Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ስሌማን ዓቢሰብ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መደብ ብፍላይ ድማ እቲ ንአባላት ሓይልታት ምክልኻል ክትሕግዞም ትፍትኖ ብጣዕሚዩ ደስ ዝብል
Nay bahaqi btami eu zhgusena sleman abe seb wedi eray shikor ❤❤🇪🇷🇪🇷
Nay bhaki nab sdrabatom keman ydwlu
ዓቢኖ ሑቡን ዜጋ እንቃዕ ሓወይ ናተይ ኮንካ ... Proud of you 👏 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ስሌማን እዛ መደብ ይፈትዋ እየ፥ ኣውራ ግን ንሓይልታት ክትተሓባበሮም ከለኻ ልዕሊኦም ኣነ ባህ ይብለኒ።
Sleman God (Rebi) bless you you try to help our soldiers ምክልካል🇪🇷🐪🇪🇷
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ።ሱሌማን ስለቲ ደስ ዘብል ኣቀራርባኻን፥ግዜ ሂብካ ሰብ ክሕገዝንክምሃርን ትገብሮ ምትብባዕን ቀጽሎ።
ናይ በሐቂ መሀሪ መደብ.ብዙሕ ነመስግን🌻🇪🇷❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽልዎ ደቒ አረይ ። ብፍላይ ስለማት ሓወይ ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ትገብሮ ሓገዝ ጽቡቅ እዩ ቀጽሎ።
Full respect sileman mara kef alekum deki Ereeeeey 🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🎉
ስልማን ሓወይ ብሓቂ ብቲ ንምክልኻል ተርእይዎ ክብረት ንዓናውን ክልውህ ይሕግዘናሎ ኣገዳሲ ትምህርቲዩ
I am proud of you sleman enqae natna konka
U right ✅
ሰሌ ናይ ብሓቂ ካብቶም ኣለውና ንብሎም ጋዘጠኛ
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ በጥሮስ and ሱሌማን ዕስማን ዓበ ቀጽልዎ ንከታተለኩም ኢና thanks
ደቂ ኤረይ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ትምህሩና አለኹም ተባረኹ የሱስ የፍቅረኩም እዮ
ETA nay IQ zbelkaya eritrea kab Africa 4th eya thank you for the knowledge 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well come ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ህዝባዊ ግንባር ጀጋኑ ኤረይ ዓደይ 🇪🇷🇪🇷❤🙏ሱሌማን ሓወይ ብፍላይ ኣብ ሓይልታት ምክልካል ኤርትራ ትገብሮ ዘለካ ብጣዓሚ ንፉዕ ሰላምኩም ይብዝሐለይ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Merhaba deqee Eri shekorenatat 🇪🇷❤🇪🇷❤ thank you for what you do all of you in Eri TV
መርሓባብኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ
ኤርትራ ምልኪ ኤርትራ ምልካዊ ስርዓት
@@seongyouncho984 kondaf buda agamee
@@seongyouncho984 Sekt ata buda agame
ብጣዕሚ ማሃርን መዘኻኸርንመደብ 🙏🏽ኣምላኽ ኤርትራን ሕዝብን ይባርኽ።
ስሌማን ጽቡቅ ኣቃራርባ ደስ ዘብል ቀጽሎ ናይ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል እት ገብሮ ግዜ ሂብካ 1000 ሰኒ
I'm so proud of you ሱሌ ብ እተቕርብዎ መሃርን ኣዘናጋዕን መደብ።ኣብ ታሪኽና ከኣ ጽቕጥ ኣብሉ ማለት ክንፈልጦ ዝግበኣና ዘይፈለጥናዮ ብዙሕ እዩ ዘሎ
ጽቡቅ መደብ ማሃርን ኣዛናጋዓን ኢዩ ቀጽልዋ ደቂ ኤረይ
🇪🇷❤️God bless my beautiful country Eritrean 💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞 & i love this show🇪🇷🇪🇷💫
ሱሌማ ብጥዓሚ እዛ መደብካ ከይሰልቸወትኒ ዝክታተላ መደብ እያ ብፍላይ ካኣ ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንኽዕወቱ እትገብሮ ብጥዓሚ ጽቡቕ ቀጽሎ ወዲ ኤሪ ጅግና ,ሓውኻ ካብ ጀርመን
