EMNA1 ኮማንዶ ወያነን ማላዊን ተሓባቢሮም ንሓደ ኤርትራዊ ቀቲሎም፡ ን4 ድማ ብከቢድ ኣቑሲሎም 1ይ ክፋል ERITREAN HISTORY AND CULTURE
HTML-код
- Опубликовано: 2 июл 2024
- EMNA1 ኮማንዶ ወያነን ማላዊን ተሓባቢሮም ንሓደ ኤርትራዊ ቀቲሎም፡ ን4 ድማ ብከቢድ ኣቑሲሎም 1ይ ክፋል ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE
ከም ህዝቢ ኤርትራ ጸዋር ሓያን
ጹኑዕ ኮቶ የለን❤
ኣምላኽ ነዛ ሓላል መሬትን ህዝባን ይሓልዋ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝኸበርካ ኤፍረም ግደ፡ እቲ ወያነ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝፈጸመቶ ግፍዕታት ማእለያ የብሉን።
ተቕርቦም መደባት ኣጆኻ ቀጽል ።
ትግራዋይ ዘርኡ ኣብ ሃገረይ ከይርኢ 💔::
ኤፊ ሓወይ ኣውጽእዎ ናይዞም ማዕጺድ ልቦም ደቂ ርግምቲ ክልል ጉድ: ኣሕሕሕሕሕ::
You are correct my sister we have to build electric fence, we have to write a petition to our government? What do you think?
Ya ab erteria zelw ketefw terah eu zelew
መርሓባ ኤፍረም ግደ።
እዛ ጭፍራ ዘይገበረቶ ግፍዕን ምንጻት ህይወትን ንብረትን አብ ልዕሊ ህዝብን ሀገርን ኤርትራ የለን። መንደላይ ምስአተወ ግን ብጀካ ነቶም ጭፍራ እንተዘይኮይኑ ዝተንከፎ መቃብር ወይ ቅርሲ ወይ ሰላማዊ ሰብ የለን። ብጭዉነት መራሕትናን ሰራዊትናን ድማ ንሕበን። ንአዝዩ መሀሪ መደባትካ ነመስግን ቀጽሎ ሐደራ። ዓወት ንሓፋሽ!!!
❤️👍🙏🌹🇪🇷🇪🇷🎉🎉
ኣብርሃም!
ኤርትራዊ ምካነይ ገበን ጌርዎ ሕሱም ኣባይ!
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
😢😢😢😢🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🥲🥲🥲🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ኤርትራውያን.እዞም ሰባት አዚአቶም ዝገበርዎ ግፍዕን ጭካን .አይውዳአን ኢዩ.ግን ዳሐን አምላክ ከምታ ኢዶም ሂብዎም አሎ.❤🎉❤🎉❤🎉
✅✅✅💯💯💯
Aye Ewe zey resa megebe hezna neusurat kenbexh bekendey mekera agame chekanat fetret ayresaenayon gena masta eze lewah eritrawe ket kefelwa ekum 😭😭😭💔 thank you efref
Good Morning ☕☕☕ደቒ ኤረ ጻዕዳ 🇪🇷🇪🇷🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወያነ ሕማቕን ኣሰቃቕን ተግባራት ኣብቲ ንጹህ ህዝብና ዘይተነግረምበር ዘይትርገብረ የለን ሕጅውን ገና ይሓስቡን ይሕንሕኑን ኣለዉ ወዲዛ ብርኽትን ዓዲ ጀጋኑን ሃየ ትኩራን ጥንቁቓትን ንኹን ከምኩሉ እዋን ሓደ ኢድ ንኹን ።የቐንየልና ከብሒ ታሪኽናን ቀጽሎ ድማ ብሩኸይ።
Nice job,kulu bekmzi Aynet Agbabe gerkum zerguhlna nezey neflto kenflt metan thank you so much for sharing 🇪🇷👑🇪🇷
Eritrea 🇪🇷❤
አብ ቐረባ አምላኽ ኽፈርድ ኢዩ 🙏🙏🙏🙏
ኤርትራዊ ሓዳግ እዩ እዚ ኩሉ ግፍዒ ተፈጺሙልና ከሎ ብዓቅልን ትዕግስቲን ኢና ጌርና ስለዚ ኣጆኻ ጽቡቅ ጌርካ ትገልጾ ኣለኻ እሞ ኣጆኻ ጅግና ወዲ ኢረይ
ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ
ክላ ሱቕ በል ካብቲ ስርዓት ክትሃድም ከለኻ ቡኡ ገርካ ኢኻ ሃዲምካ የቕንየል በል።
እዞም ቆማላት ዓጋመ ናይ ኢዶም ረኺቦማ ኣለዉ ድሓን ።
ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ከኣ ኣብ መትከል ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Every one have to know these ,God of Eritrea bless Eritrea
