ኣብ እዋናዊ ፖለቲካ ትግራይ ቃለ መሕትት ምስ ኣሉላ ሰሎሞን //Interview With Alula Solomon

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 15 ноя 2024

Комментарии • 191

  • @da8387
    @da8387 Месяц назад +8

    1ይ- ነቲ ውግእ ናብ ህዝባዊ ኩናት ክንቕይሮ ኢና ብምባል ናብ ገፊሕን ኣጽናትን ኩናት ዘሰጋገሮ ሓላፊ ከመይ ጌሩ'ዩ ጆኖሳይድ ተፈጺሙ'ዩ ክብል❓️ በየናይ ሞራል❗️
    2ይ- ሕራይ ደሓን ጆኖሳይድ ተፈጺሙ'ዩ ዝብል እምነትን ርድኢትን እንተኔሩ ክንዲ ናብ ክሲ ስለምንታይ ናብ ፕሪቶርያ/ደ.ኣፍሪቃ ንውዕል ሰላም ንምፍራም ምጋሽ ኣድለየ ወይ'ድማ ተገሸ ❓️
    3ይ- ብዘይሻራዊ ወገን ከይተጻረየን ብዘይ መርትዖን ጆኖሳይድ ተፈጺሙ ኢልካ በይናውን ዘይውድዓውን እማም ምቕራብ'ከ በየናይ ሞገተ❓️
    4ይ- ንምዃኑ እቲ ሽልማትን ሰርተፊኬትን ናይ ፓርክ ኣንድነት (ኣዲስ ኣበባ) ናይ ሰላምን ናይ ፍቕርን እምበር ናይ ሓታትን ተሓታትን ገበን ጆኖሳይድ ግን ኣይመስልን ኔሩ'ሞ ብስሩ ናይ ምንታይን ብዓውዲ ምንታይን'ዩ ኔሩ❓️
    5ይ- ብዝኾነ ዝግ ድሕሪ ዋንጫ ርግእ ምባል ከድልየኩም'ዩ❗️
    👉 ሰላም ለ ኩሉኩሙ🙏

  • @Binny-i2c
    @Binny-i2c Месяц назад +2

    thanks Alua. It is the brightest future of Tigray to see such kind of smart minds of acadamic andi intellectual youngs.

  • @berhanegirmay7189
    @berhanegirmay7189 Месяц назад +18

    እንክሊል'ንዶ ኣይተብዝሕ ኣሉላ :: ነቱ ጀኖሳይድ ንስልጣን ክብል ክሒድዎ እዩ::ብጣዕሚ መሕዘኒ!!!

    • @JustDear-f7v
      @JustDear-f7v Месяц назад

      ዕንክሊል እማ ምሳካ እይ ዘላ bro ሰሚዕካ ምርዳእ አይትክእልን ትመስል ዋይ ክተሕዝን ተሓፂብካ ተሰጣሕ i wish God bless you

    • @berekethagoshagos4889
      @berekethagoshagos4889 Месяц назад

      ነቲ ጀኖሳይድ ንሥልጣን ክብል ክሒድዎ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ነቲ ዝተቓለሰሉ ውድብ ከይተረፈ ቀስ እንዳበለ ክበልዖም ስለዝኽእል፡ ሕጂ ሰባት ከፀልምን ወታእታእ ክብልን ጀሚሩ። ጭብጢ ከይሓዙ ዝድግፍዎም ካድራት ከዓ ኣለዉዎም።

  • @Hantiya03
    @Hantiya03 Месяц назад +1

    Great explanation 👌

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    የቀንየልና ኣሉላ አረ በይዚኻ እቶሙ ናይ ዲያፖራ ዘለዉ ወሊቀ ሰበት ምኸሮም ናፃነቶም ያኣዊጁ? እና መድህን በሪቲዑ❤
    መድህን የማነ ሓለፎን ኣቃሪብሊና ?

    • @berekethagoshagos4889
      @berekethagoshagos4889 Месяц назад

      ኣብ ዳያስፖራ ዘሎ ምሁር ብውሕዱ መንበርየይ ክስእን'የ፡ ሥረሐይ ከውጽኡኒ እዮም ዝብል ፍርሒ የብሉን።ስለዚ ብዘይካ ንቕሓት ዝጎድሎ እንተዘይኮይኑ ዘፍርሕ የብሉን።

  • @semeregebrekidan6013
    @semeregebrekidan6013 Месяц назад +1

    ኣሉላ ተቕርቦም ዘለኻ ሓሳባት ሐቅን ትኽክልን እዩ። ኣብ ድሌትን ረብሓን ትግራይ ሸኺልካ ትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ቀፅለሉ🙏

  • @belultauruskinda2476
    @belultauruskinda2476 Месяц назад +2

    መድሂን ንበርልና!!
    ሚዛናውነትኺ ሓሊኺ ቐፅሊ!!
    እንተ ና ኣሉላ ግን መሕዘኒ እዩ ልደብሪፅ ክከላኸልስ ጠቕላላ መሪሕነት ምዉንጃል ግቡእ የኾነይ!!