Seleman hawey srahka kxefif edmen tinan yhabka❤ wedi erey anbesa💪
ወዲ ረቢ ዓርከይ መጽዩ ሱሌ ኣዝማሪኖ ብቁዕ ጋዘጠኛ
1 Januar 1999 Euro&am proud to be eritriea.Love you so muchDeqi ereyFrom Mussie!!!
ኣንበሳ ሱሌማን ጽቡቅ ኣቀራርባ ማሃሪ ድማ
ኣስተውዕል,,,,,,,ናይ ሃገር ሓጎስ ብውልቀ ሰብ ኢዩ ዝፍጠር .............ሱለማን ማዕረ ክንድይ ሓጎስ ፈጢርካ ኣለካ ብ ካርድ ,,,,,,,ከማን ተራ ሓጎስ ኣይኮነን ድምጾም ይሰምዖ ኣለኩ
ዋው ቀጽሉዎ ደስ ዝብል መደብ ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ግበሩዎ ኣንዳነውሓና ሰሙን ምጽባይ 🇪🇷😍🌹❤🙏🙏🙏🙏
በጣዕሚ ጽቡክን ማሃር መደብ ግን ኣብሓደሓደ መንእሰያትና ስክፍታ ኣለኒ ታሪኽ ሃገርና እሞ ዓለም ዘደነቀ ጅግንነትና ምምላስ ክስእንዎ ከለው ዓገብ ማሓልፎ ናይ ኩዑሶ ዓለምና ተጻወቲ ስጋዕ መበቆሎም ክፈልጥዎ ከለዉ ምፍላጥ ጽቡቅ እካ እንተኮነ በቀዳምነት ግን ታሪኽካን ጅግንነትካን ምፍላጥ ኣገዳስን ግዴታካን ምኻኑ ኣይንዘንግዕ ናይዚ መደብ ኣቅረብቲ ዝበዘሔ ሕቶታትኩም ብዛዕባ ናህና ተቲ ገብርዎ ጽቡቅ ይመስለኒ የቀንየለይ🙏🇪🇷❤🌹🇪🇷
Nayzom kilte journalists gn respect zelewom. Kibret yhabkum brukat.
Selam Selam deki eri tsada btami tsbuk medeb u bhankewta ena ntsibeya bflay nhaylitatt tigbrelom hagez ketslo des zbl u 💕💕💕🇪🇷💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ መደብ ኢዩ ሱለማን & ጰጥሮስ ግን ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ዘይ ትገብርዋ ዳሓር ከኣኒ ዘረባ ይበዝሕ ኣሎ እቲ ዘረባ ንባዕሉ መስሓቅ እንድዩ ኣነ ብወገነይ ኣይጸልኦን ኢየ ግን ገለ ሰባት ዘረባ በዚሑ ስለ ዝብሉ ዘለዉ ኢየ ብዝኾነ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
Halewlew ybehal ezi natka
Number 2 do rekibeya lomi haye belu Like gberu lomi,
I love this show
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ 🙏🏽😘❤👍🏼
መርሓብ ሶሊ ናይ ብሓቂ ደስዝብል ኣቃራርባ
I love this program, thank you brother!
ስሌማን ኣነ ከማን ኣስተዉዒለልካየ ሰራዊት ቶኾይኖም ተዓወቲ ክትገብሮም ብዙሕ ፋቨሮ ኢኻ ትገብር ብጣዕሚየ ዘመስግነካ
ኣዝዩ ጽቡቕ ሕቶታት ታሪኽ ጀጋኑና።
በሪሁ ክንደይ ዓመት ጌርካ ኤርትራዊ ካብትኸውን
@@seeker795 kkkkkk eza heto mexnati zegodla temesel malet eritrwi be tewldi teray zedmdem sele zeykone eu
@@metkeltesfay7308 እዛ ሑቶ መፅናዕቲ ዝጎደላ ትመስል ማለት ኤርትራዊ ብትውልዲ እዩ ዝራጋገፅ እየን ዝንበባ ፅሕፈትካ መስለኒ ሐወይ መትከል ተስፋይ anyways ይቕሬታ ከምዚ ናተይ ፊደላት ትግርኛ እንድሕር ክትጥቀም ኪኢልካ መርሐባ ተዘይኮይኑ ግን ከምዚ ናትካ Latin ፊደላት ዝጥቀም እቲ ሰብ ትግርኛ ክነሱ አነ ምስዝኾነ ከምዚ ከማኻ ክፃሓሓፍ ኣይደልን እየ
@@seeker795 Okay xegem yelon eta nay tegrina sele zeywrdkwa eye
@@metkeltesfay7308 መርሐባ መትከል ስለዘየውረድክዋ እየ ኢልካ አብ ልዕሊ ዚንጎ ድያ ዘላ ከተውርዳ ዘይከአልካ ? Just a joke ብዝኾነ ናይ መጨረሽታ ግዜ እየ ዝፅሕፈልካ ዘለኹ ክንደይ ዓመት ጌርካ ኤርትራዊ ካብ ትኸውን ኢለ ክሐተካ እንከለኹ ብሐቂ ንኽትምልስ ቡዙሕ ትንታነ ዘድልዮ እዩ ኢልካ ይገርም እዩ ኤርትራውነት ዜግነት እዩ መንነት አይኮነን ከመይሲ ቡዙሐት ዝተፈላለየ ባህልን ልምድን እምነትን languages ስለ ዘለዎ ደሐን ኩን ሓውኻ ካብ ሐቂ
Proud of u suleman Abe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ፕሮግራም መሃርን ኣዛናጋዕን 👍👍👍
