'' ግብረ መልሲ ንጸለመ ብምኽንያት ገድላትን ድርሳናትን'' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 19 ноя 2024

Комментарии • 278

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 Месяц назад +44

    መን አሎ ዝናፈቀ😢
    ሓድነት ቅድሥት ቤተክርስትያንና💒
    ሓድነት መምሃራንን አቦታትናን📖
    ሓድነት መእመናንና👨‍👩‍👧‍👦አጆና ግን መእመናን መርገፂና ቃል እግዚአቢሔር እንበር ሰብ አይንግበር! አቦታትና ውን ንሕተት💒📖አምላከ ቅዱሳን ሓድነቱ ይኃበና🤲✝️🤍

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Месяц назад +1

      Nay bhaqi ane aleku hatatey keyraku hatat nay sebat krie moyte amalk aboy hade endo gbrena hatey kskem tray yakleni yu😭😭😭✝️✝️✝️😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏

    • @autikoszsmu
      @autikoszsmu Месяц назад

      1

    • @nati-nati-777
      @nati-nati-777 Месяц назад +2

      ምስ መናፍቃን ዶ ኅብረት ኣለ ድዩ

    • @alemdesta454
      @alemdesta454 Месяц назад +2

      @@nati-nati-777 ክሳብ መእመን ዝኮንኩ አብ ትሕቲ አቦታት እየ ማለት አነ መናፍቅ ዝብሎ ቅድሥት ቤተ ክርስትያን ወጊዛ ዘረደአትኒ እንበር " አብዚ ዘበንና ዘለው መምሃራን ግን እግዚአቢሔር ዳአ ይፍለጦም እንበር "ኩሎም አብዛ ውሽጢ ቤተክርስትያን ኮይኖም እዩም ሰሳቶም ዝወቃቀሱ ዘለው እዚ ብፍላይ ከም ምድረ አጋአዚት ወንጌል ክሳብ ዘይፈለጠ " ከምቲ ዝበልዎ ሰሳቶም ክመላለሱ መእመን አደዳ መናፍቅ ይከውን አሎ😥

    • @Mikalegri
      @Mikalegri Месяц назад

      Amen 🙏

  • @Tuemzgi123-xf7ud
    @Tuemzgi123-xf7ud 17 дней назад

    ካሳሁን እግኣብሄ ይባርኽካ ንዞም ንሰምዕ ካኣ ቃለ ሂወት የስምዓና

  • @legesedenesayteklehaymanot9128
    @legesedenesayteklehaymanot9128 Месяц назад +5

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህርና ትምህርተ ወንጌልሲ ኣብ ኩሉ ዓለም ክስበክ ኢዩ ከም ዝበሎ ጽሑፍና እግዚኣብሔር ይመስገን ።ንዓካትኩም ንኩላትኩም ንዓና ትምህሩ ትደክሙ ዘለኩም ክኣ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም ።ተሪፍና ዘሎ ክኣ ተግባር እዩ እሞ ናይ ተግባር ክርስትያን ክንከውን እግዚኣብሔር ይደግፈና ኣሜን።

  • @teweldedeberhanghebre6320
    @teweldedeberhanghebre6320 Месяц назад

    ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ካሳሁን

  • @Bingo.Domino
    @Bingo.Domino Месяц назад +1

    Amen Amen Amen Qale hiwet yesmealna nay agolglot zemenka ybark fetari memhr kasahun neana kea tbebun mstwalun mstirun haylun yhabenan ygletselnan egziabhier amlak edmen tieanan yhabqa fetari ❤❤

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም Месяц назад +5

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ከማኹም ዝበለ የብዘሐልና ኩቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን ከምዚኦም ዝቦሉ ንናይ ትግራይ መንበር ስላማ ከስቴ ብራሃን ንምውዳቅ እዩ ፃሮም ግን ኣይኮኖሎምን ኣምላኽ ስላም ንኩላ ምድሪ ዓለም ስላም ን ምሕርትን የውርደልና አሜን 🎉🎉♥️♥️♥️

  • @ZewuduAlem-j3j
    @ZewuduAlem-j3j Месяц назад +1

    አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ብሓቂ ኣምላክ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና ካብ ኩናኔ ስጋን ነፍስን ይሰውረና ካብ ናይ ኣምላክና ክሕደትን ናይ ሰይጣን ስሕተትን ይሰውረና ኣምላኬ እስራኤል ናብ ልቦም ይምለሶም እምበር ኣርዮሳውያንን ኒስጥሮሳውያንን ዝኾኑ ተላዒሎም ዘለው ኣምላክ ይቅረ ይበለልና😢😢😢

  • @ZufanGebremikael-h8d
    @ZufanGebremikael-h8d Месяц назад

    God please you ✝️💙✝️💜💙✝️

  • @Fr.GebrebrhanEyasu
    @Fr.GebrebrhanEyasu Месяц назад

    nwengel zxarer kulu xhuf kerem Alewo kalehiwet ysmalna m kasahun❤

  • @gebregziavergebretatios7289
    @gebregziavergebretatios7289 Месяц назад +1

    Qale hiwet yesmalna kubur memhrey ❤❤❤

  • @VipQwe-x6u
    @VipQwe-x6u Месяц назад

    ቃል ሂወት የስመዓልና መ/ምህር ካሳሁን ዘመን ኣገልግሎትካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይባርከልካ ኣሜን ኣብደረጂኡ ኣይትውረድ መ/ምህር ካሳሁን እዚ ንህዚቢ ናብ ቤት ክርስትያን ክመልስ ዘይኮነ ህዚቢ ክብትን ልኡኽ ናይ ኣብርሃ ካሳ እዩ ተጠንቀቁሉ ኢኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብ እምነትና የጽናዓና ጀመርቲ ዘይኮናስ ፈጸምቲ ይግበረና እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣሜ⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️✝️✝️