  • @berrihunkebede269
    @berrihunkebede269 Месяц назад +1

    Medhin &Alula you're 100% best

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 Месяц назад +1

    ✅✅✅✅✅✅ Good explanation

  • @hguszelealem1441
    @hguszelealem1441 Месяц назад +3

    ኣሉላ ! ኢሊት ቦልድን ትጉህ ሰራሕተኛ ክኾነሎዎ ኢንዳበለ ንባዕሉ notorious flip flapper ኮይኑ ረኺበዮ። from many interviews I have listened , I felt that Alula is also a power hungry.

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 Месяц назад +3

    ጆኖሳይድ ፈጺሞም ታአሲሮም ዝነበሩ ምፍቶሆም ተገቢ ድዩ? ሪኢቶ ሀበሉ አቶ አሉላ።

  • @ArgawiArgawi
    @ArgawiArgawi Месяц назад +6

    ኣሉላ ሓወይ ከማኻ ዝበለ በሊሕ ሙሁር ኣብ ትግራይ እትዝህሉ ፅቡቕ ነይሩ ኩሉ ግዜ ከምዚ ዝበለ በሊሕ ሓሳብ ክተቅርብ ኣለካ።

  • @SimonSmith-zv9tw
    @SimonSmith-zv9tw Месяц назад +1

    ስብሐታውያን አይንደልየኩም

    • @kiroswalker7444
      @kiroswalker7444 Месяц назад

      I think Education is vital here.☝️ It is about Tigrai not about Sibhat. Shame some of you are narrow minded.

  • @haftuwoldu2991
    @haftuwoldu2991 Месяц назад +2

    አሉላ ሰለሙን በሊህ ቀፃሊ መሪሕነት ትግራይ ክኸውን አምነ።

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz Месяц назад

    አሉላ ለማኣንቲ ይሕጉስካኒ ፅቡቅ ትንታኔ ከኮን ዝግብኦ አካ ተዛርብካ 🙏❤️ኩልሻ አብ ጎኒ ህዝቢ ዝኮነ አክትቪስት ኩልሻብ ብአምላክ ብህዝቢ ዕውት አዩ 🙏❤️

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 Месяц назад

    ❤❤❤እዋይ መድህን አብ ብዙሕ ጋሂ ምህላውኪ ገጽኪ ይዛረብ አሎ!! አጆኺ እዚውን ክሓልፍ እዩ❤❤❤

  • @HayelomAraya-o5g
    @HayelomAraya-o5g Месяц назад +5

    ዶክተር ደብረጽዮን ልትግሬይ አየምጥንይ ካሊእ ቦታይወሀቦ ትግርኛኡ ኣይስህብ እንግሊዝኛ የለ ከሉ የለ ውድበይ ውድብና

    • @Me-cy2un
      @Me-cy2un Месяц назад

      Kullu seb ekko merahie mekuaan aykeelen nay Debretsion Ewen kameeaa eya zore entezebelee yeheshoo learesu ewen

    • @rttr3992
      @rttr3992 Месяц назад

      E ❤❤❤❤❤❤

    • @meazatekle4498
      @meazatekle4498 Месяц назад

      ደደብ

    • @berekethagoshagos4889
      @berekethagoshagos4889 Месяц назад

      ደብረጽዮን ጥራሕ ዘይኮነስ እቲ ውድብ ሓንኳልን ሓደገኛን እዩ።ብስሩ'ኮ ንህዝቢ ትግራይ ኢሉ ኣይተጋደለን፡ ንመንእሰይ ትግራይ መሳርሕን መጥቀምን እዮም ጌሮሞ።

    • @kiroswalker7444
      @kiroswalker7444 Месяц назад

      Tigrigna dikha tizareb zelekha??? 😁

  • @Haftomtubehow
    @Haftomtubehow Месяц назад

    ከማኹም ዝበለ በላሕቲ ሰባት የድሉይና አለው ንሕና ተጋሩ ፖሎቲካዊ ውድቀት ዘጋጠመና ናይ ካልኦት ሓሳባት ዘይንሰምዕ ናይካልኦት ሓሳባት ብምንጻግ ንሓደ ህወሓት ዘበሃል ፓርቲ ከም ጣኦት ኣምሊኽና ስለዝጸናሕና እዩ ስለዚ ንዓና ዘድልየና ንትግራይ ዝሓስብ ናሃገርነት ትግራይ ዝቃለስ ቃንዛ ህዝቡ ብኣግባብ ዝርዳእ እዩ ዘድልየና የኢትዮጵያ ብሄር ብሄርሰዎች ዝኣምንእንተኾይኑ ሕጂ እውን ክንቃለሶ ኢና ንተጋሩ ውን ኣይመርሓናን ኣሉላ &ምድህን ጽቡቅ ሓሳብ አምጺኹም ቀጽልሉ 🥰

  • @askaltesfa8383
    @askaltesfa8383 Месяц назад

    Thank you and Happy New Year to you

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121 Месяц назад +7

    ሕማቕ ቃላት ተጠቒሞም ሰሚዕናዮም ጫማ ኣውጺአን እንትድርብያ እውን ርኢና ኣሉላ ኣይትሸራርፋ

    • @SelamMeles-lt8lz
      @SelamMeles-lt8lz Месяц назад

      አካ ደርበያ አረ አደው ብጠርሙዝ አጠዝብልኦ ብደቀን አዩ ድሕኑ ከውርድኦ ክሰቅልኦ ግደን አዩ

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z Месяц назад +1

    አሉላ የሰረቅከዉ መልስ ምትባለዉ መቸ ነዉ ?