Very nice show. This one ☝️is my Favorite Eri 📺 show please keep up the good work.Respect Sulieman biggest IQ❤️
Ezom kulom journalist kabzi kuber hawna kemharu alwom xebuq serha sula hawna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
Merhaba merhaba ERI-TV, 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስሎማን ሓውና ጹቡቅ መደብ ኢዩ ሶ ቆጽሎ ኢካ
ብጣዕሚ መሃሪ መደብ ኢዩ። ኣነ ምስ በዓልቲ ቤተይን ደቐይን ካብ ኣመሪካ ንካታተሎ ኢና ።ብዙሕ ታሪኽ ኤሪትራ መሃሪት መደብ ኢዩ ክትቕጽልዎ ንላቦ
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
Btami zehegus akerariba keep it up 👍
I love u ደቂ ኤረይ
Yekenyelna tsbuk program, We are learning a lot,Tebareku 🙏
nezi gazetena fetyeyo love you bhabera deki erey xaeda
መደብ መልሲ ኣብ መስመር ብተቅርብዎ መሃሪ ትምህርታዊ ትሕዝቶ ኣዚና እንዳ ኣመስገንና , ቀጻልነትኩም ክብርኽ እንዳተመነኩ ሰላምታ ኣይረሳዕኩን የቐንየለይ ! ሰላም ዎሰናይ ንሓይልታት ምክልኻል
ኡንቃዕ ዳሓን መጻኹም ደቂ አረይ 🇪🇷🇪🇷💓
መርሓባ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ እንኳዕ ብሰላም መጸኩም
Wel come eri tv and sulie good job🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቃዕ ደሓን መጻእኩም፡ ብሓቂ ደስ-ባህ ዘብል ኣቐራርባ ሱሌ። ብፍላይ እቲ ሕቶታት ንናይ ሃገርና ኤርትራ ዝምልከት ብዝሕ እንተ በለ ኣይጽላእን። ናይ ሃገርካን ህዝብኻን ታሪኽ ፈሊጥካ፡ ናይ ካልእ ምፍላጥ እዩ ግርም። ብዝኾነ ቐጽሉ፡ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ስራሕኩም ይምነየልኩም። ናስር ጀማል(ካብ ጀርመን)
Sule shikor we are so proud of you 👍 we love you 😍 go on it’s amazing 🤩
ንሓሊታት ምክልካል ምሕጋዝ ዝድነቅ እዩ ክትቅጽልዎ ተስፋ ንገብር ማሃርን ኣዛናጋዕን
I love this programme
አዝዩ ሃናጺ ት/ም እዩ ቀጺሎ ቡሩክ ስብ
Eza gul adi keyh gen belah 😍😍😍
Merhaba deqi Erey xaeda btaemi agedasi teqami zkone medeb kefitkum alokum zeynfelto bzuh ena nfelt zelona so thanks more just continue.
መርሓባ መልሲ ኣብ መስመር ደቂ ኤረይ🇪🇷💪🐪 ኣብዚ ትገብርዎ ዘለኹም መደብ ናይ ወትሩ ተኸታተሊኹምን ኣድናቒኹምን ኮይነ ኣብ ታሪኽና ትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ ዓቢ ስለዝኾነ ቀጽልዎ እንዳበልኩ ምስጋናይ ወሰን የብሉን።
The only program that i like .
Selam wsenay nakum deqi erey betami des zebl medab qexlwo
*ን ተጋደልቲ (ተ.ሓ.ኤ) ካኣ Credit ሃቡዎም ምኽንያቱ ነቲ ኣዛዚ ሰራዊት ናይ ኢትዮያ ብ ድብያ ዝቀንጸሉ ተጋደልቲ ጀብሃ❤ ዓባይ ኢዮም! ሽፍን ሽፍን ግደፍዎ*
🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇨🇦👍🙏
Welcome Eritrean thank you
Eritrwi mekaney melisu yekrani 🇪🇷
Sulieman nay behaki tsbuk medeb,bflay ab hayltat mklkal tgebro halyot kalat ybleyn dess zebl u keep it up bro,,,
Welkom eza malti nafknaya kenena deki erey 🇪🇷 shikornatat bhki ygbom u edmen tenan yhabeley ftari 🌅🇪🇷 mklkal erey ajkum ajona.
