ስለምንታይ ስድራን ንብረትን ተጋዳላይ ተወልደ ብፍሉይ ኣብ ዕላማ ፀላእቲ ኣትዮም?

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 13 дек 2024

Комментарии • 229

  • @Shabay_mender
    @Shabay_mender 10 месяцев назад +18

    እቲ መንእሰይ ወዲ ፈደራል ሰራዊት ኣብ ሽረ እንከለዉ 'ዩ ፈሪሱ ይብል ፡ እዚ ሓሳዊ ኮለኔል ድማ "ሻዕብያ " ። ግደ ሓቂ ከምቲ ህዉሓት ኣብ ኤርትራ ሰንዓፈ ፡ ባረንቱ፡ ሻምብቆ ፡ ዓሊ ግድር ፡ሳዋ ዘዕነኹሞ ህንጻታት ካልእ ይግብኣኩም ነይሩ ግን ሻዕብያ ምስ መራሕቲ ህዉሓት 'ምበር ምስ ህንጻ ባእሲ የብሉን ። ብርግጽ ሻዕብያ ዘዕኑ እንተዝነብር ድማ እዚ ኩሉ ኣብ ዓድዋ ፡ ኣኽሱም፡ ሽረ ፡ ዓዲ ግራት ፡ መቐለ ዘሎ ዓበይቲ ፓላሶታት መራሕቲ ህዉሓትን ኣዝማዶምን ድኹዒ ምገበሮ ነይሩ ግን ከማኹም ሓሳዳት ኣይኮንናን ።

    • @GirmayHaftom-ns1rw
      @GirmayHaftom-ns1rw 10 месяцев назад +1

      ደናቑር

    • @solomonteshagerethiopian6483
      @solomonteshagerethiopian6483 10 месяцев назад

      Barya go away 🤮🤮

    • @robelaraya7139
      @robelaraya7139 10 месяцев назад

      Seytan seytan mekuwanu aminu ayfeletem 😂.....adetatkum ewen hasadaten kedemten eyom

    • @kdstiataklti-wz3yk
      @kdstiataklti-wz3yk 10 месяцев назад

      ይቅር ህንጻ ንስካ ናጋ ንግሆ ድኩዒ ክትኮን ኢካ ጨምላቅ

  • @Ani_Vlog
    @Ani_Vlog 10 месяцев назад +2

    አንቱም ዓጋመ እንዳበልኩም ትፃረፉ ዘለኩም ደናቁር። ንኮርዐሉ መንነት እዩ ዓጋመ። ብስራሕኩም ሕፈሩ ንዓና ንተጋሩ ሻዕብያ አፍረሶ መከላክያ ሐደ ኢኩም ጨካናት አዛብእ😢😢😢 ተወልደ ወዲህዝቢ እዩ❤

  • @mikael3245
    @mikael3245 10 месяцев назад +11

    አየ ማርክስ ህዝቢ ትግራይ ዘይፈልጠካ መሲሉካ ብህይወት ብዙሓት ተጋሩ ተሓታቲ ኢኻ፣ ሃዲምካ ተሓቢእካ ነፍስኻ አውጺእካ ሕጂ ኩሉ ምስሓለፈ ከም ሓደ ጅግና ኮንካ ድላይካ ትዛረብ አለኻ፣ ሻዕቢያ ድማ ንስብሓት ምሒሮሞ ምኽንያቱ ምናልባት እቲ ኩሉ ዘድሊ ዝብሃል ዶኩመንታትን ስለዝሃቦምዩ ዝኸውን ምሒሮሞ፣

  • @ኤርትራዉነትዘይስዓርመንነ
    @ኤርትራዉነትዘይስዓርመንነ 10 месяцев назад +5

    Hji yehmimukum Hotel Gash resikumo daikum fafrika Tuta Aeligdar, Senafe aetikum ketenwuwo resikumo. Baeka ktahazu nerukum Hwahat aeb aznkum wuay Zeyti katwekum nerwo aetum husurat.

    • @ሓድሽዮውሃንስሓጎስ
      @ሓድሽዮውሃንስሓጎስ 10 месяцев назад

      ናይ ሰንዓፈ ንደቂ ሰንዓፈ ይምልከት ንዓኻ ኣይምልከተካን መን ኣፍሪስዎ ንፈልጥ ኢና ምስ ወግሐ ክትፈልጥ ኢኻ እንተሃሊኻ።

    • @qelhi7922
      @qelhi7922 10 месяцев назад

      @@ሓድሽዮውሃንስሓጎስ ዝቕጥቅጠክን ኢኽን ትፈትዋ፡ኣህባይ ፋሓርቲ ኹዕንቲ፡ከም ሰንዓፈ ከማን ብወያነ ዝተዳህኸ የለን።9 ወርሒ ምሉእ ጥሪትኩም ሓሪዶም፡ዚንጎ ገዛኹም ቀንጢጦም፡ኣዋልድኩም ዓሚጾም ይሕሲሮሙኹም ሒጂ ከኣ ምሶኦም ላሓስሓስ ትብሉ ኣለኹም

  • @hadgu2562
    @hadgu2562 10 месяцев назад +10

    ሚሕሳው ኢንዲዩ ኣመልኩም ሓሱዉ ደኣ ኒስኹምኪትሕስዉ ። ገረሞ ኢንዲሒር ኮይኑ ኢድኩም ኢዩ። ኣብ ባረንቱ ሆትየልጋሽ ጾሮና ሰናዓፈ ቢቲኤንቲ ናብ ዱኽዒ ዝቀየርኩሞ መዘከርታ ኢዩ። ኢድሻናሒት ጸናሕት ኢዩ።

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 10 месяцев назад +1

      ኣንታ ወዲ'ዛ ዕብዲት... ናይ ኢድናስ እባ ብተፃራሪኡ ነይሩ... ኣሕዋትና እዮም ኢልና እባ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕኹም እናሰተኹም ምሳና ብስርዓት እናተምሃርኩም... ዓስኪርናኩም። ምሳ እዚማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ኣራዊት ኢኹም'ሞ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ነውሪ ኣብ ልዕሌና ፈዲኹምና።
      ► ተጋሩ ድኣ'ሞ... ሰብ ስረ እኮ ኢና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ እንዲና... ኣይኹንስ ንስኻትኩም። ንስኻትኩም ኣይግበረና... እታ ባዕልና ወሲንና በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም ሃገርነቴ እውን ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእንዋ ኢኹም። ጥራሕ ነዚ ክንርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና። መዓዝ ከማኻትኩም ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ነቢርና... ሕልናና ኢድና እግርና መዓዝ ተቐይድና መዓዝ ከማኹም ብደዎም ዝሞትና ኮይንና...!!! ጥምቢ ሓመድ ዘይተጎልበበ ሬሳ...!!
      ►ኣኽሱማውያን ተጋሩ ኣይከማኻትኩምን ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ...

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 10 месяцев назад

      @hadgu2562 10 месяцев назад

      @@ArtistKMW16 ካላ ተኣለ ዚሕቱል ኒስኹም ጽቢቅ ኢድ የብልኩሚን ካብቲፍጠሩ። ባዛዕባ120 ዓመት ኣባሪነት ዚበልካዮከኣ። ዲሁል ደኣኮንካአበር ኒሳኻዶ ኣይኒህኻን 17 ተቃላስካ ናብ አትዮጲያውኒታ ሓደሚልዮን መንአሰይ ከፊፊልካ ናብታ አትዮጲያውኔትካ ዚተመለዝካ መግዛአቲ ዝመቀረካ ኣነ 30 ተቃሊሰ ኤሪትራ ቲበሃ ሃገር ኒማኒም ዘይቲደኒን ዘይቲልሚኒን ሃገር ኣለቲኒ። ሰፊሕ መርየት ሂብናኩም ኣዕቁብናኩም አትብሉዎ ኒረብሓኹም ኪትብሉ መንአሰይ ኤትራ ካብ ኤሪትራ ኪወጸልኩም ዲልየትኩም ኪትገብሩ ዘመሃዝኩሞ ኣይነበረን ኒጥፍኣትና ዝሓሰብኩሞ ናባኹም ተገልቢጣ፡፡ ኣብ ቲግራይ ኢንተነበርና ቢገንዘብና ደላርና ከፊልና ኢና ኒነቢር። ጊዳ ኢቶም ኣፈቀዶ የመን ሲዑዲ ዓረብ ዚረግፉዘለዉ ኣሕዋትካ ኣኪቦም።

  • @wintanagirmay5350
    @wintanagirmay5350 10 месяцев назад +2

    Coloniel Tewolde jgna adu hzbu zfoty le zyblu whabe eyu.le HGDAF dhan gyru hamad slzgbrom eyu hotel zharmulu gn amlak ymsgan jgna Tewolde alo.COLONIEL TEWOLDE😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @pawloshaben9730
    @pawloshaben9730 10 месяцев назад +6

    ሓደ ተጋዳላይ ሆቴል ብከመይ ክውንኖ ይክእል ካበይ ኣምጺእዎ ስርቂ ሙስና ቅንጸላ ዘምጸኦ ገንዘብ እዩ። ተጋዳላይ ኮይኑ ንፈለማ ሆቴላት ዝውንኑ ተጋሩ ጥራይ እዮም

    • @letinagelyesus8425
      @letinagelyesus8425 9 месяцев назад

      ደደብ ኩሉ ከማኻ ዝመስልካ ድንብር ደንቆሮ ትግራዋይ ፃዕራም ህርኩት እዩ

  • @letishkahisay1933
    @letishkahisay1933 10 месяцев назад +1

    እዙ ኮ/ል ተወልደ ዝዛረቦ ናይ ጀ/ል ፃድቃን መሲሉ ይስመዐኒ እዙ ኩሉ ዝፈልጡ እንተኮይኖምሲ ንምንታይ ዓድና ውግእ ገጢሙዋ ምኽንያቱ ኩሉ ኣብ ኢዶም እዩ ነይሩ ስለዚ ?

  • @SmithAli-i1r
    @SmithAli-i1r 15 дней назад

    ኣጆና ዘበት ነይንስኮን!

