EMNA ንበዓል ካላሽን ወታሃደር ጸላኢ፡ ብበትሪ ዝማረኹ ጅግና ኣቦ።1ይ ክፋል ERITREAN HISTORY AND CULTURE
HTML-код
- Опубликовано: 3 июл 2024
- EMNA ንበዓል ካላሽን ወታሃደር ጸላኢ፡ ብበትሪ ዝማረኹ ጅግና ኣቦ።1ይ ክፋል ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news Развлечения
ኤፍሬም ሐወይ አቦና ታሪኾም ታሪኽ ጅግና ቆራጽ ሕጹብ መዓንጣ ክብሪ ንዕኦም ንአቦና ይኹን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታሪኽ ጅግንነት አቦታትና ክዝንቶከሎ ሰሜዕካ ዘይጽገብ መመሊሱ ካብዚአየቶም ምዉላድና ዘሕብን እዩ። ነዚ ጅግንነታዊ ታሪኽ አቦና ክንሰምዕ ዝገበርካ ኤፍረም ግደ ዓቡይ ምስጋና ይብጻሕካ።
ዓወት ንሓፋሽ!!!
🎉💪💪❤️🇪🇷🎉💪💪❤️
እወ ሓቅኻ ዓድና ዓዲ ጀጋኑ እንታይሞ ከስዐ ኣደ ጉራጉራ ታሪኽን ቅያን ኣያታቶምን ኣሓቶምን ክሒዶም ታሪኽ ካልኦት ዚናፍቑ ሰነፋት ከለዉና።ልቢ ይሃቦም።
ጽንዓደግለ ሰፈር ጀጋኑ፥ ስፍራ ተጋደልቲ።
Thank you ጽቡቅ ታሪኽ❤❤❤🎉🎉🎉
Jigna abona Eritrawinet kuber meninet 🙏❤️🇪🇷
❤❤❤ 🇪🇷ጅግና ካብ ጅግና ይውለድ። ኣቦ ጅግና ድማ ጅግና ኮይኑ ተጸንሐ ዘገርም ኣይኮይነን። እዚ ግን ኣብ ኤርትራና ጥራይ እዩ ዘጋጥም🇪🇷። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና፡ ዓወት ንሓፋሽ!❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Jigana Aboy maaery, Eritreawi kulu gizey Aewet dirarom!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💕💕💕🇪🇷🌹🌹🌹💕🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕
Yaeh betame zegerem jegnenet💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
🇪🇷💪🇪🇷🙏ኤርትራዊ ሰራሒ ቅያ!❤❤❤
መርሓባ ኤፍሬም ግደ ማህደር ታሪኽና ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
This is just one of many many great things done by Eritreans
Aboway jegna l proud of you ❤❤❤l miss so much you are my everything for me.
እግዛቢሂር ምሕረት የውርደሉ ኣሚን🙏🙏🙏❤❤❤❤💐🌹🌹💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ኤፍሬም ፣ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ተኣምር ታሪኽ ከምዘሎ ንእትገብሮ ምብርባር ጅግንነት ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእትትና ዓወት ንሓፋሽ ።❤❤❤
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷እኮዕ ሐጎሰና ደቂ ኢረይ ኤሪትራውነት ኩብር መንነት ቃልሲ አያታትና ብዓቅልን ትዕግስትን አብዚ ሕጂ በጺሕና ኤሪትራ አብዓለም ጉብእ ክብራ ጨቢጣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ቢኒ ሐበን ሀገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
We are very proud of Abona ❤️ 🇪🇷
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Selam..deki. erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷❤️❤️🇪🇷
Thank you efrem
Thank you ጽቡቅ ታሪኽ❤❤❤💐💐💐🌹💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቦይ ገብረሃንስ ኣደ ወሊዳያ ጁግና❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋዉ !!!
ኮርዒዳ❤ ደቂ ኤረይ ኤርትራዊያን ሙዃና ክንኮርዕ ኣለና ኣቦታትናን ኣደታትናን የሕዋትናን ኣሓትናን ከመይ ድዮም ጀጋኑ ተሰሚዑ ዘይጽገብ እዚ ክዉረስ እዩ ዘለዎ እኮ❤🎉❤🎉❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኣምላኽ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራን መሬትናን ይባርኽ❤🎉❤
ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ጅግና ከምእውን ንኣዳለውትን ተረኽትን ኣብ ስራሕኩምን እትገብሩዎን ኣሳልጦ ይምነየልኩም ። ዓወት ንሓፋሽ
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤❤
ብሐቂ ጽቡቅ ዛንታ ❤❤🎉🎉❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት እንካዕ ኤርትራዊያን ኮና ዘኹሩዕ ታሪኽ እዩ ዘለና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Grazie 🎉❤
ጅግና ኣቦ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
Where a wonderful world of ERITREA 🇪🇷. People who paying a great price for free dome of ERITREA. We all remember these days and years. Thanks. Father 👨 yowhans and family members. Thank . Mr gidey . Thank
🙏🤲🇪🇷🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💪💪💪💪🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kalay gize ysema aleku aboy gebrehans kftewni jgna des kbluni abotatnako? 👍👍👍🙏🙏🙏🙏
He Efrem Gdey bezi tekrbo zeleka tarik Jgnnet nay hzbnan mklkal heyltatnan btaemi ena nemesgneka ketlo tray agoka❤❤❤
Welcome deqi Rimiyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣየ ሰብኣይ ኣደ ወሊዳ ትምከን ኣቦይ ገብራሃንስ ሑጹብ ማዓንጣ ጅግና ንኣመሉ ጅግና እዩ።ጅግናን ትክን መውጺኢ ኣይስእንን እዩ ብሓቂ ጅግና ኣብ ኩናት ዩ ዝፍጠር።
❤🎉🇪🇷❤🎉❤🇪🇷🎉❤🇪🇷❤!!!