MERHABA DEKI EREY ENKOE DHAN MEXAEKUM BTAEMI MEHARIT MEDEB EYA YEKENYELNA DEKI EREY👏👍🤜🤛💪🇪🇷❤
ከምዚኣ ስሂከ ኣይፈልትን ኢየ ብፍላይ ኢታ ናይ ሃይልታት ምክልካል 2 እድል ሂብዎስ ሃንሳብ ይብሎ ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ ማህርን ኣዛናግእን
Sliman hewey ab mklkalna zeleka akbrot bteami yednkeka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sulieman ni haylitat mikilikhal tigebro hagazi halefatat ya libey tenkifkani good job buddy ✌❤
መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ኮይኑ ግዜ ተተንውሕዎ ።
Btemi kef zelewo medeb deki halal meret
🇪🇷✌️🇪🇷🙏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መደብኩም ጽቡቅ ነይሩ፡ ግን ሕቶታት ተደጋጋሚ ኮይኑ።
ብጣዕሚ፡ጽቡቕ፡መሃሪ፡ሕቶታት፡ጀነራል፡ተሾመ፡እርጋቱ፡አብ፡ባልዋ፡1970፡አብ፡ሀብረም፡ጋኻ፡ተቀንጺሉ፡ብጀካ፡ዖናን፡በስዲራን፡ገለብን፡አብቲ፡ንሱ፡ዝሞተሉ፡ካብ፡ጁፋ፡5፡ሰብኡት፡ናቱ፡ተስካር፡ተባሂሎም፡ተረሺኖም፡፡ዑባንኬል፡2፡ኪዳነ፡3፡ዓዋተ፡4፡ንጉሰ፡5፡ዑቑባሚካኤል፡ይበሃሉ፡ኢያሱ፡ሓጃይ፡ካብ፡ኖርወይ
The first 3 questions are so easy!!!!
ቀጽልዎ ግን ከአ ናይ ደገ ከአ ቦታ ሃብና የቐኒየልና
Fetuw gaztna hagrna kemzi kemay zeftwo enthalu eske Like gerkum helfu
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi
Btami xbuk medeb kexlwo
Nay bihaqe bela medeb eu ♥ 💖
መርሓባ ደቂ ኤረይ!!!"ናትና ኣይንህብን ዘይናትና ኣይንደልን"ቃል ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኢያ።
@@seongyouncho984 ኤርትራ ምልካዊ ስራት እንተኾነ ን ኤርትራውያን እዩ ዝምልከት ::ባንዴራኹም ከያአክል ሽም ከይተረፈ ናይ ቻይና ?
@@seongyouncho984 ወይለይ ክክክክክ ትግርኛ ዝፈልጥ ቻይናዊ ድዩ ኮርያዊ መጺእና።ቹግ ቾንግ ኪም ቾ እዚኣ እንታይ ማለት ኢያ?
@@berhanetewolde3247 please speaking english
@@seongyouncho984 kkkkkkk you are Chinese. You don't understand China language?
ሱሌ መቅሰን ባእ ክፈትወካ መዓት ኣነ ሲ በጃካ ኣይትጥፈኣና ኢካ ሕግዝ ከኣ ኣብሎም ኢካ ዓቢ ሰብ
አዛ መደብ ኣዝያ መሃሪት መደብ አያ፡ ምፍላይ (2) ሱለማን and ቤትሮስ ጋዜጠኛታት ኣዚኩም ምቕሉላት አኩም፡ኣብ መንጎ አቲይ መደብ ዋዛ ኪትሕዉሱ ከለኩም ነቲይ መደብ ኣሰልቻዊ ኣይከውንን'ዩ ስለዚ ከጽልዎ አኩም ፡ሓንቲይ ኪብለኩም ዝደሊይ ግን ኣብ'ቲ አትሓትዎ ሕቶታት ኣዝዉ መሃሪን ደስ ዘብልን አዩ ፡ግን ኣብ ርእሲ'ቲ ሕቶታት ግድላት ናይ Mathematical አንተ ትሓቱ ከኣ ኣዚዩ ምበለጸ ነይሩ ።
great job
ብጣዕም ዝድነቅ ፍልጠት መደብ ቀጽልዎ
ብጣዕሚ ሃናጽ ፕሮግራም እዩ ኣነ ድማ ተካታተሊት እየ ቀጽልው
Enka dehan mexaka selimano xebuq medeb deqna bezeba hagerom kefetu hagazi eyu thanks
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት ።
Bravo sulie wedi meret
ሰላም ይብለኩም ኢዛ መደብ መልሲ ኣብ መስመር ኣዝያ ኣገዳስትን ማሃርትን ኢያ ኣንዉሕ ተተቡልዋ ጺቡቕ ኔሩ
i love you Eri
ኤኤሪትራ 85/100 ኣይ ኪው ተዘይተጋጌ ካብ ኣፍሪቃ ቀዳመይቲ
Ya kab africa 1 kab alam ka ab tehtey. 20 eya meslni
Merhabae deki Erey meley eza medeb aziye eye zifetwa kexal kea yketatela kexlwo
ስሌማን ዓቢሰብ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መደብ ብፍላይ ድማ እቲ ንአባላት ሓይልታት ምክልኻል ክትሕግዞም ትፍትኖ ብጣዕሚዩ ደስ ዝብል
Nay bahaqi btami eu zhgusena sleman abe seb wedi eray shikor ❤❤🇪🇷🇪🇷
Nay bhaki nab sdrabatom keman ydwlu
ዓቢኖ ሑቡን ዜጋ እንቃዕ ሓወይ ናተይ ኮንካ ... Proud of you 👏 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ስሌማን እዛ መደብ ይፈትዋ እየ፥ ኣውራ ግን ንሓይልታት ክትተሓባበሮም ከለኻ ልዕሊኦም ኣነ ባህ ይብለኒ።
Sleman God (Rebi) bless you you try to help our soldiers ምክልካል🇪🇷🐪🇪🇷
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ።ሱሌማን ስለቲ ደስ ዘብል ኣቀራርባኻን፥ግዜ ሂብካ ሰብ ክሕገዝን
ክምሃርን ትገብሮ ምትብባዕን ቀጽሎ።
ናይ በሐቂ መሀሪ መደብ.
