ናይ ጠቋር መንፈስ ን ኽጥንቁለሉ ዝደፋፍኦ ዝነበረ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 дек 2024

Комментарии • 63

  • @FvDf-e4g
    @FvDf-e4g Месяц назад +1

    አይነ ልቦናና የንቃሓልና እግዚአብሔር አምላክ ባሓቂ ፅቡቅ አጋላልፃ ዩ ፀጉኡ የብዛሓልካ ኩቡር ሓዉና❤❤❤

  • @ኤልሻዳይነውገታየ
    @ኤልሻዳይነውገታየ Месяц назад +1

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ንዚ ክፈልጥ ስለ ዝግበረካኒ ስደት ናዓይ ቤት ተምህርተይ
    ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ፅጉኡ
    ይብዝሕልካ ድያቆን ሓዋና ይክብረልና ❤❤❤

  • @BereketGuesh-w1t
    @BereketGuesh-w1t Месяц назад

    ኣማን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብ ኩሉ ናይ ይሓረደኒ እካ ይቀትለኒ እካ መሓረዲ ዝምነዮ ቀትለት ይምነዮ መውስቡቦ እንካ ንዘሓተትናዮ በቦና ዘውጽኣና ሳብ ከፍሎም ኣዲገረ መሰተ ተግበራታን ምሰ ምጠጣን ናይ ዘመንት በተለፎን ንዘካየዶቶን ገሰጡ የድሕነና

  • @TiemtiTesfamekel
    @TiemtiTesfamekel 4 дня назад

    Amen amen amen kemnayzi hawna agziabiher afewsrna❤❤❤

  • @ezanaabraha2785
    @ezanaabraha2785 Месяц назад

    Amen amen amen❤❤❤

  • @mussietesfamariam1288
    @mussietesfamariam1288 Месяц назад

    እግዚኣብሔር ይመስገን ሰለ ኩሉ ነገር ❤ናኦድ ሓወይ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ብሓቂ።

  • @ft-zl7tz
    @ft-zl7tz Месяц назад

    ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓክካ ብሩክ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @KisanetShimangus
    @KisanetShimangus Месяц назад

    Amen Amen kal hiwat yesmalna Nadou hawena

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ Месяц назад

    ቃለ ሂወት የስመኣልና❤

  • @amalsami7804
    @amalsami7804 Месяц назад

    Amlak xeguu yebzehalka tebarek bimegedika ymehar aleku❤❤❤

  • @Hanigirmay
    @Hanigirmay Месяц назад

    naod hawey egziabher msaka ykun bertialna ajoka🥰🥰🙏🙏🙏

  • @TimnitWeldetinsae
    @TimnitWeldetinsae Месяц назад

    qalehiwet yesmealn buruk hawey🙏♥️🙏🙏
    gn bkemey krekbeka ykiel

  • @Adonay-qj4pd
    @Adonay-qj4pd Месяц назад

    ezagher tesgiu yeabzhilme naod hawey❤❤ n bona kea edmin teinan yhabom ❤❤

  • @ሕራይ
    @ሕራይ 27 дней назад

    ቀፅል ሓወይ❤

  • @senaittesfaye1227
    @senaittesfaye1227 Месяц назад

    Definitely tesfa ena slezikone kea nakum brukat yhwat sedidlna.egzabher mstwalna ykfet.

  • @ክብሪ
    @ክብሪ Месяц назад

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ناصرمباركي-و8ت
    @ناصرمباركي-و8ت 28 дней назад

    Welcome back tewahdo🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @ezgabheryemasegen6009
    @ezgabheryemasegen6009 Месяц назад

    Welcome my brother 🙏🏽🥰

  • @ማዓርግጓልኣብናሰላማ

    ኣሜን ኣሜንን ኣሜን እግዚኣብሂር ኣምላክ ገኡ የብዘሐልካ ናኣድ ሓወይ

  • @trhastrhs6584
    @trhastrhs6584 Месяц назад

    እንኻዕ ብሰላም መፀኣካ ናኦድ ሓወይ ፀጉኡ ይብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ🙏❤

  • @yordanosmengstabe7909
    @yordanosmengstabe7909 Месяц назад

    💞❤️❤️❤️💞💞🙏🙏🙏

  • @AmanTesfazghi-y2z
    @AmanTesfazghi-y2z Месяц назад

    Amlak tsegu yebzhalka naod Hawina egzabher amlak edmen tanan yhabka tsegu yebzhalka
    Naod hawey tell sdedelna pls
    Bzuh zibleka aleni malet kithgzeni

