ዳኒን ሰምሃልን እንዳ ገሬ እሙን ሓዱሽ ነገር

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 29 янв 2025

Комментарии • 237

  • @Azebchanal
    @Azebchanal 11 месяцев назад +14

    ኣደርብሽኩምና ቀኒኹም😂😂😂ብዝኾነ ይመችኹም ልለምለም ዓይነይ ባ ኣምፅአልና ዳኒየ ጠቅላላ ዳገሬ እሙን ዘለው ኣባላት ብብሓደ ኣምፀአልና❤ተጋሩዋይ ልዳኒ 50k,ነብፅሓዮ ንሕናውን ምድያና ነዓቢ❤❤

    • @FanaYBRah-hq8cw
      @FanaYBRah-hq8cw 11 месяцев назад +1

      ኡሺ ብእነት ነተባበዐዮም ብቃዕምና ዘን ሓተይ❤

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 11 месяцев назад +5

    ግን ፍቁራት እዮም ክሽውዱና ደልዮም እዮም እምበይ ካብ አጣማምታኹም ትመስሉ🥰ብሓደ ይግበርኹም ደስ ኢኹም ትብሉ❤ዳኒየ ሕቶ የብለይ ግን ይፈትወኻ የድንቀካ እየ ሓየት ሓወይ🙏❤

  • @Zeni-q2v
    @Zeni-q2v 11 месяцев назад +6

    ሰምሃለይ ዳነየይ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀኩም❤
    ዳነይ ሕቶይ ኣፍቃሪት ኣላትኻ ዶ ወላስ ባዓል ሓዳር ኢኻ❤

  • @ksanetlemlem5937
    @ksanetlemlem5937 11 месяцев назад +1

    ኣነስ ማራ እየ ተናዲደ ዋይ ልምንታይ ላካሊእ ሂብካያ ናትካ ክትኮን ነይሩዋ ❤

  • @selamburuk
    @selamburuk 11 месяцев назад +7

    ጎቦዛት ቀጽልሉ ዳኒ ሓወይ@ሰምሃል ሓፍተይ🎉 ግን እዛ ፍቅርየ ትብል ቃል ኣይተወሓጠትለይን ዘላ😂
    ኣነ ክሳብ ሐዚ ነብስይ ዝነግረኒ ዘሎ ሽምግልና ዳኒ ከም ዝሰደደ እዩ መን አሎ ከምዚ ከማይ ዘይተወሓጠሉ😂

    • @MuiseTube
      @MuiseTube 11 месяцев назад +1

      ኣነ ኒአኩ

    • @Ngsti518
      @Ngsti518 11 месяцев назад +1

      ኣነ ኣለኩ

    • @ሰሉዩቱብ
      @ሰሉዩቱብ 11 месяцев назад

      😂ኣነለ ኣለኩ

  • @GumaEntertainment
    @GumaEntertainment 11 месяцев назад

    ይመችኹም ዳኒ ና ማኩ ❤❤❤

  • @HabtomGebretsadk
    @HabtomGebretsadk 11 месяцев назад +3

    ዳኒ ሓውና ማኩ ሓፍትና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ንማኩ ካብ ልቢ ሰናይ ትምኒተይ ይገልፀላ ቤቲ ፕሮግራም ሕጉስ ካብ ዘይኮኑ ሰባት ሓደ ኣነ እየ ምክንያቱ እቲ ምክንያት ብዙሕ ወፃእታት ኣውፅእኺ ንምባል ኣይኮነን ብርግፅ በዚ ሕዚ ሰዓት ህዝብና ብጥሜት እናረገፈ ንኸምዝታት ብዙሕ ወፃኢ ክወፅእ ኣይግበኦን እቲ ቀንዲ ንብዙሓትና ዘኮረየ ሓደ ግን ንስኻትኩም ናይ ጥበብ ሰባት ባህልታትን ክብርታታትን ሓደ ህዝቢ ክትዕቅቡ ዝግበኣኩም ንስኹም ስለዝኾንኩም ባህልና ዘይውክል ጓልኩም ሃቡና ማለት እንታይ ማለት እዩ ንቀፃሊ እኮ ከም ሓደ መደበኛ ፕሮግራም እናኾነ ኣይኸይድን ዶ እንተኸይዱ ኸ ኢኮኖሚካሊ ንሕብረተሰብና ሃሳያይ ኣይከዉንን ዶ

