Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብዓል መናፍቅ ፓስተር ቀሺ ዮናስ ድያቆን ጆንን መናፍቕ ኣቶ ካሳሁንን ካልኦትን ፈሊጥናዮም ኢና መልሲ ሃብዎም መምህር ክንጽበየኩም ኢና ቀኒና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩልና ደቂ ተዋህዶ ናብኩሉ ነባጽሕ እዚ ጉዳይ ሃይማኖት እዩ እሞ ሼር ንግበሮ ሃሳብና ንሃበሉ።
እንታይ ትፈልጦ ኣለካ!.
መናፍቃን ተሃድሶ መንገዶምን ዕላምኦምን ምስ መናፍቃን ምኻኖም ተረዲእና እዩ ጥራሕ ንሕና ንንቃሕ ንንቃሕ
ኣበይ አሞ አዚ ኣምላኽ ሓንቲ ማዓልት ጎባአ ተዝግበር ክንደይ ዊረደትን ሕስረትን አዩ ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር ዛኣማንኤል ኣጅካ❤❤❤
ብዘይካ ጥንቅልና ምትብባዕ ጥዑይ ትምህርቲ የብልካን ደቂ ኦርቶዶክስ ግን መፅሓፍ ስለ ነ ንብብ ሓቂ ይበርሃልና ኣሎ ደብተራ ሓወይ
ጽባሕ እዚ ኩሉ ትዘርኦ ዘለካ ሕማቅ ኽትሪኦ ኢኻ ክሳብ ሰብ ዝፈልጠኻ ግን ገንዘብ ኣኽብ ዕላማኻን ድሌትኻን ደም ሰብ እንዳመጸኻ ምንባር እዩ።
መጋቤ ሐዲስ ዘኣማኑኤል ቃለ ህይወት የስምዓልና ዘመን ስብከትኩም ትምህርትኩም ይባርከልኩም ደስ ዘብል እዩ ቀጽልዎ ክብሪ ይሃብኩም❤❤❤ሰናይ
መጋቤ ምስጢረ ንሓቂ ዳጸላእና ክንካታተለካ ኣይጸናሕናን ሕጂ ግን ናይ የውሃንስ ኣፈወርቂ ትምህርቲ ከም ትምህር ሰብ ዳተረዶኦ እዩ እሞ ንዝኮነ ይኩን ሰባክየ ባሃሊ ከም ቤተክርስትያን ምልእቲ ኣይኮነትን ንዝብሉ ኩሎም ይነገረልና ቃል ሂወት ከኣ የስማዓልና
ቃለ ሂወት የስመዓልና ❤❤❤❤❤ መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል ❤❤
kbur memherna egziabher tsegeoo yebzihalkum entay aynet defretn neeketenyou zelewom yegermekayou egziabher kabziom yesewerena sebhat leab weleweladitu dengel welemeskelu kebur amen
መምህርና ቃለ ሂወት የስምዐልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓኹም ዝፈጠረልና ፈጣሪ ሓይልን ጥበቡን የብዛሓልኩም❤🙏✝️💝
ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ኣጎልግሎትኩም ዘመን ይብርኪ ❤❤❤ ⛪ ⛪ ⛪
Kale hiwet yesmealna abona ⛪🙏⛪
ቃል ህይወት የስምዓልና መምህረይ ።ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ።
እንቋዕ ደሓን መጻኩም ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብርክኩም ብርኪ ሓጺን ይግበረልኩም ሃገርናን ሃይማኖትናን ይሓልወልና ዓይነልቦናና የብርሃልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
ያ ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ኣጆኩም ጥራይ ምግላጽ እዩ ፈውሶም ነዚኦም ❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህርና
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር ናይ ብሓቂ ሓደራኩም ደቂ ተዋህዶ ኣብቲ ናይ ፍሽ ተመሊሱ ዘሎ ሕቶታት ውን ኣካልን ኣዕጋብን ኣይኾነን ሓደራ ሓደራ በጃኩም ንንቃሕ ኣብ ቅድሚ ቤተክርስትያና ንቁም
ቃል ሂወት የስማዓልና፡ መምህር መጋቢ ምስጢር ኢማኑኤል፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ልኡል እግዚአብሔር። ንዓና ንዱኹማት ባረቱ ካኣ ኣብ ጽላት ልብና ይጻሓፈልና ኣሜን።
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ዝኣማኒኤል ካባኩም ብዙሕ ኢና ንጽባ ተንዝተረፋ ሕቶ ከኣ ብሃንቆውታ ንጽበየኩም ኣልና ጸጋ ጎይታና ዓዚዙ ምሳኹም ይኽን
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህርና❤
ቃለ ህይወት የስምዓልናቅዱስ ያሬድኢያቄም ወሃና ወለዱ ሰማየ ወሰማየ ወለደት ጽሓየ❤🎉😊።
Kale hiwet yesmealna memhrna
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ❤እቶም ናትናከ ናበይ እዮም ሸበድበድ ዝበል ዘለዉ😢
You are absolutely right keep moving
Ybel melsi qalehiwet yesmalna admen Tanana
ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና መጋቢ ምስጢር ዘኣማኑኤል። እግዚኣቢሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ዪሃበልና። ❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜ ቃል ሂወት የስመዓልና መ/ዘኣማኔኤ ❤❤❤
ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ምዓረይ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ ❤❤❤