Ayyyyyyyy😭😭😭😭😭 lbka zedkm entay aynet chikane yu gn eziom gorebietna kkonus mergem yu egziabher bhaxuru ykellelna n eritrana🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሕጅዉን ኤርትራዉያን ጥምረት ጥራሕ እዪ ከም ሃገር ከቐጽለና ዝኽእል 🇪🇷🇪🇷 ወያነ ግን ደሓን ምዉት ስለ ዘይክሰስ ኣብኡ ይኣክል:
ወያነ ደርሆ እዩ ደርሆ እታ ጽብቅቲ እንተ ርእያ እያ ትሓርእ ኣምላኽ ኢዶም ይፍደዩ ኣለዉ እንዳቀጸለ ጸንሖም ውን ሰብ ክበልዑ እዮም ጀሚሮሞ ኣለዉ።
Hine tefedi ayu sela jena mklkal heltit aeweti nhefashi❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Ahhhhhhh😅😅😅😅😅😅😅 nayizom komalat dehan gin gena kifdeyuwa yom::
Nayza hasad chifra ekey tegbar zirsae aykonenn..gin kitskemo zeytikel wagea tekefila alla. 🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷✌️
😮It can happen ; and it is, and it was the
real act of Weyane, the most
Important about not forgotten and we have to teach our kids for generation to come.
ኣገዳሲ ናይ ታሪኽ ሰነድ የቐንየልና :
Thank you. Efren. Gede kept up heji. Heji Gerem Tarik gefajatata Txelati Eritrea Hezbi. Eritrea. Zewerede. meglaska. Nemesgineka. Thank you and over ezi. hadish. Welodo. Be tariko. Keheben Kefelit. Alow Must learn the history, brutal of the enemy to an enemy to be aware.
ዘይተነግረን ምበር ዘይተገብረ የለን ኣብ ዓድናን ሕዝብናን ኣማላኽ ናይ ኢዶም ይሃቦም እዚኦም ሩኹሳት ዓጋመ
መዓስ ኢና ዕዶኦም ንምልሰሎም ?🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam. Deki.erey
..ertrawinet kubur mininet. Kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna..viva.erey. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪❤️🇪🇷🇪🇷
ጸላእትና ኣብ ልዕሌና ዘየውረድዎን ዘይፈጸምዎን የለን።ትግራዋይ ዝብሃል ፍጡር:ኣንጻር ኤርትራዊ ዝፈጸሞ ገበን:ማእለያ የብሉን።ትግራዋይ ተዳሂኹን ተጸቒጡን ጥራይ ክነብር ኣለዎ።
🇪🇷🇪🇷💪💪
VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eway gud how can you ever forget this kind of crime against innocent Eritrean people committed by evil brutal weyone???? We should never forget all the atrocities and crimes they committed for the last 23 years😭😭😭 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩሉ ዓይነት ግፍዒ ወሪድዎ ክንሱ፡ መንገዲ ሕደገት ንዝመርጽ ሕዝቢ ዝስዕሮ ሓይሊ የለን❤
ክብረት የሃበልና ጋዘጠኛ❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ዘሕዝን ፍጻመ
እዚኦምሲ አምላኽ ጥራይ ይፍደዮም እዚ ኹሉ ደም ኤርትራዊያን ሂዎት ዝሓለፉን ካብዛ ምድሪ የሕፍ አዮም እዞም ቑሩሱሳት እዚኦም ጎረበትና ሙኻኖምሲ ናይ ብሓቂ ዕድለኛታት አይኮናን ንዚኦም ዝ አምን ሕሙም ሓንጎል ጥራይ እዩ ሞ መንእሰይ ዓይንኻ ኽፈት የሕዋትና ከምዘይ ኮኑ ታሪኽና ንፍለጥ ሓደራ ሓደራ መንእሰይ አይትገራህ
ዓወት ንሓፋሽ🙏🙏🙏🙏👊👊👊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow!! It’s very sad when some says nothing happens that is very sad. We can not forget what happened.Time will tell and they are paying the price everyday.