  • @merhawitguesh5884
    @merhawitguesh5884 Месяц назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @YonasTadese-p5m
    @YonasTadese-p5m Месяц назад

    ❤❤❤🎉

  • @tsehyneshhaile8845
    @tsehyneshhaile8845 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsehayneshyemane-fm9ip
    @tsehayneshyemane-fm9ip Месяц назад

    🙏❤

  • @natsanetteklemariam2113
    @natsanetteklemariam2113 Месяц назад

    ❤❤❤

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaittesfaye6461
    @senaittesfaye6461 Месяц назад

    እግዝአብሔር። የስጥልን❤❤❤

  • @kiflegebrezgabher2090
    @kiflegebrezgabher2090 Месяц назад

    እግዚአብሔር ዝተመስገነን ዝከበረን ይኩን ነዚ ክንፈልጥን ክንርዳእን ዘክኣለና ካልእ ሓቅካ ኢካ ጸሎት ሰይፈ ሰላሴ ምስ ዘውትር ሰይፈ ስላሴ ክንጽሊ ዝሓየለ ጸሎት ጥራይ ዘይኮነ ጥላወጊ ማለት ቅተሎ ተባሉ ዝተላእከ መንፈስ ዝከላከለልና እዩ ኣቦና ቀሺ ሄኖክ ወልደማርያም ክገልጽዎ ከለው ምስጋና ስለዝኮነ ከኣ ምሽት ይኩን ንጉሆ ኣብ ዝጠዓመና ክንጽልየሉ ንክእል ማለት እዩ ክቡራት ኣሕዋት

  • @ErmiasGhide-d5j
    @ErmiasGhide-d5j Месяц назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 qudus egzabher xegu yebzhalka hawey

  • @floragezae1536
    @floragezae1536 Месяц назад

    thank you naod hawna

  • @AnbesAnbes-f2h
    @AnbesAnbes-f2h Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ጽጉኡ ይብዝሕ ናኦድ ሓወይ

  • @ftawwftwww2822
    @ftawwftwww2822 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢ትክክልክብርሓዉይ

  • @ftawwftwww2822
    @ftawwftwww2822 Месяц назад

    ስላም ክብርሓዉይ

  • @ftawwftwww2822
    @ftawwftwww2822 Месяц назад

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ትክክል

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui Месяц назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HelenTeame-i2t
    @HelenTeame-i2t Месяц назад

    Ezgabher xgeu yebzhalka naod hawey

  • @senaittesfaye6461
    @senaittesfaye6461 Месяц назад

    ቬር ቬር ቬር❤ላይክ❤ላይክ❤ላይክ❤አረጉ❤❤❤

  • @luwanyahouza6683
    @luwanyahouza6683 Месяц назад

    Nay qesi henok telephone tehababeruni yehwat🙏

  • @BisratJhon-r7p
    @BisratJhon-r7p Месяц назад

    Hawey wasap ba sidedeley ba

  • @HiritiZera-mp2mt
    @HiritiZera-mp2mt Месяц назад

    Selam zhawey xegu yebzehalka Telefonka ba sdrdeley

  • @tinbeetedaniel7705
    @tinbeetedaniel7705 Месяц назад

    ቪዲዮውን ስላስተማሩ እናመሰግናለን። እባካችሁ ይህ ትምህርት የትኛው ቪሲዲ እንደሆነ ንገሩኝ ወደ ኋላ ተመልሼ ለማየት እንድችል።

    • @taos124-
      @taos124-  Месяц назад +1

      ruclips.net/video/PRtYNU9lgO4/видео.htmlsi=yYHoWvsvGZpNl-vV

    • @tinbeetedaniel7705
      @tinbeetedaniel7705 Месяц назад

      @ በጣም አመሰግናለሁ🙏

  • @myLove-m5u
    @myLove-m5u Месяц назад +1

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ክቡር ሓው❤
    ክሓተካ ዶ እዚ "ጨሌ"ዝብል ቃል ሲ ብትግርኛ ከም ሕራይ፣እሺ ኢና ናተጠቀምናሉ ዓቢና በተለይ በትግራይ እሺ ክንብል ጨለ ለ ንብል ኢና ግን ኣብ ናቦና ኣባግርማ ዝሰማዕክዎ ግን ጨሌ ጋንየን ምካኑ ክገልፅ ከሎ ሰሚዐዮ ሞ ካመይ እዩ? ግለፀለይ፦