Ane gin zigeremen kubur Mergeta amamual ezomo megab hadis memihr berehe zibluwo zelewu eku esum tiray ayikunun ziblu zelew bal bizab gedilat buxue abune abiraham ewin tezaribum nuru gin natum ayimxakumuwon btam yehezin😢😢
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ"ንህነሠ ንተሉ እምነተ ዓበዊነ ቅዱሳን"ካብቶም ኦርቶዶክስ ተዋህዶዝኣምኑ ስድራይ ወለደይ ምውላደይንቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክየመስግኖ👏👏👏👏👏👏👏ቃለ ህይወት የስመዓልና።
ኣቦና አግዛብሄር ዕድመ ያሃብኩም በተክረስታና ኣለም ክትሓሊፍ አያ ማለቱ አግዛብሄር ኣይን ሊቦኖኦም ይክፈተሎም
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መርጌታ ዘኣማኑኤልናይ ብሓቂ መልሲ ዘድልዮም መናፍቃን ኢዮም
ቃላ ሂወት የስመዓልና ሉኡል አምላክ በተክርስቲያና ይዓቅበልና
Abona btaemi zegerm aykonen orthodox tewahdo bzuh gize ab fetene eya dela slezi xelotkumn xelot kidusan xelot dngl maryam ayfeleya neza xnieti emnetna 🙏Nxur zkone gbre melsi ikum hibkumuna delekum amlak xegeu yebzehalkum nana mestiwal yihabena Amen❤❤❤
ብሓቂ መናፍቓን ዮም ኩሎም ግብሮም ንፈልጦም ኢና።ምስቀል ሒዞም ቶኻሉ።እግዚአቢሔር፡ ይገስጾም።
አሜን አመን አሜን ቃል ሂወት የስማዐልናኦሪታቶ ንዘልአለም ትንበሪ ❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህረይ ጽቡቕ መልሲ ንመናፍቃን ትህብዎም ኣለኹም እሞ ቀጽልዎ ብሃይማኖት ድርድር ዝበሃል የለን ኣምላኽ ምሳኹም እዪ
ቃለ ሕይወት የስምዓልና መጋቤ ምሥጢር ዘአማኑኤ🎉🎉🎉
KIDSTI TEWAHDO emnetna, ms menafkan mnm hbret yeblan!!! Egziabher nhzbu kab tfiat yihalu. Egziabher ab Betu koynka kab bnefsi mumat yedhnena.
Kale Hiwet yesmana Abona Amen Amen 🙏
Amen amen amen 🙏 kale hiwet yesmalna
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስማዓልና❤❤❤❤
Qale hiwet yesmealna kubur memhrey bereket nay eme brhaney ms kulatna ykun ab etgebrwo xeletkum zekruna
ቃለ ህወት የስምዓልና
Kale hiwet yesmealna
Amlak yhagzkum abona Amen Amen
ናይ በሓቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ በተ ክርስትያን ዓሙቅ ትምህርቲ ኣለዋ:: የቀነልና መምህር ኣማኑኤል:: ጎይታና አየሱስ ክርስቶስ ደገፉ ኣይሕደገኩም::
Amen qualehiwate yesmalna memhrna ❤❤❤❤
Amen amen amen kale hiawot ysmalna abna
ቃለ ሂወት የስምዓልና አባ አማን
Kale howet yesmalna kbur memhrna ajokum berteu abzbetshwo yeblomn
Abona kal hiwet yesmana zemnkum yibarki
Qale hiwet yesmealna memhr.Qeshi yonas ab Asmara KidaneMhret sembel , mnfqna zekayd znebere eyu. Nsu bftsum tewahdo aykonen, ayweklen eyu.Menafq eyu.
Amen Amen Amen abona
Edmen tnan yhabkum memhr
Egziabhier Amlak Qalehiwet yesmealna nebotatna edmen tienan yihabelna nlbeniom ztedefne ayinte libonaiom yikfetelom endasemea zesqete dea koynu mesakin nay beal kasahun wela keshi yonas zbehalu zelewu nseb kedenagru
Keal hiwet yesmalna memhrey
Qal hiwet yesmealna abona
ድንግል ማርያም ንጽህቲ ጽሪቲ ኣምላኽ ዝወለደት ኢያ ሞ መናፍቓን ሕፈሩ መቖሚ የብልኩምን ክትቆሙ ኻኣ ኣይትኹኡሉን ኢኹም
❤❤❤❤❤❤ቃል ህይወት የስመዓልና
ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና። ስምካ ኣብ ዓምደ ወርቅ ይጽሓፈልና። ኣብ ትገብሮ ጸሎት ዘክረና። ክቡራት ምእመናን ምእመናት ድማ እግዚኣብሄር ይኽበር ይመስገን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅንዕቲ ሃይማኖት ስለ ዘላትና ኣቦታትና ዝህቡና ዘይተበረዘ ትምህርቲ ጥራሕ ንስማዕ። ኣብ ናይ ሓሶት መማህራንን ናይ ሓሶት "ጓሶት"ን ዝበዝሑሉ እዋን ስለ ዘለና ንንቃሕ ነስተውዕል። ነዞም መናፍቃን ሰብ ጎደሎ እምነት ልቢ ይሃቦም ኣብ 'ታ ቅንዕቲ እምነት ኣቦታትና ይምለሶም።
Kale hiwet yesmalna abona .
