Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ንመዳለውቲ ሌላ Time ንምርካብ 0914726888 - 0987216972 ይደውሉ።ብዝተፈላለዪ ኣማራፂታት ድማ WhatsApp - Telegram - IMO ክትረኽቡና ትክእሉ ኢኹም
ታይሞ ክንብል ክንመጽእ በዚ ፀጊብና😮
ትሕቲ 1. m ብቻ ኣምፅእልና ካሊእ የለን ዋይ 80 ዓመት ሰሪሐ እውን አይረክቦን 😢😮😮ዝኩሉ ሚሊያናት ኦኦኦኦ
ክሽነ ንበይና 😂😂ኣይንሸይጥን
ኣበይ ኢኩም እባ ከተንቡሩና ደሊአ ኣብስደት ወይስ ኣብ ገዛክራይ ማነክ ማነው ማነሽ በይዘአን ተክኢለን ካብ 2.5ዘይሓልፍ ገዛ ይኣልሻ ዋ አረ ውውው
ሰላምን ጥዕናን ነኣኺ እምነየልኪ ፅብቅቲ ሓፍተይ ጓል ትግራይ ዓደይ ሽኮሪና ፅቡቅ ፕሮግራም ኢኺ ተመሓልፍየ ፅብቅተይ ካበ ደገኾይነ እየ ኩሉግዘ እየዝከታተለኪ ፅቡቅዩ
እንኳዕ ብዳሕና መፃኺ ❤🙏
ደቂ መዳም ኣብዚኣ ከምዘለኽን ይፈልጥ እየ ግደፋ ሳብስክራይብ ግበራኒ🙏😔ነዛ ሓፍትና ለ ሳብስክራይብ ላይክ ናገበርና ነተባብዓያ🙌❤️
ገይረልኪ ኣሉኩ ሜዒረይ ንዓይለ ግበሪለይ❤
@@jerusgeb4791 👍❤️
ንዝኣ ተንቡ ኹልኹም ደቂ ዓደይ ደምርኹምኒ ሕለፉ ኣይክፈሎን ንቲሓጋገዝ ፕልስ ሓብርና ንዕበ💙🙏
እሺ ማዓረይ❤
@@SarahSareg1234 ❤❤
ገይረልካ ኣሉኩ ምዒረይ ንዓይለ ግበሪለይ
@@jerusgeb4791 እሺ
ruclips.net/user/live7qclBwXgJ68?si=eMCPxC2pwqhNGIAm
the transition music is very loud and disturbing. try to correct it. what you are doing is good
ብጣዕሚ ሓሪፍ ፎቅዩ ዘሓፍተይ ንምምፃእ እንተብቂዑና ኸኣ ቀጥታ ነኣኹም እና ንረክብ
❤❤❤❤
💛❤
ኩሓ እባ አምፅእሊና በጅኪ ጋልኖ❤❤😢
waye 5 mieti shh enyewani nau kgeza kndey ykeryeni
Nice house,,,,
ኣረ በጃኩም 😢😢😢😢ስደት ኣፅሊእና ኣሎ ዋይ 🥺
Waga eba nigerina , kindey eyu zishiyet ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊
Ab shire ke ❤
ኣብ ትግራይ ግን ናይ መሬት ዋጋ ድዩ ናይ መስረሕ እዩ ክንደዝ ኪኻብ ዝገብር ዘሎ
አነ ብዙሓት ደቂ ምዕራብ አፍሪቃ ዝፈልጦም / መሳርሕተይ አለዉ ዓዳቶም ብንፅፅር ናትና እንትርኧ አዝዩ ዝለዓለን ዝዘመነን እዩእሞ ብመንፅር ዋጋታት ንዛረብ ኢና እዙ አብ ዓድና ዝዝረብ ዘሎ ዋጋታትነቱ ናታቶም ብዓሰርተ ዕፅፊ ይበዝሖ እመኸአ በሰራርሕኡን ኮሊትኡውን ፈፂሙ ዘይጋነ እዙይ ስለምንታይ ኮይኑ እንተልና ኩሉ ናብ ናይ ኤኮኖሚ ውድቀት ይወስደናኢትዮጵያ አብ Harbor inflation ዘላ ሀገርያ ስለዚ ንሕና ነቱ ዋግኡ ዝወደቐ ወሬቑት ኢና ንቆፅር ዘለና
Yekenyelna eza galey😊
ዋጋ በዚሑ ዶ ካበይ ነምፅኦ😢
25 Million hji kngezea okay zbl tekoinu
100 ምልእዎ 😮😮😮