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 Месяц назад

    Thank you medhin ❤❤❤❤❤❤❤

  • @merhawisyoum6899
    @merhawisyoum6899 Месяц назад

    ጸላኣቲ ህዝቢ ትግራይ መራሕቲ ወያነ እዮም

  • @GebradhanaGebrewahd
    @GebradhanaGebrewahd Месяц назад +1

    አነቱምነወራማትትፃረፉነውርኩምኣቋርፁእንተመድህንንኣሉላንግንናይዚዎሎዶንቂዝቆሙተቃለስቲምዃኖምክቅፅልእዩ።

  • @ማዓርፅጌናይ
    @ማዓርፅጌናይ Месяц назад +1

    መድህን ሕፅይተይ ። እንኳዕ ንበዓል መስቀል ኣብጸሓኪ

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 Месяц назад +1

    Berake show ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @merhawisyoum6899
    @merhawisyoum6899 Месяц назад

    ንወተሃዳራት ሰሜን እዝ ደቂሱ እንከሎ ሓሪድኩሞም
    ነቶም እምሓሩ ሓሪድኩሞም
    ብሰንኩ ኩናት ጀሚሩ
    ስለምንታይ ሓሪድኩሞም፧?

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 Месяц назад

    Mehin: You are good in articulating the points and questions. However, I have concerns that the questions are in most cases lean in support of old TPLF. Please understand that TIG work is being sabotaged by the old TPLF.

  • @felegeselsm5969
    @felegeselsm5969 Месяц назад

    መድህን፣ እንድሕር ሎማዓንቲ መጸባበቒ ተጠቒምኪ ኮይንኪ ጽቡቕ ኣጸባብቓ እዩ'ሞ ቀጽልሉ።

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 Месяц назад

    ባንዳቸው ተሓታትነት ኣይደልን። ኩርኩር ናይ ብልፅግና እዩ። በዓል መድህን ግን ካብ እንስሳ ዘይሕሽ IQ ወኒንክን ኣብ ክንዲ ፅግዕተኛታት ቆራዲድ ገበነኛታት ኣሊኽን ንህዝቢ ምድሓን፤ ናይ ሓንቲ ፀባብ ገበነኛ ከዳዕ ፅግዕተኛ ጉጅለ መሳርሒ ኮይንክን ንውድብ ኣብ ምፍራስ ተፀሚድክን ኣለኽን።

  • @askaltesfa8383
    @askaltesfa8383 Месяц назад +3

    I believe, Debrezion has opened the door to enemies. Instead willingly give up his power to the people, to elect their President legally. At least the temporary President Getachew Reda is legally elected. Why Debrezion is willing to support Getachew and rescue the people of Tigray who are scattered all over neighborhoods to bring them back to their homes? That is painful to me. May God be with the displaced migrants of Tigray

  • @merhawisyoum6899
    @merhawisyoum6899 Месяц назад +1

    ኣብ ትግራይ ጀኖሳይድ ዝብሃል ኣይነበረን
    ኣብ ኩናት ተሳዒርኩም እዚ ድማ ጀኖሳኢድ ኣይኮነን

  • @merhawisyoum6899
    @merhawisyoum6899 Месяц назад

    ስምምዕ ፕሮተርያ ተሳዒርና ዕጥቅና ከነዉርድ ጥራይ መቀለ ኣይትእተዉ ዝብል ልማኖ እዩ ኔሩ

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b Месяц назад +1

    Yes tell him bring our money wedi kelbi

  • @mulugebrekiros9591
    @mulugebrekiros9591 Месяц назад

    መልክዐኛ ኣበራኛ ትርጉሙ ትኽክል ኣይኮነን(መልክዐኛ ኣበረኛ ማለት መልክዕ ሃልዋ ባህሪ ዝጎደላ ጓል እምበር መልክዕ ሃልዩዋ ነወዳት ስል ዝማረኸት መልክዕኛ ኣበረኛ ዘብላ ኣይኮነን በቲ ናይ ዓድና ብሂል ድዩ ወይስ ኣብቲ ትነብርሉ ዓዲ ከምኡ እዩ ዲፋይን ዝግበር )

  • @merhawisyoum6899
    @merhawisyoum6899 Месяц назад

    ዓለም ፈጺማ ነታ ጀኖሳኢድ ኣሚኖማ ኣይፈልጡን

  • @mahamudsalhi1804
    @mahamudsalhi1804 Месяц назад +3

    Thats enagh every body knows in tigray the truth stopp taking about it

    • @tesfayaberhe
      @tesfayaberhe Месяц назад

      Learn some English grammar and spelling!😊

  • @hafteteklehaimanot8000
    @hafteteklehaimanot8000 Месяц назад

    by the way ኢሉ ተወሳኺ ሓሳብ ክዛረብ ስለ ዝደለየ ጥራይ ዘይተሓተቶ ዝተዛረቦ ሓሰብ ክሕደት Genocide እዩ ትግራዋይ ዘሕፍር እዩ ተወሳኺ አብ ዓለም ዘለው ተጋሩ ይኹኑ አምሓሩ አይተረድኡንን ኢሉ ይውንጅል (ሰሪቐን ተልሓፍራልካ እዩ ነገሩ)