  • @HanaYemane-j2d
    @HanaYemane-j2d 10 месяцев назад +6

    እዞም ህዝቢ ዚ ኦም ሲ ዓቢ ዝብሃል የብሎምን
    ክሕስዉ ክብድ ምዓት ክስስዑ ክንድ ምዓት
    😂

    • @HenokGebi-we8vg
      @HenokGebi-we8vg 10 месяцев назад

      ክላ ዝገበርኩምዎ ክፍኣትን ጭካነን ከይሐፍረኩም ትዛረብ ኣለካ ክዓን
      ናይ እድኩም ትረክብሉ ግዜ ኣብ ቀረባ ክህሉ እዩ ።
      ሻዓብያን ናይ ዋጋኩም ትረክቡ እኩም ።

    • @mikiabr4410
      @mikiabr4410 10 месяцев назад

      Kidiske barya wedi barayu haki tiyetka eu

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 10 месяцев назад

      ኣንታ ወዲ'ዛ ዕብዲት... ናይ ኢድናስ እባ ብተፃራሪኡ ነይሩ... ኣሕዋትና እዮም ኢልና እባ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕኹም እናሰተኹም ምሳና ብስርዓት እናተምሃርኩም... ዓስኪርናኩም። ምሳ እዚማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ኣራዊት ኢኹም'ሞ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ነውሪ ኣብ ልዕሌና ፈዲኹምና።
      ► ተጋሩ ድኣ'ሞ... ሰብ ስረ እኮ ኢና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ እንዲና... ኣይኹንስ ንስኻትኩም። ንስኻትኩም ኣይግበረና... እታ ባዕልና ወሲንና በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም ሃገርነቴ እውን ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእንዋ ኢኹም። ጥራሕ ነዚ ክንርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና። መዓዝ ከማኻትኩም ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ነቢርና... ሕልናና ኢድና እግርና መዓዝ ተቐይድና መዓዝ ከማኹም ብደዎም ዝሞትና ኮይንና...!!! ጥምቢ ሓመድ ዘይተጎልበበ ሬሳ...!!
      ►ኣኽሱማውያን ተጋሩ ኣይከማኻትኩምን ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ...

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 10 месяцев назад +10

    እዞም ዝዛረቡ ዘለው ስለያ ናይ ሕውሓት ዝላኣኸቶም ኢዮም እቲ ስርቂ ድማ ባዓላቶም ኢዮም ሰሪቆሞ ጭብጢ ኣሎና

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 10 месяцев назад

      ተልፋስ ሃዳሚ ካልሲ ኢሳያስ 👎👎👎

    • @avgasbbs7173
      @avgasbbs7173 10 месяцев назад

      @@netsanettdf9263 ክክክክክክክ ኣታዮ ሃሳስ ካልሲ ናይ እሰያስ ዳኣ የመኒካ ከማን ኣይትረክቦን ኢካ ዓለትካ ሙሉእ ናዓካ ንሕውሓትን ሰብኣኡክን ኢዩ ዘርጣጥ ሃዳሚ ለክባጥ

    • @azebweldu7852
      @azebweldu7852 10 месяцев назад

      ልክዕ ኣለኻ ከጉሓሎም ኣይክእልን ሰብ ክሕሱ ይኽእል ኢዩ ኣምላኽ ግን ኣየሕልፎምን ኢዮም ክሕስዉ ዘይየደንግጹ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 10 месяцев назад

      @@avgasbbs7173 ክክክክክ እሞ ዝተመነኻዮ ኣይኽላእኻ ኣታ ባርያ ኣብ ዘይምልከተካ ጠውለቅ ኣይትበል ሃመማ 🤮🤮🤮

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 10 месяцев назад +1

      ኣንታ ወዲ'ዛ ዕብዲት... ናይ ኢድናስ እባ ብተፃራሪኡ ነይሩ... ኣሕዋትና እዮም ኢልና እባ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕኹም እናሰተኹም ምሳና ብስርዓት እናተምሃርኩም... ዓስኪርናኩም። ምሳ እዚማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ኣራዊት ኢኹም'ሞ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ነውሪ ኣብ ልዕሌና ፈዲኹምና።
      ► ተጋሩ ድኣ'ሞ... ሰብ ስረ እኮ ኢና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ እንዲና... ኣይኹንስ ንስኻትኩም። ንስኻትኩም ኣይግበረና... እታ ባዕልና ወሲንና በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም ሃገርነቴ እውን ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእንዋ ኢኹም። ጥራሕ ነዚ ክንርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና። መዓዝ ከማኻትኩም ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ነቢርና... ሕልናና ኢድና እግርና መዓዝ ተቐይድና መዓዝ ከማኹም ብደዎም ዝሞትና ኮይንና...!!! ጥምቢ ሓመድ ዘይተጎልበበ ሬሳ...!!
      ►ኣኽሱማውያን ተጋሩ ኣይከማኻትኩምን ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ...

  • @ሃብተ
    @ሃብተ 10 месяцев назад +6

    ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ዘርኣካኒ። ተወልደ ካኣ ጽባሕ ከነስዕቦ ኢና…

    • @fisehawelu2102
      @fisehawelu2102 10 месяцев назад

      መቸም ብጥፍአት ክሕጎስ ዝኽእል አእምሮ መርአያ ድንቁርናን ድሕረትን እዩ መጨረሻኡ ከዓ ሞት እዩ ሞ ናትካ ደአ ይቅድም ይኸውን

  • @YosiefGoitom-w7j
    @YosiefGoitom-w7j 10 месяцев назад +9

    መንጪ ሰልዲ ካበይ መጸዮ ገንዘብ ሓራም ሓራም እዮ ለክምካ እዮ ዝጠፈእ

    • @pawloshaben9730
      @pawloshaben9730 10 месяцев назад +2

      ተጋዳላይ ኮይኑ ካበይ ኣምጺእዎ ሆቴል ዛኣክል

    • @eseyasberhe7842
      @eseyasberhe7842 8 месяцев назад

      አንታ ደንቆሮ አብ ደገ ይሰርሕ ኢሎም ይነግሩኻለው ፣ ክፋእ ጥራሕ ዝመለኦ ርእሲ መልሓሱያ ትቕድሞ

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 3 месяца назад

    ሓማሸን ትፅሕፍዎ ትዛረብዎ ትፃረፍዎ ትገብርዎ ነገር ኩሉ ንሪኦ አለና .ዳሓን ጊዜ አሎ ዳሓን.::

  • @maekelestifanos2406
    @maekelestifanos2406 10 месяцев назад +1

    አየ ተጋሩ አዝኹም ዓያሹ ኢኹም። ከምዚ ገሮምና ጥራይ ኢኹም ትብሉ። እዚ ሰብአይ ማርክስ ዝህቦ ዝነበረ ርእይቶ ይገርም ኢዮ። አብ ሰንዓፈን አብ ባረንቱን ቢንብናን መቃብር ስውአት ኢሞ ድማ ምስ ህዋህት ብሐንሳብ 16:13 ዝተሰዉኡ ብቲኤንቲ አፍሪሶም ሞሞና ሆቴልን እንዳ ቴለ ሰንዓፈ ከምኡውን አስመራ ሆቴል ባረንቱ ሆስፓታል ባረንቱን አፍሪሶሞ። ሕጂ ጸረ ሕዝብ ይብሉ ጸረ ህዝብ ምኻን ካብ ተጋሩ ተማህሮም ሕዝብ ኢትዮጵያን ሕዝብ ኤርትራን ባዓል ኮረንል ተወልደ ድማ ካብ ኤርትራዊያን ነበርቲ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ዝወሰድዎ ንብረትን ገንዘብ ኢዮ።

    • @jackinoassefa3291
      @jackinoassefa3291 10 месяцев назад

      ሕስድና ሻዓብያን ድንቁርናን ንበይኑ እዩ

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 10 месяцев назад +5

    እቲ ወዲ ፈደራል እዮም የዕንየሞ ሻዕብያ ኣብ ሽረ ኣይኣትዉን ኔሮም እንዳበለስ ፡ ሻዕብያ እዮም ኣፍሪሶሞ ይብል እቲ ኮሮኔል እየ ብሃሊ ሃዳሚ ፡ ካብ ስብሓት ክኣ ሚልዮናት ገንዘብ ፡ኣሎ ዝብሃል ደኮሞትን እዩ መንዚዑ ፡እቶም ሰለስት ክኣ ረሲዕካዮም ኮሮነሌ

  • @AndebrhanTafere
    @AndebrhanTafere 8 месяцев назад +1

    Agamen hasotn mekaydi shaebia is shaebia for ever komalat xbuk geberkum

  • @betriHaqi2462
    @betriHaqi2462 10 месяцев назад +4

    ናዓባ ኣውጸኣያ እታ ሓቂ ሰሜን እዚ ሓሪድኩም ብመኪና ዝረገጽክምዎም ከ ናቱ ሕርቅርቆት የዕንዮሞ እባ በል

  • @YosiefGoitom-w7j
    @YosiefGoitom-w7j 10 месяцев назад +6

    እቲ ሓሱት አብ ትግራይ ዲዮ ሞቡቆላ ዓቢ የለ ንእሸተይ በቃ ሓሱት እዮ ቀለብኩም

    • @Rtt34567
      @Rtt34567 10 месяцев назад

      ክላእ ብጀካ ምፍራስ ካልእ ዘይትፈልጡ እንዳ ህግደፍ ሕነ እኳ ከይፈድዩስ ዝፈርስ ኣይሰራሕኩምን ዝነበረ ደኣ ኣፍሪስኩም እምበር ጥሙያት ጨው እግሮም ሽጋራማት