ዋይ 90 ምለየን ያያ 😢😢😢😢
23m🤔
እህ 90ሚልየን ተዝህለወኒ ታይ ነይርኒ ኣብዚ ኩሎል ዘብል ረእሰይ ኮ ፍፅ ኢልኒ ሐዝስ😢
😂😂😂
90 ምልየን 😢😢😢😢😢
😂😂😂😂😂
ተፀሚምካ ግዝኣያ bro😂
😂😂
ዋዋዋዋ ኣታ ዋ😀😀
ሓሳዳት ይቅሬታ ወለደይ ጠፊአ ልወፃኩ ክምለስ እየ ናይ ኣብይ ህድሞ ብዛይ ክራይ ምባር ይሕሸኒ ሆ😂😂 ሳብስ ክራይብ ግበሩኒ ተጋሩዋይ❤
Ab shire eba mearey ❤😘😘🙏
❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😢😢😢😢😢😢
😢😢😢ኣብ ውቅሮ 70 ካራ ርኣይልና መቀለ ዓቅሚ የብልናን ዋ አብ ውቅሮ እንተ ሐሸ በጃኺ😢😢😢😢90ሚልዮን ኢልካ ቁጽሪ ዶ ኣሎ እዩ ንሕና ስደት ጸሊእና መሬት ክኣ ከቢሩ 😢😢😢ተስፋ ትቆርጽ
አረ ኣነስ ዋ ሚኢቲ ሽሕ ዘይሓዝኩስ ነዚኦም እየ ዝከታትል ታእየግን ይኮንለኹ😢😂
ንጥዕናይ ክብል ኣይስመዐንን😂😂😉😉😉
90 yhasr nieshtey eyu wesklu
ኣታ ኣወፅእኩም ላኣኹለይ ክገዞኦ 90 ሚልዮን 😮
90 ምልየን ያ 100 ዶ ምልእዎይ 😂😂 ብዝኮነ ንሰኪ እንካዕ ዳሓ መፃእኪ
ኣሕሕ🤣🤣
አብ አ.አ እንደዚ ዋጋ የለን 40 አየዋፅእን እሺ
ትሕቲ ሓደ ሚልየን ኣምፅእልና😔😮
Ab eropa kemu zey kones si be kemey eyu ab deka adi kem tigray 90 miloion eko bir eko akebabi 90 shih Euro malet eyu wea tena alkum dyu abzelklu eropa kenber eye be 90 shih euro harif geza ygze , tesfa kortsna ab tigray,
90 ሚልዮን ብር ከባቢ 920 ሽሕ ዩሮ ይኸዉን እዩ።
@@kbromhadgu3497 ezi klu genzeb emo kea ab africa 🤣🤣
@@danielabera4249መሕዘኒ እዩ
@@danielabera4249ገሪሙና። ንብላዕ ጥራሕ ኮይና።
እቱም 23 ሚልን ሒዘስ ናኣኩም ክካታተል እቶም ንካታተለኩምማ ትሕቲ ሓደ ሚልየን ዝሓዝና ኢና😂😂😂😂
ያ ካብ ሓደ ኣይንሓልፍን 😂😂😂
ግደፉንዶ ኣይተጨንቑና የይይይ😂
ትሕቲ ሓደ ሚልየን ረአዩና😂😂
ትሕቲ ሓደ ሚልየን እንይኦ ድዩ ሎሚ 😂😂😂
ትሕቲ ሓደ ሚልዮን እማ መሬት እውን ኣይርክብን ሎሚ😂
1ሚልየን የለይ😂😂ዋይ😮😮😢😢😢
😊❤😂
😅😅😅😅
75 ሚልዮን ከ
ሳልሳይ ዙር 70 ካሬማ ልዕድግ ኣምፅእለይ።20 ሚ ቅድመ ክፍሊት 5 ሚ ኹሉ ወዲአ ከረክብስ😂😂😂
90😂😂😂😂😂😂😂
ፎቅ ዘይኮነ ቪላ ሌ ሸብ ዝኾነ አምጽልና ዝሽየጥ
90 😂😂😂😂😂
90 million😂😂😂😂😂
90 not bad 😂😂😂😂 l will bey don't give for anyone ok thanks 😂😂😂😂
90 ሚልዮን ኢልካ ካብኡ ቐፃሊ ታይ ዝበሃል ቁጽሪ ኣሎ😮
ክብርት ሓፍትና 90,000,000 ብር : ማለት 9000 ሽሕ ዶላር ($)ኢኪ ትብል ዘለኪ 😅: ደሓን ነዓኪ መክሰብ ዩቱብ እንተረከብኪ ጽቡቅ ኢዩ : እንተ ነቶም ሰብ ዋና ግና ብጣዕም መስሓቃት ኢዮም 😊
900,000 ክትብል ድኻ ?
