'" ብርሃነ ጋኖ " ደራፊ ዕድመ የቡሉን ኢላትኒ ..?

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 янв 2025

Комментарии • 279

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 3 месяца назад +48

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ካብ ደርፊ ናብ መዝሙር የምፅእካ ኣምላክ

  • @ZdGidey
    @ZdGidey 3 месяца назад +16

    ከብደይ ከም ገለ ኢሉኒ እፍፍፍፍ ሞት ሓያል 😢ኣብ ዓብዩ ደረጃ በፂሕካ ከምዝሪኤካ በዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ ፅሩየይ ኣይዞካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤

  • @የዋህፈቃርእየ
    @የዋህፈቃርእየ 3 месяца назад +33

    በጃኩም ምስዞም ዓበይቲ ደረፍቲ ኣራክብዎ ሓግዝዎ ተስፉ ዞለዎ ቆልዓ እዩ ምትክእ ኣብኡ ድምፁ ገራሚ እዩ❤❤😢

  • @genet3442
    @genet3442 3 месяца назад +7

    ብጣዕሚ ዝፈትዮ ዝድንንቋ ብርሃነ ዉይ ኣጀካ ዝሓወይ 😢😢ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ትበፅሕ እካ❤❤❤😢

  • @awaditv6632
    @awaditv6632 3 месяца назад +16

    ደስ ዝብል ስራሕ ነዚ #መንእሰይ ንሓግዞ...❤

  • @mebrhitmebrhit6945
    @mebrhitmebrhit6945 3 месяца назад +8

    ዳዊተይ ዕደመን ጥዕናን ያሃብካ❤❤

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 3 месяца назад +37

    ዋይ ትማሊ ናይ ኣብኡ ደርፊ እናሰማዕኹ በይነይ ወዱ ኸ ኣበይ ይህሉ ይኾን እናበልኹ ነይረ 🤔

  • @Maki.1-y2t
    @Maki.1-y2t 3 месяца назад +4

    ንብርሃነ ዘለና ፍትወት ቡዙሕ ዩ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ዳዊተይ❤🎉

  • @merigalmeles109
    @merigalmeles109 3 месяца назад +7

    እፍ ታማ ነቢዐ 😢 ኣብኡ ዳርጋ ዘይሞተ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብዝሕካ ወለላይ♥🙏

  • @MbvGg-si6kx
    @MbvGg-si6kx 3 месяца назад +4

    ብሬዋይ ይዝክር 😢ሞይቱ ክባሃል እንከሎ ኣጆካ ዳዊተይ ብፍላይ ህዝብ ፈረሰማይ ሓሓይለ በዘይ ናቶ ደርፊ ጓይላ ኮይኑ ኣይሰመዕናነ ሞ እንካዓ ነዓካ ተከአልና ዳርጋ ዘይሞተ ❤❤❤❤❤ ኣብ ኣርእሰቲ ግን ብርሃነ ጋኖ እልክምዎ 🙄

  • @MuluGebremichael-b8o
    @MuluGebremichael-b8o 3 месяца назад +4

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ኣነስ ኣይከኣልኩን ብርሃነዋይ ኣይሞተን ዕድመን ጥዕን ይሃብካ ሓወየየ❤❤❤❤

  • @gebremedhinmekonen1681
    @gebremedhinmekonen1681 3 месяца назад +3

    ነዋሕ ዕድሜን ጥዕናን ንዓካ። ጎቦዝ ተተካኢ ኣብኡ በርትዕ።

  • @SaalmA-e1j
    @SaalmA-e1j 3 месяца назад +4

    ማዓረይ ዕደመን ጥዕናን ይሃበካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hdhs335
    @hdhs335 3 месяца назад +2

    ኣሰይ ኣሰይ ድኣየ ዝወለደስ ይታሓጎስ ድኣየ ኣታ ሰብስ ይዉለድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ መዓረይ🙏

  • @ልውሃት
    @ልውሃት 3 месяца назад +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሓወይ መታካኣታ ናይ ኣቦኻ ኢኻ ሞ ጎቡዝ❤

