Это видео недоступно.
Сожалеем об этом.
Gere emun part 185 | ገሬ እሙን ክፋል 185 ቻው ድኽነት ክፋል ሓደ
HTML-код
- Опубликовано: 13 июл 2024
- ገሬ እሙን አፖልኬሽን DOWNLOAD play.google.co...
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment RUclips Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!
በጃኩም እባ ኣያ ጆኮር ኣምጽእዎም
ከምዚ ከማይ ጆኮረይ ዝናፈቆ🥺🥺❤❤
ደምርኒ ወለላይ
Shabya wesdiwo alo 😂😂😂
@@AlTek-eri ብሕልምካ 😂😂😂😂
ዋላ አነ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
TDF 🔔🔔🔔 ውሒዱኒ ይብል ኣሎ እስቲ ኣሐጉሱኒ ሓምሻይ ማርሺ ናብ ኣሕሞራ ዓደይ
ሳብስክራይብ ብምግባር ንተሓጋገዝ ❤
መበሊ 12 ባዕለይ ቅዱስ ስላሴ ካብ ኩፉእ ይሓልኪም ደቂ ተዋሕዶ🙏🙏❤❤✅
ደምረኒ ምቅረተይ
❤❤❤❤❤❤❤@@Almi_Alm
ኣሜን❤😊
@@user-ev9ne1zm7d ንዳማመር
Amen Amen Amen❤
ከም ኣየ ዘራኣብሩኽ ዘድንቆ የብለይን🎉🎉🎉🎉
ወይ ኤሜሪካ ዘይረአያ ኩሉ ይናፍቃ ክንደይ ነገር አሎ ዘይተነገረሉ😢
@@MlashKashsay-om7dc 😂😂😂
እሞ ካብ ኣፍሪካ ለይሕሽ የለይ ለይጦርነት ታይ እኒአና😂
@@DannyTekaBeyene እወ ኣፍሪካማ ኹሉ ግዜ ፆሞ ኮእዩ😁
@@ZeMan480 ክክክክክ
🤣😂🤣yekoney ab tigray lelo si euro lelo lmneya adi tay eika tbl leleka.
ንኣብ ዘዘለኹሞ ብሩኽ ሰንበት ይምነየልኩም ተጋሩዋኒ የሕዋተይን ፈተውቲ ተጋሩን ❤❤❤
ሳብስክራይብ ብምግባር ❤ንተሓጋገዝ
Muquratey aziye eye zfetwekum enda gere emun kulkum ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንኳዕ ብስላም መፃኩም ፅሩያተይይይይይ እና ሓንቲ ዝብለክን ካብድክን ዘርኢ ክዳን ኣይትካደና ካብድካ ወይ ሕንብርትካ ዘይሽፍን ክዳን ኣይትካደና ሓደራ ሃህ ኢሉ ዝሓደረን ዝተካደነ ምግቢ ሓደ ኣይኮነን እዚ ምድያ ቆለዓ ምስ ዓብዪይ ዝካታተሎ እዩ እና ካባኩም ወይ ከባኪን እንታይ ይማሃር❤❤❤❤❤❤❤ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤❤❤❤❤
ስላም እንካዕ ለአጋእዘስት ስላሰ ዓመታዊ ክብር ብዓል አብፅሕኩም አብፀሕና❤❤❤❤❤❤❤🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷💐💐💐💐
❤❤❤😊🙏💚
ኣሜን❤🙏
😅😊😅@@SaSw-dyfreweyni
ዘርኣብሩኽ ቐዳማይ ናይዛ ፊልም እዩ ዝፈትዎ ካብ ሓደ ክፋል ተከታቲለያ ስለዚ ሽልማት ክወስዱ ከለዉ ን ዘርኣብሩኽ 1❤
ሳብስክራይብ ብምግባር ንደጋገፍ ፍቱዋት
ትክክል❤❤❤❤❤
ንሰደትዶ ክንዱዙይ ትብህግ ኢካ ሰደት ዘለና ክነግረኩም ሸንቲበት ሓፂቢና አና ነምፅኦ ትቅርሺ አሱለ ተሂበናና አዩ 😢😂
መን እሞ ይፈልጠልና ማዓረይ
ተኸታተልቲ ገሬ እሙን ሰላም ቅንያት ይምነየልኩም አዝመራ ዝኸነ ዓመት ንህዝብና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@@hanayemaryam12 ደምረኒ ምቅረተይ
ጥንስቲ እየ ላይክ ሃቡኒ ኢልኩም ትፅሕፉ እንዴት ናቹ❤😂
❤ ሳብስክራይብ ብምግባር ንተሓጋገዝ
ክክክ😂😂😂
ሓድሽ ፋሽን ላይክ ንምርካብ 😅
@@AsuBerhe ኣሕዋት አነለ ሰበይተይ ሳብስክራይበር ቃሕ ኢሉኒ ትብላ ታይ ክገብር?
