Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
❤❤እህህህም ትዛረቦ ዉድእ ዉድእ ይብል ከትዛሮቦ ቐሉል ብትክክል እዩ ኣያይ ማዓረይ❤❤❤❤ ዓይኖም ይገስም ዞም ቡዳታት ፀላእቲ ትግራይ የለዉን ከቡሉና ከንቦቅል ኢና ገና ከም ተኽሊ ፈጣሪ ኣለና
Hasewtiy kithisue abadime zetfakimom meniseyat eritrea ke. miss wetahader Ethoiopea lieli 21amet ab badme meretna kofff elkum gena ❤Eritrea nay Eritreawyan . ya schabeya kitblu . Schabya absrah you zello 😂 temaharu kab Eritrea tv
ጂግና ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤
ካብ ምህሮስ አእምሮ ዝበሃል ብአባ ሓዊ ተራኢያ ! ካብ ናይ ምሑራት ተጋሩናን ዓላማን ዓቅምን አልቦታት ተናሓናሕቲን ሊሂቃንን ድግሪታትስ 101% ድጉሪ አባ ሓውን ሓረስታይ ትግራይና አፀቢቁ ይበልፅ ብኩለ መለክዒ !! ☝️✍️👌🤝💪✌️👏👏👏
ኣባ ሓዊ ሞዴል ዘመናዊ ሓረሰታይ ትግራይ ናወ ሕወሓት መሸቀጢ ዝተጠቀሙሉ ሓደ ኣባ ሓዊ ፃዕራም ሓረስታይ ኣብ እንዳ ኣርብሃ ኣፅብሃ ተረኪቡ ትግራይ ተናጊዓ ጎሮባብቱ ልኣባ ሓዊ እኮ ሞዴላት የለው
Zerebaka adbo hji wn qeenat keymexaka shabya ente akibirkayp ktnebr eka xelaetka Ethiopian weyanen eyom
❤❤👍
ኣነ ተሓጉሰ ንኣባሓዊ ምርኣየይደሃዩ ጠፊኡ ነሩ ኣባ ሓዊ ጅግና ሰብኣይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
እምበር ኣባ ሓዊ ! ተባዕ ወላዲና : ብርእሱ እምበር ብኽርሱ :ዘይሓስብ ትግራዎይ :
ትኽኽል ኢሎም ኣያ😢
ኣባሓዊ ይበል ኣገላልፃ!!😭😭😭😭😭
Aye mskina abona nska ab Srah nierka weyane kea tenkol ab lieli eritrea yhasbu nierom hji wn ms eritrea selam hsebu selam Kab melhasna eya tjmr ..shaebya fetawikum eu nieru gn tenkolkum aynrsiom 27 amet ab badmet kof elkum nierkum Beal welkayt natkum ayneberen gn Haki haki eya mskinay gebaray hzbi lekimkumom hji wn shabya wey badme elkum entehasibkum zterefekum kxeniet eu selam hsebu
ቡሱሩ ባ ህወሓት ማለት ገበን ማለት እዩ ንበል!
መን እሞ ሰማዒ 😢😢😢😢😢😢😢
ሓቂ ዝኾነ አባሃህላ ናይዞም ኩቡር አቦና፣ መራሕቲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ጨኰኖም ረጊጾም ትግራይ አዝያ ከይትለምዕ ከይትምዕብል ንሳቶም አብ ስልጣን ንኽጸንሑ ዝጥቀሙሉ ዝነበረ ጉርሕን ተንኮልን እዩ፣ ሕጂውን ህወሓት ብሱሩ ንህዝቢ ትግራይ ኢሎም አይተቓለሱን ንነብሲ ወከፎም ጥቕሚ ዝተሞርኮሰ እዩ።
ዝገርም ሐሳብ ዝገርም ሐቂ እዚ ህዝቢ ዶ በዞም ሐሳዳትን ለማሳትን መራሕቲ ምስተመርሐ ???? መሕዘኒ !
ሓቂ ዘረባ
ወርቂ ንዝሃበ ፋንድያ ዝብሉ ከዳዓትን በላዕቲ ሕድርን ሞራልን ህሊናን አልቦታት ካብዚኦምስ ይገላግለና አባ ሓዊ አቦ ልምዓት !!👌🤝💪✌️👏❤
ሊላይ ትቪ ነመስግን ነዚ ጅግና ኣቦና ደሊኹም ምቕራብኩም ክብረት የሀበልና ኩሉ ግዜ ኣብ ጭንቅላተይ ዝነበረኒ ሕቶ እዞም ጅግና ብህወት ዶ ይህልዉ ይኾኑ ዝብል ጥያቔ መልሲ ረኺበትኽክል ኣቦና ምስ እዚኦም ምንባር ማለት ?
