Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ንመጽሓፍ ጸላም ሳንዱቕ ግዜ ወፊኹም ብተመስጦን ብዕምቆትን ደጋጊምኩም ምንባብኩም ብልቢ እመስግነኩም።ነቲ ኣስታት ሓደ ሰዓት ኣቢሉ ዝወሰደ ኣብ መጽሓፍ ጸላም ሳንዱቕ ዘተኮረ ናይ ሓሳብ ምልውዋጥ መድብ ብጽሞና ተኸታቲለዮ። ክብሎ ዝደሊ ነዛ መጽሓፍ ዘየንበባ ክንብባ እዕድሞ።ብቀሊሉ ኣብ ኣማዞን ክትረኽ ብዋ ትኽእሉ ኢኹም።ደጊመ ንሰናይ ኣስገዶምን ንናፖልዮንን ስለ'ቲ ተበጉስኦምን ገምጋሞምን መጽሓፈይ እመስግኖም።
@sarabelay6430 በቃ መጽሓፍኪ ብምግዝኦምን ምንባቦምን ምስጋና ንዘይረኸብዋ ድማ ኣድራሽኣ ምሕባር ጥራይ ዲዩ ዘገድሰኪ ፧ ብዓቢኡ ኣብቲ ተጠቂመሙሉ ዘለዉ ኣርእስቲ ኮነ ኣብቲ ዝብልዎ ዘለዉ ነቀፌታ ወይ ማዕዳ ክትህቢ ኣይትኽእልን ፧ ብዝኾነ ዘገርም 'ዩ ! ልክዕ 'ዩ ሰውራ ኤርትራ ጌጋታት ኔሮሞ ። በንጻሩ ድማ ንመረርቲ ብድሆታት ዝፍንጥስ ትብዓት ተጋደልቲ ኔሮሞ ። ስለዚ ንጌግኡ ምጉሓፍ ንክብርታቱ ድማ ምዕቃብ እዩ ዘድሊ ። ንኹሉ ምሕዋስን ድብልቅልቅን ግን ከም ንሓሰሩን እኽሉን ናብ ክሻ ምሽማም ስለ ዝኸውን ኣይነገር ጣቋን ።
ብሱል ሓሳብ ከተቃርጾ ዛይትክእል ኣስተምህሮ ኢዩ ❤❤❤
Thank you for your Services 🙏🏿📺🗝️🕊️🌿🕊️🌿🕊️🌿ℹ️🤝🏿✔️
Wow. Matured and critical thinker.
ናፖሊ ብጣዕሚ ብሉጽ ሓባብ ኢኻ ሂብካ ሰናይ ከኣ ጽብቅ ስራሕ ሰባት ዓዲምካ መናእሰያት ተንቅሕ ኣለኻ ኣጆካ ቀጽሎ ፥እዛ መጽሓፍ ግን ኣበይ ክንገዝኣ ንኽእል ?
መርሓባ ክቡራት የሕዋት!!
Nice opinion I am interested
ሰናይ ናፖልዮን: ብዕድመ ኣቦኹም ስለዝኸውንን ቅድሜኹም ጸሓይ ስለዝረኣኹን: ደቀይ እንተበልኩኹም የምሕረለይ ኢዩ።ፈለማ: ኣብዚ ሰባት ብዙሕ ካብ ግዚኦም ኣብ ቲክቶክን ፈይስቡክን ዘባኽኑሉ ዘለዉ መዋእል ንታሪኽና ዝድህስስ መጽሓፍ ምግምጋምኩም ምስጋና ይግብኣኩም። ከማኹም ይሰስኑ።ሳራ ኣብ ሚኒስትሪ ዜና መሳርሕተይ ስለዝነበረት ብቀረባ ይፈልጣ ኢየ። ዘለዋ ውልቃዊ ባህርያት እውን ይግንዘቦ። በኹሪ መጽሓፋ ጸላም ሳንዱቕ እውን ብልክዕ ነቲ ኣብ ሰውራ ተንጸባርቆ ዝነበረት ሓቀኛ ባህርያትን ድፍረትን ኢያ ብዘይ ደረትን ብናጽነትን ደጊማቶ። ተጋዳሊት ሳራ ኣብ ሰውራ ብዝነበረ ቀያዲ ሕጊታትን ባህሊታትን ከም ቃሕታኣ ኣይተዛረበትን: ሕጂ ግን ኣተንፊሳ። መጽሓፍ ጸላም ሳንዱቕ: ነታ " ብርሃን ኣብ ጸልማት" መጽሓፈይ ግሉጽነት ክህልወኒ ኣተባቢዓትኒ ኢያ።
ናፖሊ ጅግና
👏🌿💙🦁🙏
ብርግጽ እዛ መጽሐፍ " ጸላም ሳንዱቅ" ንዓይ ወሲኽካ ዘንበብዋ ብፍሉይነታ ዝዓገቡላን ዝተመሰጡን ብዙሐት እዮም : እሞ ዘየንበብኩማ ከተንብብዋ ይመኽረኩም::
🙏🙏🙏 !
