December 23, 2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 4 янв 2025

Комментарии • 31

  • @RigatTekle-v5g
    @RigatTekle-v5g 10 дней назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንን ተባረኽ ንበረኸት ኩን ጸግኡ የብዝሓልካ ጅግና ናይ ኣቦይ ብሩኽ ሃሌሉያ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @weynits571
    @weynits571 11 дней назад

    ❤🎉❤🎉ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @weynits571
    @weynits571 11 дней назад

    አሰይ ኣሜን አልልልልል❤አልልልልል❤አልልልልል❤መድሃኒዓለም ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊዱልና❤ሻሎም ሻሎም ጎይታ የሱስ ንምሉአ ዓለም❤❤❤

  • @weynits571
    @weynits571 11 дней назад

    ሃሌሉያያያያ በቲ ተተሓላፎ ዘለኻ ብዛዕባ ጎይታ የሱስ መድሓኒዓለም ከምዛ ሎሚ ዝተቀበልኩ ውሽጠይ ነዲዱኒ ሓዊ መንፈስ ቅዱስ ዘበንካ ይባረክ ምስ ቤትካ ኣፖስትል አዝራ ሓወይ በጃኻ መዓልታዊ ከምዚ ዓይነት ወንጌል ጥኡም ዜና ክትሰብኽ ክንመሃር አና ኮፍ ኢልና ንሱዩ ጥኡም ዜና ወንጌል ንሕዝብና ንከባቢና ሓራ ዘውጽአ ንሱ ጥራሕዩ

  • @diborakingofkings3234
    @diborakingofkings3234 11 дней назад +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተባረኽ ኣፖስትል እዝራ!

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 12 дней назад +2

    ብጣዕሜ ጹቡቅ ትምህርቲ አሜን አሜን ጎይታ ሰሞ ይባረከ። 🙏🏾💕

  • @sabageorge6657
    @sabageorge6657 11 дней назад

    Thank you for sharing brother
    God Bless 🙌 you and your family
    Merry Christmas

  • @weynits571
    @weynits571 11 дней назад

    ኣሰይ አልልልልልል ❤አልልልልል❤አልልልል❤መድሃኒ ኣለም ኣብ ዓዲ ዳዊት ተውሊዱልና❤🎉❤🎉❤

  • @AbebaYbalih-n8j
    @AbebaYbalih-n8j 10 дней назад

    Thank you apostelyi jegna namlki sabi ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @TrhasTewelde-m3v
    @TrhasTewelde-m3v 11 дней назад +1

    Amen 🙏

  • @senaitkahsai
    @senaitkahsai 10 дней назад

    Egzabhar ybarka apostle Ezra ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @weynits571
    @weynits571 11 дней назад

    ሰላም ኣምላኽን ጸጋን የብዝሓልካ ሓዋርያ አዝራ ሓወይ ዋውው ጸግ ኡ የብዝሓልካ❤🎉❤🎉❤🎉❤ከመይ ውሽጥኻ ዘረስርስ ናይ ብስራት ጎይታ የሱስ ልደተ ክርስቶስ ❤❤❤❤

  • @haregueman7439
    @haregueman7439 12 дней назад

    አሜን አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤.ተባረኽ::

  • @reconcilewithGod7159
    @reconcilewithGod7159 12 дней назад +2

    Amen💫💫💫💫

  • @meazakifle7652
    @meazakifle7652 12 дней назад +1

    Amen ❤❤❤❤❤

  • @weynits571
    @weynits571 11 дней назад

    ❤🎉❤🎉❤🎉በረኽትና ኢካ ሓቂ ነዚ ጸልሚታቶ ዘላ ብርሃን ጎኢታ የሱስ ኣብ ልቢ ክሉ ሰብ ይወለድ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤😂ክ ብሪ ክብሪን ኣምላኽ ይኩን ከምዚ ዓይነት ጸጋ ዘንበረ😂በጃካ ኣፖስትል አዝራ ሓወይ መዓልታዊ ከምዚ ዓይነት ብስራት ወንጌል ቀጽሎ በርትዕ ነዚ ኣብ ጻአሪ ሞት ዘሎ ሕዝብናን ከባቢናን ናይ ሕትኡ መልሲ አዚዩ😂 በረኽትና ኢኻ ጎይታ የሱስ ጎይቶት ጎይታ ኣምላኽ ኣማልኽቲዩ❤🎉❤🎉❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @nigistiy.7625
    @nigistiy.7625 11 дней назад +1

    Salam Salam brother Ezra God bless you Jesus name ❤

  • @medhntekle4781
    @medhntekle4781 12 дней назад

    ❤❤❤

  • @tekluyemane
    @tekluyemane 11 дней назад

    Amen

  • @TomasMesfin-uj8pz
    @TomasMesfin-uj8pz 11 дней назад +1

    Amien Apostle

  • @akliluadena4956
    @akliluadena4956 11 дней назад +1

    Apostles ezzi ab dihreqa zolo taot aymaharunan aygeberwon ab Bible kaa aytexahfen.
    Bzaiba ezzi Idol gerkayo zeleka nay hasot timhrti eloyo .nsika zeytearemka nkaliot amenti kiterim mifitanka tegerim eqqa.