  • @swswots6782
    @swswots6782 11 месяцев назад +5

    ዋይ ኣታ ዋ ኣታ ዋ.ዋ ኣሕዋት ኢና ኣታ ዳኒ ክንደይ ትሸንፍ ዙኹላይ ደስ ኢሉኒ ስምዕ ዊዒለስ ሓፍተይ ከማየይ ልተናደደ እኝአዶ የሕዋት😂😂❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 месяцев назад

      😂😂እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

    • @swswots6782
      @swswots6782 11 месяцев назад

      @@mariyamey555 እሺ መዓረይፀገም የብሉን♥️

    • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
      @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 11 месяцев назад +1

      ዋላ ኣነ ሓሪቀ 😢

    • @seluzeneb
      @seluzeneb 11 месяцев назад

      ኣኞኺ ሰበይቱ እያ።ኣጻርየዯ እየ።

    • @swswots6782
      @swswots6782 11 месяцев назад

      @@seluzeneb ተስፍ ይገብር 🤣

  • @wrshkdyekj3456
    @wrshkdyekj3456 11 месяцев назад +4

    አይትክለፋ ዳኒየ

  • @Betsi2222
    @Betsi2222 11 месяцев назад +1

    ዋይ ዝኩሉ ሰሚዐስ አሕዋት ኢናያ የዓውይ😭🙆🙆

  • @mryammmoohh8354
    @mryammmoohh8354 11 месяцев назад

    ደስስ ክብሉኻ ደቂ ሪመይ ዳኒዬ&ማኪዬ ፅሩያተይ ፍቕርኹም ይብዛሕ በርትዑ ኣናብስ🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @seli1719
    @seli1719 10 месяцев назад

    Love her voice ❤

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 11 месяцев назад +2

    ዋይ መጨረሹኡሰ አሕዋት እናያ ፅሩያተይ ተጋሩዋይ😘🙏❤

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 11 месяцев назад +2

    ዋው ድምፅኪ ማኩየይ ተጠቀምሉ ንፍዕቲ ኢኪ ❤❤

  • @tsegaygeb
    @tsegaygeb 11 месяцев назад

    ኣጆኹም ጎቦዛት ኢኹም ዘረባ ሓሳድ ኣይትስምዑ

  • @Ktekle
    @Ktekle 11 месяцев назад

    Perfect match.A beautiful and smart couples. I wish you a happy life. Everybody has to learn from you. God bless your life.

  • @tigray2016
    @tigray2016 11 месяцев назад

    zeywdae fkri yhabkum

  • @SamraGebru
    @SamraGebru 11 месяцев назад

    Beautiful voice maku 🥰 sing sing

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 11 месяцев назад +2

    ሰሙየ ምስቲ ኣርቲስ ምካንኪ አዩ ወለላይ ከይትደሃሊ

  • @MeronMohammed-w5h
    @MeronMohammed-w5h 11 месяцев назад

    Dani Hayey Kemey Dehando Bertiu Kulukum Geganuikum Ane Buhuaykilin Oroiye 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @RahwaGaldegat-vo8yh
    @RahwaGaldegat-vo8yh 11 месяцев назад

    ይመችኩም እስከ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ቲቲነኝጋልዓጋመ
    @ቲቲነኝጋልዓጋመ 11 месяцев назад