Welcome❤❤❤❤❤
🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
ከመይልካ ክርሳዕ ወሎዶታት ዘቁጸረ ኣዝዩ ዕምቆት ዘሎዎ ዝካሓነ ግፍዒ የሕሊፍና ስምብራቱን ዝኽሩን ኣብ የዒንትና ስኡል ኣብ ከብሒ ኣእሙሮና ስኑድ ብቀሊል ዘይፋሓቕ ኣዘንቲካዮ ድቃስ ዘይህብ ግፍዒ ጭፍ እምባ በረድ እዩ ገጢምና ሳላ ቃልስናን ኣምላክናን ግን እንሆ ባብ መስቶርሆት ይኽፈት።ኤፍረም ግደ እዚ ትስንዶ ዘለካ ሓቀኛ ታሪኽ ብምዝንታዉካ አመስግነካ ዕድመን ጥዕናንይሃብካ። 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌿🇪🇷❤🌿🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷
ኤፍረም ጂግና ሃየ ቀጽሎ ብሩኸይ ከማኻ ይብዝሑ።
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Deqi Erye bawnte ziblequne eti mewati wedi haweboye eyu Asmerome Abrhale wedi Areza u yezkro
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Just listen the Song and they gonna know about Eritrea
If it is possible Efrem, brings some of them to make interview then complete the story.
Ephrem please bring us what wayene did to our people 🇪🇷 listen this is part of our history.
Eza hasad gorebet entay emo zey geberwo nhzbi Eritrea, edl iygebernan gorebetna mkanom.
Amazing story
ኣዝዩ ዘሕዝን ተስፋ እገብር ብመገዲ ድፕሎማሲ ካሕስኦም ክረኽቡ!
መንግስቲ ኣብ ዘጋታትና ዘለዎ ህድኣት የተሓሳስብ'ዩ
Awet nhafash
Our perseverance is our strength
😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ነቲ ኣብ ልዕሊ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዝወረደን ዝወርድ ዘሎን ኣብ ታሪክ ክንስንዶን ይግባእ ብፍላይ ከኣ ነዛ ብመንደላይ ዝጠፋኤት ኣሳሳይት ምዕራባውያን ዝነበረት ዝፈጸመቶ ግፍዕታት ንህዝብናን መንእሰያትናን ከነዘንትዎ ይግባእ ማላዊ ውን ኣብ ልዕሊ የሕዋትና ዝገበረቶ ግፍዕን ኣሰቃቂ ጭኮናን ንግዜ ገዲፍና ዋጋ ከክፍላ ምኳኑ እናዛካከርና ኝሕና ኤርትራውያን ብሃሱሳትን ሽበራውያን ትካላት ምዕራባውያን ከይተዳህለልና መከተና ከነሕይል ይግባእ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተጋሩ,ነዓና ኤርትራውያን ሲ, አንታይ ዘይ ገበሩና ኩሉ ሒማቅ ዝበሃል ኣብ ልዕሌና ፍቲነኦሞ :ጌረሞ... አቲ ዘገርም ከኣ ሒጂ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ምስ ተጋሩ ኮይኖም, ኣሕዋት ኢና አናተባህለ ዝገበር ዘሎ ኣንጸር ሃገርን ህዝብን ኤርትራ አዩ,
እዋይ በዞም ሓሳዳት እዚኦምሲ ዘይተተንከፈ ኤርትራዊ የለን ክትብል ትደፍር ዋጋ ናይዚ ኩሉ ግፍዕን በደልን ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኤርትራውያን ዝፈጸምዎ ሲ መዓልቱ ሓልዩ ናብኦም ከምዝወርድ ይፈልጡ ዶ ኔሮም ይኾኑ እምበር ኤርትራውስ ስልጣኖም ተጠቂሞም ደም ኣንቢዖሞ እዮም☝️😥