Amen Amen Amen
ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር
Qale hiwet yesmealna wedi krstos Aman biaman qorbet brgie zitekednu tekalo medanegerti menafikan
Kela hewit yesmalna nbona ❤❤❤
መምህር ጸግኡ የብዝሕ ፈጣሪ.👉 ኣብ ኦርቶዶክስ መልሲ ዘይብሉ ሕቶ ስለ ዘየለ እዚ ናይዞም መናፍቃን ተሃድሶ ምድንጋራት ከጠራጥረናን ከገርመናን የብሉን ደቂ ኦርቶዶክስ እዚ👇 እዩ እምነትና እምነት ኣቦታትና 👇ኤር 6:16ኤፌ 4:5ይሁ 1:3
qel hiwet yesmalna 27:21 ❤❤❤❤❤
ሰላም መምህር ስለቲ ኣብ ሃይማኖት ዘለኩም ቅንኣት ትግሃትን ብሓቂ ደስ ዘብል'ዩ ። ከምቲ ጀሚርኩም ዘለኩም መደብ እግዚአብሔር ኣብ መፈጸምታ የብጽሕኩም። እቲ ቀሺ ዮናስ ዝበልኩምዎ ቅድሚ 11 ዓመት ኣብ ሽወደን ዝተወገዘ መናፍቅ'ዩ ቀሺ ኣይኮነን።
Away azi wedi Srah suauni mshkinay, tehzn
Aboyne Keshi feqeri Sebeku
ቀጽልዎ❤❤תודה!
Amen Amen God 🙌 🇪🇷🙏🙏🙏🌹🌹🌹
ብሕቂ መምህረይ አንታይ አሙ አቶም ትቃወሙ ውሕዳት ኢዱኩም ኳንኩም
ኣሜን ዝብል ህዝቢ እመር ዝሓትት ብዘይምህልዉ የሕዝን።
ቃለሂወት የሰመዓልና መምህረይ። ነዘም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰብ ከይጠፍእ ኣብ ግዚእ እንዳመለሰኩም ኣረድኡና 🎉
ኣይትሓሱ።ልዕሊ ቀሺ ዮናስ ተዋህዶ ክትከውን ኣይትኽእልን።
Entay keme tibel zeleka tifelt dika keshi yonas do aykenn eyu ms manfqan gbae zgeber zelo
@@Maranathayoutube21 እሞ ኩሉ እቲ ኣኬባ ሰሚዕካዮ ዲካ ሓወይ
Kal hiwet yesmalna abona❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ኣጆኹም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
AMEN (((3))) qal hiwet yesmeolna kbur memhr mergieta zeamanuel እ/ሄር ብዕድሜ ና ጤና ያቆይልን ❤❤❤🎉🎉🎉 ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ንወላዲተ ኣምላክ ስማ ክጽዋዕ ከሎ ሰይጣን ስለዝርበሽ እዞም መናፍቃን ውን ናቱ ውሉድ ዮ ሰለዚ ዝኮነ እንተ በሉ ናይ ኣብኦም ዮ ዝደግሙ ዘለው ንሕና ግን ኣይንናወጽን ነዚ ሕቶኩም ምክንያቱ ካባኩም ንጽበዮ ሕቶ ስለ ዝኾነ ዩ ተዋህዶ ኣይትናወጽን ከመይ ኣብ ከውሒ ያ ተሃኒጻ እንተ ነቶም ፓስተራትን ካህናት ኢና እናበልኩም ምእመናን ትዕንቅፉ ዘለኩም ወይለኹም ጽባሕ ንግሆ ኣብ ቅድሚ እ/ ሄር ኣምላክ 😢😢😢
❤❤❤
Kab Kal Amlak nlali alo diu
ጽቡቅ መብርሂ መምህር ግን እቲ ቀንዲ ጸገም ግእዝን ትሕዝጎታቱን ስለዘይፈልጥዎ ጥራይ ዘይኮነስ ምክንያት ናይ መፈላለይ ደልዮም ክነቅፉ ስለዝደልዩ እዩ ።ካልእ ኩሎም ኣብ ደገ ዘሎ ሕብረትታ ሕብረቶም ምስ መን ምዃኑ ዘይፈለጡ ኣይመስለንን ግን ዝብልዎን ዝገብርዎን ካብ ቤተክርስትያን ንላዕሊ ንፖሎቲካ እዮም ዘቀድሙ ይቅረ ይበለሎም።
ኩሎም መስቀል ኣሲሮም ንምድንጋር እምበር መስቀል ኣይኣምኑን ዮም፡፡ መምህር ነዚኦም ዘይፈልጥ የለን።
ወንጌል ማቴዎስ ፡12 ቁ 43 ስለ ርኹስ መንፈስ ካብ ሰብ ምስ ወፀ ኽምለስ ከምዝኽእል እዩ ተፃሒፉ ዘሎ።
Kemza nay zebena megayetsi wdrqi mesali kdan abotat tekedne liq behalti mllayom shegiru zelo ehh belo deqi tewahdo yfti Aboy
Asoka keythamq xbuq gerka tekatatelom
ማቴ 13 43 ክበርሁ እዮም እበይ፡ ከብርሁ እዮም ኣኮነን። ዘየንበብና ኣይንፍረድ ከይፍረደና
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤🎉
