ቃለ ምልልስ ምስቲ ኣብ ዓዲግራት ኣካላዊ ማህሰይቲ በፂሑኒ ዝበለት ጓል ኣንስተይቲ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 17 ноя 2024

Комментарии •

  • @AdoWoldu-do9kh
    @AdoWoldu-do9kh 4 дня назад +8

    ብሕግ ክሕተታ አለወን

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

    • @seareagazi
      @seareagazi 19 часов назад

      ክንደይ ድራፍት ተጋቢዝካ

  • @hadushTekle-g8m
    @hadushTekle-g8m 4 дня назад +3

    መንእሰይ ነዘን መሳኺን ህፃውንቲ ወጣታት ካብ ትቐትል በለን ነዘን ፍትሒ መንግስቲ ከይህሉን ስራሕ ስኢንካ ኣብ ስደት ክትነብር ዝፈርዳ ዘለዋ ደገፍቲ አደመ በለን ቀንፅለን

  • @NardosHaileslase
    @NardosHaileslase 4 дня назад +2

    ኣብዚኣ ማህሰይቲ ንምንታይ በፂሓ?እዛ ማህሰይቲ እዚኣ ንኽትፍጠር ንምንታይ ተገይራን ተደልያን?ድላይካ ሓሳብ ኣብ ክንዲ ምግላፅ ኣውያት መን ዓደመ?ንኣውያት ዝዓደመ ኣካል ኣይነበረን።ስድራ ስውእ የእዊ መን በለ?ባዕልኻ ብዝፈጠርካዮ ዕግርግር እንተተዘበጥካ መንድኣ ክዝበጠልካ?ንመንከ ክተዝብጥ?ሓይልታት ፀፅታና Keep it up.

  • @ElsaAsmelash-gz6mw
    @ElsaAsmelash-gz6mw 4 дня назад +5

    ናይ አድግራት ህዝቢ አይውክላን እርምጃ ክውሰደለን አለወን

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @seareagazi
    @seareagazi 19 часов назад

    ኣጆኺ ኣዶ ጅግና ቁሩብ መዓልቲ እያ ተሪፋቶም ኣብ ፅርጊያ ሓኒቅና ክንጎቶም ኢና ከም ሶማል ዞም ቆማላት

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 3 дня назад +2

    እዘን ፀማማት መፃኢ ሂወትና ኣየፅምመኦን

  • @LibenKahsu
    @LibenKahsu 4 дня назад +2

    አብ ዓድግራት አኬባ ክካየድ ምስተጀመረ ብዉሑዳት አዴታት ናይ አውያት ድምፂ ምስመዓን ጎንፂ ምልዕዓል ስለ ዝኮነ ብሕጊ ክሕተታ አለወን

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад

      ንሓሳብን ርኢቶኹምን ነመስግን

  • @Abrham-w4x
    @Abrham-w4x 2 дня назад

    አይዞኪ አደይ ከም ሽሙ ግዝያዊ መንግስቲ እዩ ናይ ኢዶም ዝረክብሉ ግዜ ሩሑቕ አይከውንን ነአዶ ትግራይ ዘይከበርካ እሞ አበይ እይ ክብፃሕ።

  • @SolomonBerhe-xz9mu
    @SolomonBerhe-xz9mu 4 дня назад +5

    ቀላል ሎኽላኽ ኩርኩር ጉጅለ ኣደመ ባዕልኪ ክብርኺ ዘይትሕልዊ ግዳ። ሕቶ እንተለወን ብስነስርዓት ሕቶክን ዘይተቅርባ ኣረግተፐት ቆልዑ ፎእ መፈንፈናት።

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад

      ንሓሳብን ርኢቶኹምን ነመስግን

  • @MuktarEbrahim-mp3jm
    @MuktarEbrahim-mp3jm 4 дня назад +2

    ገና ጉድ ክንሰምዕ ።ኣዶ ክትውቃዕ ኣይግባእን ።ሕጊ ዘትግበር የለን ።ስውእ እኮ ሽንኳንኣዲኡ ዓዱ ከድሕን አዩ ዝተሰወኤ ።ኣዲኡ መን ያድሕና? ነምስክርነት ኣብቲ ኣኼባ ዝነበራ እቲ ኩነታት ያብረሃልና ፁቡቕ እዩ ናሃታ ስለዝሰማዕና።