    ዝፈትየኩም ዳኒየ ስምሃለይ❤❤

  • @edenaraya9795
    @edenaraya9795 11 месяцев назад +1

    እንኳዕ ሓጎሰና ሓጎሰኩም❤❤

  • @MeriMeri-wy3jv
    @MeriMeri-wy3jv 11 месяцев назад

    ድረፊ ማኪ ሽኮር ዳኒ ሽኮር

  • @7yyg-o5n
    @7yyg-o5n 11 месяцев назад

    Daniye &makuye zfetwekum❤

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 11 месяцев назад +4

    ❤❤ዳኒ ስምሃል ዝፈትወኩም ዘድንቀኹም ኣሕዋተይ ኢኹም ግንሰ ፍቁራት ክትኮኑ ተመኒየ ነይረ

  • @abrhaamaha9094
    @abrhaamaha9094 11 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤dani halall❤❤❤

  • @MunaMuna-kq2fj
    @MunaMuna-kq2fj 11 месяцев назад +1

    Bahlna ytakeb ena nblena embey kndey wexaei gerka aykonen hto

  • @ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ
    @ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ 11 месяцев назад +2

    _ዋው ጽሩያት❤ግን ኸዚ'ውን ሕቶና ግልጺ ኾይኑ የተመለሰይ ይደገም🤣🤣_

  • @MeriyGeriye
    @MeriyGeriye 11 месяцев назад +8

    ቃደመይቲ እየ 👍ሃቡኒ😂

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 месяцев назад +1

      እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa 11 месяцев назад

    ተትፋቐሩ ኔርኩም ፍቅሪ ምልምማድ ዩ ኢለ ኣሚነ ነዛ ወንጫር ጎሮቤተይ ከፍቅራ ኔረ የ 😂 ብዝኾነ ይሞችኹም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ሰምሃል ለ እንቋዕ ደስ በለኪ❤ ድምፅኺ ከዓ ደስ ብሃሊ'ዩ። ዳኒ ተኽኢልካ ንኣባላት ገሬ እሙን በብሓደ ኣቅርበልና፡፡

  • @Asqualgebrehiwot
    @Asqualgebrehiwot 11 месяцев назад

    Asyyyyyyy betami des teblu ❤❤❤❤❤ edmen tenan yhbkium / eweee / fuqrat meslni

  • @Hufthb
    @Hufthb 11 месяцев назад

    ሊንክ ናይማኩ ኣቅምጠልና ዳኒየይ ሳብስክራይብ ክንገብረላ

  • @yutb5210
    @yutb5210 11 месяцев назад +5

    ዳኒ ሓወይ ፅቡቅ እንዲኩም እትብሉ መርዓ ናይ ሰምሃልን ናትካን ትክከል ተክይኑ ብጣዕሚ እዩ ደስ ክብለና ግን ንስካ ጋሻካ ተዐንቅፋ ኣለኻ ግደፋ ባዕላ ትዛረብ ኢዶ ዋይ ነአካ ቆልዓ ኣነስ ብጣዕሚ ድየ ልፈትዮኩም ግን ዋላ ን እትፎትዮ ሰብ ምንቃፍለ የድልይ እዩሞ ሓየተይ ታድየ ክብለካ ደልየ ኣነ ስደተይ ወዲአ ክሳብ ዝመፅእ ይረአየንሎ ዩትበር ኮይንካ ክረክበካ ካቡኡ ካኣ ልኮነ ድርሰት ድረስሞ ኣነ ባዕለይ ኣፍቃሪት ኮይነ ክዋሰአልካ እየ ሃየማ 🤣😁❤️

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 месяцев назад +1

      እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 11 месяцев назад

    ብሉፃት ኣሕዋት ፍቅርኩም ይብዛሕ ካብ ሕውነት ዝዓቢ እንታይ ኣሎ ኮይኑ ዥመቸኩም ጥራሕ
    ማኪየይ እውን እንኳዕ ደስ በለኪ መርዓኪ የብለዐና ዝሓፍተይ
    ከምኡ እኽን መብዛሕቲኡ ሰብ እታ ጓልኩም ሃቡና ትብል ፅሕፍቲ እያ ኣገሪማቶ እምበር ብዙሕ ቅርሺ ስለዘውፃእኪ ኣይኮነን እና ኣጆኩም ብጣዕሚ እየ ልፎትወኩም እውን😘😍

