ክልተ ኔው ነጀው ክብል ሞተ።
ወይ ፍትሒ ተንጸፍ፡ ወይ ምልኪ ተወንዘፍ።
ዎ ድሓንካ ናይ ንግሆ ተቓዋሚ ደላይ ፍትሒ፡
ናይ ምሸት ድማ ኣብ ናይ ምልኪ ነግሒ ኣይፋልካን
እቲ ጊዜ እዋን ድምቢኻ ፍልር እዩ።
ብለባምካ ክንድዚ ሸለውለው፡ ንዓመታ ኣማሓትሽካ ኪትምጽእ ግን ተስፋ ኣሎካ፡! ኢፋል ህበካ ኣሎኩ ምስ ኣክብሪምሮይት።
really inteligent yang boy❤
Kkk he is not even close to intelligence he is sayco barya higdef
Yes meron hawey always Our Country is historic because we got independence after 30 years with High price of our Heroes so no country lije Eritrea in this planet. ❤❤❤
Eziyu tahqi komu gerka ardayom Meri jigna ❤❤❤❤❤❤nzom bikebdom ziteshetu
ከምዚ ቖልዓ እዚ ሓሳዊ ሎቅማጽ ሰብ ጎኒፍኒ ኣይፈልጥን እዩ ረሳሕ ዝኾነ ሰብ ብኤርትራዉነቱ ዘይሕጎስ ሰብ
TEGEDISKALU MOTKA?
RESAYO::
ሜሮን እታ ሓደ ሓደ ግዜ ሸተት ትብለካ ገዱፍካ ካብ ቀደም ጀሚርካ ኣብ ኤርትራን ታሪኻን ክብርታታን ተመርኩስካ ስለ እትኸይድን ስለ ዜይ ተድፍራን እዩ ብልጫታትካ.ሜሮን ናይ ብሓቂ እንተ ትጥቀመሉ መጻኢ ራኢ ኣለካ ስለዚ ኣነ ዝመክረኻ ነዚ ኩሉ ሓጎጽጎጽን ወርደትን ትረኽበሉ ብስም ጥራይ ፍትሒ ኢሎም ዝጽውዕዎ ደምበ ጉሓላሉን እንክልልን ሸየጥቲ ሃገርን ወጽኻ ቁብነገር ግበርን ከውጥን ግበር ምኻን በይንኻ ምኻንካ እውን ትዛረብ ኢኻ ግን አስከ ኤርትራ በጺሒካ ምጻእ ንእሽተይ ኢኻ ብስድራኻ ተመረቅ ተመርዖን ሂወትካ ምራሕን ከም ናይ ብዓል ጀድዳ ኤርትራ ሃገርካ ኣቲኻ ኣስታማቅሮ ሂወትካ
Waww Meron lomalti Ahgiskani Anbesa!!👍👏👏👏💯🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷🦁🇪🇷
እንድሕር ኤርትራዊ ምካን ዝሕፍር ኮይኑ ንምንታይ ይቃውውም ኣሎ ትግረዋይ እየ ኢሉ ጽግዑ ዘይሕዝ።
ናይ በሐቂ ሜሪ ግን ሐቂ ክጸልእዋ መዓት እዩም፡ሞ ክጽልኡካ እዮም።
ሰዋራ ኤርትራ ዘባጩን ንሰማእይታት ዘቃልልን ጃብ ዕሱብን ንኸብዱ ኢሉ ዝነብርብ ን እዩ።
U r ze real men . Meron
ትግራዋይ ክከውን ኢየ ዝደሊ ኣይብርለን ኣይተዳናግር። ኣነ በልቂ ኤርትራዊ ብርጫ እተዝከውን ኣን ውን ኣይምተመነኩን። ከይትግረም ሂወት ኤርትራ ምስ ራኩ ኤርትራዊ ሙኳነይ ትሓጊሰ ኣይፈልጥን።ብተወሳኪ እቲ ንስካ ትብሎ ብታሪክ ሻዕብያ ሑቡን ኢየ ትብል። ናዓባ በጃካ ሓቲ ካብቲ ትፈትዎ ናይ ሳሕል ግበር። ዘይቲ ገድፈና መጺጽ።
❤❤❤ Eritrea forever
እዚ ሜሮን ዝብሃል ዓቢ ሽግር ነብሰ ምትሓት ኣለዎ ምስኪናይ ፡ ንህግደፍ ክቃለስ ይኩን ክሙጉት ሰሚዐዮ ኣይፈልጥን ኢየ ፡ ምስ ፍትሒ ዝደልዩ ኢዩ ቃልሱ ።
Tekamerte mekuankum feletekume eyu hasadat 😅 Elfe Tewelje & Agame
ኤርትራዊ ሙካኑ ዝጸልእ ኣብ ኤርትራ ምፍጣሩ ደስ ተዘይኢልዎ ወጽዩ ኣሎ ሱቅ ክብል ጥራይ ዩ ዝግብኦ ብጣዕሚ ዩ ስዲ ግን
አንታ መሮን ብሀቂ አኩሪካና አብ ህቁፈና ተወሊዶም አብዮም በሊኦም ተማሂሮም ህጂ አርትራዊ ምካነይ የጽልአኒ ክብሉና ከለዉ ዘህዝን ኢዩ ብቀደሙ ውን አካይዶኦም ሰነ ስርአቶም ናይ አርትራዊ ተባይ አይነበረሙን አርትራዊ አብ ትምህርቲ ፍቅሪ አብ ኩኡሶ ፍቅሪ አብ ሲነማ ትያትር ምምልላአ አብ ኢንዳ ሳሂ በራዳት ይኢዘዝ መን ከፋሊኡ አትፈልትን አብ ባራት ታውላ ምሉኡ ቢራታት መን ከፊልዎ ተከፊሉ ይብሉካ አብ ቃልሲ ንናጽነት ድማ ኢስካ ጽናህ አነ ክስዋአ ኢዩ ታሪክ ዝሀለፍናዮ ኢዚ ኢዩ ዘክርአና አብ ሀገረስብ ድማ ጻህያይ ብወፈራ አጺድ ብወፈራ መርአ ዳስ ክትሰርህ ካብ በረካ ንዳስ ዝከውን አግራብ ቆሪጽካ ንኢንዳ ዋና ዳስ ትህቦም ከብቲ አዲ ድማ ገለ ኩንታል ታፍ ዳጉሳ ንስዋ ዝስንክታ መተቃን ኢንጀራን ኢዚ ኩሉ ብምትህግጋዝ ኢዩ ዝካየድ ነይሪ ምልክቱ ድማ አዲ ፍቅርን ሰላምን ምካኑ ኢየ ህጂ ኢነሀለ አግሂዶም ንህና ተጋሩ ኢና ይብሉና አለዉ ስለዚ አርትራዊ አይትታሀመል ትግራዋይ ናብ ትግራዩ አርትራዊ ድማ ናብ ደንቢኡ ንብለኩ ዝኮነ ብኢራይ ወይ አድጊ ደንቢኡ ዝጋገ የሎን ህጂ ድማ አርትራውያን ደንበኩም ፍለቱ ኢቲ አነ አርትራዊ አይኮንኩን ዝብል ይኪድ ንአሰላማ ትራህ ኢና ንብሎ