  • @bktigrayadey6331
    @bktigrayadey6331 4 дня назад +9

    ኣበይ እሞ ተዘቃብፁኺ ንብዓት ጉጅለ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад

      ንሓሳብን ርኢቶኹምን ነመስግን

  • @WeldayKkiros
    @WeldayKkiros 3 дня назад +2

    ፁቡቅ ገይሪ እንታይ ክትገብረ አእዎኪ ሓሳዋት

  • @hagosh8320
    @hagosh8320 4 дня назад +4

    ስጋ ስውኣት እንዳ በልካ ማስክ ክትጥቀማሎም ንሕና ውን ፍቃደኛታት ኣይኮናን ንደብረጽየን ሓስዊ ከምኡ ኢልኪ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @HenokDengeze
    @HenokDengeze День назад

    ወይ ጉድ ትግራይ ኸምዚ ኾይኑ መጨረሻኺ አቲ ዝገርም ግን ሕማቅን ፅቡቀን ንፅሕፍ ዘለና ሰባት ግን ዋጋ ኸክፍለና እዮ ካብ ሕሉፍ መዝኻር ፅቡቅ እዮ

  • @mebtnegash7596
    @mebtnegash7596 4 дня назад +2

    አብ ሸረ ዝተገበረ ይደግመኦ አለዋ ማለት ድዩ?
    ህዝቢ አዲግራት አይውክላን
    እዙይ ስርዓት አልበኝነት እዩ ክእረም አለዎ።

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

    • @SaintGeorge2323
      @SaintGeorge2323 4 дня назад

      @@mebtnegash7596 doesn't represent Adigrat residents

  • @MuluHailu-zd4tm
    @MuluHailu-zd4tm 4 дня назад +3

    ክንዲ ትፅልያን ክንዲ ጠቓሚ ሓሳብ እንተሃሊውክን ብሰላም ሓሳብክን ትገልፃ ኣውያት መፍትሒ ኣይኮነን ክቡሪ ኣዲታትና ኣይተውርዳ ኣዴታት ተጋሩ ክቡራት እየን ሓሳበን ብ ኣውያት ኣይገልፃን
    እቶም እናላዓሉ እንዳዓሰቡ ክተእውያ ዝገብሩ ዘለዉ ኣካላት ክትንእቖም ክትፅይፈኦም ይግባእ

  • @AlsaHadush-r4y
    @AlsaHadush-r4y 4 дня назад +1

    መረሀቲ የባላሎአና አለወ ትግሪይ አላያ ሲኢና መረሀቲ የአክለና

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад

      ንሓሳብን ርኢቶኹምን ነመስግን

  • @BrktiGeb
    @BrktiGeb 4 дня назад +1

    ግደፉባ ገመድና ባዕልና ኣይነንዋሓያ ራብሻ ንፀላእትና በሪ ዝኸፍት ስለዝኾነ ህዝቢ ሓደራ 💔💔💔💔💔💔💔💔💋💋

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад

      ንሓሳብን ርኢቶኹምን ነመስግን

  • @dawitbrhane4113
    @dawitbrhane4113 4 дня назад +1

    ኣሰይ ገበረ ኣንቲ መእወይት። ፈሪድና ኣለና ን መእወዪ ከማኡ እዩ መድሓኒቱ ኣንቲ ሓሳዊት

  • @mulugetagebru8384
    @mulugetagebru8384 4 дня назад +1

    ሰላሳ ዓመት ሰብ በዝቢዝክን ይኣኽለክን እባ ዓበይቲ ምሰላ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад

      ንሓሳብን ርኢቶኹምን ነመስግን

  • @DoveAmego
    @DoveAmego 3 дня назад +1

    በቃ ድዮ ካብ ሓሳብ ኣውያት ይሕሸና በሃሊ ይበዝሕ ዘሎ።

  • @teklaymekonen2461
    @teklaymekonen2461 4 дня назад +1

    Target media አድላይ ክትትል ገይሩ ፍትሕ ክትገብር ንዝገብሮ ፃዕሪ ንድግፍ።

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @mulugetagebru8384
    @mulugetagebru8384 4 дня назад +1