  • @wedzixc
    @wedzixc Месяц назад +1

    1 ሚልዮን ዝባሃል ነገር የለን ሎቅማጽ ጠቅላላ ካብ ኩሉ ወገን ዝጠፈኣ ካብ ፌደራል ትግራይ ኣምሓራ 465027 እዩ ለኽባጥ ኪድ ኣብ ተሰኒዱ ኣለካ ሰብ ፕሮፖጋንዳ ኣይትስርሓሎም ፣ቀዳማይ ተሓታቲ ንስኻ ኢኻ ነዚኩሉ መንሰይ ዳራሰንካ ኣብ ሓዊ ትእቱ ዝነበርካ ፣ እዚ ኣዝዩ ዘሕዝን ኪናት ንስካን ኣያታትካን እዮም ሃንዲሶሞ ምስኪን ህዝቢ ትግራይን ፣ ደቂ ድኻታትን ግዳይ ጌርኩሞም ። ጻድቅ ጻድቅ ኣይትጻወት ናይ ፕሮፓጋንዳ ክሕተቱ ዚበልካዮ ንስኻ ኢኻ ባዕልኻ ''ኣሉላ''

  • @yalemtsegaye4746
    @yalemtsegaye4746 Месяц назад +3

    አያ ጆከር አሉላ ስለአብይ የትግራይ ምሁራን ነን እምትሉ አታውሩ አቁሙ የራሳችሁን አብይ ፈጥራችሁ (ጌታቸው) በመንጋነትና በከባቢ መንጋ ሆናችሁ ሆ እያላችሁ ስለሆነ ስለዚህ አቁሙ መሬቱን የተነጠቀ ጄኖሳይድ የተፈፀመበት ህዝብ ሁላችሁንም ይታገላቹሀል እናንተ ባለጊዜ ነን እምትሉ ደቡብ ትግራይ ነን ሰባ እንደርታ ነን መቀሌ ነን እምትሉ ከሚመቻችሁ ጋር ሆናችሁ ህዝባችሁን መውጋት ነው የቀራችሁ እናም እናያቹሀልን

  • @solomonguish7775
    @solomonguish7775 Месяц назад +4

    አብትግራይ ከምዚ ዝወረደ አመርሀ ሪኢና አይንፈልጥን ከም ደብረጽዮን አለም መጀሪኖ!!!

  • @minneapaul804
    @minneapaul804 Месяц назад +1

    ህወሐት ብደብተፆን ክምራሕ ውርደትዩ

  • @Hile208
    @Hile208 Месяц назад +2

    እኮ DDR ግዝኣዊ መንግስቲ ትክክል ኣይኮንን ኢሉዎ ሎ!
    ሐዚ ናይ ባዕልኻ ኣቋም ግለፅ ሱቅ ኢልካ ናይ ዝኾነ ደጋፊ ኮምንት ኣይትሃብ

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 Месяц назад +1

    Sham on Debrexion about Jonoside he say

  • @Hantiya03
    @Hantiya03 Месяц назад

    MuUutn Hrkutn❤

  • @youloose2001
    @youloose2001 Месяц назад

    There are two complicated separate issues. There are external forces that were both complicit and green lighted the war in Tigray but also the internal political and institutional changes that were demanded by the people and overdue.

  • @tequentes
    @tequentes Месяц назад +1

    ንጠርጣራው መዓስ ኢኺ ኽተቕርብዮ ? ሚዛን ንምህላው!

  • @AbrahamAbraham-re4di
    @AbrahamAbraham-re4di Месяц назад

    ዋእ ኣነ ንባዕልይ ዞባ ሰምየን ምዕራብ እየ ነጋዳይ ድማ ኔረ ውድብ ህዋሓት ከን ምኽንያቱ ግልፂ ክኸውን ተወደብ ኢሎምኒ ኣይውደብን እየ ኢለዮ በል ፅናሕ ስሬና ክነርእየካኢና ኢሎሙኒ ኣብ ግብራ ድማ ስሪኦም ኣርኢዮሙኒ ልዕሊ ዓቕመይ ብቻ ዘይኮነስ ኣብ ኣካውንተይ ዘየለ ገንዘብ ክፈል ኢሎሙኒ ስለዚ ትግራይ ገዲፈሎ ስደት ወፅየ ብዙሓት ከማይ ዝበሉ ተጋሩ ግን ኣዲኦም ትቑፀሮም