    • @kiflegebrezgabher2090
      @kiflegebrezgabher2090 Месяц назад +1

      እወ ሓቅኪ ኣብ ትግራይ ጨለ ማለት ሕራይ ማለት ብኣሓርኛ ጨሌ ዝባሃል ብዕንቂ ብዛዕጎል ወይ ብዕንጨቲ ዝተሰርሔ ኮይኑ ዝተፈላለየ ቅርጽን ምስልን ዘለዎ ብልካይ ጨናን ዝውልውላኦን ዘቀባጥራሉን ነቲ መንፈስ ወይ ሰይጣን ዝውክል ንብረት ስድራቤት ዝረካከብዎን ዝከናከንወን ሰይጣን ዘምሉኩሉ ንብረት ናኦድ ክሳብ ዝምልሰልኪ ወይ ብስእሊ ቭድዮ ዘቅርበልኪ

  • @TemesgenTV
    @TemesgenTV Месяц назад

    Selam egzabher meskuluna hezbe Christian yekun.
    Naod hawey ketmlesley tesfa yegber bezuhu gezie
    Tedagagamie yehalem gn befuxum ayredanen u.
    Nesu ka temen wey dema gebl
    Kara wey dema seyf
    Dem.
    Kelbi
    Wetehaderat ms eatkom
    Kemu dema 1arkey xogrey klaxynie halime mo gle belenie
    Please tegdiska naod hawey.

    • @yohanaandat8616
      @yohanaandat8616 Месяц назад +1

      Aynitla zar menfes ..Buda zar ...metett.malet selabi menfes wey mstwalka zwesd menfes yu...resi mlxay malet xelae senay yu ...bertie xely sged ..qdm gn nsha wsed xom kea ajokha...ezi keferarh zmexei menfes slezkone ajokha Egziabher nkulatna kab maeserti seytann maeserti Hatyat yftehan ❤

  • @ErmiasGhide-d5j
    @ErmiasGhide-d5j Месяц назад

    ናኦድ ሓወይ ዋትስኣብ ናምበርካ እባ ብውሽጢ ክረክበካ

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf7298 Месяц назад

    በቃ ንኹሉ ነገር አሜን ኢኹም ትብሉ፡ በጃኻትኩም ህድእ በሉ፡ ካህናት አቦታትኩም ተወከሱ። ኩለን ብአባ ግርማ ዝተቐጥቀጣ አዴታት አሓት ሓንቲ እካ ዝሓወየት የላን። ናብ ኤርትራ ከይደን ማጮሎት ተሓጺበን ኢየን ሩፍታ ዝረክባ ዘለዋ፡ ንጾሎትን ምህለላን እንበር ንሰብ መናውራ ከም በዓል አባ ግርማ አይንእመን፡ ሰበይ ሆይ፡ መጀመርያ እመን ድሕሪኡ ብጾሎት ብስግደት ብግብሪ ትጋህ፡ ከምዚኦም ዓይነት አምስሉ ሰባት መሊሶም ከምትሓምም ኢዮም ክገብሩካ አስተውዕል

    • @TEKLUTESFAGABROKBAHANS
      @TEKLUTESFAGABROKBAHANS Месяц назад +1

      Selam hawna bkemeyn slemntayn kemzi tbl aleka?
      Hzbi kamneka chbut meregagexi kthb tkil dika?
      Elomo oluna etbl kal hizka tzareb keythlu astewil!!!!
      Frdi feradi hade kubur amlakna medhanina tray mkanu tereda!!!
      Bmejemerta men eka entay eu mearka maletey alemawi/menfesawi?
      Nska timenelu aba Grma hasawi zkenelu chbut mknyat?
      Nzi weledu shenkolel mbal zey aklukum.
      Hade Amlak hanti haymanot eu zelena.
      😅

    • @yohanaandat8616
      @yohanaandat8616 Месяц назад

      Seb euka nAba grma aykonen ziamn ..negziabher yu zemen mejemerya dehar kea Aba grma sgedu xelyu .nsha sedu qurban wsedu yom zblu...shiue seb enteneqihu nebsu kedhna yu..2y kea kahnat tewekesu tbl si darga 75 % kulom bToqar menfes zttehazu yom ...genzeb koinu elamiom ..gusnet yelen.wengel mngar yelen...3y kea nebskha fetsh nmntay ye kemzi zzareb zelekhu elka ...aba grma wn maychelot tetemequ eyom zblu qdm sgedu .xelyu .xom .nsha .asrat bokhrat eshr gberu yom zblu ...hzbi habesha kea kulatna thuzat ena ezi knamnelu alena qdm....ezi kulu kiunat .tfat meneseyat.fth ab hdar ..single Mom wey Single Dad zbehal .ezi kulu hmamat hzbna zihamo zelo shikorya .Cancer. Gastrayt.merzen resi ezi kulu kab mntay yu mftash kedly yu ...