    ህፃናት ኣወዲእኽን ካብ ገዛ ላጎትኽን ላውፃእኽን ኣዛብእ

  • @MelkamuGebrehiwot-r8h
    @MelkamuGebrehiwot-r8h 4 дня назад +1

    እቲ ፀገም ናይተን ኣደታት ወይ መናእሰያት ይኹን ብዘየግድስ ኣደታት ግና ክውቅዓ የብለንን ብዘይ ኣደታት ዝኾነ ይኹን ነገር ስለዘይዕወት ክብሪ ንደቂ ኣነስትዮን ኣዴታትና ንሃብ ።

  • @Tsehayesiyum
    @Tsehayesiyum 3 дня назад +1

    ይግበአኪ እዩ ቅለታም ልማዓት ጉጅለ

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 4 дня назад +1

    ኣረ ኣምላክ ይኣክል በለና ኣረ እግዚኦ ኣረ እግዚኦ ኣረ የኣክል በለና ኣምላክ 😂😂😂😂

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 4 дня назад +2

    ኣብ ልዕሊ አይታት እሞ ድማ ኣብ ልዕሊ ኣዶ ስውእ ከምዚ ዓይነት ዝፍፅም ሰብ ህዝቢ ከውግዞን ናብ ሕጊ ከቕርቦን ይግባእ ።

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

    • @HlfeyAabde
      @HlfeyAabde 3 дня назад

      😂😂😂😂😂

  • @مرفدصالح
    @مرفدصالح 3 дня назад +1

    አድግራት ሽረ አይኮነን ሀሳብክን ክለፃ አእድክን awtsiekin

  • @ahmedBerhe-d2b
    @ahmedBerhe-d2b 3 дня назад +1

    ክክክክክክክ ልምዓት ጉጅለ

  • @frewyein
    @frewyein 4 дня назад +4

    ፣ጓሓፍ በገንዘብ ተገዝእኺ ትርብሺለኺ።

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

    • @Seb15
      @Seb15 4 дня назад

      @@Targetmidea ስማዕ ጉሓፍ ስለዝበለታስ ንሓስብኩምን ሪኢቶኩምን ነበስግን ትብላ ኣለካ ዘይትእርማ ግዳ ኣዴኪ እያ ኣይትጋገይ ምባል ኣመሐሸን
      ነይሩ

    • @Seb15
      @Seb15 4 дня назад +1

      ብገንዘብ ድያስ ወይስ ንመሰላ ትዛረብ ኣላስ ይከውን ኢልካ ሕማቅ ቃል ምጥቃም ጽቡቅ ኣይኮነን ንምታይ ንፖለቲከኛታት ንውግን ክርደአኒ ኣይክእልን ቀዳምነት ምስህዝቢ ንህዝብን ምውጋን ድኣምብአር ናይቲ ደገፍቲ ናይቲባ እናበለ ህዝቢ ምፍርራጅ ኣይግባእን እዩ።

    • @SaadaMahmmed
      @SaadaMahmmed 4 дня назад

      እስኻ. ግሐፍ. ስነስርአት. ዘብኩም. ነዉራማት. ጌታቸዉ ረዳ. ወይም ወራዳ. አዝይ. ጠላም ናይ አቢይ አህመድ. ሐሽከር. ናይ ሽመልስ. አብድሳ. ጃኬት. ተሸካምይ. አዩ. ልስጣን. ክብል. ህዝቡ. ዘዋረደ

  • @nyohannes6085
    @nyohannes6085 4 дня назад +1

    ኣብ ህዝብና ዝሰረጸ ነገር እንተልዮ ብላይ ከምዝኤን ዝበበላ ኣዴታት ብሓሶትን ጸለመን ኣፈን ምኽፋትን እዩ:: ሓሳብ ብሰላማውን ዲሞክርስን ምግላጽ ናይ ለባማት እዩ እዛ ኣዶ ብሕጊ ክትሕተት ኣለው ስለምንታ መጻኢ ትግራይ ዝዓጽዋ እየን::

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @fitsumtsegay2799
    @fitsumtsegay2799 4 дня назад +1

    ወለዲ ዕረፉ!!!! እቲ ግዜ ናይ ደቅኹም እዩ!!!