  • @TixR-st8ei
    @TixR-st8ei Месяц назад

    Egziabher ymesgen Amen Amen Amen 🙏

  • @ጸልዩበእንተሰላመቤተክርስ

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርኽካ ከሳሁን ሓወይ ቃለ ህይወት የስመዓልና። ካልእ ክቡራንን ክቡራትን ምእመናን ከኣ ኣታ ደቂስካ ዘለኻ ተበራበር(ኤፌ 5፥14) ከም ዝተባህለ ደገፍቲ ውልቀ ሰባት ንኾነሉ ግዜ ዘይኮነስ ብንቅሓት ህይወትና ነድሕነሉ ዘበን ኢዩ እሞ እዞም ብዘይካ ውልቃዊ ረብሓኦም እንተዘይኮይኑ ህይወት ምእመናን ዘይግድሶም ኣገልገልቲ መሰልቲ ኣለሊና እታ ከቢድ ኣርእስታት እንዳ መረጹ ኣብ ትሕዞቶ ግን ክንዮ ጸለመ ጣቛ ዘይርከባ ቻነሎም ካብ ምኽፋት እንተ ተቖጢብና ኣታዊኦም ምስ ኣንቆልቆለ ሓቂ ክበርሃሎም ምግባሮም ጽቡቕ ኢዩ። ምኽንያቱ ብከብዶም ብኣታዊኦምን ጥራይ ዝተገዝኡ ስለ ዝኾኑ።

  • @arbes7588
    @arbes7588 Месяц назад

    amen❤❤

  • @Sara-fm1wr
    @Sara-fm1wr Месяц назад +1

    ብሓቂ ቃል ሂይወት የሰመዕልና መምህርየ 🙏🙏🙏💒🌿🌿🌿💛❤️

  • @Yordanos-w3e
    @Yordanos-w3e Месяц назад +2

    ቃለ ሂወት የማዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡አመን፡ እቲ ከልቢ ይነብሕ ትገመስ ይሳግም እዩ ነገሩ ስለዚ ከማታ ቀደምካ እታ ፅርይቲ ቃል አምላክ ክተስማዐና እግ/ሔር ይደክፍካ አጆካ 🎉❤

  • @bahabolomhabtom3484
    @bahabolomhabtom3484 Месяц назад

    ቃለ ሂወት የስማዓልና መም ካስሁን
    ጸጉኡ የብዛሓልካ ጽቡቅ መግለጺ

  • @rigatheyle359
    @rigatheyle359 Месяц назад +1

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ❤🎉

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t Месяц назад

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ድሓን መርጌታ ርኣይኒ ርኣይኒ ኣነ ፈላጥየ በሃላይ ስለዝኾነ ድያቆን ኣሽመላሽ እዝኒ ኣይህቦንዩ ኣይትገደስሉ ይለፍልፍ ግደፍዎ ።

  • @andeghergiseyasu9036
    @andeghergiseyasu9036 Месяц назад +5

    አነ ካቶሊክ እየ አብ ኣስመራ እንከሎኹ ዝምህሩና ዝነበሩ ካህናትና አብ ዝኾነ ንግደት ናይ ተዋህዶ ክንከየድ ከሎና ጽቡቅ ክዳን እናከደኑ ንኸየድ ነርና ወላ ሓደ ፍልልይ ይርደኣንይ ኣይነበረን ሎምይ ግን አብ ስደት ኮና ፍልልይ አብ ተዋህዶ ክርእይ ከሎኹ ይገርመንይ. ኣጅካ አብ መንፈሳውይ ትምህርትኻ ቀጽል 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tiftoberhe3320
    @tiftoberhe3320 Месяц назад

    Amen

  • @shewitmeasho2985
    @shewitmeasho2985 Месяц назад +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ካሳሁን ጸግኡ የብዝሓልኩም❤

    • @letebrhanhaile977
      @letebrhanhaile977 Месяц назад +2

      ኣቱም ኩሉኩም ቃለ ሕይወት የስምዓልና እትብሉ ዘለኩም ፥
      ቃለ ሕይወት ዝስማዕ እኮ ቃለ ሕይወት ምስ ትሰብኽ እዩ። ኣንጻር
      ቤተ ክርስትያን እንዳኣወጅካ ኣይኮነን።
      የግዳስ ልቦና ይሃብኩም ፥
      ምሕረት የውርደልኩም እንተትብልዎም ምሓሸ ኔሩ።

    • @Ezgihareya
      @Ezgihareya Месяц назад

      ​@@letebrhanhaile977bhaqi lbona yhabom nbeal Kasahun nab lbom ymlesom

  • @TekesteTeklu
    @TekesteTeklu Месяц назад

    emo kabakum entay nimahar....yefetweka eye gin kemziy gidef hawey natey ❤❤❤

  • @adhanettekeste2267
    @adhanettekeste2267 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤qale hiwet yesmalna

  • @yisaktekie1945
    @yisaktekie1945 Месяц назад

    Nay bahak egizabher amlak zesitewiel lib yahabena ❤❤❤❤

  • @weldesenbetweldesenbet392
    @weldesenbetweldesenbet392 Месяц назад +2

    ብሓቂ ቃለሂወት የስምዓልና መምህር ካሳሁን

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb Месяц назад

    Mehrit ywradli ez wad hameki alo bzek xirf xilman kie temhrit yabelin ay tgidesl memhrey ❤❤❤

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636 Месяц назад

    Gzabiher. Mhrtu besiedeln kalehewt yesmalna zehwe ajeka zerae deqei abatenos💐💐💐❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏

  • @SamriKidane-pq8ul
    @SamriKidane-pq8ul Месяц назад

    Kasahun hawey btaemi ena nxbeyeka kbri neaka buzuh aytgedeselu mesgatyan eyom amlak ykre ybelelom❤