    • @ermiastesf7298
      @ermiastesf7298 Месяц назад

      @@TEKLUTESFAGABROKBAHANS አብ ዞም ሰብኣይ አይኮነን አተኩረይ፡ አነ ምእመን ኤርትራ ብልባዊ እምነት ጾም ብጾሎት ብስግደትን ትግሃትን ሂወቱ ክመርሕ ክጅምር አለዎ። ካብ ባዓል ሱዳን ህንዲ ኔፓል ባንግላድሽ ዝመጽእ ሓይሊ መናፍስቲ ብስም ጎይታ እንዳምሰልካ ሰብ ምእካብ ሰብ ምችናቕ ደው ክብል አለዎ። ሰብ ብእምነት ክነቕሕ እምበር አድራሽኡ ብዘይፍለጥ መነፍስት ጸዋዕቲ መጻውውቲ ክኸውን አይግባእን። ዳርጋ ኩሎም ኢትዮጵያውያም መርጌታታት ደብተራ ቤተክርስትያን ንይምሰል ስም ጎይታ ስም ድንግል ማርያም እንዳጸውዑ ክጥንቁሉ መስተፋቅር ክጽሕፉ ኢዮም፡ዝውዕሉ። ስለዚ ስም ጎይታ ስለዝጸውዑ ቁኑዓት ኢዮም ክንብልዶ ይግባኣና? 2ይ፡ መርትዖ ንዝበልክዮ፡ አብዞም ዝጥቀሱ ዘለዉ ሰብ ለይ "ግርማ"ዝኸዱ አባላት ስድራና ስለዘለዉን ሕማም ሳዕሪርዎም ናብ ኤርትራ ከይዶም ማጮሎት ይሕጸቡ ምህላዎም ከራኽበኪ ሃየ ርኸብኒ!
      ናብ ጎይታ ወይ ናብ ጦንቃሊ ይኹን ናብ ሸይጣን ምኻድ ከከም ምርጫ ነብሲ ወከፍ ኢዩ ክኸውን፡ ይኹን እንበር እዚ ምስኪን አማናይ ንጹህ ምእመን ኤርትራ ግና ጽላል ክንኮኖ ከነንቅሖ ከይተሓለልና ክንሰርሕ ኢና! ፈውሲ ነብሲ ወከፍ ሰብ ክኸውን ዝግባእ ምስ ክህንካ ደው በል እመን ጸልይ ስገድ መጽውት ስጋን ደሙን ተቐበል፡ ሽዑ አባ ግርማ አየድሌካ ጥቁሬ ወይ ቦሮንትቻ አየፍርሓካ!!!!