ነዓይ ለ ሳብስክራይብ ክሳብ ዝወልድ❤
ኣያ ተከስተ ኩሉ ወዮ ሓቆምዮምኮ ናይና ነገር ኩሉ ዎዮ
ስራሕ ዘሎ የየማርር
ስራሕ ለይብሉ የማርርራ
ዓዲ ለሎ የማርር
ሃፍታም የማርር
ፍቅሪ ሃልዩካ ገንዘብ ይሓጽረካ ተማርር
ድካዶ የሐሽ ተመስገን ይብልዩ😂
ስግብግብ ልኮነ ኣቦ ኣያሃብካ😂ዘብራኣብሩክ ናይዚ ድራማ ድምቀት❤
ተጋርዋኒ አንካዓ ብሰላም መፃአኩም❤🎉🎉😊
ደምረኒ ምቅረተይ
@@Almi_Almሳብስክራይብ ብምግባር ንደጋገፍ ፍቱዋት❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም❤
𝑨𝒚𝒂 𝒛𝒆𝒘𝒖𝒓𝒂𝒂𝒘𝒖𝒓𝒖𝒌 𝒛𝒇𝒐𝒕𝒖 10,000👍
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😮😮😮😮😅😅😊😊😊😊yahoo vault ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማኪተይ ጋል ኣኳቴ ማርያም ብሰላም
ትም ፃእኪ❤❤
እንዳ ገሬ እሙን መቅሰናት ስሓቅ ቀቲልኩሙና ናይ ስሓቅና ምንጪ እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ፍትዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤❤❤
@@tsegatsega238 እሽኒ ክብርተይ
ወልካም እንኳን ሰላም መፃኩም ኣያ ተከስተ ዝፈቱ ላይክ😅❤❤❤❤🎉
Ati ane😂
ኣቱም ህዝቢ ምክርኒ ሃብኒ ብግብረ ሕቡአ ተሳቅየ ኣነስ በጃኩም ፆሎት ግበረይ ኣብ ሕማቅ የ ዘለኩ😢😢😢
ፆሎት ግበሪ ዝሓፍተይ
ኣብ ኩላትና ዘሎ ነገር ዩ ብፆሎትን በስግዳንን እና ተዋገእናዮ እና እምበር
ምሕረት የውርደልኪይ ❤@@user-wr4tv3lr1s
😮ታይ ማለት ዩ ግብረሕቡእ ከ
@@SeniSeni-ne3gy ሴጋ ማለት ዩ
ንተከስተ ዝፎቲ እስቲ❤
ደምረኒ ምቅረተይ🙏
Ane❤😂
ተጋሩዋይ ፅቡቃት ፍጥረት ሰምሃለይ ብሰላም ተጋላገል ወለላይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😊
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ❤🎉 ኣጋእዝተ ኣለም ስላሴ ቤት ኣቦና ኣብርሃም ዝባረኩ ሂወትና ይባርኩልና ቡሩክ ሰንበተ ክርስትያን 🥰ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ተጋሩ ዓይነይ💝
ኣድናቂት ሰምሃልየ ❤ላይክ እስኪ ሃቡለይ💘
ደምርኒ ዝያዳይ
@@user-ni1fm7lo2e ❤❤❤
❤🙏
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ
ኣብርሃምን ሰማሃለን እንኳዕ ደስስ በለኩም
Congregation 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደምርኒ ወለላይ
ኣብራሃም ተዝገብረካ ኩሉ ግዜ።
😂😂😂
ሳብስክራይብ❤ ብምግባር ንተሓጋገዝ
እንታይ ተዝገብረኻ እልኻ 😅 ኣብራሃም ክገብረኪ ደሊኪ😢
😂😂😂😂😂
ሞይተ
👉ብስም ገሬ እሙን ላይክ ንጠውቅ ደቂ ዓደይ
ኣታ ኣያ ጆኮር ናበይ ከይዶም ዞም ሃሪፍ ሰብእይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
አሜሪካ ብርቂ ይመስለኩም 😢 አሜሪካ ዝከደ ኩሉ አይቀንዕንኮ አብኡ ኮይኖም ዝሽገሩ አለው ~~~~