ሕወሐት አብ ትሕቲ መሬት ክትቅበር እዩ ዘለዋ ሕወሓት ሻርሙጣ ሰራቂት ቀታሊት ዓሌተኛ አሸባሪት ጎሓፍ ደደብ እያ።
አባ ሐዊ ፀኢ ቀቲሉኳ ከይኸውን ስግአተይ ዓብይ ነይሩ ድፅኻ ምሰ ሰማኹ ተመስን ብሂወት መህለውካ ስለእዞም ሞጃላት ክትጎትት ጊዜና አብርእሲ ምቅፃሉ ሐዚ በትሮም አታሐባቢሮም ክወቅዕና መፂኦም ።
አዳምፁ ተሸለምቲ ውርደት
አቱ ሐቂ አዙይ አዩ! ብሔር ብሄረሰብ አናተብሃለ
ዋይ ናይልበይ ከመይዝበለ ንቅሃት እዩ ?ከምዚ ዝበለ ኧንቂ ህዝቢ ሂዝካስ ከዋርዱና?
ካበይ ሐዊ ህወሐት ናጻ አውጺአትኩም ??? አነ ግርም ዝብለኒሲ አብ ልዕለና ዝወረደ ኩሉ ሕመቃት ክገልጹ ንድሕሪት አይብሉን አብ መዘውሳነ ወይ ፍርዲ ክቀርቡ ግና ምስላ ህወሐት ይብሉ እዚ ኩሉ ጸገም ብስንካ ዝበጸሐ ምኻኑ ድሕሪ ምግላጽ
ሐ
ሓሰውቲ ዘይ በትከላ ክልል ሻዕብያ ይድክሮኩም እምበር ዋላ ሓንቲ ማዓልቲ ሱምኩም እሊዒሉ ኣይ ፈልጥን ምኽንያቱ ዕላማን ራእን የብልኩምን ኣገልገልቲን ከደምትን ናይ ካልእ ሓይልታት ኢኹም ምስ ላኣኽትኹም ኢዩ ዝታሃላለኽ።
ተጋሩ ቶጒራት ሓሶትን ትምክሕትን ቅንእን ጾርኩምዩ
Tkkl elka hewey 💔💔💔
ብዘይ ማይ ዝወሓጥ ዘረባ ዝገርም ኣገላልፃ
እቲ ዘደንፁ ነገርስ መከራን ፀበባን ድቃስ ዘስእንን አብ ትራማን ሓዘንን ጥምየትን ዘሎ ህዝቢ ተሸኪምካ ስልጣን ምብሃግንስ ዘይ መዓት እንታይ ክርከቦ እዩ ትስልጣን ? ናይ ህዝብካ ሽግርን መከራን ተወፊካ ዘይተድሕነሉ ሓጥያት ህዝቢ ተሸኪምካ ናብራስ ናብራ ተባሂላስ ምሁር እየ በሃሊ ኩሉ ዝብህጋ አይርደኣካን ? አሎ ተባሂሉ ዝእመነሉ ሲኦል አብ ምድሪ ምምናይስ ሓፂር እዝኑ ወዲ ሰብ ክንደይ ስሱዕ ምኳኑ የግርመልካ ???? ይገርመና አሎ በዘመነ አውሬ እንክነብር ስሱዕ ወዲ ሰብ ?????😮💀💀💀😭😭😭
ሓሳዊ ፈስፋስ ክልልካ ዘየምሃርካስ ብሄር ብሄረሰብ ኣሚሂረ ክትብል ጀልፋፍ ፅልኢ ዝነዝሕ ሰብ ክውገድ ኣለዎ ህዝቢ ትግራይ ምስ ወዲሰብ ከይቃረብ ዝገብሮ ዘሎ ናይ ፅልኢ መርዚ ዝነዝሕ ዘሎ ምናልባት አፍቲ ኦም ሰይጣን ረኺቡዎ ከኸውን ይኽእል እዩ ነቲ ጋዜጠኛ ግን ክእለሽ ኣለዎ ተኣሊሹ ስጉምቲ ክውሰደሉ ኣለዎ ፓለቲከኛታት ይንቀፍ ከም ህዝቢ ግን ኣይፍረጅን እዩ ዓቅሚ እንተዝረክብ ነይሩ እዚ ሰብኣይ እዚዩን እዚ ጋዜጠኛ እዙይን ፍርዲ ክወሃቦም ኣለዎ እንተዘይ ኮይኑ ግን ናይ ርዋንዳ ጆኖሳይድ እዮም ዝሰብኩ ዘለዉ ንምንታይ እዩ መንግስቲ ሕጋዊ ስጉምቲ ዘይወስድ ህዝቢ ከምህዝቢ ፀላኢ ዝገብር ወንጀል እዩ ልዕሊ ሓደምልዮን ህዝቢ ኣብ ኢትዮጵ ተበቲኑ እናሃለወ ወድዎም ማለት እዩ ኣባ ሓዊ ዝበልዎ ስሙ ይመርሆ ለግብሩ ይብል መፅሓፍ በጃኹም መናእሰይ ስጉምቲ ውሰድሉ ህዝቢ ከጨርሽ እዩ እንተኾይኑ ደሞ ማጨለት ውሰድዎ በጃኹም