  • @amanuelneguse3923
    @amanuelneguse3923 10 месяцев назад +5

    ናይ ባረንቱ ሆቴልከ ናይ መንግስቲ ድዩ ነይሩ ኢድኩም ከመይ ድያ ኔራ ንወያነ ሓላል ንሻዕብያ ግን ሓራም ዝዘራእኩሞ ዕጸዱ

  • @ArtistKMW16
    @ArtistKMW16 10 месяцев назад +3

    ኣንቱም ደቂ ዛርቲ። ደቂ'ዛ ዕብዲት... እምበርከ ሓደ ጥዕና ዘለዎ ሰብ'ዶ ኣለኩም። እምበኣርከስ "ስርሐይ ኢልኩም ብእቅድ ክፍለሰራዊታት መዲብኩም ክንዲ ዝኣኽለኩም ካብ መወልወሊ መጎጎን ጀበናን ክሳብ ዘይተመረቐ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ጉሒልኩም ወሪርኩም... እቲ ተሰኪምኩም ክትወስድዎ ዘይከኣልኩምን ኣዕኒኹምን ኣውዲምኩን ምኻድኩም ከይኣክልስ ሐዚ'ውን ምስ ትኩስ ቁስልና "ናይ ኢድኩም እዩ" 'ውን ትብሉና ኣለኹም??!!!!....
    ► ናይ ኢድና'ስ እባ ካብ'ቲ ዝሰራሕኹምዎ ብተፃራሪኡ ነይሩ ዝግበአና... ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ህዝቢ ትግራይ 👉... "ኣሕዋትና እዮም፣ ሓደ ህዝቢ ኢና...!!" እናበልና እባ ኣብ ከምኒ ማይካድራ ዝኣምሰሉ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕና እናሰተና... ብስነ ስርዓት ምሳና እናተምሃርኩም...ኣንቢርናኩም። መግለሲ ኮይንናኩም ኣባና ዓስኪርኩም።
    ► ካብዚ ሓሊፉ'ውን ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንምኻድን ከም ሰብ ክትኮኑ ክኢልኩም። ዋላ'ቲ ውቕረት ስነ-ልቦናኹም ኣይቀየር...። ገለ ሓድ ሓዴኹም እኳስ ከም ሰብ ምሕሳብ ጀሚርኩም ኔርኩም።
    ሞሳ ናይ ኢድና 'ማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ደቂ ዛርቲ ኣራዊት እንዲኹም... ካባኹም እንታይ ይፅበይ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ንዓለም ሓዱሽ ቅዲ ዝኾነ "ነውሪ" ኣብ ልዕሌና ሰሪሕኹም። ሕማቕ ፈዲኹምና። ግናኸ... ጊዜ ሞ ሃቡና ኣይትረበፁ... ሃሪስኩም ኣይትሕደሩ... ከምቲ ጊዜ ረኺብና ኢልኩም "አረመንያዊ ግፍዒ ዝሰራሕኹምና..." ተፀበዩ ጥራሕ "ዘይንህርሰልኩም" ምስ መን ዲኹም ፀሚድኩም እኔኹም። ዋላኳ ምስ ኣዝዮም ብዙሓት ሓሻኽርኩም (110ሚልዮን ኢትዮጵያውያን፣ ሶማልያ፣ ቱርኪ፣ ኤሜራትን ሩስያን) ተላፊንኩም እንተመፃኹም... ኣይንሃፀልኩምን'በር ዘይንለቀኩም። እወ! ፃዕራማትን ናይ ዕቤትን ምዕባለን ሰባት ስለዝኾንና ፈለማ ንልምዓት ኢልና ኢና ስቕ ኢልና ዘለና'በር... እቲ ዘይሃስስ ዘይርሳዕ ግብርኹም ድኣሞ ኣብ ርእስና ኣብ ልብና እኮ ተነቒስናዮ። ፍፁም ከይርሳዕ ኢልኩም ዝገበርኩምዎ እንድዪ ፍፁም ኣይንርስዖን።
    ► ተኾነ ተኾነ ምስ ሳጥናኤልን ዋና ኣገልጋሊኡ ምስ "ኣረጊት ሰይጣን ዝኾነ ኢሳያስ" ተሰሊፍኩም እንዲኹም ኣንፃር ፍጥረት ልዑል ኣምላኽ እንዲኹም ተላዒልኩም ባዕሉ ክፋረደኩም እዩ። ፈለማ ፍርዲ እቲ ዓይኑ ዝበርሀ ልቡ ዝሰፍሐ ልዑል ኣምላኽ ኢና ነቐድም ዘለና። ዝኾነ ግና ፈፂምና ኣይንርስዖን... ካብ መዓልትታት ሓደ መዓልቲ እቲ ነውራም ግብርኹም ኣብ ልዕሌኹም ክድገም ክደጋገም እዩ ፤ ከም ዘይንህርሰልኩም...ፍለጡ።
    ► ክትፈልጥዎ ዘለኩም ግና ተጋሩ ክንበሃል ከምቲ ኣቦኻን ኣዴኻን " ዓጋመ " እናበለ/ እናበለት ዘውረሰካ/ ዘውረሰትካ ምስሊ ኣይብልናን... ዓለም እትፈልጦ መንነትና 👉 ብነፃነትና ዘይንዋገ... "ካብ ብሂወትካ ባርነት ፤ ብክቡርካ ሞት" ኢልና እናኽመስመስና ብኽብሪ ንመውት... ማንም ብጫምኡ ክረግፀና ወይድማ ብላይ ክገብረና ዘይንፈቅድ ነፃን ብነፃነት እንነብርን... ርሂፀ በላዕ ፃዕራማት ሰብ ስረ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ፣ ሰብ ብዙሕ ስርዓት ፣ ሰብ ታሪኽን ዛንታን ኢና...።
    ► እንታይ ክብለኩም ደልየ እየ እቲ ዝበረሰን ዝፈረሰን ጥሪትና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ ኢና... ገና ካብ ባርነት ከይተናገፍካ ከለኻ። ንስኻትኩም ንስኻትኩም... ኣብ ቀይዲ ውልቀመላኺ መሬት ዓሪባትኩም። 😂😂😂
    ► ደጊመ ደጋጊመ ክነግረኩም ዝደሊ "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ካሊእ ተሪፉስ እታ ብሳላ ባዕልና ብድሌት መራሕትና ብቃልሲ በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም "ሃገርነት" እውን ድሕሪ ሐዚስ ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእኑዋ ኢኹም። ኣይ ዕለትን ኣይ ሰዓትን እታ ዝገደደት ሓሳረመከራ ኣብ ቅድሜኹም እያ ዘላ...። ጥራሕ ነዚ ክትርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና።
    ብሓቂ ንምዝራብ ንሕና ብስብእና ኮነ ብስነልቦናዊ ውቕረት ኣዚና ሓፍ ዝበልና ስለዝኾንና ይመስለኒ... ዝበልኩም እንተበልኩም ንዒቕናኩም ኢና ንሓልፎ ኔርና። ማለተይሲ 👉 ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ስለዘይነበርና... ሕልናና ኮነ ኢድና እግርና ከምዘይወሳወስ ተቐይዱ ስለዘይፈልጥ ዋላውን ድሕሪዚ ኹሉ ግፍዒ... ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ብጅምላ ኣይንፈርደኩምን ኔርና።
    ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ኣይትመዓዝ ከማኹም ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!! ትበልዕዎ ትሰትይዎ እናተለክዐ ዝውርወረልኩም ኣብ 367ሸላታት ዝተቐየድኩም ሓመድ ዘይተጎልበበ ጥንብታትን ሬሳታት እንዲኹም... ንሓዝነልኩም ስለዝነበርና ምዕገጒ ተዛሪብና ኣይንፈልጥን ኔርና!!
    ►ሐዚ ግን ደጊምኩም ደጋጊምኩም ፍለጡ "ተጋሩ ኣኽሱማውያን ኢና... ንስኻትኩም ስለዝኸሓድክምዎ ኣይምሕከተኩም ማለተይ እየ። ትማሊ ኾነ ሎሚ ኣይከማኻትኩምን ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ... ብነፃነት ዘይንዋገ ብስረና ንልለ ፃዕራም ህዝቢ ኢና።

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 10 месяцев назад +8

    ተወልዳ ናብ መሬት ኤርትራ ዛኣተወላ ክሰርቅ ኢዩ ኣትዮ ዋላ እታ ሆቴል ብንብረት ናይ ኤርትራ ኢዩ ተስውሪሑ ሎቆምጽ😊😊😊😂😂😂

    • @amanuelbrhane7583
      @amanuelbrhane7583 10 месяцев назад

      ባርያ ናይ ወዲ መድህን በራድ ወጊድ

    • @avgasbbs7173
      @avgasbbs7173 10 месяцев назад

      @@amanuelbrhane7583 ክክክክክክ ኣታ ባርያ ናይ ሕውሓትን ናይ ምዕራባውያን ዕሱብ ታዓሰብ ዳኣ ለምን ስረቅ ሓሱ

    • @afewerk-oz6rk
      @afewerk-oz6rk 10 месяцев назад

      ሓፃቢ ማዓኮር ጥልያን ኩለን ብዕፅፊ ክትከፍልወን ኢም።

    • @avgasbbs7173
      @avgasbbs7173 10 месяцев назад

      @@afewerk-oz6rk ክክክክክክክ ኣታ ሊሕቲት ውሽጡ ሑሪር ከይሓፈርካ ድማ ብስምካ ጸዊዕካኒ ዲስ ተጋጊካ መሊቃትካ ኢያ ጌና ሕውሓትን ሳዓብታን እቲ ዝሰረቁዎ ኣይተመለሰን ኣሎ ዋጋ ክትከፍሉሉ ኢኹም ኣቱም በራዩ ለመንቲ ናይ ኤውሮጳ ዕሱባት

  • @kitkat710
    @kitkat710 10 месяцев назад +3

    Edkum eya wehatwa 🇪🇷💪

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 10 месяцев назад

      ኣንታ ወዲ'ዛ ዕብዲት... ናይ ኢድናስ እባ ብተፃራሪኡ ነይሩ... ኣሕዋትና እዮም ኢልና እባ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕኹም እናሰተኹም ምሳና ብስርዓት እናተምሃርኩም... ዓስኪርናኩም። ምሳ እዚማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ኣራዊት ኢኹም'ሞ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ነውሪ ኣብ ልዕሌና ፈዲኹምና።
      ► ተጋሩ ድኣ'ሞ... ሰብ ስረ እኮ ኢና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ እንዲና... ኣይኹንስ ንስኻትኩም። ንስኻትኩም ኣይግበረና... እታ ባዕልና ወሲንና በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም ሃገርነቴ እውን ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእንዋ ኢኹም። ጥራሕ ነዚ ክንርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና። መዓዝ ከማኻትኩም ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ነቢርና... ሕልናና ኢድና እግርና መዓዝ ተቐይድና መዓዝ ከማኹም ብደዎም ዝሞትና ኮይንና...!!! ጥምቢ ሓመድ ዘይተጎልበበ ሬሳ...!!
      ►ኣኽሱማውያን ተጋሩ ኣይከማኻትኩምን ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ...