  • @beana3912
    @beana3912 3 месяца назад +3

    የቀንየልና unique show🙏🙏🙏ጎበዝ መንእሰይ አብ ልላዓለ ደረጃ የብፅሕካ 🙏🙏🙏❤💛❤💛❤

  • @Slamh-qv4gm
    @Slamh-qv4gm 3 месяца назад +7

    ደስ ክብል ድምጽ❤❤

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470 3 месяца назад +9

    አረ ሓግዝዎ ሰብ ሞያ አብ ፅቡቅ ደረጃ ይብፃሕ አዲኡ ይሓግዝ❤😢

  • @MissBerihu
    @MissBerihu 3 месяца назад +15

    ሰላም ዮኒክ ሸው ከመይ ኣለኩም ምስዚ ወዲ ብሉፅ ስነጥበበኛ ብርሃነ ክረክበሉ ዝክእል ኣድራሻ migana berihu ብዝብል ፌስቡክ ኣካውንት እባ ኣራክቡኒ ኣነ ግጥሚ ብናፃ ክሰርሓሉ እየ 🎉

  • @tsigegereziher3466
    @tsigegereziher3466 3 месяца назад +4

    ❤❤❤😢 እሰይ ዝሓወይ አብ ዝዓበየ ደረጃ የብፅሕኻ ቃደማኻ❤

  • @LetayKidanu
    @LetayKidanu 11 дней назад

    ሽኮሪና ነብኡ ድማ ይመስል መልክዑ ወላ ድምፁ ❤ ኣምላኽ የዕብኻ

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 2 месяца назад +3

    ዝገርም ቆልዓ ምልባሙ አዘራርብኡ ልዕሊ ዕድሚኡ ❤

  • @tgstadmb7036
    @tgstadmb7036 Месяц назад +1

    ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ ማዓረይ ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @gadogado-o4d
    @gadogado-o4d 3 месяца назад +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!! ዘረኢ ወይኒ ኩን!!!

  • @genet3442
    @genet3442 3 месяца назад +3

    ብጣዕሚ እካ ጎቦዝ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ትብፅሕ እካ❤❤❤❤❤

  • @FerFerFe
    @FerFerFe 3 месяца назад +2

    ምቶ ሓያል አጆካ ፁቡቅ ተምኮሮ እዩ ቅፅለሉ ኩቡርይ❤❤❤❤

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 3 месяца назад +4

    ዋውው ዝሕግዛ ሰብ ተረኪቡ ተስፋ ኣለው ❤❤❤

  • @Tsegag2124
    @Tsegag2124 3 месяца назад +2

    እዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕካ❤❤❤❤

  • @NigistiGebremeskel
    @NigistiGebremeskel 3 месяца назад +15

    ብርሀነ ዳርጋ ዘይሞተ ዓብይ ደረጃ የብፅሕካ

  • @ZfanZfa
    @ZfanZfa 3 месяца назад +4

    ምቅር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @senaytgebretsadkan952
    @senaytgebretsadkan952 3 месяца назад +2

    ንሞት ብዉላድ ኢካ ትስዕሮ ኣይሞተን ብርሃነ ኣብዓብዪ ደረጃ የብፅሕካ ዝሓወይ ነተባብዓዮ ተጋሩ ኣሕዋተይ❤

  • @WezamWezam-kc7cb
    @WezamWezam-kc7cb 3 месяца назад +2

    እድመን ጥእናን የሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤

  • @letushmis
    @letushmis 26 дней назад

    ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አብ ዓብይ ደረጃ የብፅሕኻ ዛሓወይ❤❤ ይበል ድምፂ ወሪስኻ ናይ ኣቦኻ❤❤❤😘😘😘

  • @ዳዊትብርሃነ
    @ዳዊትብርሃነ 3 месяца назад +9

    ሰላም ሰላም ክቡራት ኣሕዋተይ ሰላምኩም ይብዛሕ ዳዊት ብርሃነ ገብረሚካኤል እየ ነቲ ዝገበር ኩምለይ ኣድላይ ዘበለ ሞራል ብጣዕሚ እየ ዘመስግን 🙏🙏🙏

    • @Brihan-dl8pg
      @Brihan-dl8pg 3 месяца назад

      ኣይዘኻ ቀፅለሉ እዝሓወይ❤❤❤❤

    • @MulugetaAregawi-t1v
      @MulugetaAregawi-t1v 3 месяца назад

      አጆኻዝሓወይ

    • @GenetBrhane-fk8bl
      @GenetBrhane-fk8bl 3 месяца назад

      ጎብዝ ዝሓወይ ብርግፅ ወላዲትኩም ገርግስ ብርሃነ ኣብ ዝሞቶሉ እዋን ብርሃነ ሀይዚ ኣይኮነን ሞይቱ ገና ካብዚ ንመቀለ ምስ ከደ ዝፈራሕኩ እየ ኢላ ነይራ ነብሳ እውን ብጣዕሚ ተጎሳቂላ ኣላ እንኩዓ ግን ናብዚ በቃዕኩሙላ 🙏