Matthew 12:35-37 እቲ ሕያዋይ ሰብ ካብቲ ጽቡቕ መዝገብ ልቡ ጽቡቕ የውጽእ። ክፉእ ሰብ ከኣ ካብቲ ኽፉእ መዝገብ ልቡ ኽፉእ እዩ ዜውጽእ። ኣነ ግና፡ ብዘረባኻ ኢኻ እትጸድቕ፡ ብዘረባኻውን ኢኻ እትዅነን እሞ፡ ሰብ ዚዛረብዎ ዘበለ ዘይጠቅም ኵሉ ቓል ብመዓልቲ ፍርዲ ጸብጻብ ኪህብሉ እዮም፡ እብለኩም አሎኹ።
እዞም ኩሎም ቃለ ሂወት የስማዓልና ትብሉ ዘለኩም ኩሉኩም ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢብኩማ ከማን ኣይትፈልጡን ኢኩም ፡ በቃ ቃለ ሆወት የስማዓልና ጥራይ ።ኣንብቡ እዚ ሰባይ ከጥፋኣኩም እዩ። ባዕልኩም ኣንቢብኩም ተደሊኩም መናፍቃን በልዎም።
በስመኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜንኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ኣብ ኣገልግሎትኩም ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይብዝሓልኩም ናይ ብሓቂ መናፋቃን ኩሉ ዘልኩሞ ትክክል ዩ ከም ኩሉ ሰብ ናጻ ኮይነ ክዛረብ ካብ ስሚዒት ቅሩብ ቁጥብ ኢልኩም ክትምዑዱና ይላቦ ተግሳጽና ብፋቅሪ ሓድነት ብሕውነት ክኮነልና ሓሳብ ድሌት ኩልና ይኩነልና እግዚአብሔር ካብ ምንፍቅና ስሕተተ ክሕደት ይሓልወና ፍሊጥና ብድፍረት ከይፍለጥና ብስሕተተ ዝገበርናዮ ይቅረ ይበለልና ወስብሓት ለእግዚኣቢሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ❤❤❤
❤💒❤
ኩሎም መናፍቃን ተቀይሮም እዮም ኣምላክ ዓይነልበነኦም ይኽፈተሎም ትማሊ ኣብ ዓለም ዘሎ ህዝቢ ከምስሉ በዓል ካሳሁን በዓን ስልጣን ከምስሉ ብስም ኦርተደኩስ ዝሰብኩ ዝነበሩ ብስም ኣቦና እንጦንዮስ እናበሉ ንህዝቢ ከሽካዓልሉ ፈቲኖም ነሮም ሕጂ ግን ኣምላክ ይመስገን ንከይንጠፍእ ተፈሊጦም ዉሽጢ ምስ መናፍቃን እናተራኸቡ ንኦርተደኩስ ምዕናዉ እዩ ነሩ ስለኩኑ ነገር ኣምላክ ይኽበር ይመስገን ቃል ሂወት የስማዕልና መርጀታ ዘበኣማን ከኣ ጽቡቅ ዝኾነ መልሲ ሂብክሞን እዞም ተሃዱሶ
@@ebetesfahiwet9658ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ገሊጽካዮ/ኪዮ ሕጂስ ፈሊጥናዮም ኢና ብዓል መናፍቅ ስልጣን ጎደልያስ ብዓል ኣቶ ካሳሁንን ካልኦትን ፈሊጥናዮም ኢና መልሲ ሃብዎም ጉዳይ ሃይማኖት እዩ እሞ ናብ ኩሉ ነባጽሓዮ ሼር ንግበሮ ሃሳብና ንግለጽ ንመምህራና ንሓግዞም ብሓሳብ ።
ማቴዎስ ወንጌል ፡12 ቁ 43 ስለ ርኩስ መንፈስ ካብ ሰብ ምስ ወፀ ኽምለስ ክምለስ ከምዝኽእል እዩ ፣ ተፃሒፉዘሎ።
Kal hiwet yesmalna des zebl meglexi, bzyada ka part 2 entetwseka des mbelen!
አታ በስመአብ በል በጃካ እግዚአብሔር ይቅር ይበልካ በዚ አካይዳካ ፅቡቅ አይኮነን
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
ቅዱሳን ጻድቃናት (ድያብሎስ) ብትሕትና ጸሎት ከም ዝስዕርዎ ።ወተሃደር ክርስቶስ ከኣ (ንመነፍቃን) ብእሾኽ ንቀስ ።ኩልና ኦርተደክሳውያን ከኣ እምነትና ነጽንዕ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣርዮስ ክጋገ ከሎ ጸዊዕም እዮም ተማጒቶም ሲዒሮሞ።ስለዚ ንስኩም ውን ጸዊዕኩም ዘይተዛርብዎም፡መጻሕፍቲ ሒዝኩም ተማጒትኩም ዘይተሕፍርዎም? ሓቂ ዘሓዘ ኣይፈርህን ስለዝኾነ
ቃለ-ሂወት የስምዓልና መምህር፡ ዕድመ ኣገልግሎትኩም የንውሓዮ።
ብዓል መናፍቅ ፓስተር ቀሺ ዮናስ ድያቆን ጆንን መናፍቕ ኣቶ ካሳሁንን ካልኦትን ፈሊጥናዮም ኢና መልሲ ሃብዎም መምህር ክንጽበየኩም ኢና ቀኒና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩልና ደቂ ተዋህዶ ናብኩሉ ነባጽሕ እዚ ጉዳይ ሃይማኖት እዩ እሞ ሼር ንግበሮ ሃሳብና ንሃበሉ።
እንታይ ትፈልጦ ኣለካ!.