  • @efremhaile3632
    @efremhaile3632 10 месяцев назад +2

    ሻዕብያ ሓይሎም ኣብ ሰላማዊ ሰብ እዩ

  • @kidane6417
    @kidane6417 28 дней назад

    Shabya jigna 😎

  • @tdf12
    @tdf12 10 месяцев назад +3

    እቲ ቀዳማይ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ እዞም ኣረሜን ቀተልቲ ዓምጽቲ ሰረቅቲ ብጀካ ሰራዊት ኤርትራ ሻዕቢያን ደገፍቶም ስለዚ ኩሉኻ ትግራዋይ ሓደራኹም ከይንርሶዖ እዚ ኩሉ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝገብርዎ

    • @hybirdgenetic7096
      @hybirdgenetic7096 10 месяцев назад +1

      ተጋሩ ኢድኩምያ እናመረረኩም ውሓጥዋ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 10 месяцев назад

      ​@@hybirdgenetic7096ናይ ኢዱ ዝረክብ ተዝኾን እማ ንስኹም ነይርኹም ናይ ኢድኹም ክትረኽቡ ይግበኣኩም ሐዚ ውን ናይ ግዘ ጉዳይ እዩ ንግዘ ንሃቦ ኣቱም ጉሓፋት ሰበርቲ ፃሕሎም 👹👹

  • @sassone5106
    @sassone5106 3 месяца назад

    ተጋዳላይ😂😂😂 ኣንታ ሕፈሩ! ወናኒ ሆቴል 'ተጋዳላይ' ተባሂሉ ክጽዋዕ ሰሚዕና ኣይንፈልጥን። ኩሉ ሰብ ናብራኡ ንኸጣጥሕ ይቃለስ ኢዩ፡ ግን ተጋዳላይ ተባሂሉ ኣይጽዋዕን።

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 10 месяцев назад +5

    እቲ ናይ ሳልሳይ ወራር ረሲዕኩሞ ሆቴላት ጋሽባርካ ብተፈንጀርቲ ክዓኑ ክዝመት ንብረቱን ሃፍቱን አብ አዲስ አበባ ብመልስ መምርሒ ኤቶም ረስሓት ወያኒ ተወሪስና ኢና ክርሳዕ ትሓስብ

    • @natnaelgebregergs
      @natnaelgebregergs 10 месяцев назад +1

      ረሳሕ ሓሳዊ ሓማስየንስ ካብ ጎጆ ሓሊፉ ሆቴል ትፈልጡ ? ኣድጊ ኣብ ርእስኹም ኣለና ኣቱም ጠላማት ህዝቢ ሽረ ደኣ ኣብሊዕኩም ኣስትዩኩም ክዳን ቀይርልኩም ዩ ። ተሰዲድኩም ስደተኛታት ረሳሓት ብዕራይ ዓሻ ወዲ ሸርሙጣ

    • @estifanoskidane4650
      @estifanoskidane4650 10 месяцев назад

      ጡሙያት ኣብኣግነት ዝነብር ዝነረ እንታዲኹም ኔርኩም ማዓልትኹም ጥራይ ተፀበዩ ቀሲንኩም ኣይትንበሩ ደቅዛዛ ሰረቕቲ ሓሰውቲ ተሓናጊርክን ኣቲኸን ትፍክራ ወኻሩ

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 10 месяцев назад

      ኣንቱም ደቂ ዛርቲ። ደቂ'ዛ ዕብዲት... እምበርከ ሓደ ጥዕና ዘለዎ ሰብ'ዶ ኣለኩም። እምበኣርከስ "ስርሐይ ኢልኩም ብእቅድ ክፍለሰራዊታት መዲብኩም ክንዲ ዝኣኽለኩም ካብ መወልወሊ መጎጎን ጀበናን ክሳብ ዘይተመረቐ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ጉሒልኩም ወሪርኩም... እቲ ተሰኪምኩም ክትወስድዎ ዘይከኣልኩምን ኣዕኒኹምን ኣውዲምኩን ምኻድኩም ከይኣክልስ ሐዚ'ውን ምስ ትኩስ ቁስልና "ናይ ኢድኩም እዩ" 'ውን ትብሉና ኣለኹም??!!!!....
      ► ናይ ኢድና'ስ እባ ካብ'ቲ ዝሰራሕኹምዎ ብተፃራሪኡ ነይሩ ዝግበአና... ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ህዝቢ ትግራይ 👉... "ኣሕዋትና እዮም፣ ሓደ ህዝቢ ኢና...!!" እናበልና እባ ኣብ ከምኒ ማይካድራ ዝኣምሰሉ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕና እናሰተና... ብስነ ስርዓት ምሳና እናተምሃርኩም...ኣንቢርናኩም። መግለሲ ኮይንናኩም ኣባና ዓስኪርኩም።
      ► ካብዚ ሓሊፉ'ውን ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንምኻድን ከም ሰብ ክትኮኑ ክኢልኩም። ዋላ'ቲ ውቕረት ስነ-ልቦናኹም ኣይቀየር...። ገለ ሓድ ሓዴኹም እኳስ ከም ሰብ ምሕሳብ ጀሚርኩም ኔርኩም።
      ሞሳ ናይ ኢድና 'ማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ደቂ ዛርቲ ኣራዊት እንዲኹም... ካባኹም እንታይ ይፅበይ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ንዓለም ሓዱሽ ቅዲ ዝኾነ "ነውሪ" ኣብ ልዕሌና ሰሪሕኹም። ሕማቕ ፈዲኹምና። ግናኸ... ጊዜ ሞ ሃቡና ኣይትረበፁ... ሃሪስኩም ኣይትሕደሩ... ከምቲ ጊዜ ረኺብና ኢልኩም "አረመንያዊ ግፍዒ ዝሰራሕኹምና..." ተፀበዩ ጥራሕ "ዘይንህርሰልኩም" ምስ መን ዲኹም ፀሚድኩም እኔኹም። ዋላኳ ምስ ኣዝዮም ብዙሓት ሓሻኽርኩም (110ሚልዮን ኢትዮጵያውያን፣ ሶማልያ፣ ቱርኪ፣ ኤሜራትን ሩስያን) ተላፊንኩም እንተመፃኹም... ኣይንሃፀልኩምን'በር ዘይንለቀኩም። እወ! ፃዕራማትን ናይ ዕቤትን ምዕባለን ሰባት ስለዝኾንና ፈለማ ንልምዓት ኢልና ኢና ስቕ ኢልና ዘለና'በር... እቲ ዘይሃስስ ዘይርሳዕ ግብርኹም ድኣሞ ኣብ ርእስና ኣብ ልብና እኮ ተነቒስናዮ። ፍፁም ከይርሳዕ ኢልኩም ዝገበርኩምዎ እንድዪ ፍፁም ኣይንርስዖን።
      ► ተኾነ ተኾነ ምስ ሳጥናኤልን ዋና ኣገልጋሊኡ ምስ "ኣረጊት ሰይጣን ዝኾነ ኢሳያስ" ተሰሊፍኩም እንዲኹም ኣንፃር ፍጥረት ልዑል ኣምላኽ እንዲኹም ተላዒልኩም ባዕሉ ክፋረደኩም እዩ። ፈለማ ፍርዲ እቲ ዓይኑ ዝበርሀ ልቡ ዝሰፍሐ ልዑል ኣምላኽ ኢና ነቐድም ዘለና። ዝኾነ ግና ፈፂምና ኣይንርስዖን... ካብ መዓልትታት ሓደ መዓልቲ እቲ ነውራም ግብርኹም ኣብ ልዕሌኹም ክድገም ክደጋገም እዩ ፤ ከም ዘይንህርሰልኩም...ፍለጡ።
      ► ክትፈልጥዎ ዘለኩም ግና ተጋሩ ክንበሃል ከምቲ ኣቦኻን ኣዴኻን " ዓጋመ " እናበለ/ እናበለት ዘውረሰካ/ ዘውረሰትካ ምስሊ ኣይብልናን... ዓለም እትፈልጦ መንነትና 👉 ብነፃነትና ዘይንዋገ... "ካብ ብሂወትካ ባርነት ፤ ብክቡርካ ሞት" ኢልና እናኽመስመስና ብኽብሪ ንመውት... ማንም ብጫምኡ ክረግፀና ወይድማ ብላይ ክገብረና ዘይንፈቅድ ነፃን ብነፃነት እንነብርን... ርሂፀ በላዕ ፃዕራማት ሰብ ስረ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ፣ ሰብ ብዙሕ ስርዓት ፣ ሰብ ታሪኽን ዛንታን ኢና...።
      ► እንታይ ክብለኩም ደልየ እየ እቲ ዝበረሰን ዝፈረሰን ጥሪትና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ ኢና... ገና ካብ ባርነት ከይተናገፍካ ከለኻ። ንስኻትኩም ንስኻትኩም... ኣብ ቀይዲ ውልቀመላኺ መሬት ዓሪባትኩም። 😂😂😂
      ► ደጊመ ደጋጊመ ክነግረኩም ዝደሊ "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ካሊእ ተሪፉስ እታ ብሳላ ባዕልና ብድሌት መራሕትና ብቃልሲ በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም "ሃገርነት" እውን ድሕሪ ሐዚስ ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእኑዋ ኢኹም። ኣይ ዕለትን ኣይ ሰዓትን እታ ዝገደደት ሓሳረመከራ ኣብ ቅድሜኹም እያ ዘላ...። ጥራሕ ነዚ ክትርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና።
      ብሓቂ ንምዝራብ ንሕና ብስብእና ኮነ ብስነልቦናዊ ውቕረት ኣዚና ሓፍ ዝበልና ስለዝኾንና ይመስለኒ... ዝበልኩም እንተበልኩም ንዒቕናኩም ኢና ንሓልፎ ኔርና። ማለተይሲ 👉 ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ስለዘይነበርና... ሕልናና ኮነ ኢድና እግርና ከምዘይወሳወስ ተቐይዱ ስለዘይፈልጥ ዋላውን ድሕሪዚ ኹሉ ግፍዒ... ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ብጅምላ ኣይንፈርደኩምን ኔርና።
      ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ኣይትመዓዝ ከማኹም ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!! ትበልዕዎ ትሰትይዎ እናተለክዐ ዝውርወረልኩም ኣብ 367ሸላታት ዝተቐየድኩም ሓመድ ዘይተጎልበበ ጥንብታትን ሬሳታት እንዲኹም... ንሓዝነልኩም ስለዝነበርና ምዕገጒ ተዛሪብና ኣይንፈልጥን ኔርና!!
      ►ሐዚ ግን ደጊምኩም ደጋጊምኩም ፍለጡ "ተጋሩ ኣኽሱማውያን ኢና... ንስኻትኩም ስለዝኸሓድክምዎ ኣይምሕከተኩም ማለተይ እየ። ትማሊ ኾነ ሎሚ ኣይከማኻትኩምን ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ... ብነፃነት ዘይንዋገ ብስረና ንልለ ፃዕራም ህዝቢ ኢና።