Zetashgar yaln serah zayfotew terah eyu zeshegar
ኣብዚ ሰሙን ክንደይ ኣዋልደ ሰንቢድክን
ላይክ ሃባኒ😊😂
ሳብስክራይብ ብምግባር ንደጋገፍ ፍቱዋት❤🎉
ሳብስክራይብ ብምግባር ንደጋገፍ ፍቱዋት
Sembide ms reakuka ❤😊...........
Korieda wedi Rubay wedi rubay azawreni adey kulu kabay😊
ኣታ ኩሉ ዎዮ እወ ❤😂😂
ደምርኒ ወለላይ
ፁቡቕ እንከታተሎ ድራማ እዩ ኾይኑ ግና ንስደት ዘተባብዕ ከይኸውን ።
ትክክል ስደት ተይከድካዮ ማዓር ምስከድካዮ ዒረ እዩ ሞ ዓድና ንስራሕ
Abe hagarna kab zalo nagar kazi sedat yemrtse
ድኽነት ክፉእ😢
ፃዕራም ህዝቢ ትግራይ
መሰሉን ሃፍቱን ተነጢቑ ብጎረባብቱን ብባንዳታትን ዓኽ::
እንዃዕ ሰላም መጺኢኩም ኣቱም ብሩካት ዝርኢ❤ ከም ሎሚ ሰሓቅ ኣይፊልጣን😂😂😂ኣብርሃም መቀሰን ተሓቃቁፎም ደቃሶም ያ😁
ምሳር ጌርኻ ትብል ቃል ኣይመረፅኩዋን ኣስተኻኽል ዘርኣብሩክ
degagimka hsb tay kbl kamzdeleye ketta aythseb wa hawey
ዝስተካከል እንተሃልዩ ልደራሲ እዩ ኣስተካክል ዝብሃል
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ፍትዋተ ተጋሩዋይ 🙏😍💊💊😍😍😍
ስደት ዝረኣየ ይንገርካ ሰላም ደኣ ኣብታ ዘለኹማ ኣሜሪካ ስማ እንበር ረሳሕ ሃገር እዩ
ዘርኣብሩክ ድፈቱ subscribers gberu🎉🎉🎉💙🌿💊💊💊💊💙💙💙
@@Fili_brgidawi ገይረ ኣለኩ ንዓይም ግበረለይ
@@Almi_Alm ok nski wn gberley
ሳብስክራይብ ብምግባር ንደጋገፍ ፍቱዋት❤❤
@@Almi_Almሳብስክራይብ ብምግባር ንደጋገፍ ፍቱዋት❤❤
@@Hidiat_tube ya haqka aleka gbereley
እንዃዕ አብፀሐና ልአጋእዝተ አለም ሥላሴ✝️
ሕጂ ግርም ነጣዓዕሞ ስለ ዘየለ ጥዕምቲ❤
😂😂😂😂 ዋይ አለ ብዙህ ቓህ አይበሉንዋይ።
@@user-ll3vm6ke6y ደምረኒ🙏
@@loveyourself2406 ደምረኒ ምቅረተይ
ኣደናቂት ናይ ኣያ ዘብርኣብርክ ዳኒ. ኣብራሃም እየ. ይመቸይኩም ተጋሩዋይ❤😂❤
እንዲ ገሬ ማዓር ጠብጠባት ዕድመ ያሃበለይ ፈጣሪ ደቂኖ❤😘ሳሚሪ እና እታ ዓባያ ጋል ኣያኒ ግን ክዲንኪን ኣሰተካክላ🙏
🤣🤣🤣ገሬ እሙን ምንጪ ሳሓቕና we respect you guys 💙💙💙💙💙💙🙌🏿
"ኹሉ ወዮ ኣታ ኹሉ ወዮ" ❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
እንኳዕ ንዓመታዊ ብዓል አጋእዝት ዓለም ስላሴ አብፀሐኩም ደቂ ተዋህዶ ናይ አቦና አብርሃም ገዛ ሂወቶም ዝባረኹ ንዓና እዉን ይባርኩልና❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ማዓረይ
እና ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@@user-ni1fm7lo2e ገይረልኪ አለኩ ወለላይ
@@asayyeebyo182 የቀንየለይ ዛናተይ
ኣያ ተከስተ አረ መረረት😂😂😂❤❤
ፈዉሰ ምሕረት ይላኣከሎም ኣያ ዘርኣቡሩክ
😂😂😂😂
😅😅