መናፍቃን ተሃድሶ መንገዶምን ዕላምኦምን ምስ መናፍቃን ምኻኖም ተረዲእና እዩ ጥራሕ ንሕና ንንቃሕ ንንቃሕ
ኣበይ አሞ አዚ ኣምላኽ ሓንቲ ማዓልት ጎባአ ተዝግበር ክንደይ ዊረደትን ሕስረትን አዩ ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር ዛኣማንኤል ኣጅካ❤❤❤
ብዘይካ ጥንቅልና ምትብባዕ ጥዑይ ትምህርቲ የብልካን ደቂ ኦርቶዶክስ ግን መፅሓፍ ስለ ነ ንብብ ሓቂ ይበርሃልና ኣሎ ደብተራ ሓወይ
ጽባሕ እዚ ኩሉ ትዘርኦ ዘለካ ሕማቅ ኽትሪኦ ኢኻ ክሳብ ሰብ ዝፈልጠኻ ግን ገንዘብ ኣኽብ ዕላማኻን ድሌትኻን ደም ሰብ እንዳመጸኻ ምንባር እዩ።
መጋቤ ሐዲስ ዘኣማኑኤል ቃለ ህይወት የስምዓልና ዘመን ስብከትኩም ትምህርትኩም ይባርከልኩም ደስ ዘብል እዩ ቀጽልዎ ክብሪ ይሃብኩም❤❤❤ሰናይ
መጋቤ ምስጢረ ንሓቂ ዳጸላእና ክንካታተለካ ኣይጸናሕናን ሕጂ ግን ናይ የውሃንስ ኣፈወርቂ ትምህርቲ ከም ትምህር ሰብ ዳተረዶኦ እዩ እሞ ንዝኮነ ይኩን ሰባክየ ባሃሊ ከም ቤተክርስትያን ምልእቲ ኣይኮነትን ንዝብሉ ኩሎም ይነገረልና ቃል ሂወት ከኣ የስማዓልና
ቃለ ሂወት የስመዓልና ❤❤❤❤❤ መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል ❤❤
kbur memherna egziabher tsegeoo yebzihalkum entay aynet defretn neeketenyou zelewom yegermekayou egziabher kabziom yesewerena sebhat leab weleweladitu dengel welemeskelu kebur amen
መምህርና ቃለ ሂወት የስምዐልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓኹም ዝፈጠረልና ፈጣሪ ሓይልን ጥበቡን የብዛሓልኩም❤🙏✝️💝
ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ኣጎልግሎትኩም ዘመን ይብርኪ
❤❤❤ ⛪ ⛪ ⛪
Kale hiwet yesmealna abona ⛪🙏⛪
ቃል ህይወት የስምዓልና መምህረይ ።
ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ።
እንቋዕ ደሓን መጻኩም ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብርክኩም ብርኪ ሓጺን ይግበረልኩም ሃገርናን ሃይማኖትናን ይሓልወልና ዓይነልቦናና የብርሃልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
ያ ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ኣጆኩም ጥራይ ምግላጽ እዩ ፈውሶም ነዚኦም ❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህርና
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር ናይ ብሓቂ ሓደራኩም ደቂ ተዋህዶ ኣብቲ ናይ ፍሽ ተመሊሱ ዘሎ ሕቶታት ውን ኣካልን ኣዕጋብን ኣይኾነን ሓደራ ሓደራ በጃኩም ንንቃሕ ኣብ ቅድሚ ቤተክርስትያና ንቁም
ቃል ሂወት የስማዓልና፡ መምህር መጋቢ ምስጢር ኢማኑኤል፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ልኡል እግዚአብሔር። ንዓና ንዱኹማት ባረቱ ካኣ ኣብ ጽላት ልብና ይጻሓፈልና ኣሜን።
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ዝኣማኒኤል ካባኩም ብዙሕ ኢና ንጽባ ተንዝተረፋ ሕቶ ከኣ ብሃንቆውታ ንጽበየኩም ኣልና ጸጋ ጎይታና ዓዚዙ ምሳኹም ይኽን
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህርና❤
ቃለ ህይወት የስምዓልና
ቅዱስ ያሬድ
ኢያቄም ወሃና ወለዱ ሰማየ ወሰማየ ወለደት ጽሓየ❤🎉😊።
Kale hiwet yesmealna memhrna
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ❤እቶም ናትናከ ናበይ እዮም ሸበድበድ ዝበል ዘለዉ😢
You are absolutely right keep moving
Ybel melsi qalehiwet yesmalna admen Tanana
ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና መጋቢ ምስጢር ዘኣማኑኤል። እግዚኣቢሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ዪሃበልና። ❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜ ቃል ሂወት የስመዓልና መ/ዘኣማኔኤ ❤❤❤
ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ምዓረይ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ ❤❤❤
Ane gin zigeremen kubur Mergeta amamual ezomo megab hadis memihr berehe zibluwo zelewu eku esum tiray ayikunun ziblu zelew bal bizab gedilat buxue abune abiraham ewin tezaribum nuru gin natum ayimxakumuwon btam yehezin😢😢