ብዙሕ ነመስግን🌻🇪🇷❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽልዎ ደቒ አረይ ። ብፍላይ ስለማት ሓወይ ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ትገብሮ ሓገዝ ጽቡቅ እዩ ቀጽሎ።
Full respect sileman mara kef alekum deki Ereeeeey 🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🎉
ስልማን ሓወይ ብሓቂ ብቲ ንምክልኻል ተርእይዎ ክብረት ንዓናውን ክልውህ ይሕግዘናሎ ኣገዳሲ ትምህርቲዩ
I am proud of you sleman enqae natna konka
U right ✅
ሰሌ ናይ ብሓቂ ካብቶም ኣለውና ንብሎም ጋዘጠኛ
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ በጥሮስ and ሱሌማን ዕስማን ዓበ ቀጽልዎ ንከታተለኩም ኢና thanks
ደቂ ኤረይ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ትምህሩና አለኹም ተባረኹ የሱስ የፍቅረኩም እዮ
ETA nay IQ zbelkaya eritrea kab Africa 4th eya thank you for the knowledge 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well come ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ህዝባዊ ግንባር ጀጋኑ ኤረይ ዓደይ 🇪🇷🇪🇷❤🙏ሱሌማን ሓወይ ብፍላይ ኣብ ሓይልታት ምክልካል ኤርትራ ትገብሮ ዘለካ ብጣዓሚ ንፉዕ ሰላምኩም ይብዝሐለይ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Merhaba deqee Eri shekorenatat 🇪🇷❤🇪🇷❤ thank you for what you do all of you in Eri TV
መርሓባብኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ
ኤርትራ ምልኪ
ኤርትራ ምልካዊ ስርዓት
@@seongyouncho984 kondaf buda agamee
@@seongyouncho984
Sekt ata buda agame
ብጣዕሚ ማሃርን መዘኻኸርንመደብ 🙏🏽ኣምላኽ ኤርትራን ሕዝብን ይባርኽ።
ስሌማን ጽቡቅ ኣቃራርባ ደስ ዘብል ቀጽሎ ናይ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል እት ገብሮ ግዜ ሂብካ 1000 ሰኒ
I'm so proud of you ሱሌ ብ እተቕርብዎ መሃርን ኣዘናጋዕን መደብ።ኣብ ታሪኽና ከኣ ጽቕጥ ኣብሉ ማለት ክንፈልጦ ዝግበኣና ዘይፈለጥናዮ ብዙሕ እዩ ዘሎ
ጽቡቅ መደብ ማሃርን ኣዛናጋዓን ኢዩ ቀጽልዋ ደቂ ኤረይ
🇪🇷❤️God bless my beautiful country Eritrean 💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞 & i love this show🇪🇷🇪🇷💫
ሱሌማ ብጥዓሚ እዛ መደብካ ከይሰልቸወትኒ ዝክታተላ መደብ እያ ብፍላይ ካኣ ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንኽዕወቱ እትገብሮ ብጥዓሚ ጽቡቕ ቀጽሎ ወዲ ኤሪ ጅግና ,ሓውኻ ካብ ጀርመን
Seleman hawey srahka kxefif edmen tinan yhabka❤ wedi erey anbesa💪
ወዲ ረቢ ዓርከይ መጽዩ ሱሌ ኣዝማሪኖ ብቁዕ ጋዘጠኛ
1 Januar 1999 Euro
&am proud to be eritriea.
Love you so much
Deqi erey
From Mussie!!!