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 4 дня назад +1

    Nay Dikalu dicam kenitu Eyu !!

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 4 дня назад +1

    ሓመድ ብላዕ መሀከዪ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад

      ንሓሳብን ርኢቶኹምን ነመስግን

  • @selemunwediwelay-t3k
    @selemunwediwelay-t3k 3 дня назад +1

    ፁቡቕ ገይሩ እንታይ ክትገብሪ ኣእዊኺ መላኺዒት ጋና ክትደከሪ ኢኺ ሳሕሳሕ ማእምን

  • @Dejenprivatemedia
    @Dejenprivatemedia 3 дня назад +1

    አይትሓፍርን ድያ ደሞ አብ ሚድያ ትወፅእ

  • @mulugetagebru8384
    @mulugetagebru8384 4 дня назад +1

    መደናገሪት

  • @SolomonBerhe-xz9mu
    @SolomonBerhe-xz9mu 4 дня назад +1

    ጉድ እኮ እዩ ሎሚ ተረኺቡ ዘሎ መናእሰይ ዘይረበሹስ ኣረግቶት መሕፈርቲ መዋረድቲ ካብቲ ካብቲ ተኣካኪብክን ኣዴታት ዓድግራት ተፅርፋ ጋሓፋት።

    • @yonasberhe6284
      @yonasberhe6284 4 дня назад

      Very immature person. They are Tigarue they can live where ever they want. It is part of freedom of expression.

  • @berihu7143
    @berihu7143 3 дня назад +1

    ሓውላቂ

  • @atsbehatsadik2471
    @atsbehatsadik2471 4 дня назад +1

    እዚ ኤን ምእሳር ውን ይን እዝን ዩ

  • @BKMGA
    @BKMGA 4 дня назад +1

    ከም ደገመኪ ኮንደም ደብረፅዮን

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 2 дня назад

    ናይ አደመ ልኡኻት ዝኾና ስርዓት ክሕዛ ይግበአን። በቃ ካብ ሕሉፍ ክመሓራ ዘይደልያ ናይ እቲ ጨቋናይ ዝኾነ አደመ ተለዓዓኽቲ እየን ስርዓት ንኹሉ እዩ ዝኸውን።

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 3 дня назад +1

    Men'esey Tigrai nezen kemzian zibela anishiti sigumti kwesdelen alewo....siwa shewetiti nahayimat anishti

  • @محمدعلي-ش7ب5ث
    @محمدعلي-ش7ب5ث 4 дня назад +2

    ብጣዕሚ ዝገርም ዘሕዝን ቢ ሽመልስ አብዲሳ ዝምራሕ ትንታግ ዝበሃል ናይ ህዝቢ ትግራይ ታሪክ ዝድምስስ ወለዶ ተፈጢሩ ትግራይ ይሕምስዋ አለው ዓሕሕሕሕሕሕሕሕ አጆኻ ህዝበይ 😢😢😢😢😢

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @JohnTeklemariam-zp2qp
    @JohnTeklemariam-zp2qp 4 дня назад +1

    እንታይ ዩ እቶ ሕቶ?
    ብምንታይ ምክንያት ዩ ተባኢሱ

  • @actttig9753
    @actttig9753 4 дня назад +1

    እዚ ጋህፃፅ ንምርአዩ ፀገም ከልቢ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @SaintGeorge2323
    @SaintGeorge2323 4 дня назад +1

    Aye Adi Bi Merahti Gujile Tehamisu.

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @TeferMekonen
    @TeferMekonen 4 дня назад +6

    ዞም ሓሳዳት ኣጆኪን ኣዴታት

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

    • @kante5318
      @kante5318 4 дня назад +1

      @@Targetmidea ካብ መዓዝ እዩ ፀርፊ ሓሳብን ሪኢቶን ዝኾነ ?