ደምርኒ አሕዋተይ
ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጥዉቅ ኣቢልኩ ሳብስክራይ ግበሩለይ ሓደራ ሸለል ኣይትበሉኒ የሕዋተይ 🙏😍
gernalki galedey tehagosi🎉
🙏
@@user-zr5rn8yl5k eshi ❤️
ኩሉ ዎዮ ዝኾነ ግዜ 😮😂😂😂😂
ጨኮር ናፍቅናዮ 🥰
ዘዉርኣቡሩኽስ ክድንቐካ ማዓት😅😅😅😅😅
ኣረ የመችካ ኣያ ዘራኣብርክ ❤❤❤❤
ልዋም ዳሌ ጥሩ ጥሩ❤
እንቃዕ ኣብፀሐና ተጋርዋኒ ❤
ፍቅርን ሰላምን ንሃገረ ትግራይ
ይግበረልና❤❤❤❤
እንኮዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ👏❤❤❤
ይመችኩሞ ተጋርዋይ
ተጋሩዋይ አንቃዕ ደሓን መፃኩም❤❤❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ
@@user-ni1fm7lo2e ገይረልኪ😘
ኣያ ጄኮር ኣሙፁኡልና ዋይ
አንዶ ዘብሩኣብሩኸይ አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም ተጋሩዋይ 🥀💋💋💋💋
ናፍቀኩሙ ነረ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤Lovely people Tigray we're proud of you, so absolutely an amazing & awesome 👌
Abey konki eyu
ሰምሃል ሽኮር ጥንስቲ እያ ትመስል እና ሽካብ ትወሊድ ዘትፈቅዱላ❤❤
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ አያ ተከስተ ድተሞቸዮ ላይክ አለና በሉ ❤❤❤❤😂😂😂ምንጭ ስሓቐይ😂😂😂
አያ ዘብራአብሩከይ እንካዕ አሕጎስኩም 🎉🎉😂😂
ደምርኒ ማዓረይ
Congratulations Dani❤❤❤🎉🎉🎉
😂😂❤🎉 ምስ ኣሚሪካ ዲዮ ህልምኩም ኣድና ኣዲ ወረቂ አናሃልይ❤
ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ እንደ ገሬ እሙን ❤❤❤❤❤
Welcome 🎉🎉🎉💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💪💪
ድራማ ምሉእ ኩሉ ግዜ ብሓደ ዓይነት ኣርእስቲ ምውዳእ ደባሪ እዩ::ብዙሕ ዓይነት ሓሳብ ተዝካተት ይምረፅ🙏💙
lke eyu gn nayzu melekti keyteredeaena aynaneger
እንኳዕ በሰላም መፃኩም❤❤❤❤
ኣታ ሀ ዶቦሉንን ኩሉ ግዜ ኣሙፁኡልና ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ❤❤❤
Happy Sunday tigarwiy ❤🌿🍀👏
ናይ ኣብራህም ኣካዳዲናኡ ዳበኡ ምስሉ ዳሰሐቖ ኣለዶ ከምዚ ከማይ 😂❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ታይ ጉዱ ኣያ ጆከር ጠፊኡና
ናይዚ ጨው እዩ 😂😂😂
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም👏🥰
ay tekeste ብጥስ ፀማም❤❤❤❤
እንዳ ገሬ እሙን ይመችኩም መበል 100 like habuni
ዋየይይይይይ ስደትከ ክከድስ ክንድዚ ታሕጋስ ዓድና አልሚዕና ሰሪሕና ንዕበ ኢልኩም ደማ መርኣያ ትኮኑ