  • @Melody_On
    @Melody_On Месяц назад

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና

  • @HailegoitomHaile-rr4fb
    @HailegoitomHaile-rr4fb Месяц назад +5

    ክእረም ዝግበኦ ብ መንፈስ ኣምላኽ ተመሪሖም ዝጸሓፍዎ ክእረም ፡ስራሕ ናይ ተሃድሶ ኢዩ ፈጣሪ ሃገርና ይባርኽ ሶኖዶስ ና ይባርኽ

    • @AdeGoytaTv
      @AdeGoytaTv Месяц назад

      Amen amen amen

    • @Ezgihareya
      @Ezgihareya Месяц назад

      Amen Amen Amen

    • @gotoo_19
      @gotoo_19 Месяц назад

      ኣብ ራእይ ማርያም ክርስቶስ ኣምላኽና "ናብ ሲኦል ወሰዳ ማርያም ድማ እዚኦም እንታይ ዝኾኑ እዮም ኢላ ምስ ሓተተቶ እዚኦም ጋላ ፍላሻ ሻንቅላ ኢዮም ኢልዋ" ይብል ።እዚ ድዩ እቲ ብመፈንስ ቅዱስ ተመሪሖም ዝጸሓፍዎ መጽሐፍ።ያኢ ክርስቶስ መፍቀሬ ሐደ ብሄር ኮይኑስ ንሰብ ብብሄሮም ምኽንያት ሲኦል ኣእትዮዎም እዩ ዝኸው ንዘሎ እቲ ሓሳብ። "እቲ መንፈሳዊ ሰብ ግን ንኹሉ ይምርምር ንሱ ግና ብማንም ኣይምርመርን"እዩ ዝብል መጽሐፍ ቅዱስ 1 Corinthians 2 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ
      13: ንሕና ኸኣ መንፈሳዊ ነገር ምስ መንፈሳዊ እናኣሰማማዕና፡ መንፈስ ቅዱስ ብዚምህረሉ ቓል እምበር፡ ጥበብ ሰብ ብዚምህረሉ ቓል ኣይኰንናን እንዛረብ ዘሎና።
      14: እቲ ስጋዊ ሰብ ነቲ ኣብ መንፈስ ኣምላኽ ዘሎ ኣይቅበሎን፡ ብመንፈስ ዚምርመር ስለ ዝዀነ፡ ንእኡ ዕሽነት እዩ እሞ፡ ኬስተውዕሎ ኣይከኣሎን እዩ። መርምር መሰልካ እዩ ዝተማህሩ እና ኣለለኻ ሕተት

    • @HailegoitomHaile-rr4fb
      @HailegoitomHaile-rr4fb Месяц назад

      @@gotoo_19 መጀመርታ ኦርቶዶክስ ዶ ትኾውን ፡ዚ ትብሎ ዘለካ ራኢ ማሯም ትም ኢልካ ኣይትሃውትት ወይ ንስኹም ሃለውሎው መበሊ ክኾነኩም ዝጸሓፍኩሞ ኢዩ ፡ከሙኡ ዝብል የለን ሓወይ በቲ ዘንበብንዮ ፡ግን ዚ ትብሎ ዘለኻ መጽሓፍ ቶም ናትኩም ናይ ኣዳራሽ ዝጸሓፍዎ ኢዩ

  • @ተዋህዶእዩሃይማኖተይ

    🙏🙏🙏

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ

    _ቃል ህይወት የሥመዐልና መምህር💜_

  • @andeghergiseyasu9036
    @andeghergiseyasu9036 Месяц назад

    አብ ወልድ ወመንፈስቅዱስ 🙏🙏🙏ኣሜን

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti Месяц назад +2

    *_Welcam መምህረይ 🎉ሰብ እንኳዕ ዝፈርድ ዘይከኮነ ዝብላዕ እበ ዝጽወ ዘይስእን😢😢_*

  • @Ostirch
    @Ostirch Месяц назад +7

    ንስካ ጥራይ ሕማቅ ቃላት ኣይትውጽእ ድሓን ኣምላክ ልብን ኮላሊትን ዝምርምር እዩ መን እዩ ሓቄና በዚ ናይ ድርሳናትን ገድላትን ብዙሓን እንዳ ቆሩጹ ይገደፍ እንዳ በሉ ክሰርሕሉ ቀንዮም ከሕርቅካ 😢 ብዝኮነ ኣምላክ ኣብታ ቅንዕቲ እምነትና የጽንዓና

  • @merhawitandehaymanot797
    @merhawitandehaymanot797 Месяц назад +1

    Kalehiwet yesmealna xegeu yebzhalka memhr kasahun. Xbuk tmrti eyu ezi hzbna knekih

  • @KidanHadgu
    @KidanHadgu Месяц назад +1

    ፀግኡ የብዘሐሎም ክቡር መም' ትጉህ ዘይድቅስ !ፈጣሪ ልቦና ይሃበና።

  • @RussomHabtmicheal-no7ue
    @RussomHabtmicheal-no7ue Месяц назад +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና

  • @SirakYohannes
    @SirakYohannes Месяц назад

    Kulatkum utebekum & dekikum nmebay tserhu sebat ikum

  • @TsegayGebremedhin-w5l
    @TsegayGebremedhin-w5l Месяц назад

    Kale hiwet yesemalna.

  • @hintsabisratyemane6215
    @hintsabisratyemane6215 Месяц назад

    Selam Selam Selam memhr hawey ❤❤❤

  • @hagosamaha8746
    @hagosamaha8746 Месяц назад

    ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @tesfalemtsegay1222
    @tesfalemtsegay1222 Месяц назад

    ክቡር መምህር ካሳሁን ጸግኡ የብዝሓልካ ። ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካዮ ኣለኻ ኣብ ልብና የሕድሮ። ካበ ሕጂ በዚ ነዊሕ መጠምጠምያ ዝታለል የለን።

  • @Mikalegri
    @Mikalegri Месяц назад +1

    Eigziabhier amlake mhret yewrdelna
    😢😢😢😢

  • @አነዘ-ክርስቶስ
    @አነዘ-ክርስቶስ Месяц назад +4

    አጆኹም መምህርየ😍 ልብና ይሃበና እግዚአብሔር አምላክ የምር🙌💙

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 Месяц назад

      Am
      Hi.ksahon.gde.aytgbrloamn.kdamo.sde.euomtabtna.euo.neo.blo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 Месяц назад