    • @AbrahaleyHadush
      @AbrahaleyHadush 4 дня назад +2

      Eta abti adarash zeeweyet fetari zebki yemtsaala!!! Eten sdra swaat ema deken akurisen, nab tmhrti abtsihen, kolo ksheta, shewht eilbo ktebsa, naseb cherki hatsiben deken keengla nab adarash metsien zeewyalu gzie yeblenn!!! B shim sdra swaat mshkat yaakl kbahal ygbaee!!!

    • @SasonAsrat
      @SasonAsrat 4 дня назад

      ኩርኩረሰ ደብረፅንተት ወዲ ዓሌት ዕረፍ

  • @MerhawiMerhawi-f2f
    @MerhawiMerhawi-f2f 4 дня назад +1

    አነኮ ልኡኻት አብይ አረ ኸቶ እንታይ ኢኹም ሰሪሕኹም በብማዓልቱ አኼባ ትፅውዑ አይ ግምት መሬት ትግራይ ከየምለስክንስ ግብር ንእሽተይ ትግራይ ስብሰባ ወዲ አኼባ ብአበል ወዲእኽምዎ በጀት ትግራይ

  • @yohansberihu4322
    @yohansberihu4322 21 час назад

    ሓሳዊት መነዲኺ ንብዓት ጉጅለ ተወቅዒ

  • @ElsaAsmelash-gz6mw
    @ElsaAsmelash-gz6mw 4 дня назад +1

    ምስ ዝሞተ ድሙ ናይ አድዋ ዝሞታ ካድረታት

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @Mulat-j8l
    @Mulat-j8l 4 дня назад +2

    ስቆላ ሓሻዊት

  • @GereDesta-z9f
    @GereDesta-z9f 3 часа назад

    Eseriwen meamin silezikona eye zeewuya.

  • @AlayTesfaldet
    @AlayTesfaldet 4 дня назад +1

    ናይ ህዝቢ ውክልና የብለንን ኣውያ ኣየድልን

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @dawitmikiele
    @dawitmikiele 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤

  • @LibenKahsu
    @LibenKahsu 4 дня назад +1

    ሐሳዊት

  • @selomongebremikael2597
    @selomongebremikael2597 2 дня назад

    ተጋጊዮም ከም ጨው ከሕቅቁኪ ነይርዎም ለሚድኪ ካብጎሮሮ ህፃውንት ረዲኤት መመንጢልኪ እንዳበላዕኪ ሕጅስ የኣክለኪ

  • @ሕሊናምድያ
    @ሕሊናምድያ 2 дня назад

    ክንፈርድ እንተፈቒድኪ ሕዚ እውን ብሕጊ ክትሕተቲ ኣለኪ።

  • @AtakilteKidanemariam
    @AtakilteKidanemariam 2 дня назад

    ታርጌት ሚድያ ሃተውተው አይትበል እዘን ናእወያ ናይ ህዝቢ አኼባ ዝርብሻ ምርባሸ አርሞ። አቲ ሓፍትና ድማ ንሰኺ አይትረብሺ እውይ አይትበሊ ንሰኺ ጥራሕ ሰድራ ሰውእ አይኮንክን

  • @ራያራዩማ-የ2ቀ
    @ራያራዩማ-የ2ቀ 4 дня назад +2

    ፅብቅ ገበርዋ እዝአን ዋላሓደ ዉላደን ዘየሰዉእ እየን ደቂ ኣደም ልምዓት ጉጅለ እየን😊

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

    • @yonasberhe6284
      @yonasberhe6284 4 дня назад

      @@Targetmidea you are just immature person. When a person advocating or supporting the this kid of act , to hit a woman, u are saying, you appreciate his opinion. It is garbage. Any violence against women is a crime and should be denounced. I see most of ur followers are immature, they support violence

  • @ضصضصضصضصضصضص-ت3د
    @ضصضصضصضصضصضص-ت3د День назад

    በጃኹም ሕደጉ ሕደጋ አደታት ትግራይ ሓንት እያ አይትምቀልይ ድህዚብ አይትረቡሹ በጃኻትኹም ህዚብ ትግራይ እፎየ ይበል

  • @abaybisrat5889
    @abaybisrat5889 14 часов назад

    No more TPLF ISIS for tigray people

  • @MikiyasAregawi-z6w
    @MikiyasAregawi-z6w 4 дня назад +1

    tewager adeg yalen ayeuhesaben. teragex eka kader hewahet

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @AdoWoldu-do9kh
    @AdoWoldu-do9kh 4 дня назад +1