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪
ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ
"ንህነሠ ንተሉ እምነተ ዓበዊነ ቅዱሳን"
ካብቶም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ
ዝኣምኑ ስድራይ ወለደይ ምውላደይ
ንቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክ
የመስግኖ👏👏👏👏👏👏👏ቃለ ህይወት የስመዓልና።
ኣቦና አግዛብሄር ዕድመ ያሃብኩም በተክረስታና ኣለም ክትሓሊፍ አያ ማለቱ አግዛብሄር ኣይን ሊቦኖኦም ይክፈተሎም
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መርጌታ ዘኣማኑኤል
ናይ ብሓቂ መልሲ ዘድልዮም መናፍቃን ኢዮም
ቃላ ሂወት የስመዓልና ሉኡል አምላክ በተክርስቲያና ይዓቅበልና
Abona btaemi zegerm aykonen orthodox tewahdo bzuh gize ab fetene eya dela slezi xelotkumn xelot kidusan xelot dngl maryam ayfeleya neza xnieti emnetna 🙏Nxur zkone gbre melsi ikum hibkumuna delekum amlak xegeu yebzehalkum nana mestiwal yihabena Amen❤❤❤
ብሓቂ መናፍቓን ዮም ኩሎም ግብሮም ንፈልጦም ኢና።ምስቀል ሒዞም ቶኻሉ።እግዚአቢሔር፡ ይገስጾም።
አሜን አመን አሜን ቃል ሂወት የስማዐልና
ኦሪታቶ ንዘልአለም ትንበሪ ❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህረይ ጽቡቕ መልሲ ንመናፍቃን ትህብዎም ኣለኹም እሞ ቀጽልዎ
ብሃይማኖት ድርድር ዝበሃል የለን ኣምላኽ ምሳኹም እዪ
ቃለ ሕይወት የስምዓልና መጋቤ ምሥጢር ዘአማኑኤ🎉🎉🎉
KIDSTI TEWAHDO emnetna, ms menafkan mnm hbret yeblan!!! Egziabher nhzbu kab tfiat yihalu. Egziabher ab Betu koynka kab bnefsi mumat yedhnena.
Kale Hiwet yesmana Abona Amen Amen 🙏
Amen amen amen 🙏 kale hiwet yesmalna
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስማዓልና❤❤❤❤
Qale hiwet yesmealna kubur memhrey bereket nay eme brhaney ms kulatna ykun ab etgebrwo xeletkum zekruna
ቃለ ህወት የስምዓልና
Kale hiwet yesmealna
Amlak yhagzkum abona Amen Amen
ናይ በሓቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ በተ ክርስትያን ዓሙቅ ትምህርቲ ኣለዋ:: የቀነልና መምህር ኣማኑኤል:: ጎይታና አየሱስ ክርስቶስ ደገፉ ኣይሕደገኩም::
Amen qualehiwate yesmalna memhrna ❤❤❤❤
Amen amen amen kale hiawot ysmalna abna
ቃለ ሂወት የስምዓልና አባ አማን
Kale howet yesmalna kbur memhrna ajokum berteu abzbetshwo yeblomn
Abona kal hiwet yesmana zemnkum yibarki
Qale hiwet yesmealna memhr.
Qeshi yonas ab Asmara KidaneMhret sembel , mnfqna zekayd znebere eyu. Nsu bftsum tewahdo aykonen, ayweklen eyu.
Menafq eyu.
Amen Amen Amen abona
Edmen tnan yhabkum memhr
Egziabhier Amlak Qalehiwet yesmealna nebotatna edmen tienan yihabelna nlbeniom ztedefne ayinte libonaiom yikfetelom endasemea zesqete dea koynu mesakin nay beal kasahun wela keshi yonas zbehalu zelewu nseb kedenagru
Keal hiwet yesmalna memhrey
Qal hiwet yesmealna abona
ድንግል ማርያም ንጽህቲ ጽሪቲ ኣምላኽ ዝወለደት ኢያ ሞ
መናፍቓን ሕፈሩ መቖሚ የብልኩምን ክትቆሙ ኻኣ ኣይትኹኡሉን ኢኹም
❤❤❤❤❤❤ቃል ህይወት የስመዓልና
ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና።
ስምካ ኣብ ዓምደ ወርቅ ይጽሓፈልና።
ኣብ ትገብሮ ጸሎት ዘክረና።
ክቡራት ምእመናን ምእመናት ድማ እግዚኣብሄር ይኽበር ይመስገን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅንዕቲ ሃይማኖት ስለ ዘላትና ኣቦታትና ዝህቡና ዘይተበረዘ ትምህርቲ ጥራሕ ንስማዕ። ኣብ ናይ ሓሶት መማህራንን ናይ ሓሶት "ጓሶት"ን ዝበዝሑሉ እዋን ስለ ዘለና ንንቃሕ ነስተውዕል።
ነዞም መናፍቃን ሰብ ጎደሎ እምነት ልቢ ይሃቦም ኣብ 'ታ ቅንዕቲ እምነት ኣቦታትና ይምለሶም።
Kale hiwet yesmalna abona .