Kid wetsa Ata lehasi meakor nay sheabiya .wedi lemani resah borko
😢😢😢💯✅✅✅
ይበል እዩ አገላልፃ
እወ ኢትዮጵያዉያ ድሕር ሕጂ ኣሕዋትና ይትረፍ ኣምሃራ ምዝራብ ኣይኮነን ዋላ ሙዚቃ ዉን ኣይምልከተናን። ብርግጽ ካባይ ጀሚሩ ምስ ኣምሃራን ኣምሃረይቲ ዝምድና መሬት ዘቢጡ እዩ። ኣጆኻ ኣያና ኣለና ሓዱሽ ወለዶ ክንሰርሃሉ ኢና ድህር ሕጂ ሸለል መለል የለን ስጋ እቶም ብሉጻትን መታዓቢተይን ይሕዋተይን ኣምሃራ ዘይንለቆም መኣልቲ ይነዉሕ እምበር ዘይሓስስ በሰላ ኣሎ ኣብ ልቢ ነብሲ ወከፍ ትግራዋይ
ንሰላ ስበኹ ንቅድም ምስ ነብሱኹም ተዓረቁ ነብሱኹም ፍለጡ።
እዋይ እዚ ሰብአይ ክሕሱ ፎእ አንዳፍ ሐሶት ፈኸራ ጃሕራ መግለጺኹም ኮይኑ ተጋርዋኒ ሐሶት ነዉሪ
ከም ኣባ ሓዊን ናይ ሕርሻ ባዓል ሞያ እንተዝህልው ትግራይ ሐዚ እውን ቀልጢፋ መሓወት
ሻዕቢያ አይሕሱ አይጃሐር ሒዙዩ ዝገርፍ ሰጥ ሰጥ ዘብል ።አቢ ሰብአይ ክሕሱ መአት በጃ ሻዕቢያ ጋሕ በል ለማኒ
ሐሳዊ ቀጣፊ
😭😭😭😭
ምንባር ማለት ሐቂ ተናጊርካ ሐቂ ሰርሕካ ምንባር ጥዑም እቶም አብ መቀለ ዝተአከቡ ሐሰማታት ካብ አባ ሐዊ ይማሀሩ
ንስኻ ንትግራይ ዘልኣለማዊ ጅግናኣ ኢኻ ክብሪ ይግበአካ ናይ ተግባር ሰብ ኢኻ ኣጋጢሙና ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ድማ ሕዚ እውን በቲ ልሙድ ዘይጸዓድ ቅልጽምናን ኣተሓሳስባናን ክንስዕሮም ኢና
ኣየኹም ኣቦ ዋይ ግን ምስኣ ኤርትራውያን ኣህዋትና ትበሃል ቃልውን ክጠፍእ ኣለዋ ካብ ህልና ኩሉ ትግራዋይ!!!!!
ኣታ ስምዕዎም ኣባሓዊ ብዘይማይ ዝወሓጥ ዘረባ
ለዋህ ብሱሩ ብዛዕባ እንመን መራሕቲ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ? ብዛዕባ ካብ ዓለም ቀዳማይ ዝኾነ ስለላ ሓላፊ ? ብዛዕባ ዝለመሰን ብዓለየትን መዎስቦን ዝተኣሳሰረ መሪሕነት ? ወይስ ብዛዕባ መሬትን ፣ስልጣንን አኑሽቲ ዘፃሎኦም መራሕቲ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ?