  • @NomarBegala
    @NomarBegala Месяц назад

    ኣሉላ ባሓቁ ወገንነት ከም ዘሎ ዘርየና ንደብረፄን ብሓይሊ ኣብ ስልጣን ናይ ምንባር ድሌት ኣለዎ።

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay8698 Месяц назад +2

    ብራኸ ሸው ህዝቢ ትግራይ ይዕዘበኪ ኣሎ እንታ ኮይንኪ ናይ ብዓል ደብረጸን ዘሎ ኣኼባ ዘይትዝርግሕዮ ባርያ ገታቾው ኣይትኹኒ ህዝቢ ኢዩ ነባሪ

  • @tesfaygebru6712
    @tesfaygebru6712 Месяц назад

    "ባህላዊያን ጀነራላት" ናይ ግለሰብ ኣራኣኢያ እምብር ድሊየት ሕዝቢ ትግራይ ስለዘይኮን ብዝብርኪ ክጋዋሕ የብሉን ።

  • @HayelomAraya-o5g
    @HayelomAraya-o5g Месяц назад

    ጌታቸው ጎናጎኒ መሬት ትግራይ ለይትምልስ አምሀራይ ዘተውጽእ ሰላም ኢና ነደልይ ጥራህ አጠራጥርካና

    • @freekidsafrica5472
      @freekidsafrica5472 Месяц назад

      የትግሬ መሬት ዝባሃል ነገር የለን

  • @berekethagoshagos4889
    @berekethagoshagos4889 Месяц назад

    ኣታ ሓውና(ኣይተ ኣሉላ) መጀመርያ ነገር እዞም መራሕቲ ወያኔ ዝበሃሉሲ፡ ኣን ግዜ እርጋኖም ህዝብን ሃገርን ለኻኺሙ ዝወስድ ፖሊሲ እዮም ክኽተሉ ፀኒሖም። ሓደ እዚኣ ዶኾን እንተገበርና የሓይሽ እዚኣሞ ንፈትን እንዳበልካ ኲናት ኣይትመርሕን። እዞም ሰባት እዚኣቶም ግን እዚ ኹሉ ሃብትን መሪሕነትን ገዲፎም ብህድማ ናብ መቐለ መጺኦም። ድሕሪኡ ከዓ መንእሰይ ኣብ ክንዲ ዘዳልዉ ኣብ ፈኸራን ብድዐን ኣብ ምግባርን ኣትዮም። ዳሕራይ ከዓ ድሕሪ ኲናት ሳላ መንእሰይ ናብ ቦታኦም ተመሊሶም ክንሶም ቅኑዕ ዝኾነ ፖሊሲ ክኽተሉ ኣይተራእዮምን። ዳሕራይ ምስቲ ህበይ ዝመስል ናይጀርያዊ ወልፈስፈስ ክብሉ ምስተራእዪ ተወዲኡ እዩ ኔሩ። ዳሕራይ ብስም ፕሪቶርያ ተዂሲ ደው ናይ ምባል ተጌሩ። ድሕሪኡ it was clear that they signed all against them slowly it can eat them.ድሕሪኡ ወላኳ ከደናግሩ እንተፈተኑ ቀስ እንዳበለ ግን ናብ ኣንፀርጽሮት ክኣትዉ ጌሪዎም። ንኸምስሉ ስርቅን ዓመጽን ከጥፍኡ ይፍትኑ። እቲ ሓቂ ግን እቶም ስርቅን ዓመጽን ዘካይዱ ባዕላቶም ኮይኖም ይርከቡ።ናብ ርእሶም ምስ መፀት የጥፍእዋ። ሕጂ ናብቲ ዝኸፍአ ምጽልላም ኣትዮም። እዚ እንታይ የሪአካ እዞም መራሕቲ ህውሓት ቀስ እንዳበሉ ይበታተኑ ምህላዎም የሪአካ።

  • @TOGOGAMEDIA
    @TOGOGAMEDIA Месяц назад +1

    ለውጢ! ለውጢ! ለውጢ!
    ብዝኾነ ኣሉላ ለባም ሰብ ኢኻ። ናይ መትከል ሰብ!

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet9347 Месяц назад

    Yes

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard Месяц назад

    እዚ ገልኢ ወዲ ቁምነገርን አቋምዘይብሉ ከምቲ ስታሊን ዝበሎ ፍልጠት ዘይብሉ ደፋር ዝረግፆ ዘይፈልጥ ግን ከአ ልእሊ ሰብ ዝመስሎ ጎበዝ አዲ ማይክ ምስዝረክብ ስጋ ከምዝረአየ ዝብኢ ዝህንፍፍ ሰብ ክመይ ይሪአኒ አብ መከተን ህዝን ንባእሉ ይርአ ቅድሚ ሰብ ምምሀሩ

  • @jobergEven
    @jobergEven Месяц назад

    አይዕረን

  • @merhawisyoum6899
    @merhawisyoum6899 Месяц назад

    ኣሉላ ሓሳዊ
    እንታይ ድኣ ድሕሪ ምድምሳስ ወያነስ ድሃይካ ጠፊኣ
    ኣብ ግዜ ስዕረት ንህዝብካ ሞራል ኪትህብ እዩ ዝግብኣካ
    "ትግራት ትዕወት" እናበልካ 1.5 ምልዮን መንእሰይ ናብ ሓዊ ኪኣቱ ኪትግዕር ከምዘይነበርካ ሕጂ ከም ማይ ዚኣተወት እንጭዋ ድምጽካ ከተጥፍእ ካብ ገበን ነጻ ኣየዉጻካን እዩ፥