  • @KelatiTeweldemedhin
    @KelatiTeweldemedhin 10 месяцев назад +1

    ገዛ ምዕናው ቅኑዕ እኳ እንተዘይኮነ ህወሓት እውን ኣብ ሰንዓፈ ሞሞና ሆቴል እንዳ ሓፍቲ ሓጎስ ክሻ ብፈንጂ ኣዕኒኩሞ እኩም ኣብ ኤርትራ ዘለኩም ብላሽን ትግራይ ዘለኩም ብላሽን ጸረ ህዝብ እኩም ። መራሕቲ ወያነን መራሕቲ ሻዕብያን ሸፋቱ እኩም

  • @Tarikeritrea
    @Tarikeritrea 10 месяцев назад +1

    ጽቡቕ ገበሩ፡ቆንዳፍ ዓጋመ !
    ሕጂ ድማ ፋኖ ተዝደግምኹም ጽቡቕ ኔሩ።

    • @kudusgebremarim
      @kudusgebremarim 10 месяцев назад

      Senef alem getma zeykeletom
      Fano kikilwom

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 4 дня назад

    እዙይ ሰሪሑል ዝኒሔ ናይ እንዳ ኢስፓ ቤት ፅሕፈት ዝነበረ ማለት ደርጊ ዝወረሶ ማለትዩ ኣብ እንዳስላሰ ዓይኒ ቦታ እዩ ነይሩ። ዝገርም ግን ከመይ ገይሩ ሓደ ኮነሬል ከወስዶ ተፈቒዱሉ ካበይከ ኣምፅዩ ክንድዚ ዝኣክል ዓብይ ሆቴል ክሰርሕ ኪኢሉ እቲ ቦታ ጥራሕሲ ንፈልጦ ኢና ዝዓበለናሉ እዩ ዓብይ ኢንቨስተር ተዘይኮይኑ ማንም ተራ ነጋዳይኳ ክሕዞ ኣይኽእልንዩ።

  • @DesaleTsegai
    @DesaleTsegai 10 месяцев назад +2

    ፈራዕ ፈራዕ እንዶ በዚሑ ዓቅሚ ዘይብልኩም ትፍኩሩ ፣ እቲ ብዓይነይ ሪኢዮም ዝብል ፈደራል ይብል ፣ እቲ አብ ቆላ ተቢን ተሓቢኡ ዝነበረ ሻዕቢያ ይብል፣ ጉዳም ሓሶት

  • @hadgu2562
    @hadgu2562 10 месяцев назад +4

    ኢቲሓቂ ፈደራል ኢዮም ኣዕኒየሞ ይቢል ኢቲ ሃዳሚ ኮነረል ሻዕቢያ ይቢል ናዚኦም ነገር ሓሶት ቢሓሶት ኢዩ።

  • @abrahamasmelash5135
    @abrahamasmelash5135 10 месяцев назад +1

    ቀጣፊ ጋሽ ሆቴል ክተፉርስዎ ከለኹም ግን ረሲዕካዬ ድሐር ክአ እቲ ሐሶት ናትኩም ምዃንኩም ዘይፈልጥ የለን አመል ምስ መገነዝ እዩ ናትኩም።

  • @danielhadgu
    @danielhadgu 10 месяцев назад +3

    ሳሕሳሕ ዓጋመ፡ ለመንቲ ጥሙያት ቆማላት ትግራይ፡
    ሕጂ ድማ ብደርቂ ብጥምየት ክትሃልቁ ኢኹም።

    • @kiroswalker7444
      @kiroswalker7444 10 месяцев назад

      @adaniel seb dikha Asha? Hade kulit silezeleka diyu? Wedigeza tanika ☝️

    • @addisalemmesfin4849
      @addisalemmesfin4849 10 месяцев назад

      ቆማጥ ቆማጥ እንትብል አታሓስብኡ ዝሓረረ እዩ። እቲ ዝገርም አብ ስደት ኮይኑ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ዝጡሙይ።

    • @addisalemmesfin4849
      @addisalemmesfin4849 10 месяцев назад

      ዝበስበሰ አንሶላን መንዲልን ሰሪቁ ዝኸደ ጡሙይ አብ ስደት ኮይኑ ይፃረፍ አሎ።ከይትርስዓ።

  • @genetgebre480
    @genetgebre480 10 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤

  • @ghebresilassemesfinmesfing7600
    @ghebresilassemesfinmesfing7600 10 месяцев назад +1

    ኩአናት ገዛወአቲ ናይሰብ ፈልዩ አይሐርምን አዩ ኩናት አነወት አዩ

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 10 месяцев назад

    ጸላእቲ ካብዚ ሓሊፎም ታ ዓቅሞ መሳርሒ ሕርሻ ኣርዑት ካብ ምስባር ዝገብርዊ ጅግንነት የለን,ሓንቲ ዕላመኦም ህዝቢ ናብ ድክነት ምምላስ እዩ።እዚይ ድማ ገረሞ,ግን ብሰራዊት ትግራይ ድማ ኣብታ መሬትና ድማ ረፍሪፍዎም,ቶም ዝተረፉ ዕድል ገይሮም ድማ ኣብ ድፋዕ ኣለዉ,

  • @biniamtekie5370
    @biniamtekie5370 14 дней назад

    ኢድ ሸናሒት ጸናሒት 24 ዓመት ዝተቖንዘናዮ እዩ ተወልደ ዝገበሮ ኣይትፈልጡን ኢኹም ማለት ድዩ

  • @danielhadgu
    @danielhadgu 10 месяцев назад +1

    ኣቱም ቆንዳፋት ዓጋመ፡
    ሳሕሳሕ ዓጋመ፡ ለመንቲ ጥሙያት ቆማላት ትግራይ፡
    ሕጂ ድማ ብደርቂ ብጥምየት ክትሃልቁ ኢኹም።

  • @Lily-fq1co
    @Lily-fq1co 10 месяцев назад

    ሙዚቃው ምንድን ነው።እማማን እንስማ ወይስ ሙዚቃ

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 10 месяцев назад +1

    Sounds like a promotion of Tewelde to a higher powers of Tigray??? Adwa Generals are paying attention.

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 10 месяцев назад +5

    ሻዕቢያ ኣድሒንኩም ኢዩ ንሻዕቢያ ዘጸልሙ ናይ ሕውሓት ዝላኣኸቶም ተሃሩ ኢዮም ሓሰውቲ ዛኣምነኩም የለን

  • @yoabredseaeritrea4608
    @yoabredseaeritrea4608 10 месяцев назад +4

    Ata tray shabya u hmamom hadami fokodo ruba thadm nerkas hiji sebay tmesl tfkir wukarya nnebska mesilka nber komal entay tarik alekum u bjeka mkdam

    • @mikiabr4410
      @mikiabr4410 10 месяцев назад

      Kedami dea eritrawi eka nezemeset hager tigizae nezemese sereat barya nay aboka eu nesus natas nehamata

    • @yoabredseaeritrea4608
      @yoabredseaeritrea4608 10 месяцев назад

      @mikiabr4410 tray gdefuna please sherfkum hizkum rhakulna kabakum srki mzrna hasot kdmna tray ena kinxbe kalie yeblkumun dobna kem nay isreal kinhaxro ena akele

    • @mikiabr4410
      @mikiabr4410 10 месяцев назад

      @@yoabredseaeritrea4608 men akele mesgebereka neska dea dembiya hamasenay eka lekbat zeytnebrela hager dob aykonen kem israel wala tehazilkaya kulel

    • @Ayngage
      @Ayngage 10 месяцев назад

      Akale maletu, "ENOUGH" maletu eyu.
      @@mikiabr4410

  • @AdmiringAstroStation-gf7qr
    @AdmiringAstroStation-gf7qr 10 месяцев назад +2

    ኮመዲ

  • @mebrhatumehari3477
    @mebrhatumehari3477 10 месяцев назад +3

    Ate ezatume kabe helufe zaye meharu eyum nay behaki eyu wadi afome takolefen zebale ketAzame narewe