      Asahon.maye.msty.hlfwo.èuo.nesty.mselka

  • @anketsebrhan4168
    @anketsebrhan4168 Месяц назад +7

    መምህር ካሳሁን ኣምላኽ ጸጋ የዕዝዘልካ ።

  • @samueltmrtu3530
    @samueltmrtu3530 Месяц назад

    ዋላ ነኣይ ውን ጸሪፉኒ ነይሩ እግዚኣብሔር ይምሐርካ ኢለዮ ዓሪፈ

  • @ሄርሜላጋልተዋህዶ
    @ሄርሜላጋልተዋህዶ Месяц назад

    ቡዙሕ ኣትሪፍና መምህረይ❤

  • @n.g.7977
    @n.g.7977 Месяц назад

    Amlak tsegu yebzhalka mm/kasahun ,bzaeba wadese Maryam entay tblena hzbna ydenager alo

  • @RussomHabtmicheal-no7ue
    @RussomHabtmicheal-no7ue Месяц назад

    ሓቂ አምላኽ ይሓግዝ አምላኽ ጸጉ የብዝሓልና

  • @amahadariwelday9237
    @amahadariwelday9237 Месяц назад

    Qale hiwet yesmealna

  • @MehariYtbarek
    @MehariYtbarek Месяц назад +3

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ እምን
    ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ጥዕና ኣብ ኣገልግሎትካ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልካ ብከምዚ ዓይነት ክትምልሰሉ ኣይግባእካን ዩ በቲ ዝሓተካ ዘሎ መርትፆ ትሕትና ኣሰኒካ መልሰሉ ንስኩም መራሕቲ ኣርኣያ ከምዚ ዓይነት ህልክ እንታይ ዘስዓቦ ዩ ደሓር ኣብ ናትካ ዘለካ ጉድለት ኣተኪርካ ተዛረብ ስለ ካልእ ንሶም ይመልስሉ ሆሴ ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ንዓኩም ሰሚዕና እንታይ ኢና ክንክውን በጃኩም ነዚ ሰብ ኣይትከፍፍልዎ ተኪኢልኩም ሂወት ድሕነት ዝህብ ምሃሩ ዝነጠበ ዝጎደለ ብኣፍ ትጉሃን መልኣክቱ ይኣርመልና ፍሊጥና ብድፍረት ከይፍለጥና ብስሕተት ዝበደልናዮ ይቅረ ይበለልና ካብ ምንፍቅና ስሕተተ ክሕደት ውግንነት ይሓልወና
    ወስብሃት ለእግዚኣቢሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ❤❤❤

  • @temesgenamlak3339
    @temesgenamlak3339 Месяц назад

    Qale hiwet yesmalna

  • @shalomtekie7241
    @shalomtekie7241 Месяц назад

    Hakka eka Kasahun hawey. Melsi mehab xbuk eu. Hasot inte bezhe haki eu zmesl. Wey zemennnnnn.

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 Месяц назад

    Egziabher. mesaka. yekun. memhar. Kasaun. Hawana. ✝️🙏Selbst. Nesbe. Tigray. Ahwatey❤️🌿

  • @habentesfatsion6377
    @habentesfatsion6377 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-hiwen
    @user-hiwen Месяц назад

    ባዓሎሙ ዝድረሱዎ ሓሳት ዝተሓወሰ የህለ እሞ ከየቃላዓ እንበረ መምህረና ትክክለ እዩ ኣቲ ለዓለነተ ክረኽቡ ብሰሙ ቅዱሳን ኣቦታትና ዝፃሓፉዎ መፃሓፍቲ ከቃላዓ ኣለዎ ኣነሕና እወነ ተክክልኛ ታሪከ ቅዱሳን ኣቦታትና ከነፍለጥ , ክብረ መምህረና ካሳሃን ዕድም ጥዕና የህበኽሙ💞

  • @Nebirm
    @Nebirm Месяц назад +2

    ሰላም መምህር እንቋዕ ብሰላም መጻእካ፡ ንመርጌታ ቡዙሕ ኣይትገደሱሉ ምናልባት ምሉእ ብምሉእ ንጸለመ ካብ ተበገሰ፡ ናይ ጸላኢ ሰናያት ወይ ድማ ናይ ኣእምሮ ጸገም ገይሩ ክኸውን ይኽእል ኢዩ፡ ካብ ሓዲኡ ከይኮነ ኣይተርፍን ኢዩ። 'ስብከት ብዘይ ፍቅሪ ከንቱ ኢዩ(ፍረ የብሉን)' መርጌታ ኣማኑአል ከኣ ጽልእን፡ ምንፍቅናን እምበር ሂወት ይሰብኽ የለን፡ እግዚኣብሔር ይምለሶ።

    • @amin-s8t
      @amin-s8t Месяц назад

      ነስተውዕል ደቂ ተዋህዶ ዝኾናመምህራ ኣማኒኤል ን ካሳሁንን ንመን ንመን እዮም ዝማጎቱ ዘለዉ እዩ ነስተውዕልስማዕ እንዶ ካሕሳይ ኩን ንምንታይ ድኣ ተቀይምካ ንመጋቤ ምስጢር ቀደምሲ መርጌታ እንካን ትብሎም ኔርካ ሕጂ ግን ብማዕርጎም ዘይትጽውዖም ተቀይምካ ዲኻ ቂም ጽቡቕ ኣይኮነን ካብ ትምህርቱ ጌጋ እንተ ረኺብካሎም ንምንታይ እቲ ጌጋ ዘይትገልጾ። ካልእ ሓደ ፓስተር ከምዚ እልኒ መጋቤ ሐዲስ በርሀ ከምዚ ኢሉ ካብ ትብል ንምንታይ መርገጺካ ዘይተምጽእ እቲ ጌጋ ኣሎ ኣብ ገድላት ድርሳናት ትብሎ ጌጋ እስኪ ኣምጽእ እሞ ክምሉስልካ እዮም ካልእይ ድማ ንመርጌታ ክነፈርግብ ዘይ ናቶም ኣይትሃቦም መምህር ኣሽመላሽ ስለ ዘይመለሰልካ መምህር ትብሎ ኣለኻ ንመምህር ኣማኑኤል ግን ትዝንጥሎም ኣለኻ። ካልእ ንምንታይ ንብዓል መናፍቅን ቀሺ ዮናስ ቀሺ ማርቆስ ኣባ መቃርዮስ ንምንታይ ዘይትምልሰሎም ስለ ትኣምነሎም ዶ ኣይኮነንን ሕጂስ ኣካይዳኹም ብውሕሉል ዘረባ ትጥብረና ዘለኻ። ንድያቆን ኣሽመላሽ ውን ድንግል ማርያም ድኽምቲ ኢያ ኔይራ ንዝበሎ ሰሚዕኻ ስቕ ዝበልካ ስለ ዝ ኣመንካሉ ድዩ ዋላስ ፈሪሕኻዮ። ንመጋቤ ምስጢር ኣማኑኤል ንተዋሕዶ ሃይማኖትና ዝቃለሱ ዘለዉ ንኹሉ መልሲ ዝህቡ ዘለዉ ደጋጊምካ ተምጽኦም ኣለኻ እንታይ ስራይ ክደግሙ ሰሚዕኻዮም ጸርፊ ትደጋግማ ዘለኻ። ብመናፍቃን ህዝብና ይጠፍእ ኣሎ ንሃይማኖትኩም ተከራኸሩላ ተሃድሶ ሰብ ነቒሕልኩም እዩ። እግዚአብሔር ናብዛ ቅንዕቲ እምነት ይመልስኩም።