    • @EdFfgg-t1b
      @EdFfgg-t1b Месяц назад

    • @tigrayadijeganu2983
      @tigrayadijeganu2983 15 дней назад

      ስልክኻ ኸ ሃባ እስኪ

  • @brhannagos9875
    @brhannagos9875 Месяц назад +1

    ዕድምን ጥዕና ይሃብኻ ወድ ዓዲይ

  • @Kfkftaznabfikri
    @Kfkftaznabfikri 3 месяца назад +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    ካብ ሙዚቃ ወጺእካ ናብ መዝመር ተሳገር❤

  • @bluekai-qz6je
    @bluekai-qz6je 3 месяца назад +1

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ❤❤❤

  • @GereMamu-qg3op
    @GereMamu-qg3op 13 дней назад

    ኣንደበቱ ግን ደስ ክብለካ unique show ደሞ thank you

  • @RahelTeklehaymanot-m4m
    @RahelTeklehaymanot-m4m 25 дней назад

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ❤❤❤❤❤

  • @احمدمحمد-ض4ث3خ
    @احمدمحمد-ض4ث3خ 2 месяца назад +3

    ማዓረይዕደመንጥዕናንይሃበካ❤❤❤❤

  • @محمداحمد-ث7ه
    @محمداحمد-ث7ه 3 месяца назад +2

    ወወወወ ፅሪይ ፈጣሪ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ መተካእታ ኮንኪ ክንሪአካ ተሰፊ ይግብር❤❤❤❤❤

  • @gadogado-o4d
    @gadogado-o4d 3 месяца назад +1

    ናይ ብሓቂ ከም ፀሓይ ምሽት ተራእዩ እንተይፀገብናዮ ዝጠፍአና ተፈታዊ ለግለግ መንእሰይ ነይሩ። ውሽጠይ ኣዝዩ ካብዘይርስዖም ሓደ ሰብ ነይሩ። ሐዚ ግን ተካኢኡ ስለዝረአኹ ደስ ኢሉኒ።

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 3 месяца назад +2

    ዕደመን ጥዕናን ይሃበካ ሸኾረይ😘🙏🙏🙏🙏

  • @merimeri381
    @merimeri381 3 месяца назад +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ 🙏♥♥♥

  • @AnnoyedCricketSport-cq5ep
    @AnnoyedCricketSport-cq5ep 3 месяца назад +2

    ብርሃነ ብቆመንኡ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ አምላክ ምስሊ አብኡ

  • @breketbreket118
    @breketbreket118 3 месяца назад +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤❤

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr 3 месяца назад +1

    ዕደመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ሸኮርና 💞💞💞💞

  • @KmmfgKmhg
    @KmmfgKmhg 3 месяца назад +1

    ፅሩይ🎉🎉🎉🎉 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤

  • @Tsega-kp2et
    @Tsega-kp2et 3 месяца назад +1

    ዕድመን ጥዕናን. ይሃብካ መዓረይ ብርሃነ. ኣይምተን. በርትዕ

  • @senayhayle1121
    @senayhayle1121 3 месяца назад +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🎉🎉🎉🎉

  • @Melian-g8g
    @Melian-g8g 3 месяца назад +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣረ ዝሓወይ😍😍😍😍😍😍

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 3 месяца назад +4

    ነብሱ ይምሓሮ አቦኻ ጎበዝ ኢይኻ ቀፅለሉ ❤❤❤💔💔💔💔

  • @salam-cq3td
    @salam-cq3td 3 месяца назад +1

    ማዓረይ. ንሞት ወላድ ሕናኣ ዝብሃል ሓቂ እዩ❤

  • @ህልናጓልተዋህዶ
    @ህልናጓልተዋህዶ 3 месяца назад +6

    እግዚአብሔር አምላክ ዒድመን ጢዒናን ይሃብካ ብርሃነ ካብዞም ብጣዕሚ ዝፈትዎም ደረፍቲ ሓደ እዩ😢እግዚአብሔር አምላክ ኣብሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮ

  • @TekleweiniTeklehaimanot
    @TekleweiniTeklehaimanot 3 месяца назад +1

    ጎበዝ ዝሓወይ ንኣቦኻ ተኪኢኻ ባህልኻ አፀዉዕ

  • @beletu7041
    @beletu7041 3 месяца назад +4

    ፅቡቅ ከይርሰዑ ምዝካር

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 2 месяца назад +1

    Thank you, unique show 👍

  • @RhdDn
    @RhdDn Месяц назад

    ዓዳም ይህብክ ምዓአርይ ❤❤❤🍀🍀☘️☘️

  • @ቀባፅነቓፅጓልሽረ
    @ቀባፅነቓፅጓልሽረ 3 месяца назад +5

    ሽኮረይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎ ኣቦኻ ዉን ደርፉ ጌርና ኢና ንጫወት ክሳብ ሎሚ❤️💋

  • @Bakariraheltadesse
    @Bakariraheltadesse 3 месяца назад +1

    ቃል የብለይን ነዚ ብምርኣየይ ፍሉይ ደስታ ተሰሚዑኒ ኣጆኻ ዝሓወይ ንስኻ ከም ኣቦኻ ኣብ ሙዚቃ ትግርኛ ዘይትካእ ኣስተዋጽኦ ከምትገብር ገና ብሕጂ ተኣማሚነልካ እየ።

  • @اللالل-ج1د
    @اللالل-ج1د 3 месяца назад +1

    ብሓቂ ነበዐ ቅምጥ ብራሃን😢😢😢 እና ኣጆካ

  • @kidusax
    @kidusax 3 месяца назад +3

    ክቡር ነብሲሄር ብርሃነ ገብረሚካኤል ባህሊ ትግራይ ኣብ ምዕባይ ዝገበሮ እጃም ዓብዪ እዩ ነይሩ።ፈጣሪ ነብስኻ ኣብ ገነት የንብራ።ዳዊት ሓወይ ኣጀኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ኣብ ዝልዓለ ደረጃ ከም እትበፅሕ ድማበዓል ምሉእ ተስፋ እየ።

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ 3 месяца назад +1

    ፅሩይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤

  • @TegayAsefa
    @TegayAsefa 21 день назад

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ብርሃነ ገሚካኤል ዓጋሞ ፈረሰማይ

  • @GdhggHduhd
    @GdhggHduhd 3 месяца назад +1

    ንፉዕ ወዲ ብርሃነ❤❤❤

  • @gebrehiwotzeru44
    @gebrehiwotzeru44 23 дня назад

    በርትዕ ብልጫ ክተርኢ ተስፋ ይገብር❤❤

  • @kbromgebremikael6754
    @kbromgebremikael6754 3 месяца назад +7

    ድምፂ+ኣወቃቅዓ ጭራን ዝድነቕ ዩ።💜💜💜💜💜💜

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b Месяц назад

    ዕድመ ይሃብካ ማዓረይ❤

  • @ፍቕሪ-8
    @ፍቕሪ-8 3 месяца назад +2

    ማዓረይ ኻልአትኳ የጽምሙናለዉ ጥራሕ ንኽሊብ ጥዑም ድምጺ ኣለው ኣጀኻ

  • @mekdikrose5540
    @mekdikrose5540 3 месяца назад +1

    🎉🥰ጥዕም ድምፁ ክም ኣብኡ

  • @ኣሰፍጊደና
    @ኣሰፍጊደና 2 месяца назад

    ብጣዕሚ ገበዝ በርትዕ 🥰🥰🥰🥰

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 3 месяца назад +1

    እሰይይይይ ብርሃኑ ኣይመተን ብጀኹም ምሰዞም ዓበይቲ ደረፍቲ ኣራክብዎ ሓግዝዎ ተሰፉ ዘለዎ ቆልዓ እዩ ምትክአት ኣብኡ ድምፁ ብጣዕሚ ገራሚ እዩ 🤲❤😢

  • @WxIb-g7k
    @WxIb-g7k 3 месяца назад +1

    ጎይታዋይ😢❤❤❤❤❤❤❤ ኣጆኻ

  • @mehariasfaha5125
    @mehariasfaha5125 3 месяца назад +1

    So nice ❤❤❤ keep it

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 3 месяца назад +1

    Neberetatayo nezi lebam wedi nebsiher brhane gano❤❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 3 месяца назад +1

    ሰብ እንተወሊዱ ዳርጋ ዘይሞተ እንኳዕ ናይ ኣቦኻ ተኪእኻ ኣብዚ በፃሕኻ ቀፅለሉ ጎቦዝ❤❤

  • @loveschool383
    @loveschool383 2 месяца назад +1

    Why am I sitting here crying. This is something to smile about.