  • @kbg6227
    @kbg6227 8 месяцев назад

    ሐሳዊት አረጊት ፣ ቆርበት መሲልክን ብኽድመ ትሕስዋ ፣ ወድኽን ወኻሪያ ንስኽን ወኻሪያ ፣ ጨናዊት አረጊት

  • @fitsumkelati8552
    @fitsumkelati8552 10 месяцев назад

    ክልተ ሰረቕትስ ብሓንሳብ ኮይኖም ሰሪቆም ድሓር አነ አብዚኣ ኮይነ ጽበየካ አብቲ ኣብዪ ድንኳን ሸጥካ ምጻ ኢሉ ንዓርኩ ይሰዶ አጋጣሚ ኮይኑ ግን ካብኡ ዝበለጹ ሰረቕቲ ረኺቦሞ እታ ኣቅሓ ወሲዶማ (ሰሪቆሞ) ሕጂ ከም ተሰርቀት ስለዘይፈለጠ ኩሉ ጅብኡ ተፈተሸ ክረኽባ አይከአለን ደሀር ግን ከም ዝተሰርቀት ተረዲእዎ ናብ ዓርኩ ተመሊሱ ዓርኩ ድማ እታ ኣቅሓ ምስ ከም ዘየላ ምስ ፈለጠ ብጽቡቕ ዋጋ ተሸይጣ ትኸውን ኢሉ እንዳ ታሓጎሰ ክንደይ ሸጥካያ ኢሉ ንዓርኩ ሓቲትዎ ዓርኩ ድማ ጽቡቕ ዕዳጋ ስለ ዘይነበረ በታ ዝገዛእናያ ሸይጠያ ኢልዎ ንብለኩም

  • @Tbebu2815
    @Tbebu2815 10 месяцев назад +1

    ሓሸውቲ ናይ ስርቂ ገንዘብ ሓራም ስለዝኾነንብረት ምጥፋኡ ኣይተርፍን።ኮሎኔል ከመይ ጌሩ ነዚ ኩሉ ንብረት ኣጥርይዎ።

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray9281 9 месяцев назад

    😢😢😢

  • @ephremgebrehiwot485
    @ephremgebrehiwot485 10 месяцев назад +1

    ኢድ ጸናሒት ሸናሒት! ፈድራል ከም ዝገበሮ እና ፈለጥኩም ትሕስዉ። ሰብ ኣመል ኢንዲኹም። ዓለም ከማን ግደፉና ንሓሶት ዝኸውን ጊዘ የብልናን ኢሎሙኹም ኢዮም። በይንኹም ቆዙሙ። ስሑል ኢዩ ሴፍና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዕረፊና!

  • @dani123haylemaryam9
    @dani123haylemaryam9 10 месяцев назад

    ናይ እዚ ኩሉ ግፍዒ ዋጋ ክኸፍልዎ እዮም ኤርትራውያን ድሓን

  • @tigistmekonene5826
    @tigistmekonene5826 10 месяцев назад

    Medhanyalem ferdun yest

  • @fisehawelu2102
    @fisehawelu2102 10 месяцев назад

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @HanzaHamza-s2i
    @HanzaHamza-s2i 10 месяцев назад

    እዚ ቃለ መጠይቅ ዝገብር ወዲ ስዲ ደፋር ስርዓት ዘይብሉ እዩ ንዘን ኣዶ ጅግና ማማ ይቅሬታ ኽምለሰን እየ እዩ ዝባሃል ስለዚ ተምሃር ብሰል ኣስተኻኽል

    • @pawloshaben9730
      @pawloshaben9730 10 месяцев назад

      ተጋዳላይ ኮይኑ ሆቴል ከመይ ይውንን እዚ ሰራቂ

  • @tessemamizer9907
    @tessemamizer9907 10 месяцев назад

    ክንደይ ነገር ሂዞም ወሪሮም ከይዶም ጀሪካን አይቀርዮም አዱጊ አይቀርዮም ክወስድዎ ዘይ ከአሉ እውን ከምዚ አፍሪሶምዎ ከይዶም

  • @selamg3325
    @selamg3325 5 месяцев назад

    ሻዕብያ ሻዕብያ ኩሉ ግዜ ሻዕብያ.. እቲ መንእሰይ ኣብትሕቲ ወታደራት ፌደራል ከሎ ኣጋጢሙ ይብል ማርክስ ከኣ ሻዕብብያ ይብል 2ተ ተጋራጫዊ ዘረባ 🇪🇷🌹🇪🇷 እንተኾነ ናይኢድኩም ኢኹም ረኺብኩም

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 9 месяцев назад

    ኣብይ ኣሕመድ 'ዩ ከስርሖ ዘለዎ ህዝቢ ኣይተሸግሩ። ብፍላይ እቲ ሆቴል ናይ ባንኪ ልቓሕ ስለ ዘለዎ እቲ ዕዳ ናብ ኣብይ ኣሕመድ እንበር ናብ ህዝቢ ሽረ ክኾን ክትገብሩ የብልኩምን። ህዝቢ ክንሕግዘኩም ስርሕዎ ስለዝበለኩም ከሙ ክትገብሩ የብልኩምን።

  • @kiroswalker7444
    @kiroswalker7444 10 месяцев назад

    Zom deki belaiti ambeta hizbina wediomwo.😭

  • @Wellaitay
    @Wellaitay 10 месяцев назад +4

    ዓጋመ አድኩም አዩ፡

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 10 месяцев назад +3

      ኣንታ ወዲ'ዛ ዕብዲት... ናይ ኢድናስ እባ ብተፃራሪኡ ነይሩ... ኣሕዋትና እዮም ኢልና እባ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕኹም እናሰተኹም ምሳና ብስርዓት እናተምሃርኩም... ዓስኪርናኩም። ምሳ እዚማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ኣራዊት ኢኹም'ሞ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ነውሪ ኣብ ልዕሌና ፈዲኹምና።
      ► ተጋሩ ድኣ'ሞ... ሰብ ስረ እኮ ኢና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ እንዲና... ኣይኹንስ ንስኻትኩም። ንስኻትኩም ኣይግበረና... እታ ባዕልና ወሲንና በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም ሃገርነቴ እውን ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእንዋ ኢኹም። ጥራሕ ነዚ ክንርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና። መዓዝ ከማኻትኩም ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ነቢርና... ሕልናና ኢድና እግርና መዓዝ ተቐይድና መዓዝ ከማኹም ብደዎም ዝሞትና ኮይንና...!!! ጥምቢ ሓመድ ዘይተጎልበበ ሬሳ...!!
      ►ኣኽሱማውያን ተጋሩ ኣይከማኻትኩምን ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ...

    • @Wellaitay
      @Wellaitay 10 месяцев назад

      @@ArtistKMW16
      ኣንታ ቆንዳፍ ዓጋመ ሳሕሳሕ። ሒቆኻ ኪትስበር ኢኻ አንደገና።
      መን የሕዋት ምስ በልካ አኻ ሓው ዝኮንካ።

    • @jreeygualquihajreey1821
      @jreeygualquihajreey1821 10 месяцев назад

      Wedi chenawit afa wediza megale temete

    • @Wellaitay
      @Wellaitay 10 месяцев назад

      @@jreeygualquihajreey1821
      At qondaf hulkus, suqbel.