አባሪር
Ahhhhh 😭😭😭😭😭😭
Kabtom abu zenberu Interview gebrlom begkum
ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጻመ ይዝከረኒ ሰሚዕናዮም ማላዊ ዝበሃል ሃገር ክሰምዕ ከለኩ ሓዘን ይስማዓኒ ኣፍሪቃውያን በላዕቲ ደቆም እዮም ከም ኤርትራዊ ሰለማዊ ዘየለ ከም ግብረሽበራ ክርእይዎም ብጣዕሚ የሕዝን black Histry
Agame Haji nay idom rekibom
Thank you!!!!
❤❤❤
Please like, share and subscribe
ጎይታ የሱስ ንህዝብናን ሃገርናን 9 ብሄራትናን 6 ዞባታትናን ሰራዊትናን መራሕትናን ብደሙ ይሸ ሓሶት ሓጻር እያ እግራ ንሰራዊት ኤርትራ ጸለመ ጸላኢ ጸሎሎ ቀባኢ ። በትሪ ሓቂ ትሓቅቅ እምበር ኣይትስበርን እታ ዝዘርእዋ ይዓጽድዋ ኣሎው እዚኦምሲ ጎረቤትና ምዃኖም ፧
የቀንየልና ኤፍሬም ግደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ እባርክካ ።💯🙌🙏👆🇪🇷🇪🇷💯
😱😱😱
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
አባሪርዎን ከይኳነ ሰጊጉዎሞ ማለት ይሀይሸ አሞሊጡ ሀዲሙ ክንጥቀሞ ይሀይሸ ትግረኛና አይንጥፍእ
❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💔💔💔😭😭😭😭
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
We Never forget
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ahhh ahzani tarik Ertawi gn tesfa ayqorxn eu!! ab temesasali guezo ab Brazil aleku gn edey ayhbn 🤝🇪🇷🤝
ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ህላወናን ዝወረደ ግፍዕን መከራን ጸብጺብካ ዝውዳኣ ኣይኮነን ጭፍራስ ናይ ኢዳ ረኺባ ኣላ
እንተቶም ተጣበቅቲ መሰል ሰባት በሃልቲ ነዚ ብጭፍራ ወያኔ ዝወረደ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤሪትራ ሰሚዖም ከምዘይ ሰመዑ
ሪኦም ከምዘይ ረኣዩ ኣፎም ዝለኾቱ
ሓቂ ሓቂ ኢያ በሓቂ ዊዲታቶምን ከዳሚቶም ጭፍራን ሓመድ ድበኣ ኣቃላጢፋቶስ ነበረያነበረ ኮይና ታዓዚራ ናይ ኢዳ ረኺባታ
እቶም ክሳብ ሕጂ ብግንዖ ጭፍራ ዝሰኸርኩምን ዝደንዘዝኩም ግን ይቅረ ዘይባሃሎ ካብ ጌጋ ናብ ጌጋ ትሰጋገሩ ዘለኹም ሓደ መዓልቲ ተጣዒስካ ዘይምለሰሉ እዋን ቅድሜኹም ይጽበየኩም ኣሎ ።
ሳላ ዉሕሉሉን ቱኩርን ኣማራርሓ ህዝዊ ግንባርን ካብ መትከል ኣየታቱ ፈልከት ዘይብል ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ሰራዊት ኤሪትራን ተባዕ ህዝብን ንኩሉ ጸላኢ ኤሪትራን ህዝባን ማይ ኣዕሚኾሞ ታሪኽ ክደጋግሙዎ ንሪኦም ኣሎና ።
ወይለኻ ከዳዕ
ወይለኻ ሸውራር ሓንጎል
ኤሪትራስ ንዘልኣለም ከቢራ ክትነብር እያ።
ጅግና ይፍጠር ጅግና ተኪኡ ሰለ ህዝቡን ሃገሩን ብጅግንነት ይሓልፍ ።
291🇪🇷❤🐪
ክብርን ዝኽርን ንሰማታትና
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!