  • @Wedigebru1
    @Wedigebru1 3 месяца назад +1

    ወዲ ጂግና ❤❤

  • @SaraHailu-x5z
    @SaraHailu-x5z 3 месяца назад +2

    ዕድመ ይሃብካ አባቱ መሳይ ❤❤❤

  • @Amazonwill-yt6hd
    @Amazonwill-yt6hd 3 месяца назад +1

    ❤❤❤❤ በርቱ

  • @IftSre
    @IftSre 3 месяца назад +1

    ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ደዊተይ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢካ

  • @TedrosSahle
    @TedrosSahle 3 месяца назад +3

    dawitey jgna admen tianan yhabka fetari ab abiy dereja kriaka abiy i hope aleni❤❤❤❤❤

  • @SaalmA-e1j
    @SaalmA-e1j Месяц назад

    ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tchctfdtg
    @tchctfdtg 3 месяца назад +1

    ወዲ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤

  • @HabshiGirl
    @HabshiGirl 3 месяца назад +1

    ፋሉይ ኽእለት እነሀካ እዝ ሓወይ ኣጆኻ❤❤❤❤❤❤❤

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ

    ሰብ ፈጣሪኡ ንኸመስግን እዩ ተፈጢሩ እሞ ብቱ ጥዑም ድምጽካ ብመዝሙር ከተገልግን ይግበርኻ እግዚኣብሔር ኣምልክ ዝሓወይ

  • @tigraytigray7066
    @tigraytigray7066 3 месяца назад +1

    ዋውውው ፍልይ እዩ ዝወዲ❤❤❤

  • @ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ
    @ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ 3 месяца назад +1

    ንሞት ስያ ውላድ ሕነኣ ይብሉ ዓበይቲ ክቡራት ወለድና ዳርጋ ዘይሞተ ሓወይ ኣብ ዝለዐለ ደረጃ በፂሕካ ክሪአካ ካብ ልበይ ተመንየ❤

  • @احمدمحمد-ض4ث3خ
    @احمدمحمد-ض4ث3خ 2 месяца назад +1

    ደሰክብልድምጽ❤❤❤❤❤

  • @haftumenberu9667
    @haftumenberu9667 3 месяца назад +1

    ልሞት ውሉድ ህንአ ዝበሃል ምስላ ትክክልእዩ ❤❤❤❤❤

  • @ghiwot908
    @ghiwot908 3 месяца назад +1

    አየኮ አቦ ጅግና

  • @MULEY12
    @MULEY12 3 месяца назад +1

    ፈጣሪ ዕድመ ይሃብካ ናይ ብርሃነ መተካእታ ኢካ

  • @Helenhaile-w2l
    @Helenhaile-w2l Месяц назад

    ይሰይ ጥዑም ድምፅ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AlganeshTekulu
    @AlganeshTekulu 3 месяца назад +1

    ኣሰይይ ሽኮር ዝኮነ ቆልዓ ❤❤❤❤

  • @Muler_Tigraweti
    @Muler_Tigraweti 3 месяца назад +1

    *_መዓረይ ድምፁ😢_*

  • @21ድግልማርያሞእናቴ
    @21ድግልማርያሞእናቴ 3 месяца назад +1

    ዝሓወይ ጎበዝ ኢካ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😌

  • @سلامسلام-ن4ر
    @سلامسلام-ن4ر Месяц назад

    ዓክክክ ሞት ሓያል😢😢😢😢 ኣጁኳ ማዓረይ በርትዕ❤❤❤

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 3 месяца назад +2

    Proud of you brother 🙏

  • @አዲስአለም-ዠ2ቸ
    @አዲስአለም-ዠ2ቸ 3 месяца назад +3

    ብርሃነ ገ/ሚካል ድማ ወዲ ፈረስማይ ተጫዋታይ ጭራ ነብሶም ይምሓሮ ፈጣሪ

  • @strongwoman366
    @strongwoman366 3 месяца назад +3

    ዕድመይጥዕናንይሃብካ