    • @amin-s8t
      @amin-s8t Месяц назад +2

      ስማዕ እንዶ ካሕሳይ ኩን ንምንታይ ድኣ ተቀይምካ ንመጋቤ ምስጢር ቀደምሲ መርጌታ እንካን ትብሎም ኔርካ ሕጂ ግን ብማዕርጎም ዘይትጽውዖም ተቀይምካ ዲኻ ቂም ጽቡቕ ኣይኮነን ካብ ትምህርቱ ጌጋ እንተ ረኺብካሎም ንምንታይ እቲ ጌጋ ዘይትገልጾ። ካልእ ሓደ ፓስተር ከምዚ እልኒ መጋቤ ሐዲስ በርሀ ከምዚ ኢሉ ካብ ትብል ንምንታይ መርገጺካ ዘይተምጽእ እቲ ጌጋ ኣሎ ኣብ ገድላት ድርሳናት ትብሎ ጌጋ እስኪ ኣምጽእ እሞ ክምሉስልካ እዮም ካልእይ ድማ ንመርጌታ ክነፈርግብ ዘይ ናቶም ኣይትሃቦም መምህር ኣሽመላሽ ስለ ዘይመለሰልካ መምህር ትብሎ ኣለኻ ንመምህር ኣማኑኤል ግን ትዝንጥሎም ኣለኻ። ካልእ ንምንታይ ንብዓል መናፍቅን ቀሺ ዮናስ ቀሺ ማርቆስ ኣባ መቃርዮስ ንምንታይ ዘይትምልሰሎም ስለ ትኣምነሎም ዶ ኣይኮነንን ሕጂስ ኣካይዳኹም ብውሕሉል ዘረባ ትጥብረና ዘለኻ። ንድያቆን ኣሽመላሽ ውን ድንግል ማርያም ድኽምቲ ኢያ ኔይራ ንዝበሎ ሰሚዕኻ ስቕ ዝበልካ ስለ ዝ ኣመንካሉ ድዩ ዋላስ ፈሪሕኻዮ። ንመጋቤ ምስጢር ኣማኑኤል ንተዋሕዶ ሃይማኖትና ዝቃለሱ ዘለዉ ንኹሉ መልሲ ዝህቡ ዘለዉ ደጋጊምካ ተምጽኦም ኣለኻ እንታይ ስራይ ክደግሙ ሰሚዕኻዮም ጸርፊ ትደጋግማ ዘለኻ። ብመናፍቃን ህዝብና ይጠፍእ ኣሎ ንሃይማኖትኩም ተከራኸሩላ ተሃድሶ ሰብ ነቒሕልኩም እዩ። እግዚአብሔር ናብዛ ቅንዕቲ እምነት ይመልስኩም።

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NatnaelMehari-sr3rn
    @NatnaelMehari-sr3rn Месяц назад

    ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር ካሳሁን ሓወይ🙏🥰 እዚኣቶም ዕንቅፋት እዮም ኣጆኻ ጥራይ ንስኻ ኣነ እየ በሃሊ እዩ እዚ ምርጌታ ኣማኑኤል ምስ መምህር ስልጣንውን ምርኻብ ምዝርራብ ኣብዩ እዩ ምኽንያቱ ክፍኣቱ ከይግለጽ 👌 ብዝኾነ እዚ ምክርኻር ኣይኮነን እንተ መሊሱልኩም ግድን መልሲ ክትህቡሉ እዩ ዘለኩም ምኽንያቱ ሓሶት እንተ ተደጋጊሙ ሓቂ እዩ ዝመስል ነቶም ንጹሓት ሓንቲ ዘይፈልጡ መዕንቀፊ እዩ ዝኸውን ድማ🥰

  • @dmtsisina6325
    @dmtsisina6325 Месяц назад +1

    Amlak Abzihu Ybrkka

  • @YcXt-d3g
    @YcXt-d3g Месяц назад

    ❤❤❤❤😢

  • @Mengstab-b3c
    @Mengstab-b3c Месяц назад +10

    እንኳዓ ብሰላም መጻኻ ካሳሁን ሓውና ክንደይ ሰብ እዩ ዘዳናግር ዘሎ ንሱ ዝነዝሖ ዘሎ ክፍኣት ፉሉይ እዩ። ቐዳምን ሰንበትን መንግስተ ሰማይ ታኣቱ ሰምበት ምሸት ከኣ ናብ ሲኦል ኢሉ ውን ይሰብኽ ነይሩ እዩ።ብከመይ ገንዘብ ይእክብ እምበር እንታይ ይብል ኣይፈልጥን እዩ ኣይትመልሰሉ።

  • @HeahHeah-r6c
    @HeahHeah-r6c Месяц назад

    ❤❤❤

  • @BerthaGarza-n9k
    @BerthaGarza-n9k Месяц назад

    Egziabiher ymesgen, nab lbu dma ymleso n hawuna amanuel

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 Месяц назад +1

    ቃለ ሂወት የስማዕልና መም ካሳሁን ከም ዝተረዳእኩዎ ኣነ ጥራይ ኢየ ኦርቶዶክስ በሃልቲ ካብ ፍርሃት እግዝኣብሄር ፍርሃት ድያብሎስ ዝምህሩ ኢዮም ከምዚኦም ። ናይ ኣቡነ እንጠኖስ ኣብ ልዕሊኦም ዝወረደ እንዳረኣዩ ዋላ ሓንቲ ተቢዖም ክዛረቡ ዘይክእሉ ከም ክሪስትያን ንከጸልሙ ግን