Unforgivable crime. Ab leli. Nusohat. Eritrewayan Zegebriw. Malawi. zebahal. hager tehateti. Eum Ab tarik Kesefer alow ezi gefi. Ezi. Ne dehri. Menti key. Degm. Ekreta. Zey bahalelu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪 thank you Efrem. Gede Edme. Edme Ehabka
Nezi chekan chifra weyane zgebro xebxibka aiwdaen , nezi kulu kezentu zebqo Amaneal wedi Hagos edmen tienan.yhbo.
❤❤❤❤❤❤❤🎉
Tsaern tegstn Erey koto aytsnqkeqkn wetru awet eiu
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓክ ከመይ ክርሳዕ ናይዚኦም ግፊዒ ዘይ ሀስስ በሰላ እዮ ዘለና ውድቦም ጥራይ ዘይኮነ ዋላ ህዝቦም ዳግማይ ሀገረይ ክርእዮዋ አይደልይን እየ።ነዚኦም ዶብና ሐጺርና አከለ ሓሳዳት ብዳታት ዋጋ ዝከፊልላ ማዓልቲ ኣላቶም ነብሶም ምሉእ ዝክፊል ዕዳ አለዋ እዛ ውድብ ዋላ እታ ሀገር ።ሕጅ ድኣ ሕነ ይፊደይ አሎ ማስጣና ይወርዶም አሎ ገና ከማን ካልእ ክርእይ እየ ።ድሐን ንኩሉ ግዜ አለዋ አዶና ሐያል መሪሕ ሰለ ዘለና ሕነ ፊዳይ ሰራዊተይ የመስግን እየ።
ዓኻኽ አዋይ ይሕዋተይ ኩቡር ሓው ይገርም ዩ አዚኦም ሰባት አዚኦም ወይ ደቆም ኣበይ ኣለው ንምንታይ ታሪኾም ዘይ ዘንትው❤
Please Ephrem if you find someone who were there please interview them.
እምበኣር ማላዊ ከኣ ደም ኤሪትራውያን ሰትያኢያ
Weyane zeri mergem maltu yxebe nihna hadeshiti welodo emo kintahahzo ena bifuxum ayngedfon ena💪💪
Ezi Hasad chifra ab lieli hzbi eritrea zifexemo gebenat zerzirka aywdaen nezi tarikh zxehfe Nwedi Hagos edmen teenan yhabo fetari.
ልቢ ትግራይ
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
❤❤❤
❤❤❤ qexlelu knketateleka ena
,😔😔😔
Very sad 😭😭
ኣይረሳዕናዮን እወ ኤፍሬም ሐወይ ድሐን መንዲና ???
Eway hezbey😭😭😭
Kab hade Malawe hade Gawena
Yehaesh. Hakom-eyom Tseadu.
Africa-gawena-keblu.
😢😢 Ni Degol kilte Egiru zisenkelu eziom aremenetat lomi nay edom yirekibulewu gena gena teskarom kibelu eyom
😭😭😭😭💔😭😭😭😭😭
I remember the same shabiya doing for Eritrean peoples express it.
Suk bell dirbay
@@user-ng9tm6nx1b lekbat slaves of hgdef go school
ሰላም ሰላም ናይ ኢዞም ቴንታንካ ዘዎዳ ኣይ ኮነን
Ze end of agame game