    ስድራ ስውእ መሸቀጥ ኣይትግብርዎ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @fsehatsiontsegay3399
    @fsehatsiontsegay3399 4 дня назад +1

    SACRIFICE

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @mulugetagebru8384
    @mulugetagebru8384 4 дня назад +1

    ለሚደኽን

  • @MahmoodSiraj
    @MahmoodSiraj 4 дня назад +1

    ሓሳዊት😂😂😂😂

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 3 дня назад +1

    Hanti meamin ezia mot eyu zigibaa neyru

  • @yirgalembeyene4396
    @yirgalembeyene4396 4 дня назад +2

    ጋህጻጽ ኣፍ ጽሕሊ ጽቡቕ ገበረኪ ኣበይ'ሞ ምንጋጋኺ ክሳብ ዝጥወ ኣላኺዑኪ ለቛምጽ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @naix3768
    @naix3768 4 дня назад +1

    💔💔💔💔💔

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @lathishlathish9804
    @lathishlathish9804 4 дня назад +1

    😢😢😢

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @EliasGebremariam-r7r
    @EliasGebremariam-r7r 4 дня назад +1

    😅😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ewi mama gud rekibkn😅😅

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +2

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @MaekeAa
    @MaekeAa 3 дня назад +1

    እሰይ እንኳዕ ደሰቁክን በልወን።

  • @TsigeQaleab
    @TsigeQaleab 4 дня назад +4

    እሰይ ገበሩዋ ፀልፋዕ 😏

    • @محمدعلي-ش7ب5ث
      @محمدعلي-ش7ب5ث 4 дня назад

      ደሞ ጓል ኢኺ ትመስሊ ርካሽ ካሕባ ፅባሕ ክንድአ ክትበፅሒ ኢኺ ኢድኪ ትፅናሕኺ ረሳሕ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

  • @ፀብቅለይዓድዋ
    @ፀብቅለይዓድዋ 4 дня назад +1

    😂😂

  • @HagosHagos-h2w
    @HagosHagos-h2w День назад

    wuhidiki

  • @egzabihertalaknew3508
    @egzabihertalaknew3508 3 дня назад +1

    👎👎👎👎👎👎👎

  • @HaylayGebretsadik
    @HaylayGebretsadik 4 дня назад +2

    መስዋእትነት መቀለዲ አይኮነን ክልቲኡ ክንፊ ህወሓት ንትግራይ የጥፋኣ ኣሎ ። ሚድያታት ቅዋምኩም ኣነፅሩ ንስኹም ኢኹም ሓዊ ትመልሱ ዘለኹም

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дня назад +1

      ንሓሳብን ሪኢቶኹምን ነመስግን

    • @ማሩ
      @ማሩ 3 дня назад

      ድርባይ ዝይትምልስላ ጽቡቅ ገርካ ስብ ሚዳ ኢኩም ጽገም ህዝቢ​@@Targetmidea

  • @FISHAWelegebreal-n2d
    @FISHAWelegebreal-n2d 2 дня назад

    Ayekin ab honking alena

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 4 дня назад +1

    ደምሕድ ሰብኡት ከይኖም

  • @GereDesta-z9f
    @GereDesta-z9f 2 часа назад

    Fesawit kadire

  • @abaybisrat5889
    @abaybisrat5889 14 часов назад

    Stop lying

  • @نروربنور
    @نروربنور 4 дня назад +1

    ኣበይሞ ተዝቀቱልክ

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 3 дня назад +1

    Men'esey Tigrai nezen kemzian zibela anishiti sigumti kwesdelen alewo....siwa shewetiti nahayimat anishti

  • @HggyuHhgjhg
    @HggyuHhgjhg 2 дня назад

    😂😂😂😂😂

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 3 дня назад +1

    Men'esey Tigrai nezen kemzian zibela anishiti sigumti kwesdelen alewo....siwa shewetiti nahayimat anishti

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 3 дня назад +1

    Men'esey Tigrai nezen kemzian zibela anishiti sigumti kwesdelen alewo....siwa shewetiti nahayimat anishti