  • @wewe5688
    @wewe5688 Месяц назад +1

    ጆኖሳይድ አይተፈጸመን ሓሰውቲ ኢኹም፡ አብ ኲናት ዘጋጥም ናይ ሰብ ጉድአት በጺሑ እዩ ኮነ ኢልካ ግን አይተገብረን፡ ባዕልኹም ህዝብን ህወሓት ሓደ ኢና ኢልኩም ሕጂ ጆኖሳይድ ትብሉ አለኹም ሓሰውቲ ኢኹም

    • @legesealem8642
      @legesealem8642 Месяц назад

      ሓሳዊ ንስካ እባ በላዒ ሰብ

    • @TuryKeder-sz5gj
      @TuryKeder-sz5gj Месяц назад

      ዉፃእ እስከ ወዲ ሻዕቢያን ዓጃዉ

  • @EzanaHailu-ig4du
    @EzanaHailu-ig4du Месяц назад

    ብሐቂ ሰብና ከማኻ ክበስል አለዎ እብል
    ሰብና እስቲ ናይ ጉጅለታት ደጋፊ ዘይኮነስ ናይ ባዕልና ደገፍቲ ንኩን ህዝቢ ባዕሉ ክሽወም ዘይኮነስ ሸዋምይ ሐዳግይ ክኸውን እዩ ክቃለስ ዘለዎ
    ናሃትና ግን ባዕሎም ንባዕሎም ንዝሾሙሞ ገዛዕትኻ ኢና ንዝብሉ አጨቋቁናኹም ምጥዓሙ እናበልና ነቲ ሐደ ብዕልልታ ነቲ ሐደ ብፋፃ ዝንዕጅብ ዓጃዋት ድኹማን ኢና
    ጠቀነ ንዝዓቅምና ኢሊታት ኮይንና ኮፍ

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 Месяц назад +4

    ምዕራብ ትግራይ ምምላስ ከምዚ ቀሊል ዝመስለኩም የሕዋት እንተለኩም ናይ ዚ ጊዜ ፖለቲካ ዝተረዳአኩም አይመስለን። እንዃዕ ጌታቸው ደብረጽዮንን ኩሎም ሕወሓት ብሐደ ኮይኖም 24/7 እንተትሰርሑ ዝካአል አይመስለንን ። አብይ ክመልሰ ዓቅሚ የብሉን ብአምሐራ ተከቢቡ እዩ ዘሎ ።

  • @Hile208
    @Hile208 Месяц назад +1

    TDF ኣብ መንግስቲ መንግስቲ እዩ ክኸውን ዘለዎ

  • @MimiSelam-e4b
    @MimiSelam-e4b Месяц назад

    ❤❤❤❤

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 Месяц назад

    ኣየ ኣልላ ጸግዒ ትሕዝ ኣለካ ኣግሂድካ ን ወዲ ራያ ስሙ ዘይትጽውዖ ሰብኣይ እንተ ኮንካ ባህላውያን ጀነራላት ባህላውያን ጀነራላት እንዳበልካ ጸግዒ ናይ ገታቸው እዮም ትብል ኮለል ትብል ዘለካ ጽቡቅ ገይሩ መልሲ ክህበካ እዩ ወዲ ራያ መድህን ተኣሪማ ኣላ ንወዲ ራያ ዝትንክፍ ኣየልዓለትን ርእሲ ርእሳ መልሲ ሂብዋ ስለ ዝነበረ ወዲ ራያ

  • @hannesgebreh5692
    @hannesgebreh5692 Месяц назад

    አታ ሐወይ ናይ ሕውሐት ንሕውሐት ግደፈላ እንተደልኻ ናይ ገዛእ ርእስኻ ፓርት አቋቅምካ እት ትብሎዘለኻ ናብ ሕዝብ አስርጾ እተዘየሎ ናይ ሕውሐት ንሕውሐት ግደፎሎም!ብዝተረፈ ብዓል ጌታቸው ብወንጀል ክሕተቱ እዬም!

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 Месяц назад

    Tomorrow demonstration in Meklle have something to participate directly

  • @MustefaTigray
    @MustefaTigray Месяц назад

    Good afternoon

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 Месяц назад

    ቅድሚ ሪፎርም ግዝአት ትግራይ ክኽበር:ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ምምላስ ቀዳማይ ስራህ ክኸውን'ዶ አይግባአን?ሪፎርም ቀጺሉ ምስራህ ይካአል'ዪ።

  • @asliErda62
    @asliErda62 Месяц назад

    Discussion is not wrong but division is very wrong..unity against all odds should be preferred..is good for the ppl of Tigrai no division plz.. otherwise things can easily go very none ok..keep tegaru united...