    • @TEKLUTESFAGABROKBAHANS
      @TEKLUTESFAGABROKBAHANS Месяц назад

      ሰላም ኣቦና፡ድያቖን፡መዛምራን ወይ መንፈሳዊ መምህር! ስለቲ መግለጺኹም ነመስግን። እንተኾነ ኩሉ ተዛራቢ ትግርኛ ነቲ ሓቀኛ ሰባኺ ስኢንዎ ሸንኮለል ኢሉ ኣብ ገዝኡ ዓሪፉ ይርከብ። ምክንያቱ ከም ድፍረት ድኣ ከይከውን እምበር ብዙሓት ሰበኽቲ ሃይማኖት ኣብ ማስሜዳ ወጼም ን ኣባግርማ ሓቀኛ ሰባኺ ክርስቶስ ምኻኑ ዝዛረቡን ንህዝቢ ናብ ኣባ ግርማ ን ኽኸዱ ዘተባብዑን ኣለው። ገሊኣ መራሕቲ ሃይማኖት ከኣ ሓሳዊ መምህር ከም ምኻኑ ይሰብኹ። ስለዚ ኣብ ኮመንት ምጽሓፍ ወይ ነዞም ሰባይ ምቁዋም ኣኻሊ ዲዩ፧ እዚ ብሓደ ኢድካ ምብኣስ ኮይኑ ይስምዓኒ። መጀመርታ ሓሳዊ መምህር ምኻኖም ምርግጋጽ ብድሕሪኡ ከኣ ኣብ ማስመድያ ወጺኻ ብኽልተ ኢድካ ንህዝብኻ ምምሃርን ህዝብኻ ምድሓንን ኣገዳሲ ኢዩ። ብዙሓት ነቢ ኢና እናበሉ ውን ተሲኦም ኣለው ሓደ ካብቲ ንህዝበ ክርስትያን ዝዘርጉ ዘለው፡ ሓሰውቲ ነቢ ዶ ይመስለካ፧ ኣብ መጽሓፍ ቕዱስ ብዙሓት ነብያት ከም ዝነበሩ ይሕብረና ኢዩ። ኣብዛ ምድረ ክርስትያን መሸም ነቢ ምስ ክርስቶስ ዝራኸብ የለን ክንብል የጸግም ኢዩ። ስልዚ እዚ ስራሕ ኣባግርማ ካብ ሰብ ንላዕሊ ሓይሊ ከም ዘለዎ የርኤካ ኢዩ ግን መርማሪኡ ሓደ ክርስቶስ ጥራይ ኢዩ። ሰብ ክፈርዶም ኣየጸግምን'ዶ፧ ንቤተኽርስትያን ክሩስቶስ ዘራኹሱ ብዙሓት ሰብ መሰል ኣጋንንቲ ኣለው ኣምላኽ ባዕሉ ይገስቶም። ስለዚ ክቡር ሰብና እቲ ኣብዚ ኣሜን ዝብል ሰብ ጌጋ ኣለዎ ዲዩ ወይ የብሉን ሓደ እቲ ልዑልን ሕፉርን ዝኮነ ኣምላኽናን መድሓኒናን እየሱስ ክሩስቶስ ጥራይ ኢዩ ዝፈርድ። እቶም መራሕቲ ሃይማኖት ግና ኣምላኽ ኣይሓዘለይ ነዚ ህዝበ ክሩስቶስ ተገራጫዊ ትምህርቲ ሂብኩም ከም ተፎይቶ ተሓቒኑ ከይ ጽዓየ ሰንቢኡ ዝተርፍ ዘሎ ንዕዘቦ ዘለና ኢዩ። እቲ ዝበዝሐ መንእሰይ ኣብዚ እዋን እዚ ካብ በተኽርስትያን ኮብሊሉ ካብ ገዝኡ ንስርሑ ናይት ክለባትን ጥራይ ሸንኮለል ዝብል ዘሎ ኢዩ ዘሕዝን ግዜ። !!!
      ማስ ሜዳ ከም ዘለካ ኣብ ዩቱብ ሪአዮ ሳብስክራይብ ውን ገረልካ ኩቡክ ሓውና ንክርስቶስ ዝሰብካ፡ ዝዝምራ ማስሜዳ የብዛሓየን መገዲ ክሩስቶስ ሃሰው ንበላን ንስራሓላን።
      ኣነ ኮ ዝፈልጦ የብለይን ህልም ዝበልኩ ዓለማዊ ኢዩ ግን ትጉህ ናብ ቅኑዕ መንገዲ ክሩስቶስ ንምድላይ ፍሑኽ ኣብ ምባል ይርከብ።
      ንዝተጋገኽዎ ኣምላክ ይቅረ ይበለለይ። ንስኹም ውን ብዓይኒ ምሕረትኩም ርኣዩኒ።
      ሰላምን ርግኣትን ኣምላኽ ንዓለምና የውርድ።

    • @DebesayGebrekidan-rv4ok
      @DebesayGebrekidan-rv4ok Месяц назад

      ሓወይ ኣይትዘባርቅ ተዋህዶ ነቲ ትምህርቲ ዝደሊ ትምህርቲ
      ነቲ ፈውሲ ዝደሊ ፈውሲ ዘላዋ ምልእቲ ጉድለት ዘይብላ እምነት ኢያ

  • @TEKLUTESFAGABROKBAHANS
    @TEKLUTESFAGABROKBAHANS Месяц назад

    አንቃዕ ብሰላም ናብ ስራሕካ ኣትግሃካ ኣምላክ ኖኦድ ሓውና።
    ክንደይ ነብሳት ተዛራቢ ትግርኛ ነዚ ናትካ ሰሚዓ ትንሳሓሉ መንገዲ ትሓስበሉ ርሑቕ ኣይክኸውንን ኢዩ።
    ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርክ።
    ኩልና ህዝበ ክርስትያን ድማ ብላይክ ሸር ኮሞንት ናብ ኩሉ ንክባጻሕ ንተሓጋገዝ።

  • @KisanetShimangus
    @KisanetShimangus Месяц назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HeahHeah-r6c
    @HeahHeah-r6c Месяц назад

    ❤❤❤

  • @wardasebahtu
    @wardasebahtu Месяц назад

    ❤❤❤❤❤

  • @nardoskidane9875
    @nardoskidane9875 Месяц назад

    ❤❤❤

  • @danidani-s1l
    @danidani-s1l Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