  • @Mesi1219
    @Mesi1219 11 месяцев назад +5

    ፍቅረይ ናበልካ ሓፍተይ ደስ ኽትብሉ 💜❤️💜❤️💜❤️💜❤️

  • @NigstyGebreyohannes
    @NigstyGebreyohannes 11 месяцев назад

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም የብዛሓዮ

  • @ZaydGalTigray
    @ZaydGalTigray 11 месяцев назад

    Waw derafit fotyeya❤

  • @Aronlid-h3v
    @Aronlid-h3v 11 месяцев назад

    ልኻልእ በልዎ ኣሕዋት ኢናያ...🤔🤨

  • @berry-lc8lt
    @berry-lc8lt 11 месяцев назад +1

    ድረፊ ሰምሃለይ❤❤❤❤

  • @azebworkumewuesh6097
    @azebworkumewuesh6097 11 месяцев назад

    wedi adey mary adina naxa keywxet keytmro hadra 😢❤❤❤❤

  • @ፋኑስጓልተዋህዶ
    @ፋኑስጓልተዋህዶ 11 месяцев назад +1

    ናይ ወጺኢ ኣከነይ ጓልክም ሃብና ኣይ ባህልናይ እዩ ዘበሎ ሰብ ሰማሃለይ ዲኒየይ

  • @ሂውትጓልትግራይ
    @ሂውትጓልትግራይ 11 месяцев назад +1

    ደሰ ክተበሉ❤❤❤❤❤

  • @ፋኑስጓልተዋህዶ
    @ፋኑስጓልተዋህዶ 11 месяцев назад

    ትደረፍ❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 11 месяцев назад +1

    ልፈትወኩም ዳነተይ ሰምሃለይ ብልፃት ኢኩም ❤እዉይ ጥዑም ስምዕ ዊዒልካስ ኣሕዋት ብዝከነ ዝበለፀውን ሓዉካ እዩሞ ፍቅርኩም ንዘላኣለም ይባረከልኩም ፅሩያተይ❤💜

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 11 месяцев назад +1

    ዋይ ዝኩላይ ሰሚዐስ ኣሕዋት 😮

  • @ቲጂዕባይጎላጉልሽረ
    @ቲጂዕባይጎላጉልሽረ 11 месяцев назад +1

    እንኳዕ ተጣመርኩም ደስ ኢሉኒ ክልተ ብሉፃት❤️🥰

  • @senaytgaltgray9316
    @senaytgaltgray9316 11 месяцев назад

    እንኳዕ ዳሕና መፃኩም❤❤❤

  • @mmkafl6326
    @mmkafl6326 11 месяцев назад

    2te xbuqat Thanks ❤❤❤❤ nfieti derafit kiaa maku ❤❤

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 11 месяцев назад +2

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ❤ ፅብቅተይ❤

  • @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ
    @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ 11 месяцев назад +2

    ኣነስኳ ኹሉ ኣይበልኩን ነይረ ግን ሕፅር ብዝበለ ባህልና ንዓቕብ ብዝበል እዩ ኣጀንዳ ኮይኑ ዝቀነየ
    ናብ መርዓን ሓዳርን ቆልዓን የብቅዕኺ

  • @temesgenamlakey7610
    @temesgenamlakey7610 11 месяцев назад

    Ane anes fukurat ktkonu ymne bejakum ❤❤❤❤ ጠልጠል ኣቢልኩምና ከይድኩም

  • @ሰሉዩቱብ
    @ሰሉዩቱብ 11 месяцев назад

    😅😂የተዋሓጠትለይ መጨረሻ.ኣሕዋትስ የትሞሱሉይዋ በሉንዶ መራዓኹም ንፅበይ እና😅ደቅ ዘቡራኣቡሩክ ስብራይት ክትገቡሩና ደልኩም እዩ

  • @adhanomgoitom4818
    @adhanomgoitom4818 11 месяцев назад

    ere ktshwduna dikum delikum kab atemamtakum des aybelenn dani hatati dika weys melasi hto ygbay nbl alena 😂😂😂 bzkone ymechkum btaemi ekum des tblu dani and semhal