ተጻዊቶምልና'ባ።
Napoleon oh what????
ሰንቺ ናፒ ክልተ ብሉጻት
ብመጀመርታ ሰላም፡ብምቅጻል ከኣ ነዚ ታሪኽ ከመይ ጌርኩም ኢኩም ተናእስዎ ዘለኩም፡እቲ ንሕና ዝብል ቅጽል ከኣ ናይ ሓባር ስራሕ ይሰርሑ ስለ ዝነበሩ እዮም።ስለዚ እቲ ታሪኽ ከምዘለዎ ኢና ክንቅበሎ ዘለና።ነቲ ጽቡቅ ንቅበሎ ነቲ ሕማቅ ከኣ ንማሃረሉ።ብዝኮነ ኮይኑ ከኣ ሃገር ኣምጺኦምልና እዮም።ነቲ ዝየረፈ መሊእና ከኣ ናትና ታሪኽ እንተንሰርሕ ጽቡቅ ኔሩ።
ዎሎዶና ካብ ሰውራ ኤርትራ ክባተኽ ኣለዎ ክክክክ ፡ ዝገርም 'ዩ ። ኣየናይ ዝወረስናዮ 'ከ ኣለና ፧ ገለ ቀሩብ እንተንወርስ 'ዶ ዓበይቲ ወለድና ፡ ኣሓትና ራሕሪሕና ኣፍረንጢጥና ሃዲምና ! ስለዚ ኣብ ርእሲ ድኽመትኩም ሰባት ኣይተድክሙ ።
@@ከመለኺኤርትራዓደይ እሞ ኣቶ ዘምህረት ዝበሎ ኣሎ.ደርሆስ ኣንዊሕካ እንተኣሰርካያ ዝፈታሕካያ ይመስላ ዝበሎ.እዚ ማለት ርእሶም ምሳና ኢዩ ዘሎ የስምዕ. ስብሓት ኤፍረም ከኣ ኣብ ናቅፋ እቶም ዝራሓቁ ምሳና ኣለዉ. ከፍእኩምና ዘለኹም ኣብዚ ዘለኹም ኢልዎም. ስለዚ ኣዋሃህዶ. ግንባር ሓልሓል ኣይነበረ ፈንቅል. ዓልቴና ኣይነበረ. ጅግንነት ክብል ይዉዕል. ከይተርክቦ ሃዲሙ ክንሱ
ሰበይቲ ጥራይ ከምዘዕብየትካስ ካብ ጽሑፍካ ትፍለጥ
@@yessir9421 ኣቦኻ ምልሻ ስርናይ ኮይኑ ኣዕቢይካ ይኸዉን. ኣደኻ ኸኣ ከምዘይተዕቢ ቆጽርካያ ማለት ኢዩ.ተሕዝን ኣነ ዝጸሓፍክዎ ንዓይ ኢዩ ዝምልከት.
@@yessir9421 What is wrong❓ respect please 🙏🏿 አዱ ሓፍቴ ስበይቴ ምስርታዊ መግዴይ ናይ ሕዝቤይ ኤየን ።።።።
@@yohannesdesta6954 በጃኻ ትግርኛ ተማሃር :/
ንመጽሓፍ ጸላም ሳንዱቕ ግዜ ወፊኹም ብተመስጦን ብዕምቆትን ደጋጊምኩም ምንባብኩም ብልቢ እመስግነኩም።ነቲ ኣስታት ሓደ ሰዓት ኣቢሉ ዝወሰደ ኣብ መጽሓፍ ጸላም ሳንዱቕ ዘተኮረ ናይ ሓሳብ ምልውዋጥ መድብ ብጽሞና ተኸታቲለዮ። ክብሎ ዝደሊ ነዛ መጽሓፍ ዘየንበባ ክንብባ እዕድሞ።ብቀሊሉ ኣብ ኣማዞን ክትረኽ ብዋ ትኽእሉ ኢኹም።ደጊመ ንሰናይ ኣስገዶምን ንናፖልዮንን ስለ'ቲ ተበጉስኦምን ገምጋሞምን መጽሓፈይ እመስግኖም።
@sarabelay6430
በቃ መጽሓፍኪ ብምግዝኦምን ምንባቦምን ምስጋና ንዘይረኸብዋ ድማ ኣድራሽኣ ምሕባር ጥራይ ዲዩ ዘገድሰኪ ፧ ብዓቢኡ ኣብቲ ተጠቂመሙሉ ዘለዉ ኣርእስቲ ኮነ ኣብቲ ዝብልዎ ዘለዉ ነቀፌታ ወይ ማዕዳ ክትህቢ ኣይትኽእልን ፧ ብዝኾነ ዘገርም 'ዩ !