@@kbromhadgu3497 ጽቡቅ ኣለካ ካብ ኣጸሓሕፋ ኢዩ 👍
እንታይ ኾይኖም ይሸጡዎ ኣለዉ ደኣ😅😅😅
90 ሚልየን ዓይነይ ድዩ
90% ተኸታተልቲ መደብኪ ድኻታት ኢና ስለዚ ትሕቲ 5 ሚልዮን ብር ድኣ ሃሰስ በሊ ዝሓፍተይ ጽቡቅ መደብ እዩ ዋጋ ገዲፍካ
አነ ይገድድ ትሕቲ ሓደ ሚልየን ሒዘ ዝካታተል
😅😅😅😅😅😅😅
90 ሚልዮን ድዩ ዝበለ እቲ በዓል ዋና?ክሸጦ ዘይኮነስ ረኣዩለይ እዩ ዝብል ዘሎ ርኢናሉ ኣለና።
አንቱም ሰባት እዛ ትግራይ ከመይ እዩ ሐሲሩ እዚ ሚልዮን ቁጽሪ
23 ኢልኪ ሱቅ ልምታይ?ሚልዮን ተኮኑ ሚልዮን በልዮ ሚኢቲይ ተኮይኑለ ሚኢቲይ በልዮ ዘሐፍተይ?
😂😂 ሚኢቲ
120.000 wrhawi aythafrn diki kfaeka ndege kale hasab yeblkn dyu koynu
ገልጣም ሃሳስ ሱክ ኢልካ ረአ 120 እናበልካ
@@BENJATUBE99ኖ ፀርፊ ሓሳቡ እዩ
90ምልየን አሉኩም ክተሙፁኡ ንእሽተይ አይትስከፉም ድኩም ደም በዝሒ ዘለወ ሰብ ከይትቀቱሉ😢😢
😂😂😂😂
ንመዳለውቲ ሌላ Time ንምርካብ 0914726888 - 0987216972 ይደውሉ።
ብዝተፈላለዪ ኣማራፂታት ድማ WhatsApp - Telegram - IMO ክትረኽቡና ትክእሉ ኢኹም
ታይሞ ክንብል ክንመጽእ በዚ ፀጊብና😮
ትሕቲ 1. m ብቻ ኣምፅእልና ካሊእ የለን ዋይ 80 ዓመት ሰሪሐ እውን አይረክቦን 😢😮😮ዝኩሉ ሚሊያናት ኦኦኦኦ
ክሽነ ንበይና 😂😂ኣይንሸይጥን
ኣበይ ኢኩም እባ ከተንቡሩና ደሊአ ኣብስደት ወይስ ኣብ ገዛክራይ ማነክ ማነው ማነሽ በይዘአን ተክኢለን ካብ 2.5ዘይሓልፍ ገዛ ይኣልሻ ዋ አረ ውውው
ሰላምን ጥዕናን ነኣኺ እምነየልኪ ፅብቅቲ ሓፍተይ ጓል ትግራይ ዓደይ ሽኮሪና ፅቡቅ ፕሮግራም ኢኺ ተመሓልፍየ ፅብቅተይ ካበ ደገኾይነ እየ ኩሉግዘ እየዝከታተለኪ ፅቡቅዩ
እንኳዕ ብዳሕና መፃኺ ❤🙏
ደቂ መዳም ኣብዚኣ ከምዘለኽን ይፈልጥ እየ ግደፋ ሳብስክራይብ ግበራኒ🙏😔
ነዛ ሓፍትና ለ ሳብስክራይብ ላይክ ናገበርና ነተባብዓያ🙌❤️
ገይረልኪ ኣሉኩ ሜዒረይ ንዓይለ ግበሪለይ❤
@@jerusgeb4791 👍❤️
ንዝኣ ተንቡ ኹልኹም ደቂ ዓደይ ደምርኹምኒ ሕለፉ ኣይክፈሎን ንቲሓጋገዝ ፕልስ ሓብርና ንዕበ💙🙏
እሺ ማዓረይ❤
@@SarahSareg1234 ❤❤
ገይረልካ ኣሉኩ ምዒረይ ንዓይለ ግበሪለይ
@@jerusgeb4791 እሺ
ruclips.net/user/live7qclBwXgJ68?si=eMCPxC2pwqhNGIAm
the transition music is very loud and disturbing. try to correct it. what you are doing is good
ብጣዕሚ ሓሪፍ ፎቅዩ ዘሓፍተይ ንምምፃእ እንተብቂዑና ኸኣ ቀጥታ ነኣኹም እና ንረክብ