  • @mehreteabghenrekidan5357
    @mehreteabghenrekidan5357 Месяц назад

    ጆነሳይድ ክም ትግራይ ትስዕር እንተዘይ ረሲእኩማ መጻእኩም ጸላም እዩ

    • @Kaleab-l5q
      @Kaleab-l5q Месяц назад

      @@mehreteabghenrekidan5357 who are you? I think you are one of the savage and barbarian ErItalians!

  • @merhawisyoum6899
    @merhawisyoum6899 Месяц назад

    ጠንቀምቀም ኪትብሉ ነቲ ኩናት ጀሚርኩሞ
    ተደምሲስኩም

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 Месяц назад

    Allula: You have good understanding of the current politics in Tigray. However, you have wrong information about the relationship between Tigray Interim Government and TDF. Tigray Interim Government (TIG) is in support of the Pretoria agreement. TIG has no any negative attitude towards TDF. TIG wants TDF to stay by any means while some TDF generals are working the opposite. Some TDF generals are collaborating in broad day light with the old TPLF group. They are trying to sabotage on the activities of TIG by all means. Do you know about this? They are trying to stop the day to day works of TIG. In most of the meetings, they sabotage with the old TPLF.

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b Месяц назад +1

    Leba tigrai ayimelketekan

  • @TesfayTsegay-h8m
    @TesfayTsegay-h8m Месяц назад +1

    ኣሉላ ኣፍታ ጦርነት ግዜ ዝነበረካ ጥንካረን ቃልስን ዓበይ ክብሪ ኣለኒ
    ሐዚ ግን ኣቋምካ ኣይተረደአንን ከም ምኽሪ ክብለካ ዝኽእል ንፃድቃን ይኹን
    ንጌታቸዉ ብኣግባቡ ንቀፍ ካብ ሓቂ ኣይትዉፃእ

    • @Auroradivision
      @Auroradivision Месяц назад

      ንጌታቸውን ጻድቃንን እንተነቒፉ ጥራሕ ከም ሓቂ ጌርካ ምጽባይ ባዕሉ ፀገም እዩ። ካብቲ ዝዛረቦ ዘሎ ንላዕሊ ሓቂ ክህሉ ምጽባይ ናይ ለተሃይማኖት ትጽቢት ጥራሕ እዩ።

  • @AndomAndom-j7r
    @AndomAndom-j7r Месяц назад

    ሓሳዊ እኻ ኣሉላ ንስካ እካ ሕጂዉን ጆኖሳይድ ኣብልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ትፊፅም ዘለካ ።

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Месяц назад +1

    ❤ግዛት ትግራይ ህዝቡን 40% ሚታዊ ምምላስ ገዲፎም አብ በለካ ለክዔካ ግዜ የቃፅልዎ አለው ጌታቸውን ተከተልቱን❤

  • @BiniamGerezgiher-nf3xb
    @BiniamGerezgiher-nf3xb Месяц назад

    Sorry medihin akaydakn elamakn kulu seb terediuwo alo so very sad 😢 please hzbki aytkhadi

  • @teddyabrah4608
    @teddyabrah4608 Месяц назад +3

    Alula you are responsible for the death of the innocent people of Tigray children and young people mothers and fathers

  • @negassiabraha6724
    @negassiabraha6724 Месяц назад +1

    Allula corrupted play the game again poor Tigrai people never learn from lessons. 20:11

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 Месяц назад

    ብሄራዊ አወት ከመይ ኢሉ ይመፅእ አብ ምፍልላይዶ ንውእልየለናን እንታይ ዲኹም ትገብሩ ዘለኹም አሉላስ ብፅቡቅ ቃሊሲ ጀሚርካስ ንብ ተራ ኢሊት ወሪድካ እታ መድህን ትባሃልም ንውድብ ዝፀርፋን ንሳ እውን ንውድብ ክትፃረፍ ክተነአእስ ትውእል እቲ ውድብ ንህዝቢ ውድብ እዩ ሱቅ ኢሉ ዝፈርስ አይኮነን ጠንካራ ውድብ እዩ ምስ ህዝቡ ተረዳዲኡ ንዝመፅእ ፀገም ቀልጢፉ ይፈትህ ይውደብ ይጥርነፍ ህውሃት እዙይ እዩ ።

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b Месяц назад +1

    Why don't you talk in terms of idiology, eg developmental state vs elitist xs neoliberalist, so on, you are obsessed with tplf; why don't you tell us yr programs that better lead to the development of the Tigray people, give the ongoing world order

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Месяц назад +2

    ❤ድሕሪ ፥ ፕሩቶርያ ስምምዕ ፥ ጌታቸውን ተከተልቱን ፣ ህዝቢ ትግራይ ጎዲኦሞ እዮም አብ ክንዲ ግዛት ትግራይ ከምልሱ ንፅላእቲ አሕሊፎም ሂቦም እዮ❤

  • @Abraham-wj8xt
    @Abraham-wj8xt Месяц назад

    ኣሉላ ውግእ ባህላዊ ጸወታኹም ድዩ?? 😂😂😂😂😂

  •  Месяц назад

    ፎእ ፖሎቲካ ትግራይ መርገጺ ኣልቦ 🤢 እቲ ናይ ብልጽግና ህወሃት (ግምት) ዘየተኣምን ባንዳ ኾይኑ ከይተርፍ ዘስግኣካ : እቲ ግልጽነት ቅዋምን ዘይብሉ ናይ ትግራይ ሕወሓት እውን ከምኡ