😭😭😭😭😭
❤❤እህህህም ትዛረቦ ዉድእ ዉድእ ይብል ከትዛሮቦ ቐሉል ብትክክል እዩ ኣያይ ማዓረይ
❤❤❤❤ ዓይኖም ይገስም ዞም ቡዳታት ፀላእቲ ትግራይ የለዉን ከቡሉና ከንቦቅል ኢና ገና ከም ተኽሊ ፈጣሪ ኣለና
Hasewtiy kithisue abadime zetfakimom meniseyat eritrea ke. miss wetahader Ethoiopea lieli 21amet ab badme meretna kofff elkum gena ❤Eritrea nay Eritreawyan . ya schabeya kitblu . Schabya absrah you zello 😂 temaharu kab Eritrea tv
ጂግና ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤
ካብ ምህሮስ አእምሮ ዝበሃል ብአባ ሓዊ ተራኢያ ! ካብ ናይ ምሑራት ተጋሩናን ዓላማን ዓቅምን አልቦታት ተናሓናሕቲን ሊሂቃንን ድግሪታትስ 101% ድጉሪ አባ ሓውን ሓረስታይ ትግራይና አፀቢቁ ይበልፅ ብኩለ መለክዒ !! ☝️✍️👌🤝💪✌️👏👏👏
ኣባ ሓዊ ሞዴል ዘመናዊ ሓረሰታይ ትግራይ ናወ ሕወሓት መሸቀጢ ዝተጠቀሙሉ ሓደ ኣባ ሓዊ ፃዕራም ሓረስታይ ኣብ እንዳ ኣርብሃ ኣፅብሃ ተረኪቡ ትግራይ ተናጊዓ ጎሮባብቱ ልኣባ ሓዊ እኮ ሞዴላት የለው
Zerebaka adbo hji wn qeenat keymexaka shabya ente akibirkayp ktnebr eka xelaetka Ethiopian weyanen eyom
❤❤👍
ኣነ ተሓጉሰ ንኣባሓዊ ምርኣየይ
ደሃዩ ጠፊኡ ነሩ
ኣባ ሓዊ ጅግና ሰብኣይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
እምበር ኣባ ሓዊ ! ተባዕ ወላዲና : ብርእሱ እምበር ብኽርሱ :ዘይሓስብ ትግራዎይ :
ትኽኽል ኢሎም ኣያ😢
ኣባሓዊ ይበል ኣገላልፃ!!
😭😭😭😭😭
Aye mskina abona nska ab Srah nierka weyane kea tenkol ab lieli eritrea yhasbu nierom hji wn ms eritrea selam hsebu selam Kab melhasna eya tjmr ..shaebya fetawikum eu nieru gn tenkolkum aynrsiom 27 amet ab badmet kof elkum nierkum Beal welkayt natkum ayneberen gn Haki haki eya mskinay gebaray hzbi lekimkumom hji wn shabya wey badme elkum entehasibkum zterefekum kxeniet eu selam hsebu
ቡሱሩ ባ ህወሓት ማለት ገበን ማለት እዩ ንበል!
መን እሞ ሰማዒ 😢😢😢😢😢😢😢
ሓቂ ዝኾነ አባሃህላ ናይዞም ኩቡር አቦና፣ መራሕቲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ጨኰኖም ረጊጾም ትግራይ አዝያ ከይትለምዕ ከይትምዕብል ንሳቶም አብ ስልጣን ንኽጸንሑ ዝጥቀሙሉ ዝነበረ ጉርሕን ተንኮልን እዩ፣
ሕጂውን ህወሓት ብሱሩ ንህዝቢ ትግራይ ኢሎም አይተቓለሱን ንነብሲ ወከፎም ጥቕሚ ዝተሞርኮሰ እዩ።
ዝገርም ሐሳብ ዝገርም ሐቂ እዚ ህዝቢ ዶ በዞም ሐሳዳትን ለማሳትን መራሕቲ ምስተመርሐ ???? መሕዘኒ !
ሓቂ ዘረባ
ወርቂ ንዝሃበ ፋንድያ ዝብሉ ከዳዓትን በላዕቲ ሕድርን ሞራልን ህሊናን አልቦታት ካብዚኦምስ ይገላግለና አባ ሓዊ አቦ ልምዓት !!👌🤝💪✌️👏❤
ሊላይ ትቪ ነመስግን ነዚ ጅግና ኣቦና ደሊኹም ምቕራብኩም ክብረት የሀበልና ኩሉ ግዜ ኣብ ጭንቅላተይ ዝነበረኒ ሕቶ እዞም ጅግና ብህወት ዶ ይህልዉ ይኾኑ ዝብል ጥያቔ መልሲ ረኺበ
ትኽክል ኣቦና ምስ እዚኦም ምንባር ማለት ?