  • @MeriyGeriye
    @MeriyGeriye 11 месяцев назад +2

    ሕተታሞ ባዕላ ትመልስ ኣይተሐንክላ ዳኒየይ😊

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 месяцев назад

      እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @تيتايايابا
    @تيتايايابا 11 месяцев назад

    Des bhalti ahwat edmen tenan yhabkum ❤❤❤❤

  • @hfgj6538
    @hfgj6538 11 месяцев назад +1

    ሕጂስ ካብ መወዳእታ video ምርኣይ ጀሚረ እየ😹😹 የሕዋትያ ሶ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎክም ጸቡቃተይ♥️♥️

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 11 месяцев назад +2

    አንካዕ ደሓን መፃኩም ❤

  • @selamSelu-im4je6jh1s
    @selamSelu-im4je6jh1s 11 месяцев назад

    ለምለም ዓይነይ ኣቅርበልና ፃሓይ ገፃ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፋኑስጓልተዋህዶ
    @ፋኑስጓልተዋህዶ 11 месяцев назад

    ዳኑ ሰማሃል ኣዳናግርክምናኮ ፈቅራት ድክም ❤❤😘

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ 11 месяцев назад +1

    ዝፈትወኩም D,S እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም❤

  • @maki-f6l
    @maki-f6l 11 месяцев назад +1

    ዋው ዝገርም ድምፂ ማኩ ሽኮር❤🎉🎉

  • @ስለሁሉምነገርእግዚአ-ረ7ቈ
    @ስለሁሉምነገርእግዚአ-ረ7ቈ 11 месяцев назад +1

    ፍቅርኩም ይብዝሕዮ ❤️❤️

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 11 месяцев назад

    ዝፍትወኩም ፍቅራት ክትከኒ እየ ዝምነ ነይረ ግን ከም ኣሕዋት ከይንካ ፍቅርለ ፍልይ እዩ ፍቅርኩም ይብዛሕ♥️
    ሰምሃለይ ብልፅቲ
    ዳንየይ ብልፅ

  • @tsehayeabay2982
    @tsehayeabay2982 11 месяцев назад +1

    እንትን ትበሃል ቃል ግደፍዋ።እንትን ኣምሓረኛ ኢዩ።ክስታይ እንተትብሉ ፅቡቕ ኢዩ።

  • @YrgTryg
    @YrgTryg 11 месяцев назад +2

    ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ፅሩያት ❤

  • @Mahlit-i6
    @Mahlit-i6 11 месяцев назад

    Swedachu ❤️

  • @ፊፊትግራወይቲ
    @ፊፊትግራወይቲ 11 месяцев назад

    ዳንየይ and ሰምሃለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኩም ግን ጋልኩም ሃቡና ትብል ተትቀሪ ፅቡቅ ሰምሃለይ ♥️🥰

  • @Kndihafti027
    @Kndihafti027 11 месяцев назад +2

    ጓል አጉላዕ ዲኪለ ❤💗

  • @frehiwotgebrmical763
    @frehiwotgebrmical763 11 месяцев назад

    ብስሩ ባ ካበይ ኣግኒኽዮ ትባህሊ ጓለይ

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 11 месяцев назад +4

    አሞ ሐዝስ ፍቁራት ዲኩም ❤

    • @seluzeneb
      @seluzeneb 11 месяцев назад

      እወ።

  • @ኣውላዕሎሚድያ
    @ኣውላዕሎሚድያ 11 месяцев назад

    ትድረፍ ❤❤❤

  • @fderfeet7866
    @fderfeet7866 11 месяцев назад +3

    ወየ ሓፍተእያ እዶ ዳኒ ኣዋረድኻና ባ😮😅🤣

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 месяцев назад

      😂😂😂

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 месяцев назад

      እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @AbuAser-m5u
    @AbuAser-m5u 11 месяцев назад

    tsbuqat❤❤❤❤

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 8 месяцев назад

    ምቁራት❤❤❤

  • @AbdoSeraj-b3m
    @AbdoSeraj-b3m 11 месяцев назад

    Tsuruyat❤

  • @سلامسلام-د1س
    @سلامسلام-د1س 11 месяцев назад

    አሰይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LemlemGeriye
    @LemlemGeriye 11 месяцев назад