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ቤተሰብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Love you deki Adey🎉🎉🎉
ሳብስክራይብ ብምግባር 😊ንተሓጋገዝ
እስቲ ን TDF ዘይከውን የለን ትብሉ 🔔🔔🔔🥊🇻🇳📌📌📌🥊🥊🥊
ይመችኹም ዳገሬ እሙን ኩሉ ግዘ ኣብ ልበይ❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤
እንታይ እዩ መልእኽቱ 😢 ንሕና ኣሜሪካ ዘለና ዶ ክነግረኩም ስርዓትን ኢዩ ቀዳማይ ናይ ስራሕን ጸታን ዝሕሉወሎም።
ነዚ ብ ትብዓትን ምስራሓ ተሲኢንካ ክብር ሓዉ ፍታሓነገስ ሱቕ ምባል ወይ እምበር ዘለናዮ ኑሱ ከም ትነብሩዋ ዶ ጌሮኩሞ ሓፍሽ ከኣ ፈሽፍሽ Like ጥንስቲ ኢየ ።
ወለዲ ማዕረ ክንድዚ ኣሎ ማለት እዩ ጽቡቕ ኣለኩም ኢኩም ትብሉ ዘለኩም !
Totall disagreeeeeee full the viedo .
read books Think and grow rich .
ስርዓትን ናጻ ተካል ኢዩ ዘጥፍእ ድክነት ዒናዓል ኣቡክ
ስደትና ኣይተጽሉኡና ያዓክ
😢
ልዋምን ኣብርሃምን ጥራይ ኢዮም ኣብዚ ፊሊም ናይ ሎሚ ደስ ዝብሉ እምበር ምዉድኣ ሲኢነያ
thank you brother 🙌🏼
@@zekihanny4343 ከመይ ሓሪረ I feel so pain real bro no worrise
ብሽም ተከስተ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ መዓረይ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት❤❤
ደምርኒ ማዓረይ❤
ተጋሩዋይ ፅሩያት ደቂ ሓላል መሬት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ❤❤❤
ቤትን ገሬን ኣብዝኸድዎ ጭኽጭኽ 😀😀😀😀
😅😅😅😅
Nidikinet ztselia like gberni
እንዃዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤
ናተይ ደቀይ እዙይ ክሪእዎ አይፍቅድን ምክንያቱም አሜሪካ ከምቲ ዝባሃል ፀብቅ ሰለ ዘይኮነ ሰደት ሕማቅ እየ በጃኩም
ቃሕ ዘይብል ድራማ ብሓደ ጀሚርካ ብሓደ ምውዳእ
❤
ይጽበየኩም ውዒለ 😔❤️❤️
ኣየ ኣብረሃም ተሓቃቂፎም ደቂሶም ያ😂😂😂😂😂
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤😂
Atum tsbukat kef alekum mara eye zfetwekum🎉
Ab zelekmo selemn qsanetn yhabkum ftwat sdra ❤❤❤ hanti hasab alatni nsa kea semhar tnsti eya kem zmesleni. Kulu teqrbwo bzelo hawahw eu btaimi kea des eu zbleni kketatekekum.bmqxal neza nay semhar kea kem tnsti koyna entethwusla xbuk mmeqeret neyra ele yhasb ❤ bzterefe btaimi eye zfetwekum kab mejemerta ksab hji ajekum haylin tinan yhabeley ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ኣብርሃም ዘስሓቆ 😂