ልክዕ 'ዩ ሰውራ ኤርትራ ጌጋታት ኔሮሞ ። በንጻሩ ድማ ንመረርቲ ብድሆታት ዝፍንጥስ ትብዓት ተጋደልቲ ኔሮሞ ። ስለዚ ንጌግኡ ምጉሓፍ ንክብርታቱ ድማ ምዕቃብ እዩ ዘድሊ ። ንኹሉ ምሕዋስን ድብልቅልቅን ግን ከም ንሓሰሩን እኽሉን ናብ ክሻ ምሽማም ስለ ዝኸውን ኣይነገር ጣቋን ።
ብሱል ሓሳብ ከተቃርጾ ዛይትክእል ኣስተምህሮ ኢዩ ❤❤❤
Thank you for your Services 🙏🏿📺🗝️🕊️🌿🕊️🌿🕊️🌿ℹ️🤝🏿✔️
Wow. Matured and critical thinker.
ናፖሊ ብጣዕሚ ብሉጽ ሓባብ ኢኻ ሂብካ ሰናይ ከኣ ጽብቅ ስራሕ ሰባት ዓዲምካ መናእሰያት ተንቅሕ ኣለኻ ኣጆካ ቀጽሎ ፥
እዛ መጽሓፍ ግን ኣበይ ክንገዝኣ ንኽእል ?
መርሓባ ክቡራት የሕዋት!!
Nice opinion I am interested
ሰናይ ናፖልዮን: ብዕድመ ኣቦኹም ስለዝኸውንን ቅድሜኹም ጸሓይ ስለዝረኣኹን: ደቀይ እንተበልኩኹም የምሕረለይ ኢዩ።
ፈለማ: ኣብዚ ሰባት ብዙሕ ካብ ግዚኦም ኣብ ቲክቶክን ፈይስቡክን ዘባኽኑሉ ዘለዉ መዋእል ንታሪኽና ዝድህስስ መጽሓፍ ምግምጋምኩም ምስጋና ይግብኣኩም። ከማኹም ይሰስኑ።
ሳራ ኣብ ሚኒስትሪ ዜና መሳርሕተይ ስለዝነበረት ብቀረባ ይፈልጣ ኢየ። ዘለዋ ውልቃዊ ባህርያት እውን ይግንዘቦ። በኹሪ መጽሓፋ ጸላም ሳንዱቕ እውን ብልክዕ ነቲ ኣብ ሰውራ ተንጸባርቆ ዝነበረት ሓቀኛ ባህርያትን ድፍረትን ኢያ ብዘይ ደረትን ብናጽነትን ደጊማቶ። ተጋዳሊት ሳራ ኣብ ሰውራ ብዝነበረ ቀያዲ ሕጊታትን ባህሊታትን ከም ቃሕታኣ ኣይተዛረበትን: ሕጂ ግን ኣተንፊሳ። መጽሓፍ ጸላም ሳንዱቕ: ነታ " ብርሃን ኣብ ጸልማት" መጽሓፈይ ግሉጽነት ክህልወኒ ኣተባቢዓትኒ ኢያ።
ናፖሊ ጅግና
👏🌿💙🦁🙏
ብርግጽ እዛ መጽሐፍ
" ጸላም ሳንዱቅ" ንዓይ ወሲኽካ ዘንበብዋ ብፍሉይነታ ዝዓገቡላን ዝተመሰጡን ብዙሐት እዮም : እሞ ዘየንበብኩማ ከተንብብዋ ይመኽረኩም::
🙏🙏🙏 !
ተጻዊቶምልና'ባ።
Napoleon oh what????
ሰንቺ ናፒ ክልተ ብሉጻት
ብመጀመርታ ሰላም፡ብምቅጻል ከኣ ነዚ ታሪኽ ከመይ ጌርኩም ኢኩም ተናእስዎ ዘለኩም፡እቲ ንሕና ዝብል ቅጽል ከኣ ናይ ሓባር ስራሕ ይሰርሑ ስለ ዝነበሩ እዮም።ስለዚ እቲ ታሪኽ ከምዘለዎ ኢና ክንቅበሎ ዘለና።ነቲ ጽቡቅ ንቅበሎ ነቲ ሕማቅ ከኣ ንማሃረሉ።ብዝኮነ ኮይኑ ከኣ ሃገር ኣምጺኦምልና እዮም።ነቲ ዝየረፈ መሊእና ከኣ ናትና ታሪኽ እንተንሰርሕ ጽቡቅ ኔሩ።
ዎሎዶና ካብ ሰውራ ኤርትራ ክባተኽ ኣለዎ ክክክክ ፡ ዝገርም
'ዩ ። ኣየናይ ዝወረስናዮ 'ከ ኣለና ፧ ገለ ቀሩብ እንተንወርስ 'ዶ ዓበይቲ ወለድና ፡ ኣሓትና ራሕሪሕና ኣፍረንጢጥና ሃዲምና ! ስለዚ ኣብ ርእሲ ድኽመትኩም ሰባት ኣይተድክሙ ።