Amen Amen Amen
ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር
Qale hiwet yesmealna wedi krstos Aman biaman qorbet brgie zitekednu tekalo medanegerti menafikan
Kela hewit yesmalna nbona ❤❤❤
መምህር ጸግኡ የብዝሕ ፈጣሪ.
👉 ኣብ ኦርቶዶክስ መልሲ ዘይብሉ ሕቶ ስለ ዘየለ እዚ ናይዞም መናፍቃን ተሃድሶ ምድንጋራት ከጠራጥረናን ከገርመናን የብሉን ደቂ ኦርቶዶክስ እዚ👇 እዩ እምነትና እምነት ኣቦታትና 👇
ኤር 6:16
ኤፌ 4:5
ይሁ 1:3
qel hiwet yesmalna 27:21 ❤❤❤❤❤
ሰላም መምህር ስለቲ ኣብ ሃይማኖት ዘለኩም ቅንኣት ትግሃትን ብሓቂ ደስ ዘብል'ዩ ። ከምቲ ጀሚርኩም ዘለኩም መደብ እግዚአብሔር ኣብ መፈጸምታ የብጽሕኩም። እቲ ቀሺ ዮናስ ዝበልኩምዎ ቅድሚ 11 ዓመት ኣብ ሽወደን ዝተወገዘ መናፍቅ'ዩ ቀሺ ኣይኮነን።
Away azi wedi Srah suauni mshkinay, tehzn
Aboyne Keshi feqeri Sebeku
ቀጽልዎ❤❤תודה!
Amen Amen God 🙌 🇪🇷🙏🙏🙏🌹🌹🌹
ብሕቂ መምህረይ አንታይ አሙ አቶም ትቃወሙ ውሕዳት ኢዱኩም ኳንኩም
ኣሜን ዝብል ህዝቢ እመር ዝሓትት ብዘይምህልዉ የሕዝን።
ቃለሂወት የሰመዓልና መምህረይ። ነዘም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰብ ከይጠፍእ ኣብ ግዚእ እንዳመለሰኩም ኣረድኡና 🎉
ኣይትሓሱ።ልዕሊ ቀሺ ዮናስ ተዋህዶ ክትከውን ኣይትኽእልን።
Entay keme tibel zeleka tifelt dika keshi yonas do aykenn eyu ms manfqan gbae zgeber zelo
@@Maranathayoutube21 እሞ ኩሉ እቲ ኣኬባ ሰሚዕካዮ ዲካ ሓወይ
Kal hiwet yesmalna abona❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ኣጆኹም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
AMEN (((3))) qal hiwet yesmeolna kbur memhr mergieta zeamanuel እ/ሄር ብዕድሜ ና ጤና ያቆይልን ❤❤❤🎉🎉🎉 ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ንወላዲተ ኣምላክ ስማ ክጽዋዕ ከሎ ሰይጣን ስለዝርበሽ እዞም መናፍቃን ውን ናቱ ውሉድ ዮ ሰለዚ ዝኮነ እንተ በሉ ናይ ኣብኦም ዮ ዝደግሙ ዘለው ንሕና ግን ኣይንናወጽን ነዚ ሕቶኩም ምክንያቱ ካባኩም ንጽበዮ ሕቶ ስለ ዝኾነ ዩ ተዋህዶ ኣይትናወጽን ከመይ ኣብ ከውሒ ያ ተሃኒጻ እንተ ነቶም ፓስተራትን ካህናት ኢና እናበልኩም ምእመናን ትዕንቅፉ ዘለኩም ወይለኹም ጽባሕ ንግሆ ኣብ ቅድሚ እ/ ሄር ኣምላክ 😢😢😢
❤❤❤
Kab Kal Amlak nlali alo diu
ጽቡቅ መብርሂ መምህር ግን እቲ ቀንዲ ጸገም ግእዝን ትሕዝጎታቱን ስለዘይፈልጥዎ ጥራይ ዘይኮነስ ምክንያት ናይ መፈላለይ ደልዮም ክነቅፉ ስለዝደልዩ እዩ ።
ካልእ ኩሎም ኣብ ደገ ዘሎ ሕብረትታ ሕብረቶም ምስ መን ምዃኑ ዘይፈለጡ ኣይመስለንን ግን ዝብልዎን ዝገብርዎን ካብ ቤተክርስትያን ንላዕሊ ንፖሎቲካ እዮም ዘቀድሙ ይቅረ ይበለሎም።
ኩሎም መስቀል ኣሲሮም ንምድንጋር እምበር መስቀል ኣይኣምኑን ዮም፡፡ መምህር ነዚኦም ዘይፈልጥ የለን።
ወንጌል ማቴዎስ ፡12 ቁ 43 ስለ ርኹስ መንፈስ ካብ ሰብ ምስ ወፀ ኽምለስ ከምዝኽእል እዩ ተፃሒፉ ዘሎ።
Kemza nay zebena megayetsi wdrqi mesali kdan abotat tekedne liq behalti mllayom shegiru zelo ehh belo deqi tewahdo yfti Aboy