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari Месяц назад +2

    ናይ ኣባ ጋብር ተኣምር እያ መምህር ካሳሁን ሓውና ።

  • @Tesfamhret
    @Tesfamhret Месяц назад +8

    Drsanat gedlat geget nahal yebulun bal nska gn wengel tray enda belkum tewahdo ktbrzwa delikum

    • @ermiasbeletse2144
      @ermiasbeletse2144 Месяц назад

      Emo kab wengel zabi entay titsbe aleka kubur haw

    • @BerthaGarza-n9k
      @BerthaGarza-n9k Месяц назад

      Dahan hgdef zeydegefe eka, fulut yu ember baal memhr kasahun ቅnena zsebku yom welahanti aber aytewxalimn eka

    • @DM-hm7qo
      @DM-hm7qo Месяц назад +1

      Kab wengal zabi etay alo?
      Kdusan eko esuyu emnetomn meseretomn,nwengal eyu dma tegadilom
      Wengal mejemerya anbb,shu gedle kdusan krdeaka

    • @Ezgihareya
      @Ezgihareya Месяц назад

      ​@@BerthaGarza-n9kkasahun dea entay qnena khlwo nbietekrstyan kxerfn kewardn teatiku delo

  • @ኣብርሂ
    @ኣብርሂ Месяц назад

    ❤️✝️✝️

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk Месяц назад

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም መምህርይ❤

  • @fitsumhayle4581
    @fitsumhayle4581 Месяц назад

  • @anvarpulatov2072
    @anvarpulatov2072 Месяц назад

    Temen eka hasawi

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t Месяц назад

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ንምንታይ ግን መርጌታ ኣድልዎ ኣይገብርንየ እንዳበለ ንኣብነ ኣብርሃም ገዲፍካ ንመጋቢ ሓዲስ ዝወቅዕ ዘሎ ዳሕራይ ከኣ መን እሞ ኣሎ ፍጹም ኩላትና ደቂ ኣዳም ገዶሎ እና

  • @TesfitMhreteab
    @TesfitMhreteab Месяц назад +2

    ሰላም መምህር ካሳሆን ክመይ ኣለኻ ኣነ ክሓቶ ዝደለኩ ናብ ኩላትኩም መምህራን በቃ ኩላ ምንቅቃፍ ኮይኑ ኢሽ ሓብቲ ኣላ ክሓተኩም ምስ አዞም ናይ ሰምይን፡ኣምረካ ዕረቅ ብክመይ አዩ ንኣብነት ንጎይታ ኣማላዲ ዝበልዎ ንኣደ ጎይታ ጥንቲ ኣቦሶ ኣለዎ ንቅድስቲ ስላሴ ኣይደልዮን ንዝብሉ አቲ ዕርቅ ክመይ አዩ ተተዓቅኩም ከ ንመታይ ኢዮም ክምቲ ዝምሃረዎ ይቅረታ ዘይሓቱ ክምታ ኣብ fb Youtob ዝምሃርዎ ንመንታይ ደዮም 318 ልቃዊንት ጎባአ ዝተገበር ክሙኡ ካብ ግበርኩም ክ ንመንታ አቲ ይቅረታ ዘይሓቱ አዚኣ ብስም ሰላሴ ክትመልስለ ብትሕትና ይሓትቲ መምህር ካሳሆን ❤❤❤❤

  • @BerhaneWelde
    @BerhaneWelde Месяц назад

    Kab kedem gubaetat enategebre yrea neyru entay tsegem alewo ezom sgawyan zbelkayom aytestebahlelom keyenkfuka kalehiwet yesmealna

  • @tsehayearaia2450
    @tsehayearaia2450 Месяц назад +1

    Wayyy menafik eka sable tegetimka eka

  • @Mengstab-b3c
    @Mengstab-b3c Месяц назад +5

    እቲ ዘሕዝነኻ ኣብኡ ዘሎ ሰብ ንዕዑ እንዳሰመዐ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጥራይ እዩ ዝብል። ንካልእ ሰብ ከኣ መናፈቃን ታሃድሶ ኣረሜናት ኢሉ እንዳማሃረ እታ ናቱ ክደግሙ እዮም ዝውዕሉ እቲ ዘሕዝን።

    • @HailegoitomHaile-rr4fb
      @HailegoitomHaile-rr4fb Месяц назад +1

      ወላ ዘይንፈልጥ ን ኹን ስቅ ኢልና ኣይኮናን ኣሜን ንብል ኣስተውዕል ፡

    • @gebrihiwet812
      @gebrihiwet812 Месяц назад +1

      ንስካ እኮ ንተሓድሶ ኣሜን ትብል ኣለካ ደኣ

    • @senaitnugusse9440
      @senaitnugusse9440 Месяц назад

      Nska keman ንበዓል ካሳሁን ኣሜን ትብል ኣለኻ 🫢

  • @KzarebDo
    @KzarebDo 19 дней назад

    ንጸለሎ'ኸ ጸሎሎ ይቅባእ እዩ

  • @awetadmas6272
    @awetadmas6272 Месяц назад

    Zhmko aleni betri habuni eye negeru haw kasahun awuna bezi lomi kemzi gerkum hzbna tmhru zelekum abzi zeykne asbkum abta zye temwut asbi alekum kal hiwet yesmeana 🙏

  • @እየሱስመገድንሓቅንህይወት

    መምህረይ ገርምና እዩ ብስሩ ታይ እዩ ቅንኢ ድዩስ ክንዲ ቁኑዕ ትምህርቲ ዝመሃርኩም ኣብቁኑዕ ዘሎኩም መምሃራትና ናምፃካ ምንሻው ኣረ ሓፍረ እየ ብስሩ

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya6745 Месяц назад

    ብሐቂ ብሱል መልእክቲ መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና 🙏🤲💒ብምሕረቱ ይጠምተና መገዲ ሐቂ ይምርሐና