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 10 месяцев назад

      ​@@Wellaitayኣንቱም ደቂ ዛርቲ። ደቂ'ዛ ዕብዲት... እምበርከ ሓደ ጥዕና ዘለዎ ሰብ'ዶ ኣለኩም። እምበኣርከስ "ስርሐይ ኢልኩም ብእቅድ ክፍለሰራዊታት መዲብኩም ክንዲ ዝኣኽለኩም ካብ መወልወሊ መጎጎን ጀበናን ክሳብ ዘይተመረቐ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ጉሒልኩም ወሪርኩም... እቲ ተሰኪምኩም ክትወስድዎ ዘይከኣልኩምን ኣዕኒኹምን ኣውዲምኩን ምኻድኩም ከይኣክልስ ሐዚ'ውን ምስ ትኩስ ቁስልና "ናይ ኢድኩም እዩ" 'ውን ትብሉና ኣለኹም??!!!!....
      ► ናይ ኢድና'ስ እባ ካብ'ቲ ዝሰራሕኹምዎ ብተፃራሪኡ ነይሩ ዝግበአና... ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ህዝቢ ትግራይ 👉... "ኣሕዋትና እዮም፣ ሓደ ህዝቢ ኢና...!!" እናበልና እባ ኣብ ከምኒ ማይካድራ ዝኣምሰሉ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕና እናሰተና... ብስነ ስርዓት ምሳና እናተምሃርኩም...ኣንቢርናኩም። መግለሲ ኮይንናኩም ኣባና ዓስኪርኩም።
      ► ካብዚ ሓሊፉ'ውን ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንምኻድን ከም ሰብ ክትኮኑ ክኢልኩም። ዋላ'ቲ ውቕረት ስነ-ልቦናኹም ኣይቀየር...። ገለ ሓድ ሓዴኹም እኳስ ከም ሰብ ምሕሳብ ጀሚርኩም ኔርኩም።
      ሞሳ ናይ ኢድና 'ማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ደቂ ዛርቲ ኣራዊት እንዲኹም... ካባኹም እንታይ ይፅበይ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ንዓለም ሓዱሽ ቅዲ ዝኾነ "ነውሪ" ኣብ ልዕሌና ሰሪሕኹም። ሕማቕ ፈዲኹምና። ግናኸ... ጊዜ ሞ ሃቡና ኣይትረበፁ... ሃሪስኩም ኣይትሕደሩ... ከምቲ ጊዜ ረኺብና ኢልኩም "አረመንያዊ ግፍዒ ዝሰራሕኹምና..." ተፀበዩ ጥራሕ "ዘይንህርሰልኩም" ምስ መን ዲኹም ፀሚድኩም እኔኹም። ዋላኳ ምስ ኣዝዮም ብዙሓት ሓሻኽርኩም (110ሚልዮን ኢትዮጵያውያን፣ ሶማልያ፣ ቱርኪ፣ ኤሜራትን ሩስያን) ተላፊንኩም እንተመፃኹም... ኣይንሃፀልኩምን'በር ዘይንለቀኩም። እወ! ፃዕራማትን ናይ ዕቤትን ምዕባለን ሰባት ስለዝኾንና ፈለማ ንልምዓት ኢልና ኢና ስቕ ኢልና ዘለና'በር... እቲ ዘይሃስስ ዘይርሳዕ ግብርኹም ድኣሞ ኣብ ርእስና ኣብ ልብና እኮ ተነቒስናዮ። ፍፁም ከይርሳዕ ኢልኩም ዝገበርኩምዎ እንድዪ ፍፁም ኣይንርስዖን።
      ► ተኾነ ተኾነ ምስ ሳጥናኤልን ዋና ኣገልጋሊኡ ምስ "ኣረጊት ሰይጣን ዝኾነ ኢሳያስ" ተሰሊፍኩም እንዲኹም ኣንፃር ፍጥረት ልዑል ኣምላኽ እንዲኹም ተላዒልኩም ባዕሉ ክፋረደኩም እዩ። ፈለማ ፍርዲ እቲ ዓይኑ ዝበርሀ ልቡ ዝሰፍሐ ልዑል ኣምላኽ ኢና ነቐድም ዘለና። ዝኾነ ግና ፈፂምና ኣይንርስዖን... ካብ መዓልትታት ሓደ መዓልቲ እቲ ነውራም ግብርኹም ኣብ ልዕሌኹም ክድገም ክደጋገም እዩ ፤ ከም ዘይንህርሰልኩም...ፍለጡ።
      ► ክትፈልጥዎ ዘለኩም ግና ተጋሩ ክንበሃል ከምቲ ኣቦኻን ኣዴኻን " ዓጋመ " እናበለ/ እናበለት ዘውረሰካ/ ዘውረሰትካ ምስሊ ኣይብልናን... ዓለም እትፈልጦ መንነትና 👉 ብነፃነትና ዘይንዋገ... "ካብ ብሂወትካ ባርነት ፤ ብክቡርካ ሞት" ኢልና እናኽመስመስና ብኽብሪ ንመውት... ማንም ብጫምኡ ክረግፀና ወይድማ ብላይ ክገብረና ዘይንፈቅድ ነፃን ብነፃነት እንነብርን... ርሂፀ በላዕ ፃዕራማት ሰብ ስረ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ፣ ሰብ ብዙሕ ስርዓት ፣ ሰብ ታሪኽን ዛንታን ኢና...።
      ► እንታይ ክብለኩም ደልየ እየ እቲ ዝበረሰን ዝፈረሰን ጥሪትና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ ኢና... ገና ካብ ባርነት ከይተናገፍካ ከለኻ። ንስኻትኩም ንስኻትኩም... ኣብ ቀይዲ ውልቀመላኺ መሬት ዓሪባትኩም። 😂😂😂
      ► ደጊመ ደጋጊመ ክነግረኩም ዝደሊ "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ካሊእ ተሪፉስ እታ ብሳላ ባዕልና ብድሌት መራሕትና ብቃልሲ በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም "ሃገርነት" እውን ድሕሪ ሐዚስ ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእኑዋ ኢኹም። ኣይ ዕለትን ኣይ ሰዓትን እታ ዝገደደት ሓሳረመከራ ኣብ ቅድሜኹም እያ ዘላ...። ጥራሕ ነዚ ክትርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና።
      ብሓቂ ንምዝራብ ንሕና ብስብእና ኮነ ብስነልቦናዊ ውቕረት ኣዚና ሓፍ ዝበልና ስለዝኾንና ይመስለኒ... ዝበልኩም እንተበልኩም ንዒቕናኩም ኢና ንሓልፎ ኔርና። ማለተይሲ 👉 ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ስለዘይነበርና... ሕልናና ኮነ ኢድና እግርና ከምዘይወሳወስ ተቐይዱ ስለዘይፈልጥ ዋላውን ድሕሪዚ ኹሉ ግፍዒ... ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ብጅምላ ኣይንፈርደኩምን ኔርና።
      ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ኣይትመዓዝ ከማኹም ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!! ትበልዕዎ ትሰትይዎ እናተለክዐ ዝውርወረልኩም ኣብ 367ሸላታት ዝተቐየድኩም ሓመድ ዘይተጎልበበ ጥንብታትን ሬሳታት እንዲኹም... ንሓዝነልኩም ስለዝነበርና ምዕገጒ ተዛሪብና ኣይንፈልጥን ኔርና!!
      ►ሐዚ ግን ደጊምኩም ደጋጊምኩም ፍለጡ "ተጋሩ ኣኽሱማውያን ኢና... ንስኻትኩም ስለዝኸሓድክምዎ ኣይምሕከተኩም ማለተይ እየ። ትማሊ ኾነ ሎሚ ኣይከማኻትኩምን ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ... ብነፃነት ዘይንዋገ ብስረና ንልለ ፃዕራም ህዝቢ ኢና።

  • @binyamfessehaye4277
    @binyamfessehaye4277 10 месяцев назад +1

    Xbuk geberwo serekty kabey amxkum do Serhkumo ekum

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 10 месяцев назад +1

    ኣንታ ክንደይ ይሕስው እዮም እዞም ህዝቢ ገሊኦም ፈደራል ይብሉ ገሊኦም ሻዕውያ ይብሉ ሓደ እንዶ ሓዙ ? ኪዱ ህውሓት እያ ኣጥፊኣትኩም ንዓኣ ሕተትዋ ። ዘይሰሪቅኩም ዝሰራሕኩሞ እዩ፡ ገንዘብ ኢትዮጵያዊያን እዩ የዕንውዎ ዘይገንዘቦም እዩ፡። ኣብ ኤርትራ ኣቲኩም ዝገበርኩሞ ረሲዕኩሞ ዲኩም፡ ናይ ኢድኩም ኢኩም ረኪብኩም።

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 10 месяцев назад

      ኣንታ ወዲ'ዛ ዕብዲት... ናይ ኢድናስ እባ ብተፃራሪኡ ነይሩ... ኣሕዋትና እዮም ኢልና እባ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕኹም እናሰተኹም ምሳና ብስርዓት እናተምሃርኩም... ዓስኪርናኩም። ምሳ እዚማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ኣራዊት ኢኹም'ሞ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ነውሪ ኣብ ልዕሌና ፈዲኹምና።
      ► ተጋሩ ድኣ'ሞ... ሰብ ስረ እኮ ኢና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ እንዲና... ኣይኹንስ ንስኻትኩም። ንስኻትኩም ኣይግበረና... እታ ባዕልና ወሲንና በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም ሃገርነቴ እውን ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእንዋ ኢኹም። ጥራሕ ነዚ ክንርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና። መዓዝ ከማኻትኩም ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ነቢርና... ሕልናና ኢድና እግርና መዓዝ ተቐይድና መዓዝ ከማኹም ብደዎም ዝሞትና ኮይንና...!!! ጥምቢ ሓመድ ዘይተጎልበበ ሬሳ...!!
      ►ኣኽሱማውያን ተጋሩ ኣይከማኻትኩምን ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ...

    • @thedawnlight3902
      @thedawnlight3902 10 месяцев назад +1

      @@ArtistKMW16
      ቆማል ቆንዳፍ፡ ስርናይ ረዲኤት ተዋሂብኩም ዲኩም ሓፍ ሓፍ ትብሉ ኣለኩም ለንቀነ ተጋርዋኒ፡ ሕጂ ከ ናበይ ንቆላ ተምቤን ክትምለስ ዲካ ደሊካ ስቅ ኢልኩም ስንዳይ ላይ ኣማሪካ ብልዑ

  • @teklitdayir148
    @teklitdayir148 6 месяцев назад

    Barentu zeanewe ke?

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 10 месяцев назад +2

    ሓስው ዳኣ ምሕሳው ባህላዊ ጸወታኹም ኢዩ ሓሰውቲ ምኻንኩም ዓለም ፊሊጣትኩም ገኩስኩም

    • @abadiberhane395
      @abadiberhane395 10 месяцев назад +1

      እዚ ሓሶት ኣይኮነን። ተወሳኺ ሓበረታ ተደሊኻ ምሕታት ትኽእል ኢኻ። ጀጋኑ እዮም፣ ንባዕልኻ ነብስኻ ሕተት። ካብ ዓዲ ቐርኒ።

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 10 месяцев назад

      ኣንታ ወዲ'ዛ ዕብዲት... ናይ ኢድናስ እባ ብተፃራሪኡ ነይሩ... ኣሕዋትና እዮም ኢልና እባ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕኹም እናሰተኹም ምሳና ብስርዓት እናተምሃርኩም... ዓስኪርናኩም። ምሳ እዚማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ኣራዊት ኢኹም'ሞ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ነውሪ ኣብ ልዕሌና ፈዲኹምና።
      ► ተጋሩ ድኣ'ሞ... ሰብ ስረ እኮ ኢና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ እንዲና... ኣይኹንስ ንስኻትኩም። ንስኻትኩም ኣይግበረና... እታ ባዕልና ወሲንና በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም ሃገርነቴ እውን ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእንዋ ኢኹም። ጥራሕ ነዚ ክንርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና። መዓዝ ከማኻትኩም ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ነቢርና... ሕልናና ኢድና እግርና መዓዝ ተቐይድና መዓዝ ከማኹም ብደዎም ዝሞትና ኮይንና...!!! ጥምቢ ሓመድ ዘይተጎልበበ ሬሳ...!!
      ►ኣኽሱማውያን ተጋሩ ኣይከማኻትኩምን ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ...