ኣንበሳ ሱሌማን ጽቡቅ ኣቀራርባ ማሃሪ ድማ
ኣስተውዕል,,,,,,,ናይ ሃገር ሓጎስ ብውልቀ ሰብ ኢዩ ዝፍጠር .............ሱለማን ማዕረ ክንድይ ሓጎስ ፈጢርካ ኣለካ ብ ካርድ ,,,,,,,ከማን ተራ ሓጎስ ኣይኮነን ድምጾም ይሰምዖ ኣለኩ
ዋው ቀጽሉዎ ደስ ዝብል መደብ ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ግበሩዎ ኣንዳነውሓና ሰሙን ምጽባይ 🇪🇷😍🌹❤🙏🙏🙏🙏
በጣዕሚ ጽቡክን ማሃር መደብ ግን ኣብሓደሓደ መንእሰያትና ስክፍታ ኣለኒ ታሪኽ ሃገርና እሞ ዓለም ዘደነቀ ጅግንነትና ምምላስ ክስእንዎ ከለው ዓገብ ማሓልፎ ናይ ኩዑሶ ዓለምና ተጻወቲ ስጋዕ መበቆሎም ክፈልጥዎ ከለዉ ምፍላጥ ጽቡቅ እካ እንተኮነ በቀዳምነት ግን ታሪኽካን ጅግንነትካን ምፍላጥ ኣገዳስን ግዴታካን ምኻኑ ኣይንዘንግዕ ናይዚ መደብ ኣቅረብቲ ዝበዘሔ ሕቶታትኩም ብዛዕባ ናህና ተቲ ገብርዎ ጽቡቅ ይመስለኒ የቀንየለይ🙏🇪🇷❤🌹🇪🇷
Nayzom kilte journalists gn respect zelewom. Kibret yhabkum brukat.
Selam Selam deki eri tsada btami tsbuk medeb u bhankewta ena ntsibeya bflay nhaylitatt tigbrelom hagez ketslo des zbl u 💕💕💕🇪🇷💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ መደብ ኢዩ ሱለማን & ጰጥሮስ ግን ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ዘይ ትገብርዋ ዳሓር ከኣኒ ዘረባ ይበዝሕ ኣሎ እቲ ዘረባ ንባዕሉ መስሓቅ እንድዩ ኣነ ብወገነይ ኣይጸልኦን ኢየ ግን ገለ ሰባት ዘረባ በዚሑ ስለ ዝብሉ ዘለዉ ኢየ ብዝኾነ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
Halewlew ybehal ezi natka
Number 2 do rekibeya lomi haye belu Like gberu lomi,
I love this show
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ 🙏🏽😘❤👍🏼
መርሓብ ሶሊ ናይ ብሓቂ ደስዝብል ኣቃራርባ
I love this program, thank you brother!
ስሌማን ኣነ ከማን ኣስተዉዒለልካየ ሰራዊት ቶኾይኖም ተዓወቲ ክትገብሮም ብዙሕ ፋቨሮ ኢኻ ትገብር ብጣዕሚየ ዘመስግነካ
ኣዝዩ ጽቡቕ ሕቶታት ታሪኽ ጀጋኑና።
በሪሁ ክንደይ ዓመት ጌርካ ኤርትራዊ ካብትኸውን
@@seeker795 kkkkkk eza heto mexnati zegodla temesel malet eritrwi be tewldi teray zedmdem sele zeykone eu
@@metkeltesfay7308 እዛ ሑቶ መፅናዕቲ ዝጎደላ ትመስል ማለት ኤርትራዊ ብትውልዲ እዩ ዝራጋገፅ እየን ዝንበባ ፅሕፈትካ መስለኒ ሐወይ መትከል ተስፋይ anyways ይቕሬታ ከምዚ ናተይ ፊደላት ትግርኛ እንድሕር ክትጥቀም ኪኢልካ መርሐባ ተዘይኮይኑ ግን ከምዚ ናትካ Latin ፊደላት ዝጥቀም እቲ ሰብ ትግርኛ ክነሱ አነ ምስዝኾነ ከምዚ ከማኻ ክፃሓሓፍ ኣይደልን እየ
@@seeker795 Okay xegem yelon eta nay tegrina sele zeywrdkwa eye
@@metkeltesfay7308 መርሐባ መትከል ስለዘየውረድክዋ እየ ኢልካ አብ ልዕሊ ዚንጎ ድያ ዘላ ከተውርዳ ዘይከአልካ ? Just a joke ብዝኾነ ናይ መጨረሽታ ግዜ እየ ዝፅሕፈልካ ዘለኹ ክንደይ ዓመት ጌርካ ኤርትራዊ ካብ ትኸውን ኢለ ክሐተካ እንከለኹ ብሐቂ ንኽትምልስ ቡዙሕ ትንታነ ዘድልዮ እዩ ኢልካ ይገርም እዩ ኤርትራውነት ዜግነት እዩ መንነት አይኮነን ከመይሲ ቡዙሐት ዝተፈላለየ ባህልን ልምድን እምነትን languages ስለ ዘለዎ ደሐን ኩን ሓውኻ ካብ ሐቂ
Proud of u suleman Abe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ፕሮግራም መሃርን ኣዛናጋዕን 👍👍👍
Very nice show. This one ☝️is my Favorite Eri 📺 show please keep up the good work.