100/100 True ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!
Meri ja ho.anbesa Eritreawi keyne kkawem ember ,nab kalie ksegr aydeln❤🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተመስገን ዘይብሱል ን ዘረብ ኡ ውን ሃተውተው አዩ ከምዚ ን ወዲ ከምዝን ስለ ዝኮነ አዩ ከኣ አቲ ቃልሲ ዘይዕውት አምበር ከንደይ ኮ ኣለው ምሁራት ግን ኣፎም ሒዞም
ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ እንተድኣ ኮይንካ
መለስ ኩናት ኣንጻር ኤርትራ ኣዊጁ
ልዕሊ 100ሽሕ ኤርትራውያን ንብረቶም
ራሲዩ ወሪሹ ጥርሖም ተሰጊጎም
ንመለስ ይፈትዎ'የ ኢልካ
ስለዚ ወዲ ማልሻ ስርናይ
ከይትኸውን ነዴኻ ኣቦይ
መን'ዩ በላ ኢኻ።
ያ ንስኻ መድፋዕጂ ወያላት ኢኻ ፡፡ከምኡ ጌርካ ፊዩዝ ናይ ርእሶም ኣቃጽሎ።
you talk really thank u for good information
ሜሮን ገይ ኣብ ናይ ኤርትራዊያን ጉዳይ ደኣ እንታይ ይምልከተካ😂
Teme Should have been proud of his Country. I feel sorty for him acting this way.
👍❤ Eritrea ni Eritrawyan 🤝🙏
😂😂😂ተመስገን አሻ
Eritrea ❤
ክልቴኹም ሓሳብኩም ሓደ እዩ ሺግር ሓርነትን ሕግን ዲሞክራስን ቑዋምን እዩ ድልየትኩም ግን ካብ ጋል መንገዲ ውጹ ተራዳድኡ ደለይቲ ፍትሒ ክበኣሱስ ኣምሓሩን ዘይ ኤርትራዊ ይጥጥዑ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ዶ ካብ ደቁ ካብ ኣቦታቱ ልቢ ኣይተረኽበን ዓቕሚ ስለዘየብልኩም ኢኽሚ ስለዘየብልኩም ኢኽም ትብልዎ ዘይትፈልጡ ዘለኹም።
ኣየ ሜሮን ሕጅስ እቲ ቅኑዕ ትዛረብ ኣለካ ግን መትከል ደይብልካ ኮይኑ ግልብጥብጥ እንዳበልካ
ተሙ ኣቦ ትብዓት❤ ኣእዛኖም ጭልምልም
Meron shut your mouth, sometimes you get off when your guests are pro BNH.Discuss with Dahlak London. She will guide you through your journey to be able to understand the challenges. That young lady has a lot to offer you and Eritreans in your age.
Love you Dahlak
ብሓቂ።❤❤❤
Meriyey jigna wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ወዲ መን ብሐይሊ ኤርትራ ዊ ኩን ኢልዎ ,,በተሐሳስቡ ብስነልብኡ ትግራዋይ እዮ...
💯💯💯
እዋይ ዓለም ጸዋር 😅😅😅
Ezi Meron zeblewoo sebas I'm not sure he's a man😊
Netom xelaetu tegriway kemzeykone, kemnom mekera belu.😊
He's not new in the media but unfortunately i haven't seen his progress i meant he still trying to convince his enemies that he's no tegriway.
Close your door bra.
Political is not going by that way.
Sabeya ne Amhera ketfewoo enelwu first agenda Amharia human kemzeykone eyom aemnomo nehzebena😊
Neseka Kaa tegriway elomni elkaes tahreq 😊 funny
Don't waste time braa.
ሜሮን ጅግና 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Moriiii shkorrrr edman tena yhabk fetariii ❤❤❤
You are wright ❤❤❤❤
ጀግና ትኽክል።