    • @avgasbbs7173
      @avgasbbs7173 10 месяцев назад

      @@ArtistKMW16 ኣንታ ወዲ ጽልልቲ ነቃጽ ማህጸን ዕሱብ እንታዴካ መሬት ኣለካ ረሳሕ ድቃላ ለምኑ ናብ ምዕራባውያን ላሓስቲ ማዓኮር ዕሱባት ዘይመርውትኩም ትግብቱ

  • @freezerebafree6278
    @freezerebafree6278 10 месяцев назад +1

    Hasweuti

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 10 месяцев назад

    ኣታ ነዞም ሓማሴን ዝባሃሉ ሩኹሳት ፍጥረት ትቕበልዎም ኣለኹም ብሓው ጌርኩም ኣቃፅልዎም ዘም ደቓሉ ሰረቕቲ

    • @neymarneymar5554
      @neymarneymar5554 10 месяцев назад

      Kebdeka tethames dehul ezi zhasabkum eko eu tehti godgad 60Amet ndrher teshemimkum zelekum

    • @YosiefGoitom-w7j
      @YosiefGoitom-w7j 10 месяцев назад

      ሓማሴን ነቃጸ እንበር ሎቁማጸ አይኩነን ሰብ ሰረ ጀግኑ እዮም ካባኻሰ ፈላልኻ ማለት እዮ

    • @pawloshaben9730
      @pawloshaben9730 10 месяцев назад

      ረኣይዎም እዞም ጀናራላት ኣብ ክንዲ ሃገር ዝሕልዉ ኣብ ምዝራፍ እዮም ነሮም ሆቴል ሓደ ተጋዳላይ ከመይ ይውንን እዚ ሰራቂ

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 6 месяцев назад

    አብ ኤርትራ ዝፍረስካዮ ሆቴላት ከ ረሲዕካ ናይ ህዝቢ ንብረት ዝዘመትካዮ ረሲዕካዮ አብ ዓሊ ግድር ዝነበረ ካንፓኒ ዝዕነካዮ ረሲዕካዮ ዝግርም ናትኩም ነግር ፡ክትፈልጥ እዚ ኩሉ መንእስይ ኤርትራ ጸኒቱ ዘሎ ካብ ሃግሩ ሓደ ምዓልቲ መሪር ነግር ክክፍለኩም ዩ ፡እዛ ትዛረባ ደለካ ውን ጽቡቅ ጌርና ሒዝልና ከም ዘለና ፍለጥ።

  • @ed2821
    @ed2821 10 месяцев назад +1

    You told the world you are ready to take back Addis which is your business, the irony is you bombed Asmara and you are crying like baby. What did you expect, to welcome you with flowers. You people have to reconcile with your own consciousness. You started you. It is so sad.

  • @robia80
    @robia80 10 месяцев назад +2

    This is called KARMA. You did the same thing to my best friend’s New hotel In Barentu back in May 2000 . Which cost them around $8 million US dollars at the time. & You fucked up their life by demolishing their new hotel using TNT . It is still un fixable. But I’m guessing this guy (tewelde) had to do something with my friend’s hotel maybe he was the one who order my friends hotel to be demolish.
    you’re not going to touch anyone’s heart by doing a crying wolf.
    So what goes around comes around!!!!
    I hope you learn your lessons so you don’t make mistakes again.

  • @DesaleTsegai
    @DesaleTsegai 10 месяцев назад +2

    ኢዲ ሸናሒት ጸናሒት እያ

  • @GrmaBru
    @GrmaBru 9 месяцев назад

    ካባኩም ተማሂሮም አብ አል ሰንአፈ ዝገበርኩሞ ህዝብ በኤርትራ ዘጥረዮ አህዲኩም ጠርዚኩሞ እድ ጸንሂት ከብዚንደሀር ተምሀሩ

  • @Erifreedom
    @Erifreedom 10 месяцев назад

    ወያነ ኣይኮነን'ዶ ሰሪቁም ዘጥረኩሞ ሆተል መቃበር ኣፍሪስኩም ምስ ሂወት ዘይብሉ ኢኩም ትበኣሱ,
    ናይ ሰብ ፍጥረት ዘይብልኩም ነስኩም ኢኩም ስለዚ እቲ ናትኩም ነካልእ ኣይትሃብዎ!

  • @gegura478
    @gegura478 9 месяцев назад

    Selection baelikhum seriqkum seriqomna aytibelu

  • @negussietaffa7266
    @negussietaffa7266 10 месяцев назад

    አንታ እቲ ናትኩምከ ንብረት ዘሪፍኩም ባዶ ኢዱ ኤረትራዊ ዘባረርኩም ተራኩምዮ

  • @gegura478
    @gegura478 9 месяцев назад

    Wedi Hayley elom hatitomni tibil dea abey felitomo baelom tegaru yom zikhonu wey kea nibret eritrawuyan wesidkum nerkum tikhonu edkum eyu hasadat

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 10 месяцев назад

    ተወልደ ሕማም መርዘን እዩ ንሻዕብያ ኤርትራውያን መዝነቱ ትፈልጥዎ ዲኹም

  • @habteghebre785
    @habteghebre785 10 месяцев назад

    Hasadat kiserhwo zeyikealu kefrswo medibom elamiom eu

  • @HERMON90
    @HERMON90 10 месяцев назад

    How come you leave behind your senior leader

  • @zelalemzeray7841
    @zelalemzeray7841 9 месяцев назад

    ሕዚ ኣበይ ኣሎ?

  • @yaredtesfa97
    @yaredtesfa97 10 месяцев назад

    Kla naysrki nbret eyu seraki wedi seraki

  • @kidane6417
    @kidane6417 28 дней назад

    Qondaft gena abza rasskan alna

  • @kdstiataklti-wz3yk
    @kdstiataklti-wz3yk 10 месяцев назад

    ክስራህ አለዎ አዋፂካ

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 10 месяцев назад

    😢😢😢😢😢😂😂😂😂😂😅😅😅😊😊

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 10 месяцев назад

    😢😢😢😢😂😂😂😂😅😅😊😊

  • @kbg6227
    @kbg6227 8 месяцев назад

    ደናቁር ጽቡቕ ገበርዎ ፣ ብስርቂ ዝመጸ ገንዘብ ቁምነገር ጌርኩሞ ፣ ገና ንተወልደ ክነረኻኽበሉ ኢና ።
    እቲ ብዓይኒ ዝረአየ ምስክር ሰራዊት ኢትዮጵያ እናበለ ጽልኢ ንምዝራእ ዘይራእኻ ሻዕቢያ ኔሩ ክትብል ፣ ቦጅባጅ ሃዳሚ ፣ አብአ ድአ ዘይምጸናሕኩም ለያቡ

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 10 месяцев назад

    😂😂😂... Serekti AGAME

  • @TefitOdem-nh6dl
    @TefitOdem-nh6dl 10 месяцев назад

    Hasiot tionikiol ab tigray euio aduio

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 8 месяцев назад

    🤣🤣🤣🤣KLL HASOT SRKI

  • @mekhonetay
    @mekhonetay 10 месяцев назад

    አቱም ኤርትራዊያን ቁርብተይዶ ሕፈሩ ዓድኹም ጠብ ትብል ሓንቲ ነገር ዘይገበርኩምሲ አብ ጉዳይ ተጋሩ እንዳአተኹ ትሕምዙቑ ሓመድ ብልዑዋኢ ቁርብ ሕነኹ::

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 10 месяцев назад

    Shabia nay edom kerekubu alewom crime against humanity::

  • @eyobtesfay
    @eyobtesfay 10 месяцев назад +3

    ብ ሓሶት ተወሊድኩም ብ ሓሶት ትሞቱ
    ዝሩጋት ።

  • @qelhi7922
    @qelhi7922 10 месяцев назад

    እዚ ተወልደ ሌባ ሰራቒ ምዃኑ ተስፋይ ወዲ ራያ ኣቃሊዕዎ እዩ።እዚኦም ሒጂ ነቲ ጸሊም ታሪኽ ተወልደ ሸላሊሞም ከቕርቡ ዝፍትኑ ዘለዉ ዝተኸፍሉ ተዋሳእቲ ኢዮም

  • @gegura478
    @gegura478 9 месяцев назад

    Haray geberukhum selam kab tehasemkum antum leyabu hiji wun gena tifikiru alekhum dehar niskhum ab eritrea wushti atikhum kindey nibret eritrawuyan zerifkum kemu wun kab adds a eba nibret eritrawuyan zerifkum tiray Edom seguikumom nezi gn aytizikiriwomni

  • @jackinoassefa3291
    @jackinoassefa3291 10 месяцев назад +1

    ኤርትራውያን ሕስድናኩም ንበይኑ እዩ፤ ጥራይ ግዜኹም ተጸበዪ ሻዓብያን ኾራኹሮምን።

  • @hagosmokonnen9799
    @hagosmokonnen9799 10 месяцев назад

    ኣታ ስምዑዋ ዝገርም
    ሃፍቲ ተወልደ ካበይ ተረኸበ??
    እዛ ሰበይቱ ኣብ ኣመሪካ ብካሽ ተኸፊሉ ዝተገዝ ገዛ እትነብር እኮ ኢያ ለካ!!!
    ካበይ ተረኸበ እዚ ኹሉ ሃፍቲ

  • @kiroswalker7444
    @kiroswalker7444 10 месяцев назад

    Ihhhh

  • @mussieokbe3607
    @mussieokbe3607 10 месяцев назад

    ዝገርም ነገር ክሳብ ሕጂ ባርህያት መራሕቲ ሽዓብያን ኢትዮጵያውያን ዘይምፍላጥኩም እዩ ። መራሕቲ ትግራይን ህዝቢ ትግራይ ድሕሪ ሕጂ ዓቢ ትምህርቲ ክከውን ይግባእ ።

  • @jackinoassefa3291
    @jackinoassefa3291 10 месяцев назад +1

    እዞም 111 ጥባሓ ናይ ሻዓብያ ደናቁር እዮም

  • @user-dy5kf3dr4h
    @user-dy5kf3dr4h 10 месяцев назад +1

    ገጾም ጥባሕ ኡ
    Hahahahah

  • @nigistisoloda65
    @nigistisoloda65 10 месяцев назад

    ኣንቱም ዓዲ ሃፍትኹምን ትካልኩምን ናዑ ረኣዩልና ኢልኩም ንኣበባው ምጽዋዕ እንታይ ማለትዩ??? እንገና ድማ ማንነትካ ከጥፍኡ ታሪኽካ ንምድምሣስ መጺኦምስ ካውኡ ንስኹም ካኣ ተቀቢልኩም ናይ ሻዕብያ ወረርቲ ኢልካ ኸይትገልጾምስ ናይ ሻዕብያ ሰራዊት ኢልካ ትገልጾም!!!! ተወሣኺ ድማ ከምኡ ገይሮም ዝጭክኑልና ኣይመሰለናን እትባሃል ዘረባኹም ብጣዕሚ እያ እተሕምም። ሰብ ይዕዘበና ውን ኣይትብሉን የሕፍርዩ ስለዝኾነ እዛዘረባዚኣ ኣይትደጋግሙልና ስለዘሕመና።