    እውይ ማኩዬ ብምቅርቲ ንርዳእ ኢና ብዝኮነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሺ

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 11 месяцев назад

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እሞስ ፍቁራት ዲኩም ያ❤

  • @sarongaltigaray7336
    @sarongaltigaray7336 11 месяцев назад +1

    ንሸተይ ሓፍተይ ማለት ብሰሩ ጓልነካ😊

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame 11 месяцев назад

    😂😂ደስ ይብል ታማ ንእሽተየ ሓፍተያ ዝበልካ😂

  • @SamriSamri-wk7eu
    @SamriSamri-wk7eu 11 месяцев назад

    ሰማሃለይ❤

  • @Hufthb
    @Hufthb 11 месяцев назад

    ኣሰይ ፁሩያተይ❤❤❤🎉🎉

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 11 месяцев назад

    ዋይ አሕዋትና አነስ ፍቁራት ክትኮኑ ትሃጥየ ነይረ 😥 ብዝኾነ ሽኮራት ኢኹም 🌺🌺🌺🌺

  • @fre21YouTube
    @fre21YouTube 11 месяцев назад

    ድረፊ 😅maku ሽኮር ♥️🌹🌿🌿💋❤

  • @ጋልትግራይ-ሐ8በ
    @ጋልትግራይ-ሐ8በ 11 месяцев назад

    ስምዕ ምስ ዋዓልኩስ የሐዋት😅❤ ባይዘወይ ንፈትወኩም እና😘😘😘

  • @Fhhshgx
    @Fhhshgx 11 месяцев назад

    እሞ ንምንታይ ኣሕዋት ትኾኑ
    ቧእ ፉቁራት ትኾኑ ነይርኩም

  • @wrfddcghgghh8924
    @wrfddcghgghh8924 11 месяцев назад +1

    ❤❤

  • @salamahksaloomm3984
    @salamahksaloomm3984 11 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsehayeabay2982
    @tsehayeabay2982 11 месяцев назад +1

    ኣምሓረኛ ኣይተሓዋውሱ።ፍቅር፣እንትን፣ናይ ግለይ ዝብላ ቃላት ኣጥፍእወን።ፍቕረይ፣ክስታይ፣ናይ ውልቀይ

  • @TitiNegesu
    @TitiNegesu 11 месяцев назад

    ብዝኾነ ከማኻቱም ኣብምሕዝነቶም ፅኑዓት ኣይረእኩን ኣይፈላሊኹም ድሙቃተይ❤❤❤ እና ዳንሲ ስማሃል ምስተመርዐየት ከይትቃንእ😂

  • @NatnaelAbraham-ok7sq
    @NatnaelAbraham-ok7sq 11 месяцев назад

    Wawwww xbuk ember hwnetkum ykexlelkum amlak

  • @HelenKefyalew-o5x
    @HelenKefyalew-o5x 11 месяцев назад

    Wwww tdref❤❤❤

  • @ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም
    @ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም 11 месяцев назад

    ይፈትወኩም እየ ❤

  • @ZaydGalTigray
    @ZaydGalTigray 11 месяцев назад

    ብሱሩ ኩሉ ግዜ ኣምጸአያ

  • @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
    @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ 11 месяцев назад

    ደሰ ባሃልቲ ግንሲ እዝነይ ፀልየ ክሰምዕ ውዕለስ ኣሓትያ ግደፉ😊

  • @allbaad7966
    @allbaad7966 11 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @maabelataklti2366
    @maabelataklti2366 11 месяцев назад

    ፍቁራት ክትኮነ ትምኒተይ እዩ❤❤❤❤

  • @temesgenhdray2610
    @temesgenhdray2610 11 месяцев назад

    ድስ ዝብል ድምጽ ኣልክ ድርፍ❤❤❤❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 11 месяцев назад

    ዳንየይ ሰምሃለይ ሙቁራት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