  • @ZewenjelTinsea-wg3qf
    @ZewenjelTinsea-wg3qf Месяц назад +1

    Hawina kal hiwet yesmaluna amlak xegue yebzuh

  • @dawitmesfin7486
    @dawitmesfin7486 Месяц назад +1

    Kemey afka lugum ybel qal amlak mhab gzeyeblkan tegagika

  • @MichaelTesfamichael-u9y
    @MichaelTesfamichael-u9y Месяц назад +4

    ከምቲ ዘልዑሉኻ ከይተልዕሎም ተጠንቀቅ ክብል መምህር

  • @tesfayzewde7638
    @tesfayzewde7638 Месяц назад +1

    Natka eu hebka takble terh

  • @gottseidanke8111
    @gottseidanke8111 Месяц назад +1

    Kedem zetxwtkmelena kalena kasahen hjjj kebdekum melekum ekum bal sesika selatan bal efrom bal weldab yeklekum hjjjjj

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 Месяц назад

    Anta amlak aboy hatatn tray knskem endo bejaka (HADNET) amxalna😭😭😭🙏🙏✝️✝️✝️😭😭😭abotatna bejakum endo bwshti tmaadu entay ina gerna ay gzie 😢😢😢

    • @amin-s8t
      @amin-s8t Месяц назад +1

      ነስተውዕል ደቂ ተዋህዶ ዝኾናመምህራ ኣማኒኤል ን ካሳሁንን ንመን ንመን እዮም ዝማጎቱ ዘለዉ እዩ ነስተውዕልስማዕ እንዶ ካሕሳይ ኩን ንምንታይ ድኣ ተቀይምካ ንመጋቤ ምስጢር ቀደምሲ መርጌታ እንካን ትብሎም ኔርካ ሕጂ ግን ብማዕርጎም ዘይትጽውዖም ተቀይምካ ዲኻ ቂም ጽቡቕ ኣይኮነን ካብ ትምህርቱ ጌጋ እንተ ረኺብካሎም ንምንታይ እቲ ጌጋ ዘይትገልጾ። ካልእ ሓደ ፓስተር ከምዚ እልኒ መጋቤ ሐዲስ በርሀ ከምዚ ኢሉ ካብ ትብል ንምንታይ መርገጺካ ዘይተምጽእ እቲ ጌጋ ኣሎ ኣብ ገድላት ድርሳናት ትብሎ ጌጋ እስኪ ኣምጽእ እሞ ክምሉስልካ እዮም ካልእይ ድማ ንመርጌታ ክነፈርግብ ዘይ ናቶም ኣይትሃቦም መምህር ኣሽመላሽ ስለ ዘይመለሰልካ መምህር ትብሎ ኣለኻ ንመምህር ኣማኑኤል ግን ትዝንጥሎም ኣለኻ። ካልእ ንምንታይ ንብዓል መናፍቅን ቀሺ ዮናስ ቀሺ ማርቆስ ኣባ መቃርዮስ ንምንታይ ዘይትምልሰሎም ስለ ትኣምነሎም ዶ ኣይኮነንን ሕጂስ ኣካይዳኹም ብውሕሉል ዘረባ ትጥብረና ዘለኻ። ንድያቆን ኣሽመላሽ ውን ድንግል ማርያም ድኽምቲ ኢያ ኔይራ ንዝበሎ ሰሚዕኻ ስቕ ዝበልካ ስለ ዝ ኣመንካሉ ድዩ ዋላስ ፈሪሕኻዮ። ንመጋቤ ምስጢር ኣማኑኤል ንተዋሕዶ ሃይማኖትና ዝቃለሱ ዘለዉ ንኹሉ መልሲ ዝህቡ ዘለዉ ደጋጊምካ ተምጽኦም ኣለኻ እንታይ ስራይ ክደግሙ ሰሚዕኻዮም ጸርፊ ትደጋግማ ዘለኻ። ብመናፍቃን ህዝብና ይጠፍእ ኣሎ ንሃይማኖትኩም ተከራኸሩላ ተሃድሶ ሰብ ነቒሕልኩም እዩ። እግዚአብሔር ናብዛ ቅንዕቲ እምነት ይመልስኩም።

    • @amin-s8t
      @amin-s8t Месяц назад +1

      ነስተውዕል ደቂ ተዋህዶ ዝኾናመምህራ ኣማኒኤል ን ካሳሁንን ንመን ንመን እዮም ዝማጎቱ ዘለዉ እዩ ነስተውዕልስማዕ እንዶ ካሕሳይ ኩን ንምንታይ ድኣ ተቀይምካ ንመጋቤ ምስጢር ቀደምሲ መርጌታ እንካን ትብሎም ኔርካ ሕጂ ግን ብማዕርጎም ዘይትጽውዖም ተቀይምካ ዲኻ ቂም ጽቡቕ ኣይኮነን ካብ ትምህርቱ ጌጋ እንተ ረኺብካሎም ንምንታይ እቲ ጌጋ ዘይትገልጾ። ካልእ ሓደ ፓስተር ከምዚ እልኒ መጋቤ ሐዲስ በርሀ ከምዚ ኢሉ ካብ ትብል ንምንታይ መርገጺካ ዘይተምጽእ እቲ ጌጋ ኣሎ ኣብ ገድላት ድርሳናት ትብሎ ጌጋ እስኪ ኣምጽእ እሞ ክምሉስልካ እዮም ካልእይ ድማ ንመርጌታ ክነፈርግብ ዘይ ናቶም ኣይትሃቦም መምህር ኣሽመላሽ ስለ ዘይመለሰልካ መምህር ትብሎ ኣለኻ ንመምህር ኣማኑኤል ግን ትዝንጥሎም ኣለኻ። ካልእ ንምንታይ ንብዓል መናፍቅን ቀሺ ዮናስ ቀሺ ማርቆስ ኣባ መቃርዮስ ንምንታይ ዘይትምልሰሎም ስለ ትኣምነሎም ዶ ኣይኮነንን ሕጂስ ኣካይዳኹም ብውሕሉል ዘረባ ትጥብረና ዘለኻ። ንድያቆን ኣሽመላሽ ውን ድንግል ማርያም ድኽምቲ ኢያ ኔይራ ንዝበሎ ሰሚዕኻ ስቕ ዝበልካ ስለ ዝ ኣመንካሉ ድዩ ዋላስ ፈሪሕኻዮ። ንመጋቤ ምስጢር ኣማኑኤል ንተዋሕዶ ሃይማኖትና ዝቃለሱ ዘለዉ ንኹሉ መልሲ ዝህቡ ዘለዉ ደጋጊምካ ተምጽኦም ኣለኻ እንታይ ስራይ ክደግሙ ሰሚዕኻዮም ጸርፊ ትደጋግማ ዘለኻ። ብመናፍቃን ህዝብና ይጠፍእ ኣሎ ንሃይማኖትኩም ተከራኸሩላ ተሃድሶ ሰብ ነቒሕልኩም እዩ። እግዚአብሔር ናብዛ ቅንዕቲ እምነት ይመልስኩም።