Respect Sulieman biggest IQ❤️
Ezom kulom journalist kabzi kuber hawna kemharu alwom xebuq serha sula hawna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
Merhaba merhaba ERI-TV, 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስሎማን ሓውና ጹቡቅ መደብ ኢዩ ሶ ቆጽሎ ኢካ
ብጣዕሚ መሃሪ መደብ ኢዩ። ኣነ ምስ በዓልቲ ቤተይን ደቐይን ካብ ኣመሪካ ንካታተሎ ኢና ።ብዙሕ ታሪኽ ኤሪትራ መሃሪት መደብ ኢዩ ክትቕጽልዎ ንላቦ
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
Btami zehegus akerariba keep it up 👍
I love u ደቂ ኤረይ
Yekenyelna tsbuk program, We are learning a lot,Tebareku 🙏
nezi gazetena fetyeyo love you bhabera deki erey xaeda
መደብ መልሲ ኣብ መስመር ብተቅርብዎ መሃሪ
ትምህርታዊ ትሕዝቶ ኣዚና እንዳ ኣመስገንና ,
ቀጻልነትኩም ክብርኽ እንዳተመነኩ
ሰላምታ ኣይረሳዕኩን የቐንየለይ !
ሰላም ዎሰናይ ንሓይልታት ምክልኻል
ኡንቃዕ ዳሓን መጻኹም ደቂ አረይ 🇪🇷🇪🇷💓
መርሓባ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ እንኳዕ ብሰላም መጸኩም
Wel come eri tv and sulie good job🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቃዕ ደሓን መጻእኩም፡ ብሓቂ ደስ-ባህ ዘብል ኣቐራርባ ሱሌ። ብፍላይ እቲ ሕቶታት ንናይ ሃገርና ኤርትራ ዝምልከት ብዝሕ እንተ በለ ኣይጽላእን።
ናይ ሃገርካን ህዝብኻን ታሪኽ ፈሊጥካ፡ ናይ ካልእ ምፍላጥ እዩ ግርም። ብዝኾነ ቐጽሉ፡ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ስራሕኩም ይምነየልኩም።
ናስር ጀማል(ካብ ጀርመን)
Sule shikor we are so proud of you 👍 we love you 😍 go on it’s amazing 🤩
ንሓሊታት ምክልካል ምሕጋዝ ዝድነቅ እዩ ክትቅጽልዎ ተስፋ ንገብር ማሃርን ኣዛናጋዕን
I love this programme
አዝዩ ሃናጺ ት/ም እዩ ቀጺሎ ቡሩክ ስብ
Eza gul adi keyh gen belah 😍😍😍
Merhaba deqi Erey xaeda btaemi agedasi teqami zkone medeb kefitkum alokum zeynfelto bzuh ena nfelt zelona so thanks more just continue.
መርሓባ መልሲ ኣብ መስመር ደቂ ኤረይ🇪🇷💪🐪 ኣብዚ ትገብርዎ ዘለኹም መደብ ናይ ወትሩ ተኸታተሊኹምን ኣድናቒኹምን ኮይነ ኣብ ታሪኽና ትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ ዓቢ ስለዝኾነ ቀጽልዎ እንዳበልኩ ምስጋናይ ወሰን የብሉን።
The only program that i like .
Selam wsenay nakum deqi erey betami des zebl medab qexlwo
*ን ተጋደልቲ (ተ.ሓ.ኤ) ካኣ Credit ሃቡዎም ምኽንያቱ ነቲ ኣዛዚ ሰራዊት ናይ ኢትዮያ ብ ድብያ ዝቀንጸሉ ተጋደልቲ ጀብሃ❤ ዓባይ ኢዮም! ሽፍን ሽፍን ግደፍዎ*
🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇨🇦👍🙏
Welcome Eritrean thank you
Eritrwi mekaney melisu yekrani 🇪🇷
Sulieman nay behaki tsbuk medeb,bflay ab hayltat mklkal tgebro halyot kalat ybleyn dess zebl u keep it up bro,,,
Welkom eza malti nafknaya kenena deki erey 🇪🇷 shikornatat bhki ygbom u edmen tenan yhabeley ftari 🌅🇪🇷 mklkal erey ajkum ajona.