Asoka keythamq xbuq gerka tekatatelom
ማቴ 13 43 ክበርሁ እዮም እበይ፡ ከብርሁ እዮም ኣኮነን። ዘየንበብና ኣይንፍረድ ከይፍረደና
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤🎉
Matthew 12:35-37 እቲ ሕያዋይ ሰብ ካብቲ ጽቡቕ መዝገብ ልቡ ጽቡቕ የውጽእ። ክፉእ ሰብ ከኣ ካብቲ ኽፉእ መዝገብ ልቡ ኽፉእ እዩ ዜውጽእ። ኣነ ግና፡ ብዘረባኻ ኢኻ እትጸድቕ፡ ብዘረባኻውን ኢኻ እትዅነን እሞ፡ ሰብ ዚዛረብዎ ዘበለ ዘይጠቅም ኵሉ ቓል ብመዓልቲ ፍርዲ ጸብጻብ ኪህብሉ እዮም፡ እብለኩም አሎኹ።
እዞም ኩሎም ቃለ ሂወት የስማዓልና ትብሉ ዘለኩም ኩሉኩም ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢብኩማ ከማን ኣይትፈልጡን ኢኩም ፡ በቃ ቃለ ሆወት የስማዓልና ጥራይ ።ኣንብቡ እዚ ሰባይ ከጥፋኣኩም እዩ። ባዕልኩም ኣንቢብኩም ተደሊኩም መናፍቃን በልዎም።
በስመኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ኣብ ኣገልግሎትኩም ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይብዝሓልኩም ናይ ብሓቂ መናፋቃን ኩሉ ዘልኩሞ ትክክል ዩ ከም ኩሉ ሰብ ናጻ ኮይነ ክዛረብ ካብ ስሚዒት ቅሩብ ቁጥብ ኢልኩም ክትምዑዱና ይላቦ ተግሳጽና ብፋቅሪ ሓድነት ብሕውነት ክኮነልና ሓሳብ ድሌት ኩልና ይኩነልና እግዚአብሔር ካብ ምንፍቅና ስሕተተ ክሕደት ይሓልወና ፍሊጥና ብድፍረት ከይፍለጥና ብስሕተተ ዝገበርናዮ ይቅረ ይበለልና
ወስብሓት ለእግዚኣቢሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ❤❤❤
❤💒❤
ኩሎም መናፍቃን ተቀይሮም እዮም ኣምላክ ዓይነልበነኦም ይኽፈተሎም
ትማሊ ኣብ ዓለም ዘሎ ህዝቢ ከምስሉ በዓል ካሳሁን በዓን ስልጣን ከምስሉ ብስም ኦርተደኩስ ዝሰብኩ ዝነበሩ ብስም ኣቦና እንጦንዮስ እናበሉ ንህዝቢ ከሽካዓልሉ ፈቲኖም ነሮም ሕጂ ግን ኣምላክ ይመስገን ንከይንጠፍእ ተፈሊጦም ዉሽጢ ምስ መናፍቃን እናተራኸቡ ንኦርተደኩስ ምዕናዉ እዩ ነሩ ስለኩኑ ነገር ኣምላክ ይኽበር ይመስገን ቃል ሂወት የስማዕልና መርጀታ ዘበኣማን ከኣ ጽቡቅ ዝኾነ መልሲ ሂብክሞን እዞም ተሃዱሶ
@@ebetesfahiwet9658ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ገሊጽካዮ/ኪዮ ሕጂስ ፈሊጥናዮም ኢና ብዓል መናፍቅ ስልጣን ጎደልያስ ብዓል ኣቶ ካሳሁንን ካልኦትን ፈሊጥናዮም ኢና መልሲ ሃብዎም ጉዳይ ሃይማኖት እዩ እሞ ናብ ኩሉ ነባጽሓዮ ሼር ንግበሮ ሃሳብና ንግለጽ ንመምህራና ንሓግዞም ብሓሳብ ።
ማቴዎስ ወንጌል ፡12 ቁ 43 ስለ ርኩስ መንፈስ ካብ ሰብ ምስ ወፀ ኽምለስ ክምለስ ከምዝኽእል እዩ ፣ ተፃሒፉዘሎ።
Kal hiwet yesmalna des zebl meglexi, bzyada ka part 2 entetwseka des mbelen!
አታ በስመአብ በል በጃካ እግዚአብሔር ይቅር ይበልካ በዚ አካይዳካ ፅቡቅ አይኮነን
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
ቅዱሳን ጻድቃናት (ድያብሎስ) ብትሕትና ጸሎት ከም ዝስዕርዎ ።
ወተሃደር ክርስቶስ ከኣ (ንመነፍቃን) ብእሾኽ ንቀስ ።
ኩልና ኦርተደክሳውያን ከኣ እምነትና ነጽንዕ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣርዮስ ክጋገ ከሎ ጸዊዕም እዮም ተማጒቶም ሲዒሮሞ።ስለዚ ንስኩም ውን ጸዊዕኩም ዘይተዛርብዎም፡መጻሕፍቲ ሒዝኩም ተማጒትኩም ዘይተሕፍርዎም? ሓቂ ዘሓዘ ኣይፈርህን ስለዝኾነ
ቃለ-ሂወት የስምዓልና መምህር፡ ዕድመ ኣገልግሎትኩም የንውሓዮ።