👍❤🇪🇷🌹
Wedi shbay melui mhrat.
💪💪❤❤❤👍👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️
Welcome
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጀጋኑ ኣቦታትና 🇪🇷❤💐👍🏿የቐንየልና 😂ጭርቃኖም ደጋጊምካ ክትሰምዖ ይቕስበካ 😂
Thanks
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤️❤️❤️👍🏽
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Awet nehafash
ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ መስተንክር ታሪኽ ስለዝፍጽምዩ ተዓዊቱ ነጻነት ኣምጺኡ። ላእላውነት ሃገረ ኣውሒሱ።ኣቦይ ገብረሃንስ ምስ ወዶም ብርግጽ ጀጋኑን ውፉያትን ኢዮም።ኣቦይ ገብረንስን ወዶምን ብሂወቶም እንተልዮም ካብ ናቶም ቃለ መጠይቕን ሓበሬታ ዉፉይ ጂግና ገዲን ተጋዳላይ መኮነን/ ሻባይ መኮነን ፊልም እንተዝስራሕ ጽቡቕ ነይሩ።❤🎉❤🇪🇷❤💪🇪🇷💪❤🐪❤
ናይብ ሓቂ ቅያ ናይ ኣቦታትናን ናይ ኣያ ታትናን ግልጽካ ዝውዳእ ኣኮንን ኖዙይ ንኽስም ዝቅርብኩም ኣዚና ኢና ንምስግንኩም
አብ እርሩም ቲግሪይና፡ ``ሐደ ሰብ ገፈፈ ወይ ሰለበ ሐንቲ ከላሽን ምስ ሐደ በትሪ``
ብጣዕሚ ዝገርም ጅግንነት ክብርን መጎስን ይብጻሐዮም ተስፉ ይገብር ናጽነት ሪኦም ክኮኑ። ክብርን መጎስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
Please like it you don't pay for it
ኢኪ ዒላ
እንኮ ዔላ (ሓደ ዔላ)
ንጅግነት ኤርትራዊ ዝትርኹ እቶም ኩሩዓትን ሕቡናትን ካብ ወለዶም ንውሉዶም ውርሻ ዘመሓላልፉ ኣርካናትና ሞሳ ይሃቦም ነቶም ኣብ እዝኒ እቲ ክቡርን ዘይድፈርን ኤርትራዊ ዝፍንውልና ድማ ሓበን ይሰምዓዮም ። ነተባብዓዮም ድማ።
Kkkkkkkkkkkkkk
Kķkkkkkkkkkkkkkk
ዓደይ ዓዲ ገድሊ ዓዲ ጅግንነት እንታይሞ መን ምስጠዓ ሞ, በዚሖም ናይ ውሻጣ ሑቡኣት ሓጋጓሞ
ኢዚዳኣ ካብ በሐሪ ቢኩባያ አብ ኤርትራ ኢዩ
ጽጽዋያት ምምሃዝ ይኣኽለኩም ሰብ ሰልቺዋ እዩ ዘሎ 😂
Ezi bojbuwaj esub hawkha keykone ayterfin
ኣያታትካ ግንባሮም ክስቆሩ ከለዉ ኣይረኣኻዮምን ዲኻ?
ኣብ ሃዙሙ ዚባሃለ ዓዲ ገባረ ሺዉዓት ዊትሃደረ ዋያን ቢኢምን ማሪኩዉም ንትዲሉ ሓሪንት ኤርትራ ኣሪኪቡዉም ኣብ ዊጊ ሒደሒደ ሙሱ ሻዓቢያ ሚጺዩም ዋያን 7 ብሓደ ገባረ ሳሆ ትማሪኩም ቢኢምን ቁሉላ ኣምሲሉ ማሪኩዉም
ሸቀጥ ኩሉ ተማሂሩ ::ዘሕዝን ነገር ዩ ::እሞ ኩላህና ንሸቅጥ 🤪🤪🤪ዉሽጥኻ ሑሙምም ካልእ ክትከዉን ምህቃን ባይታ የለን:: 100,ወይ ዘይሮ ታረቀ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