❤❤❤❤
💛❤
ኩሓ እባ አምፅእሊና በጅኪ ጋልኖ❤❤😢
waye 5 mieti shh enyewani nau kgeza kndey ykeryeni
Nice house,,,,
ኣረ በጃኩም 😢😢😢😢ስደት ኣፅሊእና ኣሎ ዋይ 🥺
Waga eba nigerina , kindey eyu zishiyet ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊
Ab shire ke ❤
ኣብ ትግራይ ግን ናይ መሬት ዋጋ ድዩ ናይ መስረሕ እዩ ክንደዝ ኪኻብ ዝገብር ዘሎ
አነ ብዙሓት ደቂ ምዕራብ አፍሪቃ ዝፈልጦም / መሳርሕተይ አለዉ ዓዳቶም ብንፅፅር ናትና እንትርኧ አዝዩ ዝለዓለን ዝዘመነን እዩ
እሞ ብመንፅር ዋጋታት ንዛረብ ኢና እዙ አብ ዓድና ዝዝረብ ዘሎ ዋጋታት
ነቱ ናታቶም ብዓሰርተ
ዕፅፊ ይበዝሖ እመኸአ በሰራርሕኡን ኮሊትኡውን ፈፂሙ ዘይጋነ እዙይ ስለምንታይ ኮይኑ እንተልና ኩሉ ናብ ናይ ኤኮኖሚ ውድቀት ይወስደና
ኢትዮጵያ አብ Harbor inflation ዘላ ሀገርያ ስለዚ ንሕና ነቱ ዋግኡ ዝወደቐ ወሬቑት ኢና ንቆፅር ዘለና
Yekenyelna eza galey😊
ዋጋ በዚሑ ዶ ካበይ ነምፅኦ😢
25 Million hji kngezea okay zbl tekoinu
100 ምልእዎ 😮😮😮
ዋይ 90 ምለየን ያያ 😢😢😢😢
23m🤔
እህ 90ሚልየን ተዝህለወኒ ታይ ነይርኒ ኣብዚ ኩሎል ዘብል ረእሰይ ኮ ፍፅ ኢልኒ ሐዝስ😢
😂😂😂
90 ምልየን 😢😢😢😢😢
😂😂😂😂😂
ተፀሚምካ ግዝኣያ bro😂
😂😂
ዋዋዋዋ ኣታ ዋ😀😀
ሓሳዳት ይቅሬታ ወለደይ ጠፊአ ልወፃኩ ክምለስ እየ ናይ ኣብይ ህድሞ ብዛይ ክራይ ምባር ይሕሸኒ ሆ😂😂 ሳብስ ክራይብ ግበሩኒ ተጋሩዋይ❤
Ab shire eba mearey ❤😘😘🙏
❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😢😢😢😢😢😢
😢😢😢ኣብ ውቅሮ 70 ካራ ርኣይልና መቀለ ዓቅሚ የብልናን ዋ አብ ውቅሮ እንተ ሐሸ በጃኺ😢😢😢😢90ሚልዮን ኢልካ ቁጽሪ ዶ ኣሎ እዩ ንሕና ስደት ጸሊእና መሬት ክኣ ከቢሩ 😢😢😢ተስፋ ትቆርጽ
አረ ኣነስ ዋ ሚኢቲ ሽሕ ዘይሓዝኩስ ነዚኦም እየ ዝከታትል ታእየግን ይኮንለኹ😢😂
ንጥዕናይ ክብል ኣይስመዐንን😂😂😉😉😉
90 yhasr nieshtey eyu wesklu
ኣታ ኣወፅእኩም ላኣኹለይ ክገዞኦ 90 ሚልዮን 😮
90 ምልየን ያ 100 ዶ ምልእዎይ 😂😂 ብዝኮነ ንሰኪ እንካዕ ዳሓ መፃእኪ
ኣሕሕ🤣🤣
አብ አ.አ እንደዚ ዋጋ የለን 40 አየዋፅእን እሺ
ትሕቲ ሓደ ሚልየን ኣምፅእልና😔😮