  • @rttr3992
    @rttr3992 Месяц назад +1

    Debritsen. ❌❌❌❌❌❌❌⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫❓❓❓❓❓

  • @beauvaldus8262
    @beauvaldus8262 Месяц назад

    ኾለል እንዶ ኣይትበል ስቕ ኢልኻ ዝሓተተካ ጥያቄ መልስ ዋይ

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay8698 Месяц назад

    ኣሉላ ክትህውትት ምዓት ኢኻ ቁርጽ ቁርጽ እንዶ ኣብሎ

  • @JohnTadese-k5h
    @JohnTadese-k5h Месяц назад +1

    No one gives you attention at this time. Everybody knows who are.

  • @welayAregawi
    @welayAregawi Месяц назад

    መን ይምረሐዮም አሉላ መልስ

  • @eyasuhajay5872
    @eyasuhajay5872 Месяц назад

    ተቋመርቲ ፖሎቲካ ኢትዮጵያ ብፍሉይ አብ ትግራይ ዝባሃል ክልል ዝግበር ዝነበረን ዘሎን ዘስደምም ኢዩ ስለ ሕገመንግስቲ ክኽበር አለዎ ሕጊ ፕሪቶሪያ ክትግበር አለዎ ጆኖሳይድ ወዘተ ዝብል ደርፍታት ሳዕስዑሉ ናይ ውሽጥኹም ሕማም ናዓኹም ይምልከት ከትዛረብዋ ዝተከልከልኩም ውዕል አልጀርስ እቲ ቀንዲ አብ ባይታ ክትግበር ሕጊ ዝሃበኩም ወሲድኩም ሰላም ክንገብር ዝብል የለን ስለምንታይ ?

  • @TOGOGAMEDIA
    @TOGOGAMEDIA Месяц назад

    ኣነ እንትገርመኒ ብኣፈይ ደም ይወፀኒ ዶ በለት ወኻርያ!

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine Месяц назад

    መድህን አንቲ ሸርቲትየ ወገናዊት ተጋለበጥጢ አሉላ ውንአንታ ከፋፋሊ ዘይተፈልጠ ጊሒላ አበክንዲ ነገራት ምፅባብ ምግዳድ ተፀሚድኹም

  • @DanielBeyene-zp8yb
    @DanielBeyene-zp8yb Месяц назад

    Interest-oriented media. Had you been opposed to the war outbreak, the people lost would have been saved.

  • @welayAregawi
    @welayAregawi Месяц назад +1

    ወዮ ስብሓቲዝም ንግስና ንምቅፃል ኮይንእንበር ናይ ህዝቢ ትግራይ አጀንዳ ተዘቅድሙ ነይርኩም መንዳአ እዩ ክመርሖም መልስ አሉላ ባዕልካ ላተናገርካዮም ህዋሓት ኢና ኢሎምኒ ናበልካስ እታ ሓቂ ልምንታይ ትገድፋ ንስብሓቲዝም!!!

  • @HaileAssefa-dy1rp
    @HaileAssefa-dy1rp Месяц назад

    ሐደ ሕቶ ዝገርመኒ ናይ ትግራዋይ ሞት ስ መሸቀጢ ምውዓሉ ዩ
    ብትክክል ልዕሊ 1,000,000 ዩ ሐሊቁ።

  • @gezaegebremeanta2060
    @gezaegebremeanta2060 Месяц назад +1

    genzeb tegaru mels belyo

  • @Abraham-wj8xt
    @Abraham-wj8xt Месяц назад

    ኣብ ድንግርግር ዝኣተኹም ሓሳዳትን ሓሰውትን ስለ ዝኾንኩም እዩ

  • @saidaman6424
    @saidaman6424 Месяц назад

    What a mean statement. How can one say deal with them but until you get what you want only. This is a rude statement. “Finish someone’s lunch while you are laughing” is basically saying deal with them only until you secure your what you want. That is why having genuine reconciliation with TPLFITES is almost impossible.

  • @RANE-ETIO65
    @RANE-ETIO65 Месяц назад +1

    የትግራይ ልሂቃን በሃገራችን ኢትዮጵያ የዘራችሁትን መርዝ ፍሬዉን ገና የበለጠ ታጭዳላችሁ! ምክንያቱም ከስህተታችሁ የማትማሩና የሚፀፀት ልብ የሌላችሁ ስለሆናችሁ።

  • @godbless-u8k
    @godbless-u8k Месяц назад

    ካሕዳም በላዒ ክለተ ሰጋ ኢኻ ለካ ገንዘበስ ዘየታልሎ ነገር የለን አባኻ ዝነበረና ተስፋ ከንቱ አትሪፍካዮ ኢኻ እዙይ ብደንቢ ተረዳአዮ ትምክሐተኛ ኢኻ ህዝቢ ባዕሉ ሓሳቡ እናገለፀስ ንስኻ ኒህዝቢ ተጋጊካ ኡኻ ክትብል ብቅዐተ የብልካን