  • @mahariabraha7512
    @mahariabraha7512 12 дней назад +1

    Jesus is the reason for the season.

  • @Awate1990
    @Awate1990 11 дней назад

    Jesus is reason for the season

  • @tesfom161
    @tesfom161 11 дней назад

    Remember middle east is always dry and hot, this time is the best weather in Israel.
    And you mentioned about ships ,and that's related only with winds and waves.
    BUT WHAT IS IMPORTANT IS JESUS WAS BORN TO SAVE US.
    GBU ALL

  • @mulualemtesfamariam6264
    @mulualemtesfamariam6264 6 дней назад

    ሃዋርያ እዝራ መጀመሪያ ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ ንኹልና ። ኣሜን !!!
    # ብዛዕባ ዕለት ምውላድ እየሱስ ክርስቶስ እዚኣ ዕለት 25 ታሕሳስ
    "" እያ ኣይኮነትን "" ምባልካስ :
    ከም ሰብ ናይ ዘርእኻ ካብ 3ይ ኣባሓጎኻ ብኣቦኻን ኣዴኻን ዕለተ ልደቶም'ውን ትፈልጦ"ዶ ?
    እቲ ሚስጥር ብቐረባ ናይ ዘርእኻን ዓሌትካን ትበቅዕ ፍልጠትን ብቕዓትን ዘይብልካስ ናይ ሰማያዊ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ብዙሕ ምዝራብካ ድኻምካ ን ጽውጽዋይ ፍልጠትካን ብቕዓትካን እዩ ዝገልጽ ።
    ብዝኾነ>>>>>>
    ኣነን ንስኻን ማንም ሰብን ብፍላይ ክኣ >
    ነዛ 25 ታሕሳስ ብመንፈሳዊ ብርሃን ምግላጽ ገለ ገለ { ከም ቃል እየሱስ ምእዛዝ ካብ ሓጥያት ምርሓቕ ብጽድቅን ቅድስናን ምምልላስ ዕለታዊ ሂወትናን ንጽጉማት ምሕጋዝ ንሕሙማት ብምብጻሕ ኣካለስንኩላን ብሰናይ ግብሪ ነብዕላ }. ።
    ተባረኽ !!!

  • @SaduWedigere
    @SaduWedigere 12 дней назад

    praise God

  • @espetorehaile1944
    @espetorehaile1944 11 дней назад

    Anem Amenn

  • @Rerrrie
    @Rerrrie 11 дней назад

    ሰላም ኣምላኸ ንኣኻ ኣፖስትል እዝራ የሱስ ቅድሚ 2ሸሕ ዓመት ተወሊዱልና ብድሕሪዚ ግና ዓመት መጸ ዝዉለድ የሱስ የብልናን ዓመት መጸ ብጽሕዲ ዝበዓል መዘኸርታ የብልናን
    ሓንቲ ኣላ ጎይታ መዘኸርታ ግበርዎ ዝቐለና
    “እንጌራ ኣልዒሉ ድማ ኣመስጊኑ ቘሪሱ፥ እዚ ምእንታኹም ዚውሃብ ዘሎ ስጋይ እዩ፡ እዚ ንመዘከርታይ ግበርዎ፡ ኢሉ ሃቦም።”
    - ወንጌል ሉቃስ 22፥19
    ሰለዚ በጃኹም ህዝቢ ኣይተጥፈኡዎ ብጽሕዲ ጣኦት እናገበርኩም ተባረኸ

  • @destayohanesberaki2970
    @destayohanesberaki2970 11 дней назад +2

    Apostle????????

  • @akliluadena4956
    @akliluadena4956 11 дней назад

    Erre Apostle men shemeka ? Kurubke aytihafirin dika ?

  • @RaieeFutsum-ti4xd
    @RaieeFutsum-ti4xd 11 дней назад +1

    Men kisemeaka kid ab enda seltene kedka tezatebo