  • @adhanomghide3429
    @adhanomghide3429 Месяц назад

    Kab beleka lekaka wesikum hiwet zihib kal meharu
    Kabzom poloticenatat
    Aytkfuena

  • @ማኪጋልትግረይ
    @ማኪጋልትግረይ Месяц назад

    ❤❤😊🎉

  • @krstosyuhiwetey
    @krstosyuhiwetey Месяц назад +1

    Bra jobbat Kasahun❤❤

  • @samitesfa7170
    @samitesfa7170 Месяц назад +1

    ከምዚ ትብሎ ዘለካ ዘይኣምኑ መናፍቃን ይበሃልህ ፕሮቴስታንትን ካቶሊክን ግን ኣብ ሰለስትነት ስላሴ ይኣምኑ እዮም ንስካ ብባዕልካ እቲ ብተደጋጋሚ መናፍቃን ትጥቀመሉ ንፕሮሬስታንት ኢካ መፍቃን ትብሎም ግን ንመን እዩ ብጊደ ሓቂ መናፍቃን ዝበሃል።

  • @MetachnMetachn
    @MetachnMetachn Месяц назад

    ናይ አቡነ አምርሃም ብዘይ ምምጽኡ ብሓቂ ክወግእ ዩ ሓሲቡ እየ አነ ዝብሎ ግና ውን ኣብ ጸጸጸጸጸ ዝብል ውን መልሲ ኣይሃበሉን ዘሎ ንብምሉኡ

  • @letebrhanhaile977
    @letebrhanhaile977 Месяц назад

    ኣንታ ሓወይ እግዝኣብሔርከ ዘይትፈርህ ።
    ናዞም ኣቦ ዘረባስ ምስተን ናይ ቲክ ቶክ ከተመሳስሎ ፧ ካብ ከተቃልሎም ምፍታን መጽሓፍ ቅዱስ ጠቒስካ ዘይትምጉቶም።

    • @letebrhanhaile977
      @letebrhanhaile977 Месяц назад

      ኣቱም ኩሉኩም ቃለ ሕይወት የስምዓልና እትብሉ ዘለኩም ፥
      ቃለ ሕይወት ዝስማዕ እኮ ቃለ ሕይወት ምስ ትሰብኽ እዩ። ኣንጻር
      ቤተ ክርስትያን እንዳኣወጅካ ኣይኮነን።
      የግዳስ ልቦና ይሃብኩም ፥
      ምሕረት የውርደልኩም እንተትብልዎም ምሓሸ ኔሩ።

  • @Tesfamhret
    @Tesfamhret Месяц назад

    Balsika tahadso

  • @kisanettesfazgi4294
    @kisanettesfazgi4294 Месяц назад

    Selam zehawey anes entay kebel medelku abezi temelaleswos entay ina kenrebehe entay ikum temhru zelkum nezi hezbi xegemkum abe beynekum kendi tealiywo tefalalina ilkas intay ina kenmehar amlak dea yetemtena enber kabe kulatkum terifna ina

  • @Michaeleberhane
    @Michaeleberhane Месяц назад

    ከመይ ኢልካ ክትስማማዕ ተሀድሶ እንዲካ እግዚአቢሄር ምሕረቱ ይልአከልካ

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh Месяц назад

    🙏✝️🙏✝️🥰❤

  • @myLove-m5u
    @myLove-m5u Месяц назад +7

    ለሙስ ካብቶም መራሕቲ ፖለቲካ እምበር መራሕቲ ሃይማኖት ገዲድኩሙና 😢አረ ዓገብ ዋ😢
    ካሳሁን ሓወይ ኣይትገደሰሎም
    እዚ ወዲካ ኣብ ኣክሱም ዝተገበረ ጨፍጫፍ ውን ዓለም እዝግዮ እንትትብል እዚ ካዓ ሓደ ሰብ ኣይሞተን ክብልውን ኣብ ርእሲ ቆስልና ጨው ነስኒሱና እዩ😢 ክሳብ ሐዚ ካምኣይሉ ኣሎ 😢ሰላሙ ይሃበና ፈጣሪ ታይ ክንፀውየሉ ዋ😢

    • @እየሱስመገድንሓቅንህይወት
      @እየሱስመገድንሓቅንህይወት Месяц назад

      ብሓቂ ልበይ ዝተተከፍኩላ ዝሞተ የለን ዝበለ ይገርም ኣነ ኩሹዑ ቀብፆዮ እየ

    • @HshHd-j3o
      @HshHd-j3o Месяц назад

      እዙሩጉም ስብኣይ ካብ ቶም ማሕበረ ቁሩሱሳን ሓደእዩ ኖቦታትናውን ምስቶም ናይ ኣምሓሩ ጳጳሳት ኮይኑ እዩ ከካፍኦም ደልዩ ሓደውን ኣሎ ዘይተባሃለ ተባሂሉ ዝብሉ ጠቃማት እዮም

  • @Peace-j7x
    @Peace-j7x Месяц назад

    Memhir abzia ab 30:20 zbelkuma i think kdm keteregagxwa nerkum bhaki kemu zbl xhuf alo diu yelen,bhafesha gn ab hasabkum ysemamae eye,kale hiwet yesmealna