MERHABA DEKI EREY ENKOE DHAN MEXAEKUM BTAEMI MEHARIT MEDEB EYA YEKENYELNA DEKI EREY👏👍🤜🤛💪🇪🇷❤
ከምዚኣ ስሂከ ኣይፈልትን ኢየ ብፍላይ ኢታ ናይ ሃይልታት ምክልካል 2 እድል ሂብዎስ ሃንሳብ ይብሎ ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ ማህርን ኣዛናግእን
Sliman hewey ab mklkalna zeleka akbrot bteami yednkeka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sulieman ni haylitat mikilikhal tigebro hagazi halefatat ya libey tenkifkani good job buddy ✌❤
መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ኮይኑ ግዜ ተተንውሕዎ ።
Btemi kef zelewo medeb deki halal meret
🇪🇷✌️🇪🇷🙏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መደብኩም ጽቡቅ ነይሩ፡ ግን ሕቶታት ተደጋጋሚ ኮይኑ።
ብጣዕሚ፡ጽቡቕ፡መሃሪ፡ሕቶታት፡ጀነራል፡ተሾመ፡እርጋቱ፡አብ፡ባልዋ፡1970፡አብ፡ሀብረም፡ጋኻ፡ተቀንጺሉ፡ብጀካ፡ዖናን፡በስዲራን፡ገለብን፡አብቲ፡ንሱ፡ዝሞተሉ፡ካብ፡ጁፋ፡5፡ሰብኡት፡ናቱ፡ተስካር፡ተባሂሎም፡ተረሺኖም፡፡ዑባንኬል፡2፡ኪዳነ፡3፡ዓዋተ፡4፡ንጉሰ፡5፡ዑቑባሚካኤል፡ይበሃሉ፡ኢያሱ፡ሓጃይ፡ካብ፡ኖርወይ
The first 3 questions are so easy!!!!
ቀጽልዎ ግን ከአ ናይ ደገ ከአ ቦታ ሃብና የቐኒየልና
Fetuw gaztna hagrna kemzi kemay zeftwo enthalu eske Like gerkum helfu
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi
Btami xbuk medeb kexlwo
Nay bihaqe bela medeb eu ♥ 💖
መርሓባ ደቂ ኤረይ!!!
"ናትና ኣይንህብን ዘይናትና ኣይንደልን"
ቃል ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኢያ።
ኤርትራ ምልኪ
ኤርትራ ምልካዊ ስርዓት
@@seongyouncho984 ኤርትራ ምልካዊ ስራት እንተኾነ ን ኤርትራውያን እዩ ዝምልከት ::ባንዴራኹም ከያአክል ሽም ከይተረፈ ናይ ቻይና ?
@@seongyouncho984 ወይለይ ክክክክክ ትግርኛ ዝፈልጥ ቻይናዊ ድዩ ኮርያዊ መጺእና።ቹግ ቾንግ ኪም ቾ እዚኣ እንታይ ማለት ኢያ?
@@berhanetewolde3247 please speaking english
@@seongyouncho984 kkkkkkk you are Chinese. You don't understand China language?
ሱሌ መቅሰን ባእ ክፈትወካ መዓት ኣነ ሲ በጃካ ኣይትጥፈኣና ኢካ ሕግዝ ከኣ ኣብሎም ኢካ ዓቢ ሰብ
አዛ መደብ ኣዝያ መሃሪት መደብ አያ፡ ምፍላይ (2) ሱለማን and ቤትሮስ ጋዜጠኛታት ኣዚኩም ምቕሉላት አኩም፡ኣብ መንጎ አቲይ መደብ ዋዛ ኪትሕዉሱ ከለኩም ነቲይ መደብ ኣሰልቻዊ ኣይከውንን'ዩ ስለዚ ከጽልዎ አኩም ፡ሓንቲይ ኪብለኩም ዝደሊይ ግን ኣብ'ቲ አትሓትዎ ሕቶታት ኣዝዉ መሃሪን ደስ ዘብልን አዩ ፡ግን ኣብ ርእሲ'ቲ ሕቶታት ግድላት ናይ Mathematical አንተ ትሓቱ ከኣ ኣዚዩ ምበለጸ ነይሩ ።
great job
ብጣዕም ዝድነቅ ፍልጠት መደብ ቀጽልዎ
ብጣዕሚ ሃናጽ ፕሮግራም እዩ ኣነ ድማ ተካታተሊት እየ ቀጽልው
Enka dehan mexaka selimano xebuq medeb deqna bezeba hagerom kefetu hagazi eyu thanks
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት ።
Bravo sulie wedi meret
ሰላም ይብለኩም ኢዛ መደብ መልሲ ኣብ መስመር ኣዝያ ኣገዳስትን ማሃርትን ኢያ ኣንዉሕ ተተቡልዋ ጺቡቕ ኔሩ
i love you Eri
ኤ
ኤሪትራ 85/100 ኣይ ኪው ተዘይተጋጌ ካብ ኣፍሪቃ ቀዳመይቲ