Ab eropa kemu zey kones si be kemey eyu ab deka adi kem tigray 90 miloion eko bir eko akebabi 90 shih Euro malet eyu wea tena alkum dyu abzelklu eropa kenber eye be 90 shih euro harif geza ygze , tesfa kortsna ab tigray,
90 ሚልዮን ብር ከባቢ 920 ሽሕ ዩሮ ይኸዉን እዩ።
@@kbromhadgu3497 ezi klu genzeb emo kea ab africa 🤣🤣
@@danielabera4249መሕዘኒ እዩ
@@danielabera4249ገሪሙና። ንብላዕ ጥራሕ ኮይና።
እቱም 23 ሚልን ሒዘስ ናኣኩም ክካታተል እቶም ንካታተለኩምማ ትሕቲ ሓደ ሚልየን ዝሓዝና ኢና😂😂😂😂
ያ ካብ ሓደ ኣይንሓልፍን 😂😂😂
😂😂😂😂😂
ግደፉንዶ ኣይተጨንቑና የይይይ😂
ትሕቲ ሓደ ሚልየን ረአዩና😂😂
ትሕቲ ሓደ ሚልየን እንይኦ ድዩ ሎሚ 😂😂😂
ትሕቲ ሓደ ሚልዮን እማ መሬት እውን ኣይርክብን ሎሚ😂
1ሚልየን የለይ😂😂ዋይ😮😮😢😢😢
😊❤😂
😅😅😅😅
75 ሚልዮን ከ
ሳልሳይ ዙር 70 ካሬማ ልዕድግ ኣምፅእለይ።20 ሚ ቅድመ ክፍሊት 5 ሚ ኹሉ ወዲአ ከረክብስ😂😂😂
90😂😂😂😂😂😂😂
ፎቅ ዘይኮነ ቪላ ሌ ሸብ ዝኾነ አምጽልና ዝሽየጥ
90 😂😂😂😂😂
90 million😂😂😂😂😂
90 not bad 😂😂😂😂 l will bey don't give for anyone ok thanks 😂😂😂😂
90 ሚልዮን ኢልካ ካብኡ ቐፃሊ ታይ ዝበሃል ቁጽሪ ኣሎ😮
ክብርት ሓፍትና 90,000,000 ብር : ማለት 9000 ሽሕ ዶላር ($)ኢኪ ትብል ዘለኪ 😅: ደሓን ነዓኪ መክሰብ ዩቱብ እንተረከብኪ ጽቡቅ ኢዩ : እንተ ነቶም ሰብ ዋና ግና ብጣዕም መስሓቃት ኢዮም 😊
900,000 ክትብል ድኻ ?
@@kbromhadgu3497 ጽቡቅ ኣለካ ካብ ኣጸሓሕፋ ኢዩ 👍
እንታይ ኾይኖም ይሸጡዎ ኣለዉ ደኣ😅😅😅
90 ሚልየን ዓይነይ ድዩ
90% ተኸታተልቲ መደብኪ ድኻታት ኢና ስለዚ ትሕቲ 5 ሚልዮን ብር ድኣ ሃሰስ በሊ ዝሓፍተይ ጽቡቅ መደብ እዩ ዋጋ ገዲፍካ
አነ ይገድድ ትሕቲ ሓደ ሚልየን ሒዘ ዝካታተል
😅😅😅😅😅😅😅
😂😂😂
90 ሚልዮን ድዩ ዝበለ እቲ በዓል ዋና?
ክሸጦ ዘይኮነስ ረኣዩለይ እዩ ዝብል ዘሎ ርኢናሉ ኣለና።
አንቱም ሰባት እዛ ትግራይ ከመይ እዩ ሐሲሩ እዚ ሚልዮን ቁጽሪ
23 ኢልኪ ሱቅ ልምታይ?
ሚልዮን ተኮኑ ሚልዮን በልዮ ሚኢቲይ ተኮይኑለ ሚኢቲይ በልዮ ዘሐፍተይ?
😂😂 ሚኢቲ
120.000 wrhawi aythafrn diki kfaeka ndege kale hasab yeblkn dyu koynu
ገልጣም ሃሳስ ሱክ ኢልካ ረአ 120 እናበልካ
@@BENJATUBE99ኖ ፀርፊ ሓሳቡ እዩ
90ምልየን አሉኩም ክተሙፁኡ ንእሽተይ አይትስከፉም ድኩም ደም በዝሒ ዘለወ ሰብ ከይትቀቱሉ😢😢
😂😂😂😂